I'm absolutely certain that you have no clue what "war" truly entails. You might not witness the repercussions of the genocide your forces are carrying out in Tigray alongside the Ethiopian forces next month or even next year, but rest assured, the time will come when you'll have to face the consequences. Mark my words!
@@biniamtekie2716 filley nay dob enber felley nay qanqa yeblemum slezi xegem kikewen aykelen u mfllay kemey gerka nay habar kebrtatka aqibka tneber u eti qendi
Sis Hoster & bro guest ...z border between Eri vs Ethio is virtually demarcation is done ... GPS is on & there ...plz talk sense..z border is clear ..❤❤❤U
Yeah, that’s why the whole world is accepting us as a refugee. Do you think because kubr Meninet. every European North American countries accepting us as sdeteniatat.DENKORO
The hate driven, short sighted 'brilliant' prime minister of 🇪🇹 is the reason for all wrongs in the region. Eritrea has paid a heavy price, but the ultimate lasting damage is on Tigray, your 'brilliant' late prime minister's kelel. Tigray needs to acknowledge and accept this.
ህዝብ ኤረትራን ህዝብ ትግራይን ክሊተ ገጽ ናይ ሓንቲ ሳንትም እቲ ድክታቶ ር ባዕሉ ተንበናይ እንድዪ ❤❤❤
ከም ህግደፍ አብዓለም ዒላማ አልቦ ስርዓት ሮኤ አይፈሊጥን❤❤❤ ጔግምብጥ ስርዓት
Game over 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
Go to school adgi lemani sdetena
@@abrhaleyrussom1718 game over donkoro tegaru
@@adhanommichael5855 🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@abrhaleyrussom1718 we always go to school, because we are at peace, while you fight among yourself for Canadian rotten handouts
This man is intelligent ❤
ጉዳይ ዶብ ኤርትራ ብውዕል አልጀርስ ከይተተግበረ ውዕል ፕርቴራ አይትግበርን ዝቐደመ ዘይተተግበረ ዝደሓረ አይትግበርን አብታ ዘላታ ምንባር እያ 4።
In the end, we’ll see who truly pays the price
ውእል አልጀርስ ከይግበር እኳ እዩ ውልቀ መላኺ 25 km ጢሂሱ አትዩ ብሩኽ ዘሪኢ ሕጊ ዝአምን ኤርትራ ከም ኤርትራ ሐገር ዝአምን መንግስቲ አለካ ድዩ ብሐቂ?? አፍልቡ ዳሐረመ ኢትዮጵያ እኻ ኢሊካ አብይ አሂሎፉ ስለዘይሐቦ ፍኖ ንቅዲሚት አሚጺኡ አዲስ አበባ ክቋጻጸር ድዩ አብይ አስመራ ክቋጻጸር እዩ ክራኤ እዩ እንታይ ኢሉ አብ ቂድሚ U.N America፥ Europe፥አብ ሱእድያ ዝፈረሞ እንታይ እዩ ትፈልጥ ዶ??
እሞ ሕጂ ማሕዘል ዘየለ
@@yonaszewdu9130
Are you sure Tigray got what it takes to keep waging more wars against Eritreans?
I'm absolutely certain that you have no clue what "war" truly entails. You might not witness the repercussions of the genocide your forces are carrying out in Tigray alongside the Ethiopian forces next month or even next year, but rest assured, the time will come when you'll have to face the consequences. Mark my words!
እዚኣ ውን ዋጋ ከተክፍለኩም'ያ‼️
ኣበይ ነርኩም
መርየታ እንበር ሰባ ኣየድልየን‼️
እንቢ ያለ ሰው ጥይት ኣግርሶ‼️
ሕብሪ ዓይንኩም ደስ ኣይበለናን‼️
Be careful with your words and Mouth ??
👍👍👍👍💯👈
@@negagetachew974ሓቂ መራር'ያ
መንዩ ከምኡ ዝበለ ? እዛ ዘረባ ካብ እዋን ገድሊ ጀሚሮም ሃይለ ስላሴ ከምዚ ኢሉ ንኤርትራ ወሪርዋ/ጎቢጥዋ ይብሉ ኔሮም ሸዓብያ እዚ ሓውና 'ውን ክምህረካ ይፍትን አሎ መሬት ንህዝቢ እምበር ህዝቢ ንመሬት አይኮነን እዩ ዝብለ ዘሎ
መድህን በጃኺ ነቲ መከራ ዝፀግብ ዘሎ ህዝብኺ ሕለይሉ ከምዚኦም ፅልእን ሓሶትን እንዳዘርኡ ከብዶም ዘግፍሑ እንዳምፃእኪ ስቃይ ህዝብኺ አይተናውሒ ፅባሕ ታሪኽ ክሓተኪ እዩ:!
ትግራይ ዛ ዓደይ ሜዳ ወልዋሎ ከሓልፈልክዩ አብዛ ቀረባ❤❤❤
መድህን ሽሻይኪ ሰራዒልኪ ብዛዕባ ኤርትራ ትደለዬ ለፍሊፍልኪ😊😊😊
Respect u guys❤
እዞም እሊታት ትግራይ ግን ሕጂ ኸ እንታይ ኢዮም ክደግሙዎ ንህዝቦም ሕጂ ውን ገና ንመድህን ግን thanks ንበላ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሞዝሒቃ ተውጸልና ኣላ ንነብሳ ሓዊሳ
ሆላንዳን በልጂምን ክሊቶም ቓንቖም ሓደ እዩ ።ግን የሕዋት ኢና ክብሉ ሰሚዕና ኣይንፍልጥን ተካባብሮም ከም ጎረቤት ተከባቢሮም ይነብሩ።
Gina nay habar rebha kea alewen
@@merhawimerhawi508ኣብ uk ኩሎም ኢንግሊሽ እዮም ዝዛረቡ (1)እስኮትሽ ይብሃሉ እስኮትላንድያውያን (2)ኣይርሽ ይብሃሉ ኣየርላድውያን ብዓቢኡ ካኣ ኢንግሊዛውያን ይብሃሉ ቋንቊኦም ሓደ ከመይ ኢሎም ተፈላልዮም ።
@@biniamtekie2716 filley nay dob enber felley nay qanqa yeblemum slezi xegem kikewen aykelen u mfllay kemey gerka nay habar kebrtatka aqibka tneber u eti qendi
ቃንቋና ሓደ ኣይኮነን፡ ናይ ክልል ትግራይ "" ትግሓርኛ"" ተባሂሉ እዩ ዝጽዋዕ።
@azaziyohannes8873 gedede
Hzi bel hji bel hie bel hade u zegedes eti qanqa u hawey
አቲ መድህን ዓይነ ንምታይ ኢኺ ከምዚኦም ዓይነት ጉኑፋት ሰባት ተምፅእልና🥺🥺🥺🥺😭😭😭😭😭😭
@@Araya.wedikeshi ደደብ ኩን ሕማቅ ኩን ኣንጻር ኤርትራ ክሳብ ዝተዛረብካ ጅግና ኢኻ ኣብ ትግራይ
ኣስገዶም ተወልደ ኢሊት ዝኾነላ ትግራይ ካብ ምርኣይ ንላዕሊ ዘሕፍር ክህሉ ኣይኽእልን
ካብኡ ዝሓይሽ ሓሳብካ እስኪ አርእይ ካብ ንዕኡ ምንእአስ 000
@ ግርሜሳ ወዲ ተረዋኢ ዕረፍ
ተጋሩ መስሓቅ ኤርትራውያን ዝተፈጠርኩም ፍጥረት
Haqeka ewe ! Isu ketseheq imber kethantse meaz geruka 😂😂😂
ተጋሩ ንዑቃት ፍንፉናት ሕሱራት ፍጥረት
Don’t insult yourself. When someone puts themselves down, it may indicate an identity crisis
ሐሳብ ብሐሳብ ክትሙግት እንዳካአልካ ፀርፊ እንታይ አምፆኦ፣ እንታይ እዩ ሸግርኩም ትግርኛ ተዛረብቲ ኤርትራውያን ፀረ የሕዋትኩም ዝኮንኩሙሉ ምክንያት? ኤርትራዊ ዓፋር፣ ኩናማ፣ ካልኦት ምስ ሱዳን ሐደ ዓይነት ቛንቛን ሃይማኖት ዘለዎም ከማኩም ጽልኢ የብሎምን ናትኩም ጽልኢ ዝጅምር ሰራዬ፣ሐማሴን፣ አከለ ጉዛይ እንዳበልኩም ነንርዕስኩም ክትባአሱ ከለኩም እዩ ንሕና ባአኩም አንግረምን ኢና፣ ብአታሐስባኩም ሰለንዕቀኩም ንዘይፈልጠኩም አዔሽዉ ። ካባኩም እቶም " 8ተ " ብሔራት ይሕሹ ንስኩም ክሳብ ዘለኩም እዞም ሕዝቢታት ኤርትራ እንዳትረበሹ ክነብሩ እዬም ።
Funfun niseka eka bezyka xerfi kalie feltet weyke resi engule you now engule😂
@@yonaszewdu9130 All the problem emanates from the inferiority complex Tegaru have.
ፀርፊ ናይ ደናቑር መግለፂ እዩ ~ ፀርፊ ግደፍ
Sis Hoster & bro guest ...z border between Eri vs Ethio is virtually demarcation is done ... GPS is on & there ...plz talk sense..z border is clear ..❤❤❤U
ኢርትራ ኣብ ብሕጊ ዝበጸሓ ቦታ ኣላ።
ኢርትራ ንምፍራስ
ዉግእን-እገዳስን ን25 ዓመት
መዓስድከራት ኢናጫጨሕካ ህዝቢ ኢርትራ ክጥፊእን ክብትን ብወያነ ዝምራሕ ናይ ብናይ ትግራይ ስርዓት ተሰሪሑሉ ኢዩ።
ኢርትራ ስጋኣታ ናይ 25 ዓመት ስጋኣታ ንምምላስ ትግራይ ኣትያ መሃሪ ስጉምቲ ወሲዳ ኢያ።
ሕጂዉን ስም ኢርትራ ዘምልዓልል። ጸለመ ንኤርትራ ንትግራይ ፍታሕ ዘይኮነ ጥፋኣት ኢዩ።
ኢርትራ ምስ ኢትዮጵያ ሪኪብ የብላን። ሪኪብ ከይሁሉ ዚገበሩ ተጋሩ ኢዮምም።
ርክብ ምስ ትግራይ መራሒኩም ብጣዕሚ ስለ ዝሰስዑ ኩሉ ነገር ንሕና ንብለኩም ግበሩ ዝብል አብ ናይ ትዕቢት አካይዳ እዩ እቲ ባዕሲ መጺኡ እንበር ኩሉ ነገር ብስርዓትን፣ ምምክካርን ፣ ብልብምና እንተትስራሕ ነይሩ ኤርትራን ትግራይን ኢትዮጵያ ተጠቀምቲ ምስ ኮና ነይርና።
ሕጂ ዘዕጅብ ስብከት ትግራውነት ኢዩ ዝሰብኽ ዘሎ፡ፍቶ ጽላእ ትግራይ ዝበሃል መንነት የለን ትግራዋይ ዝበሃል ብሄር የለን ፡ክትዓቢ ትኽእል ክትንእስ ትኽእል ክልል ኢያ ፡ማለሊት ከምዚኣ እንዳበለት ከምዝጠፍኣት እዚ ህልም ዝበለ መሃይም ከኣ ከምዚኣ እንዳበለ ክኸይድ ኢዩ።
ብጣዕሚ ሓያል አጋላሊጻ ሃገር
ጉሒላ ብዛዕባ ህዝብኻ ዘይትዛረብ ኣፍልጦ ፖለቲካ ዜሮ 😂😂😂😂😂
መሬት ትንፋስ እያ: መሬቱ ዝተዓመጸ ብሰላም ክነብር ማለት ዘበት እዩ:: ን20 ዓመታት ዝዘመትኩሞ መሬት ብደምና መሊስናዮ:: 😊
Great interview.
Thank you Angesom Tewelde and Medhin.
💙💛❤🩹💚
አሰጎደም ሓያል ሰብ
ካብ በሳል ጋዜጠኛ በሳል መልሲ ለባም አስገዶም ተወልደ ሰሚእና ብዙህ ሳይነሳዊ ሀቂ ተምሂርና የቐንየልና ። ካብ አሜሪካ ❤❤❤❤
ፍንፊን ፓለቲካ
eway emo keu 0️⃣👈 eka
🤣🤣 ezi teqayaqit sebeytizmesl
🤔😏🤣🤣🤣
እዚ ወዲ ናይኣእምሮ ሽግር ከይህልዎ ሕክምና ይኪድ ምኸርዎ፧
A. G. A. M. E
ቆማላት ተጋሩ ጌና ኤረትራ ክትብሉ ክትነብሩ ኢኩም ኤረትራውነት ኣብ ደምኩም ኣትዩ ይሳቅየኩም ኣሎ ዝኑብ ዋሕድ ብዛዕባ ዓድካ ዘይትገብር ኣዴታትካ ይሕዋትካ እየን ዝጽፍዓ ዘለዋ
ፀርፊ እንታይ አምጽኦ? Please you can give Comment Gentle way
Este seq bel sedetgna menesey zeynebrla Hager hizkax beafka kitwaraze reseka meas kon yikon kem seb kihaseb
@@negagetachew974ሓቂ ዘይብሉ ብሓሳብ አይምጉትን እዩ እንታይ ድአ ጉያ ናብ ፀርፊ
@@m.f1290 ሕማቅ ዘረባ አሞ ካብ ሓደ ስደተኛ ኣብ ዓዱ ክቅመጥ ዘይከኣለ ክትሰምዕ ኮለካ ናይ አርትራ ድንቁርና ሰማይ ክምዝበጽሐ ይሕብር። ሓንቲ መጽሓፍ ኣንቢኖም ዘይፈጡ ዝዛረቡ አንስሳ። ዞምቢ
@@lemlemmirach7838 😅😅😅 lemlem shermuta Adua....ghena kinkustirekum ina kondafat agame cenewuti funfunat fitret
ኣቶ ኣስጎድም ታሪኽ ተማሃር
ሕዋሓት ኣብ ሳሕል መጽዩ መን ወተሃደራዊ ትምህርቲ ኣምሂሩ ብረት ኣዕጢቁ ንኣራት ኪሎ ብናይ ሻዕቢያ ታንክታት ኣዐጂቡ ኣዲስ ኣበባ ዘእተወ ሻዕቢያ ይባሃል ምስጋና ንሕዝብ ኤርትራ ምቅራብ ግቡእ ይመስለኒ : 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መድህን ጽቡቕ ስራሕ፣ መራሕቲ ትግራይ እንዳዛረብኪ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሕዝባን እንታይ ከም ዝሓስቡ ተፍልጥና ኣለኺ፣ ንዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ከም ዘይሕግዝ ግን ትስሕትዮ ኣይብልን። ሓደ ቛንቛ ድዛረቡ ሃገራት ኣዕራብ ከ እንታይ ክትብልና ትኽእሊ፣ ኣልጀርያን ግብጺን ሓደ ቛንቛ እዮም ድዛረቡ፣ ሓደ ሃገር ግን ኣይኮኑን
@@efremgebrekidan4291 ብትክክል።
Very interesting interview ❤
ናይ ብሓቂ: ወርቂ ዝኾነ ዘተን ኣስተምህሮን!
Thank you.
የራሶ አሮባት የጎረቤቶን ታማስላለች አሉ ኤርትራ የሚኖሩ ተጋሩ ትግራይ ውስጥ ከሚኖር ተጋሩ በበለጠ በሰላም ነው የሚኖሩት
ህወሐት ክጠፍእ የብሉን :: ኢዱን እግሩን ተአሲሩ ካብ ዓለምን ካብ ኢትዮጵያን ተገሊሉ አብ መቐለ ይቀመጥ : ንመዘናግዒን ንመሕለፊ ግዜን ይጠቅም እዩ እብል አነ:: ንስኹምከ ???
🤣🤣🤣👍👍
ትክክል ክክክክ
ኤርትራ ጨው ናይ ተጋሩ ፓለቲካ እያ ንህዝቢ ኤርትራ ዐቢይ እምኒ ተሰኪምኩም ምሕረት ሕተቱ ይቅረ ክገብረልኩም
💯 %
ዓብን መሪርን በደላት እዮም ፈጺሞም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ, we never forget this, ይቅረ ጥራይ ዘይኮነስ ኬሕሳ ውን ክትክሕሲ ኢኩም፤ ሓሳዳት
ነዚ ሕሱር ሰዶምዊ ህዝቢ ኣይትሕሰብዎ
@@BakariraheltadesseKlaeee natkumyu nsuss lementi
What is really the core problem of Tigrians? Are they
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ አጆኩም ኩሉ መመስርዑ ክሕዝ ኢዩ። መጻኢና ሓደ ኢዩ።
ኤርትራዊነት ክቡር መንነት !!
🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️
DENKORO
Yeah, that’s why the whole world is accepting us as a refugee. Do you think because kubr Meninet. every European North American countries accepting us as sdeteniatat.DENKORO
I am from Eritrea. Everything is saying is true. Keep it up.
ብጣዕሚ ትገርሙ ኢኹም ተጋሩ፡ ኤርትራውነት ክስበር ኣለዎ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ስለዝኾነ እንተኾይኑ ከመይ ትግራዋይነት ን ኤርትራዊ ጸላኢኡ ስለዝኾነ ክስበር ዘሕመኩም? ብመሰረቱ ክሳብ ሕብሪ ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ዝበጽሕ ጸላኢ ስለዝኾነ፡ ክሳብ ሕብሪ ዓይኒ ዝቅየር ንሰላም ተጸበዩ። ሕጂውን እዚ ወዲ ዝተፍኦ ዘሎ ትፋእ ጨና ተሓጺቡ ክሳብ ዝጸሪ ግዜ ክወስድ ኢዩ። ዶብ ምሳኹም ብሓጹርን ኤለክትሪክን እንተዘይኮይኑ ኣይትሕለምዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሪኢኻ እዚ ከምዚ ዓይነት ዘረባ እዩ መሊሱ ጽልኢ ዝዘርእ፡እምበር ዶ በሓቂ ይርድኦ እዩ እዚ ወዲ።
ኣቶ ኣጎደም ዓገብ ናይ ሓሶት ታሪኽ ተንታኒ ዓገብ :
ኣቶ ኣስጎደም ተወልደ ከምኡውን ወ/ሮ መድህን : ብዙሕ ምዝራብ ከይኾነስ ክሳድ ማሓዝ ዝበለጸ ይባሃል:
ብዛዕባ ዶብ ኤርትራ ንምፍላጥ ናይ ጣልያን ከምኡውን ናይ ኢንግሊዝ መግዛእቲ ካርታ ምርኣይ ኣድላዪ እዩ:
ወ/ሮ መድህን ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ዘለኪ ካብ መጠኑ ስለ ዝሓለፈ ፅሎተይ ልዑል እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ :
እዚኣስ ኣይጸሎትን እያ፡ እዚኣ መስጣ ህዝቢ ኤርትራ ክወርዳ ኣለዎ።
Diki Ereary i challenge you to dislike her post bc it is not her faking business 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብ ጽውጽዋይ ውጻእ ከም ጎረባብቲ ሰናይ ጉርብትና ሰናይ፡ምኽንያቱ ናይ ሓደ ምትፋእ ናይ ካልእ ሕብረተ ሰብ ምጉዳል ስለ ዝኾነ።እቲ ሳሕል ወሪዶም ንናጽነት ኤርትራ ተቓሊሶም ዝበልካዮ ግን ክዕለሙ ስለ ዝወረዱ እንታይ ኢሎም፡ክዛረቡ እዞም ጀነራላትካ?
💯%
ደሓር ድማ እኮ እቲ ውግእ በርቲዕዎም ኸይነገሩና ብለይቲ ኣንሳሒቦም ንትግራይ እዮም ሃዲሞም ኸይዶም፣ conventional war ኣያይዶም ስለ ዘይፈልጡ ኢልና ፍኹስ ዝበለ ቦታ ሂብናዮም፣ ግን ስለ ንፈልጦም ነቲ ቦታ ትሽፉን ኣብ ተጠንቀቕ ዝነበረት ብርጌድ ነቲ ወያነ ጠንጢኖሞ ዝሃደሙ ድፋዕ ሸፊናቶ።
👍👍👍👉🇪🇷💪
ኣንጻር ህዝብን መንግስትን አርትራ ዝጉስጉሱ ኢሊታት ጥራይ እንዳምጸኣት ጽልኢ ህዝብታት አርትራን ቲግራይን እተክርር ዘላ መድህን ዓገብ ዝብል ትግራዋይ የሎን ድዩ ? እምበር ናኤርትራውያን ዝያዳ ብንጹር ኢሊታት ጸላእቶም ኢኪ ንምልላይ ትሕግዝዮም ዘለኪ፡፡
👍👍👏🏼👏🏼👏🏼🙏🙏🇪🇷💪
ዋላ ሓደ ዓይነት ቃንቃ ይሀልወና ንሕና ንሕና ኢና እሞ ንስኩም ከም ቲ ኣምሓራ ኣየማሓድረናን ትብልዎ ንሕና ድማ ባዕልና ንባዓልና ከነማሓድር ኢና period።
እንታይ ኮይኖም እዮም መራሕቲ ትግራይ ንሕና ኣብ ግዝየ ቃልሲ ምእንቲ ኤረትራ ተሰውእና እሎም ዘይ ሰብኩ?❤❤❤❤❤❤❤❤
Kihiswu aydelyun yom
ata seb lelewa leybla kblu eyom mexiom nerom hzbawi hnbar aseltinu sedidwom 😏
ፋሕ ጭንግራሕ የእቲዩልኩም ዘሎ ስዲ ድምክራሲኹም ዶ ኣይኮነን ንሕናን ድሲቢልናን ።
የብዝሕዎ አለው መዓልታዊ ይትንክይዎ አለው ድሓር ዋይዋይ ክብሉ ኢዮም።
xbuq aleka nhna eritrawyan
abtezbti ena delena .nezi hzbi tgray memelisom xle ygezulu alewu .
እውነት ነው ለካ ተጋሩ ቅጀት ውስጥ ስለሚኖሩ ነው በ2 አመት ጦርነት የተፈረካከሱት የሚባለው በነዚህ ጠባብ አስተሳሰብ አይነት ነው ከሽንፈት በሆላ የሚያጋጥም ጭንቀት ነው ገና ብዙ ውድቀት እናያለን
ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ ? እንታይ ኢኻ ዝበልካ ንኤርትራ ውዕል አልጀርስ ይተግበር መን ተግባር ምስ ገበረካ? ካልእ እንታይ እኻ ዝበልካ ?
ንኤርትራ ምርባሽ ናተይን ናትክን ስራሕ እዩ ዝበልካ?
አይተሰወጠካን 100 ሚልዮን ሕዝኩም ከምዝመጻእኩም ::: እዚ ዝስራሕኩም ሕውነት !
ነውራማት እኹም ክልተኹም :: ህዝብ ትግራይ ንዓኻትኩም ሒዙ አብ ዛ ድኽነቱ ::
ንሱኩሞ ገዛ ኪትሃንጹ ንሕና ህዝብ እና ንሃንጽ ነረና ሕጁ አብ ልማዓት እና ዘለና ትገመል ይከይድ እት ከልቢ ይነብሕ ንሰኩሞ ንብሑ ህዝብ ትግራይ ፈልጥኩም እዩ ንሰልጣ እኩም ተሰረሑ
እዚ ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረብስ የሕፍር እዩ። እዛ ትግራይ ሰብ ድዩ ዘይብላ ዝወደቁ ሰባት ጥራይ ኣብዚ ሚድያ ዝመጹ። ኪዱ ያከ ድምሱሳት!
ዓቢ ጽልኢ ተመህሩና ኣለኩም ፎእ
ዝከበርካ ኣስገዶም ፡ ቡዙሕ ነገር ተሓዋውስካ ኣሎ፡ nህዝቢ ኢሮብ ኤርትራውያን ኢኹም ኢሎሞም ፡እንተይ ደኣ ክብልዎም ።
ብዛዕባ እስራኤል ካብ ዓሎም ሙሉእ ዚመጽ እስራኤላዊ ክባሃል ቁቡል ጌርካዮ ወላሓንቲ ናይ ሓባር ታሪኽ ዘይቡሉ ፡ኣብ ኤርትራ ክከውን ከሎ ኤርትራዊ ዘይቁቡል ዚኮነሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ተቓሊሱ መይቱ ጸላእቱ ሲዕሩ ነቦታትካ ስልጣን ኣረኪቡ ፡ ነተ ዚተዛረብካዮ ባዕልካ ኣፍሪስካዮ። እታ ናይ እሰያስ ዘረባ ካብ ቲክቶክ ኢካ ሰሚዕካያ ጭራ ኣይትሓዝ፡ እሱ ባዛዕባ ጀበርቲ እዩ ከሙ እሉ ፡ ሕቶ ናይ ቢሔር ሲለ ዚነበሮም፡ናይ ደራሲ ተኪኤ ተስፋይ እሞ -------- ተሰተር ንሪእሲካስ ጻጸ ኪንስካስ ክንዲ ሓርማዝ ክትገብራ ደሊኻ
እዋይ እዞም ቆማላት እዚኦም መሕፈሪ ዝየብሎም ።ተስፋ ካኣ ዝይቆርጹ ናዕና የሕዋትና ክኮኑ ምሕፍሪ የብሎምን
Don’t insult yourself. When someone puts themselves down, it may indicate an identity crisis
Yes man❤❤❤
ጊዜና አጥፊኢኹሙላና ትርጉም ዘይብሉ ዘረባ
If you think that, then you don’t need to be here
bheqi qoxle mexli tbl nera abaye ati tblae zereba zeyblu qoyeqa trah 😂😂😂😂😂😂
የለን ኖንቸ ኤርትራዊ ምካንኖንቸ
ብርቱዕ ኩናት ሕድሕድ ኣብ ዓዲ ግራት ይካየድ ስለ ዘሎ ህዝቢ ናብ ክልል ኣምሐራን ዓፋርን ይሃድም ስሎ ንስኹም ናይ ኤርትራ ኢሮፕ ትዛረቡ ኣለኹም
ንዝተመነኻዮ ንርእስኻ ይግበረልካ ወደይ እምበር ዓዲ ግራትስ ሰላምዩ ዘሎ
@mekonnengurmesa4121 ናይ ትግርኛ ምርዳእ ሽግር ኣሎካ ንናይ ፕሪቶርያ ስምምዕ ዕጥቕኻ ምውራድ ከም ዓውት ኢኹም ተውርዎ እሞ ንሁከት ሰላም እዩ ዘሎ ክትብል እንተ ደኣ ኮይናካ ምንዮትካ ነኽብረልካ እንበር ህዝቢ ዓጋመስ የእዊ እዩ ዘሎ
The hate driven, short sighted 'brilliant' prime minister of 🇪🇹 is the reason for all wrongs in the region. Eritrea has paid a heavy price, but the ultimate lasting damage is on Tigray, your 'brilliant' late prime minister's kelel. Tigray needs to acknowledge and accept this.
I don't think they are ever ready to acknowledge this fact.
ኣየ ትግራዎት ናብራ አርትራ ከማሕድሩ ከይደቀሱ ዝሓድሩ፡፡ አርትራውያን ከተግብሩ ትግራዎት ክዝርዝሩ ብዛዕባ አርትራውያን ጎይቶትኩም ክትሓስቡስ ህዝቢ ትግራይ ረሲዕኩሞ፡፡
ኣቶ ኣስጎደም ትምክሕትን , ትዕቢትን , ጽልእን , ዘይናትካን መሬት ምሕላምን , ንጥዕናኻ ጽቡቅ ኣይኾነን .
ዛላንባሳ ብናይ ሕጊ ዓለም ናይ ኤርትራ መሬት ከምዝኾነ ልቦነኻ ይፍልጥ እዩ :
ዓባይ ትግራይ ንምስራሕ መሬት ኤርትራ ብምስራቅ ኣይኾነን :
ሕዝቢ ኤርትራ ወይ ድማ ሻዕቢያ መልሲ ኣይምልስን እዩ : ከልቢ ይነብሕ ግምል ድማ ጎዕዝኡ ይቅጽል :
🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️
hzbi eritrea tm tebele deyezebom delo eyu zmeslom .nhzbom melisom meker yzerulu mhlaom ayteredeomn alo ezom deqi maytelmit 🐉👈
ናይ ጸረመ መጽናዕቶታት ተጋሩ ካብ ጽልኢ ዉጽኡ ክትድሕኑ ኤርትራ መዎዳደርትኹም ኣይኮነትን ክልል ኢኹም ኤርትራ ሓያልን ስጥመት ሃገራውነት እትውንን ሀገር እያ ብደረጃ መዛራረብትና ኣይኮንኩምን ።
Hasawi agame, professor Asmeron hei was a lecher in asm univ.
" ኤርትራውያን ብጣልያን ተገዚዕኩም ክሳብ 4 ክፍሊ ዝተማሐርኩም ዓጋመ ኢኩም " "ተጋሩ ብኢትዮጵያ ዝተገዝኡ ዓጋመ እዬም " what is the Difference ?
00000000 zero ዜሮ
ኣየ መድህን ኣሰለት መርዛም ጓሓፍት እንዳምጻእኪ መኡከብ ጓሓፍ ኮይንኪ ድሓር ክኣ እቲ ትግርኛኩም ንጎንደር ገጽ ይቀርብ እሞ ናብ ኤርትራ ጉጽኩም ጽግዕ ጽግዕ ግደፍዋ
ኣየ መድህን ኣሰለት መርዛም ጓሓፍት እንዳምጻእኪ መኡከብ ጓሓፍ ኮይንኪ ድሓር ክኣ እቲ ትግርኛኩም ንጎንደር ገጽ ይቀርብ እሞ ናብ ኤርትራ ጉጽኩም ጽግዕ ጽግዕ ግደፍዋ
1998:3=666
3 ወራር ገይሮም ነዛ እግዚአብሔር ዝመረጻ ዘርኢ ብቓንቓአ ከይትማሃር ዝተኸልከለት ከትጥፍእዋ ብዙሕ ፈተነ ይገብሩላ አለው
@@negagetachew974
ጉዳይ'ዛ ግብረሰዶማዊት ክልልኩም እንዶ ግበሩ። ጆ ባይደን ኣጆኹም ኢሉ የህሊቕኩም።ትራምፕ ከኣ ከም ህዝቢ'ውን ኣይፈልጠኩምን'ዩ፡ ሕጂስ ናብ ኢኹም ከተእውዩ፧
@@negagetachew974 ሓወይ ትም ኢልካ ነገር ኣይትድለ & ንህዝቢ ኤርትራ ዝጻርፍ ድማ የብልካን ። እዚ ወዲ ኣብ ኮመንት ንኣቶ ኣስገዶም እሞ ድማ ተደጋጋሚ ጽልኢ ዘስፋሕፍሕ ዘረባ ስለዝተዛረበ 'ዩ ዜሮ ኢልዎ ። ህዝቢ ኤርትራ እወ ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ መግዛእቲ ነይሩ ግን ድማ ምስዚ ዉሑድ ቁጽሩ ብገዛእ ቅልጽሙ ሃገር ኣዉሒሱ ። ብቑጽሪ ህዝቢ ትግራይ 'ዉን ካብ ኤርትራ ትበዝሕ ግን ናጽነት ትግራይ ከተረጋግጹ ዓቕሚ የብልኩምን !!!!!!!! ኣይተገዛእናን ኢልካ'ዉን ትንየት ኣለኻ ግን ማዋእሉ ካብ ኲናት ዘይተናገፈ ህዝቢ ፡ መዋእሉ ብደርቅን ጥሜትን ዝረገፈ ህዝቢ ፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ካብ ረድኤትን ልቃሕን ዘይተናገፈ ህዝቢ ፡ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ብዓሌትነት ንሓድሕዱ ዝፋልስ ህዝቢ ... እዩ ዘለካ !!! ዉሽጥኻ ባኮ ክንሱ ትምክሕቲ ግደፍ ዝሓወይ
እንዳ ዊዕጊን! እንታይ ይምልከተኩም ጉዳይ ኤርትራ፧ ጉዳይ እዛ ግብረሰዶማዊት ክልልኩም ዘይትገብሩ፧
ልክዕ ኣብ ኤርትራ ካብ ሰብ ሜሬት ይቅድም። ኣቱም ቁርሓት ሜሬት ኤርትራ ከም መሬት ትግራይ ኣይኮነን ሓንሳብ ዝዓቢ ሓንሳብ ዝንእስ። ሓንቲ ኢንቺ መሬት ኤርትራ ካብ 7 ሚሊዮን ትግራዋይ ከምትኸብር ክሳብ ሕጂ ኣይተረድእኩምን ማለት ድዩ። ግኩዕንቲ ከምትብልዓ ጌርናክን ኣለና ገና ቁማልክን ከምትበልዓ ክትኮና ኢኺን።
Atom tegeru gedefu netkom geberu
eritrea hantey leelawit hager eiya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
ብፈር ዞን kkk... ኣለኹ ማለት.. ገና ገና ክትስሕንዋ ኣለኩም.. ምክንያቱ ሓሰውቲ ኢኹም......
እዚ አብ ኤረትራ ዘሎ በላዒ ሰብ ናይ ባሓቂ ሰርዓት ዝመስሎም ሰባት አለዉ እዚ ግን ስርዓት ዘይ ኮነ መዓትዩ አብ መንጎ ክሊተ ህዝብ ደም ከምቱኳን ዝነብር ዘሎ ቫይረስዩ❤❤❤
ትየቐንየልና መድሂን ንአስጎዶም ዘቕረብክዮ ንፖለቲከባቢ ዝተረድኦ እዩ
ካብ ፈቀዶ መጽሓፍቲ ኣራርዩ ዘምጽአን, ዋላ ከም ምሁር ክትንትን ከይፈተነ, ከምዘለወን ኮፍ ኮፍ ኣቢልወን በቃ😂😂😂😂 ዋው😂😂
ብጥዕሚ ዝሕዚን ኢዩ። በጃኹም ንሰላም ስርሑ። ብዛዕባ ኤር ትራ ናይ ኤርትራ ኢዩ። ፓሎቲካ ኤርትራ ን ኤርትራ።
ምስ ሓሶት ኣብዒጦም ስሪሕምኻ ይመስለኒ።
ናይ ትግራይካ ጥራይ ምዝራብ ምሕሸካ ።
ብራከ ጽልእን ቅምን ጽልእን ሜድያ
👍👍👍👍
ምሁራት ተጋሩ ኣለዉዶ ንምካኑ ዘይፈልጥዎ ፓለቲካ ዮም ዝዛረቡ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኩሎም ዘሮ 0000000000000000000000000000 ዝብልዎ እምበር ባይታ ዘሎ ዘይፈልጡ😂
መስደመማት ኢኩም መንግስቲ ኤርትራ መን ዝመረጾ ስርዓት ህግደፍ ዘይትብሉ እቲ ህዝብን እቲ ስርዓትን እንተትፈልይዎ ጽቡቅ ንይሩ💙🌿💙🌿💙🌿
@@danielmekonen4426 izi banda dima
Sik bel komal lekbatt
@mikaeletsegai5099 beka nsa eya akmka
ኣደታትካ ሕፍረቱ ፀዊዐን እንዳ ሰገዳሉ እንዳዋዓላ እንከለዋ ንመን ኢካ ክትወቅስ😢
Eritreans 🇪🇷 not tigray people (we are Eritrea, tigrigna)
ታሪኽ ምባል ተፊእዎ እዚ ጥፉእ ዝብኢ።ታሪኽ ኣይጠፍእንዩ ኣታ ገልዳም።ከምቲ ገዛ ብዘይመሰረት ዘይህነጽ፡ኩሉ ፍጡር ነገር ክኣ ኣብታርኽዩ ዝውከስ ።ኤርትራውነት ከኣ ዓለም ትፈልጢልጦ ታሪክ'ዩ ዘለዎ ታሪኽ ተወከስ ባላ ተደገፍዩ። ለተ መጥሓን ሕደጊ'ዶ ካብጽልኢ ውጺ።
አስገዶም አነ ትግራዋይ ካብ ኤርትራየ ምስ ሓሳባትካ ልዕሊ 100% ይሰማማዕ። ኤርትራዊ እዚ ከምቲ ዝበልካዮ ጸረ ነብሱ ክርድአካ ዓቕሚውን ይሓጽሮዮ ግን ከይትሓለልካ ምስራሕ እዩ በብወገና ብፍላይ ብትግራይ ክስራሓሉ አለዎ። ከማኻ ዝወሓዱ ይመስለኒ። ❤🙏🏿👍🏿👏🏿👏🏿👏🏿
Tgraway kab Eritrea zbehal yelen 😂😂😂😂 Wey Tgraway kun wey Eritrawi kun ata qumal
ሓዲኡ ምረጽ😂😂😂ትግራዋይ ማለት ኣብ ትግራይ ዝቅመጥ እዩ፡ ንስካ ግን ኣብ ኤርትራ ትቅመጥ/ዝተወለድካ ከምቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ህዝቢ ተመሳሰሊ ባህሊ ዘለካ ኤርትራዊ ኢካ ክትከውን ዘለካ።
@@eri-dm ትግራዋይ ማለት አብ ዝሃለወ ይሃሉ ትግርኛ ተዛራባይ እዩ።
ክርዳድ
Nfetwo seb amtsiekila lomi ❤❤❤
ዝሓት መንግስቲ ስለዘይብልና እዩ ኢሉዋ። ኣየ ትግራዋይ። ሎሚ ትግራዋይ ጽባሕ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ክልተ ሰለተ ጊዜ ዜግነቱ ዝቕየር ህዝቢ።
Do not forget we are proud Ethiopian people, maybe Tomorrow Different History is coming soon??
ሓድሽ አርትራዊ መንነት ንምህናጽ ኢዩ ትብልዎ ካበይ ከምዝመጸ ኣይርድኣንን ኢዩ። ኣብ አርትራ ዘሎ ገባቲ ስርዓት ንህዝብን ፡ቁጠባን አርትራን ደምሲሱ ነአርትራ ብ ናይ ቀይሕ ባሕሪ ጽምኢ ዘለውም ሰባት ክትውር ዝገብር ዘሎ ጸረ አርትራ ስርዓት ኢዩ። አቶም ናይ ብሓቂ አርትራውያን ናይ ዝኮነ ይኩን ናይ ዘግነት ይኩን ናይ መንነት ቅልውላው የብልናን። ናትና ሽግር ከይንምሃር፡ ሃገር ከይንሃንጽ ምሰዚ ዘሎና ሃብቲ ሓኒቁ ኣስሩና ዘሎ ናይ ባርባርክ ዝኮነ ስርዓት ኢዩ።
ኣታ መሃይም ኤርትራዊ ክጠፍእ ዘለዎ ሃገራዊ ዜግነት ኢዮም ዝብሉካ ዘለዉ
ናይ መለስ ሓተታ ስምዕዮ ንሕቶኪ ክምልሰልኪ ዩ ኤርትራ ንምብታን ህዝቢ ኤርትራ ንምፅናት ዝተከየደ ከብረሃልኪ ዩ😂
ናይ ብሓቂ ኣስገዶም ተወልደ ህዝቢ ኤርትራ መርየት የብሉን መርየት መርት መግስቲ ኢዩ ዝብል ❤❤❤
🐈⬛🐖🐈⬛🐖🐘🐖🐈⬛🐈⬛🐈⬛🐈⬛🐖🐯🐖🐈⬛🐈⬛🐈⬛🐖🐈⬛🐈⬛🐖🐖🐖🐈⬛🐖
መንግስቲ ድማ ካብ ሕዝቢ ናይ ሕዝቢ ምዃኑ ኣይትፈልጥን? ናትኩም ነገር ግርም"ዩ ዝብለኒ፤ ዓቕምኹም ዘይትዛረቡ
ajewjew kab tblu gda srahkum zeytserhu 😮
NSELAM ZEMR BZUH AYTHAWTT:: HZBAWI GNBAR NAY HJI MENGSTI ERITREA BZHALEFUN BZELEWN GEBETI HAYLTAT KEYTESENABEDE NKULU ENTETAT BEDIHU NTSELAETU WHA ZEBELE ENKO MEDARGTI ZEYBLU MERIHNET HZBWI GNBAR TRAY EYU!🇪🇷⭐️☀️❤️🌹🕊
Bigegoom zeyiromu hizbi. DEKY EREY AYNYTEHAMEL!!!
ወያነ ማለት መሪሕነት ሕውሓት ኢዩ ኣይትጋገ ዘየለ ኣብ ኤርትራዊ ኣይትዛረብ። ብዓቢኡ ድሕሪ ሕጂ ክልቲኡ ትግርኛ ስለ ዝዛረብ ሓደ ሃገር ክኸውን ኣይክእልን። ኤርትራ ናይ 9 ብሄር ሃገር ኢያ። ግን ብፍቅሪ ኣብ ኢኮኖምን ማሕበራዊ ሂወትን እና ተደጋገፈ ክነብር ሕልፊ ዝቀራረብ ህዝቢ ኢዩ። ሕውሓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተኸተሎ መንእሰይ ናይ ምስዳድ መዓስከራት ንህግደፍ ጠቂምዎ እንበር ኣይጎድኦን ከም ኤርትራውያን ግን ተበዲልና።
ተጋሩ እንትሓብሩ ኣህባይ የባርሩ
ሽዑ ኩዕንቲ ይፍሕሩ
Eritrea is the one only African Country that has reached the nation state status for the last 100 years.
Welcome smart boy💙🌿💙🌿
ወሽላኽ
0+0 = 0️⃣ 👈
ፓለትካ ትግራይ ካብ ሬዴኤት አይ ሐልፍን እዩ ብሐቂ ።
ቆፍቛፍ ዓጋመ ቆማል
ኣብ ሳልስቲ ክኣ ሚሳይልኪ ኣረኪብኪ ንቴምበን ኣብ በዓትኺ ትሰፍሪ
ኤርትራ ትሕመቅ ትጸብቅ ደመክራሳዊት ትኩን ዲክታተር ንኤርትራዉያን እምበር ንአሊት ተጋሩ እንታይ ይምልከተኩም😂😂😂
ወሪድዎም መን ኤሊት ጌርዎም ኣብ እንዳ ጫት ዝውዕሉ ኤሊት ርኢና ኣይንፈልጥን
Btaemi hassawi dey tesahfe aitenbib
ኣበይ ዝጸንሐ ዕዋን እዩ እዚኸ።
ትግራዋይ ይልፍልፍ ኢርትራዊ ይትግብር