መዋፅኦ ትግራይ በየን 'ዩ? ናብ ኣስመራ ዶስ ናብ ኣዲስ ኣበባ? ክትዕ መምህር ኣብርሃ ተኽሉን ተጋዳላይ ኣማኒኤል ኣለማዮህ ሙሉእ ትሕዝቶ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 19 дек 2024

Комментарии • 652

  • @abaf8429
    @abaf8429 4 часа назад +49

    መምህር ኣብርሃ ናይ ዓለም ምሉእ ዜግነት ዝግብኦ ጎይታ ሓቅን ሰላም ን keep it up. All the innocent Eritrean and Tigray people are with you.

    • @tesfausinqey1814
      @tesfausinqey1814 3 минуты назад

      Nay behaqi abb Horn Africa kem professor Abraha sele zeylewu u hiwetna kunat koynu zele.
      Professor Abraha amlak kulu u hibiwo delayi selam, fiqri , haqi mizrab, kabu kulu aqeli alewo. Keyrsaku kea muhur bi kulu u.

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 3 часа назад +28

    I am from Eritrea 🇪🇷 I am big fan of professor Abraha because his analysis is wise and fact.I hope Mr Amanuel learn something from him.we need more people from Tigray like professor Abraha to bring peace between Eritrean and Tigrain people don’t give up brother keep up good job.God bless you and thank you

  • @RaF-x2d
    @RaF-x2d 4 часа назад +31

    መምህር ኣብርሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባረኽ

  • @smk124
    @smk124 4 часа назад +35

    ከመይ ገርኪ ሓደ ደንቆሮ ሰብ ምስ ሓደ ቡሱልን ምሁር ኣካል መምህር ኣብ ከምዚ ዚኣመሰለ ኣገዳሲ ዕላል ተቅርቢ።

  • @mesgenaasgodom9670
    @mesgenaasgodom9670 2 часа назад +23

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷መምህር ኣብርሃም ለባም ትግራዋይ ከማኻ ዝኣመሰሉ ተጋሩ እብዝሑ ስላም ንህዝብታት ኤርትራን ትግራይን🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @sollomon2172
      @sollomon2172 36 минут назад

      በዝሒ ህዝቢ ትግራይ ናቱ ሓሳብ ዝድግፍ እዩ ግን ኣብ ኣሓት እኳ ጸይቂ ይርከብ እዩ

  • @Kabilaqunte
    @Kabilaqunte 2 часа назад +16

    መምህር ኣብርሃ ናይ ብሓቂ ንሕልንኡ ዝነብር ሰብ! ኣገናዕ በሉለይ!!!!🎉

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 5 часов назад +33

    ግርጭታት ኣህዛብ ኤርትራን ተግራይን ከብቅዕ ነፍሲወከፍና ንጽዓር።

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 3 часа назад +18

    I agree with መምህር ኣብርሃ 95%.thank you ❤❤❤❤❤❤

  • @halay4067
    @halay4067 5 часов назад +36

    ኣብረሃ ጐይታ ስነ-ምገባር ስምዒቱ ዝተቆፃፀረ ብቑዕን ብሱል ሚዛናዊ ሰብ ዩ፡፡

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 5 часов назад +25

    መምህር ኣብርሃ ኣርሒቑ ዘማዕዱ መድሕን ህዝቢ ትግራይ፣ ትግራይ ከም ክልል ዘይኮነትስ ከም ሃገር ትውለደሉ ራኢ ክእምት ዝኽእል ብቁዕ ተንታኒ።

  • @RaF-x2d
    @RaF-x2d 4 часа назад +19

    እዋይ ኣብርሃ ቅኑዕን ተባዕን ብሓቂ መግለጺ ስኢነልካ

  • @zerabrukhagos
    @zerabrukhagos 4 часа назад +29

    መምህር ብጣዕሚ ቀኑዕን ሓቀኛ ስብ፡ኢካ መን እሞ ይስማዕካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @KbromHiyle
    @KbromHiyle 4 часа назад +15

    በጃኹም ተጋሩ ናኣብራሃ ኣብቂድሚት ኣም ጽእዎ ባኣናይኹን ባኣኹም ዝፍቶ ሰብ ሐቂ ዝዛረብ ሰብ ኢዩ

  • @sawaserawur4808
    @sawaserawur4808 3 часа назад +15

    ብቐደሙ ውን ከም በዓል መምህር ኣብረሃ ለባማት ሰባት ስለዝተሳእኑ እዮም መንእሰያት ትግራይ ተጨውዮም።

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 3 часа назад +12

    መምሂር ኣብረሃ ዕድመ የሃብካ ፈጣሪ ከመኻ ዚ አሉ ኒቁሓት ሰባት ኣብ ቲግራይ የብዘሓዮም ሰላም ሲበኹ ሰላም ሰላም።

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube 5 часов назад +16

    ኣቲ መድህን ነዚ ጫሕማይ ኣማኑኤል ጨናዊ ረሳሕ ካበይ ኢኺ ኣምጺኽዮ። ምስቲ ክቡር መምህር ማዕረ ኮፍ ከተብልዮ። ዓገብ ዓገብ ዓገብ።

    • @mulualemayehu6576
      @mulualemayehu6576 2 часа назад

      ጨናዊ ንስኻን ከማኻን እምበር አማኑኤል ተጋዳላይ ሻዕቢያ አፅቢቑ እዩ ዝፈልጦ ሻዕቢያ ቀንዲ ፀላኢ እዩ ናቱ ዕላማ እዩ እዩ ዝበለ ።

    • @AnnoyedChicken-pn9lr
      @AnnoyedChicken-pn9lr 2 часа назад

      ​@@mulualemayehu6576እዚ ደኣ ሰይጣን እንበር ኩሉ ነብሱ ጽልኢ ክንድዚ ጭሕሚ ሒዙ ሲ ጽልኢ ይሰብኽ

    • @አምቼውከኤርትራ
      @አምቼውከኤርትራ Час назад

      @@mulualemayehu6576ነገረኛ ጨቅጫቃ ሴት ነው የሚመስለው ኣማኑኤል ሰላም የማይፍልግ ስው ነው 💀

  • @danielhailemariam5971
    @danielhailemariam5971 5 часов назад +16

    Abrish....wonderful❤ You are simply an amazing guy❤

  • @tesfutekle7714
    @tesfutekle7714 2 часа назад +9

    መምህር ኣብርሃ ምስዚ ደንቆሮ ኣማኒኤል ተጻሚድካ ምምጻእካ ሓዚነልካ።

  • @habtemichaeltewelde2469
    @habtemichaeltewelde2469 6 часов назад +17

    መምህር ኣብራሃ እንቃዓ ብዳሓን መጻካ
    ጠፊእካና ኣይትጥፋኣና ሓሳብካ ክትበና

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 3 часа назад +15

    ንኤርትራውነት ብቀንዱየ ዝጸልእ! በቲ ረሳሕ ጭሕሙ ዝሓስብ ረሳሕ ሰብ።

    • @sollomon2172
      @sollomon2172 23 минуты назад

      ሓደራኻ ንኩሉ ትግራዋይ ከይትጸልእ ከምዚ ከብዲ ኣደ ጉራምራ ዝበሃል እዩ

  • @TesfayKidu-md9cg
    @TesfayKidu-md9cg 4 часа назад +15

    ብራቮ አብርሽ፣ኣማኒኤል ግን እታ ናይ ሰንበት ኣበል ከይትስእና ፈሪሕካ

    • @tesfaywerede7350
      @tesfaywerede7350 Час назад

      Memhir abraha audmen tuaunan yhabka etemisaka zelon denkoroeyu akidiselam hawi ynezih zelo

  • @meharimenghistu7117
    @meharimenghistu7117 4 часа назад +11

    Waw! Abraha, no words. You nailed him

  • @jebejebe7468
    @jebejebe7468 45 минут назад +2

    መምህር አብርሃ ናይብሐቂ ትግራይ ከማካ ዝአመሰሉ ምሁራት ምህላዎ ዕድለኛ እያ ዕድመን ጥዕነን ይሃብካ ❤

  • @merhawiabraha3593
    @merhawiabraha3593 5 часов назад +13

    መምር ኣብርሃ ቅኑዕ ሓቀኛ ተንታኒ ፖለቲካ።

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 Час назад +3

    ትግራይ ከም መምህር ኣብርሃም ተኽሉ የድልዩዋ ሰላም ኽፍጠር ኣብ መንጎ ሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን። ለባም ትግራዋይ ተባረኽ 🙏

  • @abuahmed5354
    @abuahmed5354 Час назад +3

    ባዓል ጭሕሚ ኣብ መዲያ ክቀርብ ዘይግቦኦ መሕፈሪ ተጋሩዩ ። መምህር ግን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ካማኻ ይብዝሑ ዓወት ንሓፋሽ

  • @mahariluul7724
    @mahariluul7724 3 часа назад +8

    መምህር ኣብርሃ መዛርብትካ ኣይኮነን እዚ ኣማኒኤል ዝብሃል። ምክንያቱ ፍልጠት ፖለቲካ የብሉን። ንኩሉ ሓሳባትካ ክቆርጾ ይፍትን ኣሎ። ካልኣይ ሰክራም ናይ ሓሸሽ እዩ ዝመስል ሰብ ኣይመረጸትልካን መድህን። ድሕሪ ሕጂ ዘይመዛርብትካ ኣይትዛረብ ንክብርካ ኢልካ። ዓቅሚ ዘይብሉ ሰብ ምሳካ ክዛረብ የብሉን። መድህን ካኣ ምስ ኢልፊ ሰከርም ኣይተዛርብዮ ኢኪ ወይ ክኣ ነጥቢ ብነጥቢ ክዛረረብ ደው ኢልካ ስማዕ ክትብልዮ ን ኣማኒኤል ይግባኣኪ። ጽልኢ ኤርትራውነት ጥራይ ሒዙ እዩ ኣማኒኤል ዝዛረብ ዘሎ።

  • @eyobtsegay9440
    @eyobtsegay9440 Час назад +3

    መምህር እብርሃ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ተባረክ

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 2 часа назад +5

    መምህር ኣብርሃ ብጣዕሚ ብሱል ሰብ። ትግራይ ከምዚ ናትካ ካብ ስምዒት ዝወጸ ኣብ ክውንነት ዝኣምን ሰብ የድልያ ኣሎ ቀጽሎ። ንሕና ከም ኤርትራውያን ከም ናትካ ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ንብዙሕ ጊዜ ንጽበዮ ዝነበርና ሓሳብ እዩ። ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይ ንኽመጽእ ከምዚ ከማኻ ይብዝሑ ።

  • @Sky20844
    @Sky20844 Час назад +2

    ናይ ብሓቂ ለባም ጸውዕ ሸያብ ኣይትጸውዕ ዝበሃል ኣብ ወዲ መረሳ ተሳኺዓ፡ መምህር ክብሪ ይሃብካ ናይ ሓቅን ሰላምን ኣቆምካ ኣጽኒዕካ ሓዝ❤❤❤

  • @hilawehilawe6757
    @hilawehilawe6757 2 часа назад +4

    ዋውውውው
    መምህር ኣብረሃ ዓብላላይነት ኣርእዩ ጀግና
    ንእሽቶ ግን ስም ምጥቃስ ኣይደልን ኢልካ
    እቲ ዝሕንክር ዘሎ ግን ፈሊጥኳ ዩ።
    ንምንታይ ጀነራል ፃድቃን ዘይትብል።
    ክሳብ ሕጂ ናብዚ ዕንክሊል ዘእተወና ውን ምሽፍፋን ዩ።

  • @yemanetesfay5417
    @yemanetesfay5417 3 часа назад +9

    Memher Abrah full respekt 🇪🇷🫶👏🏿🙏

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 4 часа назад +16

    1)ክንዲ ዝሃለቀ ይህለቅ ክንዲ ዝሓተተ መስዋእቲ ይሕተት ኩናት ክቕጽል እዩ(ቃል ገብሩ ኣስራት)
    2)ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ንምፍራስ ዓቅሚ ስለ ዝተሳእነና ምስ ኣሜሪካ ኮይና ክንሰርሕ ተሰማሚዕና(ቃል መለስ)
    3)ውዕል ኣልጀርስ ንከይፍጸም ዕንቅፋት ዝኮነ መን ኔሩ
    4)ንልዕሊ ሚእቲ ዝከውን ቦታታት ዕላማ ዝገበረ ምትካስ ሚሳይል ዕንባባ ምንስናስ ድዩ
    ብዙሕ ነገር ምበልኩ ኣንታ ኣማን ዝብሉካ ኣእምሮካ ብድንቁርናን ቅርሕንትን ዘሎካ ሻዕብያ እትብል ኣቃርጻ መን እዩ ዝጠፍእ ንግዜ ይገደፍ።ንሰላም ዘምር!!!
    3)

    • @AnnoyedChicken-pn9lr
      @AnnoyedChicken-pn9lr Час назад

      Wedi eri wedi kburat ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Sahll23456
      @Sahll23456 Час назад

      ❤️🇪🇷🌹

    • @metkelawittsenat4157
      @metkelawittsenat4157 36 минут назад

      በይኖም ስንጋቡር ክኮኑን,ክምዕቡልንኣይነፍቅድን!

  • @TsegayKidanu-p6t
    @TsegayKidanu-p6t 3 часа назад +8

    መምህር ኣብርሃ ተኽሉ ብቁዕ ፖሎትካ ተንታኒ ትግራዋይ❤
    እወ፡እዞም ፖሎትካ ካፒታሎም ዝተፀንቀቆም ድሑራት ክልተ-ጉጅለ ህወሓት ኣብ ትግራይ ባይታ ብዝስእንሉ መንገዲ ክውቅዑ ዝግበኦም ድሑራት እዮም።

  • @Gira1995
    @Gira1995 2 часа назад +4

    መገዲ መምህር ኣብራሃ እየ ዝመርፅ❤

  • @WediMemher
    @WediMemher 3 часа назад +5

    ህወሓት ን20 ዓመታት ኣይ ኩይናት ኣይ ሰላም ንትግራይን ንኤርትራን ጎዲኣ ንኢትዮጵያ ኣልሚዓ። ክባን ዕፅዋን ንኤርትራን ንትግራይን ጎዲኡወን እዩ።

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 3 часа назад +15

    Sabiya Ena kuluna hizbi Eritrea ❤.

    • @xaka5505
      @xaka5505 3 часа назад +2

      ነዓ ሕለፍ በዳን ኣእምሮ

  • @TebarekZekaryas
    @TebarekZekaryas 4 часа назад +8

    Waww memher abraha haqi seb ❤❤❤

  • @ZeradawitSenayAraia
    @ZeradawitSenayAraia Час назад +3

    Give me thanks to this amazing man named instructor Abrha ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amineabami3443
    @amineabami3443 3 часа назад +5

    "ሸያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ " ትብል ብሂል ብጋህዲ ትርእየላ መድረኽ።

  • @Aklilu-f5h
    @Aklilu-f5h 2 часа назад +5

    ፅቡቕ ጅማሮ'ዩ ምኽንያቱ ሓሳባት ኣብ ሓደ መድረኽ ከምዚ ክሙገቱ ደስ ይብል:: ይበል ደቂ ዓደይ

  • @kelatihabtom8265
    @kelatihabtom8265 4 часа назад +12

    ኣይትኹሎፎ ንኣብርሃ ሓሳቡ ኣውድኣዮ ሓቂ እንተለካ።

  • @nasriabdala3171
    @nasriabdala3171 4 часа назад +8

    Erirawinet Forever

  • @Yohannes-BS
    @Yohannes-BS 5 часов назад +21

    Professor Abraha Teklu is very wise man.

  • @GalaxyAa-xd3li
    @GalaxyAa-xd3li 5 часов назад +22

    አማኒኤል ተከፋሊ እዩ ናይ ጌታቸው ሓሽከር እዩ መምህር አብርሃ ጅግና ሓቀኛ እዩ

  • @mamushamamusha-yo7ty
    @mamushamamusha-yo7ty 4 часа назад +7

    ከም መምህር አብራሃም ትግራይ ዘድልይዋ ሰብ ሓደ

  • @fitsumkflaikidanu558
    @fitsumkflaikidanu558 2 часа назад +4

    ኣቶ ኣማኒኤል ብጣዕሚ ሕማቕ ኣለኻ። ዝሓለፈ ይኣኽለና፡ ኣብዚ ዞባ ሰላም ንፍጠር ክንዲ ምባል ሕጂ ውን ንምድማይ ትዕድም ኣለኻ። ፈቲኻ ጸሊእካ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ "ሻዕብያ" እዩ።
    መምህር ኣብራሃ ግን ብሓቂ ምሁር፡ ለባም፡ ደላይ ሰላም ኢኻ። ዓቢ ክብሪ ይግበኣካ።
    ኤርትራውነት ክቡር መንነት፡ ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘለኣለም ክነብር እዩ።

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 3 часа назад +6

    Tigray kem memhir yedlya alo.❤nay behaki temrti zewdae eu.

  • @GodisLord-om5kf
    @GodisLord-om5kf 4 часа назад +9

    ኣማኒኤል ካብ ብዙሕ ምዝራብ ብዙሕ ስማዕ ሕልፈትካ ጽልኢ ክትዛረብ ልዕሊ ማንም ሕዋሓት ያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ጆኖሳይት ጌራ ኣፈጨለ ኣይትኹን ተማሃር መምህር እዩ ይምህረካ እዩ ዘሎ ሻዕብያ መርዘንካ እዩ ክህሉ ንዘለኣለም ኣበይ ኣለኻ ዘይተባሃልካ መንእዩ ሓሲብካ ስለ ኤርትራ ኣይምልከተካን እዩ ናትካ ግበር ደንቆሮ ኤርትራዊ ኩቡር መንነት እዩ ኤርትራና ዘለኣለም ትንበር መምህረይ ክብረት ይሃበለይ እቲ ንሰላም ምዝማር ቀጹሎ

  • @Sami-jj7rn
    @Sami-jj7rn Час назад +2

    መ'ም ኣብርሃ ናይ ብሓቂ ብሱልን፥መስትውዓልን ንዓኻ ኣብ ቅድሚት ተተምጹኻስ ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ኣቲዎ ዘሎ ዓዘቅቲ መውጻካ'ዮ!"ዕመን ጥዕናን ይሃብካ from Eritrea 🇪🇷

  • @DebesaySereke-v7h
    @DebesaySereke-v7h 3 часа назад +4

    Professor abrha teklu hero I would like he the president tigray soon if tigray rescue

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 2 часа назад +4

    Professor Abraha
    Is scholar.
    He is modern, unlike this old woyane

  • @jubilee_john4862
    @jubilee_john4862 5 часов назад +7

    When force of Good force of Evil meet face to face! Prof. God bless you for embracing love with your neighbors consistently

  • @gebrehiwetzeyesus
    @gebrehiwetzeyesus 5 часов назад +8

    ኣብርሃ ተኽሉ ቅኑዕ ሰብ

  • @MunaSaleh-uy6sk
    @MunaSaleh-uy6sk 4 часа назад +9

    ብመጀመርታ ኣማኒኤል ዝባሃል ጽልኢ ጥራይ ሕዙ ዝመጽ ሰብ እዩ ርዲእት ናይ ፖለቲካ የብሎን

  • @TsegaiMikaele
    @TsegaiMikaele 3 часа назад +7

    Memhir Abraha nay behaki zenead tigraway

  • @YoniTes-q5c
    @YoniTes-q5c 3 часа назад +5

    Waww aya abrha❤

  • @AnnoyedChicken-pn9lr
    @AnnoyedChicken-pn9lr 2 часа назад +3

    Memhr abrha❤❤❤❤❤❤ from eritrea

  • @zemichaelhaile4663
    @zemichaelhaile4663 3 часа назад +4

    ምሳኢት ትግራይ! ብመመህር ኣብራሃ ተኩሉ ሪኤያ

  • @TeagesMisgna
    @TeagesMisgna 3 часа назад +4

    ሀሜት ሂዙ ከም ፈላስፋ ጭህሙ አንዊሁ ማሀይም መምህር አብረሀ ምዚዬም አይትቅረብ

  • @RussimAbraham
    @RussimAbraham 3 часа назад +4

    መምህር ኣብራሃ እንጀራ ዓለም ብላዕ

  • @EfremHans
    @EfremHans 2 часа назад +2

    Abraha jgna eka bhaki❤❤❤❤❤ente ezi chmu tenwhe mhur zmeslo mo derejaka aykonen

  • @SolomonTaeme-w6o
    @SolomonTaeme-w6o 2 часа назад +2

    መምህር፣አብረሃ፣የቀንየልና

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 Час назад +2

    መምህር አብርሃ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @TesfitYemane-e2z
    @TesfitYemane-e2z 2 часа назад +2

    Memher Abrha jegna you are smart man I like you 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freweinighidey4554
    @freweinighidey4554 2 часа назад +2

    Tigray needs more people like Memhir Abraha🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 часа назад +3

    ኣቦ ጽልኢ, ሕዱር ሕማም, ዘመን ውቤ ዝጸመመስ ውቤ ክብል ይነብር, ነዛ ዘተ ሓሚስዋ. ሰማዒ ክማሃሮ ዝግባእ ኣባኺኑ, ጋዜጠኛ ውን ካብ ስራሓ ignorance ኮይኑ ስራሓ ወሲድላ. ህዝብና ታዓዘቡ, ፈተውትናን ጸላእትናን ነለሊ. ሰላም ንኹልና.

    • @selamselam7358
      @selamselam7358 Час назад

      አታ ኺድ አለሊኹም አየለሊኹም ተምጽኡልና የለን ብሱዳንኩም ጌርኩም ኪዱ ን 30 ዓመት መጺኹምና እምበር አይመጻናኩምን🤮🙄

  • @abrahamgyesus3807
    @abrahamgyesus3807 3 часа назад +3

    አብ ነብሶም ዘይተአማመኑ ሰባት ናይ ሽግሮም መፍትሒ ናብ ናይ ዘመናት ጸላኢኦምን ቀታሊኦምን ፍትሒ ንምእላሽ ብርኪ ክስዕሙ ናብ ሽዋን አስመራን አሕዋት ኩኑናን ዕረቁና ኢሎም ክልምኑ ክትርኢ ከለኻ ትግራውነትካ ጥራሕ ዘይኮነስ ከም ተራ ናይ ወጻኢ ዜጋውን እውን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝንን ዘሕፍርን። መሸንቆቃ አብ ክሳዶም አሲሮም ንጸላኢኦም እንደገና ይዕድሙ አለው።

  • @brhanekiros9549
    @brhanekiros9549 3 часа назад +5

    መምህር ኣብርሃ ተኽሉ ዕድምን ጥዕናን ይሓብካ ፈጣሪ አዚዩ መሁር ብሱል ሰብ እንተ እቲ አማንኤል ዝብሓል ካብ ፍልጠት ነጻ ኢዩ እንተ ዝምሓር።

  • @tesfomabrha7846
    @tesfomabrha7846 2 часа назад +3

    መምህር ኣብራሃ ኣቦሓቅ ዕድመ ይሃብካ

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube 5 часов назад +18

    ኣማኑኤል ገና ኣፉ ክኸፍት ከሎ ዉሽጡ ባዶ ምዃኑ ይፍለጥ።

  • @SeboBronabo
    @SeboBronabo 3 часа назад +4

    Menhir abraha zhashe seb

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 2 часа назад +2

    Professor Abraha is a great politician.
    He is smart, modern, and above all peaceful scholar .

  • @ኤፍራታTube
    @ኤፍራታTube 5 часов назад +14

    መምህር ክቡር ጅግና ሓቀኛ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 5 часов назад +4

    መምህር አብርሃ ይበል ትንተታ ፖለቲካ ትግራይ ብዝግባእ ዝተረደአ ብቁዕ ብሉፅ ስብ ኢለካለኹ
    ብአንፃሩ ወዲ መርሳ አብ ቅርሕንቲ ዝተሞርኾሰ ትንታነ እዩ ዝገልፅ

  • @snitnekulu2976
    @snitnekulu2976 2 часа назад +3

    ንመምህ ኣብርሃ ምስ ብጽልኢ ዝቀርሓነ ሰብ ምቅራብ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣማኒኤል ነብሱ ወይ ኣጠማምትኡ ብመንጽር መ. ኣብርሃ ለባም እንተ ዀይኑ ክግምግማ እዩ።

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 4 часа назад +4

    ንምንታይ እዩ ግን ነቲ ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ ነጻ ጌርካ ሻዕብያ ተሐታቲ ምግባር ቁኑዕ ድዩ?ሕጊ እንከሎ ናይቲ ጎንጺ መፍትሒ ጽልኢ ምጉስጓስ መፍትሒ ድዩ?አብ ጽልኢ ምንባር ረብሐ ናይ ክልቲኡ ድዩ?ናይ መወዳእታ ፍታሕ እንታይ ክኸውን ይኽእል?

  • @HenokHiyabu-p1u
    @HenokHiyabu-p1u 4 часа назад +6

    Mr Amaniel says"we can't live with one who have Eritrean mentality " I don't really know what to say?

    • @solomoneguss3373
      @solomoneguss3373 2 часа назад +1

      Saying RIP :: 😂😂😂😂😂

    • @sawaserawur4808
      @sawaserawur4808 2 часа назад

      This man is realy Anti peace

    • @HenokHiyabu-p1u
      @HenokHiyabu-p1u Час назад +1

      Amaniel thinks Tegaru hated Tegaru and in that way Tegaru hated themselves. Simple logic.

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 5 часов назад +13

    እዚ እዋን ከም መምህር ኣብርሃ መሰልቲ በሳላት ሰባት ዘድልዩሉ ግዜዩ።

  • @HulufWelela
    @HulufWelela 5 часов назад +9

    ኣማኑኤልን ነጋ ዘርኡን የጠዓዩይ ብዚ ፍጥነት እዚዶ ንቁልቁል ትወርድ ኢኻ

  • @michaelkt4669
    @michaelkt4669 4 часа назад +14

    ተጋሩ ክትጠምዩ ከለኹም ካብ ኤርይራውያን ትልምኑ ምስ ጸገብኩም ከኣ ኣንጻር ኤርትራ ኲናት ትእውጁ።ከምኣ ኢልኩም ብተንኮልኩም ክትድቆሱ ክትነብሩ ኢኹም።

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 4 часа назад

      ❤️🤣

    • @WeladayZerabruk
      @WeladayZerabruk 4 часа назад

      እንታዩ ካባኻትኩምዝልመን ንባዕልትኹም ፆምሓደርቲ

    • @AboaboA-gx9qe
      @AboaboA-gx9qe 3 часа назад

      ካብጣልያን ዝትኮበካስ ለማኒ ኪድ ልልቭያካ

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 3 часа назад

      @AboaboA-gx9qe 🇪🇷 gexkume tirhake eritra kitiblu komale

    • @michaelkt4669
      @michaelkt4669 2 часа назад +1

      ኣቤት ድንቁርና ክጥዕም ጥልያን ድኣ ቅድሚ 80 ዓመት ዝወጸ ኣበይ ኮይኑ ክቶክበለይ? ትኳብ ዋሒድ።

  • @gomera-i7d
    @gomera-i7d Час назад +1

    መምህር ኣብርሃ ለባም ብሱል ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። እዚ ጨሓም ቆልዓ ንዓካ ኣይምጥንን ኢዩ።ጽቡቅ ጌርካ ደኣ ኣስተምህሮ ኣይርድኦን ኢዩ ደኣንበር።

  • @ManJohson
    @ManJohson 2 часа назад +2

    ሰላም ሰላም ሰላም ክብርቲ ዋዕሮ ጅግና ጋዜጠኛ መድህን ገ/ስላሰ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 4 часа назад +5

    ኣብርሃ ሎሚ ብዘይ ቃልዓለም ኮፍ ኢሉ ትንታነ ፖለቲካ ይመሃር ኣሎ

  • @29185
    @29185 4 часа назад +3

    Lgeris peace agreement international final and binding kea dea, just focus on peace prevailing 🎉🎉

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 Час назад +2

    ግፍዕ ታሪኻውያን ጸላእትን ተጋሩ ወያነ
    ---ካብ1993 ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብኢድወነንኦም ክጥርሩ ሓረስቶት ኤሪትራ ክስጎጉ ጀመሩ።
    --- ካብ1993ክሳብ 1996 ዝካየድ ዘነበረ ዝርርብ ብሰበ ሰልጣን ፈረ ዘይብሉ ኮለል ጥራይ ኮይኑ ተረፈ፡
    ---July 24, 1997 ወያነ ንዘነበረ ምምሕድዳር ኤርትራ (ፖሊስ) ኣብ ዓዲ ሙሩግ ኣፍሪሶም ምምሕድዳሮም ተኸሉ።
    ---October 17,1997 tplf ሓድሽ map መሬት ኤሪትራ ዘለዎ ዘርጊሔት፣ ብሓገዝ ናይ ጀርመን GTZ።
    ---may 6 1998 ኣብ ሓለዎ ዝነበሩ ተጋደልቲ ፡ወያነ ምስ መጽዎም እሞ ንምርድዳእ ዝኸዱ ፡8ተጋደልቲ ፡ብወያነ ኣድብዮም ብምጽናሕ ኣብ ደምበ ኣስመራ ተሰውኡ።
    ---may 13 1998 ምእዋጅ ውግእ ብዕሊ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ።
    --- መቓብር ስውኣት ብወያነ፡ ኣይተፋሕረን ዲዩ ከምኡ እውን 2000 ዓመት ዝገበረ ሓውልቲ በለው ከለውን መጠራን ብቲኤንቲ ፈሪሱ
    --- ኣብ ጎቦ እምባሶይራ ዱር መቦቆላዊ ጽሕድን ኣውሊዕን ዝነበረ፡ ወያነ ብግሬደር መንገዲ ከፊት ፡ንትሽዓተ ወርሒ ክሳብ ድወጹ ብዓበቲ መኻይን መሊኦም ኣጊዒዞሞ ፡ሌጣ ጎልጎል ተሪፉ
    --- ንዓመታት ዘጥረይዎ ናይ 100000 ህዝቢ ንብረት ኣይራሰኹሞንኣል ኣየባረርኩምን ዲኹም ብሰንኩ ኣብ ሰብኣውነቶም መንፈሶም ምዝንብላት ተፈጢሩ፡ ኣብዚ ትግራዋይ ከ ኣይሓበርካን ዲኻ ?
    ---ስራዊትኩም ንትሕቲ 5 ዓመት ወዲ ቕተል ኢልኩ ኣይኣዘዝኩም ዲኹም ?
    ---ብጋይት(ምሩጻት ከቢት) ጋሽ ባርካን ንብረትን ሕዝቢ፡ ትግራይ ኣይዘመትን ድዩ ፡ሓይሊ ኤልክትሪክ ሕርጊጎ ብነፈርቲ ኣቃጺልኩሞ ሕርሻ ዓሊግዱር ምስ መሽናቱ ኣንዲድኩሞ ፡ብሻ ወርቂ ምጻእ ምስ ጀመረ ብሚሳይል ደብዲብኩሞ?
    ---ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ከፊትኩም፡ ህዝብና ከምዝበታተን ኣይገበርኩምን ዲኹም፣ኣብኡ ንኸይውጹ ከልኪልኩም ብኣውራጃ ብሃይማኖትን ከምዝናቖት ኣይገበርኩም ዲኩም?
    ---Aids ዝተበክላ ኣውልድ ኣብ ምዓስከር ይእቲኩም መንእሰያት ኣይበከልኩምን ዲኹም ?
    --ን10 ዓመታት ዝቀጸለ ዕጽዋን ክባን፡ ህዝብናን መንግስትናን ንምሕናቕ ኪዳን ሰንዓ ፎርም(ወያነ፣የመን፣ሱዳን) ኣይመሃዝኩምን ዲኩም?
    ---ብናትኩም ሓሶት ህዝብና ን 9 ተ ዓመት ብማዕቀብ ከምዝሳቐ ኣይገበርኩምን ዲኹም?
    --ተጠሊዕኩም ሑቐ ደቂ ከበሳ ክስበር ኣሎዎ ክጸንቱ ኣሎዎ ኣይበልኩምን ዲኹም?
    --- ኣሽካዕላል ወያነ ድሕሪ ውግእ -ጸገም ናይ ዶብ ኣይኮነን ናይ ቁጦባ -? ናይ ቁጦባ ኣይኮነን ናይ ወደብ እዩ( ገብሩ ኣስራት ከም ዝበሎ ኤርትራ ሲንጋቡር ከይትኸውን)---? ናይ ወደብ ኣይኮነን ትግራይ ትግርኝ፡ እንዳበልካ 19000 ብሉጻት መንእሰያት ኣሰዊእና።ስዒቡ ዝሑል ኳናት ድማ ከፈትኩም
    ---ሓድሽ map ሰኒዕኪ፣ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስ ረጊጽካ ፣ኣንጻር ሰላም ሰላማዊ ሰልፊ ፣ኣንጻር ሰላም ኮይንካ ንድስሕብ ሰራዊት መኻይን ከቢድ ብረትን ምዕጋት፣ኢሩብ ትዓቢ ካብ ኤሪትራ እንዳበልኩም ኣይውዓልኩሞን ዲኹም?
    --ናቃፋ ገንዘብና ምስ ወጸ፡ እቲ ኹሉ ብብር ገንዝብ ህዝቢ ኤሪትራ ናብ ኢትዮፕያ ከይተመልሰ ተሪፍ ፡ኣደዳ ክሳራ ኮይና
    --- ኣብ እምባ ሴራ ፡እስላም ዝቅመጥዋ ዓዲ ፡ ነተን ድቂ ኣንስትዮ ንውርሒ ዝኣክል ኣብ ቅድሚ ደቀንን ብዓል ቤትንን ተጋሩ ወታሃደራት ንሓንቲ 7 ስብ ኣዳኮኑ ተጋሲሶመን
    ---ኣብ ተሰነይ ኣብኡ ን30 ዓመት ብዝተቀመጠ ትግራዋይ ጠቋምነት 16 ሰባት ተረሺኖም፡
    ---ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ሰብ ዝተኣከቦ ቤት ጸሎታት ዝተገብረ ናይ ሄሊኮፕተር ድብደባ 23 ሰባት ተቃጺሎም፡
    --- ኣብ ዛላንበሳ 38 ሰባት ተረሺኖም፡
    ---ኣብ ባዳ 15 ሳባት ተረሺኖም፡
    ---ኣብ ባረንቱን ካልእ ዓድታትን ኩሉ ተዘሪፉን ተቃጺሉን ነዚ ዝተቃወሙ 9 ሰባት ብተምልከተለይ ተቀቲሎም፡
    ---ብዙሓት ኣዋልድ ደቂ 14-29 ብሓባር ብናይ ወያነ ወተሃደራት ተዓሚጸን፡ ሓንቲ ጓል ተሰነይ ንዝክራ ኢና ጓል 14ዓመት ቋልዓ ብ9 ወተሃደራት ወያነ ምሉእ ለይቲ ክጓሰስዋ ድሕሪ ምሕዳር ኣብ በረኻ ክትመውት ደርብዮማ ከይዶም፣ . . . እንታይ እሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ
    ---ኣብ Hegue ናይ ዓለም ቤት ፍርዲ የግባይ ዘይብሉ ዝተፈርደ ፈርዲ ነጺኩም ፡ን20ዓመታት ባድመን ካልኦት ዓድታትን ተቆጻጺርኩም ፡እቲ ህዝቢ መረበቱ ገዲፉ ኣደዳ ስደትን ምዝንባል ኮይኑ ከየኣኽሎ ኣብ ጾሮና ኮነ ኣብ ካልእ ቦታታት ፡ዓመት- ዓመት ኣብ ምዓልቲ ናጽነት ውግእ እንዳኽፈትኩም ኣጋፍዕኩሞ።
    ---ኣብዚ ናይ ሰላም ምስ ኣቢ ዝካያዶ ግዜ እውን ፡ፈተነ ቅትለት ንጀነራል ስብሓት ከምኡ እውን ንኩብር ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ፡ካልእን እውን እንዳካየደ ፡ኮር ተገምጠል ኮይኑ ግና ኣንጻራ ሰላም ኮይንኩም ፡ክሳብ ፕረሲደንት ንድብረጼን ውግእ ኣይድልዮኩምን ምባል ምዒድዎ።
    --ኣብ 2020ኣብ ኣኹሱም ነቶም ንወጻኢ ክኸዱ ኣብ ኣክስም ዝነበሩ 19መንእሰያት፡ከካብ ገዝኦም ኣውጺኦም፡ኣብ ማእከል ሕዝቢ ኣኹሱም ቀቲሎም ን2 ምዓልቲ ሬሳ ተሰጢሑ ከይተቀብረ ብምጽናሕ፡ኑራ ስብኣያ ኣብ ቅድሚ ዓይና ምስኦም ቀቲሎም ከይኣክሎም፡ንኑራ ሓራስ ኣብቲ እዋን 8 ሰባት ተጋሲሶማ
    --ብሚሲይል ምድብዳብን ፡ኣብ ምዓስከር ሰደተኛ ዝነበሩ ብዝሓት ምርሻን. . . ብዙሕ ግፊዒ ተጌሩ።
    --ካብ 10ኪሎ ወርቂ ምፍሓር ሓደ ኤርትራዊ ሕጅካ ምሻጥ ( human trafficking) ኣርሜን ሳዲስቲ ሰራሕ ፈጺምኩም።

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal 36 минут назад

      እዚ ናይ ኣፍሪቃዊያን ድንቁርና ንግደፎ። ተጋሩውን ከምቲ ዝጻሓፍካዮ ብኣንጻሩ ክንጽሕፍ ንኽኤል ኢና። ግና ረብሓ የብሉን። ዝተፈጸመ ተፈጺሙ ኣሎ። ሕጂ ሓድሽ ምዕራፍ እዩ ዘድሊ።

  • @TeagesMisgna
    @TeagesMisgna 3 часа назад +10

    ምምህር አብርሀ እድመ ይሀብካ ምሳካ ዘሎ ሀሜት ጥራህ እዮ ፍልጠት የብሉን።

  • @temesgenhaile2754
    @temesgenhaile2754 Час назад +1

    Men abrham❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mandelaabraha7448
    @mandelaabraha7448 3 часа назад +3

    Hot issue and great discussion

  • @አምቼውከኤርትራ
    @አምቼውከኤርትራ Час назад +2

    ኤርትራውያን ላይ ብዙ መከራ ችግር ነው የደረስባቸው ላለፉት 20 ዓመት ግን የትግራይ ኢሊት ደፍሮ መናገር አልቻለም
    መምህር ኣብረሃ ይሄንን ፍርሃት እየሰበረ ነው ለሁለቱ ህዝቦች ሲል ስለዚህ ሰላም የምንፈልግ ከሆነ ልንደግፈው ይገባል ::

  • @ZerayHailay-yx2td
    @ZerayHailay-yx2td 5 часов назад +4

    ከም መምህር ኣብራሃ ቅኑዕ ፖለቲከኛ ኣብ ትግራይ የለን ዘበት እንኮ ቅኑዕ ሙሀር ፖለቲከኛ 100% shure proud of you 👏👏

    • @samuelaram2390
      @samuelaram2390 4 часа назад

      ሓሳዊ ኢኻ መዚነካ

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal 59 минут назад

      ኣለና ብዙሓት። ሕማቓት እናረኣኻ ንኹላትና ኣይትለክመና። ንህዝቢ ትግራይ ኣይትፈልጡዎን።

  • @tedrosyohannes834
    @tedrosyohannes834 Час назад +1

    God bless you teacher Abrha good job

  • @keseteasfaha789
    @keseteasfaha789 4 часа назад +3

    Abereham❤❤❤

  • @bahtabekretsn390
    @bahtabekretsn390 Час назад +1

    ❤❤❤ abrha gegna

  • @AmanuelGebremedhin-z5z
    @AmanuelGebremedhin-z5z 2 часа назад +2

    First Justice

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 4 часа назад +4

    Very interesting discussion between Tegraway pro Ethiopian vs Eritrean. Discussion between pro strategic Tigray interests vs partisian.
    Discussion between Tegaru representative vs Eritrean ( Hegdef) representative.
    Thanks a lot Amanual for standing to protect Tegaru's strategic interests.

    • @gmbarxorona2655
      @gmbarxorona2655 3 часа назад

      What is your strategic interest Canadian wheat?

  • @mandelaabraha7448
    @mandelaabraha7448 4 часа назад +2

    period

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 2 часа назад +2

    Professor Abraha is very nice correct person.

  • @AdmR.y
    @AdmR.y 5 часов назад +4

    ኣብርሀ ተክሉ

  • @زكرياعبود-س4ت
    @زكرياعبود-س4ت 4 часа назад +2

    ጉጅለ ዶ/ደብረጽዖን ኣብ ኣታሓሕዛ እቲ ጉዳይ ጉድለት ኣለዎም :ጠንቂ ዘይኮኑ ግና ሳዕቤን 'ዮም :እቲ ሓደ ጉጅለ ግን ብኣፍልጦን ብመድብን ጠሊሙ 'ዩ ::