Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Selam .viva ❤❤
ዓወት ንኣኻ መንአሰይ ትግራይ 🩵🩵🩵🩵🩵🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ፁቡቕአቀራርባ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤
የባድመ ስምምነት መዋጥ ብቻ ነው የሰላም መሠረት:: ,እምቢ ካልክ እልቂቱ ይቀጥላል: ደስ ይለሃል????::
ቀሪባላ ታነገር። ዝሓዝልን ዝሕግዝን ኣብዘይብሉ ሰረቕቲ ማንካ ናብ ከብዲ ዓሣ ዝኣትዉላ ደለይቲ ፍትሒ ዝነግሱላ።
Waw
PEACEPEACEPEACE
ሰማዒ እዝኒ እንተሃልዩስ ካሳ ሃይለማሪያም ዝሃቦ ምኽሪ ሓሳብ ኣዕርዩ ረዚን እዩ። የቕንየልና ድማ ክበሃል ይግበኦ።
Agar not Igrena I love Tigrinya mother language.
❤❤❤
ህወሐት እተድሕኖ ህዝብን ኸባብን የለን ህወሓት ነስልጣና እምበር ንኽብሪ ተጋሩ ዘይትምቹ ናይ ባንዳታት ጉጅለ እያ
TBS ጽቡቕ ጅማሮ ዩ ከም ተጋሩ ዝነበረና ሕጽረት ሚድያ እትምልሱ ክትኮኑ ተስፋ ንገብር ሰለስተ ነገር ትጥንቀቑ ይግባእ 1. ካብ ኩሉ ነጻን ገልተኛን ክትኮኑ ይግባእ2.ሓቅነት ዘለዎን ኣብ እዋናውን ክትኮኑ ይግባእ3. እቲ እትዝግብዎ ካብ ዝኮነ እናቐዳሕኩም ወይ ቅድሚ ሕዚ ዝተዘረበ እናደገምኩም ክኸውን የብሉን ወዘተ ዝኣመሰሉ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዓድን ህዝብን ትግራይ ተጋሩ ዘጋጠም ብዘይንሕስያ ክትቃለሱ ህዝቢ ትኽክለኛ አንፈት ከእንፈት ትጽዕሩ ይግባእ
Bandit tv
ክብርኣብ ትባሃል ሰብኳ ድጉል ዕላማኻ ምስ መን ከምዝኾንካ ንምፍላጥ ጽንዓት ዝግብኦዩ ?
እቲ ገባቲ አረጊት ዝብኢ ማዓልቱ ቀሪባ አላ ክንደይ ግዜ ደም መናእሰያት ክሰቲ ይአክል ንምልኪ
ብዕራይ ትሐልም አለኻ
ጉጅለ ደብረጸን ሽግር ህዝቢ ኤረትራ ዕሽሽብምባል ምስ ስዓት ህግደፍ ዝገብሮ ሽርክነት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዋጋ ዘኽፍል ጸለም ታሪኽ ክኸውን አዩ ነዚ ክልተ ህዝቢ ከምቲ አስያስ መጋበርያ ዝገበሮ ደብረጸን አውን ከይደግሞ ኩሉ ትግረዋይ ይኹን ኤረትራዊ ዋጋ ዝኸፍለሉ ግዝየ ሕጂ አዩ
ጉዕዞ ናብ አዲስአበባ መበገሲኡ መን ይኹን ውሽጣዊ ቑምነገራቱ ኢቲ እርዳካ ዝተባህለን ጉጅለን እቲ ዋንኡ ከምዝአመነ ከልቢ ጭርኡ የማን ጸጋም ዝቖጻጺ ውሽጣዊ ጸገምና ፍትሓልና ዝብል ድዩ ነይሩ?
ፅልልቲ ትግራይ ማለት መልሲ ዮሴፍ ገብሪህወት ዛዓበደት ትግራይ ማለት ኢዩ
ኤርትራ ቀጥ ቀጥ??? ኣይይይይይ!!!!!!!:: እሞ ታሪኽ ኤርትራ ኣይትፈልጥን!!!! 30:47
ተገልቢጡኒ በለ ቅጫ
ልእላውነት ኤርትራ ዓለውምለኻዊ ሕጊ ማእከል 😮ዝገበረ ሪፈረንደም ብምኻኑ ሃገረ ኤርትራ ንሓደን ንሓውሩን ህያው እዩ:: ጠይቅጣት እንተንገርገሩን እንተነቀውን ቻ ጥራሕ በልዎም:: ሓምኤ አብ ልዕሊ ወያነ አብያ ሕጋዊ ብይን ውሳነ አልጀርስ ልዕላውነት ኤርትራ ጥሒሱ አስታት ርብዒ ክፍለ ዘመን ኤርትራን ህዝብን ጆሆ ብምሓዝ ኩለንተናዊ ዕንወት ዝፈጸ ገበነኛ ዝወሰዶ ፍጹም ቅፃዒ ስጉምቲ ርትዓውን ምኽኑይን ብምንባሩ ንሓይልታት ምክልኻልና አገናዕ ምባል ናይ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ሞራላውን ታርኻዊ ሓላፍነት እዩ:: እዚ ማለት ግን ዝኾነ ዓይነት ገበን አብ ልዕሊ ሲቭል ምስ ዝፍጸም ግን ኤርትራዊ ወይ ትግራዋይ ምኻን ዘየድልዮ ናይ ማንም ፍጡር ወዲ ሰብ ክኹንኖ ይግባእ 4 ነጥቢ (ኢንጅ. ደሱ )
ተጋሩ ኣሕዋትና፡ ናይ ሎሚ ኢሳይያስ ኣይትርኣዩ ናይ ጽባሕ እንምምበር
ለቅላቂ 1000ኢሰያስ ኣለዊ
ህዝቢ ዶ ታይገይሩ እዮ መራሒኡ እቱ ኢሉዎ ግበር ኢልዎ ዝምሕር የለን ክፉእ መራሒ ኣይሃብካ እዩ ዝባሃል።ሰላም የውርድ ባዕሉ።
ብረሃነ ኽላ ስቅበል ደብረፂየን ኽትብል መስዩኻ እስያስ ድያብሎስ ቀንዲ ፀላኢ ደብረፂየን እዩ ምስ እርትራዊያን ስላም እንትብሉ ሐቂ እዩ ህግደፍ አወጊድኻ ካአ አሕዋት ሙኻና ነራጋግፅ
ዜና ድዩ ????
እቶም ተተካእቲ ካልኦት ውድባት እንታይ ይገብሩ ኣለው?እቱ ግዘ ህዚ እዩ እቱ ሓዱሽ ወለዶ ልውደበሉ ልተኣኻኸበሉ ተተካኢ ልኸውን ኣማራፂ ይሃልወና ኣብሕዋሕት ካም እንጀራ ሓበሻ ለይትንቃትርን ኣይንሓሉ!
Who was slow & pulled shaebia to Tigray invaded ???
ቀፅሉሉ ይጥፍኡ!!!!
ለካ ተወዳዳሪ ዘይብሎም ሸየጥቲ ዓዶም ተጋሩ እዮም::በርትዑ ሼጥኩም ወድእዋ
ኣየ ተጋሩ ጹቡቅ ትሓልሙ ሕልምን ጋህድን ግን በበይኑ እዩ 😂😂😂
ነቶም ክገብጡካ ፕሮግራም ዘለዎም ከምኡ በሎም።
ትግራይ ርሐቁ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ካብ ኤርትራ ክርሕቅ ጥራይ ዘለዎ ብድሕር ሕጅ ምስ ኢትዮጵያ ዝደናገጽ ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ከጥፈአኦ እዩ
ኣብ ትግራይ ግን ኣነ ዘይኮነ ትግራዋይ ስልጣን ስለዝሓዘ ምስ ሻዕብያ ክንሓብር ኢና ዝብሉ መራሕቲ ህወሓት ንሰምዕ ኣለና ፣እዚ ናይ ኦሮሞ ብሄር ተወላዲ ግን ንህዝብ ትግራይን ትግራይን ወኪሉ ብዝዓባ ውዕል ኣልጀርስን ናይ ሻዕብያ ውዕል ኣፍሪሱ ትግራይ ምውራሩን ብትኽክል ተንቲኑ ከቕርብ ከሎ ዝገርም እዩ።
Why’re you keep repeating old news? And stop one sided report..!
ኩረጃ ቃላት ሻዕቢያ በርትዑ "ጊላነት"
Birhane is speaking based on his personal perspective, without access to any resources. It’s quite amusing that you’re using his statements as a source for your information.
ሰራዊት ትግራይ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ናይ ጨምለቕለቕ ፖለቲካ ክዕሪ ክዝረግ ኣብ ምግባር ናይ ኣንበሳ ብፅሒት ኣለዎ። ስለዚ ህዝብን ሰራዊትን፣መንእሰይን ሰራዊትን ብቐረባ ክሪእዎ ይግባእ
ኣቱም ምድያታት ክልተ ጉጀለ እናበለኩም እትፅውዕ ዘለኹም ንባዕልኹም ንምድያኹም ኣጥዑምን ምስወግሐ ካብምሕታት ኣይትድሕኑኒ😢
እንታይ ኢኽም ትብሉ ዘለኹም ኤርትራዊ ኣይኮነን ንትግራይ ኣትዩ ንስኻትኩም ጠንቀላላዕ ኢልኩሞ መሬትና ልዕሊ 20 ዓመት ቸይ ቸይ ኢልኩሙሉ እንደገና ውን ልዕሊ 70 ዝኸውን ሮኬት ዝሰደድኩሞ ንህዝቢ ኤርትራ ረሲዕኩሞ ዲኹም ንህዝቢ ኤርትራ ስጋብ ሕጂ ብእገዳን ኣደዳ ጥምየትን ዘረፋን ዘወረድኩሞ ረሲዕኩም ዲኹምሕጂ ውን ጠንቀስ እንተ ኢልኩም። የእጋርኩም ክትስበሩ ኢኹም ሎቕማጻት መጋማዳሕቲ ክንደይ ዘይትዓፈረ። ብንጣር ዓፍራ ናትኩም ግና ሓቂ ወጺኡ ማለት ኣይኮነን
ኣማርኛ እንዳበጁሽ ....: ምነው ኣማራየ?? ኣማርኛ ውሸት ለመንዛት የተፈጠረ ቋንቓ ነው ያለ ማን ነው??: እውነትስ በኣማርኛ እንዳትነገር ማን ከለከላት???
ኣንታ ሽለት ኣይኮነን ዶ ክፈርሐዎስ ኣብ ዛዓለም ከምዘሎ ብሂወቱ ዉን ኣይዝክርዎን ኢዮም ።
ካብ ትልምኑ ግዳ ባዕልኹም ሃገርኩም ዘይትሃንጹ። ሰምፕረ ወጻእተኛ ከምዚ ኢሉና ሞራል ሂቡና ኣሎ ጻዕዳ። ስጋብ መኣሰይ ኢኹም ሰሪሕኩም ክትነብሩ ዘይትኽእሉ
ትደልዮሞ ይዝንጋዓክን ኢዩ
እዚ ሚድያ እቲ ዝምውሎ ግምት ብህዝቢ እናተነጸገ ይመጽእ ስለዘሎ ብማዕረ ንኽሊቲኡ ከውግዝ ይስማዕ አሎ ።
@@Shiferaw-m1 ናይ ዝኾነ ኣካል ምወላ ኣይንቕበልን። ብስራሕና ንረኽቦ እኹል እዩ። ተመፅዋታይነት ፀረ ናፅነት ስለዝኾነ
Temi bale haswet kamea enda balke hizebkume Atefekumo entay gdeske bezaba eritrae hasadate nay edikum rekbkum alku dhani gena gena Tigray ketetafe eya
መጋምገ ኣካይዳ ኣይጠቅምን
ጎቦ-ጎቦ ካብ ምኻድ ገዲፍኩም ነቲ ከዳዕ ጉጅለ ገታጨውን ጻድቃንን ዘይትኹንንዎ? እዚ ኩሉ ኣሽሓት መስዋእቲ ከፊልካስ እግሪ ኣሕመድ ኣቢ ምስላም። ዝገርም እዩ።
ትብዓት ይሓትት 🤣🤣
ቀደሙ ልሙስ።ጋህታፈይ!
Pp no
Deeply opposed! fake, fake, fake news video!
Selam .viva ❤❤
ዓወት ንኣኻ መንአሰይ ትግራይ 🩵🩵🩵🩵🩵🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ፁቡቕአቀራርባ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤
የባድመ ስምምነት መዋጥ ብቻ ነው የሰላም መሠረት:: ,እምቢ ካልክ እልቂቱ ይቀጥላል: ደስ ይለሃል????::
ቀሪባላ ታነገር። ዝሓዝልን ዝሕግዝን ኣብዘይብሉ ሰረቕቲ ማንካ ናብ ከብዲ ዓሣ ዝኣትዉላ ደለይቲ ፍትሒ ዝነግሱላ።
Waw
PEACE
PEACE
PEACE
ሰማዒ እዝኒ እንተሃልዩስ ካሳ ሃይለማሪያም ዝሃቦ ምኽሪ ሓሳብ ኣዕርዩ ረዚን እዩ። የቕንየልና ድማ ክበሃል ይግበኦ።
Agar not Igrena I love Tigrinya mother language.
❤❤❤
ህወሐት እተድሕኖ ህዝብን ኸባብን የለን ህወሓት ነስልጣና እምበር ንኽብሪ ተጋሩ ዘይትምቹ ናይ ባንዳታት ጉጅለ እያ
TBS ጽቡቕ ጅማሮ ዩ ከም ተጋሩ ዝነበረና ሕጽረት ሚድያ እትምልሱ ክትኮኑ ተስፋ ንገብር ሰለስተ ነገር ትጥንቀቑ ይግባእ
1. ካብ ኩሉ ነጻን ገልተኛን ክትኮኑ ይግባእ
2.ሓቅነት ዘለዎን ኣብ እዋናውን ክትኮኑ ይግባእ
3. እቲ እትዝግብዎ ካብ ዝኮነ እናቐዳሕኩም ወይ ቅድሚ ሕዚ ዝተዘረበ እናደገምኩም ክኸውን የብሉን ወዘተ ዝኣመሰሉ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዓድን ህዝብን ትግራይ ተጋሩ ዘጋጠም ብዘይንሕስያ ክትቃለሱ ህዝቢ ትኽክለኛ አንፈት ከእንፈት ትጽዕሩ ይግባእ
Bandit tv
ክብርኣብ ትባሃል ሰብኳ ድጉል ዕላማኻ ምስ መን ከምዝኾንካ ንምፍላጥ ጽንዓት ዝግብኦዩ ?
እቲ ገባቲ አረጊት ዝብኢ ማዓልቱ ቀሪባ አላ ክንደይ ግዜ ደም መናእሰያት ክሰቲ ይአክል ንምልኪ
ብዕራይ ትሐልም አለኻ
ጉጅለ ደብረጸን ሽግር ህዝቢ ኤረትራ ዕሽሽብምባል ምስ ስዓት ህግደፍ ዝገብሮ ሽርክነት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዋጋ ዘኽፍል ጸለም ታሪኽ ክኸውን አዩ ነዚ ክልተ ህዝቢ ከምቲ አስያስ መጋበርያ ዝገበሮ ደብረጸን አውን ከይደግሞ ኩሉ ትግረዋይ ይኹን ኤረትራዊ ዋጋ ዝኸፍለሉ ግዝየ ሕጂ አዩ
ጉዕዞ ናብ አዲስአበባ መበገሲኡ መን ይኹን ውሽጣዊ ቑምነገራቱ ኢቲ እርዳካ ዝተባህለን ጉጅለን እቲ ዋንኡ ከምዝአመነ ከልቢ ጭርኡ የማን ጸጋም ዝቖጻጺ ውሽጣዊ ጸገምና ፍትሓልና ዝብል ድዩ ነይሩ?
ፅልልቲ ትግራይ ማለት መልሲ ዮሴፍ ገብሪህወት ዛዓበደት ትግራይ ማለት ኢዩ
ኤርትራ ቀጥ ቀጥ??? ኣይይይይይ!!!!!!!:: እሞ ታሪኽ ኤርትራ ኣይትፈልጥን!!!! 30:47
ተገልቢጡኒ በለ ቅጫ
ልእላውነት ኤርትራ ዓለውምለኻዊ ሕጊ ማእከል 😮ዝገበረ ሪፈረንደም ብምኻኑ ሃገረ ኤርትራ ንሓደን ንሓውሩን ህያው እዩ:: ጠይቅጣት እንተንገርገሩን እንተነቀውን ቻ ጥራሕ በልዎም::
ሓምኤ አብ ልዕሊ ወያነ አብያ ሕጋዊ ብይን ውሳነ አልጀርስ ልዕላውነት ኤርትራ ጥሒሱ አስታት ርብዒ ክፍለ ዘመን ኤርትራን ህዝብን ጆሆ ብምሓዝ ኩለንተናዊ ዕንወት ዝፈጸ ገበነኛ ዝወሰዶ ፍጹም ቅፃዒ ስጉምቲ ርትዓውን ምኽኑይን ብምንባሩ ንሓይልታት ምክልኻልና አገናዕ ምባል ናይ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ሞራላውን ታርኻዊ ሓላፍነት እዩ:: እዚ ማለት ግን ዝኾነ ዓይነት ገበን አብ ልዕሊ ሲቭል ምስ ዝፍጸም ግን ኤርትራዊ ወይ ትግራዋይ ምኻን ዘየድልዮ ናይ ማንም ፍጡር ወዲ ሰብ ክኹንኖ ይግባእ 4 ነጥቢ (ኢንጅ. ደሱ )
ተጋሩ ኣሕዋትና፡ ናይ ሎሚ ኢሳይያስ ኣይትርኣዩ ናይ ጽባሕ እንምምበር
ለቅላቂ 1000ኢሰያስ ኣለዊ
ህዝቢ ዶ ታይገይሩ እዮ መራሒኡ እቱ ኢሉዎ ግበር ኢልዎ ዝምሕር የለን ክፉእ መራሒ ኣይሃብካ እዩ ዝባሃል።
ሰላም የውርድ ባዕሉ።
ብረሃነ ኽላ ስቅበል ደብረፂየን ኽትብል መስዩኻ እስያስ ድያብሎስ ቀንዲ ፀላኢ ደብረፂየን እዩ ምስ እርትራዊያን ስላም እንትብሉ ሐቂ እዩ ህግደፍ አወጊድኻ ካአ አሕዋት ሙኻና ነራጋግፅ
ዜና ድዩ ????
እቶም ተተካእቲ ካልኦት ውድባት እንታይ ይገብሩ ኣለው?
እቱ ግዘ ህዚ እዩ እቱ ሓዱሽ ወለዶ ልውደበሉ ልተኣኻኸበሉ ተተካኢ ልኸውን ኣማራፂ ይሃልወና ኣብሕዋሕት ካም እንጀራ ሓበሻ ለይትንቃትርን ኣይንሓሉ!
Who was slow & pulled shaebia to Tigray invaded ???
ቀፅሉሉ ይጥፍኡ!!!!
ለካ ተወዳዳሪ ዘይብሎም ሸየጥቲ ዓዶም ተጋሩ እዮም
::በርትዑ ሼጥኩም ወድእዋ
ኣየ ተጋሩ ጹቡቅ ትሓልሙ ሕልምን ጋህድን ግን በበይኑ እዩ 😂😂😂
ነቶም ክገብጡካ ፕሮግራም ዘለዎም ከምኡ በሎም።
ትግራይ ርሐቁ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ካብ ኤርትራ ክርሕቅ ጥራይ ዘለዎ ብድሕር ሕጅ ምስ ኢትዮጵያ ዝደናገጽ ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ከጥፈአኦ እዩ
ኣብ ትግራይ ግን ኣነ ዘይኮነ ትግራዋይ ስልጣን ስለዝሓዘ ምስ ሻዕብያ ክንሓብር ኢና ዝብሉ መራሕቲ ህወሓት ንሰምዕ ኣለና ፣እዚ ናይ ኦሮሞ ብሄር ተወላዲ ግን ንህዝብ ትግራይን ትግራይን ወኪሉ ብዝዓባ ውዕል ኣልጀርስን ናይ ሻዕብያ ውዕል ኣፍሪሱ ትግራይ ምውራሩን ብትኽክል ተንቲኑ ከቕርብ ከሎ ዝገርም እዩ።
Why’re you keep repeating old news? And stop one sided report..!
ኩረጃ ቃላት ሻዕቢያ በርትዑ "ጊላነት"
Birhane is speaking based on his personal perspective, without access to any resources. It’s quite amusing that you’re using his statements as a source for your information.
ሰራዊት ትግራይ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ናይ ጨምለቕለቕ ፖለቲካ ክዕሪ ክዝረግ ኣብ ምግባር ናይ ኣንበሳ ብፅሒት ኣለዎ። ስለዚ ህዝብን ሰራዊትን፣መንእሰይን ሰራዊትን ብቐረባ ክሪእዎ ይግባእ
ኣቱም ምድያታት ክልተ ጉጀለ እናበለኩም እትፅውዕ ዘለኹም ንባዕልኹም ንምድያኹም ኣጥዑምን ምስወግሐ ካብምሕታት ኣይትድሕኑኒ😢
እንታይ ኢኽም ትብሉ ዘለኹም ኤርትራዊ ኣይኮነን ንትግራይ ኣትዩ ንስኻትኩም ጠንቀላላዕ ኢልኩሞ መሬትና ልዕሊ 20 ዓመት ቸይ ቸይ ኢልኩሙሉ እንደገና ውን ልዕሊ 70 ዝኸውን ሮኬት ዝሰደድኩሞ ንህዝቢ ኤርትራ ረሲዕኩሞ ዲኹም ንህዝቢ ኤርትራ ስጋብ ሕጂ ብእገዳን ኣደዳ ጥምየትን ዘረፋን ዘወረድኩሞ ረሲዕኩም ዲኹም
ሕጂ ውን ጠንቀስ እንተ ኢልኩም። የእጋርኩም ክትስበሩ ኢኹም
ሎቕማጻት መጋማዳሕቲ ክንደይ ዘይትዓፈረ። ብንጣር ዓፍራ ናትኩም ግና ሓቂ ወጺኡ ማለት ኣይኮነን
ኣማርኛ እንዳበጁሽ ....:
ምነው ኣማራየ?? ኣማርኛ ውሸት ለመንዛት የተፈጠረ ቋንቓ ነው ያለ ማን ነው??: እውነትስ በኣማርኛ እንዳትነገር ማን ከለከላት???