It’s really very important. It’s a clever humor. The Eritrean grandfathers were very witty and had a great sense of humor. It’s very enjoyable. These brilliant, funny quick wit should be introduced in every Eritrean household through any means of medium please.
While Eritreans were using Ethiopian products the Ethiopians were getting hundreds of millions of amounts from the Eritrean ports and maritime services values with their local currency. So the Ethiopian were more advantageous than the Eritrean and therefore the commentator does not analyze all these facts.
Very good explanation brother yonas,Eritrea for Eritreans by Eritreans
Des zebel Programm Welcome Ertrawi hadnet Eritrea nai eritawiyan kubur menenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቕ መልእኺቲ ነልፒ ዞሎዎ ደስ ዝብል
Welcome buya media as always
የኤርትራ የነጻነት ታሪክ የፈጠረው በአንጋፋ/በዘመናዊ ተከፋይ ፕሮፓጋንዳዎች ማስፈራራት ሳይሆን የሁሉንም ጣጣ በመጣስ የትጥቅ ትግል ታሪካዊ እውነታዎች - ለነጻነትና ለሰላም በደም፣ በላብ እና በእንባ የታነጸ - በጀግኖች ህዝቦቿ ነው
Very good explanation and thank you so much
አየወ ኩቡራት አቦታትና ብዓል ክታብ ማዕረ ❤❤❤❤❤
🙏🇪🇷🇪🇷❤️🥰🌹🌹❤️🙏
ሰላም ኣያና ኤንጅነር እንቋዕ ድሓን መጻኻ
Grazie fratello 🇪🇷👍❤️🌹
ብጣሚ ደስ ይብል
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️❤️❤️
❤❤❤🇪🇷💖💖✋⚘🌷🌻
We will never forget it, about the Abraham Weldu family in Gegiret in 1975.
You did good thank
Ajoka 👍🏻
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
It’s really very important. It’s a clever humor. The Eritrean grandfathers were very witty and had a great sense of humor. It’s very enjoyable. These brilliant, funny quick wit should be introduced in every Eritrean household through any means of medium please.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯👋
Merhaba Yoni welcome 🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷i don’t know why they don’t have to tell the truth about it they know it 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
ሃይ ቡያ
ንሕና ኤርትራውያን ክንገብሮም ዘለና ኸኣ
1) ሕብረትና
2) ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ AU ካብ ኣዲስ-ኣበባ ክንቀል ከምዘለዎ ምኽንያቱ ቻርተር ናይ ኣፍሪቃ ስለዝጣረስ እቲ ዝዛረብዎ ዘለውን ከም'ኡ እውን መራሒኦም ኣቢ ዝብሎ
3) 4-ግንባር ኣታኣኻኺብካ ኸኣ ብሕልፊ ናይ ሕጊ ምሁራትን 🎓ናይ ታሪኽ ተመራመርትን ኩሉኹም ናይ ኤርትራ ሜድያታት ተሰማሚዕኩም ዕድል ምኽፋት
4)highlight ምግባር ካብቶም ፍሉጣት ሙሁራት ኢትዮጵያ'ውን ንምሳሌ ፕሮፌስር መስፍን ዶክተር ደረጀ ዶክተር ዳኘው ዖሃድ ዝኣመሰሉ ናታቶም ክሊፕ እንዳኣምጻኻ ምጉላሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
S
A
L
E
M YONI❤❤❤
ጽቡቕ ኣለኻ ዝያዳ ግን ኣብቶም ደገፍቲ ኢና ዝብሉ ጎስኋስ ምግባር ኣድላይ እዩ ፡፡ብፍላይ ነቶም መድያታት ሃገራውያን ኢና ዝብሉ። ኣብ ቆሎ ጥጥቖ እናድሃቡ።
ኩሎም ኢቶጵያን ናይ ባሕሪ ድልዮቶም ሓደ እዩ ነዚ ግን መንግስቲ ኤርትራ ውን ክሰርሓሉ ይግባእ ዘድሊ ምድላዋትን ጥንቂቀን ምስ እዚኦም ዝግበር ሰላም እንትርፎ ክሳራ ረብሓ ከም ዘይብሎም ተረዲኡ ዶብና ክዕጾ ጥራይ እዩ ዘለዎ ።
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏
ሓገዝ አለድልየናን።
Anee izii Gizie Yizikeereenii. Asb Godayif and Aarbatee Asmera also. WHATS A SAD TIME IT WAS.
ኢትዮጵያውያን ሕማም ነብሶም ይጻወተሎም ኣሎ እታ ኤርትራ ኣብ ዋናታታ ከምዝተመለሰት ኣያምኑን ኣለዉ 😮
Merhaba memhr.
We need to be smart this people will never be trusted simple
ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታ እይንናሃመል በጃኩም ይኣክለና ግን ካቢ ኤሪትራ ዘይማሃሩ ሃገሮም ዘይማዒቢሉ ፈትኑ በልዋም ይዒወቱ ይኮኑ 😂😂😂
Deki Erey Izi AB Eritra Zitegebre Tarik beza Resah kilil Ayttizekru Niziblu Agame Dica Ilca Melsu irki mis Agame mot Nay Ertra Xideli tirayu yiakil midingas Tegaru yiakil nibel Abzi Zebsehana AB gezana ALOWU....
ንምንታይ ግን እቲ መንግስቲ ብዛዕባ ዚ ዓቢ ጎስጓስ ዘይገብር ሰለምንታይ ዘይሰርሓሉ ፡፡20 ዓመት ብመድያን ፕሮፖጋንዳን ወያነን ሓገዝቶምን ታዓዊቶምሉ ዮም ፡፡ትማሊ ውን ፕረሲደንት ነዚ መልሲ ክንዲ ዝህበሉ ኣብ ናቶም ጉዳይ 20 ዓመት ተዛረቦ ደጋጊምዎ ፡፡ስለምንታይ ነቲ መንግስቲ ነዚ ክሰርሓሉ ዘይትደፋፍእዎ
ወርቂ ስ ሕጻ ኮይኑ 28ኩንታል ኣብ ወርሒ ይሕፈስ
ኪዲ ንጁቡቲ ሕተታ ወዲ ሐወቦይ 😂😂😂
Ethiopa arbaminchi hedachu eresu
While Eritreans were using Ethiopian products the Ethiopians were getting hundreds of millions of amounts from the Eritrean ports and maritime services values with their local currency. So the Ethiopian were more advantageous than the Eritrean and therefore the commentator does not analyze all these facts.
130 millon ×0=0
ኪደ ንኢሳያሰ ንገሮ ህዝቢ ኤርትራ አጸቢቁይፈልጦ ዶብ ትርጉም የብልን ዝበለና።
ዶንቆሮ መሃይም ኢሳያስ ሎማ አሎ ፅባሕ የለን ህዝቢን ሃገረ ኤርትራ ቀፃሊ እዪ ! ከምበዐል ከማካ ዶንቆሮ መሃይም ሃገርን ስርዐትን አብ ሐደ ከብሒ ዝእትው ድሑራት እዛ ሃገር አፍርያ !!! ወይ እይትመሃሩ ወይ ተማሂርኩም ንሃገር ረብሐ አይተበርክቱ ከንቶ !!! ከምበዐል ንስካ ደንቆሮ ሰብ ሒዙ እዮ ናይ ኢትዮጵያ መራሒ ንኤርትራ ከፍርስ ዝህቅን ግን አብዛሐ ኤርትራዊ ይርድኦ እዮ ናይ ሃገሩ ሉዑላውነእት የሕሊፉ አይህብን !!! You need bit of education !!!
@ ዶንቆሮ ንሰካ ኢካ ኤዝቢ ኤርትራ ሀገሩ ከምጸ ደሙ ገቢሩ ኢዮ ዶቡ ንጥረረሉ ዎጋ ከፊሊ ዶብ ትርጉም የብሉን ግን አይበን
@@dawitghebremeskel552 ደንቆሮ ድሑር ሙኻንካ ርኡይ. እዮ !! እዞም ሰባት buya media ነዚ ሰርዐት ደጊፎም አይኮኑን ዝዛረቡ ዘለዉ እንታይ ድአ ሀገሮምን ህዝቦምን ሐልዮት ስለዘለዎሞ እዮም ነዚ ዝሠርሑ ዘለዉ በዐል ንስካ ኸአ ደናቁር ምስ አብቲ ዝዐበኹም ካብ ፍልጠት ነፃ ዝከንኩም ሰባት አንታይ እዩ ሀገርን ሰርዐትን ክትፈልዮ ዘይትክእሉ ሉሙሳት !!!!
ኣብ ሱሳታት ብስርዓት ሃይለሳሰ ኣብ ምብራቓውን ምዕራባውን ቆላታት ኤርትራ ዝሃለቐ ህልቂትከ ረሲዕካዮ ዲኻ ?
እዚ ኩሉ ረሲዕና ግን ኢትዮያ ክትፈርስን ክትበታተን ኣይንደልን ኢና ! ምስ ንኢትዮጵያ ክሃርም ዝደሊ ሃገር ኮይንና ኣይንሃርምን! ንድሕነትን ሰላምን ኢትዮጵያ ክንቃለስ ኢና ዝበልና ንሕና ደይኮንናን !
❤❤❤❤❤