What you are believing you dont know .are u saved life one there is no chance .did any religeos people can be saved .you toldme orthofox or muslim or pente will redeem you.repent and accept jesus as your lord and savior
Pentecostal in Eritrea is not their religion their problem the income they got it from outside is to destroy Eritrea and the government was investigating how and from where the money comes that is the problem they don't want to tell the truth.
Thanks for watching👍
Don`t forget to 👇
Subscribe (it`s free)🥰
ኣንታ እዞም በንጠን ካልኦትን ዝብሃሉ ንነብሶም ኣምኖም ብሰላም ዝኣትውን ዝወጹን ዋላ ሓንቲ ኣይብሃሉን እዮም: እቲ ጸገም ዝመጽእ ንኻልኦት ክሰብኩን ሃገር ዝብሃል የለን: ንሳዋ ንኸይከዱ ጎስጋስ ዝገብሩን ንመንእሰያት ፓራላዝ ( paralyzed ) ክገብሩ ዝፍቱ ይእሰሩን ፈረቃን💯ንኣብነት ኣብ ኢትዮጵያ ንመንእሰያት ዝገብርዎ ብዕልግና ጽውጽዋይን እምነት የሕዝን እዩ😢
❤❤ ኩቡራት የሕዋተይ ደቂ ኤረይ መጀመርታ መስተውዓልቲ ኩኑ ናይ ስሚዒት ኣይትኹኑ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብቡ ድሕነት ብጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትምበል ጹሉል ተመሲልካ ድራሮም ወድአሎም አብኤረትራ 2 ሃይማኖት ካልእ የለን
ግን ኩቡር አቤል ብዛዕበ ምእሳር ብሀይማኖት ክንደይ ሀይማኖት ተመሲሎም ክንደይ ብዙሕ ነገር ተረኺቡ እዩ ሕተት
Entay terekibu bshim haymanot eski ngerna efelti eski tmesli?
@@samuelmengsteab1822ane kengreka bzhat penta abze nay 4 amet kunatat weyane keatwelom yexbau nerom beznay zsamkwom ab Asmara yeblaka aleku
@@nebiatmehari9838 እሞ እዞም ትብሊዮም ዘለኺን ኹሎም ዲዮም ዝውክሉ ክንደይ ድማ ኣለዉ ምስዚ ኩሉ ማእሰርቶምን ግለመሊኦም ኣብ ጎኒ ሃገሮምን መንግስቶምን ዶው ኢሎም ዝመከቱን ዝምክቱ ዘለዉን ናይ ሓደ ክልተ ሰሚዕካ ከምኡ ምባል ጽቡቕ ኣይኮነን ብከምኡ እንተ ኮይኑ እዚ ኩሉ ወዲ ኦርተደክስ ትግራይ ክብል ዝውዕል ዘሎ'ኸ ደኣ እንታይ ኢና ክንብሎ እዚኣስ,,,,,,,,
ናብ ነብሳ ይግበረላ ንኹሎም ነቶም ኤርትራ ኩፍእ ድሓስቡ ሃረር ኢላ ትትራፍ ቆንዳፍ ትግራወይቲ እያ ።
ሳሕሳሓ ቶጋር ሓማሴን ድርባይ ደብያ መንነት ኣለቦ
Kondaf hamasyen sahsah tigraway kubur eyu barya mennet albo sdetegna
ክብርታትን ባህልን ሃይማኖትን ኤርትራ
ዝዙሩጉ ናይ ምዕራብ ባህልታት ኣይፍቀድን ኢዩ ።
እዛ ጓል እዚአ”ኸ” በየን መጸት ገጽኪ ትከወል ሰላም ኢና ንደሊ አተፍተፍ አይትበሊ ወይ ከአ በረኻ ወጺእኪ ተቃለሲ ንመንእሰያት አይተራስኒ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብቲ ዝነብሩሉ ሃገራት ስፖርቲ ዒድል ክረኽቡ ስለ ዘሎ ስፖርቲ ቐጽልዎ ጽቡቕ ዒድል ክትረኽቡ ኢኹም ።
ኣርእስቲ ግን ኣይግድን ጠንቒ ኢልካስ ....... !!! ኣየ ዘይበፅሖ ኢልካ ምሕላፍ እዩ ።
አነውን ገሪማትኒ
ብኹሉ ደኽሞም ተሐሊሎም ደቂ ሻዕብያ አዉድቅና ሐሲና ዉድቃት ኮይኖም 4ይ ግንባር ጂግና አሽኒፍኻ እካ ዱስ ይበልኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕❤️❤️❤️👌👍✌️❤️🔥
ከም ሽወደን ኩሉ ሓገር እንተዝውን ከመይ ጽቡቅ ኔሩ ከምኦም አሎ ዲዩከ? ሶሪ አይትሓዘለይ የቀኒየለይ ምባል ጽቡቅ ነገር ክሪኡ ከለዉ አድነቅቲ ገጽካ ሪኦም ጽቡቅ እንተዘየለካ ከበረታቱኡካ እዋእ ከምሽወደን የለን ❤🇸🇪🇸🇪🇸🇪
እታ ሶሪ ትብል ቃል ስለ ዘይሰማዐ ከይኮና
@@ShelaM415:-ያ ግን ንሰን እንታይ ጌረን ወደን እኳዩ አብዚ ከምኡ ዝባሓል ነገር የለን ኢሉሲ ሓፊሩ ኢለንሞ ሽወደን ካኣ ጡኡም'ዩ ሓቂ ዘረባ
ኣንቲ ከልቢ ህወሓት ሶራውያን ንቁርን ጸሓይን ተጻዊሮም እዮም ለውጢ ኣምጺኦም፡ከምዚ ናትኪ በርገር እናበልዑ ኣይኮኑን ያ ጉሓፍ ዋሕድ።
@@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ ATA gohaf kostmo Helen meles ATA wedi fano nay dergi wahid
@@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ ATA gohaf kostmo Helen meles ATA wedi fano nay dergi wahid
ትዝክርዎዶ ኣብ መቀለ ውድድር ደርፊ ሓደ መንእሰይ ናይ ኤርትራ ደሪፉ እቶም ደያኑ ሽዑ ዝበልዎ: ናይ ትግራይ ሲኢንካ ዲኻ ንኤርትራ ሰጊርካ ኢሎም ተሳሂሎሞ።ስግር ሙኻና እንቆዕ ፈለጡ ጓረቤትና። አይናትናንዬም ኔው በልዎም።
እሞ በርገር ምብልዓ ድዩ ዘጉህየካ ዘሎ ወይስ ለዉጢ ዘይምምጻኣ
ከም ኣብ ሽወደን ሶሪ የቀንየለይ ኣይትሓዘለይ ከሙኡ ማለተይ ኣይኮነን ይቅሬታ ዝበህሎ ዓዲ ኣሎ ኢለ ኣይ ኣምንን።
Abi hawey buruk ni sabiti kirstos manafikan ayebahalen buruk hawareyat win iko manafekan yabahalu nerom ni Goyta yesus kiristos sele zesabu niuiuie sele zesebiku Goyta yebareka Acts 24 ትግ - ግብሪ ሃዋ
14: ኣነ ግና ነቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጽሒፉ ዘሎ ዂሉ እናኣመንኩ፡ በታ ንሳቶም መናፍቕነት ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ ኸምኡ ገይረ ንኣምላኽ ኣቦታተይ ከም ዘምልኽ፡ እዚ እእመነልካ ኣሎኹ።🙏
ገምባር እኳ ክዉሕዳ ደንቆሮ ሐሳዊት
Abey zneberet resah seb eya. ⚽️ nay 2024 Denkoro eki eza tzareb zela Gal Abel Hawna 🙏🙏👏👏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ኣቢ ሓወይ እንካዕ ሰላም መጻኻ ❤
Kefety hasad .I am happy they are playing football together ❤ 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💞💞🥰
ሓሶት ጴንጠ ኣይኮነትን፡ ኣነ ሕጂ ኣብ ሃገርና በጹሔ መጺኤ ኣብ እንዳ ኣደይ ማርያም ህዳርጼን ክትሳለም ረኪበያ። እዚ ጴንጠ ኮይና ድብል ደሎ ሓስዩ ካብ ጅቡኡ ኣውጺኡ ይዛረብ ኣሎ።
Bravo abi hawey beqa kemiziaten zibela eyen seb zetifia zelewa
🎉🎉🎉🎉Thanks so much my brother 🙏🏻 🤩😍🇪🇷👈GBU 🙏🏻keep going ✌️
Selam Abi 🇪🇷💞 Thanks 🙏🏼
እንታይ ጠንቂ ሞት ክትግረና ኢልና ድንገት እዩ ድንገት እዩ ኣብቲ ኣርእስትስ ፍሉይ መደብ ከም ተቕርቡ ሓራካት ተብዙሑ
Eze hanti shiremuta esebti menenet kelwelaw zelow junta ey. Mensjat kabzen zebesebese haswet tigaru ey. Tetenkeku gohaf Eritreawian ketzawetu jeblkumn ketebel halai adge tigrawti🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
thanks Abie wedey we are eritrean don't lsne to them we are eritrean one canter❤
Emo ke entay koynkum kbri namlak ykun enke konet ❤
መሳኪን ኩላ ኣብ ጽርግያ ተደርብያ ብሰንኪ ድንቁርና ውፉይ ግን ብራቫፎር ይከይድ 😢😢😢😢😢😢😢😢 መንእሰይ ንቃሕ
Aygermen beal fenan wufuy jebuom yemleu menesey Kea ab godena yeguhaf werqetu yemntel hiwetu yebalasho
ኩሎም ምዕራባውያን የቀንየለይ ..ሶሪ.. ምባል ክፈትዉ ማዓት እዮም ከሞም እኳ የለ በንጻሩ ንሕና ኢና ዘይንብል ezen ade abey dyen zelewa?
ስድ ዕጉም ሶርያ ኣብ ገዛኪ ይእቶ ብዱቅሳ ዛገምባር ሸርሙጣ ጸወታ ንሰላም ሕውነት ኢዩ ታይ ኮይነ ኢላያ ጽልእ ትጉስጉስ ዕጉም
Thanks so much Abi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣይነቃሕካን, ዋላ ሕጂ
Kkkkk aygermekan funny keynekahku keleku
እዋይ ሽግር.. ፍቅሪ ኣሕዋት ኣጽሊእዋ ገንባር..መንእሰያት ኣይትስምዑወን ጥቅሚ ኣለወን።
ሰማዕ ዝሐወይ ንትዛረባ ቅደሚ ምቅራብካ ምረግጋጸ ይደሊ አመሰለኒ አቶም ጸላአቲ ንጸለመ ናይ
ጎል ኢሳይሰ ዘይኮነ ዝዛረብ ጸለመ
አንተኮነሰ ንሰካ። ከሞኦም ክትኮወን ህደአ ኢልና ንሕሰብ አቲ
ወረከካበይ ኢዩ ኢልና ከነጻረ ዝሐሽ
ይመሰለኒ አዚ ሐሽውይ ሰለዝኮነ
ንሰተውዑል ደቂ ሪመይ
Abi hawey medebka btaemi eye zketatelo btaemi kea des eluni zrieyo btaemi des zbl medeb aleka kexlelu ❤❤❤❤
ንቅሓትካ ኪርኦ ሓሳብ ናይ ባዕልካ ኣምጽእ
ትርጉም መናፍቀን ትፈልጦ ዲካ ንጎይታ የሱስ ኣምላኽ ምኻኑ ዝኣምን መናፍቃን ኣይበሃሉን ኢዩ
ይበሃልን ፈረቓን ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቀት ሓደ ጎይታ ካብኡ ወጻኢ ብስም ኢየሱስ ምሽቃጥ ይኣክል መናፍቓን ኢኹም ጽቡቕ ጌርካ ወሓጣ
መንፍቃን ማለት እካ በዚ ሓደ ለጻይ ጸጉሪ ዘይብሉ ርእሲ በታሓደ ከኣ ጸጉሪ ዘለዎ ማለት ዩ መክንያቱ ምናፍቃን ከማን ክውሕዶኩም ፍርቂ እምነት
@@ZakiHopemarry ab aregawi ketamn nerwa
@@bietitesfalemweini2940 Acts 24 ትግ - ግብሪ ሃዋ
14: ኣነ ግና ነቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጽሒፉ ዘሎ ዂሉ እናኣመንኩ፡ በታ ንሳቶም መናፍቕነት ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ ኸምኡ ገይረ ንኣምላኽ ኣቦታተይ ከም ዘምልኽ፡ እዚ እእመነልካ ኣሎኹ። eimoroka yebarek buruk 🙏
@bietitesfalemweini2940 ኣይትጋገ እቲ መንገድን ሓቂን ህይወት ዝኮነ ጎይታ የሱስ ምክታል ፍርቂ ለጻይ ኣይብሃልን ኢዩ ብኩልንትናካ ንኣምላኽካ ኣፍቅር ተገዛእ ኢዩ ፍርዲ ድማ ንኣምላኽ ንግደፎ ምስ ኩሉ ብሰላም ክንነብር ግን መጽሓፍ ቅዱስ ይህብረና ንንብረሉ ጥራይ ሻዕብያ ከማን እምነት ናይ ግሊ ሃገር ናይ ሃባር ኢላ ኢያ ምህራትና የዕውትና ዲማ ኩሉ ብሰላም ነብሩ
mangesta samay yawreska zhawey 🙏🙏🙏😭💔
አበል ስብ አጋኑኑ እልካ አይተጋንን ስቅ እልካ ካይትጽላእ ዘድለካን ዘየድለካን አይትግበር
ክክክክ ኣየ ኣቢ ጴጤ እኮ ካብ ደላይና ነምጻዮ ብዛዓባና ኣትሕተቱ ዝብሉ ኔሮም እዚ እዩ የኢሲርዎም ኣይትጋገ።
I've seen your video for the first time, and I appreciate that ❤
Gohaf. Nebalki. Teguhafi. Esom. Eriterawian. Eyom
ሰይጣን ዝጥቀመለን 2 ኣሕዋት ዝባኣሳ ኣምላኽ መዴታተን ይዕጾዎ ጠቓሚ ነገር ስለዘይብለን
እሞ ፐንጠ ውትህድርና ኣይከዱን ኢዮም መን ዝሐለወሎም ዳኣ ሃገር ክነብሩ
ጉፉፍ ናይ መሰል ጉዳይ ኣይኮነን ብድሕሪኦም ዘሎ ዕላማ ኢዩ ዘእስሮም ሕጊ ናይ ሃገር ምኽባር ኢዩ ዝዓብየ። ሕጊ ከተኽብር እሎካ።
ብዙሓት ፔንጠ ሰለ ሀገሮም ተሰዊኦም ዮም, ካልእ ዩ መእሰርዪኦም
መን ትባሀሊ ጓለይ ደይሰምዖ ዘይብለይ
Abiel dika shimka abdi ab zeytfelto iythawutt mengsti Eritrea ab zamenka emen iyqaqwemekan u Ab natey emenu elka ksab zeygosgoska
Deqi Mengestu H.M keman , ezi kulu seb kiwedeE dequ Pentekostal iyom nerom ksab heji
Abi nebisikum ygelibeti Soria kuyna ala eita figer hegerkum mishimishiti adu kanishelo😂😂
Welcome 🙏🏻 Abi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Menafkan dika zbelka bro 😢😢😢😢
እዚ ውቅያኖስ ብሕሱር ስለ ዝግቦም እዮም እምበር እዚኣ ስግጥሚ ወይ ደርፊ ኣይኮነን ።
Eza gual ezia , halay ftret . Mesakin hgdef kblu knebru iyom. Ne kaleot yshetuna kem zelewu yrdeom do ykewen Syria kblu beqa. Aded aedug ahbay
Abi hawey kexlo xbuk medeb 🎉 metealmtey mekrusey nay kormena tzkreni do tkewn😊
አብ አሜሪካ እዪ sorry thank you and please ናይ አሜሪካዊያን ባህሊ እዪ ደስ ካብድብልኒ ናይ አሜሪካዊያን
Kal Heyaw EGZIABHER AMELAK Ember Ab Kesadka Maeteb selezegeberkan Haymanoten zelalemawi Hiwet aykonekan eyu.
Way smart resi kuesho full of air ,mehferit sidra dekisi trah
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Atum tigru enti ey wredekum hasot tirah 😁😁😁😁😁😁
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Ab. Eritera. Pente zebahal. Mes. Mexe. Mefelelay. Mexiu. Weladika. Haweka zeyftwelu. Haymanot. Eyu
እዋዉ አቤል ለባም።
Abel ĺbam abta nay Pente ziblkaya 💯 true
Btaami haqka gohaff
Abel
Zeyetetsebenayo rieyto kabakha bizaeba pente zitezarebkayo yehzinina. Wedi men daa delikha eza hager kihilwa. Nezom mengisti semay ember mengisti meret ayniaminin endabelus men Eritrea kihiliwelka delikha. Eza rieytokha qeltifka arima
Correction brother: Eritrea wasn't part of Ethiopia. It was forcefully joined with Ethiopia.
ዋይ ሽግር ጎይታ ተቀቢላ ድያ ኢልካ ኣሎ እዞም ኣርቶደክስ ከ ኣይትቅብልናንን ዲና ኮይንና ከምኡ ዝብሉ😂
ከሙኡ ማለት ኣይኮነን ኦርቶዶክስ ንኩሉ ኢኩም ትቅበሉ ንሰብ ውን ከም ኣምላክ ትሳለሙ መጽሓፍ- ቅዱስ ግን ኣምላክ ብጀካይ ካልእ ኣምላክ ኣይትግበር ኣይትስገደሎም ኢካ እዩ ዝብል እሞ..ንኩሉ ገዲፍኪ ንጎይታ የሱስ ጥራሕ ተቀበሉ ንዱ በይኑ እዩ ኣብ መስቀል ሞይቱልና🙏
ጎይታ ምቅባሎ ቱሩጉሙ ክነግረኪ, ሓደ ሰብ ካብ አምላኽ ወጻኢ ዝነበረ ማለት ከምድሌቱ ዝመላለስ ዝነበረ ከምቲ መጽሓፍ ቁድስ ዝበሎ ሓጢያቱ ተናሲሑ ናብ ቤት አምላኽ ምስተመለሰ ናይ ዓለም ናብራ ምስገደፈ ጎይታ ተቀቢሉ ይባሀል
@@HaraGhirmaiክላእ ንስኹም ከማን ንክርስቶስ ንፈልጦ ኢና ትብሉ ኦርቶዶክስ ግዳ ኩሉ ነገራ ክርስቶስ እትሰብኽ
@@loveelroi4453ጎይታ ሕጂ ኣብ ኦርቶዶክስ የለን ዲኻ ትብል ዘለኻ ወይ ጉድ
@ አይበልኩን ንስኺ ኢኺ ከሙኡ ትብሊ ዘለኺ, ጎይታ ምቅባል እንታይ ማለት የ ነጊረኪ, ጎይታ ክሁሉ ምሳኺ ወይ አብ ቤተ ክርስቲያንኪ ንስኺ ጥራሕ ኢኺ ክትፈልጢ ዝግባአኪ ከም መጽሓፍ ቅዱስ መሰረት
Waay nexa kab mhro Soriya kes belkiley kidi qdm tarik amrcacia Soriya fleti wey poletica mexaweti zien 0000000
ትርጉም ስደት ዘይፈልጡ ኣብ ሐደጋ ምስ ወደቁ ይማሃሩ ስርዐት ዘይብሉ ህዝብ ጨው ከምዘይብሉ ምግብ ኢዩ ክጻረፉ ዳዋዐኩ ኣብ ትክቶክ
Wesuhe hasot 🙈🙈🙈🙈
Ewe meselu eyu gin bedehrit zelo entetifelto xibuk neru emnet kem diletom .....
Gin Akimika tezareb haymanot
Abel hawey let me correct you please, menafkan malet zeyamnu eyom, nhna gn be Slasie eneamn Christian ena ms mlue akbrot 🤗
ኣብ ኤርትራ ዝበዝሓ ህዝቢ ኣማኒ ቤንጠ ኮይቱ እዩ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ የሱስ ጥራይ ዝስበከላ ሃገር ክትኮውን እያ መከራ ናይደቁ ኣብ ባዓል ማይስርዋ መከራ ዘሕልፉ ዘለዉ ደቁ ሓንቲ ማዓልቲ ክበጽሖም እዩ የሱስ ጎይታ እዩ
Tegaru hasewti dika kitblena hasibka? Ezi jok eyu serihomo. Xilei melieu wushitka meskinay
Anta abi hawey kab bal ezias entay knmahar eika amxiakaya
simae hawei ab Eritrea 2 haimanot alo. sikilka mesel do wedi mesel aitbel pente koinu 10wei 20 amet zitaseru zibelkayo wutsu hasot semena ainfelitin keyrgagetskum eintai meserom sikikum aitzarebu
They say sorry a lot but they don't want to use other languages.They like their language.
ኣቢ ነዓባ ኣይትጋገ ኤርትራ ካብ ክልተ ሃይማኖት ወጻኢ ጽቡቕ ከምዘይኮነ ትፈልጥ እካ ። እሞ ወድሰብ መሰሉ እልካስ ስቅ እክትርእዮ ኣለካ ትብል ካልእ ሃይማኖት ከ ጽቡቕ ድዩ እዚ ናይ ገለመለ ሃይማኖት ክኣቱ ካእ ትድግፎ እካ ማለት እዩ። ኖኖእ ኣቢ ሓወይ ኣብዚኣስ ጌጋ ኣለካ ኮይኑ ይስምዓኒ ይቅርታ 🎉🎉 ኣብ ልዕሌካ ግን ፉሉይ ኣክብሮት ኣለኒአ። እዚ ናይካልእ ሃይማኖት ምትእትታው ግን ፍጽም ንሰይጣን ዲል ምሃብ እዩ ኖው በሎ ከምዚታት ክከውን ኣለዎ ምባል።pleas I respect you but sorry❤
What you are believing you dont know .are u saved life one there is no chance .did any religeos people can be saved .you toldme orthofox or muslim or pente will redeem you.repent and accept jesus as your lord and savior
አንታ ሓወይ 100% ይማጎተካ 2 ሀይማኖት ዝብል አብ መጽሓፍ ቁድስ አምጸአለይ, ኦርቶዶክስ ዝብል ከማን የለን, ካቶሊኽ ዝብል ከማን የለን, ኦሮቶዶክስ አብልክዕ ከምዘላ ወላ ንካቶሊኽ ኢኹም ትቃወሙዎም, ባሀይ ዝባሀል ንኽርስቶስ ደይ ከም አምላኽ ዮም ዝአምኑሉ ግን አለዉ አብ ኤርትራ,ንዖኦም ግን ወለሓንቲ አይትብሉዉዎምን ዶ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢልካ ኢኻ ትአምን, አነስ ኦሮቶዶክስ ማዓሰ ኢኹም ወንጌል ዝርደአኩም
@@loveelroi4453ካብ ኦርቶዶክስ ወጻኢ ሃይማኖት የለን
Pentecostal in Eritrea is not their religion their problem the income they got it from outside is to destroy Eritrea and the government was investigating how and from where the money comes that is the problem they don't want to tell the truth.
Abza zelo young barya meyax meyexyex
Welcome abi❤❤❤
🇪🇷🙏👋
🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁
N isak hawna mengste semay yewaris n kulu sdrran hzbi eritrea xnatt yhab 🇪🇷 🇪🇷
Menafqan Aytbel menafqan slezkona Ayblukan Eyom
Menfesawyan Amenty Sabty Goyta Eyesus Eyom zbluka,
Aytgage.
Menafqan Amalkty zebzhu Sqlet Zeyteredom Eyom.
Nay men gohaf diala eziea ke gohaf kab erirawiyan ziteweledu yteharedi ziblu deki adiki dokeykoni
Entay aynet rikash eya
ኪድ ጥፋእ ሩኹስ ህግደፍ
Ktxaref ke mesel do aleka?
እዛ ሰብ እዜ ዝተረግመት ሰብ እያ አምላኽ ዝጸልአላ እንታይ ግበሩ ትብሎም ነዞም መንእሰያት አምንታያ ውዒሎምላ አምላኽ ባዕሉ ይፍደያ እሳ ዝወጸትሉ ምናልባሽ ገበን ድፈጸሞቶ ነገር ይህልዋ ንሳግን መጻልእቲ እያ ደልያ
ዝዓንጀለ ናይ 2024ን እዚ አቤል ዝብልዎ ዘገርም ዓሻ መዘርባዕ ..ዋላ እቲ ኸገንኖ ዘይግብኦ ሒዙ ዓጀውጀውጀው ገጂፍ ገጽ ንእሽተይ ልቡ 😢ዘይትሕግዞም ግዳ ነዞም ደቂ ሀገር ናይ ቆልዑት ዝመስል ሒዝኻ ኻብ ትዕጁ ዓጃው😏😏
Mingist semay yewars bro
anta resah lekbat higdef kelbe 🐕 isayas Afowerki fano wdi fano nisa jigna gal jigna hundred percent eritrawe iyea kemaka aykoneten anta dergi wdi dergi resah 🫏🫏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Issako memahirtay bitaimy hazine amilak ab genetu yikebelika
ኣቢ ሓወይ ካብ ስምዒት ወጺና ሓቂ ተሪኢናዮ ኣብ ታሪኽ ከም ንፈልጦ ካብ ኣፍሪካ ብ ባዕዳውያን ሃገራት ዘይተገዘአት ኢትዮጲያ ጥራይ ያ ❤
😂😂😂😂😂😂5አመት ጥሊያን እንታይ ይገብሩ ኔሮም???
እንታይ ስለ ዘለዋ ሞ ክግዝእዋ "ዝገዝኡ ኮ ከምዚ ናይ ኤርትራ ኣፍደገ ባሕሪ ዘለዋ እዩ "ገዛእቲ ውን ኮ ጥቅሞም ሪኦም ዝገዝእዋ
ጓል ኢሱ ንጎይታ የሱስ ጥራሕ ኣምላካ ምኳኑ ተቀቢላቶ ዋውውው ።ኢሱ ውን ክቅበል እዩ ኣብ ኤርትራ የሱስ ክከብር እዩ እሱራትና ብሓርነት ከምልክዎ እዮም,🙏🇪🇷❤
Forbiden ኣብ ኤርትራ ኣይትሕሰቦ ኢሳያስ ከኣ ሞ ኣይትሕሰቦ 😂😂😂
እዚአ ወይ ከምአ እንታይ እባል ምስ ምዕበይካ ጥፋእ እባሃል
Seket hasawi lekbat amselu
Sedi resah kelebi zekonet aytesemeewa gohaf belewa
Sk bel eske hasawi
Kilae sakit eka nisika megemerta metsihaf bzuh anibib eka
Deki rimeyi ab mongona atyom dizarebu edil kiythbwom