Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
" *የፍቅረካ* 'የ"የፍቅረካ'የ ንሰኻ ትፈልጥ እምበርየኣምነካ'የ ሰንከልከል በዚሑኒ እምበርክሰዕበካ 'የ ምሉእ ፍቕሪ ዓድለኒጉድለት እምነተይ ኣርሒቕካሰ ተቐበለኒ(2×)ኣሚነን ወሲነን ወገን ናትካ ኮይነተሰሊፈ እንድየ ጎይታይእንታይ ድኣ ኮይነ ጸጋይ ተገፊፉካልእ ኮይኑ ዕላማይየፍቅረካ ክብል ፍረ ይሰእነሉ ትግባረይ ይጎድለኒውሑድ'ዩ እምነተይ በርቲዐ ክትንሰእ ባዕልኻ ወሰኸኒዓሰቢ ዓለም ደሊየ ፍቓዳ መሊእዓጊበ እኳ ኣይፈልጥንመሊአ ጎዲለ ተፈራሪቐ እምበርሓሳበይ ኣየዕረፊንምሳኻ ግን ኣሎ ፍጹም ጣዕሚ ሕይወት ጀሚሩ ዘይቃርጽፍቓድካ ክመልእ ፍቓድካ ኩነለይ ተለዊጠ ክሕደሰክድምድም እየ ገና ፍጻሜ ኣይረኽብኩን ክሰብ ቦታ ዕረፍተይክትንሰእ'የ ገና ክጋደል ድማ 'የ ክቕጽሎ መንገደይሳህልኻን ምሕረትካን ድጋፍ ክኾናኒ ክሰዕባኒ 'የን ጎይታይብተሰፍ ክነጽህ ጽውኣይ ክንጀርብብ ኣብ ሰማያዊት ቤተይ *ወሰባሃት* *ለእግዚአብሔር* *ወለወላዲቱ* *አምላክ*
❤❤❤
❤
❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤ ስራሕኩም ይባረኽ ፡ ደገፍ ቅዱሳን ኣይፈለይኩም ፡ ዕቤትን ኣሳልጦን ኣብ መንገድኹም ኣብ ሂወትኩምን ይሃብኩም ፡ ፍቅሪ ኣምላኽ ኣብ ልቡኽ ይሕደር ንዘልኣለም፡ ካብ መዓልቲ ምጅማር መዓልቲ ምፍጻም የጸብቀልና ንኹላትና ፡፡ i love u ማሕበረይ ኣብ ጸሎትኩም ኣይትረሱዑና ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣቢሔር እድመን ጥዕናን ይሓብኩም።
Xolot Hurian Egziabiher msakum ykun des zibl comment
Amennn Naeb hawna ab kulu kidetkum xelot emeamlakn kulom qdusann ayfelekum😂
Ajoka hawey natey ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በእውነት እዚ ኩሉ መዝሙር ይሰምዕ ግን ከምዛ መዝሙር እዛ ልበይ ዝተንከፈቲን የለን 😢🎉🎉🎉
ዝማሬ አምላክ የስመዓና አሜን አሜን አሜን❤❤❤🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿💝💝💝💝💝
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ ደስ ዝብል ናይ ሕረት መዝሙር እቲ ኣርእስቲ ጽቡቅ ደስ ዝብል ግን ብካልእ ሕብሪ ተትገብርዎ ብዝበለጸ ክንበብ ይከኣል❤🎉😊።
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ድማ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይባርኸልኩም ደቂ ጽዮነይ !!!!!!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏⛪ ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ብሩኻተይ. ንዓይ ንጥፉእ ሓውኹም ከኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ካብ ሃይማተይ ርሒቐ ነዊሕ ኮይኑ እንታይ ምዃኑ ምርዳእ ኣቢኒ 🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኩም
Zmari melaikti yesmalina 🙏🙏🙏Bihaqi nezi zelenayo hiwet tgelix iya emo Amilak b ayni mhretu ytemitena ❤❤❤
Filuyyyyy mezmurrr ayu btami aye zednukeka Zemari Abel hawina biflay ata Kilileki atibil nay adena kidsti dingil maryam bejaka kemzia grkum zemirwa amlak misakatikum ykun ❤❤❤
Amen!!!❤❤❤
ክድምድም እየ ጌና ፍጻሜ ኣይረከብኩን ክሳብ ቦታ ዕረፍተይ ❤❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣገልጉለትኩም ይባትኽ ኣሕዋተይ።
ዝማሬ መላእክት ይስምዐልና ማሕበርይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ሓደራ❤❤❤
ab kulu kidetkum xelot emeamlakn kulom qdusann ayfelekum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ደቂ ተዋህዶ መላእኽቲ ምድሪ።
ዝማሬ ኣምላክ የስምዓና ኣሜን (3)🙏🙏🙏
Amennn 🌿🌹🌿🙏🙏🙏🌿🌹🌿❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️btaemi zfetwa mezmur 🌿🌹🌿❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmari melaikti yesmalina Bihaqi nezi zelenayo hiwet tgelix iya emo Amilak bayni mhretu ytemitena❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Zemarie melaketii yesemalna egzeabhier tsegu yebzehalkum kubrat yehewat dengel Mariam bexolota tehalwekum ❤❤❤👏👏👏⛪⛪⛪👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብሩኻት❤።
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝፈትዎ ዘማሪ በረከቱ የብዘሐልኻ ብሩኸይ🤲✝️💞
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
Zmaria melaekti yesmalna xeguen bereketun yebzahalkum🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
ዝማሬ መላእክት የስምዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ናይ ኣጎልጎሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም እግዝኣቢሄር ❤
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጸጉኡን በረከቱን የዝብዝሓልኩም❤❤❤❤❤
የፍቅረካ የ ተመስግን❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላአክት የስማልና ኩቡራት የሕዋት ♥️❤️❤️❤️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
የፈቀረከይ እንበረ ሰንከለለከላ በዚሒኒ ኣሎ ጎይቲይ 😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Zmarie melaktie yesmalna
𝑨𝒎𝒆𝒏 𝑨𝒎𝒆𝒏 𝑨𝒎𝒆𝒏 ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጥዑም ምዝሙር ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ጥዑም መዝሙር ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ ኣሜንንን ቃል ህይወት ያሰመዕልና
ዝማሬ መላአኽቲ የስምዓልና የሕዋት፥ ናይ ብሓቂ ጎይታን ወላዲቱን ዝሕጎሱላ ሓድነት አያ አሞ ከምዚ ኢልኩም ብፍቕሪ ክትዝምሩ ከለኹም ኣዝዩ የሐጉሰካ።
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ጽጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም
Ellllĺllllllllllllll kal hiwet yesmalna amen 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna brukat amlak yezizu ybarkum 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
Zmare melaektii yesmealna xega bereketu yebzhalkum ❤❤🙏🙏🙏🙏
Amen smart ❤melakti ❤
Amen amen amen yefqreka amlakey nska tfelit enber😭😭😭Xegu yebzhalkum burkatey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Zifetwa mezmur eya zmara melakit yesmaln
Zmare melakti yesmealna yehwat egziabiher amlak agelglot zemenkum ybark 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጸጉኡ የብዝሓልኩም፡ ቡሩኻት❤❤❤
አሜንንአሜንንእልልልልልልልዘማሪ መላክት ያሰማልን🥰🥰💞❤️💕💞💞🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏#
Amen Amen Amen 🙏
ኣሰይይይይ ብጣዕሚ ደስስስስ ዘብል ዝማሬ ዘመንኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን (3) , አግዚኣብሄር ዝማሬኩም ይቀበለልኩም
Hawey bruk ጸጋካ የብዝሓዬ 🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጽጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይ ❤✝️
Nay behaqi Xbuq srah amlak nay galglot zemenkum ybarkelkum ❤❤❤❤
Zemra malkti yesmlna egzbhir amlak xago yebzhlkom xbuk serih ❤❤❤❤❤
Zmari melakti yesmalna xego yebzahalkum ❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏 🙏 🙏
Zemare meleakti yesmalen xegu yebzhilkum amlak❤
Zmare melakti yesmalna xegu yebzahalkum zmare melakti zteqebele zmarkum yeqebl ❤
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ አምላካት ይስመዓና ክብር ሓውና አሜን አሜን አሜን ❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏
I like this Mezmur I am hearing many times a day God bless you ❤❤❤❤
Zmare melaekt yesmalna yehwatey.
Zmarie melaekti yesmealna kburat yehwat amlak ab bietu yexnkum🙏
Zmarie melaekt yesmealna kbura yehwat egziabiher amlak nay agelglot zemenkum ybark❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝሚሬ ምላአኽት ይስመዐል ክብርይ እስይይይይ
❤️🥺
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብጣዕሚ ጡዑም ዝማሬ ናይኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይባርክ ቀጽልዎ❤⛪️🙏📖
zmare melaekti yesmalna burukat yehwat yefqreka eye nska tfelt enber ❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏
Aseyyyy zmarie melaekti yesmealey fetari.Deqi q.Giorgis halalat
Amen❤❤❤Zimare melakti yesmalna
Fexemti ygberkum zewtr ab betu yenbrkum urub menfeskudus ayfelekum
Ellllllllllllllll❤ Amen (((3))) zmare melaekty yesmana amlak xegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmari melakti yesmalna yhwatey tbarku xegu yabzhalkum❤✝️💕✝️😘
WOW I really love the mezmur it is so good and I really love your singing.🌺🦋🌼🌸😀😃😄😁🙂🕊️⚜️🇪🇷
Amen (3)ዝማሬ መላእክትን ✝️🕯 ezi wedi ab zkone filmi yserh do neyru 😊
Amen zmarie melaekt yesmialna..no ayserhn iyu nieru
ኣልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልሎሎ kal hiwet ysmealey kuburat yhwiteyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሕዋት ❤❤
ብኩሉ ነገር ስርዓት ዝለበሰት መዝሙር ❤ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዘሓልኩም❤❤❤❤❤
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤
zmare melaekt yesmeana
Zmare Melaekit Yesmaelina TEBrekuuu🙏🙏🙏
Zmare melakti yesmana yehwatey ❤❤❤❤❤
Zmare melaekt yesmalna❤❤❤
አሜን አሜንአሜን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
Zmarie melaekit yesmealna 🙏🙏🙏❤️❤️
ዝማሬ መላእክት የስምኣልና🙏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
zemare melakti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና የሕዋተይ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርክ ኣምላክ ❤❤❤❤
Zimer meliakit yesimalina
❤❤❤❤❤zmare melaekt
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
Kal hiwat❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጥዑም ዝማሬ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ እንዳበልና እቲ subtitle ግና ማራ ሃሲሱ ኣሎ፡ ኣብቲ ታሕተዋይ ፓርት ተዝከውን ደሚቁ ምተራእየ ዝያዳ። በተረፈ ግና ጽቡቅ ስራሕ። ኣምላኽ ዓስቡ ይሃብኩም።
Amen ❤Amen ❤Amen ❤Zmare Melaikt Yasemaln Betesebochachn 🙏🏾🥰😍💕😇🥹✝️✝️✝️
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና 🙏 ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም 🙏
Des zebel zemarie, tebareku ❤❤❤
NBereket kunu bluxat yehwatey ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
Aseyy elllllll zimarie melakti yesmaelna 🙏🙏🙏❤❤❤
" *የፍቅረካ* 'የ"
የፍቅረካ'የ ንሰኻ ትፈልጥ እምበር
የኣምነካ'የ ሰንከልከል በዚሑኒ እምበር
ክሰዕበካ 'የ ምሉእ ፍቕሪ ዓድለኒ
ጉድለት እምነተይ ኣርሒቕካሰ ተቐበለኒ(2×)
ኣሚነን ወሲነን ወገን ናትካ ኮይነ
ተሰሊፈ እንድየ ጎይታይ
እንታይ ድኣ ኮይነ ጸጋይ ተገፊፉ
ካልእ ኮይኑ ዕላማይ
የፍቅረካ ክብል ፍረ ይሰእነሉ ትግባረይ ይጎድለኒ
ውሑድ'ዩ እምነተይ በርቲዐ ክትንሰእ ባዕልኻ ወሰኸኒ
ዓሰቢ ዓለም ደሊየ ፍቓዳ መሊእ
ዓጊበ እኳ ኣይፈልጥን
መሊአ ጎዲለ ተፈራሪቐ እምበር
ሓሳበይ ኣየዕረፊን
ምሳኻ ግን ኣሎ ፍጹም ጣዕሚ ሕይወት ጀሚሩ ዘይቃርጽ
ፍቓድካ ክመልእ ፍቓድካ ኩነለይ ተለዊጠ ክሕደሰ
ክድምድም እየ ገና ፍጻሜ ኣይረኽብኩን ክሰብ ቦታ ዕረፍተይ
ክትንሰእ'የ ገና ክጋደል ድማ 'የ ክቕጽሎ መንገደይ
ሳህልኻን ምሕረትካን ድጋፍ ክኾናኒ ክሰዕባኒ 'የን ጎይታይ
ብተሰፍ ክነጽህ ጽውኣይ ክንጀርብብ ኣብ ሰማያዊት ቤተይ
*ወሰባሃት* *ለእግዚአብሔር* *ወለወላዲቱ* *አምላክ*
❤❤❤
❤
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤ ስራሕኩም ይባረኽ ፡ ደገፍ ቅዱሳን ኣይፈለይኩም ፡ ዕቤትን ኣሳልጦን ኣብ መንገድኹም ኣብ ሂወትኩምን ይሃብኩም ፡ ፍቅሪ ኣምላኽ ኣብ ልቡኽ ይሕደር ንዘልኣለም፡ ካብ መዓልቲ ምጅማር መዓልቲ ምፍጻም የጸብቀልና ንኹላትና ፡፡ i love u ማሕበረይ ኣብ ጸሎትኩም ኣይትረሱዑና ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣቢሔር እድመን ጥዕናን ይሓብኩም።
Xolot Hurian Egziabiher msakum ykun des zibl comment
Amennn Naeb hawna ab kulu kidetkum xelot emeamlakn kulom qdusann ayfelekum😂
Ajoka hawey natey ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በእውነት እዚ ኩሉ መዝሙር ይሰምዕ ግን ከምዛ መዝሙር እዛ ልበይ ዝተንከፈቲን የለን 😢🎉🎉🎉
ዝማሬ አምላክ የስመዓና አሜን አሜን አሜን❤❤❤🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿💝💝💝💝💝
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ ደስ ዝብል ናይ ሕረት መዝሙር እቲ ኣርእስቲ ጽቡቅ ደስ ዝብል ግን ብካልእ ሕብሪ ተትገብርዎ ብዝበለጸ ክንበብ ይከኣል❤🎉😊።
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ድማ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ይባርኸልኩም ደቂ ጽዮነይ !!!!!!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏⛪
ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ብሩኻተይ.
ንዓይ ንጥፉእ ሓውኹም ከኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ካብ ሃይማተይ ርሒቐ ነዊሕ ኮይኑ እንታይ ምዃኑ ምርዳእ ኣቢኒ 🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኩም
Zmari melaikti yesmalina 🙏🙏🙏
Bihaqi nezi zelenayo hiwet tgelix iya emo Amilak b ayni mhretu ytemitena ❤❤❤
Filuyyyyy mezmurrr ayu btami aye zednukeka Zemari Abel hawina biflay ata Kilileki atibil nay adena kidsti dingil maryam bejaka kemzia grkum zemirwa amlak misakatikum ykun ❤❤❤
Amen!!!❤❤❤
ክድምድም እየ ጌና ፍጻሜ ኣይረከብኩን ክሳብ ቦታ ዕረፍተይ ❤❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣገልጉለትኩም ይባትኽ ኣሕዋተይ።
ዝማሬ መላእክት ይስምዐልና ማሕበርይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ሓደራ❤❤❤
ab kulu kidetkum xelot emeamlakn kulom qdusann ayfelekum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ደቂ ተዋህዶ መላእኽቲ ምድሪ።
ዝማሬ ኣምላክ የስምዓና ኣሜን (3)🙏🙏🙏
Amennn 🌿🌹🌿🙏🙏🙏🌿🌹🌿❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️btaemi zfetwa mezmur 🌿🌹🌿❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmari melaikti yesmalina Bihaqi nezi zelenayo hiwet tgelix iya emo Amilak bayni mhretu ytemitena❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
Zemarie melaketii yesemalna egzeabhier tsegu yebzehalkum kubrat yehewat dengel Mariam bexolota tehalwekum ❤❤❤👏👏👏⛪⛪⛪👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብሩኻት❤።
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝፈትዎ ዘማሪ በረከቱ የብዘሐልኻ ብሩኸይ🤲✝️💞
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
Zmaria melaekti yesmalna xeguen bereketun yebzahalkum🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
ዝማሬ መላእክት የስምዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ናይ ኣጎልጎሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም እግዝኣቢሄር ❤
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጸጉኡን በረከቱን የዝብዝሓልኩም❤❤❤❤❤
የፍቅረካ የ ተመስግን❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላአክት የስማልና ኩቡራት የሕዋት ♥️❤️❤️❤️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
የፈቀረከይ እንበረ ሰንከለለከላ በዚሒኒ ኣሎ ጎይቲይ 😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Zmarie melaktie yesmalna
𝑨𝒎𝒆𝒏 𝑨𝒎𝒆𝒏 𝑨𝒎𝒆𝒏 ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጥዑም ምዝሙር ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ጥዑም መዝሙር ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ ኣሜንንን ቃል ህይወት ያሰመዕልና
ዝማሬ መላአኽቲ የስምዓልና የሕዋት፥ ናይ ብሓቂ ጎይታን ወላዲቱን ዝሕጎሱላ ሓድነት አያ አሞ ከምዚ ኢልኩም ብፍቕሪ ክትዝምሩ ከለኹም ኣዝዩ የሐጉሰካ።
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ጽጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም
Ellllĺllllllllllllll kal hiwet yesmalna amen 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna brukat amlak yezizu ybarkum 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
Zmare melaektii yesmealna xega bereketu yebzhalkum ❤❤🙏🙏🙏🙏
Amen smart ❤melakti ❤
Amen amen amen yefqreka amlakey nska tfelit enber😭😭😭Xegu yebzhalkum burkatey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Zifetwa mezmur eya zmara melakit yesmaln
Zmare melakti yesmealna yehwat egziabiher amlak agelglot zemenkum ybark 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጸጉኡ የብዝሓልኩም፡ ቡሩኻት❤❤❤
አሜንንአሜንንእልልልልልልልዘማሪ መላክት ያሰማልን🥰🥰💞❤️💕💞💞🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏#
Amen Amen Amen 🙏
ኣሰይይይይ ብጣዕሚ ደስስስስ ዘብል ዝማሬ ዘመንኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን (3) , አግዚኣብሄር ዝማሬኩም ይቀበለልኩም
Hawey bruk ጸጋካ የብዝሓዬ 🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጽጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይ ❤✝️
Nay behaqi Xbuq srah amlak nay galglot zemenkum ybarkelkum ❤❤❤❤
Zemra malkti yesmlna egzbhir amlak xago yebzhlkom xbuk serih ❤❤❤❤❤
Zmari melakti yesmalna xego yebzahalkum ❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏 🙏 🙏
Zemare meleakti yesmalen xegu yebzhilkum amlak❤
Zmare melakti yesmalna xegu yebzahalkum zmare melakti zteqebele zmarkum yeqebl ❤
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ አምላካት ይስመዓና ክብር ሓውና አሜን አሜን አሜን ❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏
I like this Mezmur I am hearing many times a day God bless you ❤❤❤❤
Zmare melaekt yesmalna yehwatey.
Zmarie melaekti yesmealna kburat yehwat amlak ab bietu yexnkum🙏
Zmarie melaekt yesmealna kbura yehwat egziabiher amlak nay agelglot zemenkum ybark❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝሚሬ ምላአኽት ይስመዐል ክብርይ እስይይይይ
❤️🥺
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብጣዕሚ ጡዑም ዝማሬ ናይኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይባርክ ቀጽልዎ❤⛪️🙏📖
zmare melaekti yesmalna burukat yehwat yefqreka eye nska tfelt enber ❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏
Aseyyyy zmarie melaekti yesmealey fetari.
Deqi q.Giorgis halalat
Amen❤❤❤Zimare melakti yesmalna
Fexemti ygberkum zewtr ab betu yenbrkum urub menfeskudus ayfelekum
Ellllllllllllllll❤ Amen (((3))) zmare melaekty yesmana amlak xegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmari melakti yesmalna yhwatey tbarku xegu yabzhalkum❤✝️💕✝️😘
WOW I really love the mezmur it is so good and I really love your singing.🌺🦋🌼🌸😀😃😄😁🙂🕊️⚜️🇪🇷
Amen (3)ዝማሬ መላእክትን ✝️🕯
ezi wedi ab zkone filmi yserh do neyru 😊