Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ስዒርካኒ❤ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ጎይታ:ዘሰቅቐኒ ስቃይ ቃንዛኻ ንዓይ ምንባሩ ምርሰዐይ ኮታ:ክገላበጥ ኣብ ዝጥዕመኒ ተጸሚምካኒከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ(2)ኣበይ'ዶ መልሲ ክረኽበልካ'የ ኣብ ዙፋን ፍርድኻ:ቆፎ ግብረይ ጸንቂቐ ብዘይ ፍረ ዘጉሃኩኻ:ተመስገን'ያ ምክሊት ነብሰይ ቀቢረ ኮይነ ኣማራሪ:ካብቲ ቅዱስ ማኣድኻ ብጉጤት ተመንጣሊ:[ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ][ካብ ኮንትነት ዛ'ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ።]ኣዝ""""ንራእየይ ፍጹም ዘደብዝዝ ዘይጥዓስ ልቢ ሒዘ:ንጽያፍ ግብረይ ዘይመኑ ውዒለ ክሓድረሉ:ኢልካኒ ጸሚኤ ፍቕርኻ ሓሞት ሓርማዝ ዘስተኹኻ:ግን ትጽበየኒ እንቅዓ ዘይትርብርብ ፈቃር ኢኻ:[ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ][ካብ ኮንትነት ዛ'ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ።]ኣዝ""""መሲለ ነዚ ርኹስ ዘመን ካብ ሂወት ንሞት ዝኣምን:ንተስፋ ውሽጠይ ቀቲለ ሕልናይ ናብ ሞት ሰቒለ:ዘይትቀብጽ ኣቦ ምሕረት ግብርኻ ከመይ ክቁጸር:ኣብ ማይ የእትየዮ ውዕለትካ ግን ጌና ዝርጉሕ'ዩ ኢድካ:[ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ][ካብ ኮንትነት ዛ'ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ።]ኣዝ"""(2)ኣቤል ሓውና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤🥰ሳብስክራይብ ጌርና ነተባባዓዮ የሕዋተይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ያሃበልና❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
Amen(3)🙏🙏🙏🙏
ኣሜን (3)
አሜን (3)👏
ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ናተይ ሂወት ትፍትሽ መዝሙር ብፍቅርካ ስዒርካኒ ጎይታይ ተመስገንካ ኣምላከ እስራኤል😭😭😭🙏🙏🙏❤❤❤
ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልኻኒ ጎይታ ዘሰቅቀኒ ስቃይ ቃንዛካ ንዓይ ምንባሩ ምርስዐይ ኮታ ክገላበጥ ኣብ ዝጥዕመኒ ተጸሚምካኒ ከማካ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ(2)። ኣዝ። ኣበይ'ዶ መልሲ ክረክበልካየ ኣብ ዝፋን ፍርድካ ቆፎ ግብረይ ጸንቂቀ ብዘይ ፍረ ዘጉሃኩኻ ተመስገን እያ ምክሊት ነብሰይ ቀቢረ ኮይነ ኣማራሪ ካብቲ ቅዱስ ማኣድካ ብጉጥየት ተመንጣሊ ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ከንቱነት እዛ ዓለም ኣብቤትካ ኣውዒልካኒ፡ ኣዝ ንራኢ ፍጹም ዘደምዝዝ ዘይጥዓስ ልቢ ሒዘ ንጽያፍ ግብረይ ዘይመኑ ውዒለ ክሓድረሉ። ኢልካኒ ጸሚአ ፍቅርካ ሓሞት ሓርማዝ ዘስተኩኻ ግን ትጽበየኒ እንቅዓ ዘይትርብርብ ፊቃር ኢካ ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ከንቱነት እዛ ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ ፡ ኣዝ። መሲለ ነዚ ርኩስ ዘመን። ካብ ሂወት ንሞት ዝኣምን። ንተስፋ ውሽጠይ ቀቲለ ሕልናይ ናብ ሞት ሰቂለ ዘይትቀብጽ ኣቦ ምሕረት ግብርካ ከመይ ክቁጸር። ኣብ ማይ የእትየዮ ውዕሎካ ግን ጌና ዝርጉሕ እዩ ኢድካ ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ከንቱነት እዛ ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ 🙏🙏🙏 ዝማረ መላእክቲ የስማልና ክቡር ሓውና
Zmare melakhti yesmalna ❤
❤❤❤
❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሐልካ❤❤ ጡዑም መዝመር ❤❤❤
Thanks abi haweyy for this nice mezmur sierkanibfetari xegu yebzhalka edmen tenann wun yhabka ❤❤❤
ኣሜን(3) !!! ዝማሬ መላአክቲ የስማዓልና ኣቢ ሓወይ ዘመን ኣገልግሎትካ ዪባርክ
✨️ዝገርመኒ 🫂ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ጎይታ ☦️😢🙏🥰 thank u abi hawey kalie zgermeni telo wn kulu mezmurka wshtey ztnkf neay zgelx mukanu btaemi thank u እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ በርትዕ❤️🩹
ናይ በሓቂ ኩሉ መዛሙራቱ ዉሽጥኻ ዝትንክፍ (ከዕልለኪ፡ዘይፍንቀል ፍቅርኻ፡ከይጠፍኣካ፡የፍቅረካ'የ፡ፍቅርካ ኣለኒ፡ስለና ንብዒ ጽዮን፡ፍሉይ ትሕትና፡ተሓጎሲ....ወዘተ)🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ዝገርመኒ ኣበይ ነይርካ ዘይበልካኒ ጎይታይ😭ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልካ ተባረኽ❤✝️🙏😍❤
ብሓቂ ናተይ መንሞ ኣስተውዒልዎ 😢😢😢
ባሓቂ ዝማሬ መላእት የሰዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሓልካ🙏🙏🙏
👍👍👍 ኣቢ ዓርከይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልማ 💝💝💝💝💝💝
Zmarie melaekti yesmalna hawuna 🙏🙏🙏✝️⛪✝️
🙏🏾🙏🏾❤ "ከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ"😢🥹🥺
ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ጎይታ☝️🥹ዘሰቅቐኒ ስቃይ ቃንዛኻ ንዓይ ምንባሩ ምርስዐይ ኮታ😢ክገላበጥ ኣብ ዝጥዕመኒ ተጸሚምካኒ ከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ🥹❤️🩹🙏One of my favorite singers🥰እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ብሩኸይ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ!🫶🙏
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏
One of my favorite mezemrans 👏🥀Amlak nay agelglot zemenka ybarek🙏Azya mesatit /timti mezmur❤❤❤❤
❤ ጸሎትና ዝማሬ መላእክት ከአንተ ጋር ይሁን አቤል አሜን 🙏🙌🙏 አሜን 🙏🙌 አሜን 🙏🙌
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ሲዒርካኒ፡❤❤❤ ብሩኹ ሃወይ ኣምላኽ ይባረኽካ እና ዘመርካ ንበር❤❤
Zmare Melaekt Yesmaelna Amennnnnn🙏🙏🙏
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጥዑም መዝሙር ናይ አገልግሎትካ ዘበንካ ይባረክ ❤❤❤
ኣሰይይይይ 🙏🙏🙏አልልልልል አግዛብሄር ኤድመን ተናን ሂቡ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ብሩኻት የሕዋት በታም መሃሪ መዝሙር 🙏🥰🙏
Zmarie melaekti yesmalna Egziabihar amlak xegeu yebxhalka Abi hawey ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ አሜን አሜን አሜን ልሳን ዓድለኒ
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፣እግዚአብሄር ናይ ዘመን ኣግልጉለትካ ይባርኽ ዘማሪ ኣቤል ሓውና❤🙏
Amen Amen Amen God bless Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ 💖 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ 💖 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ Thanks 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ክቡር ሓወይ❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር🎉🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ሓይሉ ይሃብካ ኣቤል ሓውና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ዘሓወይ"""ደቂ እመ ብርሃን ሳብስክራይ ሓግዙኒ ኣብዝያ ኣቲኹም ብትገብርዎ ደገፍ እግዚአብሔር ይደግፍኩም🥰❤️
ኣቢ ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤
ኣቢ ሓወይ ጸጋኻ ይብዝሓዮ ዝማሬ መልኣክት የብዝሓልና
zemarie melakti yesmealna amlake xegu yebzhalka abi hawey beayni mehretu yetemtena goyta
ብጣዓም ጥዕምቲ መዝምሩ ❤ዝማረ መልእኽቲ ዬስማልና /3/ ጸጉኡ ይብዚሐልካ ኣነ ብጥዓሚ ፈትያ ኩሉ ግዜ እዩ ዝሰምዓ ዘለኹ
ዝማሬ ቅድስዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬ ይቀበል ልብህ ዝትንክፍ መዝሙር❤ ጸግኡ የብዝሕ❤🎉❤
Zmare melakti yesmAlna Abel hawey, ኦ ኣምላኽና ትሑትን ዝጠዕስ ልቦና ሓበኒ❤❤
ኣቤል ሓወይ አንቆ ብደሓ መጸካና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቢ ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ፈጣሪ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዝማረ መላእክት የስመዓልና!
ዝማረ መላኽቲ የስሞዓልና አመ’ብርሃን በረከታ ተበዝሓልኩሞ ፊቁራት ኣሕዋተይ❤❤❤።
zimare melaekity yesmialna kbur hawey❤❤❤❤❤❤❤❤
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ናይ መላእክት ዝማሬ የስምዓልና ፍቁር ሓው ጥዑም ዝማሬ
Zmarie melaekti ysmealna ❤❤❤❤❤❤
❤zmare melaekt yesmalna❤nay bhaki temti mezmur abey nierka zeybl amlak u zelena😢
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ኩቡር ሓውና❤❤❤❤❤
ኣቢ ሓወይ ብሩኽ ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና ብሩኽ ሓወይ❤😍❤😍❤
Zemara melaket yesmalna Abi hawey.Amen amen
Zmare melakti yesmalna buruk hawey naybehaki lbka ttnkf mezmur ❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna zeme agolguletka yebzhayo 🙏❤️💒❤️🙏
ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ዝማረ መልኣክ የስምዕልና ኣቢ ሓወይ ❤🙏🙏🙏
ኣሜን (((3))) ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ኣቤል ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ
Asey zmare melaekti yesmalna hawey bruk
ዝገርም መዝሙር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤ ብሓቂ ኣበይ ነይርካ ዘይብል አምላክ ኣነ ክብድሎ ንሱ የፍቅረኒ ኣይይ 😢
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና🎉❤❤❤❤🎉🎉
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኩቡር ሓወይ 🌹🌹🌹😭😭😭🌹🌹🌹❤️❤️❤️💒💒🌹💒🌹❤️🤲🤲🤲👏👏🌹👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇸🇦🌹🌹🌹🌹🌹
Zmare meleakti yesmealn nay agelgilot zemenka ybareki hawey❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዜኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልካ ብሩኽ ሓው ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እመብርሃን ትደግፍካ ኣጆኻ በርትዕ ⛪⛪⛪🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Abi hawey zmarie melaekt yesmieka! Agelgulotka ybark!
❤❤❤❤ ኣማልኽ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኩቡር ሓው ❤ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 zemare melakt yesmealna buruk hawena 🎉🎉🎉🎉🎉
Abitey brukh hawey egziabhier amlakh xegau yadlka zehawey enqae bselam mexaeka hawey nateyy🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ ንፉዓት ንፉዓት ኣጆኩም በርትዑ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና
ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኩሉ ግዜ እየ ዝጽበየካ መዝሙርካ ንኽሰምዕ
ካብቲ ልዓለዋይ ኣቡነ ምፍላይና ኣይጥዓመናን
Zmarie melakt ysmalen hawey maray
Zeftwka zemari abiel egzabiher xegue yebzehalka temti mezmur.
Brukh hawey egziabhier amlakh memelisu xegau yebzhalka hawey natey❤❤❤❤
ኣመን ኣመን ኣመን!!!!!!
ከማካ አፍቃሪ ፉጹም የለን ሲዒርካኒ 🙏😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤❤
Zmarie mealkti yesmealna❤❤❤
❤❤❤ Thanks Abi hawey for this nice mezmur (sierkani) edmen tienan yhabka zemarie melaikti ! Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜንኣሜንኣሜን
Kemaka afqari ftsum yelen sierkani🥹😭 zmare melaekt yesmalna kubur hawuna nay agelglot zemenka ybark 🙏.
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቢ ኣርከይ
ተባረኽ ቀጽሎ!❤️👏🏽
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna Egzabhier ❤❤❤❤
Amen🙏Amen🙏Amen🙏
Aseyyy zmare melakti yesmalna fetari
Egziabher abzihu brk yeblka kulu mezmuratka ms nebska zezarb eu ❤❤❤
Welcome Abi hawey.❤Kem kulu gzie ❤❤❤nd ,azia mesatitn lbka ttnkf⚡️ mezmur .Zmarie melaekti ysmealna .stay blessed....
እዚ ህድኣትን ልዝበትን ናይዚ ዝማሬኻ ክሳብ መወዳእታ ኣገልግሎትካ ክሰምዖ ኢዩ ድሌተይ❤። ካብ እዝንኻ ሓሊፉ ልቢ ዝትንክፍ ዝማሬ ኢዩ!... ካብዚ ዘለኻዮ ንላዕሊ ብጸጋ ክትዓቢ ኢኻ እሞ፣ እመ ኣምላክ ምስ ኩሎም መላእክት ቅዱሳን ሓቢሮም ይሓልውኻ ኣቢ ሓወይ!!!!! Director ድማ ኣዚዩ ደስ ዘብል ስራሕ ዘምጻእካዮም ሓሳባት it's real directing። እታ ኣብ ግዜ ቁማር ዘላ ፍሽክታ ናይ ኣቤል ግን ንድሕርሕጂ ኣብ እዋን ቀረጻ ተኣረምላ. 2:47 / 6:44.
❤❤❤ 🙏🙏🙏 zeamre melakt yasmalen
ዘማረ መልኣኽቲ የስማልና ዘሕውአይ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️
Zmarie melaekt yesmealna😢😢😢
zmarie melaeat yesmealna ❤❤❤❤❤
❤❤❤Zmare melakt yesmealna tum zmare tum lsan Mas eye krio ybl nere enqae selam mexaka bal tum dmxi mezamurka kulen eye zsemen bel eske ksab mefexemta Abetu yenbrka
Enqae bdehab mexaka abel hawey ❤
Habibi ana edmen tianann yhabka fetari Zmari melakti yesmal8na ❤❤❤
Zmarie melaek yemalna dear bro,stay blezed❤❤❤🎉🎉,kulu gzie knxbe ena Abi hwy,xegiu yebzhalka❤❤❤
ቃል ሂወት ይስመዓልና ሓወይ🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሜን ዚማረ መላኣክት የስመዓና❤❤❤❤❤❤
Zemari melakti yesmalnaNay agolgulot zemenka yebarek amlak getmi eba xehafulna 🙏🙏🙏
Zmarie melaekt yesmealna abi hawey🥰🥰🥰😇😇😇
zemare melakti yesmalna Egzebehar Amlak xegue yebzhalka hawina ajoka qexle❤❤❤❤❤
Qal hiwet esimalna Abel hawuna (entn natka mezmur srahka malet kulu abzia xeani ba pls❤❤❤
Asey ellllllllllllllllll kale hywet ysmealna elllllllllkkkkkkk
Elelel enka bselam mxaka Abi hawey dongikana nerka 😂🙌🏼❤️Zemare melaket yesmalna as always zhawey 🙌🏼Next time gna eti Gtmie ab tahtie tetgdfelna Btamie xbuk neru
ዝማሬ መልአክት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🥺🙏zmare melaekt yesmealna 🙏 xegu yebzehalka🙏🙏🙏✝️⛪
Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalka zemari Abi hawey
Agzabiher ybarkka hawey zmare melakt yasemaln AMEN AMEN AMEN 😊❤
Amen amen amen zemera melakti yesmalna❤❤❤❤❤❤❤
ስዒርካኒ❤
ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ጎይታ:
ዘሰቅቐኒ ስቃይ ቃንዛኻ ንዓይ ምንባሩ ምርሰዐይ ኮታ:
ክገላበጥ ኣብ ዝጥዕመኒ ተጸሚምካኒ
ከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ(2)
ኣበይ'ዶ መልሲ ክረኽበልካ'የ ኣብ ዙፋን ፍርድኻ:
ቆፎ ግብረይ ጸንቂቐ ብዘይ ፍረ ዘጉሃኩኻ:
ተመስገን'ያ ምክሊት ነብሰይ ቀቢረ ኮይነ ኣማራሪ:
ካብቲ ቅዱስ ማኣድኻ ብጉጤት ተመንጣሊ:
[ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ]
[ካብ ኮንትነት ዛ'ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ።]
ኣዝ""""
ንራእየይ ፍጹም ዘደብዝዝ ዘይጥዓስ ልቢ ሒዘ:
ንጽያፍ ግብረይ ዘይመኑ ውዒለ ክሓድረሉ:
ኢልካኒ ጸሚኤ ፍቕርኻ ሓሞት ሓርማዝ ዘስተኹኻ:
ግን ትጽበየኒ እንቅዓ ዘይትርብርብ ፈቃር ኢኻ:
[ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ]
[ካብ ኮንትነት ዛ'ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ።]
ኣዝ""""
መሲለ ነዚ ርኹስ ዘመን ካብ ሂወት ንሞት ዝኣምን:
ንተስፋ ውሽጠይ ቀቲለ ሕልናይ ናብ ሞት ሰቒለ:
ዘይትቀብጽ ኣቦ ምሕረት ግብርኻ ከመይ ክቁጸር:
ኣብ ማይ የእትየዮ ውዕለትካ ግን ጌና ዝርጉሕ'ዩ ኢድካ:
[ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ]
[ካብ ኮንትነት ዛ'ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ።]
ኣዝ"""(2)
ኣቤል ሓውና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤🥰ሳብስክራይብ ጌርና ነተባባዓዮ የሕዋተይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ያሃበልና❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
Amen(3)🙏🙏🙏🙏
ኣሜን (3)
አሜን (3)👏
ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ናተይ ሂወት ትፍትሽ መዝሙር ብፍቅርካ ስዒርካኒ ጎይታይ ተመስገንካ ኣምላከ እስራኤል😭😭😭🙏🙏🙏❤❤❤
ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልኻኒ ጎይታ ዘሰቅቀኒ ስቃይ ቃንዛካ ንዓይ ምንባሩ ምርስዐይ ኮታ ክገላበጥ ኣብ ዝጥዕመኒ ተጸሚምካኒ ከማካ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ(2)። ኣዝ። ኣበይ'ዶ መልሲ ክረክበልካየ ኣብ ዝፋን ፍርድካ ቆፎ ግብረይ ጸንቂቀ ብዘይ ፍረ ዘጉሃኩኻ ተመስገን እያ ምክሊት ነብሰይ ቀቢረ ኮይነ ኣማራሪ ካብቲ ቅዱስ ማኣድካ ብጉጥየት ተመንጣሊ ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ከንቱነት እዛ ዓለም ኣብቤትካ ኣውዒልካኒ፡ ኣዝ ንራኢ ፍጹም ዘደምዝዝ ዘይጥዓስ ልቢ ሒዘ ንጽያፍ ግብረይ ዘይመኑ ውዒለ ክሓድረሉ። ኢልካኒ ጸሚአ ፍቅርካ ሓሞት ሓርማዝ ዘስተኩኻ ግን ትጽበየኒ እንቅዓ ዘይትርብርብ ፊቃር ኢካ ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ከንቱነት እዛ ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ ፡ ኣዝ። መሲለ ነዚ ርኩስ ዘመን። ካብ ሂወት ንሞት ዝኣምን። ንተስፋ ውሽጠይ ቀቲለ ሕልናይ ናብ ሞት ሰቂለ ዘይትቀብጽ ኣቦ ምሕረት ግብርካ ከመይ ክቁጸር። ኣብ ማይ የእትየዮ ውዕሎካ ግን ጌና ዝርጉሕ እዩ ኢድካ ኣቤት ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠሚትካኒ ካብ ከንቱነት እዛ ዓለም ኣብ ቤትካ ኣውዒልካኒ 🙏🙏🙏 ዝማረ መላእክቲ የስማልና ክቡር ሓውና
Zmare melakhti yesmalna ❤
❤❤❤
❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሐልካ❤❤ ጡዑም መዝመር ❤❤❤
Thanks abi haweyy for this nice mezmur sierkanibfetari xegu yebzhalka edmen tenann wun yhabka ❤❤❤
ኣሜን(3) !!! ዝማሬ መላአክቲ የስማዓልና ኣቢ ሓወይ ዘመን ኣገልግሎትካ ዪባርክ
✨️ዝገርመኒ 🫂ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ጎይታ ☦️😢🙏🥰 thank u abi hawey kalie zgermeni telo wn kulu mezmurka wshtey ztnkf neay zgelx mukanu btaemi thank u እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ በርትዕ❤️🩹
❤❤❤
ናይ በሓቂ ኩሉ መዛሙራቱ ዉሽጥኻ ዝትንክፍ (ከዕልለኪ፡ዘይፍንቀል ፍቅርኻ፡ከይጠፍኣካ፡የፍቅረካ'የ፡ፍቅርካ ኣለኒ፡ስለና ንብዒ ጽዮን፡ፍሉይ ትሕትና፡ተሓጎሲ....ወዘተ)🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ዝገርመኒ ኣበይ ነይርካ ዘይበልካኒ ጎይታይ😭
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልካ ተባረኽ❤✝️🙏😍❤
ብሓቂ ናተይ መንሞ ኣስተውዒልዎ 😢😢😢
ባሓቂ ዝማሬ መላእት የሰዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሓልካ🙏🙏🙏
👍👍👍 ኣቢ ዓርከይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልማ 💝💝💝💝💝💝
Zmarie melaekti yesmalna hawuna 🙏🙏🙏✝️⛪✝️
🙏🏾🙏🏾❤ "ከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ"😢🥹🥺
ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ጎይታ☝️🥹
ዘሰቅቐኒ ስቃይ ቃንዛኻ ንዓይ ምንባሩ ምርስዐይ ኮታ😢
ክገላበጥ ኣብ ዝጥዕመኒ ተጸሚምካኒ ከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ስዒርካኒ🥹❤️🩹🙏
One of my favorite singers🥰እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ብሩኸይ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ!🫶🙏
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏
One of my favorite mezemrans 👏🥀
Amlak nay agelglot zemenka ybarek🙏
Azya mesatit /timti mezmur❤❤❤❤
❤ ጸሎትና ዝማሬ መላእክት ከአንተ ጋር ይሁን አቤል አሜን 🙏🙌🙏 አሜን 🙏🙌 አሜን 🙏🙌
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ከማኻ ኣፍቃሪ ፍጹም የለን ሲዒርካኒ፡❤❤❤ ብሩኹ ሃወይ ኣምላኽ ይባረኽካ እና ዘመርካ ንበር❤❤
Zmare Melaekt Yesmaelna Amennnnnn🙏🙏🙏
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጥዑም መዝሙር ናይ አገልግሎትካ ዘበንካ ይባረክ ❤❤❤
ኣሰይይይይ 🙏🙏🙏አልልልልል አግዛብሄር ኤድመን ተናን ሂቡ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ብሩኻት የሕዋት በታም መሃሪ መዝሙር 🙏🥰🙏
Zmarie melaekti yesmalna
Egziabihar amlak xegeu yebxhalka Abi hawey ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ አሜን አሜን አሜን ልሳን ዓድለኒ
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፣እግዚአብሄር ናይ ዘመን ኣግልጉለትካ ይባርኽ ዘማሪ ኣቤል ሓውና❤🙏
Amen Amen Amen God bless Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ 💖 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ 💖 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ Thanks 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ክቡር ሓወይ❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር🎉🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ሓይሉ ይሃብካ ኣቤል ሓውና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ዘሓወይ"""ደቂ እመ ብርሃን ሳብስክራይ ሓግዙኒ ኣብዝያ ኣቲኹም ብትገብርዎ ደገፍ እግዚአብሔር ይደግፍኩም🥰❤️
ኣቢ ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤
ኣቢ ሓወይ ጸጋኻ ይብዝሓዮ ዝማሬ መልኣክት የብዝሓልና
zemarie melakti yesmealna amlake xegu yebzhalka abi hawey beayni mehretu yetemtena goyta
ብጣዓም ጥዕምቲ መዝምሩ ❤ዝማረ መልእኽቲ ዬስማልና /3/ ጸጉኡ ይብዚሐልካ ኣነ ብጥዓሚ ፈትያ ኩሉ ግዜ እዩ ዝሰምዓ ዘለኹ
ዝማሬ ቅድስዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬ ይቀበል ልብህ ዝትንክፍ መዝሙር❤ ጸግኡ የብዝሕ❤🎉❤
Zmare melakti yesmAlna Abel hawey, ኦ ኣምላኽና ትሑትን ዝጠዕስ ልቦና ሓበኒ❤❤
ኣቤል ሓወይ አንቆ ብደሓ መጸካና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቢ ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ፈጣሪ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዝማረ መላእክት የስመዓልና!
ዝማረ መላኽቲ የስሞዓልና አመ’ብርሃን በረከታ ተበዝሓልኩሞ ፊቁራት ኣሕዋተይ❤❤❤።
zimare melaekity yesmialna kbur hawey❤❤❤❤❤❤❤❤
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ናይ መላእክት ዝማሬ የስምዓልና ፍቁር ሓው ጥዑም ዝማሬ
Zmarie melaekti ysmealna ❤❤❤❤❤❤
❤zmare melaekt yesmalna❤nay bhaki temti mezmur abey nierka zeybl amlak u zelena😢
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ኩቡር ሓውና❤❤❤❤❤
ኣቢ ሓወይ ብሩኽ ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና ብሩኽ ሓወይ❤😍❤😍❤
Zemara melaket yesmalna Abi hawey.Amen amen
Zmare melakti yesmalna buruk hawey naybehaki lbka ttnkf mezmur ❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna zeme agolguletka yebzhayo 🙏❤️💒❤️🙏
ዝገርመኒ ኣበይ ኔርካ ዘይበልካኒ ዝማረ መልኣክ የስምዕልና ኣቢ ሓወይ ❤🙏🙏🙏
ኣሜን (((3))) ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ኣቤል ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ
Asey zmare melaekti yesmalna hawey bruk
ዝገርም መዝሙር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤ ብሓቂ ኣበይ ነይርካ ዘይብል አምላክ ኣነ ክብድሎ ንሱ የፍቅረኒ ኣይይ 😢
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና🎉❤❤❤❤🎉🎉
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኩቡር ሓወይ 🌹🌹🌹😭😭😭🌹🌹🌹❤️❤️❤️💒💒🌹💒🌹❤️🤲🤲🤲👏👏🌹👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇸🇦🌹🌹🌹🌹🌹
Zmare meleakti yesmealn nay agelgilot zemenka ybareki hawey❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዜኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልካ ብሩኽ ሓው ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እመብርሃን ትደግፍካ ኣጆኻ በርትዕ ⛪⛪⛪🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Abi hawey zmarie melaekt yesmieka! Agelgulotka ybark!
❤❤❤❤ ኣማልኽ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኩቡር ሓው ❤ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 zemare melakt yesmealna buruk hawena 🎉🎉🎉🎉🎉
Abitey brukh hawey egziabhier amlakh xegau yadlka zehawey enqae bselam mexaeka hawey nateyy🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ ንፉዓት ንፉዓት ኣጆኩም በርትዑ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና
ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኩሉ ግዜ እየ ዝጽበየካ መዝሙርካ ንኽሰምዕ
ካብቲ ልዓለዋይ ኣቡነ ምፍላይና ኣይጥዓመናን
Zmarie melakt ysmalen hawey maray
Zeftwka zemari abiel egzabiher xegue yebzehalka temti mezmur.
Brukh hawey egziabhier amlakh memelisu xegau yebzhalka hawey natey❤❤❤❤
ኣመን ኣመን ኣመን!!!!!!
ከማካ አፍቃሪ ፉጹም የለን ሲዒርካኒ 🙏😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤❤
Zmarie mealkti yesmealna❤❤❤
❤❤❤ Thanks Abi hawey for this nice mezmur (sierkani) edmen tienan yhabka zemarie melaikti ! Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜንኣሜንኣሜን
Kemaka afqari ftsum yelen sierkani🥹😭 zmare melaekt yesmalna kubur hawuna nay agelglot zemenka ybark 🙏.
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቢ ኣርከይ
ተባረኽ ቀጽሎ!❤️👏🏽
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna Egzabhier ❤❤❤❤
Amen🙏Amen🙏Amen🙏
Aseyyy zmare melakti yesmalna fetari
Egziabher abzihu brk yeblka kulu mezmuratka ms nebska zezarb eu ❤❤❤
Welcome Abi hawey.❤
Kem kulu gzie ❤❤❤nd ,azia mesatitn lbka ttnkf⚡️ mezmur .Zmarie melaekti ysmealna .stay blessed....
እዚ ህድኣትን ልዝበትን ናይዚ ዝማሬኻ ክሳብ መወዳእታ ኣገልግሎትካ ክሰምዖ ኢዩ ድሌተይ❤። ካብ እዝንኻ ሓሊፉ ልቢ ዝትንክፍ ዝማሬ ኢዩ!... ካብዚ ዘለኻዮ ንላዕሊ ብጸጋ ክትዓቢ ኢኻ እሞ፣ እመ ኣምላክ ምስ ኩሎም መላእክት ቅዱሳን ሓቢሮም ይሓልውኻ ኣቢ ሓወይ!!!!!
Director ድማ ኣዚዩ ደስ ዘብል ስራሕ ዘምጻእካዮም ሓሳባት it's real directing። እታ ኣብ ግዜ ቁማር ዘላ ፍሽክታ ናይ ኣቤል ግን ንድሕርሕጂ ኣብ እዋን ቀረጻ ተኣረምላ. 2:47 / 6:44.
❤❤❤ 🙏🙏🙏 zeamre melakt yasmalen
ዘማረ መልኣኽቲ የስማልና ዘሕውአይ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️
Zmarie melaekt yesmealna😢😢😢
zmarie melaeat yesmealna ❤❤❤❤❤
❤❤❤Zmare melakt yesmealna tum zmare tum lsan Mas eye krio ybl nere enqae selam mexaka bal tum dmxi mezamurka kulen eye zsemen bel eske ksab mefexemta Abetu yenbrka
Enqae bdehab mexaka abel hawey ❤
Habibi ana edmen tianann yhabka fetari
Zmari melakti yesmal8na ❤❤❤
Zmarie melaek yemalna dear bro,stay blezed❤❤❤🎉🎉,kulu gzie knxbe ena Abi hwy,xegiu yebzhalka❤❤❤
ቃል ሂወት ይስመዓልና ሓወይ🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሜን ዚማረ መላኣክት የስመዓና❤❤❤❤❤❤
Zemari melakti yesmalna
Nay agolgulot zemenka yebarek amlak getmi eba xehafulna 🙏🙏🙏
Zmarie melaekt yesmealna abi hawey🥰🥰🥰😇😇😇
zemare melakti yesmalna Egzebehar Amlak xegue yebzhalka hawina ajoka qexle❤❤❤❤❤
Qal hiwet esimalna Abel hawuna (entn natka mezmur srahka malet kulu abzia xeani ba pls❤❤❤
Asey ellllllllllllllllll kale hywet ysmealna elllllllllkkkkkkk
Elelel enka bselam mxaka Abi hawey dongikana nerka 😂🙌🏼❤️Zemare melaket yesmalna as always zhawey 🙌🏼
Next time gna eti Gtmie ab tahtie tetgdfelna Btamie xbuk neru