Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብመዝሙርኩም ብጣዕሚ ተባሪከ ሕብረትኩም ሕብረት ቅዱሳን ይኩነልኩም ፍቁራተይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🤲🙏🤲🙏🤲🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓና❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤🥰
ZMARE Melaekit Yesmaelina Amennnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና 💙💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️🌅🌅🌅👏👏👏✝️✝️✝️👏👏🕊🕊🕊🎤🎤🎤
ብህይወተይ ከሎኹ፣ ንእግዚኣብሄር እዝምር፣ክሳዕ ዘሎኹ ንኣምላኸይ ኤመስግን። Psalms 104:33 - መዝ ዳዊት 104:33
@@Jiovanni_m አሜን
Aemin aemin aemin ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ዕድሜኹም ነዊሕ ይኹን ደቂ ተዋህዶ ብሩዃት ዝማሬኹም ይቀበል ጎይታ❤️👏🏽😍
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
Zmar melaekiti yesmeelna❤❤❤
Bzuh tebareku
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የሕዋት 😊
አሜን❤ኢየሱስ ፍሉይ ኢካ ዝማሬ መላክቲ የስምዓል ብፍቅሪ ብሕብረት ብምዝማርኩ አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ደቂ ጎይታ ተባረኩ የሕዋት❤❤❤❤❤❤❤
if 678
Amennnn zmare melakti yesmalna tebareku xegu yebzhalkum❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ! ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ ! ስብሓት ለከ ክርስቶስ ኣምላኪየ ወመድኃኒየ !
Amen Amen Amen
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እልልልልል እልልልልል እልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና። ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይፍሰሰልኩም ብሩኻት❤❤❤❤
ማመስገን ብቻ 🙏🙏😍😍
Amen ymesgen fetari beilllta ellllllllllllllllllllllelllllllllllllllllllllll❤
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልኩም ብሩካተይ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክኩም💚✝️🙏🥰😇
God bless you yehwateyyy❤
ጌታ ኢየሱስ ዘመናቹ ይባርክ። የዘመራቹለትን ጌታ ፊቱ ያብራላቹ።አሜን
ኣቱም ብሩዃት ተባረኹልና❤
ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝማረ ምላእኽቲ የስመዓልና
Asey zfetw mezmur b tgrina msmey btami des elni. amlak nhbretkm yezizu ybark kemakum ybzhulna ngoyta zzmuru hbret zelewom brukat eikum edmen tnan yhabkm ftari.❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Amen zmare melakti yesmalna❤❤❤❤🎉
Zmare melaekti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmealna burukat yehwatey 🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷
ብዙሕ ተባረኹ ብሩኻት። ❤
Zemare melkti yesmalna 💒🙏😇❤
Amen zemar melakti yesmlena❤🎉❤🎉
Amen Amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Xega aemlak bumulu admkum ysabikum aehwatey aehatey ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️🇪🇹1🇪🇷✝️1 orthodox
እልልልልል 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ተባረኩልና
አንተማ አትለይም ከአንደበቴ አንተማ አትነጥፍም ከከንፈሬ ❤ አይጸግብካ 2× ዝምረልካ ❤❤❤
Allllllllll tebareku yehwatey 🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና አህዋት ፀጋ የብዝሓልኩም ናይ ዐድመ አጎልግሎትኩም እግዚአብሄር አምላክ ይባርክ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Zmarie meleakt yesmealna
ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም ፍቁራት የሕዋተይ 🙏🙏🙏
Temesgen amlak ❤❤ ⛪⛪⛪
Wow great ❤❤❤❤blessd
Zmare melaekit yesmalna
Amen
Zmari melakti ysemalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝፈትዋ መዝሙር❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmealna fquratey we love u ❤❤❤❤egziabher amlakna brikkkk yeblkum...
Wawwww Zmarie melaekti yesmeana yehwatey Agelglotkum ybarek❤❤❤❤ zfetwekum ❤❤❤❤ yehwatey
ምምስጋን ምምስጋን ጥራይ እዩ ስርሐይምዝማር ምዝማር ጥራይ እዩ ተግባረይንስኻ ኣይትፍለይን ካብ ኣፈይ ንስኻ ኣይትነጽፍን ካብ ከንፈረይ ውዕለትካ ፍትወይ ዘለዓዕለኒንግሆ ብወጋሕታ ኣዝይሞ ዝብለኒ ዝጠዓመ ፍቅሪ ናትካ ዩ ፍትወይከመይ የኽእሎ ሞ ከይመስከሮ አፈይክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገርከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙርኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻ ካብ ቋንቋ ይዓቢ ካብ ቃላት ንላዕሊሰማይ ዘይድርቶ ዘይውስኖ ምድሪ ዓቐኑ ኣይበጽሖን መጠን ናይ ፍቕርኻ ዕጹብ ዕጹብ ኢለ ክስውእ ምስጋና ክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገርከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙርኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻ ኣብ ቅድሚ ጸላእተይ ብመጎስ ኣቚምካነቲ ዝኸፍአ (ውሻጠ ናይ ክፍኣት)ጸልማት ኣሳጊርካ ኣብ ቅድሚ ነዓቕተይ ጸቢቑ ነገረይ ኢየሱስ ምዃንካ ዉዳሴ መዝሙረይክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገርከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙርኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻ ስምካ ክጽውዖ ዕረፍቲ ኮይኑለይ ኣሜን እዩ መዝሙረይ ምሳኻ ምንባረይ ምጉርምራም ዉን የለን ምስጋና ጥራይ 'ዩ ዋላ ይምላእ ይጉደል ኢየሱስ ጎይታይ 'ዩ ክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገርከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙርኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻI’ll talk, I’ll talk, about your thingI will proclaim to worship with a new songI am not satisfied to testify to youBecause you are so special honest and true Lord Jesus, you are special (4)My beloved, you are specialእመ እትናገር እትናገር ዘአንተ ግብርአመልክ ወእሰብክ በሐዲስ መዝሙርኢይጸግብ ኢይጸግብ እመ ዘመርኩ ለከአንተ እወ አንተ ብፁዕ አንተኢየሱስ ብፁዕ አንተ(4) ፍቁርየ ብፁዕ አንተ
ብጣዕሚ ልብካ ዝርስርስ ጥዑም ግጥሚ❤ዜማ እሞ ብሕብረት ምስ ውህደት ዘለዎ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ናይ ጎይታ ተባረኩ ፍትዋተይ ደቂ እየሱስ❤❤❤
Zemarie melaekti yesemealna🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Amen 🙏 🙏 🙏
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሓልኩም ❤❤❤❤❤❤
Zmare melakti yesmaena
ቃለ ህይወት ያሠማልን🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Elelel Elelel Elelel
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Zimare melakti yesmalna kuburat yehwat ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒
Asey asey ahwatey ❤ Egziabher ybarekum
Elelelele❤❤❤
ዝማሬ መላአክት የስመዓልና ኣሕዋተይ 🙏❤️🙏አግዚኣብሄር ብፀጋኡ ኣብ ቤቱ ኽሳብ መወዳአታ ይሓልኩም 🥰🥰🥰🙏🙏🙏
🙏 amen 🙏 amen 🙏 🙌 ❤❤
Zmare melakti ysmlena yhatey natey ❤❤❤
Zmarie Melakti yesmealna yehwatey ❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmeana ❤❤❤
ናይ ብሓቒ ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ ። ኣምላክ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልኩም ተባረኹ።
Zmare melakti yesmalna❤
Tebareku dea zbl mezmur❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zemnkume yebareke
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ellllllllllll❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
Tebarekulna ahwatna ❤❤❤ amlak agelguletkum ybark
Elllllllllllllllllllllllll 🙏🙏🙏
❤ተባረኹ ጸግኡ የብዘሓልኩም😊❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
🎉🎉🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
☦️♥️♥️♥️☦️
Amen amen amen❤❤❤❤
ELLLLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLLLLLLLL EGZEABHER YEMESGEN ZOM YEHWATEY BER KETEBLU EGZABHER LIBATKUM BEHAGOSE YEMLAKUM
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ellllllllllll elllllllll elllllll ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤well come fquratey
❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🎉❤❤
Ma Love's ❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ዝጥዓመ ፍቅሪ ናትካ ዬ ፍትወይ ።
ናይታ መዝሙር ግጥሚ ስደዱልና ኣሕዋት❤🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብመዝሙርኩም ብጣዕሚ ተባሪከ ሕብረትኩም ሕብረት ቅዱሳን ይኩነልኩም ፍቁራተይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🤲🙏🤲🙏🤲🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓና❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤🥰
ZMARE Melaekit Yesmaelina Amennnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና 💙💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️🌅🌅🌅👏👏👏✝️✝️✝️👏👏🕊🕊🕊🎤🎤🎤
ብህይወተይ ከሎኹ፣ ንእግዚኣብሄር እዝምር፣
ክሳዕ ዘሎኹ ንኣምላኸይ ኤመስግን።
Psalms 104:33 - መዝ ዳዊት 104:33
@@Jiovanni_m አሜን
Aemin aemin aemin ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ዕድሜኹም ነዊሕ ይኹን ደቂ ተዋህዶ ብሩዃት ዝማሬኹም ይቀበል ጎይታ❤️👏🏽😍
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
Zmar melaekiti yesmeelna❤❤❤
Bzuh tebareku
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና የሕዋት 😊
አሜን❤ኢየሱስ ፍሉይ ኢካ ዝማሬ መላክቲ የስምዓል ብፍቅሪ ብሕብረት ብምዝማርኩ አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ደቂ ጎይታ ተባረኩ የሕዋት❤❤❤❤❤❤❤
if 678
Amennnn zmare melakti yesmalna tebareku xegu yebzhalkum❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ! ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ ! ስብሓት ለከ ክርስቶስ ኣምላኪየ ወመድኃኒየ !
Amen Amen Amen
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እልልልልል እልልልልል እልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና። ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይፍሰሰልኩም ብሩኻት❤❤❤❤
ማመስገን ብቻ 🙏🙏😍😍
Amen ymesgen fetari beilllta ellllllllllllllllllllllelllllllllllllllllllllll❤
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልኩም ብሩካተይ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክኩም💚✝️🙏🥰😇
God bless you yehwateyyy❤
ጌታ ኢየሱስ ዘመናቹ ይባርክ። የዘመራቹለትን ጌታ ፊቱ ያብራላቹ።አሜን
ኣቱም ብሩዃት ተባረኹልና❤
ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝማረ ምላእኽቲ የስመዓልና
Asey zfetw mezmur b tgrina msmey btami des elni. amlak nhbretkm yezizu ybark kemakum ybzhulna ngoyta zzmuru hbret zelewom brukat eikum edmen tnan yhabkm ftari.❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Amen zmare melakti yesmalna❤❤❤❤🎉
Zmare melaekti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmealna burukat yehwatey 🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷
ብዙሕ ተባረኹ ብሩኻት። ❤
Zemare melkti yesmalna 💒🙏😇❤
Amen zemar melakti yesmlena❤🎉❤🎉
Amen Amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Xega aemlak bumulu admkum ysabikum aehwatey aehatey ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️🇪🇹1🇪🇷✝️1 orthodox
እልልልልል 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ተባረኩልና
አንተማ አትለይም ከአንደበቴ
አንተማ አትነጥፍም ከከንፈሬ ❤
አይጸግብካ 2× ዝምረልካ ❤❤❤
Allllllllll tebareku yehwatey 🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና አህዋት ፀጋ የብዝሓልኩም ናይ ዐድመ አጎልግሎትኩም እግዚአብሄር አምላክ ይባርክ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Zmarie meleakt yesmealna
ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም ፍቁራት የሕዋተይ 🙏🙏🙏
Temesgen amlak ❤❤ ⛪⛪⛪
Wow great ❤❤❤❤blessd
Zmare melaekit yesmalna
Amen
Zmari melakti ysemalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝፈትዋ መዝሙር❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmealna fquratey we love u ❤❤❤❤egziabher amlakna brikkkk yeblkum...
Wawwww Zmarie melaekti yesmeana yehwatey Agelglotkum ybarek❤❤❤❤ zfetwekum ❤❤❤❤ yehwatey
ምምስጋን ምምስጋን ጥራይ እዩ ስርሐይ
ምዝማር ምዝማር ጥራይ እዩ ተግባረይ
ንስኻ ኣይትፍለይን ካብ ኣፈይ
ንስኻ ኣይትነጽፍን ካብ ከንፈረይ
ውዕለትካ ፍትወይ ዘለዓዕለኒ
ንግሆ ብወጋሕታ ኣዝይሞ ዝብለኒ
ዝጠዓመ ፍቅሪ ናትካ ዩ ፍትወይ
ከመይ የኽእሎ ሞ ከይመስከሮ አፈይ
ክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገር
ከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙር
ኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካ
ንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ
ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻ
ካብ ቋንቋ ይዓቢ ካብ ቃላት ንላዕሊ
ሰማይ ዘይድርቶ ዘይውስኖ ምድሪ
ዓቐኑ ኣይበጽሖን መጠን ናይ ፍቕርኻ
ዕጹብ ዕጹብ ኢለ ክስውእ ምስጋና
ክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገር
ከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙር
ኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካ
ንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ
ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻ
ኣብ ቅድሚ ጸላእተይ ብመጎስ ኣቚምካ
ነቲ ዝኸፍአ (ውሻጠ ናይ ክፍኣት)ጸልማት ኣሳጊርካ
ኣብ ቅድሚ ነዓቕተይ ጸቢቑ ነገረይ
ኢየሱስ ምዃንካ ዉዳሴ መዝሙረይ
ክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገር
ከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙር
ኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካ
ንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ
ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻ
ስምካ ክጽውዖ ዕረፍቲ ኮይኑለይ
ኣሜን እዩ መዝሙረይ ምሳኻ ምንባረይ
ምጉርምራም ዉን የለን ምስጋና ጥራይ 'ዩ
ዋላ ይምላእ ይጉደል ኢየሱስ ጎይታይ 'ዩ
ክዛረብ ክዛረብ ናትካ ነገር
ከምልኽ ክእውጂ ብሓድሽ መዝሙር
ኣይጸግበካን ኣይጸግበካን ክዝምረልካ
ንስኻ ሞ ንስኻ ሞ ፍሉይ ኢኻ
ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ (4)ፍትወይ ፍሉይ ኢኻ
I’ll talk, I’ll talk, about your thing
I will proclaim to worship with a new song
I am not satisfied to testify to you
Because you are so special honest and true
Lord Jesus, you are special (4)My beloved, you are special
እመ እትናገር እትናገር ዘአንተ ግብር
አመልክ ወእሰብክ በሐዲስ መዝሙር
ኢይጸግብ ኢይጸግብ እመ ዘመርኩ ለከ
አንተ እወ አንተ ብፁዕ አንተ
ኢየሱስ ብፁዕ አንተ(4) ፍቁርየ ብፁዕ አንተ
ብጣዕሚ ልብካ ዝርስርስ ጥዑም ግጥሚ❤ዜማ እሞ ብሕብረት ምስ ውህደት ዘለዎ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ናይ ጎይታ ተባረኩ ፍትዋተይ ደቂ እየሱስ❤❤❤
Zemarie melaekti yesemealna🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Amen 🙏 🙏 🙏
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሓልኩም ❤❤❤❤❤❤
Zmare melakti yesmaena
ቃለ ህይወት ያሠማልን🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Elelel Elelel Elelel
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Zimare melakti yesmalna kuburat yehwat ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒
Asey asey ahwatey ❤ Egziabher ybarekum
Elelelele❤❤❤
ዝማሬ መላአክት የስመዓልና ኣሕዋተይ 🙏❤️🙏አግዚኣብሄር ብፀጋኡ ኣብ ቤቱ ኽሳብ መወዳአታ ይሓልኩም 🥰🥰🥰🙏🙏🙏
🙏 amen 🙏 amen 🙏 🙌 ❤❤
Zmare melakti ysmlena yhatey natey ❤❤❤
Zmarie Melakti yesmealna yehwatey ❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmeana ❤❤❤
ናይ ብሓቒ ኢየሱስ ፍሉይ ኢኻ ። ኣምላክ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልኩም ተባረኹ።
Zmare melakti yesmalna❤
Tebareku dea zbl mezmur❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zemnkume yebareke
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ellllllllllll❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
Tebarekulna ahwatna ❤❤❤ amlak agelguletkum ybark
Elllllllllllllllllllllllll 🙏🙏🙏
❤ተባረኹ ጸግኡ የብዘሓልኩም😊❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
🎉🎉🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
☦️♥️♥️♥️☦️
Amen amen amen❤❤❤❤
ELLLLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLLLLLLLL EGZEABHER YEMESGEN ZOM YEHWATEY BER KETEBLU EGZABHER LIBATKUM BEHAGOSE YEMLAKUM
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ellllllllllll elllllllll elllllll ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤well come fquratey
❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🎉❤❤
Ma Love's ❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ዝጥዓመ ፍቅሪ ናትካ ዬ ፍትወይ ።
ናይታ መዝሙር ግጥሚ ስደዱልና ኣሕዋት❤🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉