ዕርቂ ህግደፍን ሕዋሓትን ሓልዮት ህዝቢዶ ወይስ ህርፋን ስልጣን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 дек 2024

Комментарии • 52

  • @ArontedAki-v5v
    @ArontedAki-v5v 4 дня назад +2

    Interesting analysis on the current situation in Tigray and ongoing negotiations between Adihalo and TPLF. Thanks khalid.

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika8362 2 дня назад +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 4 дня назад

    HERFAN SELTAN EWE ,HAKEKHA .. SHIFTA TABYA KORARO CHERISU HALYOT HEZBI AYNEBERON AYKEHLUWON EYU KEAA . ESKHA KEM KALEOT WUHUDAT N MESAKIN NAY MERDAA XEGHEM ZELEWOM SEMIEN TEGHARU KETEREDEA TARIKHAWI SERAH EKHA TESERH ZELEKHA . THANK YOU FOR YOUR PATRIOTIC SERVICE.

  • @DabTurk
    @DabTurk 2 дня назад

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 4 дня назад +2

    Do you think Syrian opposition forces could control the whole Country with in 12 days.Was that possible even if they have full support by Turkey?The Answer is impossible.Syrian forces didn't challenge the opposition group.Meaning Army didn't support the regime.

  • @mesfintesfaye187
    @mesfintesfaye187 4 дня назад

    🎉

  • @hiwet1079
    @hiwet1079 4 дня назад

    ፀላእቲ ሐደ ህዝቢ ክቃፃፀሮዎ እንተደልዮም መጀመርያ መራሕቱ ንምውቃዕ ይደልዩ እዙይ ይጠፈኣካ ኢለ ኣይኣምን ግን...

  • @TamratWelde
    @TamratWelde 4 дня назад

    ካብቲ ዝነበረ ጽቡቅ ድምጺ ሕጂ መቃልሕ ይገብር አሎ

  • @teferiwoldeyesus883
    @teferiwoldeyesus883 4 дня назад +1

    Kalid go on go sleep now Ethiopian people are ready for this crisis

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 4 дня назад +2

    💙💙💙💙

  • @HasAsg-x6w
    @HasAsg-x6w 4 дня назад

    እቲ ዝባሃል ዘሎ ዕርቂ ኣብ መንጎ ህወሓት ዘይኮነስ ሓደ ፍንጫል ዓማፂ ዘራፊን ጨቛኒን ዓሌታዊ ጉጅለን ዝኾነ ምስ ሻዕብያ ዝግበበር ዘሎ ሕቡእ ርክብ ተባሂሉ ይስተኻኸል ኣድማስ ፎረም።

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 4 дня назад +1

    Good on you Khalid sometimes I wonder

  • @kiflaysiyum
    @kiflaysiyum 4 дня назад

    ካሊድ ኣብ ትግራይ ካብ ህወሓት ወፃኢ ንትግራይን ህዝቢን ካብቲ ዝንሄ ሽግር ዘውፅእ ኣሎ ድዩ ምስ ብልፅግና ዝሞዳሞዳን ሓቢረን ዝሰርሓ ዶ ኣይኮናን ነተን ካልኦት ውድባት ነቀፌታ ገዲፍካ ንህወሓት ጥራሕ ምንቃፍ ፍትሓዊ ድዩ።በተለይ ኣብዚ ሰሙን ብጀ/ል ፃድቃን ዝስራሕ ዘሎ ምስ ፀላኢ ተሓባቢሩ እቲ ዝተረከበ ዓወት ይሕንሸሽ ዶ ኣዮሎን

  • @AmenAsier
    @AmenAsier 4 дня назад +2

    Merhaba Khaled

  • @InspireEritrea
    @InspireEritrea 4 дня назад +1

    ኣዮኻ ናይና... ክክክ

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 4 дня назад

    Ayenetom hwahat

  • @G.k-n7c
    @G.k-n7c 4 дня назад

    Eseyas zteteqemla system welideka embr ayweledkann eyu zmesl melku gn benxar

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 4 дня назад

    ችግር ልቦናኹም አበይ ክይድ ምኽርና ኻልድ አዳምጹ አምልኽ ንየማን ይህንጠይዎ ራሕኩም

  • @xolotkieuadey5723
    @xolotkieuadey5723 4 дня назад

    I can’t wait to see playing your role in the future Eritrea

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u 4 дня назад +2

    😂😂😂😂😂😂

  • @YosiefOkubaywolday-mf3rx
    @YosiefOkubaywolday-mf3rx 3 дня назад

    ፕሪቶርያ ዉዕል ኣይኮነን እቲ ሽግር :ፖለቲካዊ ዉሳነ ግምት ኮይኑ ይስመዓኒ።ክንዲ ስርሑ ዝሰርሕ ኣብ ካልእ ሓሸዉየ ኣትዩ:
    ህወሓት ድማ ሓደ እምበር ክልተ ኣይኮነን።ክልተ ኢዩ ኢልካ ትኣምን ተኾንካ ጉባኤ ኣይትኣምንን ኢኻ ማለት ኢዩ እምበርከ ፍልልያትካ ናብ ዝመረጸካ ኣካል ኢኻ ጥርዓንካ ተቅርብ።የለኹሉን እንተኢልካ ግን ንመን ወኪልካ ደኣ ክትመርሕ።ምናልባት ግን ህወሓት ጌጋ የብሉን ማለተይ ከምዘይኮነ ክገልጽ ይፈቱ።ኣብ ስልጣን ምህላዉካ ንህዝቢ እምበር ንባዕልኻ ከምዘይኮነ ክንርዳእ ይግባእ።

  • @SenaitBerhane-s7e
    @SenaitBerhane-s7e 4 дня назад +1

    ❤❤❤

  • @onedayalankedat3919
    @onedayalankedat3919 4 дня назад

    Nska xli eka tsebk zeleka sheyani. Abi u ko ntgray bezi bota natkum kuinat kikeft ye eliwom nooo zblwo zelewu denkoro tay hasabka mrda abyuni

  • @onedayalankedat3919
    @onedayalankedat3919 4 дня назад

    Tay ymlketeka bzaba nay tigray dob senef

  • @hadnetchanel3485
    @hadnetchanel3485 4 дня назад

    Kald entay ymlketeka nay tegaru

  • @lulyatesfatsion105
    @lulyatesfatsion105 4 дня назад

    Zeyrgue poletica Tigray ab poletica Eri zesiebo xlwa rdue koynu hzbi neti bzey aflitiu zfxem wsanetat nmquxxar wekeltom kmerxu alewom

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 4 дня назад +2

    ❤❤️❤️🙏🙏🙏

    • @tsegaytea
      @tsegaytea 4 дня назад

      ህግደፍ ነቲ ሓደጋ ከምጸኣሎም ዝኽእል ጨካን መንግስቲ ይፈልጦ እዩ ንቱርካውያን ድኣ ከም ንበዓል ፍረንሳን ምዕራባውያን ሰፋህፋህ ከምዘይዋጽኦም ይፈልጥዎ እዮም

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 4 дня назад +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u 4 дня назад

    Meshaki sherafat 😂😂 Tsadekan Getachew mese Abiy koyenom ab resi Eritrea kunat kefitom ne isayas keweredu neskhan mesel sebat Eritreans adkhum kewerer hizebukum kemewet neskhum nab seletan Abiy Ahmed kenges malet deyu?

  • @derejeaanereayonreayo6219
    @derejeaanereayonreayo6219 4 дня назад +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 4 дня назад

    We should condemn war.If War is started that will be the end of Eritrea and Tigray.Tigray and Eritrea should cooperate and unite as one for their existance.

  • @G.k-n7c
    @G.k-n7c 4 дня назад

    Ab mengo klte sebat zela sebeti nsa zeykonet deqa eyom zgudau

  • @G.k-n7c
    @G.k-n7c 4 дня назад

    Qolaa do hager ymerh eyu seb ke kab qolaa yferh dyu

  • @bayretekle3153
    @bayretekle3153 3 дня назад

    ኢሳያስ እንታይ ተሪፉዎ ሕጂ ኽኸይድ’ዩ ትብል አሎኻ ዕድመ እኮ አብ ኢድ ፈጣሪ’ዩ ምናልባት እስኻ ቅድሚኡ ትኸይድ ደሐር እዛ ኤርትራ ትብሃል ሃገር መላይን ኢሳያሳት ኢዮም ዘለዉዋ ቅበጽ ።

  • @MezgebeGebremedhin-o4e
    @MezgebeGebremedhin-o4e 4 дня назад +1

    Kald is one of the great Eritrean analyst 💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙🎉💙

  • @G.k-n7c
    @G.k-n7c 4 дня назад

    Selemawi qalsi nay naba qalsi ezie ente halyu kinat ayedln Stop Wor!!!

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 3 дня назад

    ክላእ ደቑሻሽ ኢኻ ጉዳይ ኤርትራኻ ደይትትንትን

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 4 дня назад

    ኩቡሩ ሓውና ሓሳብካ ፖሎቲካዊ ትንታነ እንተሃብካ ሕማቅ ኣይኮነን.
    ግን ኣነ ከም ዝመስለኒ ሕወሓት ንምድሓን ኣይኮነን እቲ ስሕተትካ ።
    ደብረጽዮን ዝበለ ሎማዕንቲ ዝጸዋዕናኩም ሕወሓት ንምድሓን ህዝቢ ንምድሓን እዩ ዝበለ እዚ ኣባሃህላ ዚ ድማ ትኽክል እዩ ።
    ሕወሓት ሰፊሕ ህዝባዊ ተቀባልነት ዘለዎ ካብ መጠን ንላዕሊ እዩ ዘለዎ።
    ስለዚ ሕወሓት እንተሃልዩ እዩ ህዝቢ ትግራይ ክድሕን ዝኽእል ህዝቢ ድማ ሓቀኛ እምነት ዘለዎ ኣብ ሕወሓት ጥራሕ እዩ ። ካብ ገይተቸውን ሳዓብቱን ንህዝቢ ትግራይ ሸይጦሞ ምስ ብልጽግና ዝባሃል ፓርቲ ጀኖሳይደር ዝፈጸመ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸሙ ወጊኖም ክሕደት ዝፈጸሙልና ጠጠው ክብልዩ ኢልኣ ምሕሳብካ ናይ ፖሎቲካ ድኽነት ኣለካ ማለት እዩ ። ሕሰብ ኣሰተውዕል ቀስ ኢልካ ? ንሱ ስለ ዝኾነ ድማ እዩ ሕወሓት ብልጫ ህዝባዊ ድጋፍ ዝረክብ ዘሎ ኣይትጣራጠር ሕወሓት ከም ዝዕወት። ንስኻ ግን ኣነ ጽቡቅ ገይረ ተረዲኤካ ኣለኹ እንታይ ከምትደሊ ሕወሓት ምስ ኢሳያስ እንተዳኣ ታዓሪቁስ more ናይ ኢሳያሰ ዕድመ ስልጣኑ ክቅጽል እዩ ካብ ዝብል ፍርሒ ዝተበገሰ እዩ ወዘተ ናዓና ግን የዋጸና እዩ ንግዚኡ ። ፖልቲካዊ ስልቲ ተምሃር Please ??

    • @FantaneshAbera-w2e
      @FantaneshAbera-w2e 4 дня назад

      You must be in looting the gold mineral in tigray,

    • @FreeEritreaFromIsayas
      @FreeEritreaFromIsayas 4 дня назад

      ተጋሩ ክትጋገዩ ዲኹም ክትነብሩ? ኢሳያስ ተዳኺምሉ ኣብ ዝነበረ ግዜ ብውሕዱ ነቶም ተቓወምቲ ኤርትራ ሓጊዝኩም ክትኣልዪዎ ብዘይ ምኽኣልኩም ንህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቱ ብድሕሪኡ ኸኣ ኣብ ተጋሩ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ምጽናትን ዕንወትን ኣውሪዱ። ሕጂ ኸኣ እቶም 1000000 ዝኸሰርክሞም ኣሕዋትኩም ውሒዶምኹም ምሉእ ብምሉእ ከጽንተኩም እንተኾይኑ ድሌትኩም ምስ ኢሳያስ ተማሓዘዉ። ኣሓስ ምስ ሓራዲአን ማይ ይሰትያ እዩ ነገሩ።

  • @maharihabte2930
    @maharihabte2930 4 дня назад +1

    ❤❤❤❤

  • @ZemeneTeferi
    @ZemeneTeferi 4 дня назад +1

    ❤❤❤

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 3 дня назад +1

    ❤❤❤❤

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 3 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤