Eza film tekelel kabzi natna kendey keyahten xelmten kefilka adeda sedet ab adi gana koina adna kem nexalea geruna ezi zelnayo dea mezarbi yeblun nenebalka mukushash xebkti film dawita
Women give the best advice. Don't underestimate women's role in solving troubling issues. Probably the Eritrean Misery will be solved by Eritrean women
Bahta may mine zibehal hade hayal shifta neyru nihuhu azekakiratni natu buzuh Eilalat yisemih silezinberku . Bahta may mine qohayin so nice Film ❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ በርሀ ፊልም ብሓቂ ምስዚ ዘለናዮ ግዜ ሓንጎልካ ዘሐድር ዘስሕቕ ዩ ምሳይ ትሳማምዑ ርገጹኒ happy new year
Eza film tekelel kabzi natna kendey keyahten xelmten kefilka adeda sedet ab adi gana koina adna kem nexalea geruna ezi zelnayo dea mezarbi yeblun nenebalka mukushash xebkti film dawita
ከምዚ ከማይ እዛ ፊልም ዝተረደአቶ ኣሎ ዶ ኢለ ክፍትሽ ጸኒሐ 🎉ሩሑስ ሓድሽ ዕመት
ናይብሓቂ❤ ሎሚ ማራ ኣዛናጊዖምኒ❤ኣይትሳኣኑ❤
@@Fyori-e6b ኣብ ዚ ግዜ ዚ ሰስሕቀና ሓንጎልና ዘሐድሰልና ንደሊ ምኽንያቱ ብሓሳብ መሊኡ ርእስና
ውትራን!
ኣብ ብርኩ ዘተንፍስ በርሃ ጎበዝ፡ ዘገርም ናይዚ ኩቡር ኣረጊት ሰብኣይ ቃልኪዳን ብሂጉ፡ ከምዚ ንክብርቲ ማማ ጉዖይ ምኩሻም ማለት እኮዩ! ብሓቂ ንነዊሕ ዓመታት ሰለፍ ጋልሂዋን ተኣጊዱ ዝጸንሐ፡ ሕጂ ካብቤት ማሕቡስ ሞሊቁ ዝወጸ ክከውን ኣለዎ ይሕዋት😃
🤝❤🕊
በርሀ መሽረፈት ኣብ ኩሉ ተዋስኦ ንዝተዋህበካ ገጸ-ባህርያት ናይ ብሓቂ ትላበሶ ኢኻ። ኣገናዕ ሃብሮም። ቀጽሎ ኢኻ።
በርሀ ዓርከይ መንበድበዲ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት በብዘለናዮ
Amen Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Amen Amen 🇪🇷🙏
እዋናዊት ፊልም እቲ ዝከፍአ ኣብ ዓለም ፍርሒ ዩ ህዝቢ ኪኣ ጃጅዩ ሰኣን ትብዓት ክሳብ ሕጂ ብፍርሒ ይነብር ከምዚ እናገበርኩም እቲ ህዝቢ ትብዓት ምሃርዎ ጽቡቅ ስራሕ ዳዊቱ ❤❤❤
Mis nay hagerna tikeyd eya
ነስኻ ደናኣ ድ አውን ደስ ዘብል ረአቶ ማዓዳ ጻፍሒፍካ አቶ ሮቤል ሃይለ ይቀንይልና ኣብልብና ይሕደር 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🫂🫂🫂🌹🌹🌹
ብሓቂ ዳዊት ሓወይ ስራሕኻ ንጹር ኢዩ ኣነ እዛ ቅድሚ ሕጂ ዝሰርሓኻያን እዚኣን ንጹራት ኢየን ብሓቂ ተረዲኡና ኣሎ ዕድመ ይሃብካ ኣብ ክልተ ማዓልቲ ክሳብ 193 ሽሕ ፈለወር በጺሓ ስለምንታይ በጺሓ ይርዳኣካ ይኸውን ምኽንያቱ ብሉጽ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕኻ ኩሉ ህዝብና ከምዚ ስራዝሕ ኢዩ ዘድልዮ እቶም ምሳኻ ዘለዉ ተዋሳእቲ ውን ብሓቂ ጽቡቕ ገጸባህሪ ለቢሶም የቐንየልና በሎም ተረዲኢናዮም ብሓቂ ደጋጊመ ይሪኣ ኣለኹ ብግቡእ ይርድኣ ኣለኹ።
Xbuk aleka Teredina alo
ካብ ሽፍታ ዝብል ኣርእስቲ እባ ኣዋጽኣና ዳዊት ግን ጽቡቕ ስራሕ🎉🎉
ብ ዳዊት እየብ ዘይ ሳሓቐ ጸገም ኣለዎ😅😅😅🎉🎉🎉🎉
Kilu SEB hade dyu hasabu
Yeah bro 😅😂😂😂😂😂😂
ዳዊት ሓቢቢ የኣኽ 😂😅😂 ዓዲ ሸራእራእ የእቲኻላ Good job deqi eri xbuqat ❤❤❤
ሓደ ሰብ ከይጻረፍ ኣብዚ ቡዙሕ ጊዜየ ኣብ ናይ ዳዊት ኣትዮም ዝጻረፉ ኣለዉ ኣይትጽረፉ በጃኹም ክንደይ ከርተት ኢሎም ዝሰርሕዎ ስራሕ እዩ መሰል የቡልካን ክትነቅፍ ወይ ክት ጻረፍ ኣራጢጥኩም ትሪኢዎ ክንድዝ ምንቃፊ 👎 ሑቡሽ እንቃዕ እኮ ብገንዘብ ትሪኡ አ ኣይኮንኩም ዱሁላት &dawit ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
Thank you!!
ብግደ ሓቂ ገሊኡ ዘብል ኢዩ ንጽቡቅ ጽቡቅ ንሕማቅ ሕማቅ ምባል ጸገም ይብሉን
Nkndey du kab chinqet zegelaglena dawit meqsen😂😂😂😂
ብስነ-ጥበብ ኤርትራ ሕርር ኩምትር ዝብሉ ኢትዮጵያውያን(ደቂ መለስ ሓሳዊ ተጋሩ) ኢዮም ዝጻረፉ::
@-zo7mx yes we can expressed our views with
out insulting them!
Thank you
The one and only drama really describes what is going on in Eritrea. May God protect you guys wherever you are….
በንስቲ ድዩ ዝበለ ጽቡቅ ስራሕ ዳዊት ጅግንነት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ዓዲ ኣይኮነን ዓለም ከድሕና ዝክእላ እየን ክብሪ ንዓክን ኣዋልድ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Enjoy kedame sembet deki erey 🇪🇷❤❤
Welcome dawit ❤❤
ና ይ ባሓቂ ንብራ ኤርትራዊ አትገልጽ ፍልሚ አያ . ድንኣናድ ሰራሕ ዳዊት 💙💙💙💙 ቀጽሎ.
ልክዕ ከምዚ ናትካ ትግርኛ እዩ ዘሎ ናብራ ኤርትራ😂
Women give the best advice. Don't underestimate women's role in solving troubling issues. Probably the Eritrean Misery will be solved by Eritrean women
ኣብ ቀረባ እዎን ዑቡድ ከለቢ ሃገር ዘባሳበሰ💙🌿💙
ዳዊት ሐወይ ኩሉ እዩ ዘኪእሎ ናትካ ፋልሚ ኪርእ ከለኩ ዓርብዓ እየ ደዘኪርመምህር ሰለሙን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷
Dave yahoo😂😂😂
Welcome Dawit best 😂🎉😂🎉😂
በርሀ መሐጎስ ኩሉ ግዜ መሐጎሲና ቀጽሎ ሓንቲ ጢል ኣምጽእ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔥🔥🔥🔥
Btaemi shabi kulatkum nfuat ❤❤❤❤❤❤
dawitom ya ❤❤❤❤
ንዳዊት ዝፈቱ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🦁😱😱
Dawiteay xbuq sirah❤❤❤❤❤
dawitey natey❤❤❤❤
በርሀ ናይ ኩሉ ፍልምካ ክሒስካና ናይ ብሓቂ ፊልም ኣብ ሂወትና ዘሎ ሂወት ነግርካልና ካብ (ብርርገድ ንሓመዱ አየ ) thanks
Bahta may mine zibehal hade hayal shifta neyru nihuhu azekakiratni natu buzuh Eilalat yisemih silezinberku . Bahta may mine qohayin so nice Film ❤❤❤❤❤❤❤❤
Wedizom tokisom zyshtu kuhaynay jigna weskela elal trah aykonen nay kuhaynay 😮
መርሐባ ዳዊት እዮብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawww welcom dawet ayob 😅😂😂😂😂😂😂😊😊😊😊❤❤❤keslo
እዛ ፊሊም ፓሎቲኻ ያ እሞ አንሕና ኻ ከምዛ ዓወት የሬና ትብሉ ረገጽ👍
Dawit shkor ❤❤❤😂
Welcome dawit eyob comdaye xebuku serha ❤❤❤
The best comedy what I have seen in my life.
ኮመንቲ ብድንግላ የላ ኩሉኻ ላይክ ግበር ፈታዊ ዳዊት እዮን❤❤❤❤
ehi ktkfel dika bro aythawekan
❤❤
ጓል ብድንግላ ኢየ ስኢነ እምበር ኮመንት ብድንግላስ በዚሒኒ ኮ😂
ጽቡቅ መልእክቲ ዘለዎ ወሓለ ስራሕ
ዳዊታ በጣሚ ጽቡቅ ስራሕ!! story line በጣሚ ፈትያ ግና ቁርብ ኣብ kulu ድራማ ሓደ ዓይነት ማከ up ትጥቀም ኮይንካ ጭግርካ ጭሕምኻ ሓደ ኮይኑ ኣብ kulu ዳርማታትካ!¡ ካለኣ ዓይነት make up አንተትጥቀም xbuk ነሩ ምበር xbkti comedy kexlo!!
በርሀ ዓዲ ኣባሳብሱ😂😂😂
Thank you deki Eri jeganu
በርሀ ምሕርር😅😅😅
Welcome deqi erey 🎉🎉🎉 ❤
Dawit jahara abzikayo loway hakas❤❤🎉
አይ በርሔ እኔን ብታግተኝ በድንጋጤ ሳይሆነ በሳቅ ነበረ ምሸናው !!😂😂😂😂
ዳዊት ጨካን ኣምሲላ እያ ኮ ንህዝቢ ኤረትራ ትኾትመሉ ዘላ ኢሰያስ ንበይኑ ዝዓይነቱ እዩ 😂😂😂😂
በርሀ ጽቡቅ ሰራሕ❤❤❤❤
Waww welcome dawit eyob 😂😂😂❤❤❤🎉🎉🎉
Pls part 2 😂😂😂
dawit hawey harfi sirah kab gerbetkum eye marey ❤❤
Dawita hbb kul nat ka bahaki dis zebil komedi eyu berti dawet hawena ❤❤❤❤❤❤
Dawit Balthazar's 😂😂
ከላ ትዛረቦ ፍለጥ ሃላይ ኣብ ሂወትካ ጸገም ከምጽኣልካ ዩ
@maraedimontonedimonton really okay my sister 🤣🤣
ዳዋ ምንጪ ሰሓቀይ ❤❤❤❤❤❤
😂😂😂😂 meyti ❤❤❤❤
ናይ በርሀ ጡዑም ድራማ❤❤❤
Welcome Deqi Eriyyyy Dawit 😂😂😂😂😂😂😂
❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብኸምዚ ዝተለማመድዎ እዞም ጉዕዙያት አብ አሕዋትና ፈፂመምዎ ደሐን ንሶም ንዙሕማቅ ስርሖም ግዜ ዝረኸቡሲ ንሕና ንፅቡቅ እንሰርሖ ግዜ ክህልወና ኢዩ ከይርሳዕ ከይድገም።
Eritrawi melkti Alewo Nkah shak yakleka 😢😢😢
❤❤❤ጽብቅቲ😊
Well come dawit menbedbedi 😂
Xubuq serh deqIy Eire odemen teonan yehabkume fattri 🙏👍🙏
Ferah shfta aykun berhe fesfas 😂😂
Dawaaa shkor yeakooo😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂
😂😂😂😂❤
Berhe Hariff kab Mekelle
Dawit weya meshrfet ka😂😂😂😂😂😂😂😂😂
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ጽብቅቲ ድርሰት ተዋሳእቲ እንደሞ ድግምጋም ኮይኖምና ፡ናይ የዕርኩን መሓዙትን እናገብርኩማ
Welcom ዳወት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Well came ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Well Come
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ህግደፍ እዉን እኮ" እክሊ የሕዲጉና ፡ ኣዋልድና እዉን ኣብ ሳዋን ካልኦት ቤት-ማእሰርትን ተዓሚጸን እየን። So እዛ ኮሜዲ ኣጋጣሚ ድያ ተመሳሲላ ወላስ ብፍላጥ 😂😂
Nska sawa aytifelitin ziwealnayo kininegreka aytihasu
Very Liar
ከምዛ ናይዛ ተዋጽኦ እዚኣ ኣወድድኣ ዘሐጎሰኒ የለን ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ነዘስተውዕል ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዋ:
ኣብ'ዚ ከም ህዝቢ ኣብ መላዕ ዓለም ተበቲናሉ ዘሎና እዋን ካብ ምድርና ውሑዳት ሰባት ንኹሉ ናይ'ዚ ዘመና ማሕበራዊ ስቓይ በዲሆም: ከም'ዚ ብሉጽ ስራሕ ወትሩ ከዛናግዑና ከለው ካልእ ይትረፍ ጽቡቕ ርእቶ ንጽሓፍ:ኣብ ኤርትራ ዘለው ስነ-ጥበበኛታት ሰብ ሕልሚ ስለ ዝኾኑ ንሕልሞም ብክሳራታት እዮም ዝሰርሑ : እሞ ጉጅለ በርሀ :ተኽሎም ከምኡ ካልኦት ብሉጻት ስለ ብሉጽ ስራሕኩም የቐንየልና:..
ኣጆኹም
Welcome 🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂
Dawit shkor ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Welcome back ❤❤❤❤❤🎉
💪💪💪💪👑👑👑👑 berhe sebay
Dawiteye❤
Welcome Dawit des tebl kexlo
☝️ ❤️ 🇪🇷 🎉 !!!
በርሀ ጅግና
Good ❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚኣስ ንዕቡድ ከልቢ ዩ ሰሪሕዋ ክክክ
😂😂😂😂dawit mehrer
On the point ን ዕቡድ ከልቢ ትገልጽ ኢያ
ምልሻ ስርናይ ከምድሙ ገቆም ክበልዑ ከለዉ ተዘኻኽር 😂😂😂😂
Wawwww❤❤❤❤🎉🎉
Dawita ❤❤❤❤ shikorrrr😂😂😂😂
ባልታዛር ናይ ኤርትራ ዳዊት ጽቡቕ ስራሕ
Berhe ferah abay koynu mama miya 😂😂😂
Tzubuk Srah kunetat hagerna tgelz film kemzi gerkum hzbna anakakhwo ..Wdket Hgdef keribu iyu.
It is chalenge keep up😮❤
Dawiteyyy debebe😅😅😅😅😅😅😅
Gesm kbelekum aye like key belekum keyeti halfu😂
❤❤❤🎉🎉
Welcome Dawit Eyob
6:03 ❤🎉😂👮💪
😂😂😂❤🎉
ሰላም ትጭነቁ ዘለኩም ኣምላክ ካብ ጭንቀት የናግፍኩም መንገድኩም ብሩህ ይግበረልኩም መዓልትኩምን ለይትኩምን ብሓጎስ ዝተመልአ ይኩን ኩሉ ሰናይ ይፍጠረልኩም
ኣብዛ ፕሮፋይለይ ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩ ብሩካተይ።