ቅዋም ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ እንታዩ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 дек 2024

Комментарии • 66

  • @abadytesfa3717
    @abadytesfa3717 6 часов назад +6

    ብረ ብሓቂ ጅግና

  • @TesfsyTesfay
    @TesfsyTesfay 7 часов назад +8

    ❤❤❤❤❤ቀፅለሉ ፅብቕ ሐሳብ

  • @Idamesfinkidane
    @Idamesfinkidane 8 часов назад +8

    God bless you guys ❤❤❤❤❤❤

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 Час назад +3

    ጌታቸው ንህዝቢ ትግራይ ዕዳ እዩ ኢለየ እየ ቀደም ብጒሓቱ ሀዚውን ንሱ እዩ እምነተይ

  • @Idamesfinkidane
    @Idamesfinkidane 8 часов назад +6

    you are the best TDF

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 7 часов назад +5

    ፅኑእን ቅኑእን ተጋዳላይ ኢሃ ናይ ብሃቂ ለህዝብሃ እንጂማ ቀርሺ ሞሊኡ ፈሲሱ ኔይሩ እንዳ ግምት እስሃ ግን አብ ህዝብሃን አድሃን ጠጠው ኢልካ እስካብ መጨረሽኡ ያፅንሃ ብሬ I REALLY HAVE A BIG RESPECT & PROUD OF U❤❤❤

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 Час назад +1

    ተጋዳላይ ብርሃን የቀኔልና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 5 часов назад +3

    ንቑሕ ወዲ ። ዕድመ ይሃብካ

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b 6 часов назад +3

    Berhane jegna anbesa respect

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b Час назад +2

    Berhane jegna wedi tigrai medicine of banda

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 5 часов назад +2

    ውሽጡ ንዝፈልጥ ሰብ ምስማዕ ጽቡቕ እዩ ።
    ክብረት ይሃበልና

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 6 часов назад +4

    ትኽክል ሓቂ ኢዩ ጻድቃን ጌታቸወን መሻርኽትም ኢዮም ነሰበሥልጣናት ኦሮሞ እናመኸሩ መሬትና ህዝብናን ናብ ንቡር ከይምለስ ዝገብሩ ዘለዊ፡ ክፍአቶም ተንኮለሙን አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘብጽሕዎ ዘለዉ ግፍዒ ናብ አደቆምን ደቂ ደቆምን ይብጻሓዮም

  • @Ezana-v6y
    @Ezana-v6y 5 часов назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ezana-v6y
    @Ezana-v6y 5 часов назад +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @GetachewGebrekrstos-v3y
    @GetachewGebrekrstos-v3y 8 часов назад +4

    ንሕና ንርድኦ ሰራዊት ትግራይ መራሕቶም ንትግራይ ዝኸሓዱ እዮም ወዲ ወረደ ጥራሕ አይኮነን ካልኦት መራሕቲ ውን አለውዎ ብጠቅላላ ግን ትግራይ ኪሕዶም እዮም

  • @fitsumasgedom9658
    @fitsumasgedom9658 9 часов назад +3

    ሰላም ስላም!!

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 8 часов назад +2

    ❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️

  • @WelderufaelBelay
    @WelderufaelBelay 16 минут назад

    Welcome Tigray press And T. Rr Brhane

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 2 часа назад +1

    ❤❤❤❤

  • @Ezana-v6y
    @Ezana-v6y 4 часа назад

    ዓዴት

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 59 минут назад

    ብጣዕሚ እዋናዊ ትዕዝብቲ ። ጀዋር ናይ ፖለቲካ ኣፖርችኒስት እዩ ።

  • @semenawi8117
    @semenawi8117 5 часов назад +1

    ወዲ አሽብር ዝብሃል እዩ ዝርብሽ ዘሎ

  • @fesehawold238
    @fesehawold238 25 минут назад

    Great guest! Great host! Tigray Press: "We don't accept wrong info." I agree. Wrong info should be rejected.

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 Час назад

    ብርሃነ ጀግና የጀግና ዘር ከጎንክ ነን አዲስ አበባ የምንኖር ተጋሩ በርታ ወንድማችን እነዚ የአብይ ተላላኪ የሆኑት ፃድቃንና ጌታቸው ቮድካን አጋልጣቸው።💪💪💪

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 5 часов назад +1

    ኣበይ እዮም ነይሮም እዞም ሰባት? መናእሰይ እዮም ዶካትርውን እዮም ። መን እዩ ኣብዙይ ኣብጺሑዎም ። ንምንታይ ህወሓት ካሕዳማት ኣዕብዩ?

  • @alemsemere5056
    @alemsemere5056 40 минут назад +1

    ሕጅውን ተጋሩ ትጋገዩ አለኹም። አብ ሕነ ምፍዳይ ወይ ድማ አብ ዘይከውን ሕልሚ አይትንበሩ። ጠንቂ ና ይዚ ኹሉ ውድቀትን ሽግርን ትግራይ እንኮ ተሐታቲ ወያነን መንግስቲ አቢን ኢዮም። ሕጂ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝገደደ ጥፍአት አይተጎሳጉስዎ።

  • @AsterWoldu
    @AsterWoldu 35 минут назад

    ተጋዳላይ ብርሃነን ብስራትን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ቀፅሉሉ

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm 51 минуту назад

    ትግራይ አድክዮም ንተጋሩ ብገንዘብ ሀይሊ አብምሉእ ትግራይ ብምብታን ሀድነቱ ያፍርስዎ አለው

  • @Ezana-v6y
    @Ezana-v6y 4 часа назад

    ራስደጀና

  • @amanuelberhane2747
    @amanuelberhane2747 3 часа назад

    ዓጀው ጆው

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk 3 часа назад

    ንጥቕሚን ስልጣንን ክብል ህዝቡን ዓዱን ዝጠለመ ዳርጋ ኣምላኽ ፈጣሪኡ ዝኸሓደ እዩ ናይ ይሁዳ ተግባርውን ዩ ይሁዳ ግና ጥፍኣቱ ፈሊጡ ተናሲሑ ባዕሉ ነፍሱ ተሰቒሉ ኣጥፊኡ እዩ!!!

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 47 минут назад

    ንቶም ዝጸረፉ ደዊሉ ይሕተቶም

  • @RahelTikue
    @RahelTikue 39 минут назад

    ከምዚዝበለሰብብእሊንበላዝዛረብእዩ

  • @AsefawArkebe
    @AsefawArkebe Час назад

    ይበል ከምዙይ ዝበለ ርእይቶን ትንታኔን ከሙኡ እውን ሓሳብን ግን ዘየድሊ ፀርፊ ከሙኡ እዉን ክብሪ ዝትንክፍ ነገራት ክትቅንስ አለካ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 36 минут назад

    እሞ እንጻድቃን ድዮም ብዛዕባ ህወሓት ዘይፈልጡ?

  • @sabafekadu911
    @sabafekadu911 6 часов назад

    ሐሳዊ እዩ እቲ ናይ መወዳእታ ደዋሊ ንህዝቢ ዓጋመ ዝፀረፈ የለን ከባብያውነት ንምንጋስ ዝዝረብ መዳናገሪ ምኽንያት እዩ
    ድሐር ናይ መጀመሪያ አርባተ ወርሒ ዝብልሲ አርባዕተ ወርሒ ድዩ ዝዓቢ ክልተ ዒመት ህዝቢ እንዳሐንፈሹስ ዓገብ እዩ ብሐቂ

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm Час назад

    መፍለይ ጡእይ አመራርሐ ትግራይ ንጆኖሳይደር ጆኖይሳደር እገለ እይ ዝበለ ክኸውን አለዎ !

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 5 часов назад

    እዚኦም ካብ ጻድቃን ባጀት ዝስለዐሎም እዮም ዝመስሉ

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm Час назад

    ፕሪቶሪያ ምስ ፀደቀ ንምንታይ ሃድነት ትግራይ ዘፋርሶዘሎ? ፕሪቶሪያ ውእል መንዮ ፅህይፍዎ?

  • @eyobgebre695
    @eyobgebre695 5 часов назад

    ጽቡቕ መደብዩ ንህዝብኹም እትህብዎ ዘለኹም ህልዊ ትግራይን ህዝብናን ዝምልከት መደብኩም ክትቅጽልሉ ንላቦ።

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm 59 минут назад

    አብ እዋን መኸተ ብዙህ ዘይወፀ ሚስጥር አሎ from simple to complex!

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 5 часов назад

    ሓቂ ይዛረብ ኣሎ ። ዝሓቶ ሰብ ግን የለን ። ናይ ህወሓት ድልየት ስጋብ ዘፈጸምካ ኣይትሕተት

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 4 часа назад

    እዚ መንእሰይ ንናይ ኮር መራሒ ፍቓድ እንድሕር ዘይብሉ ናብ ዕዳጋ ሓሙስ ከይመጽእ ይብል ኣሎ ንዓኡኸ መን እዩ ክፈቕደሉ ንዓድግራት ክኸድ እንተደልዩ? እዞሞ ከምዙይ ዝበሉ ኣበል እናተውሃቦም ካብ ሞት ንዘምለጡ ወታሃደራዊ መራሕቲ ምንሻው ጠጠው ክብል ኣለዎ መን እዩኽ ፈቓዲ?

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm Час назад

    ን ፌደራል ዘሽከርክሮ ሀይሊ
    ንግሞትውን የሽከርክሮሎ እስውን cia አብአለም ሙሉእ እተን ህማቃት ቃላት ዝጥቀሙለን ፀርፊ ይጥቀሙለን አባናውን

  • @AsterWoldu
    @AsterWoldu 14 минут назад

    ቀዳማይ ተፈናቀልቲ ናብ ቦትኡ ተመሊሱ ምንባር ክጅምር ኣለዎ ቀፂሉ እቲ ኹሉ ተጋዳላይ ተወደኦሉ ምሬት ትግርይ ናብ ኢሃደግ ዝነበረ ጊዜ ክምለስ ኣለዎ ማለት ናብ ጥንተ መሰረቱ ተመሊሱ ብተጋሩ ክመሓደር ኣለዎ ምክንያቱ ኣምሓሩ ትግራዋይ ዝሕረስ መሬት ሲእኑ ክጠሚ እሞ እንዳገዝእዎ ክነብሩ ሓሲቦም ዘሕደጉና እም ኣሕዋትና ተጋደልቲ ትግርይ ተስዊኦም ዘምፅእዎ መሬትና ክውስድ ከሎ ምርኣይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕምም

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723 52 минуты назад

    ወዲ ወረደ ድዩ ክዉስን ዘይ ካኣለ ብሬ?

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 56 минут назад

    ኣብ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝመጽእ ዘሎ ናይ ደም ምፍሳስ ሓደጋ ኣባኡ ኣየውዕለና ። ምሁራን ኦሮም ኣዕሙቕ ኣቢሎም እንተዝሓስቡ ይሕሾም ።

  • @RahelTikue
    @RahelTikue 49 минут назад

    መንትባልንስኻድሕሪሕጂብመንጀሪኖዝምራሕተግራዋይየለን ዝፈፀሙዎክሕደትብዝርዝርአቅርብ 30ዓመትሙሉእዝሓሰኻመዓልትኻሓልው

  • @TgTg-p8n
    @TgTg-p8n Час назад

    እዋይ ተሸሸ?ከመይ ዝበለ መዕበያ እዩ ዓቢዩ?
    ኩሉ ዝፈልጥ ዘምስል ከልትነት /ኣነነት ምስሊ ዝተሸከመ ሰብዩ ፣

  • @TewodrosGebreyohans
    @TewodrosGebreyohans 8 минут назад

    BIRE ANID LE NATU GEGINA Hakena TDF thank you

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 23 минуты назад

    Kulom armitat megletsi kuwamom zeyewtsiu? dehar eti abiyi kewtsie yikiel eyu

  • @WeldieAmbaye
    @WeldieAmbaye Час назад

    Birhane is trying to promote the interest of PPDO party

  • @ibrahimnur5952
    @ibrahimnur5952 8 минут назад

    Aytsehahat kezi zelo giziyawi eyu zeyezezeo tekoynen kalye kimisret alewo

  • @alganeshasmelash2910
    @alganeshasmelash2910 47 минут назад

    እወ ደቂ 60 70 ምኳኖም እመነሉ በጃካ ነቲ መንእሰይ ወለዶ ይሀብዎ ።አብይን ሽመልስን ጀጋኑ እዮም ብድሕሪኩም ተላዒሎም ዓባይ ኦሮሙያ ይሀንፁ አለዉ ።ንስኩም ዕደም ልክዕኩም አብ ስርቅን ሐሶት ኮፍ ኢልኩም አለኩ

  • @ibrahimnur5952
    @ibrahimnur5952 5 минут назад

    Birhane fairvaykonkan you didn't have any clue to Tigray you are showing to party only

  • @ibrahimnur5952
    @ibrahimnur5952 24 минуты назад

    Still you are complaining tplf your self . So your are wije like ADEMe

  • @ibrahimnur5952
    @ibrahimnur5952 3 минуты назад

    Tolk and make about your people of tigray, stop about party

  • @haileselassiehagos1771
    @haileselassiehagos1771 2 часа назад

    ኤርትራዊ እዩ

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 7 часов назад

    ወይግዜ ወይ ግዜ
    ናይ ሓምሳ ዓመት ውድብ ህወሓት
    ናብ ደምሒት(ሽፍታ) ተቀይሩ
    ንሻዕቢያ ተሓሽኪሩ ትግራይ ንምፍራስ
    ውርደት 😢