Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
የረቢ ዓደይ ስላምኽ ይመለስ❤❤
ኣሜን ❤
ፊትሒ ንህዝቢ ትግራይ❤❤😘😘
Selam ❤❤
ትክክል ሓሳብ እዩ ናይ ኣይተ ካሳ ሃይለማርያም
ትግራይ ዓደይ ሰላምኽ ይመለስ 😥👏💙🥰
tgray welela selamki ymeles 🥰🥰😥
ናይ ካሳ ሀይለማርያም ሐሳብ ትኽክልዩ ኩሉ ሰብ ክድግፎን ክስዕቦን ዝግባእ ወሳኒ ሐሳብዩ
ብጣዕሚ ፅቡቕን ሓቀኛ ዝኾነ ትንተና!!!
አብ ቅድሚት መሪሕነት ህወሃት ኮይኖም ዝራግሑ ሰባት ምርጋሖም አቂሞም ምስዝእገዱ ጥራሕ ዩ ናይ ትግራይ ስቃይ ከብቅዕ ዝኽእል ።100% አያና ካሳ ሀ/ማርያም እዚ እቲ ሓደ አፈታትሓ ግጭት ሜላ ዓፋረቶት እዩ። ክልተ እና ካብኡ ንላዕሊ ሰባት አብ ዝበአሱሉ ግዜ አብ ጥቃኦም ዝፀንሑ ሰባት ንተባአስቲ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ብማዕረ ብዱላ ርእስርእሶም ይህንክትዎም ። ብድሕራኡ ዕድለኛታት እንተኾይኖም ምስቁስሎም ክዳነዩ ናብ ሽማግለ ቀሪቦም ተፃሪዩ ዝቅፃዕ ይቅፃዕ። ካፍቶም ገልገልቲ ብዱላ ወቂዑ ዘይገላገለ እንተሀሊዩ እዉን ቅፅዓቱ ይረክብ እሞ ንሕና ተጋሩ ኸ?
ቀፅልሉ
ንሕና መናእሰይ ነሰተዉዒል ንማንምጉጅለ ከይኒሲለፍ
ፍትሒ ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይን❤❤❤❤️💛❤️💛❤️💛🥰🥰🥰👑👑👑
I appreciate and respect the way you are functioning as an independent press organization. However you better improve the way of your news broadcast and analysis of issues.
ተጋሩ ዘይተውሐጠልና ካብ ስሚዒት እንውጻእ ትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ህወሓት ዝበሃል ጉጅለ ድሕረት ጉጅለ ጽንተት ሰራቅን ሓሳውን ዱሑር ጉጅለ እዩ
ንቲ ምዕራብ ትግራይ መባአሲ መራሕቲ ትግራይ ኢዮም ዝጥቅመሉ ዘለዉ ብኸመይ ምስእንቢል ጌታቸው ምስ ብልጽግጊና ተሰማምዑ ድሕሪ እቲ እዋን ስምሚዕ ደቡብ አፍርካ ናብ ባሕር ዳር ኸይዱ ብዛዕባ ዋኒነት ምዕራብ ትግራይ ለስሊሡ ተዛሪቡ እቶም ወረርቲ ዳጊም ብመካይን አጽዒኖም ሐደስቲ ተሳፈርቲ አንብሮም ንሱ ኸዓ እንቋዕ ደቡብ ትግራይ ተመሊሱ እምበር ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ዕሺሽ ዝበለ አምሲሎም ብአንጻሩ መራሕቲ ትግራይ ኽተሀላሊኹን ኽበአሱን ገይሮም ይጥቅመሉ አለዉ ቅድሚ ሄዚ ኸምዝተብሃለ ንጥቅም ትግራይ ዝሐሲብ ብልጽጊና የለን ትግራይ ክሊል አምሐራ ኸምኡ'ውን እቲ ብጉጉይ አከያይዳ ወራር ትግራይ ዝተሳተፉ ፖለትኸኛታትን መራሕቲ ኤርትራ ምኽኒያት ደኺሙ ዘሎ ሰሜን ብሐበራ ንምጥፋእ ዘሎ ዝተጸንዔ አከያይዳ ኢዩ ዘሎ ስለዘይ መራሕቲ ትግራይ ልቢ ግበሩ አብ ማእኸል ጊዜያዊን ነበርቲ አመሐደርቲ ኾነ ኢሎም ብገንዘብ ብሐሶት ፖለቲካ ኸፋፍሎም ኸይተዋጎኡ እዮም ዘሸኒፉ ዘለዉ ስለዙይ ኻብ ዝሐለፈ ጌጋ ተማህርኩም ንጽባሕ ዝግደፍ ገዲፍኩም ጉዳይ ህዝቢን መጻኢ ትግራይን ግበሩ ሐደራ"!
መንእሠይን ሠራዊትን ትግራይ፣ ውድባትን ትግራይ ትግራይን ህዝብ ትግራይን ንምድሓን ተንቀሣቐስ፣
ሳአን 6 ሰባት ምብራርሰ ትግራይ ትሕመሰ
ብሰንኪ ድኹም መሪሕነት ህወሓት ምስ ኤርትራ፣ አምሓራ፣ ዓፋር፥ ኮታስ ኩሎም አብ ከባቢና ዘለው ህዝብታት ክንናቖር ኮናኢና። እዙይ ከምዙይ እንዳሃለወ ሕዚ መራሕቲ ትግራይ አብ ነንባዕሎም ህልኽ ዝተመልኦ ዕልቕ ይርከቡ። እዙይ ከዓን አብዚ ሕዚ እዋን ተጋሩ ዘለናዮ ዓንኬል እናወሳሰቦ ይርከብ።
ቅፅልሉ
ህውሓት በይና ከይትመውት አንተላይ መሬት ትግራይ ሒዛቶ ናብ መቃብር ጉዕዞ ጀምራ
ውድቀት መሪሕነት ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ከምዚ ዝመሰለ ውርደት ኣእቲውዎ ኣሎ።ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም።
ማእኸልኩም ኣብ ረብሓ ተጋሩን ትግራይን ጌርኩም ንትሰርሕዎ ጸብጻብ የቐንየልና ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብኩም
ጻድቃን ማለት ካብቶም ብላሽ ኣብ ዓለም ከለው ዝረብሕ ፍረ ስለዘየፍርዩ ዝተረስዑ ሰባት ኮይኑ፡ ንሃለዋቱ ብግብሪ ዘይኮነስ ብመልሓስ ከግህዶ ዝፍትን ዓቕሚ ዝጎደሎ ብላሽ ፍጥረት'ዩ። ከዳዕ በልዎ። ኣብ ጽንኩር ኩነት ንሱን ስድርኡን ኣብ ኣሜሪካ ተሓቢኡ ጸኒሑ ኩሉ ምስ ዛረየ ደበኽ ዝብል፡ ኣደ ትግራይ ከም መኻን ዝነበሩዋ ደቃ ስኢና ብዓቕሊ ጽበትን ጥሜትን ሕማምምን ጠዋሪ ስኢና ብምራን ክትንጥልጠል ንጣብ ማይ ክዕንግል ዘይርከብሲ በየናይ ሞራል ድኣሉ ክዛረብ። እቲ ወርቂ ኣብ ዕዳጋ ቅድሚ ምቕራቡ መን ካብ ከርሰ ምድሪ የውጽኦን ይዕድኖን። ባዕላቶም ጀነራላት ትግራይ እንዳዘመቱስ ከይሓፈሩ ንኻልእ ጸለመ። ከዳዓት!
🇪🇹❌️🇪🇹❌️🇪🇹❌️
Getachew Alemayo ኩሎምሓደ ክርዳድ ትግራይ
ትክክለኛ ካሳ ሃይለማርያም
ብርሃኑ ነጋ እትከፋፈል ትግራይ አይትህሉን ዓቕሚ ብርሃኑውን ንትግራይ አይምጥንን ።
There mature idea for safety of Tigrai.
Tigray will remain on this issue for ever,believe me
Eritrean Hgdef jerikan enasereku werki (gold) Tigray entesereku aygermenn. My personal belief.
VODKACHEW is making Tigray people more and more sick 🤢
ብርሀኑ ነጋ ዝረኸበ ትግራዋይ ኩሉ ንምቅንፃል ክነጥፍ አለዎ።
ኣብ ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ዘለው ፖለቲከኘታት ብምንም መዐቀኒ ንትግራይ ዝውክሉ ኣይኮነን
ንኩሉ ተጋሩ ዘይትኸውን ንይ ስብሐት ትግራይ አይትፈጠር ትጥፋእ ትግራይ ንተጋሩ ግደፉሎም
ብርሃነ /ልፍዓተይ ሓሓሓሓሓሳሳሳሳሳሳዊዊዊዊዊ ዕድመኻ ትሓፅር እያ
ናይ እንስሳ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ንዓይ ዘይትኮን ትግራይ ገደል ትእቶ እናበለ ዝእርም ትግራዋይ ዘይምህላው ብጣዕሚ የሕዝን ።
💛❤️
እቶም ንክልተ ተመቒሎም ዝራግሑ ዘለው ህ ወ ሓ ት ኢና በሃልቲ ይኣክል ኢልናዮም ክዓርፉ አይከኣሉን ቅድሚ ትግራይ ምፍራሶም ህዝብና ሆኢሉ ተላዒሉ ብግብራዊ ስጉምቲ ክኣልዮም ይግባእ።
❤
ዝሰብኣይ ፖለቲካ ዶ ይፈልጥ እዩ?መንግስቲ ክባሃል ከማለኦ ዝኽል ታይን ታይን እዮም?ሓደ ሕጊ መውጽኢ፣ሕጊተርጓሚእና ሕጊ ፈጻሚ እዩ እምበር ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እምባር መንግስቲ የብላን TDF ፣ሕወሓት፣GSTS ፣ወድባት ትግራይ ዝተመስረተ ምምሕዳር እዩ ሕወሓት 50/51 ትመርሖ እዩ እዙይ ካኣ በስምምዕ ፕሪቶሪ እዩ
Please do not participate any bandit
እዙይ ጉዳይ ብኣጋኡ ንኽዕረ እንትድለ እቲ እንኮ መመራጺ ነቶም ምስ ብልጽግና ዝወገኑ 2 ዝተሸወጡ መራሕቲ "ጌታቸውን ጻድቃንን* ካብ መቐለ ከይወጹ ምእጋድን ድሓርውን ኣብ ቀይዲ ክውዕሉን ብኽሕደት መ/ትግራይ ከኣ ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ምግባር ኢዩ!!!
Hasawi debre enkilil ke Tay ygebr Alo aletawuyan
አንበሳከሳወዲብላታአታጅግናእዞምካሳዝገለፆምይጥፍኢይታአለዩ
Ane zigermeni Birhanu Nega mekele Atiyou Etbilu Tegaru dikum Weis hashakiru Entay yitebeseliku hisurat.
ሙሽ ሓንቲ ባኒ ንቑርሲ 1ቲ ፍንጃል ቡን ኩዑንቲ ክትበልዑ ኢኽም ኣትም ደቒ ጽልልቲ ደቒ ርግምቲ ዓጋመ ብጥመት ንክትእለሹ ብጸሎት ብዶዓ ብምህለላ ብስግዳን ብቑርባን ብመርገም ብኩሉ ክንሰሪሕ ኢና መታን ከይርህወልክም ኣትም ደም ሽንቶም ኩሉ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ኤርትራ ትገብሩዎ ዝነበርክም እከይ ግብሪ ሕዚ ከም ሰፍኢ ናባኽም ግልብጥ ኢሉ ዝዘርኣኩሙዎ ኢኽም ትሓፍሱ ለለክም !!!!!
ኣቱም ኣሕዋት ሓቅኻ ንዶ በልዋ እዚ ጋህታፍ ሓዱሽ ዑሱብ ካድረ እወ ኹላትና ንፈልጦ መንግስቲ ይመርሓና ከምዝነበረ እዩ
𝑀𝑒𝑟ℎ𝑡𝑖 𝑡𝑖𝑔𝑟𝑎𝑦 𝑘𝑒𝑦 𝑘𝑒𝑦𝑒𝑑𝑘𝑎 𝑠𝑒𝑙𝑎𝑚 𝑧𝑏ℎ𝑎𝑙 𝑦𝑒𝑙𝑒𝑛 𝑒𝑧𝑖𝑜𝑚 𝑧𝑠𝑒𝑟𝑘𝑢 𝑠𝑒𝑟𝑖𝑘𝑜𝑚 𝑡ℎ𝑎𝑡𝑒𝑡𝑖 𝑘𝑒𝑦𝑘𝑜𝑛𝑢 𝑘𝑖𝑛𝑎𝑡 𝑒𝑦𝑜𝑚 𝑧𝑡𝑠𝑤𝑢
እሞ ጌታቸዉና ፃዲቃን እናሰምእዎ ዲዮም ናይ ብርሐነ ነጋ😂😂😂😂
" ሽኩቻ " ኣምሓርኛ" ሽኩት " ትግሓርኛ" ሕቱኽቱኽ " ትግርኛ
ልፍዓተይ ተስፋዎች ሓቂ ሞሊቑዎ!
ኮሚሽን ግዲ ረሲዖሞ
አታ ሰብ ዝሳአነ ሰልጣን ረኺብካ ግዲ እዩ ብዙህ ሐተፍተፍ ትብል አለኻ ትግራይ ህዝባዊ መንግስቲ ይድልያ እዩ ንስኻ ስለ ሐተፍተፍ ዝበልካ አይኮነን።
ቻናልክም ንምዕናው ክሰሪሕ ኢየ ናብ 3ሽሕ ሳብስክራይብ ከውርደክም ኢየ ደቒ ጠራሮ ደቒ ጠላማት ደቒ ሓሳዳት ትግራይ !!!!!
ምስ ጌታቸው ዳአ ከመይ ጌርካ ይስራሕ ፍርቂ ትግራይ ዝሸጠ ሰብአይ
ፍርቂ ትግራይ ዝሸጠ ጌታቸውኣይኮነን፣ ኣንብብ
ዜናኹም ካብ መጠን ንላዕሊ ዝተጋነነ እዩ። ኣብ መሰረታዊ ሓዊ መደረት ገይርኩም ዜና ስርሑ።
ችዱ ግዝአት ትግራይ እናበልኹም ላብ ጦርነት ህዝብና አይተአእተውዎ። ን30 ዓመት መሬት ወልቃይት ሓንቲ ወረዳ እዩ ጥቅሚ ልወዕል ነይሩ መብዛሕቱኡ ደቂ ዓድዋ እዮም ተጠቀምቲ ነይሮም
ንአርባዕተ ኪሎ ዝኸዱ እኒ ፃድቃን ምኻዶም ፃድቃን አረጋጊፅልና ንኤርትራ ከይዱ ኢልኩም ትኸስዎ ትብልዎ ንመን ንምድንጋር እዩ ?ካብ ዩቱብ ትረኽብወን ሽርፍራፍ ሳንቲም ልዕሊ ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ሰሪዕኹም ተቅርብዎ አቀራርባ ልክዕ አይኮነን ንስኻትኩም ውን ዋጋ ኽትከፍሉ ኢኹም ።
Please be neutral
ቅድሚ ምፃሓፍካ ሕሰብ አይስማዕን ዘሎ
You cannot solve the problem of Tigray by condemning the guilty and the innocent. The most dangerous people are the group led by Getachew and Tsadqan.
አዳላዊ ዜና አትቅርዉ ውግናኹም ምስ ህዝቡኽም ወግኑ
ኣትውኑና
Hasot sinkikum
ብ...ር.ሃኑ ነጋ?!!
ዓጋም ትብታትና ኣክድምና ፍልትናይ ዝነብር ኤይ ተጋር ንባታ ፈታርትኮም ኤርትራ ተመልሶ
ትንተናኹም ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ
ጉልቻ ቢለወጥ ወጥ አያጣፍጥም የተከዜ ዘብ የአባይ ዘብ
ኢትዮ ፎረም ናይ ፍንጫል ደብረፅዮን ህወሃት እዪ ልሰምኦኩም የለን
ሓቲዮ ጋዘጣኛ ኣብ መጽሓፍ ብርሃነ ጽጋብ ኣይትበሊታይደኣ ኣብ መጽሓፍ ብርሃነ * ጥመት * በሊ ኣብ ትግራይ ሊዒሊ 200 ዓመት ኢኒኢየክም ካብ ዘይትጸግቡ ብጥመት ዕጽፍጽፍ ካብ ትብሉ ነዊሕ ግዘ ገርክም ኢኒኤክም !!!!!
Abyi midya no
እዋይ ቀስ ብቀስ ያትዉ ኣልዉ ብርሃኑ ነጋ ንመቀለ እንታይ ክገብር ኣትዩ?
ኪሒዱ ትብሊ !! ገሊጹ እንተትብሊ ምሓሸ !!!
666 midy
Bandit media
Getachew debretsen kulom ayedlyun
666 6midya kefefeye
Hejap ayfkeden
ታሪክ 17 ዓመት ህወሓት ታሪክ መለስ ዜናዊ ጥራሕ ይኸውም አል ማለት ድዩ ?
ናኣበይ ዓሻ ጫሓም እዩ እዚኸ
ሱቕ በሉ ! ለፍ-ለፍቲ ! ኣብ ዕንክሊልን ! ልፍለፋን ኣቲኹም ! ዓዲ የለ ! ብሄር የለ !!!
TBS ዋጣ (ዘማሪ) ናይ ግምት ኢዩ።
የረቢ ዓደይ ስላምኽ ይመለስ❤❤
ኣሜን ❤
ፊትሒ ንህዝቢ ትግራይ❤❤😘😘
Selam ❤❤
ትክክል ሓሳብ እዩ ናይ ኣይተ ካሳ ሃይለማርያም
ትግራይ ዓደይ ሰላምኽ ይመለስ 😥👏💙🥰
tgray welela selamki ymeles 🥰🥰😥
ናይ ካሳ ሀይለማርያም ሐሳብ ትኽክልዩ ኩሉ ሰብ ክድግፎን ክስዕቦን ዝግባእ ወሳኒ ሐሳብዩ
ብጣዕሚ ፅቡቕን ሓቀኛ ዝኾነ ትንተና!!!
አብ ቅድሚት መሪሕነት ህወሃት ኮይኖም ዝራግሑ ሰባት ምርጋሖም አቂሞም ምስዝእገዱ ጥራሕ ዩ ናይ ትግራይ ስቃይ ከብቅዕ ዝኽእል ።100% አያና ካሳ ሀ/ማርያም እዚ እቲ ሓደ አፈታትሓ ግጭት ሜላ ዓፋረቶት እዩ።
ክልተ እና ካብኡ ንላዕሊ ሰባት አብ ዝበአሱሉ ግዜ አብ ጥቃኦም ዝፀንሑ ሰባት ንተባአስቲ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ብማዕረ ብዱላ ርእስርእሶም ይህንክትዎም ። ብድሕራኡ ዕድለኛታት እንተኾይኖም ምስቁስሎም ክዳነዩ ናብ ሽማግለ ቀሪቦም ተፃሪዩ ዝቅፃዕ ይቅፃዕ። ካፍቶም ገልገልቲ ብዱላ ወቂዑ ዘይገላገለ እንተሀሊዩ እዉን ቅፅዓቱ ይረክብ እሞ ንሕና ተጋሩ ኸ?
ቀፅልሉ
ንሕና መናእሰይ ነሰተዉዒል ንማንምጉጅለ ከይኒሲለፍ
ፍትሒ ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይን❤❤❤❤️💛❤️💛❤️💛🥰🥰🥰👑👑👑
I appreciate and respect the way you are functioning as an independent press organization. However you better improve the way of your news broadcast and analysis of issues.
ተጋሩ ዘይተውሐጠልና ካብ ስሚዒት እንውጻእ ትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ህወሓት ዝበሃል ጉጅለ ድሕረት ጉጅለ ጽንተት ሰራቅን ሓሳውን ዱሑር ጉጅለ እዩ
ንቲ ምዕራብ ትግራይ መባአሲ መራሕቲ ትግራይ ኢዮም ዝጥቅመሉ ዘለዉ ብኸመይ ምስእንቢል ጌታቸው ምስ ብልጽግጊና ተሰማምዑ ድሕሪ እቲ እዋን ስምሚዕ ደቡብ አፍርካ ናብ ባሕር ዳር ኸይዱ ብዛዕባ ዋኒነት ምዕራብ ትግራይ ለስሊሡ ተዛሪቡ እቶም ወረርቲ ዳጊም ብመካይን አጽዒኖም ሐደስቲ ተሳፈርቲ አንብሮም ንሱ ኸዓ እንቋዕ ደቡብ ትግራይ ተመሊሱ እምበር ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ዕሺሽ ዝበለ አምሲሎም ብአንጻሩ መራሕቲ ትግራይ ኽተሀላሊኹን ኽበአሱን ገይሮም ይጥቅመሉ አለዉ ቅድሚ ሄዚ ኸምዝተብሃለ ንጥቅም ትግራይ ዝሐሲብ ብልጽጊና የለን ትግራይ ክሊል አምሐራ ኸምኡ'ውን እቲ ብጉጉይ አከያይዳ ወራር ትግራይ ዝተሳተፉ ፖለትኸኛታትን መራሕቲ ኤርትራ ምኽኒያት ደኺሙ ዘሎ ሰሜን ብሐበራ ንምጥፋእ ዘሎ ዝተጸንዔ አከያይዳ ኢዩ ዘሎ ስለዘይ መራሕቲ ትግራይ ልቢ ግበሩ አብ ማእኸል ጊዜያዊን ነበርቲ አመሐደርቲ ኾነ ኢሎም ብገንዘብ ብሐሶት ፖለቲካ ኸፋፍሎም ኸይተዋጎኡ እዮም ዘሸኒፉ ዘለዉ ስለዙይ ኻብ ዝሐለፈ ጌጋ ተማህርኩም ንጽባሕ ዝግደፍ ገዲፍኩም ጉዳይ ህዝቢን መጻኢ ትግራይን ግበሩ ሐደራ"!
መንእሠይን ሠራዊትን ትግራይ፣ ውድባትን ትግራይ ትግራይን ህዝብ ትግራይን ንምድሓን ተንቀሣቐስ፣
ሳአን 6 ሰባት ምብራርሰ ትግራይ ትሕመሰ
ብሰንኪ ድኹም መሪሕነት ህወሓት ምስ ኤርትራ፣ አምሓራ፣ ዓፋር፥ ኮታስ ኩሎም አብ ከባቢና ዘለው ህዝብታት ክንናቖር ኮናኢና። እዙይ ከምዙይ እንዳሃለወ ሕዚ መራሕቲ ትግራይ አብ ነንባዕሎም ህልኽ ዝተመልኦ ዕልቕ ይርከቡ። እዙይ ከዓን አብዚ ሕዚ እዋን ተጋሩ ዘለናዮ ዓንኬል እናወሳሰቦ ይርከብ።
ቅፅልሉ
ህውሓት በይና ከይትመውት አንተላይ መሬት ትግራይ ሒዛቶ ናብ መቃብር ጉዕዞ ጀምራ
ውድቀት መሪሕነት ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ከምዚ ዝመሰለ ውርደት ኣእቲውዎ ኣሎ።ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም።
ማእኸልኩም ኣብ ረብሓ ተጋሩን ትግራይን ጌርኩም ንትሰርሕዎ ጸብጻብ የቐንየልና ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብኩም
ጻድቃን ማለት ካብቶም ብላሽ ኣብ ዓለም ከለው ዝረብሕ ፍረ ስለዘየፍርዩ ዝተረስዑ ሰባት ኮይኑ፡ ንሃለዋቱ ብግብሪ ዘይኮነስ ብመልሓስ ከግህዶ ዝፍትን ዓቕሚ ዝጎደሎ ብላሽ ፍጥረት'ዩ። ከዳዕ በልዎ። ኣብ ጽንኩር ኩነት ንሱን ስድርኡን ኣብ ኣሜሪካ ተሓቢኡ ጸኒሑ ኩሉ ምስ ዛረየ ደበኽ ዝብል፡ ኣደ ትግራይ ከም መኻን ዝነበሩዋ ደቃ ስኢና ብዓቕሊ ጽበትን ጥሜትን ሕማምምን ጠዋሪ ስኢና ብምራን ክትንጥልጠል ንጣብ ማይ ክዕንግል ዘይርከብሲ በየናይ ሞራል ድኣሉ ክዛረብ። እቲ ወርቂ ኣብ ዕዳጋ ቅድሚ ምቕራቡ መን ካብ ከርሰ ምድሪ የውጽኦን ይዕድኖን። ባዕላቶም ጀነራላት ትግራይ እንዳዘመቱስ ከይሓፈሩ ንኻልእ ጸለመ። ከዳዓት!
🇪🇹❌️🇪🇹❌️🇪🇹❌️
Getachew Alemayo ኩሎምሓደ ክርዳድ ትግራይ
ትክክለኛ ካሳ ሃይለማርያም
ብርሃኑ ነጋ እትከፋፈል ትግራይ አይትህሉን ዓቕሚ ብርሃኑውን ንትግራይ አይምጥንን ።
There mature idea for safety of Tigrai.
Tigray will remain on this issue for ever,believe me
Eritrean Hgdef jerikan enasereku werki (gold) Tigray entesereku aygermenn. My personal belief.
VODKACHEW is making Tigray people more and more sick 🤢
ብርሀኑ ነጋ ዝረኸበ ትግራዋይ ኩሉ ንምቅንፃል ክነጥፍ አለዎ።
ኣብ ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ዘለው ፖለቲከኘታት ብምንም መዐቀኒ ንትግራይ ዝውክሉ ኣይኮነን
ንኩሉ ተጋሩ ዘይትኸውን ንይ ስብሐት ትግራይ አይትፈጠር ትጥፋእ ትግራይ ንተጋሩ ግደፉሎም
ብርሃነ /ልፍዓተይ ሓሓሓሓሓሳሳሳሳሳሳዊዊዊዊዊ ዕድመኻ ትሓፅር እያ
ናይ እንስሳ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ንዓይ ዘይትኮን ትግራይ ገደል ትእቶ እናበለ ዝእርም ትግራዋይ ዘይምህላው ብጣዕሚ የሕዝን ።
💛❤️
እቶም ንክልተ ተመቒሎም ዝራግሑ ዘለው ህ ወ ሓ ት ኢና በሃልቲ ይኣክል ኢልናዮም ክዓርፉ አይከኣሉን ቅድሚ ትግራይ ምፍራሶም ህዝብና ሆኢሉ ተላዒሉ ብግብራዊ ስጉምቲ ክኣልዮም ይግባእ።
❤
ዝሰብኣይ ፖለቲካ ዶ ይፈልጥ እዩ?መንግስቲ ክባሃል ከማለኦ ዝኽል ታይን ታይን እዮም?ሓደ ሕጊ መውጽኢ፣ሕጊተርጓሚእና ሕጊ ፈጻሚ እዩ እምበር ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እምባር መንግስቲ የብላን TDF ፣ሕወሓት፣GSTS ፣ወድባት ትግራይ ዝተመስረተ ምምሕዳር እዩ ሕወሓት 50/51 ትመርሖ እዩ እዙይ ካኣ በስምምዕ ፕሪቶሪ እዩ
Please do not participate any bandit
እዙይ ጉዳይ ብኣጋኡ ንኽዕረ እንትድለ እቲ እንኮ መመራጺ ነቶም ምስ ብልጽግና ዝወገኑ 2 ዝተሸወጡ መራሕቲ "ጌታቸውን ጻድቃንን* ካብ መቐለ ከይወጹ ምእጋድን ድሓርውን ኣብ ቀይዲ ክውዕሉን ብኽሕደት መ/ትግራይ ከኣ ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ምግባር ኢዩ!!!
Hasawi debre enkilil ke Tay ygebr Alo aletawuyan
አንበሳከሳወዲብላታአታጅግናእዞምካሳዝገለፆምይጥፍኢይታአለዩ
Ane zigermeni Birhanu Nega mekele Atiyou Etbilu Tegaru dikum Weis hashakiru Entay yitebeseliku hisurat.
ሙሽ ሓንቲ ባኒ ንቑርሲ 1ቲ ፍንጃል ቡን ኩዑንቲ ክትበልዑ ኢኽም ኣትም ደቒ ጽልልቲ ደቒ ርግምቲ ዓጋመ ብጥመት ንክትእለሹ ብጸሎት ብዶዓ ብምህለላ ብስግዳን ብቑርባን ብመርገም ብኩሉ ክንሰሪሕ ኢና መታን ከይርህወልክም ኣትም ደም ሽንቶም ኩሉ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ኤርትራ ትገብሩዎ ዝነበርክም እከይ ግብሪ ሕዚ ከም ሰፍኢ ናባኽም ግልብጥ ኢሉ ዝዘርኣኩሙዎ ኢኽም ትሓፍሱ ለለክም !!!!!
ኣቱም ኣሕዋት ሓቅኻ ንዶ በልዋ እዚ ጋህታፍ ሓዱሽ ዑሱብ ካድረ እወ ኹላትና ንፈልጦ መንግስቲ ይመርሓና ከምዝነበረ እዩ
𝑀𝑒𝑟ℎ𝑡𝑖 𝑡𝑖𝑔𝑟𝑎𝑦 𝑘𝑒𝑦 𝑘𝑒𝑦𝑒𝑑𝑘𝑎 𝑠𝑒𝑙𝑎𝑚 𝑧𝑏ℎ𝑎𝑙 𝑦𝑒𝑙𝑒𝑛 𝑒𝑧𝑖𝑜𝑚 𝑧𝑠𝑒𝑟𝑘𝑢 𝑠𝑒𝑟𝑖𝑘𝑜𝑚 𝑡ℎ𝑎𝑡𝑒𝑡𝑖 𝑘𝑒𝑦𝑘𝑜𝑛𝑢 𝑘𝑖𝑛𝑎𝑡 𝑒𝑦𝑜𝑚 𝑧𝑡𝑠𝑤𝑢
እሞ ጌታቸዉና ፃዲቃን እናሰምእዎ ዲዮም ናይ ብርሐነ ነጋ😂😂😂😂
" ሽኩቻ " ኣምሓርኛ
" ሽኩት " ትግሓርኛ
" ሕቱኽቱኽ " ትግርኛ
ልፍዓተይ ተስፋዎች ሓቂ ሞሊቑዎ!
ኮሚሽን ግዲ ረሲዖሞ
አታ ሰብ ዝሳአነ ሰልጣን ረኺብካ ግዲ እዩ ብዙህ ሐተፍተፍ ትብል አለኻ ትግራይ ህዝባዊ መንግስቲ ይድልያ እዩ ንስኻ ስለ ሐተፍተፍ ዝበልካ አይኮነን።
ቻናልክም ንምዕናው ክሰሪሕ ኢየ ናብ 3ሽሕ ሳብስክራይብ ከውርደክም ኢየ ደቒ ጠራሮ ደቒ ጠላማት ደቒ ሓሳዳት ትግራይ !!!!!
ምስ ጌታቸው ዳአ ከመይ ጌርካ ይስራሕ ፍርቂ ትግራይ ዝሸጠ ሰብአይ
ፍርቂ ትግራይ ዝሸጠ ጌታቸውኣይኮነን፣ ኣንብብ
ዜናኹም ካብ መጠን ንላዕሊ ዝተጋነነ እዩ። ኣብ መሰረታዊ ሓዊ መደረት ገይርኩም ዜና ስርሑ።
ችዱ ግዝአት ትግራይ እናበልኹም ላብ ጦርነት ህዝብና አይተአእተውዎ። ን30 ዓመት መሬት ወልቃይት ሓንቲ ወረዳ እዩ ጥቅሚ ልወዕል ነይሩ መብዛሕቱኡ ደቂ ዓድዋ እዮም ተጠቀምቲ ነይሮም
ንአርባዕተ ኪሎ ዝኸዱ እኒ ፃድቃን ምኻዶም ፃድቃን አረጋጊፅልና ንኤርትራ ከይዱ ኢልኩም ትኸስዎ ትብልዎ ንመን ንምድንጋር እዩ ?
ካብ ዩቱብ ትረኽብወን ሽርፍራፍ ሳንቲም ልዕሊ ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ሰሪዕኹም ተቅርብዎ አቀራርባ ልክዕ አይኮነን ንስኻትኩም ውን ዋጋ ኽትከፍሉ ኢኹም ።
Please be neutral
ቅድሚ ምፃሓፍካ ሕሰብ አይስማዕን ዘሎ
You cannot solve the problem of Tigray by condemning the guilty and the innocent. The most dangerous people are the group led by Getachew and Tsadqan.
አዳላዊ ዜና አትቅርዉ ውግናኹም ምስ ህዝቡኽም ወግኑ
ኣትውኑና
Hasot sinkikum
ብ...ር.ሃኑ ነጋ?!!
ዓጋም ትብታትና ኣክድምና ፍልትናይ ዝነብር ኤይ ተጋር ንባታ ፈታርትኮም ኤርትራ ተመልሶ
ትንተናኹም ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ
ጉልቻ ቢለወጥ ወጥ አያጣፍጥም የተከዜ ዘብ የአባይ ዘብ
ኢትዮ ፎረም ናይ ፍንጫል ደብረፅዮን ህወሃት እዪ ልሰምኦኩም የለን
ሓቲዮ ጋዘጣኛ ኣብ መጽሓፍ ብርሃነ ጽጋብ ኣይትበሊ
ታይደኣ ኣብ መጽሓፍ ብርሃነ * ጥመት * በሊ ኣብ ትግራይ ሊዒሊ 200 ዓመት ኢኒኢየክም ካብ ዘይትጸግቡ ብጥመት ዕጽፍጽፍ ካብ ትብሉ ነዊሕ ግዘ ገርክም ኢኒኤክም !!!!!