Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Professor thanks❤❤
👹🤬🤮🤮🤮
ሰላም ሰላም ገዛና 👌💙👌
Selam .❤
ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ንሓስብ ተኮይና ክሳብ ሩረእ መረፃ ንምንታይ እቲ ዘሎ ግምት አጠናኪርና ብሔራዉ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዘይነጠናክሮ ወይስ አነ ተይለመራሕኩ ትግራይ ኣይትህልን እዩ ካም ኣቦታትኩም ዘመናዉነት ንህዝቢ ዘይተርኢዎ ምምሓርኩም ድእ አበይ ኣሎ እቲ ኣፈላላይ!
ክልቲኦም ወገናት ሕወሓት ተሓፂቦም ዘይፀርዩ እዮም
❤❤❤ my love❤❤❤
ዝሮ ደስ ባሃሊ ሰሚዕና 👍👍👍👍👍👍
አነ አብ TDF አባላትን መራሕትን ፅኑዕ እምነት ከም ዘለኒ ደጋጊመ ገሊፀ ነይረ እየ። ምኽንያቱ ነቶም መራሕቲ ይፈልጦም 'የ ። ውሳነኦም ድማ ዓዶም ምድሓን ምዃኑ አረጋጊፁልና።
ተጋሩ ኢትዬጵያ ብለን እራሳችንን የምንጠራው እራሳችንን አገር ሥንመሠርት ነው ልክ እንደ ሱዳን ሳውዝ ሱዳን ተብለን መጠራ እንችላለን ተጋሩ የአንበሳውን ድርሻ የሥለጣኔ የሃማኖት መሥራች ስለሆንን ኢትዮጵያውያ ተብለን እንጠራለን የተቀሩት ከፈለጉ ሳውዝ ኢትዮጵያውያ መባል ይችላሉ
ቆለኛታት ገዛእቲ ትግራይ ንቆለኹም መጠበሪ ስለዘይብልና ካብ ዝሃብናኩም ወንበር ዉረዱ!
መጠበሪ ደኧ እሰኻ እንዶ አለኻን።
❤❤
ንስካ ጀሚርካዮ ዶ/ር
Goodnewstigraybroad
Can you spreed the whole her's speech and send it through mass media?
ብትኸከል ቆለኛ።
Absulitly
ይኣክል ትብሃል ንስካ እካ ኣለም ዝብኢ
Mehfer
Quite sure
ብሱሩባ፣ እዞም ውድባት፣ ፍልልዮም እንታይ እዩ?
ፈረፎሰር መድሃንዬ እሞ ንክልተ ዓመት እዶ ሒዘሞ ከፍ እሎም እተዘይ ሰሪሖም ውረዱ ምባሉ ዝሰርሕ ይስራሓዮ ምባሉ እታይ ጌግኡ ??? ሙኡዝ እንኳን ምስቶም ብልፅግና ዝጨወዮም እዩ።
እንጀራ ይውፀአልካ ዝተምሃረ ይቅተለኒ ዝበሃል ከምዙይ ዝበለ ትንተና እዩ ናፊቁና ዘሎ ደቂ ዓደይ ተጋሩ
Kab somalia land democracy temharu
እሞ ጌታቸው ረዳ ንኢትዮጵያ እንታይ ይምልሰላም
ካብ ኣለም ሓርገፅ ክወገድ ዘለዎ ጋንየን ካሊእ የለን ፀረ ተጋሩ እዩ
ማረያምን ተረግሚና ንመስል መሕዘኒ 😢😢😢😢
Defar eseyyyyy
Kesabe hezebi Tegrai zeanu suke belu maleteka deyou atume mehuran bahaleti besuru politica tefiukume eyou.Woi gud zenesemeo yielene
💛❤️
ካብ መለኽቲን ፀበብቲን ዕስለ ጉጅለ ኣደመ ብዛዕባ ምልኪን እምቢታን እንትዝረብ ምስማዕ ኣዝዩ መገረሚ እዩ። ከይቀደመትኪ ሓባል በልያ ምዃኑ እዩ።
እሻሹ ተጋሩ ህጂ ዲኹም ተረዲእኩም ኢትዮዽያ ከምዘይትደሌኩም? ከብዚ ዝሃለፈ አርባእተ ዓመታት ዝገበርዎ ጨፍጫፍ ተጋሩን ዝዛረብዎ ዝነበረ ጸርፍን ትግራይ ከቢቦም በጥሜት ክሃልቅ ዝገበሩ እኮ እዮም።
Wonderful speaking
የቐንየልና ፕሮፌሰር መድሃንየ እዞም ሰባት ባህጎምውን ናይ ስብሓት ነጋ ኣምሓረይቲ ሃገር ንምምስራትምበር ትግራዋይ ባህጊ ኔሩዎም ኣይፈልጥን። ባህጎም ኣምሓራ ዝብሃል ክልል ፈጢርካ ድሓር ንትግራይ ቀፂሉ ምስብፃዮም ኢሳያስ ኮይካ ኣምሓረይቲ ኢምፖየረ ምምስራትዩ ካብ ጎይትኦም ንጉስ ሃይለስላሰ ዝተቐበልዎ እዚኦም እናሃለው ህዝብታት ክልቲኦም ሰላም ኣይረኽቡን።
ምሁራት በሃልቲ በይዛኹም ኣይተደናግሩ። ቅድሚኹሉ ድሕነት ህዝቢ ምርግጋፅ እዩ። ድሕሪኡ በብዕላመኦም ነፂሮም ብዲሞክራስያዊ መንገዲ ምውዻር እዩ ናይዚዘበን ምሕደራ መንግስትነት። ህወሓት ከዓ ኣብኢትዮጵያ ናመጀመርታን መውዳእታን ይፈቶ ይፀልእ ዘተኣታተወን ዘተግበረን ኃይሊ ምዃኑ ዝኽሕድ እንተሎ ንገዛርእሱ ዝኸሓደ ጥራሕ እዩ። ኣንታ ጻርቓን በይዘኻንዶ ንኡሽተይ ስኽፍ ይበልካ። ምስህወሓት ከይሰራሕኻ በየናይ መሓውርካ እኻ ኣብ ልዕሊ ቁስሊ ህዝቢ ትግራይ ከይሓዊ ጭራሮታት እንዳ ኣራረኣካን ንላኣኣክልኽትኻ እንዳተማሕፀንካን ሓዊ ክትኡግድ ትውዕል ዘለኻ። አረበይዛኻ ናብልብኻ ተመለስ ይኣኽለካ።
እተን ተነሓቲ ውድባት ብዝበለፀ ልቀፃሊ መረፃ እዮም አጠንኪሮም ክሰርሑ ዝግባዕ።ኸዚ ዋላ ስልጣን ተረከቡ እቲ ፖለቲካል ባይታ ዘይምእሩይ ስለዝኮነ ብዙሕ ረብሓ የብሉን ህልክ ተይለኮይኑ።
ከመይ ጌርካ ተረዲኢኻዮ በጃኻ ንታደሰ ወረደ
እውነት ነው ውሸት ነው 😢😢😢
ኣንፈት ወዲ ወረደ ናበይን ከመይን ድዩ ? ሰብ ዓቕሚ ተጋሩ ኣስተውዕሉ መሰልህዝብን ትግራይን ንኽኽበርን ንቡር ንኽምላስን ሰጢምኩም ሞጉቱን ተቓለሱን ። ህወሓት 1 እምበር ክልተ ዝባሃል የለን !!!
እቲ ውዱብ ተጠናኪሩ ክቅፅል ኣለዎ። እቶ ላእለዎት መራሕቲ ግን በስቢስና ዝበሉ ዋላ በይቅርታ ክእለዩ ኣለዎም ሓሳብ ወዲኦም እዮም።
ፕሮፌሰር መድሃንየ እማንካ "ቆለ" እዩ ባህጊ እውን ኢልካ ምፅዋዕ ኣይከኣልን። እቲ ጉጅለ ስድራ[ ጉጅለ ኣደመ] ባህጊ ተጋሩ ሓንሺሹ ስልጣነይ ምለሱለይ ኣብ ዝብል እዩ ተሸኺሉ ዝርከብ።
እንዳ ቆለ ንበሎም ን እንዳ አደመ
አየ ጉረኛን አናክስቲን መድሃኒየ ??? ናይ ወዲ ዓድካ ሕሽክርና ፃይቃን ገይርካዮ እምበር ፕሮፈሰር ኮይንካስ ግዝያዊ መምሕዳር መንግስትን ግዝያዊ መንግስትን ጠፊኡኳ አይኮነን ?ፖሎቲካ ዕጥራን እዩ ተበለፅቲ ምሁራት ኢና በሃልቲ ? ዘለናዮ ናይ ኢትዮጵያ ይኩን ናይ ትግራይና ዘሎ ግጥም ኢህዝባዊያንን ገበትን ፑፑሊስትን እንዳ ብዕልግናን ተኸተልቱ እንዳ ግምታዊያንን ቅዩማትን እንትኮኑ ህዝባዊያን ዝኮኑ ተቃወምትን ዕጡቋትን እዩሞ ህዝባዊያን ከም ዝስዕሩ አይንጠራጠርን !! ሞትን ዕንወትን ንተበለፅትን ኸደምቲ እንዳ ብዕልግናን ኸዳዓትን ??? ዓወት ንህዝባዊያን ኩሎም !!🤝👍💪💪💪✌️✌️✌️✊🤟
ሐሳዊ በጀካ ሐሶት ካልእ የብልኩምን ካልእ ቁምነገር ግዳ ዘይትዛረቡ ዘይትሰርሑ ለኽባጣት።
Serawit Eseyas belo hizbi eritrea zeyfelto eyu kunat tekefitu.
እቶም ኣብ መድረኽ ትግራይምድሓን ከይዛረቡ ዕንቅፋት ዝገጥሞም ዝነበሩ ገባር ወላዲ ሓደ ኹኑሞ ምርሑና ዝበሉ ወላዲ እንቋዕ ምኽሮም ሰመረ።
አታ ወድነይ ከመኻ ዘበለ የብዘሐልናዋ እዞም ቀሎተኛታት ፀራሪግኹም ዶ እዙ ምሲኪን ህዝቢይ ካብፀልማት አድሕንዎይ ተጋድልቲ ድማ ናአካልን ናአእሙሮን ብዝበለፀ ንጉዳእ አለና
ሓስውቲ። ኣይተቛረፀን።
ቤት ትምህርቲ ናይ ስኬት ታይ ይባሃል
Kahsa ayblan eyu ata hasas
ripTBS
ንቲ ዶነሳይድ ዝፈጸመልና ዳአ ትርር ኢልኩም ንምንታ ዉረድ ካብሶልጣንካ ዘይትብልወ ሰስባዕልኩም አይትባልኡ
እምቢተኝነት እንታይ ውፅኢት የምፅእ።እምቢታኮ እምቢታ እዩ።
ኣቢይ፡ምስ ገታቸው ኮይኑ ሕማቅ ኣጣፋኣ ከጥፋኣኩም፡ዩ ተጸበዩ ጥራሕ
ብታሚ ዝገርም እዩ አትም ሰበስልታን መን እኩም ንስኩም እስቲ ስክን በዝበለ ህሰቡ አንህና መን እና እንታይ ነስርህ አለና እልኩም ነብስኩም ህተቱምእንቲ እቶም እሸላት አብሜዳ ደሞም ዝፈሰሱ ጀጋኑና
ዓዘፍዘፍ
አለም ካሊእ ክእለት የብልካን!!
ፕሮፌሰር ምድሃኒየ ብሽሙ እዩ ዝፅውዕ ነይሩ። ኣዝዘራርባኡ ሙራዊ ዘይኮነስ ቆለኛ ናይሩ።
Emo politicana endyou zehenesheshe zelo sukebelu zebiehale ziereba dew abelewo
ኘሮፌሰር መድሀኔ ሰላም እንኳዕ ሰላምመፃእኻ ትግራይ ዓድና ሐዚ ብኣዛብእ ቀትሪ ትገሀፅ ኣላ ዕሸላታ ኣወዲኦም ዓዲ ዓድ ዕዉርን ሓንካስን ጌሮም መሬታ ብከሚካል እንስሳኡን ሂወቱን ኣብ ሓደጋ ይርከብ ትግራይ ዓድና ሐዚ ሰብ የድልያ
@@YemaneAbrha-k9b tell medhane to stop sabotaging, instead to bring solutions. He is among the gate keepers and hypocrites.
ኣይርደሙን ድዩ ዞም ሰባት? ንኩሉኹም ኣይንደልን ሰላም ግበሩ ኩሉኹም እዩ ዝብል ዘሎ ህዝቢ
ኣብየት ግፍዒ አይፋልኩም ጦር አውርድ ልመናኹም ግዳስ አፈላላይኩም አፅቢብኩም ንህዝቢ ንምችው ተትሰርሑ ይሕሸኩም።
ሰበረ ዝብሀለ
ኣቢይ ኣሕመድ ፡ " ወይ ተንበርኪኽካ ሰጥ-ለበጥ ኢልካ ጉምብሕ ጥልዕ ትብል ፣ እንተዘየሎ ዳግም ትቕጥቀጥ " ዝበሎ ቃሉ ዘተግብር ዘሎ ፡ ቀሊል ሰብ ከም ዘይኮነ ብተግባር ኣመስኪሩ ኢዩ ።
ተጋሩ ኣቢይን ገታችውን ካብ ሱርኩም ከጥፍእኹም ኢዮም ናይዚ ኣብነት ስከት ሓንቲ፡ያ ገና ገታቸው ጥራሕ ይቀጺል
ዚ ናትካ ዜና ዋላ ሓንቲ አይእመንን እዮ ክሰምዖ ዘይደለይ ሓሶት ጥራይ እንዳመሰለኒ
ሃተፍ ተፍ ኣይትበል ኩሉ ነገር ብድስፕልን እዩ ክፍፀም ዝግባእ ከምቀደም ብዘይካ ኣነ ንፋስ እዩ ዝብል ኣጉል ኣካይዳ ነቁም ኣየዋፀአናን; እቲ ዝሓለፈ ጉድኣት ዝክሕዶ ሰብ የለን ግን ንዘየቋርፅ ጉድኣት እንተዘይንተግህ የሓይሽ ወገን!!!
🎉🎉🎉🎉🎉🩵🩵🩵🩵🩵👌👌👌👌👌
ሓቆም ተጋሩኮ ኢትዮጵያ ንኽትበታተን ምስ ሻዕብያ ተሓባቢሮም ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ንኽትግንፀል ዝገበሩ እዮም ተጋሩኮ አትዮጵያ በቃንቃ ተፈላልያ ንሓድሕዳ ንኽትበታተን ዝገበሩ እዮም ተጋሩኮ ወደብ ዓሰብ ኢትዮጵያ ንኽትስእን ዝገበሩ እዮም ተጋሩኮ ን27ዓመት ንኢትዮጵያኤኮኖሚ በግቦን ስርቅን ሓሶትን እተጨማለቐ ምምሕዳር ዘመሓደሩ ግዕዙያት መራሕቲ እዮም ።ተጋሩኮ ንህዝቦም ዝመፀ ረድኤት እኽሊ ዝሰረቑ መራሕቲ እዮም ።አብይ አሕመድ ግን አብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ንአዲስ አበባ ይኹን ካልኦት ከተማታት አብ ሓፂር አዋርሕ ዝቐየረ ዘገርም መራሒ እዩ ።
ኣብክልተ ዝተመቐለ የለን ኣብክልተደኣይምቀልኩም እምበር። ዝጠለመን ዝተጠልመን እዩ እቲ ሓቂ።
This is biased ands polarized view, Dr Medhane. No one has defined importance of transitional government.
Emo netome essubate belewome
ኩሎም ሕዚ ኣብ ስልጣን ዘለውን ንስልጣን ሃንደፍደፍ ዝብሉ ዘለው ኣረጊቶት ክጓሓፉ ኣለዎም
ዐዐዐ
Hasewti
አለምገብረዋህድ ማለት እኮ ብደም ተጋሩ ዝነግድ ሠብ እዩ
ጅግና ትግረዋይ ዘይፈትዉ ጃሱሳት ኮ ከምዙይ ክትብሉ ትኽእሉ ኢኹም
አታ እንታይ ፀይነት ቆሻሻ እዩ ትጊራዋይ ተበትኑ ንስካ እንዲም ሐፂሩትብል ለህዝቢ ዘትሐሊ ሙህረ ኢካ ንእሽተይ ገንዘብ ተቀብሉ ይመስለኝ
እኒ ፊዉተራሪ . ኣደመታት ግን ኣበይ ድዮም ዝነብሩ ዘለዉ? ብዛዕብኦም ዝበሃል ዝትንተን ዘሎ ኣይሰምዑን ድዩም ?ክሳብ ሐዚ ካብ ሓሶት ሪፖርት ከምዘይወፁ እየ ዘርኢ። ኧረ ነቕኒቕኹም እቲ ሓቂ ንገርዎም።
mediatatna ewn tena tetgebru tsbuk eyu eko neyru nskum nagededku eko chenikuna merasenti enakonku nhabi mhsab akaritskum
Professor thanks❤❤
👹🤬🤮🤮🤮
ሰላም ሰላም ገዛና 👌💙👌
Selam .❤
ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ንሓስብ ተኮይና ክሳብ ሩረእ መረፃ ንምንታይ እቲ ዘሎ ግምት አጠናኪርና ብሔራዉ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዘይነጠናክሮ ወይስ አነ ተይለመራሕኩ ትግራይ ኣይትህልን እዩ ካም ኣቦታትኩም ዘመናዉነት ንህዝቢ ዘይተርኢዎ ምምሓርኩም ድእ አበይ ኣሎ እቲ ኣፈላላይ!
ክልቲኦም ወገናት ሕወሓት ተሓፂቦም ዘይፀርዩ እዮም
❤❤❤ my love❤❤❤
ዝሮ ደስ ባሃሊ ሰሚዕና 👍👍👍👍👍👍
አነ አብ TDF አባላትን መራሕትን ፅኑዕ እምነት ከም ዘለኒ ደጋጊመ ገሊፀ ነይረ እየ። ምኽንያቱ ነቶም መራሕቲ ይፈልጦም 'የ ። ውሳነኦም ድማ ዓዶም ምድሓን ምዃኑ አረጋጊፁልና።
ተጋሩ ኢትዬጵያ ብለን እራሳችንን የምንጠራው እራሳችንን አገር ሥንመሠርት ነው ልክ እንደ ሱዳን ሳውዝ ሱዳን ተብለን መጠራ እንችላለን ተጋሩ የአንበሳውን ድርሻ የሥለጣኔ የሃማኖት መሥራች ስለሆንን ኢትዮጵያውያ ተብለን እንጠራለን የተቀሩት ከፈለጉ ሳውዝ ኢትዮጵያውያ መባል ይችላሉ
ቆለኛታት ገዛእቲ ትግራይ ንቆለኹም መጠበሪ ስለዘይብልና ካብ ዝሃብናኩም ወንበር ዉረዱ!
መጠበሪ ደኧ እሰኻ እንዶ አለኻን።
❤❤
ንስካ ጀሚርካዮ ዶ/ር
Goodnewstigraybroad
Can you spreed the whole her's speech and send it through mass media?
ብትኸከል ቆለኛ።
Absulitly
ይኣክል ትብሃል ንስካ እካ ኣለም ዝብኢ
Mehfer
Quite sure
ብሱሩባ፣ እዞም ውድባት፣ ፍልልዮም እንታይ እዩ?
ፈረፎሰር መድሃንዬ እሞ ንክልተ ዓመት እዶ ሒዘሞ ከፍ እሎም እተዘይ ሰሪሖም ውረዱ ምባሉ ዝሰርሕ ይስራሓዮ ምባሉ እታይ ጌግኡ ??? ሙኡዝ እንኳን ምስቶም ብልፅግና ዝጨወዮም እዩ።
እንጀራ ይውፀአልካ ዝተምሃረ ይቅተለኒ ዝበሃል ከምዙይ ዝበለ ትንተና እዩ ናፊቁና ዘሎ ደቂ ዓደይ ተጋሩ
Kab somalia land democracy temharu
እሞ ጌታቸው ረዳ ንኢትዮጵያ እንታይ ይምልሰላም
ካብ ኣለም ሓርገፅ ክወገድ ዘለዎ ጋንየን ካሊእ የለን ፀረ ተጋሩ እዩ
ማረያምን ተረግሚና ንመስል መሕዘኒ 😢😢😢😢
Defar eseyyyyy
Kesabe hezebi Tegrai zeanu suke belu maleteka deyou atume mehuran bahaleti besuru politica tefiukume eyou.Woi gud zenesemeo yielene
💛❤️
ካብ መለኽቲን ፀበብቲን ዕስለ ጉጅለ ኣደመ ብዛዕባ ምልኪን እምቢታን እንትዝረብ ምስማዕ ኣዝዩ መገረሚ እዩ። ከይቀደመትኪ ሓባል በልያ ምዃኑ እዩ።
እሻሹ ተጋሩ ህጂ ዲኹም ተረዲእኩም ኢትዮዽያ ከምዘይትደሌኩም? ከብዚ ዝሃለፈ አርባእተ ዓመታት ዝገበርዎ ጨፍጫፍ ተጋሩን ዝዛረብዎ ዝነበረ ጸርፍን ትግራይ ከቢቦም በጥሜት ክሃልቅ ዝገበሩ እኮ እዮም።
Wonderful speaking
የቐንየልና ፕሮፌሰር መድሃንየ እዞም ሰባት ባህጎምውን ናይ ስብሓት ነጋ ኣምሓረይቲ ሃገር ንምምስራትምበር ትግራዋይ ባህጊ ኔሩዎም ኣይፈልጥን። ባህጎም ኣምሓራ ዝብሃል ክልል ፈጢርካ ድሓር ንትግራይ ቀፂሉ ምስብፃዮም ኢሳያስ ኮይካ ኣምሓረይቲ ኢምፖየረ ምምስራትዩ ካብ ጎይትኦም ንጉስ ሃይለስላሰ ዝተቐበልዎ እዚኦም እናሃለው ህዝብታት ክልቲኦም ሰላም ኣይረኽቡን።
ምሁራት በሃልቲ በይዛኹም ኣይተደናግሩ። ቅድሚኹሉ ድሕነት ህዝቢ ምርግጋፅ እዩ። ድሕሪኡ በብዕላመኦም ነፂሮም ብዲሞክራስያዊ መንገዲ ምውዻር እዩ ናይዚዘበን ምሕደራ መንግስትነት። ህወሓት ከዓ ኣብኢትዮጵያ ናመጀመርታን መውዳእታን ይፈቶ ይፀልእ ዘተኣታተወን ዘተግበረን ኃይሊ ምዃኑ ዝኽሕድ እንተሎ ንገዛርእሱ ዝኸሓደ ጥራሕ እዩ። ኣንታ ጻርቓን በይዘኻንዶ ንኡሽተይ ስኽፍ ይበልካ። ምስህወሓት ከይሰራሕኻ በየናይ መሓውርካ እኻ ኣብ ልዕሊ ቁስሊ ህዝቢ ትግራይ ከይሓዊ ጭራሮታት እንዳ ኣራረኣካን ንላኣኣክልኽትኻ እንዳተማሕፀንካን ሓዊ ክትኡግድ ትውዕል ዘለኻ። አረበይዛኻ ናብልብኻ ተመለስ ይኣኽለካ።
እተን ተነሓቲ ውድባት ብዝበለፀ ልቀፃሊ መረፃ እዮም አጠንኪሮም ክሰርሑ ዝግባዕ።
ኸዚ ዋላ ስልጣን ተረከቡ እቲ ፖለቲካል ባይታ ዘይምእሩይ ስለዝኮነ ብዙሕ ረብሓ የብሉን ህልክ ተይለኮይኑ።
ከመይ ጌርካ ተረዲኢኻዮ በጃኻ ንታደሰ ወረደ
እውነት ነው ውሸት ነው 😢😢😢
ኣንፈት ወዲ ወረደ ናበይን ከመይን ድዩ ? ሰብ ዓቕሚ ተጋሩ ኣስተውዕሉ መሰልህዝብን ትግራይን ንኽኽበርን ንቡር ንኽምላስን ሰጢምኩም ሞጉቱን ተቓለሱን ። ህወሓት 1 እምበር ክልተ ዝባሃል የለን !!!
እቲ ውዱብ ተጠናኪሩ ክቅፅል ኣለዎ። እቶ ላእለዎት መራሕቲ ግን በስቢስና ዝበሉ ዋላ በይቅርታ ክእለዩ ኣለዎም ሓሳብ ወዲኦም እዮም።
ፕሮፌሰር መድሃንየ እማንካ "ቆለ" እዩ ባህጊ እውን ኢልካ ምፅዋዕ ኣይከኣልን። እቲ ጉጅለ ስድራ[ ጉጅለ ኣደመ] ባህጊ ተጋሩ ሓንሺሹ ስልጣነይ ምለሱለይ ኣብ ዝብል እዩ ተሸኺሉ ዝርከብ።
እንዳ ቆለ ንበሎም ን እንዳ አደመ
አየ ጉረኛን አናክስቲን መድሃኒየ ??? ናይ ወዲ ዓድካ ሕሽክርና ፃይቃን ገይርካዮ እምበር ፕሮፈሰር ኮይንካስ ግዝያዊ መምሕዳር መንግስትን ግዝያዊ መንግስትን ጠፊኡኳ አይኮነን ?ፖሎቲካ ዕጥራን እዩ ተበለፅቲ ምሁራት ኢና በሃልቲ ? ዘለናዮ ናይ ኢትዮጵያ ይኩን ናይ ትግራይና ዘሎ ግጥም ኢህዝባዊያንን ገበትን ፑፑሊስትን እንዳ ብዕልግናን ተኸተልቱ እንዳ ግምታዊያንን ቅዩማትን እንትኮኑ ህዝባዊያን ዝኮኑ ተቃወምትን ዕጡቋትን እዩሞ ህዝባዊያን ከም ዝስዕሩ አይንጠራጠርን !! ሞትን ዕንወትን ንተበለፅትን ኸደምቲ እንዳ ብዕልግናን ኸዳዓትን ??? ዓወት ንህዝባዊያን ኩሎም !!🤝👍💪💪💪✌️✌️✌️✊🤟
ሐሳዊ በጀካ ሐሶት ካልእ የብልኩምን ካልእ ቁምነገር ግዳ ዘይትዛረቡ ዘይትሰርሑ ለኽባጣት።
Serawit Eseyas belo hizbi eritrea zeyfelto eyu kunat tekefitu.
እቶም ኣብ መድረኽ ትግራይምድሓን ከይዛረቡ ዕንቅፋት ዝገጥሞም ዝነበሩ ገባር ወላዲ ሓደ ኹኑሞ ምርሑና ዝበሉ ወላዲ እንቋዕ ምኽሮም ሰመረ።
አታ ወድነይ ከመኻ ዘበለ የብዘሐልናዋ እዞም ቀሎተኛታት ፀራሪግኹም ዶ እዙ ምሲኪን ህዝቢይ ካብፀልማት አድሕንዎይ ተጋድልቲ ድማ ናአካልን ናአእሙሮን ብዝበለፀ ንጉዳእ አለና
ሓስውቲ። ኣይተቛረፀን።
ቤት ትምህርቲ ናይ ስኬት ታይ ይባሃል
Kahsa ayblan eyu ata hasas
ripTBS
ንቲ ዶነሳይድ ዝፈጸመልና ዳአ ትርር ኢልኩም ንምንታ ዉረድ ካብሶልጣንካ ዘይትብልወ ሰስባዕልኩም አይትባልኡ
እምቢተኝነት እንታይ ውፅኢት የምፅእ።
እምቢታኮ እምቢታ እዩ።
ኣቢይ፡ምስ ገታቸው ኮይኑ ሕማቅ ኣጣፋኣ ከጥፋኣኩም፡ዩ ተጸበዩ ጥራሕ
ብታሚ ዝገርም እዩ አትም ሰበስልታን መን እኩም ንስኩም እስቲ ስክን በዝበለ ህሰቡ አንህና መን እና እንታይ ነስርህ አለና እልኩም ነብስኩም ህተቱምእንቲ እቶም እሸላት አብሜዳ ደሞም ዝፈሰሱ ጀጋኑና
ዓዘፍዘፍ
አለም ካሊእ ክእለት የብልካን!!
ፕሮፌሰር ምድሃኒየ ብሽሙ እዩ ዝፅውዕ ነይሩ። ኣዝዘራርባኡ ሙራዊ ዘይኮነስ ቆለኛ ናይሩ።
Emo politicana endyou zehenesheshe zelo sukebelu zebiehale ziereba dew abelewo
ኘሮፌሰር መድሀኔ ሰላም እንኳዕ ሰላምመፃእኻ ትግራይ ዓድና ሐዚ ብኣዛብእ ቀትሪ ትገሀፅ ኣላ ዕሸላታ ኣወዲኦም ዓዲ ዓድ ዕዉርን ሓንካስን ጌሮም መሬታ ብከሚካል እንስሳኡን ሂወቱን ኣብ ሓደጋ ይርከብ ትግራይ ዓድና ሐዚ ሰብ የድልያ
@@YemaneAbrha-k9b tell medhane to stop sabotaging, instead to bring solutions. He is among the gate keepers and hypocrites.
ኣይርደሙን ድዩ ዞም ሰባት? ንኩሉኹም ኣይንደልን ሰላም ግበሩ ኩሉኹም እዩ ዝብል ዘሎ ህዝቢ
ኣብየት ግፍዒ አይፋልኩም ጦር አውርድ ልመናኹም ግዳስ አፈላላይኩም አፅቢብኩም ንህዝቢ ንምችው ተትሰርሑ ይሕሸኩም።
ሰበረ ዝብሀለ
ኣቢይ ኣሕመድ ፡ " ወይ ተንበርኪኽካ ሰጥ-ለበጥ ኢልካ ጉምብሕ ጥልዕ ትብል ፣ እንተዘየሎ ዳግም ትቕጥቀጥ " ዝበሎ ቃሉ ዘተግብር ዘሎ ፡ ቀሊል ሰብ ከም ዘይኮነ ብተግባር ኣመስኪሩ ኢዩ ።
ተጋሩ ኣቢይን ገታችውን ካብ ሱርኩም ከጥፍእኹም ኢዮም ናይዚ ኣብነት ስከት ሓንቲ፡ያ ገና ገታቸው ጥራሕ ይቀጺል
ዚ ናትካ ዜና ዋላ ሓንቲ አይእመንን እዮ ክሰምዖ ዘይደለይ ሓሶት ጥራይ እንዳመሰለኒ
ሃተፍ ተፍ ኣይትበል ኩሉ ነገር ብድስፕልን እዩ ክፍፀም ዝግባእ ከምቀደም ብዘይካ ኣነ ንፋስ እዩ ዝብል ኣጉል ኣካይዳ ነቁም ኣየዋፀአናን; እቲ ዝሓለፈ ጉድኣት ዝክሕዶ ሰብ የለን ግን ንዘየቋርፅ ጉድኣት እንተዘይንተግህ የሓይሽ ወገን!!!
🎉🎉🎉🎉🎉🩵🩵🩵🩵🩵👌👌👌👌👌
ሓቆም ተጋሩኮ ኢትዮጵያ ንኽትበታተን ምስ ሻዕብያ ተሓባቢሮም ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ንኽትግንፀል ዝገበሩ እዮም ተጋሩኮ አትዮጵያ በቃንቃ ተፈላልያ ንሓድሕዳ ንኽትበታተን ዝገበሩ እዮም
ተጋሩኮ ወደብ ዓሰብ ኢትዮጵያ ንኽትስእን ዝገበሩ እዮም ተጋሩኮ ን27ዓመት ንኢትዮጵያኤኮኖሚ በግቦን ስርቅን ሓሶትን እተጨማለቐ ምምሕዳር ዘመሓደሩ ግዕዙያት መራሕቲ እዮም ።
ተጋሩኮ ንህዝቦም ዝመፀ ረድኤት እኽሊ ዝሰረቑ መራሕቲ እዮም ።
አብይ አሕመድ ግን አብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ንአዲስ አበባ ይኹን ካልኦት ከተማታት አብ ሓፂር አዋርሕ ዝቐየረ ዘገርም መራሒ እዩ ።
ኣብክልተ ዝተመቐለ የለን ኣብክልተደኣይምቀልኩም እምበር። ዝጠለመን ዝተጠልመን እዩ እቲ ሓቂ።
This is biased ands polarized view, Dr Medhane. No one has defined importance of transitional government.
Emo netome essubate belewome
ኩሎም ሕዚ ኣብ ስልጣን ዘለውን ንስልጣን ሃንደፍደፍ ዝብሉ ዘለው ኣረጊቶት ክጓሓፉ ኣለዎም
ዐዐዐ
Hasewti
አለምገብረዋህድ ማለት እኮ ብደም ተጋሩ ዝነግድ ሠብ እዩ
ጅግና ትግረዋይ ዘይፈትዉ ጃሱሳት ኮ ከምዙይ ክትብሉ ትኽእሉ ኢኹም
አታ እንታይ ፀይነት ቆሻሻ እዩ ትጊራዋይ ተበትኑ ንስካ እንዲም ሐ
ፂሩትብል ለህዝቢ ዘትሐሊ ሙህረ ኢካ ንእሽተይ ገንዘብ ተቀብሉ ይመስለኝ
እኒ ፊዉተራሪ . ኣደመታት ግን ኣበይ ድዮም ዝነብሩ ዘለዉ? ብዛዕብኦም ዝበሃል ዝትንተን ዘሎ ኣይሰምዑን ድዩም ?ክሳብ ሐዚ ካብ ሓሶት ሪፖርት ከምዘይወፁ እየ ዘርኢ። ኧረ ነቕኒቕኹም እቲ ሓቂ ንገርዎም።
mediatatna ewn tena tetgebru tsbuk eyu eko neyru nskum nagededku eko chenikuna
merasenti enakonku nhabi mhsab akaritskum