Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ፅቡቕ እዩ ቀደሙ ውን ብትኽኽል ይሰርሑ ኣይነበሩን🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሕድነትና ነጠናክር ተጋሩ
ፕረዚንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ስልጣን ለቒቛም ንምባል ናይ ፃድቃንን ወዲ ወረደን ፎቶ ምርኣይ እንታይ ኣምፀኦ። ስዲታት።
ትግራይ ተፍርስዋ ዘለኹም ምድያታትእዩ ማሓሩና እናሓሰኹም ትግራይተፍርሱዋ አለኹም
ኩሉ ንህወሓ ሓሲኹም ብምጥቃን ዝፍታሕ ፀገመረ የለን። እዙየረ ግመት እዩ ተጠያቒ ፣ ኣይትሓሰው
Yeah ክወርዱ አለዎም ብምክር ቤት አይተመርፁን So they did the right thing and thanks for your service dear brother keep it up 👍
❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉
ኣብ መትከላት ዝተመስረተ ሓላፍነት ምሕዳግ ብሓቂ ከም ሓያል መግለጺ ዲሞክራስን ምልክት ስልጣነን ክረአ ይከኣል። ስለምንታይ ኣብዚ ኣሎ፤ዲሞክራስያዊ መትከላት : ኣብ ዲሞክራሲ ስልጣን ብዝበለጸ ኣብ ህዝቢ እዩ ዝዓርፍ፣ ንሱ ድማ ብዝተመርጹ ወከልቲ ኣቢሉ ይጥቀመሉ። ውልቀ ሰባት ወይ መራሕቲ ብወለንታኦም ኣብ ከም ተሓታትነት፣ ግሉጽነት፣ ልዕልና ሕጊ ዝኣመሰሉ ዲሞክራስያዊ መትከላት መሰረት ብምግባር ስልጣን ክገድፉ ወይ ክካፈሉ ከለዉ ነቲ ዲሞክራስያዊ መስርሕ የደልድል። ንዲሞክራስያዊ ትካላት ዘቐፅል ክብርታት ንምሕላው ተወፋይነት ዘርኢ እዩ።ተሓታትነትን ምትእምማንን : ሓላፍነት ምሕዳግ መርኣያ ተሓታትነት ክኸውን ይኽእል እዩ። ንተግባራቶምን ውሳነታቶምን ፖሊሲታቶምን ሓላፍነት ብፍቓዶም ዝቕበሉን ትጽቢታት እንተዘይኣማሊኦም ካብ ስልጣኖም ክወርዱ ፍቓደኛታት ዝኾኑን መራሕቲ፡ ምስ ተወከልቶም ምትእምማን ይፈጥሩ። እዚ ምትእምማን እዚ ንኣሰራርሓ ደሞክራስያዊ ሕብረተሰባት ኣገዳሲ እዩ።ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን : ኣብ ብዙሓት ዲሞክራስያውያን ሃገራት ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን መለለዪ ምርግጋእን ቀጻልነትን እዩ። መራሕቲ ንውጽኢት ምርጫ ክኽተሉን ስልጣን ናብቶም ዝቕጽሉ ዝተመርጹ መራሕቲ ብሰላም ከሰጋግሩን ከለዉ፡ ዲሞክራስያዊ ስርዓታትን ትካላትን የሐይል። እዚ ምስቲ መብዛሕትኡ ግዜ ምስግጋር ስልጣን ምግዳድ ወይ ዓመጽ ዘጠቓልል ምልካውያን ስርዓታት ኣዝዩ ዝጻረር እዩ።ስልጣነዊ ክብርታት : ስልጣነ ብኸፊል በቲ ዝድግፎን ዘስፋሕፍሖን ክብርታት ክግለጽ ይኽእል። ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት፡ ልዕልና ሕጊ፡ ከምኡ’ውን ብሰላም ምፍታሕ ዘይምርድዳእ ንስልጡን ሕብረተሰባት መሰረታዊ እዩ። ኣብዞም ክብርታት ዝተመርኮሰ ሓላፍነት ምሕዳግ ንዝለዓለ ደረጃ ኣካይዳን ምሕደራን ተወፋይነት ዘንጸባርቕ እዩ።ይኹን እምበር፡ ሓላፍነት ናይ ምግዳፍ ልምዲ ኣብ ዝተፈላለየ ኵነታትን ፖለቲካዊ ስርዓታትን ኣዝዩ ክፈላለ ከም ዝኽእል ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ዲሞክራስን ስልጣነን ዝተኣሳሰር እኳ እንተኾነ፡ መግለጺኡ ግን ብዝተፈላለዩ ረቛሒታት ከም ባህላዊ ስርዓታት፡ ታሪኻዊ ቅድመ-ኩነት፡ ከምኡ’ውን ሓይሊ ደሞክራስያዊ ትካላት ክጽሎ ይኽእል።ብሓጺሩ ኣብ ከም ዲሞክራስያዊ ተሓታትነትን ምኽባር ልዕልና ሕጊን ዝኣመሰሉ መትከላት ዝተመስረተ ሓላፍነት ምሕዳግ ትርጉም ዘለዎ መዳይ ዲሞክራሲ ጥራይ ዘይኮነስ ነጸብራቕ ስልጡን ምሕደራ እውን እዩ። ንዝዓበየ ሰናይ ተወፋይነትን ንርጉእን ፍትሓውን ሕብረተሰባት ዝድግፉ መሰረታዊ ክብርታትን ዘጉልሕ እዩ።
ድርዑስ እንታይ ስሪሖም ነይሮም እዮም።ክሕተቲ ይግባእ ኣብላሽዮም ላብይ ቅልቀቁ።
እዙይ ዓብይ ውርደት እዩ።ግምት( ፃድቃንን ጌታቸውን) ክወርዱ ይግባእ።
Well
ቀደሙውን ብውልቀን ብግምት እዩም ተመሬፆም ምክርቤት ትግራይ እዩ ክመርፆም ዝግባእ ነይሩ ፅቡቅ ገበሩ ።
ሕጅ ናበይ አገብ
እድመ ንዩቲብ ኩሉ ናተላዓለ ዘይኮነ እናውረየ ስሰርህን ዘይሰርህን ፈላጥን ዘይፈላጥን ማዕረ እንዳውረየ ንቅድሚት ክንደምኻድ ንድህሪት ዝኸይድ ምሰኪን ሕዝቢ ትግራይ 😅😅😅😅😅😅😅
ህወሓት ትበሀል በስቢሳ ናይ ሰረቅቲ ስብስብ አያ አይትጠቅምን ንረሳዓያ
አታሸብር
ርጉም ህወሓት ኸሓዲ ጌታቸው ብነፃነት ከይስርሕ ብድሕሪት ኮይኖም መሕለፊ ከሊአሞ ገፆም ትርሓቅ ሕዚዶ ንስልጣን ሰብ ምተበኣሰ እውይ
ፈሰፋስ
@@mengisteabgeremariam4747 ባዕልኻ እሞ ክንርኢ ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ኣባሪርካ ትትግበር ውዕሊ ፕሪቶርያ ንርኢ ኣታ ደንቆሮ ሕሰብ ግዳ እት ሌባ ውድብ እሞ ምልጋሱ ኣይቀርዮን
@@mengisteabgeremariam4747ኹሎም ሓደ ‼️ሓዱሽ መሪሕነት ክመፅ ኣለዎ።
ቀደሙዉን ብህዝቢ ዘይተመረፁ ዶ ፅቡቅ ክሰረሑ ብድልየቶም ዘይኮነስ ብሕመቅ ስራሖም እዩ
Natna forum btaemi des zebel melketi eyu
ገታቸው እውን ክለቅቕ ነምኔ
😂😂😂😂
Kab bhzbi Kumar mtswat yhash
Stop stirring things up
Tsbuk
እንታይ ፀገም አለዎ ሃተፍተፍ አይትበል፡
ፎሽካል ኣቃጣር! ጥር ትብል መርትዖ ተይ ኣቕረበ ክፍፍል አሎ ናበለ ቶሸሽ ቶሸሽ ይብል::
ሑዉሓት ቃታል👎👎👎
Hasadate. Yehezene. Ane. Kabe. TIGERAY. Mmeweladeye. Yehebenene. Neru Hije. Gene. TEHEZENE. NAYE. ALEM. CHERA. KOYENA. TEREFA. EMO. DEMENE. ATSEMENE. SEWEATE. YEFAREDEKUME. SHAME. !!!!!!!
Leyabu belom hezi mlqaq mhsabom nbaelu leyabu slezkonu eyom.Ylwequ buzuh ztemhare seb alo.
እኒ ደብረፅዮን ከ መአዝ እዮም ካብ ፓለቲካ ዓለም ክወፁ
ኹሎም ሓደ እዮም‼️ደ/ዮን &ጌታቾውን‼️ስለዚ ሓዱሽ ቴክኖክራት ክመፅእ ኣለዎ📌
Abzi ewan siltan mgdaf malet gena merietna keytemelse fah fah keyeatwena hadera.
ፅቡቕ እዩ ቀደሙ ውን ብትኽኽል ይሰርሑ ኣይነበሩን🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሕድነትና ነጠናክር ተጋሩ
ፕረዚንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ስልጣን ለቒቛም ንምባል ናይ ፃድቃንን ወዲ ወረደን ፎቶ ምርኣይ እንታይ ኣምፀኦ። ስዲታት።
ትግራይ ተፍርስዋ ዘለኹም ምድያታትእዩ ማሓሩና እናሓሰኹም ትግራይተፍርሱዋ አለኹም
ኩሉ ንህወሓ ሓሲኹም ብምጥቃን ዝፍታሕ ፀገመረ የለን። እዙየረ ግመት እዩ ተጠያቒ ፣ ኣይትሓሰው
Yeah ክወርዱ አለዎም ብምክር ቤት አይተመርፁን So they did the right thing and thanks for your service dear brother keep it up 👍
❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉
ኣብ መትከላት ዝተመስረተ ሓላፍነት ምሕዳግ ብሓቂ ከም ሓያል መግለጺ ዲሞክራስን ምልክት ስልጣነን ክረአ ይከኣል። ስለምንታይ ኣብዚ ኣሎ፤
ዲሞክራስያዊ መትከላት : ኣብ ዲሞክራሲ ስልጣን ብዝበለጸ ኣብ ህዝቢ እዩ ዝዓርፍ፣ ንሱ ድማ ብዝተመርጹ ወከልቲ ኣቢሉ ይጥቀመሉ። ውልቀ ሰባት ወይ መራሕቲ ብወለንታኦም ኣብ ከም ተሓታትነት፣ ግሉጽነት፣ ልዕልና ሕጊ ዝኣመሰሉ ዲሞክራስያዊ መትከላት መሰረት ብምግባር ስልጣን ክገድፉ ወይ ክካፈሉ ከለዉ ነቲ ዲሞክራስያዊ መስርሕ የደልድል። ንዲሞክራስያዊ ትካላት ዘቐፅል ክብርታት ንምሕላው ተወፋይነት ዘርኢ እዩ።
ተሓታትነትን ምትእምማንን : ሓላፍነት ምሕዳግ መርኣያ ተሓታትነት ክኸውን ይኽእል እዩ። ንተግባራቶምን ውሳነታቶምን ፖሊሲታቶምን ሓላፍነት ብፍቓዶም ዝቕበሉን ትጽቢታት እንተዘይኣማሊኦም ካብ ስልጣኖም ክወርዱ ፍቓደኛታት ዝኾኑን መራሕቲ፡ ምስ ተወከልቶም ምትእምማን ይፈጥሩ። እዚ ምትእምማን እዚ ንኣሰራርሓ ደሞክራስያዊ ሕብረተሰባት ኣገዳሲ እዩ።
ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን : ኣብ ብዙሓት ዲሞክራስያውያን ሃገራት ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን መለለዪ ምርግጋእን ቀጻልነትን እዩ። መራሕቲ ንውጽኢት ምርጫ ክኽተሉን ስልጣን ናብቶም ዝቕጽሉ ዝተመርጹ መራሕቲ ብሰላም ከሰጋግሩን ከለዉ፡ ዲሞክራስያዊ ስርዓታትን ትካላትን የሐይል። እዚ ምስቲ መብዛሕትኡ ግዜ ምስግጋር ስልጣን ምግዳድ ወይ ዓመጽ ዘጠቓልል ምልካውያን ስርዓታት ኣዝዩ ዝጻረር እዩ።
ስልጣነዊ ክብርታት : ስልጣነ ብኸፊል በቲ ዝድግፎን ዘስፋሕፍሖን ክብርታት ክግለጽ ይኽእል። ምኽባር ሰብኣዊ መሰላት፡ ልዕልና ሕጊ፡ ከምኡ’ውን ብሰላም ምፍታሕ ዘይምርድዳእ ንስልጡን ሕብረተሰባት መሰረታዊ እዩ። ኣብዞም ክብርታት ዝተመርኮሰ ሓላፍነት ምሕዳግ ንዝለዓለ ደረጃ ኣካይዳን ምሕደራን ተወፋይነት ዘንጸባርቕ እዩ።
ይኹን እምበር፡ ሓላፍነት ናይ ምግዳፍ ልምዲ ኣብ ዝተፈላለየ ኵነታትን ፖለቲካዊ ስርዓታትን ኣዝዩ ክፈላለ ከም ዝኽእል ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ዲሞክራስን ስልጣነን ዝተኣሳሰር እኳ እንተኾነ፡ መግለጺኡ ግን ብዝተፈላለዩ ረቛሒታት ከም ባህላዊ ስርዓታት፡ ታሪኻዊ ቅድመ-ኩነት፡ ከምኡ’ውን ሓይሊ ደሞክራስያዊ ትካላት ክጽሎ ይኽእል።
ብሓጺሩ ኣብ ከም ዲሞክራስያዊ ተሓታትነትን ምኽባር ልዕልና ሕጊን ዝኣመሰሉ መትከላት ዝተመስረተ ሓላፍነት ምሕዳግ ትርጉም ዘለዎ መዳይ ዲሞክራሲ ጥራይ ዘይኮነስ ነጸብራቕ ስልጡን ምሕደራ እውን እዩ። ንዝዓበየ ሰናይ ተወፋይነትን ንርጉእን ፍትሓውን ሕብረተሰባት ዝድግፉ መሰረታዊ ክብርታትን ዘጉልሕ እዩ።
ድርዑስ እንታይ ስሪሖም ነይሮም እዮም።
ክሕተቲ ይግባእ ኣብላሽዮም ላብይ ቅልቀቁ።
እዙይ ዓብይ ውርደት እዩ።
ግምት( ፃድቃንን ጌታቸውን) ክወርዱ ይግባእ።