* ናይ ዓረብ ዓዲ ኣሕዋትና ዝረኸብኦ ኦ ጉድ ......? ፍርድ ቤት እዪ !

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 17 ноя 2024

Комментарии • 770

  • @selam12121
    @selam12121 6 месяцев назад +30

    Hi semere i really appreciate you
    If she has a passport, I will help her. She should come to Dubai, work and change her life and her child's life...

    • @Shege21
      @Shege21 6 месяцев назад +1

    • @MelatGmedhn
      @MelatGmedhn 6 месяцев назад

      If u could please help her I am her friend I can help her to get her passport

    • @selam12121
      @selam12121 6 месяцев назад +2

      @@MelatGmedhn There is no problem, if she has a passport in her hand I will make her come to Dubai mis wedeet azarbani tsegem yelen
      thank you

    • @YaminMarkos
      @YaminMarkos 6 месяцев назад

      F ​@@Shege21

    • @MelatGmedhn
      @MelatGmedhn 5 месяцев назад +1

      Thank you so much I will let you know

  • @የርዱጋልሃይልሽ
    @የርዱጋልሃይልሽ 6 месяцев назад +63

    እቲ ወዲ ገንዘባን ንብረታን ይመልሰላ እትብሉ ላይኸ

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 6 месяцев назад +151

    ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ኢኻ ጎቦዝ❤

    • @sonhaykoun6378
      @sonhaykoun6378 6 месяцев назад

      እምቢ ኣናረገም ኣህያ​@lula-Tube242

  • @allbaad6689
    @allbaad6689 6 месяцев назад +123

    ፎቱኡ ይለጠፍ ካልኦት አጋላት ካዓ ከይብድል😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @ንግሰቲጋልራያ
      @ንግሰቲጋልራያ 6 месяцев назад +2

      ትክክል

    • @mimidesta-p4u
      @mimidesta-p4u 6 месяцев назад +1

      👍👍👍👍

    • @mimidesta-p4u
      @mimidesta-p4u 6 месяцев назад +1

      አወ

    • @Galtgray846
      @Galtgray846 6 месяцев назад

      😢ትክክል

    • @breybrey-o6t
      @breybrey-o6t Месяц назад

      ነዛ ሓፍትና ዋስትና ኸ መን ሓላፍነት ይወስድ እሞ ድማ ኣብቲ ሕግን ፍትሕን ዘይብላ ትግራይ

  • @selamburuk
    @selamburuk 6 месяцев назад +163

    ኣነም ድሕሪ ስደት ምናልባች እንተ ረኪበካ ናይ ዉሽጠይ ከተንፍስ እየ ማለተይ ብጽብቅ ነገር ኮነ ብሕማቅ ስደት ነሕልፎ ዘለና ምእንታን ኩሉ ተረዲኡ ስደት ዝብልዎ ኩሉ ሰብ ክጸልኦ መንእስይ አብ ሀገሩ ሰሪሑ ክናበር ክክእል እኘዎ እምበር ስደት ነቲ ዝበዝሐ ሰብ ኣይጠኣሞን ዘሎ🙏

    • @ነብያትሃይሉ
      @ነብያትሃይሉ 6 месяцев назад +3

      ሓቅኪ እወ

    • @Kanal0809
      @Kanal0809 6 месяцев назад

      Selamey ayona mearey 💕💕sidet merir eyu
      Kulna bzuh teganfo alena 🥲🥲🥲

    • @محمدعلي-ط4خ4و
      @محمدعلي-ط4خ4و 6 месяцев назад

      ዋላ ኣነ

    • @medhin8187
      @medhin8187 6 месяцев назад

      ሰላም እተዊ ዝሓፍተይ❤

    • @JooklGookl-zy6er
      @JooklGookl-zy6er 6 месяцев назад

      ኣይዞኺ ክብረተይ ስደት ብዙሕ እዩዋ😢

  • @BduvdhdhdNdbvdhdh
    @BduvdhdhdNdbvdhdh 6 месяцев назад +77

    ጋዜጠኛ ከይኣድነቁካ ምሕላፍ ኣይክእልን 💕ቅጽል ኣቢለ ከምዙይ ዓይነት ሂወት ዘሕለፋ/ፉ ምቅራብ ቀፅለሉ ብዙሕ ትምህርቲ
    ንወስድ ina💞💞💞💞💞💞💞

  • @MengstabHabtom-e2f
    @MengstabHabtom-e2f 6 месяцев назад +88

    ኣሕ ኣወዳት ኣሕዋታ ዘይብላ ትኸውን እንበር፡ ነዚ ሰሚዕካ ዳኣ ዋላ ሓፍተይ ኣይትኹን ኣብ ጥቃይ ዝነብር ተዝከውን ክልቲአን ኣእጋሩ ምሰበርክዎ ወዲ ደቆሮ።
    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ😢
    ኣዋልድ ኣይተብክዩ ብተስፋ ኣሕዋትኩም ኣይትላገጹ ደቂ በጻብጽ መጅላጋት ተበዲለን ዝራኣክመን ኣሕዋትኩም ብፍላይ ኣያ ዘይብለን ኣዋልድ ጎድኒ ክንወን ነቶም በደልቲ ስጉምቲ ውሰዱሎም በጃኩም ተባዓት ኩኑ ቀርስምዎም ኣእጋሮም😢

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv 6 месяцев назад +2

      ኣነ እውን ኣካላቱ በታቲኸ ኮፍ ከብሎ ነይረ

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv 6 месяцев назад +2

      ትክክል

    • @selamafwerki1403
      @selamafwerki1403 6 месяцев назад

      Ane ewn ayemgdfkwn

    • @lemlemlemlem5087
      @lemlemlemlem5087 6 месяцев назад +4

      የቐንየልና ክብሪ ደቅኣነስትዮ ስለ ዘለካ 👏

    • @ngstipopo3749
      @ngstipopo3749 6 месяцев назад +1

      ኣነ እማ መሸኒቱ ምቆረፅኽዎ ዋይ

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 6 месяцев назад +78

    ፍቅሪ ክሕዘካ ግድን እዩ ግን ሓደራ ገንዘብ ዘይምሃብ ንወዲ ኣሕዋተይ ሓደራ

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 6 месяцев назад +11

    የዋህ ጋል ሂዋን ኣጀኪ አምላክ ክሕግዘኪ ኢዩ❤❤❤❤ኩሉ ንሰናይ ኢዩ!!

  • @kalu546
    @kalu546 6 месяцев назад +19

    ድሕሪ ስደት ናብ መድረኽካ መፂና ንትንፍስ ይግበረና ሃም ፍቓድ አምላክ ብፅቡቕ መደብ ክቐርብ ይፅሊ❤🎉😢

  • @eyu1221
    @eyu1221 6 месяцев назад +28

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ ኩሉ ንፅብቅኪ እዩ ተገፋዓይ ሙኻን ትዕድልቲ እዩ ፈጣሪ ዛሓዘልኪ ኣለዎ 😢🙏

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 6 месяцев назад +39

    አጀኪ ዛሓፍተይ አየ ፍቅሪ ሕዉር😢 አወዳት ግን አቱም ንጓል አንሰቲቴ ትብድሉ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም😢😢

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 6 месяцев назад +45

    ሰመረይ ቡሉፅ ጋዜጠኛ ❤

  • @TesakalgBerihu
    @TesakalgBerihu 6 месяцев назад +21

    ጓል ኩል ጊዜ ፈተና እጭ ትተፈጥሮና😢
    ኣጆኪ መዓረይ😧🙏
    ስደት ዘለና ዋልድ የንሸወድ ኣብ ባዕልና ክሳብ ዝበፅሐና የንፀበ ካብ ኣሕዋትና ንመሃር😢

  • @sonhaykoun6378
    @sonhaykoun6378 6 месяцев назад +12

    የተገፉ ሰው እድል ወርቅ ነው ዓለምላይ እንደማግፉት የመስለ ምርጥ ነገር የለም ኣይዞሽ የኔ እህቴ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @pj6930
    @pj6930 6 месяцев назад +32

    ብዛሓት አለዋ መማሃሪ ክኾና እየን 😭😭

  • @tiamirkidane7715
    @tiamirkidane7715 6 месяцев назад +77

    ሓቁ እንዲዩ እዚ ህዝቢ ኣብ ሽግር ካኣቱ ፍትሒ ዘይብሎም ሰባት ኣብ ፍርዲ ቤት ኮፍ ኢሎም ኣብ ክንዲ ሽግር ዝቐርፉ ሽግር ዝፈጥሩ በዚሖም ብጣዕሚ ዘሕፍር ኢዩ

    • @MileyAsem
      @MileyAsem 6 месяцев назад +7

      ናይ ህወሓት ፖሊስን ፍርድቤትን ደኣ ስርቅን ምትላልን እምበር መዓዝ ፀገም ህዝቢ ዝፈትሑ ሓለፍቲ ደያኑ ፖሊሳት ኣለው ኾይኖም

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 6 месяцев назад +1

      ብሓቂ 😢😢😢😢😢😢😢

    • @Gal_emebrhan
      @Gal_emebrhan 6 месяцев назад +1

      Bhaki😢

    • @ተስፋዩቱዩብ
      @ተስፋዩቱዩብ 6 месяцев назад

      ​@@MileyAsemትክክል

    • @AbarahamKinfe
      @AbarahamKinfe 6 месяцев назад +2

      ክንደይ ዝሕዝን ነገር እዩ ንሄ አብዛ ትግራይና😢😢

  • @jeirejeire8992
    @jeirejeire8992 6 месяцев назад +23

    ሓደሓደ ዘለው አወዳትስ ክርግሙ እና አጆኪ ዘሓፍተይ

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 6 месяцев назад +14

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ናብዚ ዓዲ ዓረብሞ ከይትመፂ ሰብዶ ዓዲ ዓረብ ይግዛእ እዩ መርገም እበር😢

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 6 месяцев назад +7

    ጋዜጠኛ ጎበዝ ጠንክር.
    ዋይ ሓፍተይ ካብዚ መሓረኒ ኣምላከይ. ከምዚ ዝበሉ ኣዉዳት. እግዚአብሔር ኣምላክ. ኣጥፍአዪም
    ሓፍትና. ኣብ መጨረሻ ኣብ ጥዑይ የዉደቂ. ኣጆኪ😢

  • @saramm8772
    @saramm8772 6 месяцев назад +44

    ኣጆኪ ዝሓፍቲ ኩሉ ሓላፊ እዩ ግን ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ ደቂ ተባዕትዮ ኣይትእመና ብተለይ ሰደት ዘለና ገንዘብና ናብ ሰድራና ንስደድ ይሕመቅ ይፀበቅ ወላዲ ወላዳ እዩ😥😘😘

    • @CxhCxhdF
      @CxhCxhdF 6 месяцев назад +1

      ትክክል❤❤

    • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
      @HdhdhdEbeheh-qr5vr 6 месяцев назад +1

      ወለዲ እውን ንንእሽተይ እንበር 😂😂

    • @ተስፋዩቱዩብ
      @ተስፋዩቱዩብ 6 месяцев назад

      ትክክል ደቂ አንስትዮ ኣሕዋት በጃኽን ወዲ ኣይትእመና😢

  • @nansi-qu7ux
    @nansi-qu7ux 6 месяцев назад +5

    ጋዜጠኛ ጅግና ቀፅለሉ ከምዚ ዝበለ ሓሳባት እናምፃእካ ኣብ ስደት ዘለና መመሀሪ እዩ ዝኮነና ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ነብስኪ ከተውድቂ🙏💕🙏ኣሕዋተይ ጥንቃቅየ ንግበር ዓዲ ዓረበ ዘለና ካብዝን ከምዚ ዓይነት ዘጋጥመን ንማሃር

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 6 месяцев назад +58

    80%ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ደቂ ኣነስትዮ ከምዚ እዩ ገጢምና ዘሎ ኣሕዋተይ ልቢ ንገበር ዝፈትወና እንበይ ኣንሕና ንፈትዎ ኣይጠቅመናን ኣነም ልዓርሰይ እስካብ ምስ ካልኢቲ ዝምርዐ የፍቅረኪ እዩ ዝብለኒ😭 ነይሩ ግን ተመስገን መምሃሪ ኮይንኒ

    • @LeMi2p4
      @LeMi2p4 6 месяцев назад

      🥺😥

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 6 месяцев назад

      ገንዘብኪ ከ ሞ በሊዕኪ ዶ ዳሓን

    • @emmaq1588
      @emmaq1588 6 месяцев назад +1

      @@ጓልወያናይሻለቃመኮነን ገንዘብስ ኣይሃብክወን ግን ምሁር እዩ ክልተ ድግሪ ዝሓዘ እዩ ካምዚ ክገብር እዩ ኢለ ሓሲበዮ ኣይፈልጥን

    • @alemmtadess6809
      @alemmtadess6809 6 месяцев назад

      ዞም ሙሁራት የገዱ😂😂😂 ​@@emmaq1588

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 6 месяцев назад

      😢 ናትና ዶ እንፍዑ እፍ😢😢

  • @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
    @ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ 6 месяцев назад +33

    ጋዜጠኛ ንዓይ እዉን ቃለ መሕተት ክትገብረለይ ኣለካ

  • @azfarabrha8735
    @azfarabrha8735 6 месяцев назад +5

    የኔ ቆንጆ አይዞኪ ዞም ጉሓፍት አወዳት በተለይ ፍርድቤት ጠበቃ ዝብሃሉ አትማን .......

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 6 месяцев назад +17

    ናይ ሰብ ረሃፅ እሞ ከዓ ናይ ዝኣመነካ ሰብ ሰበቡ ከቢድ እዩ ብፈጣሪ ክፍደ እዪ ኣጆኪ ሓፍተይ😢

  • @የዋህፈቃርእየ
    @የዋህፈቃርእየ 6 месяцев назад +59

    ማርያምን ናይ 8 ዓመት ኣፍቃርየይ ስደት ካብ ዝመፅእ 5ዓመት ገይረ ምስኡ ተባኢሰ እየ መፅአ ካብኡ ተዓሪቅና ግን ንጥቁሙ እሉ እዩ ተዓርቅኒ ነይሩ ኣይሶሎጦይ እምበይ ላብቶብ ጀዋል ቲቪ ግዝእለይ ናበለ ተክክ ኣቢልኒ ታይ ኮይኑ እየ እለ ተሓተትኩስ ጋል ኣጥኒሱ ፀልሕኒ😂 ደፍረቱ ብሎክ ገይረ ዓሪፈ ተመስገን ኣነ ግን 10 ቅርሺ እውን ሂቦዮ ኣይፈልጥን ምክንያቱ ኣዕርኩቱ ተጠንቀቂ ይብልኒ ነይሮ እዩም😊ግን ኣሕዋተይ ተጠንቀቃ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 6 месяцев назад +8

      ወይ ጉድ ጀግና ኢኪ ወለላይ ኣጆኪ ብጉሓቱ እንካዕ ፈለጥክዮ

    • @Gal_emebrhan
      @Gal_emebrhan 6 месяцев назад +2

      Amlak awtsiki😮

    • @feedcswe290
      @feedcswe290 6 месяцев назад

      ጀግናዝሓፍተይ

    • @avg4628
      @avg4628 6 месяцев назад

      ጎቦዝ

    • @Tigray341
      @Tigray341 6 месяцев назад +1

      ከም ናተይ ጀዋል ይብለን ሐዝ ከይዱ ኣሎ የብለይ አለዮስ😁

  • @pplpt-s5w
    @pplpt-s5w 6 месяцев назад +30

    ኣብ ሰድት ዘላ ጓል ናብ ሚድያ ለይወፀት ኮይና እምበይ ካብዚ ዝገደደ ፀገማት እዩ ለጋጠመና ሶ በይዛክን ለነብሰክን ኩና ጋዜጠኛ ዋው ቀፅለሉ ክቡር ሓወ❤😢

    • @genetgenet4250
      @genetgenet4250 6 месяцев назад

      ትክክል

    • @ሲዱ
      @ሲዱ 6 месяцев назад

      ትኽኽል😢😢😢😢

  • @አቢጓልቐሺ12
    @አቢጓልቐሺ12 6 месяцев назад +31

    ኣሕሕሕ አብ ሂውተይ ዘሓለፍክዋ ፈተና አነ ውን ተነገረ ትዝነፍሰለይ መምሃር ክከውን ነይሮ😥

    • @GeniYouTube-r5w
      @GeniYouTube-r5w 6 месяцев назад +2

      ኣጆኺ ወለላይ🥺🙏

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 6 месяцев назад

      አጅኪ ናይ ኩለና ቀንዛ እዩ😢😢

  • @herilove7188
    @herilove7188 6 месяцев назад +15

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጠንካራ ኩኒ ሓደሓደ እንየኩም ኣወዳት ግን ታይ ዓይነት ጭካኔ ተላቢስኩም😥😥😥😥

  • @MebreLab
    @MebreLab 6 месяцев назад +29

    ናይ ሓደ ሓደ ኣወዳት ጭካነ የሕዝን!

  • @SanduKasahya
    @SanduKasahya 6 месяцев назад +18

    ኣነስ ክም ጓል መጠን ኣዝየ ሓዚነ ግን ፍቅሪ ክብሃል ክሎ ግን መጀምርያ ነብስካ ተፍቅሪ ብድሕሪኡ ድማ ንመፃምድካ ትፍቅር እዩ ግን ሓላፊ እዩ ኩሉ ነገር እቲ ዉላድኪ ወሊዲክዮ ዘለኪ ዶሞ መሕጎሲኪ ይኩን ዛሓፍተይ❤

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish 6 месяцев назад +2

    ጋዘጠኛ ብጣዕሚ እካ ገቦዝ ደሞ ኣነውን ምሰ መፃኩ ከምዝኣ ገይረ ክገልፅ ሓሳበይ ብሰላም ፅንሐኒ🙏🙏🙏🙏

  • @freykahsay8738
    @freykahsay8738 6 месяцев назад +7

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ ኩሉ ንፅብቅ እዩ ተገፉዓይ ሙኻን ትዕድልቲ ፈጣሪ እዩ

  • @SelamYouTube-g8y
    @SelamYouTube-g8y 6 месяцев назад +14

    በእውነት ክባራታዕ ዘለዎ ጋዘጠኛ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo 6 месяцев назад +30

    ንዛ ሓፍትና ዝኾነ ንሓግዛ ምክንያት ሰብ ዘይግበር ኣይገበረትን ሰለዚ ሂወት ሓፍትና ንሓግዝ ነተባባዓ ካብዚ ብምቅፃል ወዲ ምኻን ከፅለአኒ ጀሚሩ ካብቶም ኣጢቢቀ ካብ ዝቃዎም ናይ ጓል ስቃይ ካብ ዕላማታታ ምቅፃል ማለት እንታይ ማለት እዩ ብምቅፃል ኣቱም ታክሲ ትሰርሑ እውን ብሕዋትና ኣይትላገፁ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትና ተብዝሕዎ ዘለኹም ኣወዳት ቅፀላ ክንካይድ ኣይተገድዱና ብጃኹም ምኽሪ ንኣጓላት ገንዘብካ ሂብካ ዝመፅእ ስብኣይ ጋሕ ይበል

    • @rgbeymebrahtom331
      @rgbeymebrahtom331 6 месяцев назад

      ❤👌🏿

    • @Asass-cs2pb
      @Asass-cs2pb 6 месяцев назад +2

      ሓቢባ ያቅንልና ኩል ከምክተዝን😢😢❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 6 месяцев назад +23

    ጋዜጠኛ ዋውው❤🥰👌✅

  • @ስሉጓልኣፅቢ-ኸ2ጸ
    @ስሉጓልኣፅቢ-ኸ2ጸ 6 месяцев назад +5

    ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘላ ጓል ክንደይ ዘይትሕልፍ ፈጣሪ ይባርካ ጋዜጠኛ ሃምዚ ጌረካ ብምቅላዕካ

  • @medhin8187
    @medhin8187 6 месяцев назад +1

    ዝፈትዎ ጋዜጤኛ ቀጽለሉ ❤
    ስደት ሕሱም ዩ ብሓቂ
    ብኩንትራት ከዓ ዝኸፍአ
    ካሕሳ ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ የሕዝን ዩ ንሳ ኣፍቂራቶ ንሱ ግን ክኾርዕ ጨካን ዩ ወይ የፈትወክን ምባል ሓጥያት የብሉን ንሳ ዉን ትቆርጽ ኣጉል ።

  • @goodmaring7308
    @goodmaring7308 6 месяцев назад +5

    አጆኪ ዛሓፍተይ ኩሉ ልፁቡቁኪ እዩ አብስደት ዘለና ፈጣሪ ይሓግዘና አሕዋተይ ግዜኡ የፍርሕ😢

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 6 месяцев назад +10

    ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ 100%❤

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 6 месяцев назад +5

    ኣጆኪ መዓረይ ነብስካ ምፍቃር ዝመስልዎ የለን

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 6 месяцев назад +5

    አጆኪ ዘሓፍተይ ኩለና አብ ውሽጥና ኮይኑ እምበር ብፍቅርስ ብዙሕ ተሳቂና ሓሊፍና😢😢 ሐዚ ግን ፈጣሪ ይመስገን❤❤❤❤

  • @tsgeselamyoutube8746
    @tsgeselamyoutube8746 6 месяцев назад +27

    ጋዜጠኛ ዋው 👌

  • @MerryLegese
    @MerryLegese 3 месяца назад

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ unique show

  • @senaytabadi-kf5tx
    @senaytabadi-kf5tx 6 месяцев назад +19

    አትን ሰባት ፍቅሪ ጥዕም እዩ ግን ገንዘብ አትሃባ ስለ ዝገበርካሉ ምሳካ አይነብርን ሰብ 😢በተለይ ወዲ ንሱ ገሩ ዘብራ እምበር ንሳ ገራ ትብሮ አይፈቱን

    • @Yordans-h9k
      @Yordans-h9k 6 месяцев назад +1

      Haki mearey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @TsgeredaSeyfu
    @TsgeredaSeyfu 6 месяцев назад +11

    ስለ ኹሉ ነገር እግዚአበሔር 🙏🙏❤️

  • @ሰብኩን-ሰ3ኸ
    @ሰብኩን-ሰ3ኸ 6 месяцев назад +6

    እግዚአብሔር ይመስገን ዝኣተክዎን ኩለን ጥዑያት 💚🙏
    ኣጆክኒ ዝሓፍተይ ውን እንጀራ ደሊካ ምስ ትወፅእ ግድን እዩ ዘዝበሉካ ትሰርሕ🙏
    ግንሲ ንምንታይ ኢክን ካብ ስድራክን ተሰዲድክን ንዘይትፈልጥኦን ስድራ ዘይፈልጥዎን ገንዘብክን ትልእካ ፍቅሪ ፈጣጥ እንበር ዕዉር ኮይኑ ኣይፈልጥን 🤔

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 6 месяцев назад +11

    ናይ ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትኩም ርሃፅ ትበልዑ ኣወዳት ግን ንግዚኡ ዝሸወድኩምወን ክመስለኩም ይክእል እዩ መጨረሻኩም ግን ኣበይ ኢኩም ክትኣትዉ😢

  • @እመብርሃነይእያዋሕስነብሰ
    @እመብርሃነይእያዋሕስነብሰ 6 месяцев назад +2

    በስመአብ😢 ኣጀኪ ዛሓፍተይ ብሰብ ዝተበደለ ብእግዚአብሔር ይካሓስ እዩሞ እቲኩሉ ዝክእል ኣምላኽ ይሓግዝኪ ❤😢

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 6 месяцев назад +9

    ማዓረይ ኣጆኪ ይነፍሰልኪ ከምዚ ኢልኪ ምንጋርኪ ቤት ፍርዲ ኮይኑ ታይ ክሰርሕ ኮንቱ ፈጣሪ ይፍረዱ ናይ ኢዱ ይሃቦ ብቻ ንስኪ ጠንክሪ መምሃሪያ እያ ኣይግበርካ መምሃሪ ኣይክላእካ ልበሃል ኣጆኪ 😢 ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ምክንያቱ ከምዚ ናይ ጋል ኣነስተይቲ ሕማም ዝርደአላ ውስን እዩ በርተዐልና ዝሓወይ ኣብ ልበለፀ ደረጃ ክንርአልኪ ተስፋ ይገብር ዝሓፍተይ ደቂ መዳመይ ንጠንክር ወዲ ኣንእመን ስደት ለምፀአና ዕላማና ነሳክዕ ባሕሪ በረካ ክንደይ ጅግር ሪኢና መፂና ወዲ ከይጫወተልና ንጠንቀቅ

  • @abrhetgoytom6061
    @abrhetgoytom6061 6 месяцев назад

    ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እንተንሱ ግን ኣይክጥዕሞን እዩ መሲልዎ ንሕጂ እምበር እግዚአብሔር ኣምላኽ ክቐፅዖ እዩ
    ኣወዳት ኣሕዋትና በጃኹም ፍርሓት እግዚአብሔር ይሕደርኩም በጃኹም ንደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትኩም ኣይትበድሉ ንብዓት ጓል ኣንስተይቲ ኣይፅቡቕን እዩ ኣብዛ ዓለም ንነብራ ግዜ ሓፃር እያ ስለዚ ፅቡቕ ሰሪሕና ንሕለፋ

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 6 месяцев назад +9

    እንኳዕ ልብርሃነ ትንሳኤ ብስም አብጸሐኩም ዩኒክ ሚዲያ ተኸታተልትን ሙሉእ ህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን. እዙ አኣቕሪብክምዎ ለለኹም ፕሮግራም ልምንታይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ሽቂለንን ዝሽቅላ ዘለዋ ልክሕድወን መንእሰያት ምስ ናይ ሕጊ አካላት ብምትሕብባር ገንዘብን ይብል እውን ንብረትን ይወርስወን ዝስርሖ ገዛ / ህንጻ ይወርስወን ያውርስወን ንአብነት ናዛ ሐፍትና ጉዳይ አብ ቤት ፍርዲ መስርሕ ብዐል ሙያ ሕጊ ኾይኑ ፍቕሪን መስዋእትነቱን ዝኻሐደ ስብ ብምዃን ዩኒክ ሚዲያ ብፍቓድ ቤት ብሕጊ ክትካታተልዎ ይግባእ ወጻእታትውን ክንሕግዝ ክም ኢና. እትን ኣፍ ዓረብ እትሽቅላ አሕዋትናን አሓትናን ካብዙይ ተማሀራ ተማሀሩ ገንዘብ ዘይብል ክን ዘይብልኩም ብዙኅ ኸዚ ግዜ ስድራኽን ስድርኦም ዘይቕበልኹምን ስብ አምላክን እምነቱን ገንዘብ ንብረት ገዛ / ህንጻ ኡዩሞ ብመንግስቲ ትግራይ ብቴሌቭዥን ትምህርቲ ብምሃብ ሕጊ ዝጥሕሱ ናይ ሕጊ አካላት ብመርዳእታ እናመርመረ ናጻረይ ዘይ ዳግም መምህር ስጉምቲ ክወስድ ይግብኦ. ሕጊ ዝምህር ስብ ሕጊ ንህልው እምበር ንክዘርፍ ፈቓድ ኣይብሉን. ኣብዙይ ግን ብዙሓት ናይ ሕጊ ስባት ሕጊን ፈሪሀ ኣምላኽ ዘለዎም ዘለወን አለው እዮም ንኹሎም እብ ሐደ ኸረጢት ክናእትዎም ኣይብልናን ንምንታይ ቖራቢን ቖላቢን ሐደ ኣይኾኑን ደቂ ዓበይቲዋ

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg 6 месяцев назад +3

    ኣዘኪ ዛሓፍተይ ኣምላክ ዕፅፊ ገይሩ ክሃበኪ አዩ❤🙏❤ ኣወዳት ግን😢😢😢😢 ኣሕዋተይ ፍቅሪ እካ ፅብቅ ተከነ ንመን ነፍቅር ግን ኣገዳሲ እዩ ካሙኡ እውን ቅርሽክን ኣትሃባ ወላ 1000እመንኡ
    ከሙኡ እውን ሓደ ሓደ ኣዋልድ ዘለክን ክዓ ኣሞንጉ ፍቅራት እትእተዋ ንካምክን ሰብ ከም ነብስክን ሕለየሉ
    ኣምላክ ካብዚ ዓይነት ይሰውረና ኣሜን❤🙏💔
    ኣዘክን ኣሕዋተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዓቅሊ ብቻ❤🙏❤
    ሕማቅ ዝገበረ ምዓልቲ ይነውሕ እንበር ኣፅፈታ እዩ ዝረክብ 💔

  • @hvvv5705
    @hvvv5705 6 месяцев назад +1

    ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ጥቅመኛታት ሰባት ሓልወኒ😢

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo828 6 месяцев назад +1

    ኣጀዂ ማዓረይ ፅባሕ ካሊእ ማዓሊት እያ ጠንካራ ቅላዓ ኣጀዂ ኣወዳት ይሕነቅዂም❤❤❤❤😢😢

  • @Semira-z7w
    @Semira-z7w 6 месяцев назад

    ኣጆኪ ዝኩሉ ተጻዊርኪ እንቃኦ ጥራይ ብሂወት ተረፍኪ ተመስገን

  • @Nuria-m8h
    @Nuria-m8h 6 месяцев назад +6

    ዋይ ሓፍተይ አይዞኪ ፍቅሪ ዕውር እዩ

  • @SELAMATAKILTI
    @SELAMATAKILTI 6 месяцев назад

    ብጣዕሚ የሕዝን ክንድዚ መስዋእቲ ኸፊልክስ

  • @rozaroza7147
    @rozaroza7147 6 месяцев назад +5

    ማርያምን ምፍቃርኪ አይፀላእኩን ገንዘብ ግን ሆ ቀልደኛ ገበሬ ሰነ ይሞታል አሉ ለማንኛው ደቂ መዳም ብገንዘብ አይንስነፍ ኦሆ ለማንኛው አጠያይቃኻ ብጣዕሚ የድንቀካ ፈጣሪ ተፈቂድዎ አነ ካዓ ካብስደት መልሲ ክቀርብ ተስፋ አለኒ ግንድማ ዕላማይ ሒዘ ክቀርብ❤ተስፋ አለኒ ይስመረልኪ በሉኒ🎉

  • @ssll7812
    @ssll7812 6 месяцев назад

    ኡፍፍ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጆኪ ብትክክል ፍቅሪ ዕውር እዪ ግርህናኪ ሪኡ ተጫዊትኪ ብዝኮነ እግዚአብሔር ናይ ኢዱ ይሃቦ ለካ ትምህርቲ ድንቁርና እምበር ዕሽነት ኣየጥፍእን ዝባሃልስ ሓቂ ሃሳስ ፍርዲ ቤት እዪ ብሓቂ😢

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 6 месяцев назад +19

    ዋይ ወሪዱኒ ወላ ዓሰረተ የፍቅሮ ኣስረለ ኣይከም ጫነክዎን 😢

    • @Nuria-m8h
      @Nuria-m8h 6 месяцев назад +2

      ፍቅሪ ሓያል ዕውር እዩ

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv 6 месяцев назад +4

      ኣይብሃልን ኣይትመክሒ ከይተረደአኪ ኢኺ ከምኡ እትገብርዮ

    • @RgetiRgeti
      @RgetiRgeti 6 месяцев назад

      አሞ ፍቕሪ ኮ ገንዘብ ኣይብልን😢​@@AlemTigray-pc8yv

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 6 месяцев назад

      ኣይባሃሊ

    • @Tigraweyti231
      @Tigraweyti231 6 месяцев назад +4

      እንታይ ኮይኑ አዩ ዘይብሃል ከ
      ፍቐሪ ንጹህን በለጸ ዘይብሉን እምብር
      ናጓሕጓሐኒስ ሰቕለ መዚዘ ክህቦ ኣይመሰለን ኣታሓሳሰባኻ እዩ ኾሉ ዝማቻችዎ።

  • @SaraSara-pj3ij
    @SaraSara-pj3ij 6 месяцев назад

    ኣይዞኪ ሓፍተይ ማዓረይ ኣብሂወትና ብዙሕ ፈተናታት የጋጥም እዩ ፈተና ከዓ ጥንካረን ብልሕን እዩ ዘክስበና ኣነ ኣብዚ ዝተዓዘብክዎ እንተሃለወ ደቂ ሰባት መጠን ነብስና ነፍቅራ እዮም ዘፍቁሩና እና መጀመርታ ነብስና ንፍተዉ ነብስና ነፍቅር ነብስና ነዳምጽ ካሊእ ደሓር እዩ።

  • @helengaltigray
    @helengaltigray 6 месяцев назад +2

    😢😢😢😢አጆኪ ማዓረይ አምላክ አሎ ደኸሉ ግዜ አለው

  • @NahomyemaneNah
    @NahomyemaneNah 2 месяца назад

    ፍቅሪ, ክሕዘኪ
    ይክእል
    አዪ
    ኣጆኪ'ዛሓፋተይ-ንስኪ-ጥራሕ'እንኳዐ'ዘይሞበ ደልኩዩ' ናይ'ኢድ'ክህቦ'እዪ'ጊታ

  • @MichealeSolomonAbrha
    @MichealeSolomonAbrha 6 месяцев назад +1

    ናይ ብዙሓት አሕዋትና ታሪክ ለርእይ እዩ ደስ ብሃሊ ፕሮግራም

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 6 месяцев назад +1

    እሞ ካዓ ቤትፍርዲ ሓመድ ብላዕ ርኩስ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንፅቡቅኪ እዩ በርትዒ🙏😢😢

  • @marrysgt
    @marrysgt 6 месяцев назад

    እፍፍፍፍፍ ኣነ ዘግነኩዋዶ በፂሕኪ ሓፍተይ በል ኣጆኪ ካብ በዳሊ ተባዳሊ ይሕሽ ምክንያቱ ፈጣሪ ዝፈትዋ እዩ ዝፍትን ዘ🙏🥺!

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 6 месяцев назад

    ክቡርቲ ሓፍተይ ኣጆኪ ኩሉ ፈተና ንፅብቅካ እዩ ዝኮውን መጨረሸቱኡ ካብ በዳሊ ተባዳሊ ምካን እዩ ዝበልፅ ገፋዒ ሰብ ኩሉ ግዜ ሕልንኡ ኣይደቅሶን 😢

  • @JamillaKamal-d6w
    @JamillaKamal-d6w 6 месяцев назад +3

    እዚ ወዲ ኣቅራቢ ጋዜጠኛ ከየድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይክእልን ሓፍትና ካዓ ኣጆኪ ውሽጠይ ከመይ ከምዝኮነ ኣላህ እዩ ዝፈልጦ ኣጆኪ ምቅርተይ እንካዕ ዘይሞትኪ እምበር ግዜ ተቀያሪ እዩ ኣብሽሪ

  • @reetagebrehiwet8221
    @reetagebrehiwet8221 5 месяцев назад

    ስላም ኣሕዋተይ ናይ ኩላትኩም አንቢበዮ ንዝሃብኩምኒ ርእቶ ተቀብለዮ እዩ ብጣዕሚ የቅንየለይ ክብ ዝናኣስኩም ክስብ ዝዓበኩም ከምስግነኩም ይፈቱ

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 6 месяцев назад +2

    ኣጀኪ ዝሓፍትይ ፈጣሪ ኣምላክ ኣሎ እዬ😥😥🤲

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
    @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 6 месяцев назад +1

    ብጣዕሚ ዝፈተወ ልቢ ብጣዕሚ እውን ይፀልእ

  • @ፅጌዩቱብቻናል
    @ፅጌዩቱብቻናል 6 месяцев назад +1

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ንፍቅሪ ምንባዕ ሓጥያት ኣይኮነን ንዘይ ፍቅረካ ምፍቅር ኣስመሳይ ሰብ ምካኑ ግን ሕማም እዩ 😢😢😢

  • @ትግራይዓዲተጋዳላይ
    @ትግራይዓዲተጋዳላይ 6 месяцев назад

    ሳሚዋይ ልኣይ'ለ ጠይቐኒ ልነግረካ ኒአኒ 🤲

  • @SmerhHkmi
    @SmerhHkmi 4 месяца назад

    ኣጀኪ ማዓሪተይ ሕማቅ ትገብሩ ዞሎኩሙ ኣወዳት ግን ናይ ኢድኩሙ ይሃብኩሙ😢😢

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 6 месяцев назад +1

    ኣጆኪ ማዓረይ ደቂ ኣንሽተዮ ፈተና ኣብ ኩላትና እዩ

  • @SelmeSelme-ei6dd
    @SelmeSelme-ei6dd 6 месяцев назад

    አግዚአብሔር አምላከ ናይ ኢዱ ኣይስኣን. ኣጀኺ ማዓረይ ግን ዓድኺ ኾንኺ ካልትስርሒ ፅቡቅ ነይሩ ስደት ረሳሕ አዩ😢 ❤❤❤

  • @vjgryu2889
    @vjgryu2889 6 месяцев назад

    ፅድለኛ ኢኪ ኣብ ዓድኪ ኮይንኪ እዙኩሉ መከራ ዘሕለፍክዮ እንኳዕ ኣብ ስደት እና ሃለኪ ኣይምፈለጥኪ 🙏ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ተራኪብና ክነዐልል 💔ኣነ ዘሕለፍክዎ ብፍቅሪ ስቃይ እሞ ድማ ኣብ ስደት ኮይነ 😢 እንኳዕ ኣይምራኣክኒ

  • @MåëbélTubéChannel
    @MåëbélTubéChannel 6 месяцев назад

    ኣጆኪ መዓረይ ካብዚ ንደሓር
    ጠንክርኪ ኣብቲ ትደልይዮ በፀሕኺ መን
    ምኻንኪ ብተግባር ኣርእዮ ዙ ጨምላቅ

  • @mebrahtuGebrhot
    @mebrahtuGebrhot 3 дня назад

    አጆኪ ንስኪ ለባም ፈቃር በእግዝአብሔር ዝተፈተኪ እኪ ግን አነ ሀደ ነገር ዝብለኪ ታአስርኪ እንከለኪ ታአስረይ ምስ በልክዯ አርኪ አላትኒ ምስ በለኪ ዘይምብናንኪ ጌጋ እዩ ካላአይ አይፈን ገዝእኪ አይደልየክን እናበለኪ ህዝኪ መፅእኪ ምሀብ ጌጋ ገርኪ ፍቅሪ ማለት ናይሀደ አይኮነን ናይክልትእካ እዩ ናይ ሀደ አይኮነን ግን እቱ ወዲ ሀሳድ ናይ ሀሳዳት እዩ ንአኪ አፍቂሩ አምበር ናአኪ አየፍቅረክን ስለዚህ ጠንካራ ምካን እዩ ዘለኪ

  • @ብሕታዊት
    @ብሕታዊት 6 месяцев назад +1

    ደቂ መዳመይ ኣጀክን ካብዛ ሓፍትና ንማሃር ክቭራተይ ሰደት መምፃእና ዕላማና ኣይንረሰዕ ጠንካራታት ክንከውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘና ደቂ መዳመይ ይፈትወክን እየ ❤❤

  • @Natsenetgazahyetopya
    @Natsenetgazahyetopya 6 месяцев назад

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣየ ፍቅሪ ዕውር 😢ኣወዳት ግን ኣቱም ንጓል ኣንስተይቲ ትብድሉ ናይ እድኩም ይሃብኩም😢😢😢😢

  • @swswit4966
    @swswit4966 5 месяцев назад

    ኣይይይይይይይ ፍቅር ዕውር ኡዘኪ ዛሓተይ

  • @Gere.emun.
    @Gere.emun. 6 месяцев назад

    ጎወዝ ካብ ርድኡኒ ሰሪሐ ክበልዕ ምባላ ትድነቕ ትበረታታዕ ሰብ❤

  • @TesefaMareyam
    @TesefaMareyam 6 месяцев назад +1

    ❤❤ፍሊቲ ትግራወይቲ አየዞኺ ብሓቂ አንበሳ❤❤❤

  • @BjkBb-g3g
    @BjkBb-g3g 6 месяцев назад

    የሕዝን እዩ ወዲሰብ ዘይት ኣምነሉ ግዜ ብዝኮነ መምሀሪ እዩ ዝኮነኪ ዛሓፍተይ ንሱ ግን ኣብ እምነቱ ብዘይ ምፅናሑ ምሕረር እዩ ፈጣሪ ይፍረዶ

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 6 месяцев назад

    ጋዘጠኛ ዋው👌85%ደቅ ኣንሰተዮ ዘገጠምና እዩ ብፊላይ ኣብ ሰደት ዘሎ ጋል😢 ሶ ኣጀኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ኣሎ ኣብ ጎነኪ ደም ተንክራ እኪ❤

  • @እመብርሃነይእያዋሕስነብሰ

    ዋይ ካብ ምስዳት ኣምላኽ ይምሕኪ😢 በዛኪ ኣብ ዓዲኪ ኩኒ ብዘለኪ ሰሪሕኪ ዕበይይ😢😢

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 6 месяцев назад +1

    ጋዘጠኛ በጣዕሚ ደስ ደስ ትብል አነ ናትካ እየ ዝካታተል እበር ናይ ትግራይ ሚድያ ክካታተል ደስ አይብለንን ሓቂ መነጋር ምክንያቱ ዘምህር አየቅርብን ምስ ጎረቤት መፃልኢ እዮም ዝሰርሑ ስለዚ የመዳም ቀመሞች ምስ ኩሉ ፍቅሪ ዘምህር እና ንካታተል መሰለን ናይ ኢትዮጵያ ሚድያ ዋውውው ነው ሓጓልካ ዘሀድስ❤❤❤😂😂😂😂 ግን አጓላት ልምንታይ እክን ንወዲ ገንዘብ ትልአካ ሀዛወት ፅብቅ ገበረ ነብ ወለዲኪ ዘትልአኪ ይብልዕወስ የፅንሕወስ አስ ፍቅሩ ገደል ይእተ እምር 10 ቅርሺ ለ አይልእከሉን ፍቅሪ ማለት ብለይ ገንዘብ ዝፍቅረካ ሰብ እዩ😢😢😢

  • @najesthalu2883
    @najesthalu2883 6 месяцев назад

    ግን እዙይ ብዳኝነት ተቀሚጡ እንታይ እዩ ክፈርድ ? የሕዝን

  • @ሄለንታረቀ
    @ሄለንታረቀ 6 месяцев назад

    ዋይ ማዓረይ ግዛዕ ገሩ ዳኣ ኣፍዚዝኪ ምበይ ፍቅርስ ኣይኮነን ብቻ እንካዕ ብሰላም ተገላገልክዬ😥❤🙏

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 6 месяцев назад +7

    😮😮😮ሓዳ ሓደ ኣጎላትስ ፍቅር ዕውር ይባሃል ናበላ ጉድ ዋላ ርእስኽን ዓይንኽን ዱዩ ያዓውር😮😮😮😢😂❤

    • @TsgeredaSeyfu
      @TsgeredaSeyfu 6 месяцев назад

      ታይ ም ዘይገበረት?

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ 6 месяцев назад

      @@TsgeredaSeyfu ገንዘብ ናምንታይ ንወድ ትህብ ገንዘብ ብወላድኻ ዳኣም

    • @muleredagahmus1518
      @muleredagahmus1518 6 месяцев назад

      እምነት እኮ እዪ😢

    • @jegaaesba1855
      @jegaaesba1855 6 месяцев назад +1

      ኣይመኪሒ እፉቲ ሳዓት እሱ ሕማቅ ክገብረኒ እዩ እልካ ኣይሕሰቢ😢

    • @MamaMama-bz8fc
      @MamaMama-bz8fc 6 месяцев назад

      ኣወ🥺

  • @danaitmebrahtu9597
    @danaitmebrahtu9597 6 месяцев назад

    Ewey Tsibktey ajoki dahan tebedali mukan yehayish kab bedali mukan ena ajoki haftey natey❤️❤️

  • @ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
    @ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ 6 месяцев назад

    አጀኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ሓላፍይ አዩ😢❤
    ወዲኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ💟😍

  • @سلامهمحمد-م3ص
    @سلامهمحمد-م3ص 6 месяцев назад

    ቀጽሎ ዝሓወይ መምሃሪ ኣምጸኣልና 🙏🙏🙏❤♥️

  • @خضراءهعغف
    @خضراءهعغف 6 месяцев назад +1

    ብጣዕሚ ኢዩ ግን ጨካን ብሓቂ

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 6 месяцев назад +2

    አረ በስሩ ዓዲ ዓርባ ለልክን እሕዋተይ ወዲ ይኸንን ጓል ምሕዛ አይደለና በቂ በይንካ ይሕይሺ ስደት ዝወጾእና እኮ ሰራሕን ናቀየር እንበር ለወዲ ወይ ለቤተሰብ አይተሰደትን ስለዚ ለባዓልና ናኾን ኣሕዋተይ ልቅደምት አይንኾን በቂ ለህይውትና ናሕሰብ 🙏አለቃ ወዲ ከብ ምእመን ለድመ ፀባ መቅረብ የይሕይሺ💜 በሓፅሩ ወዲ አይተእመን ናነብስ ንኾን ኣሕዋት😥💔በጣዕም ይሓዛን😥ኣጀኪ ሓፍተይ😢

    • @FreHailu-dz8vh
      @FreHailu-dz8vh 6 месяцев назад

      ተመስገን ኣነ በይነይ እየ ዘለኹ🙏🙏🙏

  • @JdjdjJriffi
    @JdjdjJriffi 5 месяцев назад

    ኣጆኺ ሓፍተይ ንፅቡቅኪ እዩ♥️🥰

  • @ጥዕምቲጓልተዋህዶ
    @ጥዕምቲጓልተዋህዶ 6 месяцев назад

    ጋዜጠኛ ጎቦዝ በርትዕ👌❤❤