For ERITREA🇪🇷: we don't expect any hand out but we do want them to remove all sanctions and no interference or proxy war: that will be the best thing since the slice of bread👈😅😅😅
"To be an enemy of the US is dangerous, but to be a friend is fatal". The late Henry Kissinger. ቅድሚ ናብታ ጻዕዳ ገዛ ዛአቱ መራሒ አመሪካ ዘይታአደነ መብጻዓታት'ዩ ዘቅርብ።አብአ ምስተኮየጠ ግን ብቶም ትሪልዮን ዶላራት ዝዉኑኑ ገባብል' ዩ ዝዝወር።ስለዚ ብሕልፊ አብ ናይ ወጻኢ ምትእትታው ዝገብሩዎ ዝልወጥ ነገር የልቦን።አመሪካ አብ ዝተፈላለዬ ሃገራት ልዕሊ 800 ናይ ወታሃደራት ማዓስከር አሎዋ።
First time number one Welcome Ann media🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
❤❤❤ሰላም ሰላም ይግበረለና ደቂ ኤረይ ብሕልፊ ንዕና ኤረትራውያን .ሰላሞ የድልየና እዩ እዛ ዕመት እዚአ ዕመትና እያ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤
Dron arkey ❤️👌🇪🇷
Bravodron🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏✅✅
ጹፉፋ ጠመተ ማቴ ሓቢብና።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷
Eritreawinet kbur meninet ❤️🇪🇷🙏🇪🇷👍💪👍🙏🇪🇷👏🇪🇷❤️👏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Anbes Deqi Erey Amlake Alio❤🙏🏿🇪🇷🇪🇷Erey🇪🇷🇪🇷🙏🏿
ትራምፕ ሕጂ ጉዳይ ሃገሩ እዩ ክገብር ምኽያቱ ክልተ ቀለልቲ ሰባት ኣይኮኑን ድሕሪኡ ዘለዉ ኣብ ኢራን ኣይከይድ ኣብ ገለ ትራፕ ፀላእተይ ኣብ ዉሽጥ ኣመሪካ እዮም ዘለዉ ኢሉ እዩ ዝኣምን እንተ ዘይቀንጺሎሞ ኣመሪካ ጉዳን ጎዳጉዳን ክትወጽእ እያ ኣስናኑ እንዳ ሓርቆመ እዩ መጺኡ ዘሎ 2ግዜ ነብሰ ቅትለት ድሕሪኡ መን ከምዘሎ ፅቡቅ ገሩ እዩ ዝፈልጥ እቲ ፅቡቅ ነገር ረብሓ ድኻታት እዩ
ካብ ክልተ ሓንቲ ያ ዘላ ክቅንጸል ወይ ከኣ ሕድገት ጌሩ ስልጣኑ ብሰላም ምቅጻል ካልእ ዘሎ ኮይኑ ኣስማዓኒን
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
✅️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Amlkina nabi selaim ygasyo binaim jeinaytt abserbit icatu alewo wala hiezbib isereil aftwuwon bejica buwgi bselaim kemeirh bicat yebulun🇵🇸😢🌍🤝🕊
ተመስገን / ድያብሎስ ተቐንጺሉ ':: ወይልኣ ትግራይ :: ብሰንኪ መርàሕታ ምሕደራኣ ወድቑ :: 666 ወርሮማ :: ጉድለት ምሕደራ / ሕማም / ጥምየት ተጠቕዓ ::
💖💖💖💖✨✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨👍✨🌷🌷🌷🌷🍀peace for East Africa ✨✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨✨🌷🌷🌷🌷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba AAN media men-kmakum
❤❤❤
ወይለከ ፍሽኮላ ኣሜሪካ ዶ ጸላኢትና ዶ ትብሃል ኣይበረትን 30 ዓመት 😂😂😂😂😂😂😂😂
ንህዝቢ ኤርትራ ንምትላል ወዲ መድህን በራድዝጥቀመላ ሰይጣናዊት ጥበብ እያ
ኤርትራ፥ ሕጂ ንኣመሪካን፥ንወያነን፥ ንከምዚ ከማካ ዑሱባትን፥ ስዒራ መሰስ ዝበለት ሃገር ኤርትራ፥ ዓለም ናባና እያ ትመጽእ ዘላ።
ወይለካ ንስካ ዓድን ሃገርን ዘይብልካ እምበር፥ ደቂ ሻዕብያ ኣብ ዘድለናዮ ግዜ ናብ ዝደለናዮ ግዜ ንከይድ።
ጽንሕ ኢልካ ትራምፕ ኣብ ኤርትራ ከይትርእዮ ጾሎት ግበር።
ትጋገኻ ኣለኻ ዓጋመ ክትብል ዲኻ
@@lemlemberhe149 lemlem agame akokhin abokhin hade zikone gual worobela, kemey enekhi?
Newal Alsa’adawi
❤ @ 8min
🇪🇷🌹🌺🇪🇷🌹🌺🌹🇪🇷🌹🌺🌹🇪🇷🌹🌺🌹🇪🇷🌹🌺🌹🇪🇷
Please list us how was Er vs USA relationship was changed positively during last Trump era.
እንቛቕ እውን ዶ ናብ ጥራጥ፣ ኤርትራ ትበሃል ከምዘላ ኣይፈልጥን።
For ERITREA🇪🇷: we don't expect any hand out but we do want them to remove all sanctions and no interference or proxy war: that will be the best thing since the slice of bread👈😅😅😅
"To be an enemy of the US is dangerous, but to be a friend is fatal". The late Henry Kissinger. ቅድሚ ናብታ ጻዕዳ ገዛ ዛአቱ መራሒ አመሪካ ዘይታአደነ መብጻዓታት'ዩ ዘቅርብ።አብአ ምስተኮየጠ ግን ብቶም ትሪልዮን ዶላራት ዝዉኑኑ ገባብል' ዩ ዝዝወር።ስለዚ ብሕልፊ አብ ናይ ወጻኢ ምትእትታው ዝገብሩዎ ዝልወጥ ነገር የልቦን።አመሪካ አብ ዝተፈላለዬ ሃገራት ልዕሊ 800 ናይ ወታሃደራት ማዓስከር አሎዋ።
ቱራም ንመቐለ ክበጽሕ ድዩ ወይሲ ባዕልዂም መልእዋ
Bro Trump is less evil to 🇪🇷. Cos we are not asking for aid,we need just hands off Eritrea
ወንጌል ማቴዎስ 24
¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
⁶ ውግእን ወረ ውግእን ክትሰምዑ ኢኹም። ርኣዩ፡ ኣይትሰምብዱ፡ እዚ ዅሉ ኪኸውን ብግዲ እዩ፡ ግናኸ መወዳእታ ገና እዩ።
⁷ ህዝቢ ናብ ህዝቢ፡ መንግስቲውን ናብ መንግስቲ ኺለዐል እዩ። ኣብ በቦታኡ ድማ ጥሜትን ፌራን ምንቅጥቃጥ ምድርን ኪኸውን እዩ።
⁸ እዚ ዅሉ ግና መጀመርታ ቕልውላው እዩ።
ሰላም ዝበሃል ኣይክመጽእንዩ
ለምለም ዓጋመ ጉዳይ ትግራይ 😂 እንድዒ ለምዝበን ዓጋመ ክይትጺንቶ የጥራጥር የብሎ ኣለው😂
ERTRA IS CANCELLED FROM AMERICAN KIDEMA LIST.
ሰላምሰላምነጥቢአየድልዮንእዩ ጽሑፈይ ፍትዋት አዳለውቲ ድሮን ሰዔድ መሐመድ ማአቶስ ላአለም አነ አዜ ይፈትወኩም ንበሩለይ ንዘላአለም ፈታዊኹም ካብ አዲሰ N G
ትርጉም ደሞክራሲ እንታይ እዮ እቲ ሕቶ
Areget gobyeee+aren't wekaryaaaa lewteee kkkkk
ድሮን ክተግህዶ ዘይትደሊ ሓደገኛ ሕቡእ ድሑር ዝንባሌ ከምዘለካ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት በጨቕ ተቢሎ ከምዘለኻ ውሽጥኻ ይዛረብ ኣሎ። ታሓጽብካ ጸሪኻ ቕረብ።
Iseyas kkkk
Tramp kkkk
Nay enwet miliketeeee
Donald Trump tesfa alewo neza alemna Kab 3rd world War n key gimer gin ab nay middle east himak area eya alewo,ezi kea b senki jews American eu.
Nmntay ika prezdent Esayas ztbl kulu gzie Eseya tbl erma .
ኣነ ዝገርመኒ ግና ነዚ ውልቀ መላኺ ወዲ መድህን ፕረዚደንት ኢልኹም ምጽዋዕኹም እዩ ? መን ዝመረጾ እግዚኣቢሄር ኸምታ ግብርኹም ይሃብኹም ፡፡
Lemlem agame..hav shirshir likhedu sreqti merahtikh eni aboy square lumharuki dikhi tinageri enekhi..chele kitinageri yichalal kitengergri ente mokrki gina midikar enio..tinqaqe yedily eiyu..emaney eiye
امريكا دولامواسىسا لاتتقير بمجيء ترامب لكىن اىن ارتريه هل عندها انتخابات البرلمان الدستور انسايارجل وشكث
ህግደፍ መንደፍ ኽኣ ሙሁራትን ሃብታማትን ተጥፍኡ ትራምፕ ኽኣ ነዞም ኸም በዓል ኢሎን ማስኽ ዝኣመሰሉ ጂንየስ ኽንሕልዎም ኣለና ይብል ብደም ንጹሃት ዝጨቀወ ኣእዳው ሒዝኹም ኻብታ ዓባይ መዓልቲ ፍርዲ እግዚኣቢሄር ተምልጡ ኸይመስለኹ ሞት ኸየርኸበትኹም ኸላ ተናስሑ ነቲ እኸይ ግብርኹም ኻብ ቅድሚ እግዚኣቢሄር ኣርሕቅዎ ፡፡
እቲ ኢሎን ማስክ ግን ትፈልጥዮ ኣይመስለንን ክንደይ ማሃይም እያ ዘላ ኣብ ዓለም ኢሎን ማስክ መን ሙኻኑ ሕተቲ 😂
Higdef 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ههههههههههه. ههههههههه🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮🤑🤮👎👎👎👎👎👎👎👎
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤
💖💖💖💖✨✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨👍✨🌷🌷🌷🌷🍀peace for East Africa ✨✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨✨🌷🌷🌷🌷✨🍀
❤❤❤