ካብ ትግራይ ሓደሽ ምዕባለ ዜና/ጥሪ 08 እንታይ ይብሃል ኣሎ ?/እዋናዊ ምዕባለ ዜና/tigray news

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 янв 2025
  • #tigray #ethiopia #tigraynews #ethiopiannews
    "Welcome to Natna Forum, your trusted source for the latest news and in-depth analysis on Tigray, Ethiopia, and the broader Horn of Africa. We provide timely updates on critical regional developments while offering educational insights that deepen your understanding of the historical, social, and political dynamics at play. From breaking news to informative discussions on key issues shaping the region, our channel is dedicated to delivering accurate, unbiased coverage that empowers our viewers to stay informed. Subscribe for comprehensive coverage and expert perspectives on the Horn of Africa’s most pressing topics."
    This stream is created with #PRISMLiveStudio

Комментарии • 12

  • @mulgetatabaje2773
    @mulgetatabaje2773 24 минуты назад

    ጀግን ቀፅልል

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 2 часа назад

    ብመሰረቱ ኣብ ትግራይ ባንኪ ኢትዮጵያ ገንዘብ ኣይትሓተናን ትካላትና ኣዕኒኹሞም ትቕበሎ ሳንቲም ውን የለን ክብሉዎ ዪግባእ።

  • @HaishHagosT
    @HaishHagosT 4 минуты назад

    ብትክክል ለውጢ ክመፅእ እንተኾይኑ ብግምት ዝወርድ መደብ ኣብ ባይታ ከይወርድ ዝግብሩ ዘለዉ ብግልፅ ክንገሩን ክፈልጡን ይግባእ ጥራሕ ግምት ግምት ምባል ንትግራይ ኣይዋጽኣን

  • @ChariWedigabr
    @ChariWedigabr 2 часа назад

    ታእዩ ዓጀዉጀዉ ትብለካ ።

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 2 часа назад

    ሚዛናዊ እንተኮይንካ ጊዝያዊ ምምሕዳር ጥራሕ ዘይኮነስ እቲ ስራሕ ከይስራሕ ዘዐንቅፍ ዘሎ ንቐፍ:: ኣብ ዞባን ወረዳን ሓንቑ ዝሓዘ ሓይሊ ስለዘሎ:: ወይስ ብሓይሊ ሰብ እናኣሰረን እናባረረን ከምኡ እውን እናቐተለ ክመርሕ እኹም ጊዝያዊ ምምሕዳር ትደልይዎ? ብክልትኡ ክፋል ዘሎ ናይ ህውሓት ክፋል ዝበሃል ዘሎ ኣዳምፅካ ምዛናዊ ርእቶ ሃብ ሀገር:: ጊዝያዊ ምምሕዳር ጌታቸው በይኑ ኣይኮነን::

  • @BirhaneTeTecleab
    @BirhaneTeTecleab Час назад

    Kassa haylemariam melak aykonen aytemlko

  • @kibromyikun-yr6xi
    @kibromyikun-yr6xi 2 часа назад

    መን ድዩ ዓዲ ከይትፀሪ ዝገብር ዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ እኮ። ምዕራብ ከይእቶ ዝገብር ሕወሓት ኣይኮነትን ጌታቸው እዩ።ምክንያቱ ህወሓት ብሱዳን ገይራ ዲፕሎማሲ ከይትገብር ሓገዝ ከይግበረላ መሊሳ ንባዕሉ ከይትበልዖ ክብል ንዓና ህዝብታት ይጎድአና ምህላዉ እና ንፈልጥ።

    • @tesfayhailu700
      @tesfayhailu700 2 часа назад

      ኣይተ ብርሃነ ግደይ ንምንታይ ተኣሲሩ?መንከ ኣሲሩዉ ?❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @tesfayhailu700
      @tesfayhailu700 Час назад

      ኣይተ ጌታቸዉ ዝዛረቦ መደረ after hang over or Miss leading እዩ.getachew Reda is incapable to lead tigray. ኣይተ በዕሉ ዝበሎ ኣነ ይብል ሓሳብ ከምንጬዉ ኣይክእልን ዝተባሃልክዎ ግን ኣተግብር ኣየ ይብል .መን እዩ ተሓሳብ ከመንጭዉ? Mr getachew Reda is phytological alcoholic person. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbebaGebrekidan-l5b
    @AbebaGebrekidan-l5b Час назад

    Kielet ydblun getachew reda mis abiy ahmed ali koynu ni tigray ketfie konelu telalak eyu

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 2 часа назад

    ሚዛናዊ እንተኮይንካ ጊዝያዊ ምምሕዳር ጥራሕ ዘይኮነስ እቲ ስራሕ ከይስራሕ ዘዐንቅፍ ዘሎ ንቐፍ:: ኣብ ዞባን ወረዳን ሓንቑ ዝሓዘ ሓይሊ ስለዘሎ:: ወይስ ብሓይሊ ሰብ እናኣሰረን እናባረረን ከምኡ እውን እናቐተለ ክመርሕ እኹም ጊዝያዊ ምምሕዳር ትደልይዎ? ብክልትኡ ክፋል ዘሎ ናይ ህውሓት ክፋል ዝበሃል ዘሎ ኣዳምፅካ ምዛናዊ ርእቶ ሃብ ሀገር:: ጊዝያዊ ምምሕዳር ጌታቸው በይኑ ኣይኮነን::