ሰበር🚨 ካብ መቐለ ንዓለም በፂሑ/ንጌታቸውን ደ/ፅዮንን ወሳኒ ደብዳበ/ኣብይ ፕሪቶሪያ "ኣፍሪስዎ"/ጀነራላት TDFኣይንድቅስን/ኣዘራራቢ ስምምዕነት ጋዛ!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 янв 2025

Комментарии • 25

  • @gebrehiwot5382
    @gebrehiwot5382 12 дней назад +1

    ግሩም።

  • @geregidey2660
    @geregidey2660 12 дней назад +2

    My beloved TV

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 12 дней назад +2

    ጹፉፉ ዜና ጹሩይ ማይ ከማይ ንጎሖ ቀጽሎ ✅✅✅✅✅🙏🙏🙏

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 12 дней назад +10

    ኦራይዘን ምዲያ ፅቡቅ ዜና እዩ ኣነ ኩሉ ግዜ ይካታተለኪም እየ ግን ሓደ ሓደ ማዕልቲ ናብ ግዛዊ ምምሕዲዳር ዘደለወ ዜና ተቅርቡ እኹም ናብ ሓደ ወገን ዝወገነ ይመስል ግን ሐዚውን ንህዝብኹምን ህዝብኹምን ጥርሕ ተትሰርሑ ይብል ብዝተረፈ ፅቡቅ ኣለኹም ቀፅልሉ ኣብጎዲንኺም ኣለና❤❤❤።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 12 дней назад +2

      አነ ከማን ኑኡ ጥራሕ ዝበለጸ ሚድያ ክቡር ሐው✅🙏🙏🙏

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 12 дней назад +1

      ✅✅✅✅✅✅✅ቡሩሑን ጹፉፉ ዜና ግርም ቀጽለሉ

    • @YergalemSelassie
      @YergalemSelassie 12 дней назад

      Please be impartial on your reporting the news Tigray need true reporting.

  • @Welkayitey
    @Welkayitey 12 дней назад +1

    ብኹናት እምበር ብሰላም ዝምለስ መሬት የለን ኢዩ። ብቅልፅምና ክንመልሶ ኢና።እኒ ባንዳ ግምትውን ክንፋረዶም ኢና። ግዝአትና ይመለስ ዝበለ ሰብ ኩናት ኢዮም ዝደልዩ ይብሉና እኒ ከድዓት ጌታቸውን ፃድቃንን።

  • @abdulkahsay2008
    @abdulkahsay2008 12 дней назад

    Welcome to board

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 12 дней назад +2

    እዞም ጀነራላት ትግራይ ካብ ዘረባ ወጺእኹም ዕላዋ መንግስቲ ጌርኹም ሕዝብኹምን ትግራይኹምን አድሕኑ

  • @gebregebre7571
    @gebregebre7571 12 дней назад +2

    አጀኻ ዜና ማአከለይ ሚዛናዊ አምጽአልና ሓቀና አዩ

  • @Negtek-v2l
    @Negtek-v2l 12 дней назад

    ሰላም ንኩሉ፣ ብኹሉ።

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 12 дней назад +1

    አብ ጎኒ ህዝቡ ዝተሰለፈ
    ጀነራል
    ክብረት ይግበአካ
    እዞም ካብዳማት ዳኣ ንህዝብና ንምግላፁ ብዘፀግም መልክዑ ክንደይ ሻብ ከዲዐምዎ
    ~______________ ?

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 12 дней назад

    Mediaku tsbuk astakakilkum alekùm

  • @awelkerhagos3484
    @awelkerhagos3484 12 дней назад

    አብ ዓለም ክንደይ ክልል አለዋ 😂😂😂😂😂😂😂😂🎉

  • @marcelllyewsang5485
    @marcelllyewsang5485 12 дней назад

    "ብሻምባኦም ዘዬስተንፊሡ መራሕቲ ንህዝቦም ኽኾኑ አይኸአሉን"!

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 12 дней назад

    ተጋሩ አብ ዲያስፖራ ካብ ኮለል ወጺእኹም ፀረ ድሮን ሚሳያል ናብ ትግራይ ተእትዉሉ መንገዲ ፍጠሩ ብሰላም ዝመጽእ ነገር አብ አፍሪቃ የለን

  • @KedirAbdulkader
    @KedirAbdulkader 12 дней назад

    ሰቅ ኢልኩም ኣይትሃትፉ ካብ ጋታቸው ዝርከብ መፍትሒ የለን

  • @TaferegebruTfse
    @TaferegebruTfse 12 дней назад

    ጌታቸውን ጀነራል ፃርቃንን ሳዓብቶምን ምዕራብን ፣ ሰሜን ምዕራብን ፣ ደቡብ ራያ ንስልጣኖምን ፣ ጥቅሞምን ነዞም ጆኖሳይድ ዝገበሩልና አሕሊፎም ሂቦም እዬም ።

  • @danielafe-werqci838
    @danielafe-werqci838 12 дней назад

    ዘይአክለኩም ጽልአት ሕዝብን ሐሶትን

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 12 дней назад

    ደንቆሮታት ከማኻ እዮም አብርሑቅ ተሰዲድካስ ለዉጢ ተምጽእ።

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 12 дней назад

    ወይጉዲ ወረደት መብራህቲ ትግራይ እንርእሶም ከወናጄጀሉ አነሀቀኛአነሀቀኛ ኪባሀሓሉ ሓደአይነች በፀሁዎ አቱም መወረዲቲ

  • @AboSeare
    @AboSeare 12 дней назад

    ኣቱም ሜድያ ንትግራይን ህዝባን ሕሰቡን ስርሑን እንተዘየለ ወይከ ነቲ ትውክልዎ ኣካል ንህዝቢ ትግራይ ብናይ ሓደ ጸግዒ ክንዕወት እና እልኩም ኣይትሕሰቡ ቀዳማይ ሞያኹም ኣይተምክኑ ብፍላይ እታ ጋል ጋዜጤኛ ጌታቸው ግዝያዊ ምምሕዳን ብዝብል ክግለጽ ኣለዎ ንፍትሕሕሕሕን ርትዕን ሓድነትን ንሕሰብ