Dear General, we have never seen such fear in the history of Tigray. I am 55 years old I prefer to die in a fight than surrender in such a condition. Arrest Getachew & Tsadkan and their acloties immediately..
Thank you General, We need a couple of Generals like you! Look at our people are suffering & their Children are not going to school , we need action now!!! Don't wait too long and that waiting could result in missed opportunities or negative consequence !!!! LOVE TIGRY! ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ አንታ ጅግና ኩሉ ከማካ ምኮነ ጀነራል ጆን መዲድ ማሀሮም እማ ንዞም ሐደ ሐደ ዱሑራንን አዛብእን።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና መራሓይና ።
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብከም ፍጥር
ጀግና ሀቀኛ ጆን መዲድ ትክክለኛ ትግራዋይ መኩረኢ ትግራዋይ እድሜኻ ይንዋህ እቶም ከደአተኛታት ግን ናይ ህዝብ ትግራይ ሸወጢ እዮም ሀሳዳት እዮ ካብደማት እዮሞ ብገንዘብ ዝተገዝኡ እዮም
ጅግና ግን ብተግባር ይኹን
ዕድሜኻ ይንዋሕ ጆን መዲድ ከማኸ ዝበለ ዶ ሐደ ጅግና አብ ጎንኻ የለን? ዋይ አነ!! በርትዕ እማ አታ ጀግና ሓውና።እስቲ ንገረልና ንዞም ፀማማትን ከብዳማትን።
ጅግና ጀነራል መዲድ ቀፅለሉ
ወስን ጆን ጅግና ትፈልጥ ኢኻ ብናይ ፀላኢ ዓቕሚ ከምዘይተስዓርና ሕጅውን ፀገም ህዝብና ከበቅዕ ቃልስና እነሐይለሉሰ ስዓት ሕጅ እዩ ውዕሊ ፕሪቶርያ ክትግበር'ዩ ዝብል ኣጉል ሓሳብ ክውገድ ኣለዎ ፈተወ ተፀልአ ብቕልፅምካ እዩ ክኸውን ስለዝዀነ ዓቕሚ ሰራዊትና ከምዘለዎ እዩ እኳድኣስ ዝበለፀ ስልጠና ወሲድና ኢና ሕጅ ውን ወስኑ ጀጋኑ መራሕትና ከየመስገንኩኻ ከይሓፍ ዕድሜን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን ጆነይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪 ካብ ትዲኤፍ ትግራይ🙏🙏🙏
ጆ ንመዲዲ ዕዲመ ጥዕና ይሐብካ
ዕድመን ጥዕናን ንጀነራል የውሃንሰ መዲድ ይኹን
Tebarek....kinou..tigraway
ONE LOVE, TIGRY IS FIRST!!!❤
Exactly 👌🏾🙏🏽
ዕድመ የሃብካ
Bravo Genral I'm with you !!!
ሓግዝዎ ተጋሩ። ሓቁ እዩ ብሸዋ ከይትግዝኡ። ንሸዋ ከይትሰግዱ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!
እቲ ህልው ኩነታት ትግራይና ዝገለፅካ ክቡር ጀነራል።
እቱ ኣብ ትግራይ ዘሎ ችግር ግዚኡ ኣሕፅሮ ኣታ ጅግና ሓቀኛ መራሒ👌 ጀ/ል ጆን መዲድ🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏እንዃዕ ኣብፀሀካ ልበዓል ጥምቀት🙏
ወዲ ህዝቢ ጅግና ጆን መዲድ ተስፋ ሂብካና🙏🙏🙏
ነዞም ፖለቲከኛታት ኢና በሃልቲ ንኹሎም ኣወግዱልና ! ምእንተ ህዝብና መረበቱን ሰላሙን ክረክብ።
ኣብሽር ኣታ ጅግና
ጆን መዱድ ጅግና ወዲ ሐራስ ነብሪ ንበረልና ❤❤❤❤❤
ካብ ዘረባ ዝሰገረ ህፁፅ ስጉምቲ ክውሰድ አለው አብዝተናውሐ ጊዜ ፀገማትና እናተወሳሰበ እዩ።
ጆን መዲድ ሓበን ትግራይ
ሕዚለ ትግራይ ትስዕር
That's right, General, you said it 💯 truthful Thank ❤❤❤
ጀግና ጀኘራል ጆን ሓቂ ቀፅለሉ ዘረባ ጥራይ ከይከውን
ኩሎም መራሕቲ ኢና ዝብለዉ ደብረፄን ይኩን ጌታቸው ክምንጠሉ ኣለዎም
ካልእሙሁር ዶ መሊኡ ኣሎን ትግራይ
ክሳብ መራሒ ትመርፅ ትግራይ ኣብ ኢድ ሰራዊት ትግራይ ክትፀንሕ ኣለዋ መራሕቲ ሰራዊት እዚኣ ክተተግብሩ ኣለኩም ❤❤❤ ሰላም ንትግራይ
በርትዕ እታ ትግራይ ናይ ተጋሩ እያ ሓቂ 100%
@@awetwendum6385
ገጽ መሸኒ ፡
ቁራዕ ሓምሊ ዝሓደሮ ዝመስል ኣስናኑ. ...
ክክክክክ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
👍
Dear General, we have never seen such fear in the history of Tigray. I am 55 years old I prefer to die in a fight than surrender in such a condition. Arrest Getachew & Tsadkan and their acloties immediately..
ጉጅለ አደመ እዮም ዝብፅብፁ ዘለው ስለዝኾነ ይአክል ኢልና ፀግኢ ክትህዙ አለዎም ብሱሩ ብጡረታ ይውፅኡ ዝሰርህዎ ገበንን ሌብነትን ብህጊ ይጠየቑ ።
Thank you General, We need a couple of Generals like you! Look at our people are suffering & their Children are not going to school , we need action now!!! Don't wait too long and that waiting could result in missed opportunities or negative consequence !!!! LOVE TIGRY! ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Yeas
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🚓
One tigray
Kemey Lbele Gegna
ጆን መዲድ፡ ማይክሮፎን ሒዝካ ወግሐ ጸብሐ ምምዳር ይኣክል። ናብ ተግባር ዘሰጋግር ፍታሕ ሒዝካ መድር። ስቓይ ትግራይ በብመዓልቱ ብዝተዓጻጸፈ እንዳቐጸለ መደረ ማይክሮፎን ጣቋ የብሉን።
እቲ ሓሳብካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ተግበር ክህልዎ አለዎ ጆን መዲድ
Thank you for standing patriot against Tigray people leaders who are fighting 5:48 for their interests. I stand 100% with you
❤❤❤❤❤❤❤
ብቃልኻ ፅናዕ ሕዝብኻ አድሕን ህያው ታሪኽ ስራሕ ኩሉ ምሰኻ እዩ።
ሓቂ,ብራዎ,ወአስን
Nys
TDF❤❤❤❤❤❤❤❤
መስሓቅ ኹሎም ያ አይንደልን ማለት ታድዩ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ብትኽክል ጌታቸዉ ረዳ ክመርሕ ዓቅሚ የቡሉን ነገር ግን ዓቅሚ ምሳኣን ኣይኮነን ተንኮል እዩ
🏖🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽
Alula 2025
ኩሎይ አየድልዩይ ካሐዶ እዮም
እንጌታቸው ቀተልትና ሀቢኦም ዝፈትኹ ትግራይ ብቀተልትና ሰራዊት ክንህሎ ኮታሰ ብጦርነት ዝተሸነፈ ሀይሊ አህሊፎም ዘሀቡና ሰለዝኾነ ክእለዩ አለዋም
ጌታቸውን ፃድቃን ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት ክበታትን ኢሉ ዝመፀ ባንዳ ናይ አብይ ስራሕ አስፈፃሚ እዮ ናይ ግዜ ጉዳይ እንበር አብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሕጊ ዝቀርብሉ ግዜ ሩሑቅ አይከውን
ብኢትዮጳያ ሕጊ ክንማሓደር ኣይንኽእልን ትግራዋይ ዘይብሉ ምክርቤት ትግራዋይ ዘይሓቁፍ ሕጊ ዘተሰተፈሉ ብምስለነ ኽንማሓደር ኣይንኽእልን ዳግም ናይ ገዛእቲ ኣርዑት ኣንሽከምን ትግራይ ናይተጋሩ እያ ክስመረሉ ዘለዎ እዩ ይ ኣክል ይ ኣክል ይ ኣክል!!!!!!!!
እዞም ክልተ ጉጅለ እንተ ዘይገሊሶም ጥዒና የለን
ትስርቂ ወረቂ ሓፂን ኸ ረብሓ ትግራይ ድዩ
ሰራቂ ወርቂ መናእሰይ ክተጥፍእ ትፍክር አለኳ
Ignorant traitor servant of genociders
እቲ ዘራግን ሠራቅን እንዳፈለጡ ሱቕ ይልካ ብጅምላ መራሕቲ ምባል ጌታ እዩ ንኣደመ ኣደብ ኣትሕዝዎም እቲ ጉጅለ እዩ ናይ ትግራይ ብሔራዊ ስግኣት
ክዚ ግልፂ ንህዝቢ ኮይንልና እዮ ብዝዓባ ህዝቢ ትግራይ ተፈናቀልቲ ወረርቲ ፀረ TDF መን ሙካኑ ግልፂ ዮ TDF ክነቅሁ አለዎም አድላይ ዝኮነ ውሳኔታት ግልፂ ክትውሰኑ አለኩም
ቀፀሉ ቢጠዕምይ
ዘረባ በዚሓ action
What about you?
Denkoro seraqi srnay medid
ጉራ እባ ማዓስ ኢዩ ጠቂሙና ?
ሐዚ እውን ካብ ናይ ቅድሚ ሐዚ ኣይተማሃርናን ማለት ድዩ ?
ከማኻ ዝበሉ ተጋሩ የብዝሐልና ክቡር ሓውና / ኣያና ጀነራል ዮውሃንስ ወ/ጅወርግስ/ጆን መዲድ/ ንኸማካ ዝበሉ ተጋሩ ሒዝና ንቅድሚት ክወግሕ እዩ ንኹሉ ግዜ/እዋን ኣላዎ።
ብምንታይ ከትምሐድር አንታ ማሀይም
ጀኔራል ዮሃንስ ፅበቕ ትዛረብ ኾይኑ ጋና እቶም ህዝቢ ትግራይ ዝሕምሱ ዘለው ስምም ፀዊዕኻ እንዶ ንገረና እሞ ክንፈልጦም እም ወየለኹም ክንብሎም ። ተጋሩ ናብ ጥፍኣት ይኣቱ ኣሎሞ ትግራዋይነትካ ኣመስክር ካብ ዃናት ወፃኢ።
ድቅካ አብ አሜሪካ አቀሚጠካ 50 ክንዋጋእ ኢና ትብል
ቁዋምካ ልክዕ እዩ
ኩሊኹሙ ጀኔራላት ትግራይ ናይ ባሓቂ ንህዝቢ ትግራይ ኪነድሒኒ አና አቲቡሉ ተኾይኑኹሙ አብዛ አዋንዝኣ አብጉኒ ጀነራል ዮሃንስ ጠጠው በሉ አታመንግድ ሑዙዋሎ ኢቲ መንገድ የረአኩሙ አሎ ጅን ቀልጥፌካ ትድአፌ ሓደ አቃሙ ኪሑዙ ግበሮሞ አርማታቴ ከለኺን አብናይ መድድ ሓሳብ አንድሒር ወሲንኪን ጉጀለ ደብርፅዮ አብዝፅሖ የለንማለት ኢዩ
ጉጅለ ጌታቸው ብልፅግናለ
በቃ ኢሊት ዓድዋ ጥራይ እዩ ትግራይ ከመርሓ ዘለው ወድዛ ቦክባክ
ንህዝቢ ትግራይ ይበታትን ዘሎ ጉጅለ ደብረፄዬን እዩ።
ንመንእሰይ ስልጣን ኣይናርክብን ንኻሊእውን ኣሕሊፍና ኣይንህብን ይብሉለው። ሰለዚ መልክዕ ክሕዝ ዘለዎ እዙይ ጉጅለ እዩ።ኣብ ትግራይ ግድን ለውጢ ያድሊ ነቲ ለውጢ ድማ ሓዱሽ ወሎዶ ትግራይ ይምራሓዮ፣ን50 ዓመት ተፈቲኑ ለውጢ ከምፅእ ዘይካኣለ፣ዝተወለደ ንኹናት ድራር ዝገብር ድሑር ኣመራርሓ ይወገድ።
መዲድ ሓሳብካ ፈትየዮለኹ ብተግባር ኣርኢና፣ምሳኻ ዘለው ስርዓት ኣትሑዙሉና።
Tesfana Abakum eyu bejakum meente hzbom meswaeti zkonu yehwatna debsuna tarik srhu
kemueu elka berte jognachn
ኣይ ናይ ጀነራላትና ላንጋ ላንጋ እከለ እዩ ዘፍርሰና ዘሎ ኢሎም ዘይውስኑ መን እዩ ሓቀኛ ኢሎም ዘይውስኑ ብዘይ ጠንካራ ውድብ ዝርከብ ዓወት የለን ሕሰቡ ክትውስኑ ኣለኩም ተጃሚልኩም እተምፅእዎ ዓወት የለን ሹም ዘይብሉ ንህቢ ማለት ኢኹም
ከም ቀደም ይመስለክን፡
ውሕጅ ይወስደክን !!
ዓስ ይብለኪ
ክር ይብለኪ፡
እንተኣቢኺ
ንዝብኢ ይህበኪ !!
መራሕቲ ሕውሓት ብዘይኲናት ዕድመ-ስልጣና ከተናውሕ ስለ-ዘይይትኽእል እያ ኣብ ዕንደራ ሃተፍተፍ ተጸሚዳ ዘላ ።
ጽባሕ ንግሆ፡
"ውፈር በሎ ተበገስ ከምዚ-ሕዚ" ዝብል ኲናት ከተበግስ ምዃና ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ።
ኣብ ቀብሪ ጁንታ ኩልና ንዕሰል።
ከም ዝሓለፈ እዋን ክንኩለፍ የብልናን !!
ህግደፍ መንደፍ 🌕 ጀሪካን ሰረቅቲ
@user-dk4ww6yc3y
ህዝቡ ራሕሪሑ ጭርኡ ዶጊሉ፡ናብ ብዓቲታት ተንቤን ዝሃደሞ ሕውሓት ደኣ'ሞ ሰበይቲ ከማን ትረውኣሉ !!
ኣብኡ እንደሞ ኣምጸናሕካን ንስኻ ክክክክክክ
ክክክክክክ
ዝቡህ ትግራይ 1.5 ሀሊቆ ኢንትይ ይሰማዕኸማ
እኒ ዘሪጋ መሪጋ "ጌፃ" መዳነገርቲ ዕሱባት አደብ ክሕዙ ይግባእ ንገሩዎም ጀጋኑና
አባኻትኩምያ ተስፋና
ዓሽ መድድ ከማኻ ዝበሉ 4ተ ማሃዉ አየኻ እት ሐቀኛ ህዝብካ ሕዝካ 🎉
ኣነ ክብሎ ዝደሊ ኣብዛ ማኣድና ትዉር ዘላ ስምየን ምዕራብ ጆን መዲድ ይእቶ ጠጠዉ የብሎ እዚ ዉራ ማኣድን
መዲድ ጉራሕን አትንዛ የሸንፈት ጽዋህን ጠጥተሐል ብታርፍ ይሻላል
ፈረንጅ፣ አረብ፣ ኤርትራና አለ የተባለ የኢትዮጵያ ታጣቂ አሰልፈህ ልታጠፋው አልቻላችሁም። ዛሬ ግን ለየብቻቹህ ናቹህ ።
ኣብ ጎንኺም ኣለና ኣየኹም ግን ንስኻትኩም ዘንጊዕኹም ኩሉ ግዜ ንምንታይ ትሽወዱ ሰራዊት ክብተን ኣለዎ እስካብ ዝባሃል ክትፀንሑ አይነበረኩምን እዞምኀካብ 5 ዘይበልፁ ናይ ፀላኢ ተላኣእኽቲ እርምጃ ክውሶዶም ይግባእ ዘሐፍር ግዝያዊ ምምሕዳር መሬት ትግራይ ነምሓራ ብሕቡእ በረከበ ብናይ ህዝቢ ትግራይ ሕጊ ክሕተት ይግባአ ዝኾነ ኾይኒ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ትግራይ ኣለና
Pp abyia lula
እዚኩሉ፡ውሽጢ፡ውሽጢ፡ሰሪ፡ዝሰርህዘሎ፡ሰዲክ፡አብርሃ፡ምስአብይን፡ጌታቸውን፡ዝሰርህዎዘለዉ፡አሻጥርዩ።
ኣነ ኢትዮጵያዊ እየ ንስኻው'ውን ናይ ነብስኻ ግበር ዝወከለካ የለን ፓርላማ ዝነበሩ ዓቅሚ ከምዘለኩም ውፁ ኢልኩም ኣውፂኹምዎም።
ድሕሪ ሕጀ ኢሊት ዓድዋ ጦርነት ክከፈት ከሙኩር እዩ ግን መዋረዲትኩም እያ ተለቂሙ ከተሐዙ እዩም ንዓኩም ናብ ስልጣን ንምድያብ ዋጋ ዘከፈል የለን በቃ እታ መፀአ ዘላ ስላም ዘዕቅብ ጠራይ ኢና ንድልይ ናይ ጦርነት ሱስ የብልናን
ኣብ ህዝቢ አርትራ ገጽኩም ኣትጠምቱ እምበር ድላኩም ኩኑ
ሁሐቱ ጉጅሌ አትበሉ ሌባና ከሀዲው የነጌታቸው ጉጅሌ ነዉ ለማደናገር ሁለቱ አትበሉ አሁን ከሀዲው ቡድን ግልጽ ብሎ ወጥተዋል ከነ ሚዲያዎቹ
አቤት ሽም ቀይሩ መትላፋት
ደቂ ህዝቢ ዝኮንኩም ጀነራላት ትግራይ ወዲት አብይ አሕመድ ዘይእመን ሰብ እዩ እና ቆቋሕ ኮይንኩም ህዝብኩም ሒዝኩም ወይከ ፈተክ ። ግዛዊ ምምሕዳር ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዩ ንጥቅሞም እንበር ስልጣኖምን እንበር ሕዱር ቂም ሒዞም አብ መንጎና አትዬም ክኸፋፉሉና ላሕ ይብሉ አለው ። ብሕዱር ቂም ካብ ዝጋዓዙ ዘሉው ናይ ስልጣን ፃምእ ዘለዎም ሰባት ጀነራል ፃርቃን ፣ አሰፋ አብርሃ ፣ወዲ አሸብር ፣ ጆቤ ፣ አሰፋ ላአከ ፣ በየነ ምክሩ ወዘተ ዕንዝሩ ሰካራሙ ካዓ ሸዊደምዎ አለው
መን እዩ እዙይ ሰብ ንባዕሉ ፕረዚደንት ኾይኑ ይዛረብ ኣሎ ስለዚ እዙይ ሰብ ኣደብ ይግበር።
አንተ ኢዝአ ዝፈልጠልና ኳእዩ ጠፊኡ አፊልጥኩም ነብ ተግበሪ እተዉልና
መንጭበሪበሪ
ኩሉ ከማኻ
ማዓስ ኢድካን እግርኻን ምስተአሰርካ? አብይ አሕመድ እኮ መእሰሪ ገመድ ሒዚ አብ እግርኻ በፂሑ አሎ!
ካብአቶም ሓደ ኢኻ ንስኻ!! Don't speak abstract tigirigna try to clear your position!!
አታ እዙይ ሉሙድ ዝኾነ ዱሑር ዘረባ ሎሚ ዝኽተል ሰብ ውሑድ እዩ። ህዝቢ ኑቁሕ እዩ ትብል አለኻ ኑቁሕ ህዝቢ እኮ ኑቁሕ መራሒ እዩ ዝውንን። 30 ዓመታት ንሕዋሓት ዝተሸከመ ህዝብስ ብምንታይ መለክዕ እዩ ኑቁሕ ህዝቢ ዝባሓል ? ተራ ፕሮፓጋንዳ እዩ ህዝቢ ትግራይ ኑቁሕ አይኮነን እዙይ ማለት ግን አይነቅሕን ማለት አይኮነን። ክነቅሕ እውን አለዎ።