Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
መበል 61 ይጽሕፍ ኣለኹ ብኽብረትኩም like ኣግርጭው 🖤😁#ንፅልንቕድሚት😁🔥
እሺ bro ላይክ❤😂
አቢ 😂
ናይ komment ዲግታቶር Ok 😂😂😂
ደሰ ዝብል ለዉጢ አዩ ዳብል ኮካ ኢካ ትመሰል ንፅል ንቂድሚት ኣቃሪፅካ😂😂
ክፍሎመይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ካብ ሓፍትካ ትግራወይቲ💞💞ቀፅለሉ💞
ክፍሎመይ ፈታዊ መንነቱ መርኣያ ብዙሓት ኣጆኻ እስቲ ዓድኻ ትኣትወሉ ግዜ የምፀልካ የምፀልኩም የምፀልና መንነትና ንቅድሚት
ክፉሎመይ ኸመይ ዲና ንፈትወኻ ሓላል ባዓል ሕልና እንቋዕ ብሰላም መፃኻ ኹቡር ሓወይ❤💛🌿💙💙♥️♥️♥️♥️😍😍😍😍😍😍🙏
ከፋሊ ድምጺ ህዝቡ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ!!! ደለይቲ ለውጢ ንዕወት ❤
Waw kiflom hawey ata jegna hasab libina yesmirelna ጸላኢና ጠፊኡ ክንምለስ ገዛና ሩሑቅ አይኮነን ንመን ኢሉዎ ፈጣሪ ❤❤❤🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥ገለ ዓይነት ደርፊ 🔥🔥
ከምቲ ኪልሻዕ ስሑል ጎሮሮ ብዓል ንያት ክፍሎም ሓዉና ዕድመን ጥዕናን 💞🌿💕🌿❤🌿💖🌿🍁🌿🌹🌿🌺🌿🌻🙏🙏🙏
Kefali buluts dmtsi mesall zkonet derfi❤❤❤
ክፍሎመይ ብሉፅ ኣጆኹም ደለይቲ ሰላም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሓፍትኩም ካብ ትግራይ 🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿
ክፍሎም በዓል ሙሉእ ሕልና ፃዕርኩም ኣየጣፈአልኩ ፈጣሪበርገድ ንሓመዱ ካብ ሐፍትኩም ኃል ትግራይ
ብርቅ ክብለኪ 'የ ብዝበረከ ንያትጽንብር ክብለኪ'የ ምስ ጥዑም ደሃያት ብዓል ምሉእ ተስፋ ይግበረልናክፍሎም በዓል ምሉእ ሕልና
ንያት ኣንታይ ማለት ዩ🤔
@@sham316 dlet malet eyu bro❤👍
Amen🎉🎉🎉
ቀዳመይቲ ባዕለይ ከፋሊ ሓወይ ፅቡቅ ሰራሕ ከም ቀደምካ❤️❤️❤️💙💙💙💙💛💛💛💛
ኣነ ከኣ ሪፕለይ ቀዳማይ
ኣኣኣኣ'ደይይይ ተስፋኺ ይተዕብሪ ትጽቢትኪ ይተርሕቒ ጥቃና'ያ ዘላ እታ ሓዳስ ረፍዲ እታ ሓያል ምዓልቲ ክልተ ብሉጻት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💙💙💙💙💙💙💙
ክፍሎመይ እንካዕ ብዳሓን መፀኻ ወዲ ህዝቢ ከመይ ድየ ዝፈትወካ💛❤️💙💙💙
ኩፍሎሞይ ቡሉፅ እንቃዕ ዳሓን መፀካ ፃማኩም የሪእኩም ፈጣሪ ደቅ መለይ💙💙❤💛
ክንዕወት ኢና 💙💙💙ንሕና ንዕወት 💙💙💙ከፋሊ100% ክንመጽእ ኢና.
Kem wetru xbuk srah Good job brother kefali❤❤
💙💙 ከፋሊ ንጉስ 👑 ቃልሲ ደቂ-መለይ💙💙ኣለና ዶ ኣጆናቃልስና ፍጹም ፍትሓዊ ,ዩ 👌✊
Alena 💙💙💙
አለና አለና አጆካ ወዲ መለይይይይይይይይይይይይይይይይ💙💙💙💙💚💚💙💙💙💙💙💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💚🌿💚🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
እወ አለና ሕጂ ዳአ መን ክሕዘና ተበራቢርና ኢና ንኪድ ጥራይ 🙏🏽💙💙💙💙💙💙💙
ኣብ ቀረባ እታ ትምነያን ትቃለሰላን ዘለኻ ፍረ ጻዕርኻ የግህደልካ ❤
😂
ኪፍልም በዓል ምሉአ ሕልና ከመይ ድና ነፈትወካ አካዕ ብሰላም መፃካ ኣብ ሰራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሓጎሰ ይፍጠረልካ❤❤❤❤❤
Abiet derfi malet wedi kefie habibi qexleley tebaetay srah tesfa zesnq derfi ms trgum ....rhuq aykonen n mleselu adna love chura band.....
ክፍሎመይይህኣቦ ውጽዓት ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ሰባኣውነትት ኣቦ ንኡስ ወለዶኣቦ ባህልን፡መንነት ብቃ ዕድመ ይሃብካ ።ደቂ መለይ ሃገረ መለይይ
ንጉስ ሓቂ ፡ ይበል ትሕዝቶ ይበል ጥበብ ዓድና ዘአቱ ድምጺ ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይብካ ።
ክንመጽእ ኢና 💙 🌿🩵Thx ኩቡር ሓውና ክፍሎም 🩵Wow 18 likes በሉ 100 ኣብጽሕዋ 🌿👍
መበል 100 🌿 100$$ ኣላትካ/ኪ ☝️🩵
@@binimela ቢኒ መህረፍ ግደፍ ኣብዛ ገዛ ከይትሕድሮም😀😀😀
ብሉጽ ስራሕ ብሰላም ንምለሶም ይበሎ ፈጣሪ
❤❤❤ይበል ክፍሎመይ ጅግና ንኣካ ከምዝከማካን ክሪኢ ከለኩ ይሕበን ድምፂ100% ግጥሚ100% ዜማ100%ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ ንብረጌድ ንሓመዱ
ከፋሊ ወዲ ህዝቢ ምስ ብሉጽ ስራሕካ ደበኽ ኢልካ መዘናይ በዓል ራኢ 🙏ቀለስቲ ቃልሲ ጩራውያን ከኣ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💙
ወናኒ ንጽህ ልቢ ይበል ውጽዕ ይዕወት በርገድ ንሓመዱ ይስዕር ንብል ኣለና❤
ክፍሎሞይ ጅግና ኣጆኩም ንሓመዱ ኣምላክ ምስ ውፅዕ እዩ 💙💙💙
🥇ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ💪🐅💪💀ውድቀት ንመምለኽቲ ባርነት👹💀👹
Mikrti derfi niberelna edme mis tiena temeniyelka 🙏👍💪 🙏❤️💕💜🤎💚🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ኣንኪ ተስፋይ እንኪ ሓቦይኣንኪ ፍቕረይ እንኪ ሓቦይእንኪ ዝክረይ ኣይዓርበንንዩ ኣነ ኣብ ቦታ ስደተይ። thanks ይርግኣለም & ከፋሊ ጅግና
Kiflom kiflom kiflom ms egri menesay zekeyed seb embha beli nhamedu 🙌🙌🙌
ዋው ክፍሎም ሓወይ ልብካ ትትንክፍ ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤
Zeyhlel xaeram jigna
ሰላም ክፍሎም ዘይሕሎሎ ጅግና ኣብ ኤርትራ ከለኩ ይሰሚዒልዖ ነረ እዚ ጅግና❤❤👈💚👈
ወላዲተይ ተሌፎን ምርካብ ኣብያትኒ ብሰንኪ ናፍቆት ።ምስ ስድራና ዘራክብ እዋን ይፍጠረልና ደቂ ዓደይ
ጩራዋያን ደመና💙💙💙💙💙💙💙💙
Knewet eina 🩵🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿 deki meleyyyy
እንኳዓ ብሰላም መጸካ ክፍሎም ወዲ ህዝብ ናይ ብሓቅ እግዝኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙ ይልኣኸልልና ❤❤👏👏
ክፍሎሞይ❤❤❤❤
ክፍሎም ይካኣሎ ጅግና ደስ ይበልካ ደላይ ጽቡቅ ህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤
ዌል bro እንዃዕ ብሰላም መፃኣካ ክፍሎሞይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤💘✅💐💐💙💙💙💙💐🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💐💐🌿💐💙💙💐💐💙💙💙
ውውውውውው ከፋሊ ወዲ ህዝቢ ብሉጽ ስራሕ ወገነይ❤
Wwwwwww yebal kefalyyyyy weter beluxa
ጽብቅ ግጥሚ ይርግኣለም ፍስሃ ዜማን ግጥም ክፍሎም ደቂ ህዝቢ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም።
ከም ወትሩ ብሉጽ 👍👏😍
ክፍሎመይ ወዲ ህዝብ🙏👑♥️🎼
ኣጆኻ ወዲ ይክኣሎ ደጊም ተታሓሒዝና ናብታ ክብርቲ ወላዲትና ኢና❤❤❤❤❤ ብርጌድ ንሓመዱ ይዕወት 🎉❤❤
ከፋሊ ወዲ ህዝቢ ብሉጽ ስራሕ ቀጽለሉ❤❤❤❤
ኣጆካ ክፍሎም ሓወይ ተስፋ ህዝቡ ቀጽሎ ቃልስና ኣብ መጨረሽቲኡ እዩ።
ከፋሊ ሞቶር ቃልስና ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ሰስነልና ጸግዒ ዉጽዓት ኣለኹም ዶ ደቂ መለይ💙💙🌿💙💙🌿💙🌿💙🌿
ሓሪፍ ስራሕ ክፍሎመይ ደላዪ ፅቡቅ 💛💚😘
ዋውውው ይበል ቡሉፅ ስራሕ ❤❤❤እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልቡኩም የስምረልኩም ለምስ ፀሎት ወለዲ ተሰሚዑ መስል 🤲🤲💙💙💙💙
ክፍሎም ጅግና ኣብ ቅዋምካ ፅናዕ ጥራሕ ክወግሕ እዩ።ኣብ ሓፂር ግዘ ይበል!
Brother is incredibly talented. Let's show him some love and support by leaving encouraging words and sharing this fantastic music with others. Keep shining,( Kiflom Meley)🌟🎵 #2023Music.
ፅፋፍ ስራሕ❤❤❤👍👍👍👌👌👌
I love you brother! Yes! Our dream look like, it’s coming. Keep doing your heroes work
ኽፍሎ ከፊልካዬ ነዚ ህዝቢ ትግርኛ
ጩራውያን ብሉጻት ❤❤❤
KEFALI Kemti tebelo zeleka yekunelna 💙💙💙
ክፍሎም በዓል ቱዑም ጽምጺ ጸግዒ ውጹዓት ንኪድ ትራይ ደቂ መለይ ጀጋኑ 💙💙💙💪💪
ካፋሊ ወዲ ህዝቢ ኣንስ ክፈትወካ መዓት ኢየ ብሉጽ ስራሕ ናይ በሓቂ ጩራዉያን ሰብሕልና ኢኹም❤❤❤
ክፍሎም ጅግና ተባዕ ስነ ጥበባዊ ሰውድ 💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙.
Welcome brgiet
What a hero. Go go go Super Stars wowwwww amazing song.
the music mlodey and your voice wonderful nice music ,, we thankyou musian kifelom ykealo ,, chura media ,, konjo muziqa ,, konjo derfei ,,
ሕጂስ ይሓጽር ዳኣ ይኸውን ክንደይ ግዜ ኣሎ ንዝመጽእ ዓመታት ምቁጻር። እሰከ ኣብዚ ሩጉሑኒ 👍👈ዘመን ንሓመዱ'ዩ 2:49 ትብሉ። ንዓድና ንኸደሉ ግዜ ሕጂ'ዩ። 3:29 ❤💙👈💙👈
❤
ረጊሐካ አለኩ u so funny
🙏🏽💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሩጉሑኒ kkkkkkkk 😂
ክፍሎም ይካሎ ከም ወትሩ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ኣርማ ውጹዕ ወሎዶና።
እንኳዕ ብሰላም መጻኻና ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ቃልሲ ክፍሎም ተባዕ ተቃላሲ ጽቡቅ ስራሕ🎉❤
❤❤❤kefali hawey jigna ❤❤
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኪፍ ወዲ ህዝቢ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Good job
What a beautiful song and lyrics. Kiflom anbessa jegna
Kubur hawey kfloma blux srah ❤ keep going 💪 ✨️.
ጽቡቅ ስራሕ ፈጣሪ ከም ኣፍካ ይግበሮ ቀጽል ❤
ክፍሎም ይከኣሎ ብሉፅ ሰነጥባዊ መበቆላዊ ማንነታዊ ተቃላሳይ ❤❤ ብጣእሚ ወርቂ ዝኾነ ስራሕ ኢኻ ሰሪሒካ ብጣእሚ ኢና ንፈትወካ ብጣእሚ ኢና ነኽበረካ ኣኹሱም ትግራይ ዘለና ኣሕዋትካ ኣሓትካ ብልኡል ፍቅሪ ኢና ንከታተለካካብትግራይ ❤❤❤❤
እቃዕ ብሰላም መጻኻ ወገነይ💙💙💙🐅🐅🐅✊✊✊ጽቡቕ ስራሕ ሓወኒ💙💙💙👌💪💪💪
Wowwww ykalo wedi hzbi ❤❤❤ ygralem hafteyyy kem adetata xbuq gdmi nice ❤❤❤❤
ወዲ ህዝቢ💙💙ንይከኣሎ ንፈቱ ላይክ ርገጽ!!“ኣላልየ እቲ ሓቅን ድጉልንፈላልየ ግብዝን ሞብከርንብርቅ ክብለኪ እየ ብዝበረኸ ንያትጽንብር ክብለኪየ ምስ ጥዑም ደሃያትእንኪ ተስፋይ እንኪ ሓቦይእንኪ ፍቅረይ እንኪ ናፍቆተይእንኪ ዝኽረይ እንኪ ሰነዳተይኣይዓርበንንዩ ኣነ ኣብ ቦታ ስደተይብርቅ ክብለኪየ ብድምቀት ጸሓያትጽንብር ክብለኪየ ምስ ጥዑም ደሃያትርሑቅ ኣይኮነን ንምለሰሉጥራይ ንባህግና ንሻመወሉ”
ኣላልየ ታሓግን ዱንዂልን ዶኣይኾነን ዝብል ዘሎ ብሮየ
ቡሉፅ ሓው❤
እንቓዕ ብሰላም መጸኻ ከፋሊ ሓላዪ ህዝቡ ❤❤❤❤❤
Haley hzbi malet kemey neyenay hzbi k melseley
ክፍሎመይ ጀግና መ,ህር መናእሰይ ወዱ ህዝቢ እታ ትምነያ ን ትብህጋን ዓድካ ኣምላክ ፈረ ፃዕርኩም ረኡ በሰላም ትከድዎ ኣብ ቀረባ ግዜ ይገበረልኩም በረገድ ንሓመዱ ኣምላክ ይሓግዝኩምኩናት ወረ ኩናት ጠፍኡ ሰላም ንነብረሉ ግዜ ይመፀአልና። iam tigraweyti iloue berged nehamedu❤
ኣጆኹም ብሩኻት የሕዋተይ ደቂ ኤሪትራ ቀሪብና ኢና ንብዓት ኣዴታትና ንሕንስሰሉ ናቆት ስድራናን የሕዋትናን መተዓብይትን 💙💙💙💙💙
ከፋሊ ፂቡቅ ስራህ ቀፅሎ ሂያብ ኑኡስ ወለዶ እካ እሞ ቀፅሎ
መንነት ኣልባ ኣምሰሉ ስርዓት ኣስመራ ኣብ ምዕራቡ 'ዩ ✊🏾️✊🏾️✊🏾️ኣይንጠፍን ክነብር ምስ ክብርታትናGood Job, Good job bro❤❤❤❤Am extremely happy and proud of you
Wedi Ykalo kubri seb naka zgelxu qalti yebleyn fetri Edme tana yhabka enki tesfay enki haboy ❤ enda gelesi tesemani aelo 🥰🥰🥰
ፅቡቅ ስራሕ ክፍሎም ይከኣሎ ቀፅለሉ❤❤❤
wow ክፍሎመይ ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ይበል❤👌
ከፋሊ ኩቡር ሓው ከሉ ግዜ ስሚዒት ህዝብካ ልዕሊ ማንም ትርዳእ ሕጂ ከኣ ተስፋ ሂብካዮ ንዚ ዉጹዕ ህዝቢ ብጣሚ ብሉጽ ስራሕ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻✅✅✅✅✅✅✅✅💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ክፍሎማ ሰበይ ጻዕዳ፡ ኣድናቒኻ'የ ❤ጥዕምቲ ደርፊ 😊ብርቕ ክብለኪ'የ ብድምቐት ጸሓያትጽምብር ክብለኪ'የ ምስ ጥዑም ደሃያት 💙💙💙
እንኳዕ ደሓን መፃኻ ክፍሎም ሓወይ ፅቡቕ ስራሕ የቐንየልና ጩራ ባንድ💌
ክፍሎምይ ዝፍትወወካን ዘድንቀካን ኢካ እሞ አብ ዝሐፀረ እዋን ስደትና አሕፂሩ ምስ ወለድና የሰዓዕመና❤❤❤❤❤❤❤
አጀኹም ሓዋተይ ክወግሐልኹም እዩ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ ❤❤
እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ክፍሎም ነብሲ
ቀሪብና ኢና ሕጂ ድኣ ኣጆና 💙💚💙
ክፍሎሞይ ለባም ናብ ትግራይ ከ ማአዝ ኢኻ ትመፅእ ብዝኮነ ፅቡቅ ስራሕ ዝፈትወካን ዘክብረካን ካብ ትግራወይቲ ሓፍትካ።
ምቓልይ ሓው ባዕልይ ሕማምይ ሕማሙ ሓጉስይ ሓግሱ ምን ክፍለይኒ እንቢ ንመልኪ🎉❤❤ፅቡቕ ስራሕ ክፍሎምይ ❤
Memhr nay sdetey wedi hzbi ❤❤❤❤❤❤❤
Im from moroco i love berged nihamedu
wawww ክፎሎም ሓወይ አንታ ጡዑም ድምጹ ሰሚዕካዮ ዘይሙነ ፎታዊ ምንነቱ ፎታዊ ህዝቡ ተባዕ ተቓላሳይ አጆኻ ቀሪብካ ኢኻ ክትዕወት ብሓፈሽኡ ጩራ ባንድ ክብሪ ንዓኹም ይኹን ንፎትወኩም ኢና ቃልሲኹም ፍረ አፍሪዩ በርገድ ንሓመዲ ንህግደፍ ቀጥቀጥ የብሎ አሎ ዓወት ቀሪባ እያ አጆኹም በረትዑ አብ ጎንኹም አለና❤️ thank you 👍👍👍🌺🌼🌺🙏🙏🙏
መበል 61 ይጽሕፍ ኣለኹ ብኽብረትኩም like ኣግርጭው 🖤😁
#ንፅልንቕድሚት😁🔥
እሺ bro ላይክ❤😂
እሺ bro ላይክ❤😂
አቢ 😂
ናይ komment ዲግታቶር Ok 😂😂😂
ደሰ ዝብል ለዉጢ አዩ ዳብል ኮካ ኢካ ትመሰል ንፅል ንቂድሚት ኣቃሪፅካ😂😂
ክፍሎመይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ካብ ሓፍትካ ትግራወይቲ💞💞ቀፅለሉ💞
ክፍሎመይ ፈታዊ መንነቱ መርኣያ ብዙሓት ኣጆኻ እስቲ ዓድኻ ትኣትወሉ ግዜ የምፀልካ የምፀልኩም የምፀልና መንነትና ንቅድሚት
ክፉሎመይ ኸመይ ዲና ንፈትወኻ ሓላል ባዓል ሕልና እንቋዕ ብሰላም መፃኻ ኹቡር ሓወይ❤💛🌿💙💙♥️♥️♥️♥️😍😍😍😍😍😍🙏
ከፋሊ ድምጺ ህዝቡ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ!!! ደለይቲ ለውጢ ንዕወት ❤
Waw kiflom hawey ata jegna hasab libina yesmirelna ጸላኢና ጠፊኡ ክንምለስ ገዛና ሩሑቅ አይኮነን ንመን ኢሉዎ ፈጣሪ ❤❤❤🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥ገለ ዓይነት ደርፊ 🔥🔥
ከምቲ ኪልሻዕ ስሑል ጎሮሮ ብዓል ንያት ክፍሎም ሓዉና ዕድመን ጥዕናን 💞🌿💕🌿❤🌿💖🌿🍁🌿🌹🌿🌺🌿🌻🙏🙏🙏
Kefali buluts dmtsi mesall zkonet derfi❤❤❤
ክፍሎመይ ብሉፅ ኣጆኹም ደለይቲ ሰላም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሓፍትኩም ካብ ትግራይ 🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿
ክፍሎም በዓል ሙሉእ ሕልና ፃዕርኩም ኣየጣፈአልኩ ፈጣሪበርገድ ንሓመዱ ካብ ሐፍትኩም ኃል ትግራይ
ብርቅ ክብለኪ 'የ ብዝበረከ ንያት
ጽንብር ክብለኪ'የ ምስ ጥዑም ደሃያት
ብዓል ምሉእ ተስፋ ይግበረልና
ክፍሎም በዓል ምሉእ ሕልና
ንያት ኣንታይ ማለት ዩ🤔
@@sham316 dlet malet eyu bro❤👍
Amen🎉🎉🎉
ቀዳመይቲ ባዕለይ ከፋሊ ሓወይ ፅቡቅ ሰራሕ ከም ቀደምካ❤️❤️❤️💙💙💙💙💛💛💛💛
ኣነ ከኣ ሪፕለይ ቀዳማይ
ኣኣኣኣ'ደይይይ ተስፋኺ ይተዕብሪ ትጽቢትኪ ይተርሕቒ ጥቃና'ያ ዘላ እታ ሓዳስ ረፍዲ እታ ሓያል ምዓልቲ ክልተ ብሉጻት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💙💙💙💙💙💙💙
ክፍሎመይ እንካዕ ብዳሓን መፀኻ ወዲ ህዝቢ ከመይ ድየ ዝፈትወካ💛❤️💙💙💙
ኩፍሎሞይ ቡሉፅ እንቃዕ ዳሓን መፀካ ፃማኩም የሪእኩም ፈጣሪ ደቅ መለይ💙💙❤💛
ክንዕወት ኢና 💙💙💙ንሕና ንዕወት 💙💙💙ከፋሊ
100% ክንመጽእ ኢና.
Kem wetru xbuk srah Good job brother kefali❤❤
💙💙 ከፋሊ ንጉስ 👑 ቃልሲ
ደቂ-መለይ💙💙ኣለና ዶ ኣጆና
ቃልስና ፍጹም ፍትሓዊ ,ዩ 👌✊
Alena 💙💙💙
አለና አለና አጆካ ወዲ መለይይይይይይይይይይይይይይይይ💙💙💙💙💚💚💙💙💙💙💙💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💚🌿💚🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
እወ አለና ሕጂ ዳአ መን ክሕዘና ተበራቢርና ኢና ንኪድ ጥራይ 🙏🏽💙💙💙💙💙💙💙
ኣብ ቀረባ እታ ትምነያን ትቃለሰላን ዘለኻ ፍረ ጻዕርኻ የግህደልካ ❤
😂
ኪፍልም በዓል ምሉአ ሕልና ከመይ ድና ነፈትወካ አካዕ ብሰላም መፃካ ኣብ ሰራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሓጎሰ ይፍጠረልካ❤❤❤❤❤
Abiet derfi malet wedi kefie habibi qexleley tebaetay srah tesfa zesnq derfi ms trgum ....rhuq aykonen n mleselu adna love chura band.....
ክፍሎመይይህ
ኣቦ ውጽዓት
ኣቦ ፍትሒ
ኣቦ ሰባኣውነትት
ኣቦ ንኡስ ወለዶ
ኣቦ ባህልን፡መንነት
ብቃ ዕድመ ይሃብካ ።
ደቂ መለይ ሃገረ መለይይ
ንጉስ ሓቂ ፡ ይበል ትሕዝቶ ይበል ጥበብ ዓድና ዘአቱ ድምጺ ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይብካ ።
ክንመጽእ ኢና 💙 🌿🩵
Thx ኩቡር ሓውና ክፍሎም 🩵
Wow 18 likes በሉ 100 ኣብጽሕዋ 🌿👍
መበል 100 🌿 100$$ ኣላትካ/ኪ ☝️🩵
@@binimela ቢኒ መህረፍ ግደፍ ኣብዛ ገዛ ከይትሕድሮም😀😀😀
ብሉጽ ስራሕ ብሰላም ንምለሶም ይበሎ ፈጣሪ
❤❤❤ይበል ክፍሎመይ ጅግና ንኣካ ከምዝከማካን ክሪኢ ከለኩ ይሕበን ድምፂ100%
ግጥሚ100%
ዜማ100%
ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ ንብረጌድ ንሓመዱ
ከፋሊ ወዲ ህዝቢ ምስ ብሉጽ ስራሕካ ደበኽ ኢልካ መዘናይ በዓል ራኢ 🙏
ቀለስቲ ቃልሲ ጩራውያን ከኣ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💙
ወናኒ ንጽህ ልቢ ይበል ውጽዕ ይዕወት በርገድ ንሓመዱ ይስዕር ንብል ኣለና❤
ክፍሎሞይ ጅግና ኣጆኩም ንሓመዱ ኣምላክ ምስ ውፅዕ እዩ 💙💙💙
🥇ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ💪🐅💪
💀ውድቀት ንመምለኽቲ ባርነት👹💀👹
Mikrti derfi niberelna edme mis tiena temeniyelka 🙏👍💪 🙏❤️💕💜🤎💚🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ኣንኪ ተስፋይ እንኪ ሓቦይ
ኣንኪ ፍቕረይ እንኪ ሓቦይ
እንኪ ዝክረይ
ኣይዓርበንንዩ ኣነ ኣብ ቦታ ስደተይ። thanks ይርግኣለም & ከፋሊ ጅግና
Kiflom kiflom kiflom ms egri menesay zekeyed seb embha beli nhamedu 🙌🙌🙌
ዋው ክፍሎም ሓወይ ልብካ ትትንክፍ ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤
Zeyhlel xaeram jigna
ሰላም ክፍሎም ዘይሕሎሎ ጅግና ኣብ ኤርትራ ከለኩ ይሰሚዒልዖ ነረ እዚ ጅግና❤❤👈💚👈
ወላዲተይ ተሌፎን ምርካብ ኣብያትኒ ብሰንኪ ናፍቆት ።
ምስ ስድራና ዘራክብ እዋን ይፍጠረልና ደቂ ዓደይ
ጩራዋያን ደመና💙💙💙💙💙💙💙💙
Knewet eina 🩵🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿 deki meleyyyy
እንኳዓ ብሰላም መጸካ ክፍሎም ወዲ ህዝብ ናይ ብሓቅ እግዝኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙ ይልኣኸልልና ❤❤👏👏
ክፍሎሞይ❤❤❤❤
ክፍሎም ይካኣሎ ጅግና ደስ ይበልካ ደላይ ጽቡቅ ህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤
ዌል bro እንዃዕ ብሰላም መፃኣካ ክፍሎሞይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤💘✅💐💐💙💙💙💙💐🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💐💐🌿💐💙💙💐💐💙💙💙
ውውውውውው ከፋሊ ወዲ ህዝቢ ብሉጽ ስራሕ ወገነይ❤
Wwwwwww yebal kefalyyyyy weter beluxa
ጽብቅ ግጥሚ ይርግኣለም ፍስሃ ዜማን ግጥም ክፍሎም ደቂ ህዝቢ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም።
ከም ወትሩ ብሉጽ 👍👏😍
ክፍሎመይ ወዲ ህዝብ🙏👑♥️🎼
ኣጆኻ ወዲ ይክኣሎ ደጊም ተታሓሒዝና ናብታ ክብርቲ ወላዲትና ኢና❤❤❤❤❤ ብርጌድ ንሓመዱ ይዕወት 🎉❤❤
ከፋሊ ወዲ ህዝቢ ብሉጽ ስራሕ ቀጽለሉ❤❤❤❤
ኣጆካ ክፍሎም ሓወይ ተስፋ ህዝቡ ቀጽሎ ቃልስና ኣብ መጨረሽቲኡ እዩ።
ከፋሊ ሞቶር ቃልስና ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ሰስነልና ጸግዒ ዉጽዓት ኣለኹም ዶ ደቂ መለይ💙💙🌿💙💙🌿💙🌿💙🌿
ሓሪፍ ስራሕ ክፍሎመይ ደላዪ ፅቡቅ 💛💚😘
ዋውውው ይበል ቡሉፅ ስራሕ ❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልቡኩም የስምረልኩም ለምስ ፀሎት ወለዲ ተሰሚዑ መስል 🤲🤲💙💙💙💙
ክፍሎም ጅግና ኣብ ቅዋምካ ፅናዕ ጥራሕ ክወግሕ እዩ።ኣብ ሓፂር ግዘ ይበል!
Brother is incredibly talented. Let's show him some love and support by leaving encouraging words and sharing this fantastic music with others. Keep shining,( Kiflom Meley)🌟🎵 #2023Music.
ፅፋፍ ስራሕ❤❤❤👍👍👍👌👌👌
I love you brother! Yes! Our dream look like, it’s coming. Keep doing your heroes work
ኽፍሎ ከፊልካዬ ነዚ ህዝቢ ትግርኛ
ጩራውያን ብሉጻት ❤❤❤
KEFALI Kemti tebelo zeleka yekunelna 💙💙💙
ክፍሎም በዓል ቱዑም ጽምጺ ጸግዒ ውጹዓት ንኪድ ትራይ ደቂ መለይ ጀጋኑ 💙💙💙💪💪
ካፋሊ ወዲ ህዝቢ ኣንስ ክፈትወካ መዓት ኢየ ብሉጽ ስራሕ ናይ በሓቂ ጩራዉያን ሰብሕልና ኢኹም❤❤❤
ክፍሎም ጅግና ተባዕ ስነ ጥበባዊ ሰውድ 💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙.
Welcome brgiet
What a hero. Go go go Super Stars wowwwww amazing song.
the music mlodey and your voice wonderful nice music ,, we thankyou musian kifelom ykealo ,, chura media ,, konjo muziqa ,, konjo derfei ,,
ሕጂስ ይሓጽር ዳኣ ይኸውን ክንደይ ግዜ ኣሎ ንዝመጽእ ዓመታት ምቁጻር። እሰከ ኣብዚ ሩጉሑኒ 👍👈ዘመን ንሓመዱ'ዩ 2:49 ትብሉ። ንዓድና ንኸደሉ ግዜ ሕጂ'ዩ። 3:29 ❤💙👈💙👈
❤
❤
ረጊሐካ አለኩ u so funny
🙏🏽💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ሩጉሑኒ kkkkkkkk 😂
ክፍሎም ይካሎ ከም ወትሩ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ኣርማ ውጹዕ ወሎዶና።
እንኳዕ ብሰላም መጻኻና ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ቃልሲ ክፍሎም ተባዕ ተቃላሲ ጽቡቅ ስራሕ🎉❤
❤❤❤kefali hawey jigna ❤❤
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኪፍ ወዲ ህዝቢ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Good job
What a beautiful song and lyrics. Kiflom anbessa jegna
Kubur hawey kfloma blux srah ❤ keep going 💪 ✨️.
ጽቡቅ ስራሕ ፈጣሪ ከም ኣፍካ ይግበሮ ቀጽል ❤
ክፍሎም ይከኣሎ ብሉፅ ሰነጥባዊ መበቆላዊ ማንነታዊ ተቃላሳይ ❤❤ ብጣእሚ ወርቂ ዝኾነ ስራሕ ኢኻ ሰሪሒካ ብጣእሚ ኢና ንፈትወካ ብጣእሚ ኢና ነኽበረካ ኣኹሱም ትግራይ ዘለና ኣሕዋትካ ኣሓትካ ብልኡል ፍቅሪ ኢና ንከታተለካ
ካብትግራይ ❤❤❤❤
እቃዕ ብሰላም መጻኻ ወገነይ💙💙💙🐅🐅🐅✊✊✊ጽቡቕ ስራሕ ሓወኒ💙💙💙👌💪💪💪
Wowwww ykalo wedi hzbi
❤❤❤ ygralem hafteyyy kem adetata xbuq gdmi nice ❤❤❤❤
ወዲ ህዝቢ💙💙
ንይከኣሎ ንፈቱ ላይክ ርገጽ!!
“ኣላልየ እቲ ሓቅን ድጉልን
ፈላልየ ግብዝን ሞብከርን
ብርቅ ክብለኪ እየ ብዝበረኸ ንያት
ጽንብር ክብለኪየ ምስ ጥዑም ደሃያት
እንኪ ተስፋይ እንኪ ሓቦይ
እንኪ ፍቅረይ እንኪ ናፍቆተይ
እንኪ ዝኽረይ እንኪ ሰነዳተይ
ኣይዓርበንንዩ ኣነ ኣብ ቦታ ስደተይ
ብርቅ ክብለኪየ ብድምቀት ጸሓያት
ጽንብር ክብለኪየ ምስ ጥዑም ደሃያት
ርሑቅ ኣይኮነን ንምለሰሉ
ጥራይ ንባህግና ንሻመወሉ”
ኣላልየ ታሓግን ዱንዂልን ዶኣይኾነን ዝብል ዘሎ ብሮየ
ቡሉፅ ሓው❤
እንቓዕ ብሰላም መጸኻ ከፋሊ ሓላዪ ህዝቡ ❤❤❤❤❤
Haley hzbi malet kemey neyenay hzbi k melseley
ክፍሎመይ ጀግና መ,ህር መናእሰይ ወዱ ህዝቢ እታ ትምነያ ን ትብህጋን ዓድካ ኣምላክ ፈረ ፃዕርኩም ረኡ በሰላም ትከድዎ ኣብ ቀረባ ግዜ ይገበረልኩም በረገድ ንሓመዱ ኣምላክ ይሓግዝኩም
ኩናት ወረ ኩናት ጠፍኡ ሰላም ንነብረሉ ግዜ ይመፀአልና። iam tigraweyti iloue berged nehamedu❤
ኣጆኹም ብሩኻት የሕዋተይ ደቂ ኤሪትራ ቀሪብና ኢና ንብዓት ኣዴታትና ንሕንስሰሉ ናቆት ስድራናን የሕዋትናን መተዓብይትን 💙💙💙💙💙
ከፋሊ ፂቡቅ ስራህ ቀፅሎ ሂያብ ኑኡስ ወለዶ እካ እሞ ቀፅሎ
መንነት ኣልባ ኣምሰሉ ስርዓት ኣስመራ ኣብ ምዕራቡ 'ዩ ✊🏾️✊🏾️✊🏾️
ኣይንጠፍን ክነብር ምስ ክብርታትና
Good Job, Good job bro❤❤❤❤
Am extremely happy and proud of you
Wedi Ykalo kubri seb naka zgelxu qalti yebleyn fetri Edme tana yhabka enki tesfay enki haboy ❤ enda gelesi tesemani aelo 🥰🥰🥰
ፅቡቅ ስራሕ ክፍሎም ይከኣሎ ቀፅለሉ❤❤❤
wow ክፍሎመይ ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ይበል❤👌
ከፋሊ ኩቡር ሓው ከሉ ግዜ ስሚዒት ህዝብካ ልዕሊ ማንም ትርዳእ ሕጂ ከኣ ተስፋ ሂብካዮ ንዚ ዉጹዕ ህዝቢ ብጣሚ ብሉጽ ስራሕ🌻🌻
🌻🌻🌻🌻🌻✅✅✅✅✅✅✅✅
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ክፍሎማ ሰበይ ጻዕዳ፡ ኣድናቒኻ'የ ❤
ጥዕምቲ ደርፊ 😊
ብርቕ ክብለኪ'የ ብድምቐት ጸሓያት
ጽምብር ክብለኪ'የ ምስ ጥዑም ደሃያት 💙💙💙