Already in love with this pic of Art ድሕሪ 50 60 ዓመት ክድመፅ ዝክእል ስራሕ ሰሪሕካ ኩልኩም አብዚ ናይ ጥበብ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ከኣ ከመስግነኩም ይፎቱ ገጣሚኡ ዜመኝኡ አቀናበርቱ even the mix and mastering perfect ክሊፑዉን ንመልእክቱ ዝምጥን ከም አዲስ አበባ ዝተወለድኩ ትግራዋይ መንነተይ ንዘመናት ተአቂቡ ዘሐልፈሉ ናይ ጥበብ ስራሕ ብምእአየይ ድማ ተሓቢነ ፍናን ተሰሚኡኒ keep the good work chura band
If you want the door is open for you dear, but don't talk on behalf of us! there is only 1 Eritrea we know and that is Eritrea is for Eritreans only❤️🇪🇷
who is MIHRETAB TSEGABERHAN WHO GAVE YOU THIS RUBBISH POEM FROM THE OLD FALSE AND FAKE forgotten LOVE. (100s years). HE MUST BE TIGRIAN BY ORIGIN , OR BY NATIONALITY OR BY CITIENSHIP. YOU ARE SEARCHING BROTHERS FOR THE LOSERS WEYANE. YOU CAN BE THEIR'S BUT NOT THE REMAINING PEOPLE OF ERITREA. who is MIHRETAB TSEGABERHAN WHO GAVE YOU THIS RUBBISH POEM FROM THE OLDFALSE AND FAKE forgotten LOVE. (100s years).
Who are Tegrina?. Are they those who immigrated from Tigray to Eritrea very long time ago and who have Eritrean identity? I was born abroad and those people are confusing me. I think some Akele Guzaians are Tigray immigrants. Most of them identify themselves as Eritreans and don't want to associate themselves with Tigray. Please someone knowledgeable explain to me.
@@samisimple4023 Thanks for your replay. my ancestors are Tigrinya speakers but they don't associate themselves with Tigray. We all call ourselves Eritreans not Tigrayans because, the different names Tigray and Eritrea are there for a reason. Different countries with different name like Canada, England, Australia and America. They all English speaker but that don't make them the same country. Sorry but, i am not satisfied with your answer. Someone mentioned that the singer is Agazian which means, an immigrant child of Tigray to Eritrea.
@@shikorina6165 Thanks for your replay. my ancestors are Tigrinya speakers but they don't associate themselves with Tigray because, the different names Tigray and Eritrea are there for a reason. Different countries with different name like Canada,England, Australia and America. They all English speaker but that doesn't make them the same country. Sorry but, i am not satisfied with your answer. Someone mentioned that the singer is Agazian which means, an immigrant child of Tigray to Eritrea.
Ayeny eu eti haqi ayney eu eti selam,tegermu eko ekum:ezi kulu meswaiti ezi kulu gfi ketewrdu diyu eti aki dos nsmera knatu ena welas eritrea natna kngebra ena zbl hlmkum diyu selam:uuuufff bfqri ena nxelakum degim hantia teflt selam yelen msakum hasewti
Kuflom nnebsu eu ziwkil kanka mennet kikewun aykiln eu nishim kankana hade elka shefet eu medanagerti 30 amet bkalsi zmexe meninetey ke bjeku zekrani yebleyn nsukum kilil ekum nhna hager ena entay eu zelekum misana ayndelyekumn ena koradid end abay tgray
King of king 👑 ወትሩ ኣብ ልብና ኢኻ ዘይሃስስስ ታሪኽ ትሰርሓልና ኣለኻ ክብርን ምስጋናንን ይግብኣካ ኣለና ወትሩ ኣብ ጎድንኻ ከፈሊ ጅግና We love you 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱💙💙💙💙💙💙💙⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱😍💊💊💊💊💊💊⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱💙💙💙💙👑👑👑👑👑👑👑👑💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ቀጽልዎ ጩራውያን
❤
@@tesfalemabate9528 entay gerka komal higdef
Anta resah kemezyom kun seb aytefelali aletawi zokonka seb kelbi
@@tesfalemabate9528 dhul amselu. Xelai nebsu
መልመጽቲ ። ተምጽእዎ ለውጢ ተልዩስ ንርእየኩም
ጭራውያን ኣርማ ክብርታትና🙏
ትግርኛ መንነትና ❗️መንነትና ማለት ድሕሪ ባይታናን ቅድሚ ባይታናን ንዘትእለት'ዩ✊️✅️✍️
Afaxiyo ta wedi meninetina kibretina👍❤🌹❤🌺🌸💐
Yes enda Nati Abeyti seba 💚
Nati ✅✅✅✅🌺🌺🌺🌺🌺👍🏽👍🏽👍🏽👑❤️👑❤️❤️❤️
ናቲ ለባም ሰብ
❤💪💪💪
ኣፋጽዮ ኣቺ ወዲ🥳ቸላ'ዋእ ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ ንእዝንኻ መድሃኒት ዝኾነ ሙዑዝ ጣዕሚ ዘለዎ ቃና። ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ከፋሊ ዓርከይ ነዛ መንነት ገጥ ኣቢልካ ሒዝካያ ኣለኻ እሞ ቀጽሎ ቀጽሎ ቀጽል ኣታ ወዲ🎩🙏♥️👍🏾ንሕና ድማ ኣብ ጎድንኻ ኣብ ድሕረኻ ዓጀብትኻ•••
Afaxiyo ta wedi qaw qaw kenebila ena💯👍👍❤❤
የስ ሰሌ
@Tefetawi Talkshow...Brother Seletene, you are also doing a great job like Chura band, we love you so much for being a voice for the voiceless!
👍👍👍❤
💛❤️💛❤️💛❤️💚💙💝💚💙
ሽርሒ ምንሊክ ዝተረደኦ በዓል ጥዑም ለዛ ዕሙቅ ፍቅሪ ሃገርን ዘለዎ ብመንነት ዝኮርዕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ቀፅለሉ ክንስዕበካ ኢና ክቡር ሓውና
Ewe haqkhi nabzi kulu xtsgem zetweuna minilik n italia eyom ab 2 gemiyomuna gen yehalf do yekhowen ??
@@ibrahimjemal3 weridwo menelik n telyan n
ruclips.net/video/kO4Ycx9jGI8/видео.html
ሀቅኻክቡርሀው
ዋው እታ ብሃንቀውታ ንጽበያ ዝቀነና ዌልካም ከፋሊ ሓወይ እንካዕ ብደሓን መጻኻና ከፋሊ ወዲ ህዝቢ ኣገንዕ ኣታ ጅግና 🐅❤🐅❤🐅❤💪💛💪💛💪💛 ፍሰሃ ወሰላም ዝዓሰሎ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
Herzlichen willkommen
ብሓቂ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ክፍሎም ሓወይ❤❤❤❤❤! እዛ ደርፊ!! ደርፊ ጥራይ ኣይኮነትን ሓወልቲ መንነተይ እያ!!!! ክብሪ ንቶም ብመንነቶም ዝሕበኑ ህዝብታት! ከመይ ድየ ዘኽብረካ ሓወይ ናተይ🙏🙏🙏
ኣምበሳ ከምንጉሰ፥ በሊሕ ከም ራእሲ ተሰማ፥ ፍትሓዊ ከም ባህታ ሓጎስ፥ ፍቱዉ ከም ኣዝማች ጨፈና፥ ዉፉይ ከም ኩሎም ኣቦታቱ !!!
ታዓወት ታዓወት ክፍሎም ሓወይ
ከም ራኣሲ ኣሉላ ከም ሃጸይ የውሃንስ ረሲዒካ
BAl Aba nega raesi Alula resiAka hawey nabal mendika ka keteqrbo lomus ka nab degyat
@eritrean love hagerey ዋላ ጌጋ ይሃልዎ እምበር ኣብ መወዳእታ ዝገበሮ ታሪኽ ምእንቲ ደቁ ምሕላፉ ዘሐብን ዩ። ከምታ ናቱ ምእንቲ ደቁ ኣብ ርስቲ ዓደቡኡ ወዲቑ ታሪኽ ዝገበረ ክሳብ ዘየለ ክዋራዘየሉ ዝኽእል ኣካል የለን።
ከም ኣባይ ጸሃየ ከም ኣማን ዓንዶም
ጨዓሎ ሻባይ ቢትወደድ
ደቂ ትግርኛ
መሰረትና መንነትና እዩሞ ኣብ ኩሉ ጉዕዞና ብሓደ ❤👍🏾
Yes ❤❤❤❤
Tgray tgrgna
ኩሉ ግዜ በዚኣ ክዝክረካ ክነብር እየ ሓዊተይ መምህር ፍቅሪ ኢኻ ኣብ ገነት የንብርካ ወዲ ወርቁ ሓወይ እንተ ኣነሞ ልበይ ተሰይሩ 😢😢💔
ሓውይተይ ብስላም ዕረፍ ወገነይ እንተ ንሕና እሞ ስእልካን ከሜንትካን ብዝረኣና ቁፅሪ ማዕንጣና ቁርፅፅፅ ኣየ ዛዓለም እዚኣ 🥺 ወይ ዞም ኣጋንንቲ ብዓድን ብበረካን ኣሕዋትና ባ ኣሕደጉና😭🙏
😢😔😔💫
ፀላእቲና 👁 👁 እንዳረአየ
👂 👂 እንዳሰምዐ ....አሕሪርካዬም
ተባረክ ኩቡር ሐውና
ብጣሚ ንኡድ ስራሕ 🙌🏿
ንስኩም ንስኩም ሙካን ይሕፊርኩም ኤርትራውያን ክትኮኑ ደሊኩም መሳኪን
ኣፋጽያ ትግርኛ: መንነትናን ይኽበር :: ይኣክል ክብርታትን ባህልን ምርማስ Bravo ክፍሎም❤️👏👏
ክፍሎመይ ደላይ ሰላም, ሰላም ንዓኻ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ድምፅኻ ናፍቅኒ ነይሩ 👍👍👍👍👍👍👍
Kefali asli sesneley wegeney jigna
@@abiwediberhe1976 ሽኩረን
ናፊቐዩ ✅
ናፊቁኒ ❌ አማርኛ እዩ
@@eframboss7505 ናፍቁኒ አማርኛ ድዩ ማማ 🙄
@@eframboss7505 kemey dika bri
መን ኣሎ ከይሰምዓ ዘይውዕል። ኣነ 10 ግዜ ይኸውን የ ዝሰምዓ ግን ምምናው ስኢነያ። ጽብቕ ስራሕ ክፍሎም ሓወይ ጩራውያን ክኣ የቐንየልና።
Kigerimeka naza comment endanbebiku neza derfi yisemia aleku👍👍👍💯💯💕💕❤
@@ruthh1755 ሩተይ ግሪም ጌርኪ 😘😘
ዋው ክንጽበያ ዝጸናሕና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ወዲ ቶም ሳባውያን ንጉሳትን ወዲ ጽዮን 🙏🙏🙏❤💛❤💛
ክብርታትና ድዩ መንነትና፤ ምስጢር ህላዌና፤ ሰይይይ ተዓዲልና ; ክፍሎም ዋልታ ንክብርታትና!!
እምነ ኩርናዕ መንነተይ...ትግርኛ
ክብረት ይሃበልና ከፋሊ 🙏💫💝🌿🌹🥀
ወዲ ትግርኛ ከ ዋዛ ዶ መሲልዎም ርእሱ ዘድንን💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼✊✊✊✊
Anta anes sdet mswexaku enber tigrigna bmkuaney enatehagosku beka fetari ymesgen
Kemey zeythgos mennetna kubur endu wedi tigrina ❤❤❤❤❤
@@emteemte3985 ኣነስ ካብ ቀደም ዋላ ትምህርቲ ትግርኛ እየ ንፉዕ ነይረ ኣብ ስደት ከኣ ሞ መሊሱ ተወሲኩ ናይ ብ ሓቂ ኣምላክ እስራኤል ይመስገን🙌
ተመስገን አምላክ እዩ ዘብል ድሕሪ ክንደይ
ማዕተብ ሓቂ ትምንምን እንበር አይትብተኽን ዝበሃል
ከምዙይ እዩ ክፍሎም ሓውና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዚኣብሔር አምላክ ክንብርኽ ኢና ገና አጆና
ክብርታትና አንድዩ መንነትና ምስጢር ህላወና ታሪኽ ኣቦይ ኣቦኻ ሓደ ዝገብረና። አንቃዕ ኣብቅዓካ ክፍሎም ጅግና🙏
ክላእ ለቅላቂ። አየናይ ኢልካዮ ክብርታትን ታሪኽን ደኣ። "ትግራይ ትዕወት" ኪትብል ምስቶ ብደዎም ዝሓልሙ ሕለም እምበር። ማይ ጠላሚት።
@@harerta20088 ደንቆሮን ፈራሕን ሲ ካብ ኣዋዳድቃ ቃላትካን ሓሳብካን ብምብጋስ ንዓኻ አያ ትምልከት። ኣነ ንነብሰይ መሲለ ዝመስለኒ ዘለኹዎን አዩ ጺሒፈ። ሰምን ሰአልን ዘይብሉ ኣካውንቲ አቶም ሕልንኦም ዝበሎም ገዲፎም ኣንጻር ሕልንኦም ክሰርሑ ዝውዕሎ ሓደ ካብ ፓፓጋሎ ህግደግ ከም ዝኾንካ ተፋሊጥና አለና። ካብ መልሰይ ንላዕሊ ኣንጻር ሕልናኻ ክሳብ ዝተጉዓዝካ ዝዓበየ ምሕሰይቲ ፈጢሩልካ ዘሎ በሰላ ኩሮኒክ አዩ። አዚ ከኣ ብዘካ ባዕልኻ ካልአ መድሃኒት የብሉን። ወዲ ሕድርትና ዓርኩ።
ከፋሊ ምስልና ኑሮና ጽባቐና ኣርኢኻና !
ይበል ጥበብ
ጥበብ ሓቂ እክብል ዘሎዎ መልክዕን
ዝፈጥረልካ ኩርዓትን ኣርኢኻና
ጥበብካ ይዛሪ !
ዕልልልልልል ዕልልልልል ትንሳኤ ናይ ህዝቢግዕዥ ትግራይን ኤርትራን ✅🇪🇷🇻🇳🖤❤️💔
Tigrawot agazian aykonkumun iraqawyan ekum::
@@yohanaissac9982 you wish😂😂
@@Lealti_2Believe or not that's the truth. You can't change the reality..
@@yohanaissac9982 tegagiki hiji keman mexihifti anbebi aemroki kisefie barja iseyas😂
@@Lealti_2🤣🤣 moyte... kab barya debrech barya Esu mukan halal eyu. denqoro. Nski eki mnbab zdleyeki zmexeklu tarik zeytfelti... Iraqawit. Bhayli msana hade ktkonu aytdleyu. Read read gorebetey..
ብጣዓሚ ንፉዕ ኩፍሎም ሓወይ ደፊርካ ክብርታትናን መንነትናን ክትፍልጠና ብእትገብሮ ስርሓት ብሽም ኩሉ ፍልጠት ዝጎደሎ ኣብ መንነት ነመስግናካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኣግኣዝያን።
ይበል ጥበብ ክፍሎማ ሓዉና። ናይ ኩሉ ግዜ ኣድናቒኻን ተኸታታሊኻን ዝኾንኩ ብናይ ሎሚ ኣጸዋውዓ ካብ ትግራይ'የ። ሰላምን ራህዋን ነዞም ክልተ የዋህ ህዝብታት ይግበረልና ፈጣሪ።
ናይ ብሓቒ ብሉጽ ስራሕ, ጥበብካ ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ክፍሎም ይከኣሎ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
ተዓወት ክፍሎማ ዓዲኣቦኻ ተተኸል ዝሓወይ።
ኣየናይ ታሪኽ እዩ ካብ ታሪኽ ተጋሩ /ትግርኛ ተዛረብቲ/ ዝብርኽ ፅቡቕ ጌርካ ንገሮም ኣንታ ጅግና።
ንዓኻ ክብል ሰለም ይውረደልና ዝሓወይ ደላይ ፅቡቅ ኢኻ እሞ ኣጆኻ ይበል ይበል ጀግና ክፍሎመይ
ጅግና ውዲ ጀጋኑ ! መንነትና ክብረትና ዋሕስ ህላዌና ✊️
Senafe meretu zibahel agame eyom kibel semie haki diyu ane wedi red see eye
@@hiwetfetanaeyu918 kkkk ኣምሓረይቲ ድኺ
@@wedisoyra8403 no kakey eye zeyfexo koyne
@@hiwetfetanaeyu918 ok ከምኡ እንተኾንክስ ሽኮሪና
@@hiwetfetanaeyu918 Abeyenai Alem diki zeleki (dika zeleka) Karta Adiki zeytifelxi (zeytfelx) ?
Wedi Reed See dea kabey Amtsiekia (amtsiekaya) ?
ኣብዚ'ሎ ኩራዕ ዘብል ዘኹርዕ ስራሕ !!
የቐንየልና ከፋሊ። ቃልስኻ መወዳድርቲ የብሉን !! ብሕጂ ውን ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና
ኣጆኻ በርትዕ !!!💪💪💪💪💪💪💪💪
እዚ ትብሎ ዘለካ ዊን ዘኩርዕ የብሉን ክፍሎም ማለት ኡኮ ጸማም ኩዎን ዘበለ ደፋራይ እንበር ደራፋይ ዘይኮነ ዩ ብድፍረት ምድረ ሳባ ዓደይ ዶ በለ እሞ ይኪድ ናብ ዓዱ ሑልኩስ ሃዳሚ
ኩሎም ሕማቃት 1 ኑፉዕ ዘይብሎም ኪሮስ ሰራቂ ጩራ ክኣ ዘበልዕዎ ገንዘብ ትግራይ ክመልሱዎ ስለ ዘይክሉ ብ ንስካ ዘይምምሳል ይመልስዎ Rip
@@ኣርዓዶም-ቐ5በ ክላ ጸማም ሓሳዳት ቦጅቧጃት
@@ኣርዓዶም-ቐ5በ ተሓነቁ እንበር ክንዲ ሕጻብና ኣይትመጹን ኣለና ከኣ ተቀበልቲ ሕድሮም
ብዝኾነ ኮይኑ ግን መጻኢኻ ብሩህ ዩ
@@ኣርዓዶም-ቐ5በ
Hgdef mesakin bijeka seb minieas bidunkurina zitebaatukum tehzunu
ከፋሊ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብላ
ዋውውው መንነተይ ፍሉይ ስሚዒት ፈጢሩለይ ክፍሊ ጅግና ኣቦ ህዝብ ብትብዓት ዘገርም ስርሓ ብጣዕሚ ብሉጽ የቀንየልና ኣጆካ ቀጽሎ 🦁💯💯💯💯💯💯💯💯
ወድ በላይ ዓይነይ
@@ክብርቲኣብርሃ ዛይዳይ 🥰
Already in love with this pic of Art ድሕሪ 50 60 ዓመት ክድመፅ ዝክእል ስራሕ ሰሪሕካ ኩልኩም አብዚ ናይ ጥበብ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ከኣ ከመስግነኩም ይፎቱ ገጣሚኡ ዜመኝኡ አቀናበርቱ even the mix and mastering perfect ክሊፑዉን ንመልእክቱ ዝምጥን ከም አዲስ አበባ ዝተወለድኩ ትግራዋይ መንነተይ ንዘመናት ተአቂቡ ዘሐልፈሉ ናይ ጥበብ ስራሕ ብምእአየይ ድማ ተሓቢነ ፍናን ተሰሚኡኒ keep the good work chura band
ትግራዋይነት ክቡር መንነት 💙💊
ኣሰይ ጡዑማት ድምጺ ጩራውያን ክፍሎም ይከኣሎ ዘይትክእሎ የለን ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ
ብር እንዳበልኩም ተሓጎሱ መንነት ናይ ወድ ሰብ ውሽጣዊ ዕጋበት ዩ መንነት ዘጥፍአ ሕብረተሰብ ድማ ከም ኣብ ኣጻድፍ እትሓድር ህበይ,ዩ ዝምሰል እሞ ኣይትሕመቑ ካብዚ ዝበልጽ ክብርታት ኣበዋትና ዘካተተ ቢሂላዊ ኣምር ዘለዎ ስራሕ ሒዝኩም ክትመጹና ይላቦ የቐንየልና ክፍሎም ይከኣሎ ከምኡ ውን ጩራ ባንድ።
ኣነ ጋል ዞም ጀጋኑ ጋል ኣከል ጉዛይ ብሙካነይ ኩሉ ግዜ ሕጉስቲ ከፋሊ ሓወይ ይብል ኩሉ💯
ከፋሊ መኣዝን መንነት!!!
ዓንዲ ሕቖ መንነትና፣ብራኸ ሰማይ ኣብ ጸላም ዝደምቕ ድሙቕ ኮኾብ!!
❤❤❤❤❤ ጹቡቕ
ክፍሎመይ ባዓል ጥዑም ላዛ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግርኛ🙌💛❤🙏💙 ብሃንቀውታ ይፅበያ ነይረ 👏
🌿🇪🇷💚💊🌿
💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ናይ ጩራውያን ስነሓሳብ ከምዝሰዓረ ዘመላኽት ብዙሕ ምልክታት ይረኣዩ ኣሎ ።ቀፅልዎ ጀጋኑና ክፍላይ ሕቡን ብመንነቱ። አገንዕ❤❤❤
Keep dreaming but you will never see that in real life, trust me You will pass away in dreaming of that. like your grand parents did🤣🤣🤣🤣🤣
ድምጺ - 100%
ግጥሚ - 100%
ምውህሃድ - 100%
ኣልባሳት - 100%
ሳዕሰዕቲ - 100 %
ጩራ ንሓድነት ።
Arrangement with all 10#
Ata wedi terakibna bel bezi kea
@@jossiejosef8440 ገና ኣብ ዝከድናዮ ኣይክንስኣንን ኢና 🖐🏿
ኣነ ግን ምዓት ጌጋታት ረኺበላ! መጽናዕቲ ዝወሓዶ መልእክቲ ዝሓዘ ግጥሚ።
@@merhawi2328 ከመይ ዝብለለ ገጋታት ደኣ ረኪብካላ?
@@meharisolomon4676 ኣብዚኣ ደርፊ ተጠቂምሎም ዘሎ ስእልታት ንኣብነት ንተዓዘብ፡ ሕርሻ፡ ናውቲ ማሕረስን ድሑር ገጠራዊ መነባብሮን...
ሕርሻን ኣርዑት ምስካምን ንዓና መንነትና ድዩ? እዚ ዓይነት ሂወት እዚ'ኳ ንሕማቕ ግዜ ንኽንሓልፍ ኢልና ዝኣተናዮ ደኣ እንበር መንነትና ኣይኮነን፡ ካልእ ከኣ ኣብ ግጥሚ፡ ስልጣኔና እንዳ በለ ንምንታይ ሃይማኖትን ገዳማትን ዘምጽእ? ሃይማኖት ምስ ስልጣኔና ንምንታይ ነተሓሕዞ፧ ሃይማኖት እኳ ሓደ ካብቲኦም ቀንዲ ንሓይልናን ስልጣኔናን ቀዲማዊ ፍልስፍናናን ዘጥፍአ እዩ።
Am proud of you ጩራ ባንዲ ከፋሊ ስሑል ጎረሮ ወዲ ጀጋኑ ተባዕ ቆራጽ ኣጆኻ በርትዕ
ዋዉ መንነተይ ገለ ዓይነት 100%❤✊
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ። ቀጽለሉ አጆኹም አብ ጎንኹም ኢና።ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኩም ፣ሰላም ንደላይ ፍትሒ
ዝመፀ ይምፃእ ! አብሓቂ አብ ፍትሒ ደው ክንብል አለና ህዝቢ ኤርትራ እና ህዝቢ ትግራይ ብሽሪሒ ደኣ ይኹን ፣ መሬት (ዶብ) ይተሓንፀፆ እምበር ደላይ ሰላም እዩ።ግን ነቶም ሰላም ዘይደልዩ ዘሪጋታት ፈጣሪ ናይ ኢዶም ይሃቦም ፣እንታይ ክንብል ኮይና።ንስካትኩም ከዓ ብርሃን ናቲ ህዝብና ኢኩም 'ሞ መሊኡ ብርሃን የርኤና፣፣እቲ ዝክፈል መስዋእቲ ከፊልኩም ኢኹም ሰብ ብዝከኣላ እዩ ዓወት ዝሓፍስ፣፣፣አጆኹም ይወግሕ አሎ።።ሰላም ንዓለም ኩሉ
Amen 🙏 thanks
ዝተባሃለ ይበሃል ቅድሚ ጣልያን ትግራዎት ነይርና ሕጂዉን ብዘየገድስ ትግራዊያን ደቂ አክሱማዉያን ደቂ አዱሊስ ኢና🥰❤️
tigrinya ms tgray zerakb yeblun tigrinya me neti wey qanqa eiu tgray kea adi eiu please aythawawso please
🤣🤣🤣🤣🤣🤣 gudamat.aye.tegaru.hsurat
If you want the door is open for you dear, but don't talk on behalf of us! there is only 1 Eritrea we know and that is Eritrea is for Eritreans only❤️🇪🇷
።
😁😁😁😍አጆካ ሐዚለ ክትምለሰ እያ
ጩ ራ ባንድ ኣናብስ, የቐንየለይ ስለ ምስ ታሪኽ ኣባሓጎታተይ ዘላለኹምኒ 🙏 , ኣብዓወት የብጽሓና የብጽሕኩም 💯🌹
ዓደቡኡ ዘኽብር ኸቢሩ ይነብር!_come on Kefali!!!!!!
ኩራዕ ትብል ቃል ዝግብኣ ቦታ ረኺባ'ላ፡ ኩራዕ ክፍሎም ይክኣሎ👏👏👏
አትስረቁ አመልዲዩ ኮይንኩም ስርቂ
@@sanaytsanayt9512 ኣቲ ጎሓፍ ከልቢ
👍👍👍👍👍
@@sanaytsanayt9512 bi quanqana wela hasabina kingelix diki kitikilikilina nisu diyu mihiziwa🤣😂🤣 Suk eliki kurie seb aytirebishi🤣😂🤣
@@lion9733 Anenya Aytexaref eba
ክፍሎም እንካዕ በሰላም መፅአካ ባዓል ሙሉእ ሕልና ♥♥ኣከለየ ስብ ሕልና ፍቅሪ መረብቶም ክማከም የለን♥♥♥♥♥l love you💙💛💙
ኩፍሎም ናይ ብሓቂ ንዘመናት ዚዝከር ደርፍ ደርፍካና ብሓቂ ቡዙሑ ግዜ ሰምዐያ ክጽግባ ኣይካኣልኩ ምስ ናይ ግዜና ሓቂን ሓሶትን ተራሚጽ ብርግጽ ንዘመናት ክትዝከር ኢያ።
ፈተዉቲ ኩፍሎም ኣግጭዉ ላይኪ👍💪💪
Long live ...Adulis-Axum ....
መንነትና ንሃዝ ። ክፍሎም...good job and well done . Thank you .
ኣታ ዝበለጸት ደርፊ ኽሳብ ሕጂ " መንነተይ😘" thank you chura band hats off🎩 😘😘😘😘😘
ጀግና ኢካ ወላ አይከሰብ. እግዛብሄር ይባርካ። መንነትና ዘዘከርካና።
Kflom jgna qetlo nay behakiy sebay 100%.
ዋው ድምፂ👌
ዜማ👌👌👌👌
መንነተይ ዝኮርዐሉ መንነተይ❤
ክፍሎመይ ቀፅለሉ❤
Absolutely right ❤️❤️❤️🇪🇷
ኣንተ ጀግና ወዲ ጀግና ❤️🇪🇷💛🇪🇷❤️ The best ,LoVe it👌❤️💛deep historical lyric.Great music 🎶👌
🤮🤮🤮🤮🤮🤮
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@@hanaabdelkadr1983 ቀብላ ጽግዕተኛ ሕርርር ኩንትር በል🤣🤣🤣🤣
@@malaknatey3890 ሕርር ኩንትር 🤣🤣🤣🤣
ክላእ ስደተኛ ንባዕልኻ ቀቢላ ማለት ጸርፊ ኣይኮነን ዓጋመ በዳን
Chura kibretey 👍👍👍💪🏽💪🏽💪🏽❤️
Great job Kiflom. We are proud of you!!!
ደስባሃሊት ቻናል 👍👍👍
who is MIHRETAB TSEGABERHAN WHO GAVE YOU THIS RUBBISH POEM FROM THE OLD FALSE AND FAKE forgotten LOVE.
(100s years). HE MUST BE TIGRIAN BY ORIGIN , OR BY NATIONALITY OR BY CITIENSHIP.
YOU ARE SEARCHING BROTHERS FOR THE LOSERS WEYANE.
YOU CAN BE THEIR'S BUT NOT THE REMAINING PEOPLE OF ERITREA.
who is MIHRETAB TSEGABERHAN WHO GAVE YOU THIS RUBBISH POEM FROM THE OLDFALSE AND FAKE forgotten LOVE.
(100s years).
✅
Yes we are very proud of Kiflom. Beautiful music
Good job kefaile weganayy
Proud of my Tigrinya identity.
ክብረት ይሃበልና ጩራ ባንዲ ❤️❤️❤️
Who are Tegrina?. Are they those who immigrated from Tigray to Eritrea very long time ago and who have Eritrean identity?
I was born abroad and those people are confusing me.
I think some Akele Guzaians are Tigray immigrants. Most of them identify themselves as Eritreans and don't want to associate themselves with Tigray.
Please someone knowledgeable explain to me.
@@ruta1324 those in Eritrea who speak Tigrinya are Tigrayans. We Tigrayans are indigenous people.
@@ruta1324 tigrinya speaking people are tegaru who are the indigenous people of eritrea and North ethiopia
@@samisimple4023
Thanks for your replay.
my ancestors are Tigrinya speakers but they don't associate themselves with Tigray. We all call ourselves Eritreans not Tigrayans because, the different names Tigray and Eritrea are there for a reason. Different countries with different name like Canada, England, Australia and America.
They all English speaker but that don't make them the same country.
Sorry but, i am not satisfied with your answer.
Someone mentioned that the singer is Agazian which means, an immigrant child of Tigray to Eritrea.
@@shikorina6165
Thanks for your replay.
my ancestors are Tigrinya speakers but they don't associate themselves with Tigray because, the different names Tigray and Eritrea are there for a reason. Different countries with different name like Canada,England, Australia and America.
They all English speaker but that doesn't make them the same country.
Sorry but, i am not satisfied with your answer.
Someone mentioned that the singer is Agazian which means, an immigrant child of Tigray to Eritrea.
ዋዉዉዉዉ ብሃዉቀታ ንጽበያ ዝነበርና ጅግና ወዲ ጀጋኑ ክፍሎማይ✊💞❤💋💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤💊🔐
Hager zeyblu bizaba meninet yehatit Komalt game over
go go goooooo mennetey mennet abotateyyyyy
ከፋሊ ጅግና ከም ኣቦታቱ ፡መኒነትና ኩርዓትና 💙🤴🏾💙🤴🏾💙🤴🏾
🙌
Kid meninet yeblka
እንኻዕ ናትና ኾንካ ከፋሊ ወዲ ይክኣሎ🤗
ተጋሩ Always proud of you❤
ዋዉ "መንነተይ"ፍሉይ ስሚዒት ፈጢሩለይ ሎሚ ዝገርም ስራሕ ይካኣሎ ጀግና ወዲ ጀጋኑ ብሓቂ ይካኣሎ ሓዉና ! ብትብዓትን ብሓቂን ብሓሶት ንዝተደፍነ መሰረት ፈንቂሉ ዘድምቕ ወሎዶ ተወሊዱ።ኣይሞቱን ኣቦሓጎታትና ደጊም ይቕሰኑ ወሊዶም እዮም ❤❤❤❤😘😘
Kkkkkk mecham nay kilwlaw minnet alekum tigray meti hamet dihrt melisnaya tezaribna gin ayniflx
@@hiwetfetanaeyu918 ሕስድና አርማኩም እንደዩ ንስኩም ከ እብንታይ አለኩም ዓለም መሉእ ዝፈልጦ እዩ አርማ ድንቁርና
☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️☁️💗💗💗💗💗☁️☁️
☁️☁️☁️💗💗💗
☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️☁️💗💗💗💗💗☁️☁️
☁️☁️☁️💗
☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️☁️💗💗💗💗💗☁️☁️
☁️☁️☁️💗💗💗☁️☁️☁️
☁️☁️☁️☁️
☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️☁️💗💗💗💗💗☁️
☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️
☁️☁️💗💗☁️💗💗☁️☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️💗💗💗💗💗💗💗☁️
☁️☁️💗💗💗💗💗☁️☁️
☁️☁️☁️💗💗💗☁️☁️☁️
☁️☁️☁️☁️💗☁️☁️☁️☁️
☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️☁️💗💗💗
☁️☁️💗
@@bananeady7447 kkkkkk anefara kokah zeyfalix ayhanay eyu zibael nihna eti telmuwo kemzey tibaxhiwo falixna afna aynareseh awraja, agazzian, tigray tigriny,biru maexie biruh xelmat, beka lemidnayo ena nihna hade mealti wela yikun bizabakum yezatina aynfelix kalsi be gbri wedi red see eye nay jeganu adi deki metahit be tegaru
@@hiwetfetanaeyu918 ስራሕ ሲኢነ ደንቀሮ ዝፃሓፎ ዝኩሉ ከንብብ ግን አብ ምንታይ ኩነታት አለኩም ዓለም ዝፈልጦ እዩ ፋሕ ብትን አቢሉኪ ዝሎ ጉዳይ ግብሪ አርማ ድንቁርና
➱መንነተይ ክብሪይ! ናይ ብሓቂ ጭራዉያን ተስፋ ፅባሕ ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰🥰❤🙏
Welcome ከፋሊ😍✊ መንነትና ይዕበ ይንበር ይከበር ንዘልኣለም ሰላም ነዚ ክልተ ህዝቢ💛
ሰይ ወደይ! አፋጲዮ! ትግርዋይነት ዝኸበረ መንነት ክፍሎም ጀገና ወዲ ትግርኛ God bless you the tigrigha people are the most bravery people with reach history !!
😂😂😂😂😂😂
ክፍሎም ይክኣሎ ሓደ ካብቶም ንስነጥበብ ሃገርና ከይበርስ ብዘለዎ ብቕዓት ዝቃለስ ዘሎ እሙን ጓሳ ጥበብ ኢዩ! ብወገነይ ናይ ዘመና Bob Marley ኢለዮ ኣለኩ! እቲ ምንታይ ዘለናዮ እዋን ኣብ ዜማታቱ ስለ ዝረኽቦም እየ! ኣጆኻ ክፍሎማ በርትዕ proud of you kifloma✅♥️✍
He is singing for tigray
ናይ መን ሃገር? እዚ እኮ ክልል እዩ ዘምልኽ ብዓል ኣርሓ ፡ መንደላትልይ ፡ ኣርዓዶም ከ እንታይ ኢኻ ክትብሎ? እዚ ንሰብ ብጸጋም ጸድፉ ከሎ ብድሕሪት ኮንካ ምድፋእ እንዶ ግደፍዎ ዶስ ወየንቲ ክንስኩም ኤርትራዊያን ኮንኩም እኩም ትጽሕፉ ዘለኹም? ምስ ኤርትራዊነት ምስልይኖት ኣይሰርሕን'ዩ
@@abrahamhagos1655 ምመለስኩልካ ኔረ ግን ትሃዊኻ መሊስካ ኣለካ
@@abrahamhagos1655 he is Bob marley for tigreans not for us Eritreans so don't blame them. God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ ክሓተካ እንዶ? ንስኻ ኤርትራዊ ምዃንካ እንታይ ኢዩ መራጋገጺኻ?
ከፋሊ ጅግና ወትሩ ብሉጽ ስራሕ መተካእታ የማነ ባርያ
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ክፍሎመይ
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ❤
ጩራውያን ክቡራት አሕዋትና አጆኩም አጆና መዓተብ ሓቂ ሓራ ተውፅእ ከነሸንፍ ኢና ሰላም ንደላይ ሰላም ንህዝብና ህዝቢ ትግርኛ የክብረኩም ይፈትወኩም🙏❤
ካበይ ኢኻ ኣምጺኻዮ ህዝቢ ትግርኛ ዝብል? ካን ምስ ዝደንቖሩ ክትድንቁር መሪጽካ?
ንተዛረብቲ ትግርኛ እንደሞ ትኩነልካን ክቡር ሓው🙏❤
Ayeny eu eti haqi ayney eu eti selam,tegermu eko ekum:ezi kulu meswaiti ezi kulu gfi ketewrdu diyu eti aki dos nsmera knatu ena welas eritrea natna kngebra ena zbl hlmkum diyu selam:uuuufff bfqri ena nxelakum degim hantia teflt selam yelen msakum hasewti
ክቡር ሓው እንተክኢልካ አርአእያካ ቀይር ተዘይኮይኑ ስለ መስዋእትና አይምልከተካን ኤርትራ ናትና ክንገብር ከአ አይበልናና ዘይተፅሓፈ አይተንብብ ሰላምን ፍቅርን ከአ ንቶም ዝደልዩ ኢና ዝበልና ከምንበዓል ንስካ አንፃር ሰላምን ፍቅርን ተሰለፍቲ ከአ ጉዳይኩም እምበር ጉዳይና አይኩንን ናውልቀካ ፅልኢት ህዝቢ አይውክልን።
@@fy7dg230 ሕጂ ተረዲኢካ ዶ? ምስ ባዓል ከምዚኦም ዝበሉ ወጠጥቲ ግመል መንነትኩም ታይ ምስ ትብሎም ብዘይሕንከት ትግርኛ ይብሉኻ፡ ቀንዲ ጸላኢኹም ከ መን ዩ ኢልካ ምስትሓቶም ህዝቢ ትግራይ ይብሉ። ንዚ የ ንዚ ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ምስ መንነት ቕልውላው ዘለዎም ኣይትሕወሶ ዝበልኩኻ፡ ሓንትን ሓንትን መትከል መላእ ህዝቢ ትግራይ፡ #ትግራዋይነት እምበር ትግርኛ ዝባሃል መንነት የለን። መንነት ልዕሊ ቓንቓ ዩ፡ ትግርኛ ስለ ዝኻልካ ትግራዋይ ኢኻ ማለት ኣይኮነን። ብኸመይ መንገዲ ኢኻ እቲ ትግርኛ ኺኢልካዮ ዩ እቲ ዘግድስ። ንኣብነት እዚ ኣብ ላዕሊ ዝመለሰልካ ሰብ ትግርኛ ይኽእል ዩ፡ ግና መንነት ትግራይ ዝባሃሉ ክሰመዕ ኣይደልን ስለዚ ታሪኽን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ዘይቕበልን ኢሉ ውን ዘይገልጾን እንተኾይኑ ትግራዋይ ክባሃል ኣይኽልን። ምናልባት ከበሳ ኤርትራ ውን እታ ቓንቓ ዮም ዝኽ እልዋ እምበር ካብ ትግራዋይነት ካብ ዝባተኹ ጸኒሖም ዮም፡ ኣብ ደቒ ኣከለ ግና ጨና ትግራዋይነት ኣብ ቦታኣ ዘላ ትመስል እቲ ስርዓት ዓፊንዎም እምበር ውሽጦም ንትግራዋይነትን ህዝቢ ትግራይን ይፈትውዎ ዮም ኢለ ይግምት። ስለዚ ደቒ ኣከለ ብትውልዲ ውን ተጋሩ ዮም፡ ተጋሩ ኢና እንተበሉ ውን የተኣማምን ዩ። ካብዚ ወጻእ ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ዩ ማለት ጌጋ ርዲኢት ዩ። ወጣጢ ገመል ዓሳውርታ ኤርትራ ውን ኮ ትግርኛ ይዛረብ ዩ፡ ብምንታይ ሒሳብ ዩ ዓሳውርታ ትግራዋይ ዝኾነ? ስለዚ ከም ተጋሩ ኣብ ጉዳይ መንነትና ዝምልከት ከም ኣያታትና በዓል ዮሃንስ መስተውዓልቲ ክንከውን ይግባእ።
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ
ሽርሒ ጸላእትና በጣጢስና ንዘልዓለም ከቢርና ክንነብር ኢና ትግራውነት ይለምልም ። መንነት ።
ኣሰይ ከም ኩሉ ግዝየ ዕውት ሰራሕ ከፋሊ ጭራዊያን ጀጋኒ ❤❤💟💟💟💟💟💟💙💙💟💟💟✅✅✅✅👊👑💪👈
"መንነተይ" ፍሉይ ዝገርም ስራሕ ይካኣሎ ሓዉና ጀግና ወዲ ጀጋኑ ብሓቂ! ንትንሳኤ መንነትን ክብርታትን ባህልን ህዝበ ግዕዝ/ትግርኛ ዘበስር 100% ኣዕጋቢ ስራሕ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ክብረትን ይሃብኩም ጩራ ባንድ!!!!
❤❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏
Mmmmmm
●~○
@@wegahtatesfay825።ሀ።ሀ❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ጭራውያን ቀጽልዎ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኩም ንዛ video ትሪኡ ዘለኩም ሰባት አብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ ስደትና የሕጽረልና። ⛪️✝️🙏
ደርፊ/100%💙
ግጥሚ/98%❤️
ዜማ/100%💚
ድምጺ/100%💛
Amen
ክፍሎመይ ደላይ ሰላም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
This is our beautiful culture so thank you so much brother for the best music of the year።
Meninetinan bahlinan tigelx blixti srah
ንሕና ንዕወት ሕጂ ድማ መንነተይ ቀፅለሉ ኬፊ ሓወይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️ትግራይ ትዕወት 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️ትግራይይይይ መንነተይይይይይይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️መንነት 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️ትግራይይይይይይይይይ 💛❤️💛❤️💛❤️💝💝💝💝
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
I love this song. Thank you Kiflom, the musicians dancers, lyric writers and composers. መንነት ናይ ወዲ ሰብ ዓንዲ እዩ:: ከነኽብሮን ክንኮርዓሉን ከአ አለና:: ንእግረ መንገደይ እዚ ዝስዕብ ክብል:: ኤርትራውነት ዜግነት ጥራይ እዩ:: ንምሳሌ አይግበሮ ድአ እምበር ጋሽን ሰቲትን ባርካ ነጻነተን እንተረኺበን: ከምኡውን አከለጉዛይ, ሰረየ... ኤርትራ ዝበሀል የለን ማለት እዩ:: መንነት ኩሉ ጊዜ ምሳኻ እዩ ዜግነት ግን አብ ዕለታት ሐደ መዓልቲ ክጠፍእ ይኽእል እዩ:: just like Yugoslavia no more yogoslavia now. ሐደሐደ ሰባት ብተደጋጋሚ ኤርትነራውነት መንነት እዩ ይብሉ: ሐሶት እንተደጋገምካዮ ሐደ መዓልቲ ሐቂ ክኸዉን ይኽእል እዩ ኢሎም ተስፋ ብምግባር::
መንነት ኩሉ ጊዜ ዘይቅየር ናይ ወዲ ሰብ ድሕረ ባይታ; ቋንቋ; ባህሊ; አተዓባብያ ክብርታት እዩ:: ስለዚ እዚ መንነት አብ ላዕሊ ዝጠቐስኩዎ አብ ዝኾነ ጊዜ ሐቢሩካ ዝጓዓዝ አይሀስስ አይጠፍእ እዩ::ኤርትራውነት መንነተዩ ዝብል: ኳኽ ጻዕዳ እዩ ዝብለና ዘሎ: ማለት እዩ::ወይ ወላ ትንፈር ጤል እያ ዝዓይነቱ ዘረባ:: ኳኽ ጸሊም ዑፍ ወይ ጭሩ እዩ ኩሉ ጊዜ ከአ ጸሊም እዩ:: መንነት ካብ ኣቦሐጎታትና ንወርሶ እምበር ካብ ጥልያን ንወርሶ አይኮነን:: ጥልያን እዩ ንስኻትኩም ኤርትራውያን ኢኹም ዝበለና:: ጥልያን ዝበኒ መንነት አይደልን: ኤርትራ
ከም ዜግነት ግን ክቡር ዜግነት እዩ:: ንምሳሌ ሐደ ሰብ ንአሜሪካ ከይዱ ናይ ኤርትራ ዜግነቱ ደርብዩ አሜሪካ ዜግነት ክቕበል ይኽእል መንነቱ ግን ክድርቢ አይክእልን ወይ ማንም ክወሰደሉ አይክእልን ናይ አሜሪካ ዜግነቱ ግን ክሕደግ ይኽእል::
Ajoka dehan haki haki u hasot nhaki kikiyro aykilin u 1000 gize teyedegageme.
Mo tom kaleot kea neom zemesl bhir yekdu afar ms afar geliom ms sudan shu kenrikum eina kebsa hzikum teterfu kkkkkkk nkaleot tegmirom aytekelown eikum
Kuflom nnebsu eu ziwkil kanka mennet kikewun aykiln eu nishim kankana hade elka shefet eu medanagerti 30 amet bkalsi zmexe meninetey ke bjeku zekrani yebleyn nsukum kilil ekum nhna hager ena entay eu zelekum misana ayndelyekumn ena koradid end abay tgray
@@berietesfa2439 30 ዓመት ቃልሲ ነጻነት ካብ አምሐራ መግዛእቲ አምጺኡ:: አብ ሰላሳ ዓመት ዝጥረ መንነት የለን:: መንነት ትርጉሙ እንተቐይሩ ከአ እንድዒ:: ክብርን ሞገስን ከአ ንሰውአትና ንዝተቓለሱ ከአ ምስጋና::
ኩቡር ዜግነት ብ ከመይ ሕሱር እምበር እዚ ዘለናዮ ክብረት ኢዩ ማለት ዲዩ ሑሱር ስለ ዝኾነ ኢና ገዲፍናዮ ስለዚ ካብ ኤርትራዊ ዜግነት ዘሓሰረ የሎን።ካልእ ግን ናይ ሓቂ ገሊጽካዮ።
ዕድመ ማቱሳላ ይህብካ ኣምላኽ / ከፋሊ ሓውና
ትግራዋይነት ክብር መንነት😍💪💪💪💪
Tigray meninet hisur kitbel eka
@@hiwetfetanaeyu918 እሞ ሑሱር ኢካ ንባዕልካ ትፀርፍ ኣለካ እምበር ትግርኛ ናፀሓፍካስ ሕስረትዩ ክትብል
Tigrawaynet kubur meninet nay behaki💕💕💕💕💕
@@hiwetfetanaeyu918 ባርያ ብባርነት ስለ ዝመለአ ርእስካ ትግራዋይነት ከማካ ዝበለ ኣይፈልጦን ::💪
ኤርትያዉያን ኩሎም ሰተይቲ ደምና እዮም ከይንብል መሊእና ኮ ንባዓል እዚኦም ሰብ ሕልና ይእግዱና ኣለዉ🙏
King of king 👑
ወትሩ ኣብ ልብና ኢኻ ዘይሃስስስ ታሪኽ ትሰርሓልና ኣለኻ ክብርን ምስጋናንን ይግብኣካ ኣለና ወትሩ ኣብ ጎድንኻ ከፈሊ ጅግና
We love you 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱💙💙💙💙💙💙💙⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱😍💊💊💊💊💊💊⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱💙💙💙💙👑👑👑👑👑👑👑👑💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
መንነትና አዩ ክብረትና kefali hawey kab libey zftwo
ኣድነቅቲ ክፍሎም ይካኣሎ💛🔥 #like👍
👇❤💚
አድነቅቱ ደቂ ዓዱ ተጋሩ ጥራይ ኢኩም
Zegnet 🇪🇷 meninetey tigraweyti
@@landescap2262 እሞ ናይ ኢትዮጵያ ዜግነት ዘይትሐቲ ንምንታይ ናይ ኤርትራ ባንዴራ ትገብሪ? ሀጠውቅጠው አይትበሊ
ከምቲ ዘሎ ርሕቀት ደፍኦሞ
ካብ መንነቱ ዘይረሓቀ ከፋሊ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ🥰🥰
Meninet yeblkum agame tibahlu be nara agame malet meninet albo eyu
1 ሚሊዮን ክፍሎማ 🤴
Whidu
ዋውው ክፍሎም ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅለሉ መንነትና አይፈሓቅን እዩ አያታትና መስዋእቲ ናካፈሉ ዘፅነሕዎ ክብርታትና አይጠፍን ክኹላዕ እዩ በርትዕ ኩሉኩም ጭራ ባንድ በርትዑ ትግርኛ ይዓንብብ ባህልና ፣ታሪክና ይዓንብብ አኽሱም ወአዶሊስ ናትና ዘይነፃፀለ እየን አምላክ ሰላም ንክልቲኡ ህዝቢ ይምፀአልና
Welcome ኩፍሎም ሓወይ
ሕጉስ እየ ሓውኻ ሙኻነይ ❤️
ባህልና መግለጺ መንነትና ❤❤❤ ብልጽቲ ስራሕ ክብሪ ይሃብካ ከፋሊ ሓወይ ቀጽለሉ 💙💙💙💙☘️☘️☘️☘️☘️
ብሓቂ ትማል ከም ተፈጠርኩ ካብ ትማል እንዳ ቀጸሩ ❤❤❤❤❤❤❤
ደቂ ትግርኛ ሰላምኩም ይብዛሕ ክፍሎሞይ ደማ ክብረት ይሃበልና
ከፋሊ ጅግና ተባዕ ነታ ሓቂ ኩላ በርቢርካያ ናይበሓቂ!
ዘማ👌💘
ግጥሚ👌💘
ክሊብ👌💘
ኩሉ ዝወጾ ዘይብሉ! ካብ ብሉጽ ሰብ ቡሉጽ ስራሕ.
ፈጣሪ እድመን ጥዕናን የብዘሐልካ
ምሰ ሙሉእ ሰድራቤትካ 🙏🙏🙏
ካብዞም ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ብሂወትና ዘቃጽሉና ዘለው ተጋሩ ዘምሓርሓሩ ኣምላኽ የጽንዕካ ይሓልውካ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ
ዋው ክፅበያ ቃንየ እንካዕ ብሰላም መጻካ ክፍሎመይ ፅብቅ ስራሕ♥️
ዋው ክንጽበያ ዝጸናሕና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ክፍሎመይ ባዓል ጥዑም ላዛ🥰🥰🥰🥰❤❤❤👌👌👌👌👍👍👍👍💪💪💪💪
ሓፍ ዘይብል ግጥሚ💙💙
"ወዲ ምድረ ባሕሪ
ወዲ ምድረ ቡር
ደብረ ሲና ሰፈር ታሪኽ
ሳሕለይ ምድረ ናግር
ይሓ ትውልደይ
ክሳብ ጫፍ ዝቖጽር
ወዲ ባሕሪ ነገስታት'የ
ንሓቂ ዝምስክር።"
ሰረት ስልጣኔ እወ ካብ ጥንቲ
እንሆ ኣሰር ቆሓይቶ፡በለው ከለው ሓወልቲ፡
እንሆ ምስክር ኣዶሊስና ርስቲ
እንሆ ህያው ምስክር፡ናይ ኣክሱመይ ሓወልቲ፡
እልፊ ገዳማት ምስ መጽሓፍቲ
ሎጎ ሳርዳ ዝዓደይ ፊደላት ፈጠርቲ።💙
።👌✊
TEGRAWAY eko ab 7 Testi Tehaxibu Zeyxeri Terr illu BAHRI Zemene Chele Hebreteseb Kelele AXEBO eyu.
ደሓን ኣሪመያ ኣለኩ ምድረ መሃዝቲ ብጀካ ፈጣሪ ክፈጥር ዝክእል የለን
ንነገራት ሰብ ክፍጦሮም ይኽእል ዩ
ከምዚ ኸማይ ብትጽቢት ተቖሊኻ ዝጸናሕካ 👍
qluw beli gele yqlewki togar wiegn
@@merihgebreslase7595😂😂😂😂😂