Wow! What a touching song is this for God Sake? If this song can't uprising people of Eritrea, then what miraculous song would uprising them? I, as Tigrayan, I overwhelmingly stand Solidarity with the real justice seekers Eritreans around the world in general and with Birgade Nihamedu Movement in specific, Birgade Nihamedu Yiwet 💪💪💪.
ፋኒ ተባዓ ጂግና 💙
ቡሉፅ ስራሓ ኣደናቂትካ❤️💛
ደለይቲ ፍቲሒ ኣሕዋትና ኣጆኹም💙💙
💙💙💙ብርግጽ ንህሉው ቃልሲ መንእሰያት ኤርትራ -ብርጌድ ንሓመዱ ዝውክል ትሕዝቶ። ፍናን ብሉጽ ስራሕ!!! ❤❤
ግጥሚ ዓይነታ ምሕረትኣብ ብሉጽ ከም ወትሩ! ኣበርክቶኻ ክርእይ ብጣዕሚ ደስ ይብል፣ ኣይትጥፍኣና ክቡር ተቓላሳይ 💙💙💙
ዓይነታ ግን ኣበይ ጠፊኡ ግጥሙ ደስ ክብለኒ
ፋኒ ቡሉፅ ባዓል ሙሉእ ሕልና ለባም መስትዋዓሊ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ኣብ ልዕልኻ ዓብይ ኽብሪ ኣለና ተጋሩ ይሕዋትካ❤❤ ጭራዉያን ስብ ሕልና❤❤
ጩራውያነ ናይ ፀላም እዋን ኣሕዋተይ❤
ፍናነይ ብሉፅ💙❤ጭራውያን ንዓኹም ዝኾን መግለፂ የብለይን ኹሉ ግዜ ድምፂ ውፁዕ😢ኣጆኹም ሓቂ ዝሓዘ ይዕወት✊🤩👏ሓፍትኹም እየ ኻብ ጉሎምኻዳ ትግራይ❤️💛🎉
ክብሪ ይሃብኪ ምቅርቲ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤
ዕምሪ ጸላእትና የሕጺሩ ኣብ ንፈትዋ ሃገርና ክንምለስ ኣምላክ ይሓግዘና
ዌልካም🖖💙 ጩራውያን ኣርማ ፍትሒ
ፋኒ ከም ወትሩ ብልጽቲ ስራሕ 💙
ይበል ቡሉፅ ስራሕ 💙💙💙
ጣዕሚ ድምጽኻ እኮ ብፍጹም ዝገርመኒ ካናሪ ድምጺ፡ ምስ ጅግንነት & ሕልናኻ ከኣ እሞ ነዳርግቲ ኣልቦ❤❤
ዊልካም ፍትሓዊያን ፋኒ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ።❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ በሃሊ እዩ ጀጋኑ አጆኹም ቀፅልሉ አብጎንኹም አለና
ናይ ፀለማት ግዜ የሕዋትና ኣጀኹም 💙😊ዓወት ንመነየልኩም
ፋናንይ ሓወይ ጭራውያን ኩሉኩም ብርጊድ ናሓመዱ ናይ ፀለማት ግዘ የሕዋትና ዓወት ንመነየልኩም❤
ጩራውያን ናትና ዳይ like like shere እናገበርና ፍቅርና ንግለፀሎም አታ ፉኒ ጅግና
ፋኒ ጽቡቅ ስራሕ ቀጺሎ ዚሓወይ
ፋንተይ ጅግና ብሉፅ ሓወይ ፅብቅ ስራሕ 💙💙💙💙💙💙
Welcome fani jgna💙🌿
ፅቡቅ ስራሕ ፍኒ ሓወይ 💙👑
ፍኒየየ❤❤❤❤ሓፊትኻ ካብ ትግራይ ሓወይ ምቃለይ 😢😢መዓዘ ኾን ዩ ሰላመ ፊትሒ ዝኾን
ከም ወትሩ ካብ ብሉጽ በዓል ኒሕ ሕልና መትከል ብሉጽ ስራሕ ኣጆኹም ዞም ኣሕዋተይ ሕጊ ተፈጥሮ እዩ ዝጸዓረ ዝተቃለሰ ክዕወት ክንዕወት ኢና
ብሉጽ ስራሕ ፋኒ 💙💙💙
ፍናን ኮርዕዳ ፈቃር ወገነይ 🥰🥰ፀላዓይንኩም ድፍን ይበል ምቃል ጎንና ኣጀኩም በርቲዑ❤️💛🫶💙💙🇱🇧
Tesbuk serah churawyan deky hagere tgray erytrawyan yehwatey 💊💊💊💙💙💙
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ትብል እዋናዊት ደርፊ ፋኒ ኣኽሽሊ
💙💙💙💙💙💙 መዘናየ መዛናየ ውልዶ ኤርትራ ንፍትሒ ይዋደቕ ኣሎ ኣብ ስደት ኮይኑ መከራ።
ኮንቶ ወዲቕና ከምዘይንተርፍ ብግብሪ ክነርእዮም ኢና ።
Thanks fani bro
ፋኒ ጅግና ኣርማ ፍትሒ ቀሪብና ኢና ሎምስ
ነስመር ጥራይ💙💙💙
ፋኒ ጅግና ❤️👑🌿
ደቂ መለይ💪💙💙💙🌿🌿🌿
ፋኒ ጽቡቕ ስራሕ
ፋኒ ተባዕ💙🌿 ብርጌደይ ወገናትና ኣጆኩም ንስኩም ትዕወቱ💛❤
ጽቡቅ ስራሕ ፋኒ ጅግና
ኣቦ ፍትሒ በዓል መትከል እንቃዕ ናትና ኮንካ🩵🩵🌿🌿🌿🫶🫶🫶
Fani zebst gud job ድምፂ ውፅዕ ህዝቢ
ቡሉፅ ስራሕ ፍናን ጅግና💙💙🌿💊💊💊🥰🥰🥰
ፋኒ ሓወይ ፍትሒ ንውጺዕ ደቂ መለይ ጀጋኑ💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙
Fani arkey jgna ajona eske keribna alena ferkeshkesh atiwen alo💪
ብጣዕሚ ንፉዕ ብሉፅ ስራሕ !"
ወትሩ ናይ ልበይ ፋኒ💙💙
ደለይት ፍትሕ ኤርትራውያን ሰብ ሕልና ጀጋኑ ብጣዕም እና ንፈትወኩም ፈጣር ምሳኩም ይኩን ❤❤❤
ፋኒ ፋኒዋይ welcome ሓወኒ❤💪💙
ፋኒ ጅግና ቡሉጽ ሓወይ መዘናይ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ታይ ዳ ሞ ታይ ዳ ሞየ ታይ ተጸቢኩም ካብ ዚ ወለዶ😢😢😢 ኣጆና ሞ ብመልሓስኩም ባዕለ ክዛረብ ንዝበለና ባርያ መልሓሱ ከነትሕዞ ተበጊስና ኢና ፋኒየ ካኣ ከም ወትሩ ብሉጽ
ጩራ 🙏💙
ፉኒ ተባዕ ተቃላሳይ ኣጆካ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ 💙💙💙💙💯💪🏻💪🏻💪🏻
ፋኒተይ ብሉጽ ዓወትና ቀሪቡ ዩ💙💙💙💙💙💙
Fani broye tebae dimixawu so well come broye 💪💪
ፍናነይ ከም ቀደምካ ደስ ዝብል ደርፊ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ
ፋኒ ብዓል ሱሑል ሕልናን ጎሮሮን እንቓዕ ብሰላመጻእካና💙👋💙✊🏼
ደቂ ኤረይ መለይ መንእሰይ በርጊድ ንሓመዱ ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ዞባ እስራኤል ሰብ መትከል
ስርዓት ህግደፍ ካንሳር ህዝቢ ኤርትራ ከይጠፍኣ ኩሉ ግዜ ኩናት ሞት ኣይከቆርጽን እዩ ንቃሕ መንእሰይ 💙💙💙💙💙🍀🍀🍀🍀💙💙💙
fnan shkor anes kfteweni jgna keep it up nhamedu chenfer adigrat
ፍናነይ መዘና አልቦ ባዓል መትከል🥰🥰💋
ጩራዉያን ብሉጻትና ፋኒ ህርመት ልሳና
Fani anbesa nquh mensey edmen tinan yhabka fetari bro
Wow! What a touching song is this for God Sake? If this song can't uprising people of Eritrea, then what miraculous song would uprising them? I, as Tigrayan, I overwhelmingly stand Solidarity with the real justice seekers Eritreans around the world in general and with Birgade Nihamedu Movement in specific,
Birgade Nihamedu Yiwet 💪💪💪.
ብሉጽ ስራሕ ፋኒ ሓወይ💙 ኣጆና ኣሕዋተይ 💪💙🌿💙
ጽቡቅ ስራሕ ፋኒ ኣርማ BN
ፋኒ ቡሉጽ ስራሕ ምስ ቡሉጻት ሰባት
ጹቡቅ ስራሕ ፍናን ኣዳል
ንሓመዱ ደጊም ንዓዱ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ፋኒ ተባዕ ተቃላሳይ ይበል 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ፋኒ ሓወይ ኣቦ ፍትሒ ኣጆና እስከ
ፋኒ ጅግና ባዓል ጥዑም ድምፂ 💙💙💙
ኣጆኹም ዞም የሕዋተይ ጀጋኑ ዓወትኩም ክትሓፍሱ ቀሪባ እያ 💙💙💙💙💙💙
Fani ጽቡቅ ስራሕ ቀጺሎ 💫💙🌿
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ፋኒ ዓርከይ እቶም ናይ መትከል መቃልስተይ 💙💪💙💪💙💪
ፋኒ በዓል መትከል ቡሉጽ ስራሕ ወገነይ
ፋኒ ጅግና ብዓል ሙሉእ ሕልና ❤
Yehwatey marey nesnetkum yrayelkum fetari kul🙏🙏🙏💙💙💙💙💙
Fani mezenay ata jigna nkid trayy
Fani hawey ajkum kerbna ena 💙💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿
Fani hawey tebae enkae hawey konka 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💪💪💪💪💪💪💪
ዌልካም ፍናነይ ጥዑም ድምፂ ❤ ጩራውያን ዝፈትወኩም💙💙💙💙💙💙
Good job መዘናይ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ዓርከይ ❤
ብሉጽ ስራሕ ፉኒ ሓውና 💙💙
Fani shkor ❤
ፋኒ ጽቡቅ ስራሕ ጭራዊያን ሰብ ሕልናን ፍትሕን ድምጺ ውጽዓት ኮታስ ኩሉ ኢኩም❤❤❤
ብሉጽ ስራሕ ፋኒ ሓወይ 💙💙💙
ተኣምር!
ፍናነይ ሓውይ ዝፈትወካ ዘድነቀካን ወናን መሉአ ሕልና 💙 ብዓል መትከለ 💙 ብንኡስኻ ብልሕ 💙 ብሓፈሻ ጭራውያን ኩሉኹም ብረጊደ ናይ ፀልማተ ግዜ የሕዋተይ ዓወት ይመነየልኹም ወገናተይ ምቃለ ጎድነይ 💙💙💙 ሰላም ንዓኹም ብዘለኹሞ 💙💙💙🙏🙏💪💪👌💙💋💋💋💊💊🙏💙💙💙💙💙
wedi adal beal metkel ajoka xbuq srah qexleli 💙💙💙
ፋኒ ጅግና ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ 💪🏾💪🏾💙💙
💙💙💙💙🙌🏽🙌🏽🙌🏽🤩 Big respekt Chura Band🙏🏾
ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ ፋኒ ጅግና
መዘናይ💙💙💙
ቡሉጽ ስራሕ ፋኒ ሓውና ብሓፈሻ ጭራዉየን ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ ንፈትወኩም ኢና ሰብ መትከል🎉❤❤❤❤
Ajona deki Meley
Fani hakegna seb
Churawyan Fthawuyan kem lmud Blux Srah🎉🎉 Fani❤
ብጣዕሚ ፅቡቕ መልእኽቲ ዝሓዘ እዋኑ ፅገልፅ ስራሕ እዩ,
ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ።
ኣበይ ኣለኹም ፈተዉቲ ኣድነቕቲ ጩራዉያን ሃየ 👍ሼር ንግበር
fani bro kem kadamka tebetay musik 💙💙💙
Wellcome ፋኒ ጂግና ብሉጽ ከም ኩሉ ግዜ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ፍናን ኩሉ ግዜ ጅግና ❤❤❤❤❤❤
ብቑዕ ስራሕ እንቛዕ ብሰላም መጸኻ ፋኒ💙💙🤴🤴✊✊
ጀግና💙💙💙💙
ጩራዉያን ከም ወትሩ ብሉጻት ሞቶር ቃልሲ ኢኹም እሞ ኣጆኹም እስኪ ኣይትትሓለሉ
ብራቮ ቀጽለሉ ከይተቆርጽ
ፋኒ ሓወይ ብሉጽ እንቛዕ ብደሓን መጻእካ
ብልጽቲ ስራሕ ካብ ብሉጽ ሰብ 💙🫶
ጩራውያን ቀለስቲ ቃልሲ ክብሪ ንዓኹም ከኣ 🙏
ፋኒ ከምቲ ሉሙድ ጹቡቕ ስራሕ💙💪
Dhri newhi gize wellcom back bal metkil 💙💙💙 nay geden eyu Awetina 💪💪
ፋን ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ
Goo job ፋኒ በዓል መትከል ቀጽል