poem by Ayneta Mihreteab and Fnan Adal/ኣይመላዕልትኻን ብ ዓይነታ ን ፍናን ኣዳልን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 дек 2024

Комментарии • 473

  • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
    @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 3 года назад +79

    ትግራወይቲ እየ ግን ሳብክራይ ክገብር እየ ነተባባዐዮም ዋውውውው

    • @PetrosluelAsefa
      @PetrosluelAsefa 6 месяцев назад +3

      Kemaki tgrewet indyom

    • @SdSe-p8v
      @SdSe-p8v Месяц назад

      Way do😂😂😂😂

    • @Redseafish-x4u
      @Redseafish-x4u 21 день назад

      ጉዳይ ትግራውነትኪ ጥራይ ግበሪ ጉዳይ ክልልኪ 🙏🏼

  • @bereketnegash7689
    @bereketnegash7689 3 года назад +50

    ፍናንን ዓይነታንን ኩሉ ጊዜ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ምሳኩም ኣለና

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 6 месяцев назад +28

    ከም ትግራወይቲ ንዓይ ክትብል ኢካ ደምካ አፍሲስካ ኢለ አብ ልበይ ክስእለካ እየ ከምቶም ዝሓለፉ አሕዋተይ ብሰላም ዕረፍ ናትካስ ልበይኑ እዩ😭💙

  • @selelove4729
    @selelove4729 3 года назад +28

    ኣቱም ኩርዓተይ ዪበል ጥበብ ይበል ግጥሚ ቃንዛ ኤርትራን ኤርትራዊት ኣዳን ከምኡ ስደትና ክሓጽር ኩሉና ሱባኤ ንእቶ በቢንክእሎ so thank u so much guys god bless them

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow 3 года назад +118

    ጥበብ ብ ጥበባውያን እንክቕለም ✍🏾ልቢ ሰባት የድምጽ።
    ይበል ግጥሚ ጥበብ ሰለሙን ዝፈሰሶ ስራሕ ብርዕኹም ይሰስን ኣሕዋት ቀጽልዎ።

    • @ghvhn555
      @ghvhn555 3 года назад +3

      ሰልጠነ ንወዲ ሞባእ ግዳይ ዘይተቅርበልና

    • @bobamantv7709
      @bobamantv7709 3 года назад +3

      @@ghvhn555 xbuk heto 🥺

    • @merhawigerziher9321
      @merhawigerziher9321 3 года назад +1

      Eta link shere bela abti naFacebook pega bro🙏

    • @gereziher2105
      @gereziher2105 3 года назад

      Wawwww

    • @fthiabraham5754
      @fthiabraham5754 3 года назад

      tigrawai mekan gen hemamam u ne higdaf mexlae gen kebul u

  • @tesfufeshain4377
    @tesfufeshain4377 3 года назад +17

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ጀጋኑ የሕዋታይ መጻኢና ብሩህ 'ዩ!"

  • @Arsu10gunners
    @Arsu10gunners 3 года назад +55

    *ኣስተውዕል ናይ **#ዕማመይ** ትማሊ ከዳዕን መን ሊብያ ኪዱ ኢልዎም ተባሂልካ ንፍትሒ ደው ምባል ሃገርካ ኣየጽልእን እዩ ንቓሕ ኣንታ ንኡሰይ የቐንየልና ኣሕዋት **#ዓይነታ_ምስ_ፍናን** 🙏🙏🙏❤❤❤*

  • @robielmehari1612
    @robielmehari1612 3 года назад +29

    I wish i could be able to like it a million times 👌🏽.

  • @ጋልትግራይ-ቘ3ፐ
    @ጋልትግራይ-ቘ3ፐ 3 года назад +24

    ጀጋኑ ሓተይ😘ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልና🙏💊😭

    • @Fthi366
      @Fthi366 2 года назад +3

      🙏 Amen 🇪🇷❤💊

  • @robelfitwi2342
    @robelfitwi2342 2 года назад +4

    ❤❤❤🌹🌹🌹ዓይነታን ፍናንን love 😘Both of you. ግጥምታትኩም ፍጺምካ እዩ ሰሚዕካ ዘይምኖ

  • @ruiojj
    @ruiojj 6 месяцев назад +2

    ኣሕሕሕ ወዲ ወርቁ ሓውና ጎይታዋይ ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ ብዘይረብሑ ሰባት ዝረብሕ ሰብ ከሲርና ኩሉ ግዜ ኣለኻ ኣብ ልብና ጅግና ተዘካሪ ብዓል መትከል ታሪኽካ ህያው እዩ ወዲ ወርቁ ሓወይ ብዓል ሕልና😭😭😭😭

  • @Tusfai
    @Tusfai 3 месяца назад +1

    ሓቂ ነጊሮኩም እየ ኩሉም ዝጠቅሙ ኣይኮኑን ዝተቅም ብጥፍኣት ይመጽእ ኣሎ ኣምላክ ሰላም ይሃባ ንዓለም 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️

  • @Ioveumam
    @Ioveumam 7 месяцев назад +21

    ኣሕ ወዲ ወርቁ Rip ካብ ኣእሙሮኻ ዘይክወል መንእሰይ 😭😭

    • @holyland313
      @holyland313 7 месяцев назад +1

      Efffff nay behaki ajekatikum dem nebiena bejakatikum tetenkeku kulukum ahwatey

    • @HiwotKidanemariam-bu6yn
      @HiwotKidanemariam-bu6yn 6 месяцев назад

      😭😭😭😭

  • @maharenamelles1149
    @maharenamelles1149 3 года назад +39

    ክብረት ይሃበልና ብጥዑም ቃላትኩም ስሚዕትና ዝገለጽኩምልና ኩቡራት የሕዋትና ❤️💪

  • @yelenlomifkri5540
    @yelenlomifkri5540 3 года назад +34

    ናይ ዕማመይ ሳብስክራይብ ገርና ድገፍና ነርኢዮም። ❤️✌️ብሩህ ኢዩ መጻኢና።

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 3 года назад +3

    ይበል ግጥሚ ክብረት ይሃበልና ዓይነታ ኣምልኽ ብምሕረቱ ይጥምተና።

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 3 года назад +8

    ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ
    ዓይነታ ሓወይ & ፍናን ኣዳል ጅግና

  • @rodastesfay3809
    @rodastesfay3809 6 месяцев назад +3

    ወዲ ወርቁ ኣርማ ፍቕሪ ናትካ ሓወልቲ ኣብ መቐለን ኣስመራን ክትትከል እያ😭ኣሕሕሕሕሕ ንኡሰይ😭😭😭 ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ ንፈትወኩም 💊💙🌿💔😭

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 3 года назад +3

    አጆኩም መንእሰይትና ተስፋ ኤርትራና :አጆኩም እወ ሎሚ ከም ትማሊ ሕበሩ ስመሩ :እንተ ሐቢርና ዝዓግተና ሐይሊ የለን አብ ቅድመና :ተስፋአ ሙሉእ እዩ ኤረትራና : ብርዕኩም ይሰስን 🙏👍👍💪🇪🇷

  • @efremzemichael951
    @efremzemichael951 3 года назад +8

    ነቢዐ ከም ገለ ጌራትኒ እዛ ይጥሚ ከም ናይ ዕማመይ ዝተጨፍጨፈ የልን ግን ኣጆና ኣጆኹም ደቂ ኣደይ

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi429 3 года назад +3

    ኩሉ ግዜ ጽፉፍ ስራሕ ብሕልና ትከዱ ብሉጻት ምርጻት ሰባት ሓቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበሪን

  • @SemirGebre
    @SemirGebre 6 месяцев назад

    ፊኒ ቡልፅ ተባዕ መንእሰይ ባዓል ሙሉእ ሕልና ኢኻ ናይ ባሓቂ ዓወትኩም የርኤና ኣብ ልዕልኻ ዓብይ ኽብሪ ኣለኒ ሓፉትኻ ካብ ትግራይ❤❤❤

  • @smnag.5861
    @smnag.5861 Год назад

    Waaaa .... such a strong 💪 words in the poem. It is very fascinating to read 📚 and listen it. Keep it up

  • @ማሾጓልትግራይ-አ9ሐ
    @ማሾጓልትግራይ-አ9ሐ 6 месяцев назад +1

    ኣሕሕሕ ወዲ ወርቁ ካብ ዓይንካ ዘይክወል ፉጡር 😭😭😭 ከም ተጋሩ ኣብ ልብና ኣለካ ዘላኣለም ብሰላም ዕረፍ ምቁረይ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ ኢልካ ጎሂ ጥራይ

  • @habenberhe5559
    @habenberhe5559 3 года назад +11

    ጸባ ኣስቲክሙና ከም ኩሉ ግዜ፡ መቃልሕ ድምጽና ኢኩም ኣጆኩም!

  • @SM-yn4ql
    @SM-yn4ql 3 года назад +1

    Amazing poem ! Thank you brothers wish us all free Eritrean and Eritrea💗💗

  • @nabrana9551
    @nabrana9551 3 года назад +20

    መዘናይ ናይ ሕማመይ ኣለና ዶ
    ኣጆና ንሕና ኢና ናይ ለውጢ ሓይሊ !!!!

  • @fesehamelesse704
    @fesehamelesse704 3 года назад

    አንበሳ ዝጓዝም ዘሎ ዝጥዕም ድምጺ፡ ይበል ግጥሚ ኩሉ ፍጻምየታት ትዝክር ፡ የቐንየልና ዓይነታ።

  • @ghirmaytekie7069
    @ghirmaytekie7069 3 года назад +7

    ከም ኩሉ ግዜ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዓይነታ ሓውና
    እስከ ኣጆኻ እዛ ቻነል ዓብያ ኣብዛ ሕጂ እዋን ብፍላይ ብዙሕ ክትሰርሕን ክትምህርን ትኽእል ሰብ ኢኻ ሞ ኣጆኻ ብውርትል ተበራታዕዕ

  • @EMH91
    @EMH91 3 года назад +1

    Naybehaqi☝️☝️👌👌 xubuq srah abey adiu yfeltena ezi kulu sahran behrni ztefei ktfei zterefe kterf abey neru zeyhgawyan sdetenatat knbhal kelena. Hji nmen mtlal eu

  • @merhawigerziher9321
    @merhawigerziher9321 3 года назад +2

    Betami xubok getmi guys ab genukum alena ajekum berteu❤🙏

  • @titihoney5246
    @titihoney5246 3 года назад +1

    Wawwwwww nay bihaki Great gitmi ajokum kexiliwo 100%.

  • @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ

    ኦይ ዝሰምዓካ የለንን ናይ ሕማመይ ምጭፍጫፍ ኢዩ ዝፈቱ እንበር ብሊብያ ዲኖም ጠሊዖም ኤሮጳ ምስ በጽሑ ንሕና ንሱ ይቅየሩ

  • @ሓቂኣይትዛረብኣይኹንመልስ

    ናይ ብሓቂ ብቁዕ መልሲ!ኣናብስ 💯☑✅️

  • @hadishmahari8
    @hadishmahari8 3 года назад +1

    ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብርዕኩም ትሰስን !

  • @ጋልትግራይ-ሐ3ኰ
    @ጋልትግራይ-ሐ3ኰ 6 месяцев назад +2

    ክንደከ ይምልክዕ ኣብየት ግርማ ሞጎስ
    ኣእዳው ናይ ፈጣር ኣብየት የዕስ የዕስ
    ኣብት ማዑዶ ኾዩኑ እናወለ ኽምስምስ
    ኣብየት አዎ መልክዕ ምስ ቁሞና ትገርመ ኣንስ
    ስቅ ክብል እለነይረ ሓዘነይ ክፃወር 😭
    ለበይ ግን ኻውድዋሎ ናትኻ ሞት ከመይ ከም ዝፅወር😭
    ወዲ ወርቁ ሓወይ መንግስተ ሰማይ ይኽን ዕፃኻ ደይፈልጠካ ስ ልበይ ብሓዘን ምፅዋር ስእና ኣይይይይይ እፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 7 месяцев назад +4

    ወዲ ወርቁ ሓወይ ብሰላም ዕረፍ ዕሸለይ😭😭😭

  • @HKChannelHk
    @HKChannelHk 3 года назад +6

    4 ግዜ ሰሚዐያ😭 ኣሕ እዋን ንእስነትና

  • @wedieri7570
    @wedieri7570 3 года назад +1

    wellcome deqi eri
    ጽቡቅ መደብ ሃገርና ቲቭ
    ዓይነታ ዓይኒ ዉጹዓት ጠበቃ ዉጹዓት ከም ኩሉ ግዝየ ቡሉጽ ስራሕ፡ ፋኒ ብዓል ሓቂ ናይ ዕማመይ ድሙቅ ኣጂኩም ቀጽልዉ ሃየ የሕዋት ነታባብዓዮም።

  • @siku9753
    @siku9753 3 года назад +17

    ሓበን ዎሎደይ ☝️♥️💉👏👏👏

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste3793 3 года назад +2

    😭😭😭😭Aeyyy ewe!!! Eritreaawi Menesey zerekebo Seger medargti ybulun!!!! G. B. U all❤️❤️❤️❤️😘😘😘💐💐💐💐

  • @ZaydAbrha-yx6qd
    @ZaydAbrha-yx6qd 6 месяцев назад

    አፉፉፉፉ አየ ዓለም ጨካናት በሊዐምካ ጅግና ነይርካ ባዓል ቡዙሕ ራኢ ብሰላም ዕረፍ😭😭

  • @SamriHaylay-hc9wc
    @SamriHaylay-hc9wc 6 месяцев назад

    ኣሕ መሪር ቃንዛ ናትካስ ንበይኑ እዩ ጎይታዋይ ለይቲ ምስ ቀትሪ ናተረአካኒ 😭😭😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤

  • @safsaf715
    @safsaf715 6 месяцев назад +1

    ኣየኩም ዞሞሓተይ በርትዑ ብሰላም ዕረፍ ወዲ ወርቁ ሓወይ😢😢

  • @maazakiroshagosahned1450
    @maazakiroshagosahned1450 6 месяцев назад +2

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣክክክክ ይብራህ ሓወይ ዕረፍተ ነብሲ ይሃብካ ኣሕዋተይ ካኣ ኣጆኩም ኣምላክ ይሃግዝኩም

  • @WediFares-jf2cm
    @WediFares-jf2cm 7 месяцев назад +6

    ፍትሒ ነቲ ውጽዕ ህዘይ 😢😢😢😢😢😢

  • @adeyeyaalemeyy2482
    @adeyeyaalemeyy2482 3 года назад

    nay bahki memharn nay wexat ekum,, nay hmamey nekid belu akmna nhagizom nsmer nhzbi nmdhan 💯💯💯💯💯❤💖💜💙💚

  • @robeltadese4607
    @robeltadese4607 3 года назад

    Wawww bixami korey beakum jeganu deki jeganu qexlwo belekum tebat 🥰😍🤩🥰🥰🥰😍🤩

  • @rahwateame2423
    @rahwateame2423 6 месяцев назад

    Way hawey mearey bseli eye zfelteka emo ak wedi meley btaemi hazine amlak semay ab yemanu yenbrka n sdran n beatj betka amlàk semay xnat yhabom enbere 😢😢😢😢😢😢

  • @ihoy4246
    @ihoy4246 5 месяцев назад

    ካብ ንብዓትን ቃንዛን ሓሊፈ ዝገብሮ የብለይን ወርቂተይ😭😭😭💔ኣሕ ናተይ* ወርቂ😭

  • @ፍቕሪኣሕዋትChannel
    @ፍቕሪኣሕዋትChannel 6 месяцев назад +1

    አሕሕሕሕ መላምል መናእሰይና ባ ንስእኖም ኣለና😢

  • @MerihTeklay-uj8lv
    @MerihTeklay-uj8lv 5 месяцев назад +1

    ሓበን ወሎደይ🌿🌿💙💙💙💪💪✍️✍️✍️

  • @mazimazi6786
    @mazimazi6786 6 месяцев назад

    ወዲ ወርቁ ሓወይ ኣሕሕሕሕሕሕ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣይንርሰዐካንንንን😭😭😭😭😭😭

  • @ihoy4246
    @ihoy4246 6 месяцев назад

    ምእንታይ ኢልካ ብዙሕ ተቃሊስ መስዋእቲ ከፊልካ ኢኻ ሞ ሓወልቲ ሰሪሐልካ'የ ኣብ ልበይ ወርቂተይ😭💔ግን ገለ መንፈስ ኣለካነ ገር ተፈጥሮ ምኻን ከይተርፍ ስቅስቅ ኢልኪ ብኸይ ይመጸኒ ምስልኻ ርኤ ሓዘነይ ቀሳቂሰ ምስ ንብዓተይ ተቃሊሰ ይድቅስ ኣሕሕሕ ወርቂተይ😭😭

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ

    ፍናነይ ብልፅ ተባዕ መንአሰይ ብዓል ሙሉአ ሕልና ዓወትኹም የረአና ኣብ ልዕለኻ ዓብይ ኽብር ኣለን ወገነይ ሓፍትኻ ጋል ትግራይ 💋💙💙👌💋💋💋👌👌💙💙💙

  • @necheberer7793
    @necheberer7793 3 года назад

    Btaemi nfuat maharitn tenkafitn yeqenylena ❤️❤️❤️👍🏾👍🏾👍🏾

  • @Marhu777
    @Marhu777 6 месяцев назад

    እዋይ ግጥሚ ሓያል ትንተና ብጣዕሚ ፡ሓያል ገጣማይ።

  • @AZuchiKiflemariyam-fm1lg
    @AZuchiKiflemariyam-fm1lg 7 месяцев назад +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙 Egziyabhre abe Gent yenbrom ne kebure hawena .Melye tewte 💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @محليههكعو
    @محليههكعو 6 месяцев назад

    ብስላም ዕረፍ ንኡሰይ 😢💔 ወዲ ወርቁ ሓላል 😢🙏

  • @almaztadese8622
    @almaztadese8622 3 года назад +3

    አዋይ ህዝብና ኣጥፊአሞ ባ 😢💔 ናበይ ዩ ኣንፈትና ኾ ጠፊኡና ሎሙስ 😭💔

  • @teklitrussom
    @teklitrussom 3 года назад +1

    Thank you 🙏 yehwat nay lbeyyyy hibkumo ajona kea nhna ✊💪

  • @hamassien323
    @hamassien323 3 года назад

    Wawww amlak nqelemkum memelisu yeflfla.tebarekulna af hzbi ❤❤

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 6 месяцев назад

    ወዲ ወርቁ ሓወና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @robielkidanemariamr2402
    @robielkidanemariamr2402 3 года назад +2

    Abzia ftwetkum glexlom🥰👍

  • @trhastaare9193
    @trhastaare9193 6 месяцев назад +1

    Erfte nefse yhabka kubur hawey wetru ab lbna💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @MorgenwirdbesseralsHeute
    @MorgenwirdbesseralsHeute 3 года назад +2

    ብጣዕሚ ንፉዕ መግለጺ ስኢነልካ❤❤❤❤❤

  • @asmeromhabte6318
    @asmeromhabte6318 3 года назад +2

    *መሳይል ናይ መንእሰያት ኢኩም ነስኩም ጥበብ እዚ ኢዩ ኣጆና ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ወገናተይ 100%*

  • @ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ
    @ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ 3 года назад +2

    ሃየ ናይ ዕማመይ ድምጹኩም ኣስምዕ ኣለና ኣጆኩም ንበሎም ነዞም ጀጋን

  • @amugasanchez2395
    @amugasanchez2395 3 года назад +2

    Nay bhaki belux serah ❤👌

  • @FnanMulue-l1b
    @FnanMulue-l1b 3 месяца назад

    ናይ ባሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ግጥም

  • @daniel24h72
    @daniel24h72 3 года назад +4

    Great getmi guys🙏🏾🇪🇷

  • @michealalem2
    @michealalem2 3 года назад

    Www ብጣዕሚ ደስ ትብለካ ክትስምዓ መልእክቲ ሓዘል ዘለዎ

  • @ራህዋአሎድህሪፀበባ
    @ራህዋአሎድህሪፀበባ 6 месяцев назад

    አጀኩም አሕዋተይ ብሉፅ ሰብ ወሲዱ😢😢😢😢😢😢በዘይ መክንያት አይኮነን ተሰዊኡ ዝበርህ ነገር አሎ😢😢😢😢

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ

    ወድ ወርቁ ኣርማ ፍቅር ብዓል ሕልና ናትኻሰ ንበይኑ እዩ ብስንክ ኩናት ብዝሕ ርእየ አየ ዋ የሃምናይኻይ ኣይኸኻልኹይ ብድረአኽካ ቁፅር ወደነይ ብሰላም ዕረፍ ኣርሕቁ ጠማት ወገነይ 😭😭😭😭 ኸሉ ግዜ ኣብ ኹሉ ትግራዋይ አለኻ 😭😭

  • @saymstudiosenafe2158
    @saymstudiosenafe2158 3 года назад

    Aseyyyy ❤❤❤👍🏻khiskumna
    fani and ayneta xufuf srah thanks

  • @danielguesh5073
    @danielguesh5073 3 года назад

    I'm proud of you guys ajekum nhna ka abgonukum alen amlak admen tenan yahabkum ♥️❤️👨🏾‍💻

  • @hruhru3084
    @hruhru3084 6 месяцев назад

    😢😢💙ጅጋና ሓውይ ኣብ ሕቁፉ ቅዱሳን ይንብርካ 😢

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 2 года назад

    ገሊጽኩሞ ኩሉ፡ ክብረት ይሃብኩም። ዝገርም እዩ

  • @awetbeletse7025
    @awetbeletse7025 3 года назад

    Ayneta & fnan the best our poem's long live for you guy's Thank u so much
    lomi nay himamey xebah nay himamey
    counting 😘😘😘😍😍
    awel seid afka haz

  • @goitomsamuel6339
    @goitomsamuel6339 3 года назад +5

    ብጣዕሚ ነመስግነኩም ናዓና ወኪልኩም ነዚ ወይጦ መልሲ ስለ ዝሃብኩም ጥበብኩም ይሰስን ደቂ ህዝቢ

  • @brhanedesta7449
    @brhanedesta7449 3 года назад

    Nay behaki reska zenaknk gtmi jeganu xbuk srah👍

  • @ጓልትግራይ-ኀ5ጘ
    @ጓልትግራይ-ኀ5ጘ 6 месяцев назад

    ካብ ኣእሙኻ ዘይክወል ብሰላም ዕረፍ ሓወይ 😭💔

  • @habengebrihivet9526
    @habengebrihivet9526 3 года назад +2

    Hiji grm debiskumna ❤❤❤❤❤❤👍👍👍

  • @trhashadish6175
    @trhashadish6175 7 месяцев назад

    Egzabihier fitihin hakin nisu baelu haki eyu emo haki yewutsialu nezi wutsie hizbi Amlakinas emun eyu tselot kea eba nigber ni Amlak nilemina bebieminetina ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kbra5656
    @kbra5656 7 месяцев назад

    ጀጋኑ እሕዋትና ኣጆኩም❤️💛

  • @xmxmxm108
    @xmxmxm108 6 месяцев назад

    ሓወይ ብሰላም ዕረፍ 😢😢😢

  • @jonibahta4024
    @jonibahta4024 3 года назад +1

    ናይ ብሓቂ ኣለና ዶ ናይ ዓማመይ ሀየ አስከ ነሰዓቡም ኔከድ ንመረኣሽ 👍🏃‍♂️🏃✅

  • @yatanamedia7590
    @yatanamedia7590 3 года назад +2

    ጎነይ & ፍናን ቀጽልዋ ካባኩም ካልእ ኢና ንጽበ

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385 3 года назад

    ብጣሚ ሓቀኛ መግለጺ ናይዚ ኩሉ ጸገምና ዘየሕመሞምስ ሕጂ ከታሉልና ይሓስቡ ሎሚስ ኣይንታለሊን ኣወል ከልቢ ኪድ ዳኣ ምስቲ ዝብኢ እሰያስ

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n 3 года назад

    Azmad ❤lebay nay weshtay terdulay
    Ajukum. From nayemamey.

  • @معمير-ف6ث
    @معمير-ف6ث 6 месяцев назад

    ወዲ ወርቁ😭😭😭😭😭ብሰላም ዕረፍ 🙏😢😢😢 ፍናን ጅግና😍😍

  • @raheltesfay9449
    @raheltesfay9449 3 года назад +7

    ወጽዓና ከብቅዕ ዩ ኣሕዋተይ ትጉሃት ጽሩያት ከም ማይ ንግሆ 🙏

  • @okubaytesfaldet5741
    @okubaytesfaldet5741 3 года назад

    ዓይነታ ጅግና መርከብ መንእሰይ ኣጀካ ከጽሎ

  • @titihoney5246
    @titihoney5246 3 года назад

    Wawwwwwwww nay bihaki zeytimno gitmi keep going ahwatey mearey.

  • @rhastsolonon1985
    @rhastsolonon1985 3 года назад

    Niy bhqkey hawey natey 🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @kubromyemane1657
    @kubromyemane1657 3 года назад

    ናይ ብሓቂ ሓቂ ኣጀኹም

  • @osmanmohammed-de2jl
    @osmanmohammed-de2jl 6 месяцев назад

    ጀግና ዝሓወይ

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 3 года назад

    ኣሕ ኣጀኹም እስኪ ንስኩም ትቃለሱ ኣለኹም ንሕና ምብርባር ኣብናኩም እንበረይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቢሩኻተይ

  • @abesabea8881
    @abesabea8881 3 года назад

    ብጣዕሚ መሳጢ ግጥሚ ኣለኩምና ሰብ ሕልና ❤🐎🐎🐅🐅

  • @habtomkahsay6795
    @habtomkahsay6795 3 года назад

    Wwwwww,ኣብግዚኡን ስዓቱን፡በሉስከ ተባረኹ!!