Dr. Araya! It’s such a profoundly sweet and inspiring interview! The bio was amazing, and your insights were both educational and heartwarming. Thank you, Professor!
Araya takes politics as a dinner party. Politics is the art of the possible and in away is complex and unpredictable. It is not playing with numbers to talk about debit credit. Eritrean politics is more complex taking its strategic location .
Mr. Samuel, your patience is very amazing and admirable. You extended a courteous and appropriate opportunity for the Dr. to give a BRIEF introduction of himself and his background at 3:30 mins of this session. It took the Dr. 40 mins of self-adulation to respond to your kind invitation. Very embarrassing! I have heard him many times and he is obsessed with self promotion. We admire and respect his achievements and the journey that took him to where he is now. However, academic and professional achievements do not warrant the status of an astute politician. My fellow country folks associate degrees and accolades with wisdom and integrity! In this interview I discovered one thing. Doc = 1/who he thinks of himself That is Doc’s character is inversely related to how he thinks of himself!
Thank you for sharing your perspective. While opinions on presentation styles may vary, it's important to acknowledge the value of diverse experiences and the intent behind sharing one's journey. Let’s appreciate the knowledge and insights offered, even as we reflect on how they’re presented. Dr.’s wisdom will inspire many youth like me to follow his footsteps.
@ While sharing inspirational experiences are crucial in shaping the future of the youth, inconsiderate bragging and exaggerated self valuation is a liability to society. Humility is a manifestation of self transformation. Have you ever heard of someone who talks for 32 minutes to introduce himself (almost 50% of the allotted interview time)? I have heard this Dr many times under different circumstances. He is a well accomplished individual in his life pursuits. However, he is a complete failure in inspiring the youth in Eritrean politics. He needs to be emancipated from regionalism Influences and personal feud with Mr. Andeberhan.
Dr. Araya! It’s such a profoundly sweet and inspiring interview! The bio was amazing, and your insights were both educational and heartwarming. Thank you, Professor!
ጻዕዳ ሰብ ብዘይቀልዓለም ቃላቱ ልዕሊ መጽሓፍቲ ዓሞቕቲ እየን፡፡ Honest man really.
Thank you so much for your service 🙏🏿🌿💙🌿💙
Message ℹ️🕊️⚖️💙🌿🌿
ጽቡቅ ምኽሪ ዶር አርአያ
። ተስፋ ንገብር ኤርትራዉያን ልቦና ከነዕቢ። 🌿💙🌿💙👍👍👍
Dr. ኣርኣያ ደበሳይ፡ ወላ ኣይከሰብ ወገነይ ምዃንካ ጥራይ እኹል'ዩ!።
ብሓቒ ኤርትራዊ እሞኸኣ ንፍትሒ ደው ዝበሉ ኣቦ ምዃኖም ክብሪ ይግብኦም። ንሕበነሎም ከኣ።
Why you called him - he is tribal ? Btw, Tsenadegle and Erob originally are Saho.
Professor Araya Debessay, so interessant Life Story and continous your unbreakbable Motivation.
ብጣዕሚ መሃሪ መደብ:: ምስጋና ንኣቕራብን ንዕዱምን የቕርብ::
Thank you both great men❤️🙏🏾
Kubur haw ኖቦና ብሮፈሰር ኣርኣያ ዘምሳካልና ነመስገን ❤❤❤ህግደፍ ምውዳቕ ብዘይ ምድቃስ ንንቓሕ
Thank you Dr Abona for your valuable experience and advice!
Amazing life story!
Edmen Tejhinan yehabkum.
God bless you!
እድመን ጥእናን ይሃብካ professor
ሳሙኤል ብጣእሚ የቐንየልና
ኣብነታዊ ሰብ ኣምጺእካልና
he is brain !!!!
professor Araya thank you for fatherly advice❤
ነዚ ኣባታዊ ምክሪ ናይ ትምህርቲ ምክሪ ምሃብካ ብፉሉይ ነዚ ንኡስ ወለዶ እቲ ኣገዳሲ ኢዩ ዘይተማህረ እናየድሕን ዘይተወቅረ እናይጥሕን እንድዩ ሃይ እዚ ኣባታዊ ምክሪ ጎሲኩም ኣይተሕልፉዎ። ከምኡዉን ንኩሉ ነቲ ብዛዕባ ዓዱን ህዝቡን ኣንዊሑ ዝሓስብ መተባብዒ ስለ ዝኮነና ኣዚና ነመግነካ።
ኣብዛ ናይ 2025 ክንገብር ዘለና ዝበልካያ
ኣብ ዝተፈላለየ ብውድባውን ሲቭላውን ምንቅስቃስ ዘሎና ኩላትና ተጠሚርና ብሓደ ድምጺ ዝውክለና ሓደ ኣካል ፈጢርና ሓደ መንግስቲ ሕጋዊ መሪሕነት ዘሎዎ ጌርና ኣብ ዓለም ሓደ ተፈላጢ ጡርኑስ መንግስቲ ክንገብር ኣዝየ ይስማማዕ የስምረሉ'ውን
ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ብሓይሊ ዕማም ክቀዉም ናይ ገዛእ ርእሱ መራሕቲ ፈጢሩ ክጓዓዝውን ጽቡቅ፣እተን ካብ ዝተፈለለየ ሃገራት ዓድታት እቶም ዝተመርጹ ካብ ኩሉ ተጠርኒፎም'ውን ክጉስጉሱና ከማእዙኑና ይክእሉ'ውን ኢዩም። እዚውን ሓደ ካብቲ ዘዔውተና ኢዩሞ ንሕስበሉ።
ሳሙኤል ነቲ ግዜካን ነቲ ተገዲስካ ዘምጻኬልና ነያና ኣዝየ የመግነካ❤
Thank you for your statement ✊🏿☑️⚖️🕊️
Motivation ✨💪🏿💪🏿 power encourage ✊🏿☑️
ብኽቡርካ ምስ ገበታ ትምህርትን ተመክሮን ከለኻ ነዞም ብእምኒ ዝፋግኡ መንእሰያት ከተተባብዕ፡ ናይ ሓቂ ገሪሙኑ!
Bulshitttttt
ክቡር ፕሮ. አርአያ ምስጋይ ወሰን የብሉን እቲ ምኽሪ አብ ልብና የውዕሎ:: ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነ:: ሐው ሳሚኤል ተቅርቦም ሰባት ለገስቲ ምኽሪን ኪኢላታትን ብሙኻናም ናትካ ግደ ብቀሊሉ ዝርአይ አይኮነ, ምስ ዓቢ ምስጋና!
በርትዑ 🙏💙
Thanks Dehay Eritrea and thanks professor Araia Debessay for the wonderful story about your self and Eritreans.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤DR. Araya, you are an ARCHE ANGEL OF THE CENTURY, Period!!!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኹቡር አቦና ጽቡቅ ዊዕልኩም አብ መወዳታ ናብ ብርጌድ ንሐማቱ ፣ፈሲ(ፈልሲ)ቡሩህ መጻኢ ምድጋፍኩም ብጣዕሚ ገሪሙኒ ። ሰብ ቀቲሎም ገንዘብ ዘዋጹኡ ፍትሒ ንኽጉጽጹ ። ብአምኒ አቦታት አዴታት ቆልዑ ዝቀትሉ።
Sultan Ibrahim
Grow up you can have political differences views, but be honest and stand for truth.
Good detailed Analysis !😊
ኣቕራቢ፡ መደብ፡ትም፡ኢልካ፡ጦብሎቕሎቕ፡ከይበልካ፡ሓሳቡ፡ክንሰምዕ፡ብምግዳፍካ፡የሞግሰካ።ማክንያቱ፡መብዛሕት ኡ፡ግዜ፡ካብቲ፡ናይ፡ቲ፡ዕዱም፡ዘረባ፡ንነብሶም፡ሃለውለው፡ክብሉ፡ዝዓደምዋ፡ኢዩ፡ዝመስል።ናይ፡ዕዱም፡ሓሳብ፡ንጎኒ፡እናጨንጉዓካ።ከም፡ውራየይ፡ጣዓመለይ፡ትብል፡ኮማሪት፡ትርጉም፡ዘይብሉ፡ኢዩዝኸውን።
ሳሚኤል፡Thank you.
Samiel btami nfueu sk elka msmaeka znad eyu Dr azyu znaed temekro eyu! Thanks
ኣነ ዝገርመኒ ምሁራት ኢና እንዳበሉ ታርኽን ህሉው ኩነታትን ክጉዕጹጹ ምርኣይ ኣዝዩ'ዩ ዝሕዝን።
ምሁር ስለ ዝኾንኩ ሰብ ክሰምዓኒ ይኽእልዩ ኢልካ ንታ ሙሁር ትብል ቃል ሒዝካ ብኣ ክዕወትየ ኢልካ ምሕሳብ ዘምጽኦ ጠንቂ ኩነታትኩም የርእየና ኣሎ ብጀካ ክትሓምዩ'ምበር ብስነሓሳብ ክትዓብዩ ኣይረኣናኩምን ግደፉ'ባ ግደፉ ቅንዕ ኢልኩም ስርሑ ዕንክሊል ካብ ምባል ትኽ ኢልኩም ክትሰርሑ ፈትኑ።
Professor Araya eta ab Library ztehasemkuma Friday Happy Hour hiji do kingabzekum nezi felfali temekurokum kinkesbo?
ዶክተር ኣርኣያ ሓላፍነታዊ ኣቦ ኢካ ብሓቂ ፖኮቲካ ዝመስሎ ሰብ ክህሉ ይክእል'ዩ፡ብናተይ ኣረዳድኣ ንስለ ሃገርን ህዝብን ሓልዮት ዘለዎ ኣቦ የቀንየልና ❤
84 ዓመት ዝገበረ ሰብ ተስፍ ኡ ካብ ብርጌድ ንሓመዱ ኮይኑ፡ ብኻራን እምንን ዝዳራበዩ ሰባት ሲ ንህዝቢ ኤርትራ ለውጢ ከምጽእሉ ኢልካ ትጽበ? ኣነ ክሓተካ ዝደሊ ሲ፡ ንምንታይ ኩሉኹም ምሁራን ኣብ ደገ ዘለኩም ተቃወምቲ ብሓደ ዘይተጠርነፍኩም፡ ሓደ ሓሳብ ዘይብልኩም? ዶክቶር በሎ ፕሮፌሰር በሎ ብላሻት ኢኩም። ተስፋ ኤርትራ ካብ ውሽጢ ዘለዉ ደቃ፡ ሜረታን ባሕራን ዝሕልዉ ዘለዉ እዮም።
ዶ/ር ኣርኣያ ኢቲ ሽግር ምሕደራ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምዃኑ ዝተረድኣካ ኣይትመስልን።ክምኡውን ደንጎላ ዝድርብዩ ዕቡዳትን ንበዓል ፈልሲ ምድናቕካ የሕዝን። ምስብዙሕ ኣኽብሮት
ጥዕና ይሃብኩም ኣቦና ዶክተር ኣርኣያ ዘብሄረ ማዕረባ❤
Thank you, Dr Araya, for sharing your history and your wisdom I hope you will give us a book-long life and happy birthday to you.
Thank u
ለበዋ ዶክተር ኣርኣያ ደበሳይ " ሕጂውን ሃገርና ህዝብናንኣይንረስዕ " ዝበለ ስጋዕ ኣብ ዕድመ ሽምግልንኡ ኣብ ቃልሲ ዘሎ ተቃላሳይ ኣቦና ፈለጉ ሒዝና ንሓርነትን ህዝቢን ኤርትራ ብሓባር ስራሕ።
🙏🙏💫💥💜💙💫💥💜💙
good
Abona professor Araia May God bless you💙💙💙💙Bereged nehamdu ☝️
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤
❤
You’re my hero and to all Eritrean.
❤❤❤❤❤
ዚጊዲሳን ወሲኪላ Dr❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wow,brilliant.
ፕሮፈሰር ኣቦና ቅድሚ ሕጂ እውን ኣብ ሬድዮ ኤረና ዕለት 6/5/2019 ቡቑዕ መፍትሒ ሽግርና ኣቅሪቡ ኔሩ። ሎሚ ውን ጽቡቕ። ከም ዝመስለኒ ናይ ዘይምዕዋትና ቀንዲ ጸገም ክልተ ኢየን።
1 ዲፕሎማሲ
2 ብቑዕ ስለያዊ መሓውር ኢየን።
ተቓለስቲ ወይ ሰራዊት ዝኸውን መንእሰይ ኣይወሓደን እኹል ኢዩ። ኩሉ ድማ ወተሃደር ዝነበረ ኢዩ። ብዙሕ ስልጠና ኣይሓትትን።
- ነቲ መንግስቲ ኣብ ደገ ዝብል ኣቃውማ እውን ከም ካላኣይ ኣማራጺ ምሕያሉ ወሳኒ ኢዩ ዝመስለኒ።
Resah
እቲ ጋዜጤኛ ኢዩ ዝገርመኒ !?
እንታይ ኮይኑ ዝገርመካ? ጠራጢ!
ብፍላይ መደምደምታ ዘረባኻ ብዛዕባ 'ግዳይ መንእሰያት' የሔጕስኒ : የመስግነካ እውን !!
Well cpme samuel
Araya takes politics as a dinner party. Politics is the art of the possible and in away is complex and unpredictable. It is not playing with numbers to talk about debit credit. Eritrean politics is more complex taking its strategic location .
ክቡር ዶክቶር ሓው ኣርኣያ ደበሳይ ንኤርትራን ህዝባን ንምድሓን ክትሰርሕዩ ዘምሕረልካ ብሕልናኻን ብቓልካን ኣብዛ
ተሪፋትካ ዘላ
ዕድመ ታሪኽካ
ኣጸብቕ❤
ታሪኽ ሂወት ናይ ዶክ አብ ቦትኡ ከሎ ሃገር ዘጋጠማ ሽግር ብጉቡእ ዝርድኦ አይመስልን. እዚ ኩሉ ትምህርቲ ሒዚካ አብ ናይ ብርጌድ ንሐመዱ ኢልካ ምጪምላቅ አይምተገበኤን.
You are wrong,you should oppose the killer dictator
ባባ ኣርኣያ ደበሳይ ነቲ ዝሃብክምዎ ትንታኔ ብዛዕባ ሕዝቢ ኤርትራ ክብረት ይሃበለይ :
ኣብ ሚድያ መጺእኹም ንሕዝብና ከተምህሩን ከተንቁሑን እምሕፀነኩም : 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኣብ ትንሳኤ ኤርትራ ዓበይቲ ኣማኸርቲ፡ መማህራን፡ መንተራት ክኾኑ ዝግብኦም ምሁራት ኣያታትና ንኸስሮም ኣለና። ዕድል ኣይገበርናን!😢
ሳሙኤል ፡ ብዙሕ ተማሂርና
ንዓይ ምሂሮሙኒ ፕሮፈሶር ኣሰፋ ተኽለ ኣብ ኣስመራ ዩኑቨርሲቲ ብጣዕሚ ኣንበሳ ዝኾኑ ኣቦ
ዝተመህረ ዝይተማ ኤርትርዊ ራህዋን ስለምን ዝስብኽ ኣይተርክብን ኣይተፍጥረን ክስብ ሕጂ
Mr. Samuel, your patience is very amazing and admirable. You extended a courteous and appropriate opportunity for the Dr. to give a BRIEF introduction of himself and his background at 3:30 mins of this session. It took the Dr. 40 mins of self-adulation to respond to your kind invitation. Very embarrassing! I have heard him many times and he is obsessed with self promotion. We admire and respect his achievements and the journey that took him to where he is now. However, academic and professional achievements do not warrant the status of an astute politician. My fellow country folks associate degrees and accolades with wisdom and integrity!
In this interview I discovered one thing.
Doc = 1/who he thinks of himself
That is Doc’s character is inversely related to how he thinks of himself!
Thank you for sharing your perspective. While opinions on presentation styles may vary, it's important to acknowledge the value of diverse experiences and the intent behind sharing one's journey. Let’s appreciate the knowledge and insights offered, even as we reflect on how they’re presented. Dr.’s wisdom will inspire many youth like me to follow his footsteps.
@
While sharing inspirational experiences are crucial in shaping the future of the youth, inconsiderate bragging and exaggerated self valuation is a liability to society. Humility is a manifestation of self transformation. Have you ever heard of someone who talks for 32 minutes to introduce himself (almost 50% of the allotted interview time)? I have heard this Dr many times under different circumstances. He is a well accomplished individual in his life pursuits. However, he is a complete failure in inspiring the youth in Eritrean politics. He needs to be emancipated from regionalism Influences and personal feud with Mr. Andeberhan.
ኣዝዩ ዝነኣድ መደብ። ዶር ኣርኣያ ደብሳይ ውፉይ ሃግራዊ (States man)እዩ። ላዛ ዘለዎ ደስ ዝብል ተራኺ (ነዚ ኣገዳሲ አስተምህሮ) ብከነዋግዓኩም ዝዓይነቱ እቃቀራርባ ብዝኾነ ኣገባብ ስልዘቕረቦ ምስጋና ይግቡኦ። ዳሃይ ኤርትራ የቐንየልና።
ስለምን ታይ ግን እዚ ሚድያ ከምተንካልኦት "Thanks" ዝብል ናይ ምውፋይ ዕድል ዘይህብ?
A very nice story.
Zigerim history wowow
ዶክተር ኣርኣያ ስለቲ ፍቕሪን ስድራቤትን ሓላፍነት ወላዲን ከምኡ እውን ኩሎም መዛኑኹም ዝሓለፍኹም ናይ ትምህርቲ ድሌትትን ዕውት ዝኾነ ጻዕሪ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ዝነበሮ ተራን ዝሓለፎ ብድሆታትን ምግላጽኩም ዝምስገን ኢዩ ኣሰርኩም ተኸቲሉ ዝዕወት ዘሎ ኤርትራዊ ብዙሕ ከምዘሎ ዘንጊዕኩም ፡ ኤርትራ ሃገርና ነቲ ብቐጻሊ ከየቛረጸ ዝገጥማ ዘሎ ብድሆታት፡ ሃገር ኣምጺኣ ፡ኣውሒሳ ፡ካብ ከባቢኣ በይና ደሴት ሰላም ኰይና ትርኣየሉ ዘላ እዋን ክትትንክፍዎ ዘይምድላይኩም ስር ኢልኩም ንዝሃብክሞ መግለጺ ንቐጻሊ ክትዛረብዎ እትደል ኣብሪህዎ ኢዩ። ብሳላ እቲ ፈቃር ኤርትራዊ ሕብረተሰብናን ኣተዓባብያ ስድራቤታትናን ዝረኸብክሞ ገዚፍ ፍልጠት ብጣዕሚ እንየት ። አኽብረኩም ድማ። ግን ዝምጥነኩም ትምህርቲ ክትዛረቡ ይግብኣኩም ። ከምቲ ዝበልክሞ ሓገዝ ኣመሪካ ንኽትሓቱ ተመዚዝኩም ዘይምስማርኩም የሕዚንኩም ብርግጽ እንተኾይኑ ሓዘንኩም ስለምታይ ከምዘይ ተጠርነፍኩም ኣይጠፍኣኩምን፡ ካብ ኮራኩር ተዕብዩ ነቶም ምሳኹም ዝምሃሩ ዝነበሩ እሞ ዝጸብልክሞም ኰይኑ ዝስምዓኩም ዘሎ ቀሪብኩም ብሃጓፍኩም ተናሲሕኩም ኣምላኽ ክሳብ ዝጽውዓኩም ነቶም ባርያ ህዝቦም ኰይኖም ዝሰርሑ ዘለው ኣርካናትና ህግደፍ ምሰሉ ። ዘይትኸውን ኣይትኸውንን ኢያ።
ህዝቢ ኤርትራ’ኮ ካብ ብደገ ዝመጾ ብዶሆታት ካብ ሓሳድ ኢሰያስ ዝመርሖ ጉጅለ ህግደፍ ዝመጾን ዝወርዶን ዘሎ ኣደራዕን ብድሆን ይኸብድን ይመርርን። ነዚ ኣይትፈልጦን ኢኻ ኢለ ኣይሓስብን። ምስ ኣኽብሮት።
Nezi barya megzaeti znafk dika kndzi wedesa lahajay kem nay adigratn endrtan sleznebere eziom eritrawyan zblu yinstuluni neyrom eko eluka guhaf haileslassie zmaharon bwlku stieru zteaweten sebay eyu kemzi tkuhlo zeleka aykonetn aykonnen hassot aytekmn guhaf sdetena
Kkkk fan
ኣንታ ክንደይ ይጥዕም ዛንታ እዩ እዚ!!! ሳሚኤል ብዛዕባ ድሕረ ባይትኡ ምሕታትካ ጽቡቕ ኢኻ ጌርካ፡ ኣብ ዊኪፔድያ ዘይርከብ ሕክያ... ወለዶና እዚ ዓይነት ጽምኢ ናይ ትምህርትን ትብዓትን ክህልዎ ኢማ ንምነ
Edmen tienan yhabka, ayana.
ይሕሱ ኣሎ እዚ ሰብኣይ ብውሕዱ ማትሪክ ዝተዓወተ ኣብ ውትህድና ኣይኮነን ዝኸይድ ብሞይኡ ዩ ዝምደብ። ክነዕሪ እንተኮይኑ ዝድለ ሓቅታት ክንዛረብ ይግባእ።
Donkoro muhur
ክቡር ዶክቶር ሓው ኣርኣያ ደበሳይ ንኤርትራን ሕዝባን ንኽትሰርሕ እዩ
ዘምሕረልካ ክሳብ ተሪፉካ
ዘሎ ዕድመ ❤
ሐፋሽ አበይ ከተእትዎ????
ክሳብ ክንድዚ ውልቃዊ ሓቤረታን ንሰማዒ እንታይ የድልየና !
ዘገደደካ ሰብ የለን አጥፍአያ ሀላው።
ዘይቲፈሪ አርሕዳ ትሽዓተ ትብኮር
Denakur arogants
Tesfa
ዛ ሰብኣይ ሃለውሎው ጽውጽዋይ ኣብዚሓ።
ስቕ በል ጡልቁይ።
Hatew ketew
እዚኦም ሕጂ ኣብ ስደት ይኹን ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ምስ ስርዓት ህግደፍ ዝዳናገጹ ትማሊ’ውን ምስ ስርዓት ኢትዮጵያ ዝነበሩ ጽባሕ’ውን ግልብጥ ክብሉ ዘየጸግሞም ሰብ ክፉእ ኣመልዮም።
ንጸገምካ ባዕልኻ ፈውሶ ሐሳድ ፍጥረት።
ተገልበጥ ከዳዕ ደንቆሮ ፣
ደ/ር አርኣያ ንስኻ ተበላጲ ኢኻ ሰብ ንሜዳ ከትቃለስ ከትከይድ ከላ ንስኻ ከኣ ንእሜርካ ሕጂ ዘይጽ ዓርካ ከትመርሕ ኣይትጸበ ።
😮
ኢሰይስ ከ ?
❤❤❤
❤❤❤