Yes Dr. Well articulated speech. They have exposed themselves. It's good we know now who is who for and againsit the change badly needed by our people. They want Eritreanization of Tigray.
Last 6 years I've been watching news I was hoping to get resolution worried about my people now it's getting worse I tried to stop watching the news I cannot help I have so much stress about my people displacing my mother and own house in Western tigray amhara leaving it💔💔
You competing parties organize the people and conduct a series of demonstration and concerted actions closing of schools, public markets, movement of transport system except Ambulances. Residents of Mekelle should surround residentials of the Generals and few politician gangs deny their movement. Reach to TDF fighters , their families inform what is going on by these groups and let them stand with you. Interim administration should also control the budgets money movement of the gangs and Juntas from one vicinity. Tell TDF fighters to evacuate the camps and join the struggle.
Dr Dejen, It is not clear where you stand. You seem to condemn both sides. Though it is commendable that you have pointed that the failures of the Provisional Government, you have not put forward how to get rid of the incompetent and irresponsible government the objective of which is to be in power indefinitely and work with the enemy. Your condemnation of the quislings and traitors, the provisional government, that have neglected the agony of the IDP’s is not strong enough. You seem to have some ulterior motives. It seems you are no better than the quislings and traitors. You are so good at making accusations without providing any shred of evidence. You will not succeed. TDF and the people of Tigray shall prevail.
ጀጋኒ!!! ፅቡቅ መግለፂ ሒብኩም
No more war in Tigray!!!
ግርም ጀጋኑ ኣህዋትና ❤️💛
ትክክል ታዋና መግለጺ ስልጣን ንበዓል ደብረ ዕንክሊል ( ደብረ ጽዮን) ምሽግጋር እዩ ዋና ዓላመኦም
ከምዚኦም ደናቁር ሪኤ ኣይ ፈልጥን ንሻዓብያ ኣሚኖም ምንግስቶም ዘፍርሱ ዳሓር ከ ህዝቢ ንምጽናት ናብ ኪናት ምእታው ዲዩ ብዝኻነ ግን ውድባት ትግራይ ካልእ ትቓለሱ ዘሎኩም ህዝቡኩም ኣርዱኡ ኣጆኩም በርትዑ
ዓቅሚ አልባ ኢኹም ከምዙይልኩም ክትዛለፋን ኽትፃረፋን ዘክአለኹም ሳላ ሰራዊት ትግራይን ህወሓትን.ዩ ህወሓት ብህዝብ ዝተመረፀ ተዳራዳሪ ውዕል ፕሪቶርያ 50+1ወበር ዘለዎ ሕጋዊ.ዩ።ኪዱ ተደመሩ ምስ ፒፒ ሓሰውቲ ንትግራይ ክንድፍረጣፍ ረብሓ የብልኩምን ጓሓፋት ኢኹም ናብ ትበፅሕዎ ድማ የብልኩምን ቀለም ዝቆፀርኹም ናይ ፓለቲካ ደናቁር ኢኹም።
TDF ዝወሰዶ ስጉምቲ ወቅታዊና ትግራይ ንምድሓን ዝወሰዶ እርምጃ እዩ ትግራይ ንምፍራስ ዝፅዕር ዕረ ክጥዕሞ ይኽእል ዓጀውጀው አይትበል
ትኽክል❤❤
ኣቤት ኣገላልፃ ግልፅ ገይሩኩሙልና ኩሉ፡ ካብዞም ሌያቡ ንጠንቀቅ ኣጆኩም ኣለና ምሳኩም ኩናት ይኮኖ
ይበል ውናት
ጀጋኑ ተስፋ ትግራይ ኢኹም ፣ ሞት ንሕወሓትን ሓሻክር ሕወሓት ጀነራልትን
Powerful Speech! Doc, keep it up! Likeable energy!
ገጽኩም ትከወል ውላድካ ንከምዚ ትዛረቦ ዘለኻ አይተሰወአን አታ ጓሓፍ ሰራዊት ትግራይ ዓይኒ ብሌን ትግራይ እዩ ። TDF ዓቅሊ ገደብ አለዎ እሞ ከምዚ ዓይነት ንሰራዊትና ዝደፍርን ዘዋርድን ጉቡእ መቅፃዕቲ ክዋሃቦ ይግባእ ።ሓሳዊ ረሳሕ
Yes Dr. Well articulated speech. They have exposed themselves. It's good we know now who is who for and againsit the change badly needed by our people. They want Eritreanization of Tigray.
It’s historical declaration, keep it up, some day sooner or later everyone will learn from mistakes, unfortunately the hard way!!!
💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
ህወሓት ናይ ትግራይን ተጋሩን ውድብ አይኮነን። እዚ መሪር ሓቂ ምቕባል ፍርቂ ናይቲ ሽግር መፍትሒ እዩ።
አታ ድዋዕልኻ ትዛረቦ ትፈልጥ አይመስለንይ
Ayo seb mesen ekum ketehaberu bejakum hezibena auetedanahirewa haki tezarebu enetay ketekonu ekum tedelyu mehefeti 😭😭😭💔💔💔
ህዝብ ትግራይ ሃገር እዩ ዝደሊ መሬቱ ክምለስ ይደሊ እዚኣ ዝገበረ መንግስቲ ይኩን ዘረባ ኩሉ በብተራ ማይክ ሒዙ ስለዝተዛረበ ልመፅእ ለውጢ የለን
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ትክክል ዶክተር ኣቦወንበር ነጻነት ትግራይ
Azokum knetfeom ena💪💪💪💪
ዕደመልክዕ ብዘይ ምቁዋም ካልእ ተግባር ዘይብሎም ሰባትን ውድባትን:: ስለዚ እንታይ ይገበር? ኣማራ መፍትሒ ኣምፅኡ::
Hasewti nska negadi eka
ፈሽካል
ትክክል እዩ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ለውጽእዎ ህዝቢ ትግራይ ልብ ኻልኣይ ጆኖሳይድ ለአቲ እርሰበርስና ከባልዑና ልበዓል ኣምባገነናት ጉጅለ ደብረ ጽዮን ( ደብረ ሰይጣን) 100% ልድግፉ ደናቑር መገልገልቲ ህወሓት እዮም
ችላ መሀይም
ሃለውለው
ናይ ወንበር ተስፈኛታት ሓመድ ብልዑ ፀረ ህዝቢ ነቲ ወድኻ መነገዲ ጌርካዮ
Ezi kulu chigr kfter abey ነይሮም አዮም
ክልተ ዓመት ብመግለፂ እሞ ታይ ይግበሩ ?
Last 6 years I've been watching news I was hoping to get resolution worried about my people now it's getting worse I tried to stop watching the news I cannot help I have so much stress about my people displacing my mother and own house in Western tigray amhara leaving it💔💔
ማን እዩ ናብ ኲናት ዝኣቱ መንስከ እዩ ናብ ኲናት ዘእቱ ዘሎ? ጉባኤ ዝገበረ ህወሓት ኢና ንፈልጥ ስለዝበሉ ? እስኪ ዝቐረባ በቢሓደ ኣቕሪብኩም ሓማቕን ፅቡቕን ሳዕብየኤን ኣቕርቡልና እሞ ክንሰምዓኩም? እምበር ብድፍኑ ናብ ኲናት ዘእትወና እዩ እናበልኩ ህዝቢ ክጃጁ ፡ፀላእትና እውን እዚአን እናመዝመዙ ልቢልቢ ክስመዖም ኢኹም ትገብሩ ዘልኹም።
እዚይ እዩ እቲይ ሓቂ
እቲይ ክኸውን ዝነበሮ ካብ ኩሉ ዝተወከለ ምክሪቤት እዩ ክምሰረት ዝነበሮ ።
ኣብኡ ፅቐጡ...ሲፎክሩ ኒኩለር የታጠቁ ነበር.. ተባሂሎም ክንደይ ዝተባጨወሎም ኣብ ጥራሕ ኢዶም እናፈከሩ ህዝቢ ዘወድኡ እዮም። ሳላ ህዝቢ ድሒኖም እምበር ህዝቢ ከድሕኑ ኣይኽእሉን።
እስቲ ካብ ፀርፍን ፀለመን ወፂዅም ሓሳብኩም ንገሩር ::
I feed bad , ዬሴፍ እዙ ጀግና ምሰሊ ዓዶም ባንዳ ከፍ ኢሉ ክሪኦ አይምጥኖን. ጆሲ ተፈለ ካብዞም ባናድ ከባላሹዉኻ እዬም ብኣኻ እምነትአለኒ 😳
ስርዓት ኢሰያስ ካብ ኤርትራ ከይጠፈኤ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣይቐስንን እዩ ። ስለዚ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኹነት ስርዓት ኢሰያስ ክጠፍእ ኣለዎ ። ንሕውሓት ካብ ኣዲስ ዘውረደ ምስ ኣምሓራን ኦሮሞን ሓቢሩ ስርዓት ኢሰያስ እዩ ። ምስ ኣብዪ ሓቢሩ ጆኖሳይድ ዝፈጸመ ን ኣብዪ ጆነሳይድ ክፍጽም ዝደፈኤ ስርዓት ኢሰያስ ሎሚ ከኣ ንትግራይ ኣብ ክልተ ክመቕላ ይጽዕር ኣሎ ፡ ስለዚ ህዝቢ ትግራይን መራሕቲ ትግራይን ኩሉ ሓይሉ ኣሰሊፉ ናብ ኢሰያስ ክኸውን ኣለዎ ቀዳምነቱ ኢሰያስ ከሎ ህዝቢ ትግራይ ቐሲኑ ኣይድቅስን እዩ ። ተጋሩ ኣሕዋትና ካብ መጀምርያ ክሳብ ሎሚ ምንጪ ሽግርኩም ኢሰያስ ካብ ኤርትራ ንምእላይ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኮንኩም ንኢሰያስ ምጉሓፍ ተሰለፉ ተዘይ ኮይኑ ፡ ኢሰያስ ንትግራይ ካብ ኤርትራ ንላዕሊ ከፍርሳ እዩ ።
ኣይይይይይ ተጋሩ። አንታይ ዳኣ ጻሕጺሕኩም። ናይ ትፕልፍ ዉሳነ ቁኑዕ እዩ። ኣቢ ኣሕመድ ከጽንተኩም እዩ ዝሓስብ ዘሎ። ትምክቶ አምበር ኣብ ስሬኹም ጻሕጺሕኩም። ነጻ ትግራይ ሎሚ አቲ ዝበለጸ ግዜን ዕድልን ሕጂ እዩ። አንታይ እሞ ተጋሩ ደናቁርን ሰረቅትን ስለዝኮኑ ኣይርድኦምን እዩ።
እዚኦም ኪዳን ዘይኮኑስ ክርዳድ እዬም ? ምስ ምዕራብን ፣ ሰሜን ምዕራብን ፣ ደቡብ ራያ ዝሸጡ ዝሓብሩ ተናሓናሕቲ መሲሎም ደገፍቲ ፣ ሙሁራን እንተበልካዬም አይምሁራን ፣ መስተወዐልቲ እንተበልካዬም ላህማማት ዘይስተውዕሉ እዚኦም ብሓፈሻ ፃባ ዝረኣየ ሃመማ እዬም
51% ደሰ ዝበሎም መራሂ ምረፁ ማለት ነውሪ የቡልን
ፍሽካል
TDF ሀሸክር ሻዕብያ ዝድግፋ አይኮነን ትዛረብዎ ፋለጡ
ምግበይ ዝበሃል ቀንዲ ተሓላቓይ ፈትለወርቅን ደብረጽዮንን እዚ ክብል ደጋጊሙ ይጭርሕ ነይሩ፡ " ንብረትናን ትሕዝቶናን እንተባሓይሊ እንተ ብፍቶት ካብ ሻዕብያ ከመጸኦ ኢና"! ይብል ነይሩ ሕጂ ኸ ኣበይ'ሎ፧?
ዕሙትን ናይ ድርቀት ሓሳብ ዝገጠሞ ሽምግለ ብስርቅን ጉሕለት ጅባኡ መሊኢ ብፅጋብ ተወጥሩ ካልኣይ ስሕተት ህፅናት መንእሰይ ናብ ጦርነትን ህልቀትን ይመርሑዎ ኣለዎ!
ደም ሰትዮም ዘይፀግቡ ጠላማትን ከደዓትን እዮሞ!
ኣስተውዕል ህዝበይ; መንእሰይ ኩልኻ ካብዚ ፀንተት ባዕሊኻ ተኸላኸልን
ድሕሪ ሐዚ እዚ ጉጅለ ነትግራይ ክድሕና ዘይኮንስ ናብ ዝኸፈኤ ህልቀትን ሞትን መሊኢኻ ክትጠፍእን ዝገብር ሓይሊ እዩ!
In the cost of Tigray youths 🇪🇷🇪🇷 will be the stablest and secure state!
በደም በመንእሰይ ትግራይ ሻዕብያ ዝበሃል secure ንምግባር ዝተጠጀኤ ሻጥርን ሽርሕን እዩ!
ድርሰቱ ኣብዙይ ተፈፂሙ!
ንህዝቢ ትግራይ ብኣብይ ኣሕመድ ዒሊ ዝተፀሕፈ ትግርኛ ኣይርደኦን። ህዝቢ ትግራይ ብትግርኛ ይዛረብ ግምት ብኣምሓርኛ ይዘረብ ምርድዳእ ተሳኢኒ እኳ። ኣብ መንጎ ደቂ መንግስቱ ሃ/ማርያምን ህዝቢ ትግራይን ዝተገበረ ጦርነት መልዓሊኡ እኮ ብስርዓትን ሕግን ህዝቢ ዝኣመነሉ ምሕደራ እምበር ቢ populism(ኣደመ) ኣይንመሓደር ስለ ዝበለ እኮ እዩ ህዝቢ ትግራይ መከራ ወሪድዎ።
ሕዚ እውን እኒ ባዓ ጌታቸው, ፃድቃን.......ኣቦኳትኩም ኣብይ ኣሕመድ ዒሊ ግራኝ ዝረደአኩም እንተሃልዩ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሕቶ ንሕና ዘይሃብናኩም ስልጣን ኣይትመርሑናን እያ።
ተቋመርቲ ውድበት ተባሂሉለይ ድማ ርኡይ ናይ ስላጣን ህርፈን ስለ ዘለኩም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ክንዲ እፍኣፍ ተስፋ የብልኩምን።
Dr. Dejen I proud of you, thank you also i apricate the unity of those party's
ካብ TDF ዝዎሰኖ ዝተፈለየ ሐሳብ አቅሩቡ ድዮ ሱቅ ይበሉ ድዮ ?
ልቢ ግበር ሙሁራን ተምሃሮ ነጋዶ መራሕቲ ሃይማኖት መናእሰይ ብሓፈሻ ህዝቢ ትግራይ ልዞም ጉጅለ ጽንተት በዓል ደብረ ጽዮን ደገፍትን ኣባላትን ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ኢና በሃልቲ ናድያስፖራ ልተልኣኸ ዶላራትን ፓውንድን ልጅቦኦም ልገበሩ ሰረቕቲ ሓጺን መጺን መዓድንን እዮም
ጎሓፍ
ብሸም ለውጢ ኣብ ኣዳራሽ 4 ኮካብን 5 ኮከብን ካምሻ ( ጃኬት) እናቀያየርካ ካብ ሸዋ መኳንንትን ካብ ጻድቃን ብዝምውለልካ ገንዘብ እናተኣከብካ ኣብ ሕዝቢ ትግራይ ምእንዳር ኣብቂኡ እዩ❗️❗️ ተደለኻ ናብ ሓድሽ አበባኻ ክትከይድ ትኽእል ኢኻ❗️❗️እልፊ ተረፈፍ ደቂ ደርጊ❗️❗️ መሬት ትግራይ ናቲ ብሽሙ ዝሸቀጠሉ ገባር ትግራዎይ እንበር ❗️ ናቶም ብሸሙ ዝሽቅጡ ሓሰውቲ መሬት ኣይኾነትን❗️❗️
ሃለውለው መርገጺ ኣልቦ! እንታይ ከምትዛረብ ኣይተረደእካን ቻው ውድቃት።
ግዛታት ትግራይ ይመለስ ስለ ዝበሉ ድዩ ሰራዊት ትግራይ ።
ሃለውለው ዘብለካ ዘሎ ዓንጃል ካብ ዕጽዋን ክባን ማዓዝ ወፅዩ ህዝቢ ትግራይ ምናልባት ንስካ ኣዲስ ስለ ዝተማላለስካ ኣሪሒቆም ዛሰርካ መሲልካ ።ቃሓማ ወዲ ምልሻ ስርና ክክ😅😅
።
Halaw
What's the solution only complying is not work for tigray
This is u r ideology brother please we Ned pice in tigray
ነንሕድኩም ዘባላዓኩም ዘሎ ክፍኣት ልብኹም እዮ።
Donkoro
ኣየ ነፃነት ፅልኡኹም ምስ ሕወሓት ድዩ ወይስ ምስ ኣቢይ
ነፃ ትወፀእዎ፡ካብ መን እዩ ባዶ ባዶ
ሓሰውቲ ስልጣን እኹም፡ትደልዩ ኩልኹም ፨ሰራዊት ናይባዕሉ ውክልና ፨ሕወሓትውን ናይባዕላ ውክልና ናይ ምቅያር ስልጣን አለዋ
ኣታ ናይ፡ባዕልካ ስራሕ፡ስራሕ
ደንቆሮ ደይርደኦ ፡፡፡ኣንሕና ግን ብ tdf ውሳነ ደደደደደደ ስስስስስስ እሉና
ዘይተምሀረ ዶክተር
በጃ ሻዕብያ ኪድ
ምሰቶም ጠላማት ፅግዕተኛ ተጠየቅቲ ኢኹም ሓሰውቲ ለኹማሳት ትግራይሰ ካብ TDF ንላዕሊ ሐላያት ኾንኩም ክትዓትውዋ ይግባዕ
መሬትና ክነኽብር ኢና ምባልስ የዕግርግረኩም አሎ ተሕዝኑ
Andom, mehayim... kabtom bitsotka endo... temhar!
You competing parties organize the people and conduct a series of demonstration and concerted actions closing of schools, public markets, movement of transport system except Ambulances. Residents of Mekelle should surround residentials of the Generals and few politician gangs deny their movement. Reach to TDF fighters , their families inform what is going on by these groups and let them stand with you. Interim administration should also control the budgets money movement of the gangs and Juntas from one vicinity. Tell TDF fighters to evacuate the camps and join the struggle.
ፎሽካል አለ ወዲ ረዳ ቦጥራቃ አንተን ብሎ ዶክተር
Always confusing stand you take. which ever the wind flows!
emo eni ፋፊ ena etom 450 ጀነሳይደረ netsa zsedede gujile kem zkone dea zeytinageru.......
Haswet ekom Nay hezbkom xegam zayrdakom bandatat
What is your attraction? Didn't this guys all about Tigray ? I thought they are nationalist.
Kulu sltan zdeli zelo kserk zdeli eyu naka ke bmntay felitka eyu tgreway
ረሳህ
Dr Dejen,
It is not clear where you stand. You seem to condemn both sides. Though it is commendable that you have pointed that the failures of the Provisional Government, you have not put forward how to get rid of the incompetent and irresponsible government the objective of which is to be in power indefinitely and work with the enemy. Your condemnation of the quislings and traitors, the provisional government, that have neglected the agony of the IDP’s is not strong enough. You seem to have some ulterior motives. It seems you are no better than the quislings and traitors. You are so good at making accusations without providing any shred of evidence. You will not succeed. TDF and the people of Tigray shall prevail.
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ኣገናዕ ብሄራዊ ውድባት ከምዎትሩ!!! ህዝብን መንእሰያትን ምሳኹም ክስለፍን ሃገሩን ክብሩን ክከላኸል ኣሎዎ!!! ኣጆኹም ብኹሉ መዐቀኒ ህዝቢ ትግራይ ዘድሕንን ዘቕስንን ኢዩ ኩሉ ጻዕሩኹምን ሕልናኹምን!!!!
ATAMENIKA ESKAKAS. DK. WAI. MEHIFERI
እዚይ እዩ እቲይ ሓቂ