Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
የቀንየልና ሰለማውያን ኣያታትና ❤❤❤🎉🎉🎉
Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ዕግርግር አይትበሉ ይአክል 2ተ ዓመት ዝተሰቀናዮ።
❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪
Wered Sekaram 😭😭😭😭😭
Viva TDF ❤❤❤❤❤❤
ካበይእዯምመጺዮመዝኹላይጀነራላትፈሽኳላት
ዝተፈላለዩ ሓልታት ሰራዊት ትግራይ ዝመስረትዋ ዝብል ኣባሃላ ጌታቸው ጌጋ እዩ ተጋሩ ዝመስረትዋ ሓይሊ እዩ እዚ ሓይሊ እዚድማ ናይመኸተ ህዝብና እዩ ክትገብራ ትኽእል ሓንቲ ጥራሓ እያ ንሳ ድማ ባጀት ምዕፃው እያ ብኣኣ ኢኻ ምስ ጎይታኻ ኣብይ ክተፋራርሕን ክትግብር ትኽእልን ካብኡ ወፃኣ ስኒ የብልካን ንሕና ተጋሩ ነፃነት ንስኻ ትደልዮ ኣብ ሆቴላት ዘንብረካ ባጀት
መንእሰይ ትግራይ ሕጂ እውን ገና እዩ መሓዙትካ፣ብፆትካ፣ጎረባብትካ ዝተሰውኡ ሕሰብ ኩናት ኣየድልየካን እምቢ በል
ሐቂ እዚ እዩ ዝተጋደልካዮ ንህዝብካ እንበር ንሕውሐት አይኮነን ስማዕ መንእሰይ እዘን ሐፃውንቲ እተን ማአድን ዝሰረቁወን ከምልጡ ዝደልዩ እዮም
ዓናዝር መራሕቲ ሒዝና እምበር ሕብረት ትግራይን ኤርትራን ደኣ ኣፍሪካ ሙሉእ ይቆፃፀር
ይኣክል ብህዝቢ ዝኸለድክምዎ ይኣክል ይኣክል ብህዝቢ ምክላድ ይኣክል ንብረት ትግራይ ምጉ ህ ጋ ህ, ይኣክል ኩሉ ገበናት ዘፈትጽም ዘሎ ኣብሽም ግዝያዊ ምምሕዳር ትሓብኡ ዝርከብ ናይ ሰራዊት ብዓኦል ስልጣን ይኹን ካልእ ይኣክል ::
ሰካራም ሐሽከር
ጉጅለ ግምት ንህዝቢ ትግራይ ጠለመን ክህደት ዝፈፀመ እዩ
ታሪኽ ዓርሳ ደጊማ ልክዕ 1980ታት ማለት እዩ
Wodkachew mis Aite tadkan Scheytoma eyom
No more sekarem
ጌታቸው ይኹን አቶም ነዚ ውሳኔ ዝቃወሙ ጅአነራላት በሎም ካሎኦት ኣብክዕ ኹም ኣለኩም በሎም ከፃ ሊ ናይ ህዝቢ ፍርድ ጥራይ ተትሰበዩ በሎም ::
ምንም ጌጋ የለን ከዳዓት እዮም ተባሪሮም :: እስካዕ እትሸጡና ዶ ክጽበ ነይርዎ :: ተቀባሊነቱ ብህዝቢ እምበር ብኸዳዓት አይኮነን :: ንህዝቡ ዝወገነ ሰራዊት ::
ቻዉ፡መንገዲጨረቂ፡ይግበረልኩም።ኣብ።ቡዛሓት፡ድምፀፂኣኽብሩ።ዲሞክረያስያዊ፡ማእከላዊነትእመኑ፡ኣብዛሰዓት፡እዚኣ፡መግለፂኹም፡ዋላመሰልኩም፡እንትኾነ፡ጠረ፡ብጥረኣ፡ፀረህዝቢ/ትግራይዘይረብሕ፡ናይሓሰማ፣ጉዕዞእዩ።
ብዘይ ጌታቸው ረዳ ካሊእ ግዚያዊ መንግስቲ ክህሉ የብሉን ማለት ድዩ ድርኡኮ 100 ፐርሰንት ሓደ ሓሳብ የለን እቲ ኣብዘሓ እናፀረየ እቲ ጉላል እናተፈለየ እዪ ዝኸይድ በተለይ ጥቅመኛታት እቲ ሓቂ ከምዐረ እያትመሮም ካብናይ ህዝቢረብሓ ናይ ባዕልቶም ጥቅሚ እዮም ዘቀድሙ
Eritrea newelwhade heweat aytedegefen eya Teray selamena hahuna rehakulna😂😂😂
አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ = አደመመግለፂ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ተባሂሉ ዝወፀ ባዓል 13 ነጥቢ ብርግፅ ቁፅሪ 1 ቅድሚ ምባሎም አብ መእተዊ ሓሳቡ ዘጠቃለለ መግለፂ ሙሉእ ንሙሉእ አቋም አደመ ኮይኑ ዝስዕብ ገጀፍቲ ስሕተታት ወይ መልሲ ዝደልያ ሕቶታት ከቅርብ ይፈቱ፦1ይ-እቱ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ መግለፂ ዝሃበ ባዕሉ አበይናይ መሓዉር ወይ መን ዝፈልጦ መሓዉር ዩ? ፌደራል መንግስቲ? ውዕሊ ፕሪቶርያ2ይ-እዙ entity እዙይ ምናባዊ መሓዉር ተኪሉ ንበል ትሕቲ አመራርሓ ግምት ድዩ? ልዕሊ ግምት ድዩ? አበይ recruit ንግበሮ እርግፅ አብ መብዛሕቲኡ ልዕሊ ግምት ኮይኑ ንትግራይ ከም ደርጊ መጀመርታ ስልጣን ምስሓዘ ይመስል።3ይ-ንአይ ሓዱሽ ነገር አየምፀአን በዓል ሞንጀሪኖ ቅድም ኢሎም ዙሓይሊ እዙይ ስልጣን ከረክበና ዩ እናበሉ ከምዝፀንሑ ብዋናነት ብባዕልቶም ምክንያት ዝደከመ ግምት አይከአለንሞ እቱ ጉባኤ ዘካየደ ፍንጫል ህወሓት ብፌደራል መንግስቲኳ እውቅና ዘይተውሀቦ ንሶም እውቅና ሂቦም (ከም ናይ ሀገር ምርጫ ቦርዲ ውን ይገብሮም ዩ) ግምት ውሽጢ አቲኩም ዝደለክምዎ አባርሩ (ንጌታቸው ጀነ/ፃድቃንከ ይሓውስዶ ይኮን) ዝደለኩምዎ ስልጣን ሀቡ ይብሉ።(ብጣዕሚ ዮም ዘስሕቁ)4ይ-ውዕሊ ፕሪቶርያ DDR ይተግበር ይብሉሞ TDF በቲንካ ገዳማዊ ሓይሊ ምፅዋዕ አይከአልን ይብሉ።ውዕሊ ፕሪቶርያ ምትግባር ማለት ከመይ ድዩ ኢሉ ንዝሓቶም እንታይ ከምዝምልሱ አይፈልጥን።5ይ-ውዕሊ ፕሪቶርያ ከይትግበር ዝከአለ ተመዛበልቲ ናብ ናብሮኦም ዘይምምላስ ግዝአታዊ ሓድነትና ዘይምክባር ምክንያት ምልማስ መሪሕነት ግምት ጥራሕን ጥራሕን ከምዝኮነ ናታቶም ኢድ አእታውነትን እምቢታ ከምዘይነበሮ ከም ጲላጦስ ካብ ደሙ ንፁሓት ኢና ኢልካ ዓርስካ ንምንፃህ ዝተፈተነ ሰነድ ኮይኑ ረኪበዮ አለኩ።ጌጋ።6ይ-ዙ ስሩዕ identity ዘይብሉ ጉጅለ ፖለቲካ ትግራይ demilitarized ኮይኑ ይምልከተና ዝብላ ውድባት ብነፃነት ክንቀሳቀሳ ይፅውዕ (ክክክክ) ዙ ሓይሊ እዙይ ሓደ ሓደ ግዜ ባዕሉ ስጋ ዝለበሰ ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ይከውን ካሊእ ግዜ ቱሓሳቡ ዝወደአ ጉጅለ አደመ ይከውን ዘይመስል።7ይ ቱ informal ሰነዶም ይቅፅል ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት ዝፈታተን ከባብያውነት ይብል ባዕልቶም እቶም ተአኪቦም ዘለዉ ካብ ሓንቲ ዓልየት ወይ አከባቢ ምኳኖም አይረአዮምን።አብ መወዳእታ ህዝቢ ትግራይ ድልየቱ ሰላም ሰላም እናበልካ ትጫወቶ ግደ ግና ዘይምልከተካን መንገዲ ግጭትን ምግባር ተይኮነስ ልዕሊ እታ ሰላም ትብል ቃል መንገዳ ኩሉ ናይ ሰላም ዝኮነሉ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝጠልቦ ብጥበብ ብእውቀት አመሓዲርካ ሰላም ምምፃእ ዩ።ብሓፂሩ ዙ መግለፂ እዙይ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ብሓደ ወገን ጫፍ ብልሒዩ አክብርዎ እንትብሉ አብታ ሰነድ ንሳ ካዓ ወታደራዊ ጉጅለ አደመ ኢና ኢልካ ምእዋጅ ኮይኑ ባዕሎም አዝዮም ይቀሉ።ህዝቢ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ ንዞም አዘዝቲ ኢና ዝብሉ ዘለዉ ንስካ አዘዝቲ ከምዝገበርካዮም ፈሊጥካ ስነስርዓት ግበሩ አዘዝቲ መከርቲ ወይ ገሰጥቲ ግዝያዊ መንግስቲ ክትኮኑ ዓቅሚ ውን አይብልኩምን ስልጣንኩም ውን አይኮነን ይአክል በሎም!!!
ንስኻ ትግሪኛ ዝዛረብ ኣምሓራይ ኢኻኻ..ባንዳ ትግረዋይ እውን ኣይኮንካን.... ከርናፍ ኣድጊ....
እዞም ጥሮተኛታት ፍንጫል ሰራዊት (ባህላዊ ጀነራላት፣ ኮሌነላት፣ ወዘተ) ውዕል ፕሪቶርያ አፍሪሶምዎ አለው። ስለዙይ ህዝቢ ትግራይ ክልተ መማረፂ አለካ ሐደ እዞም ነውራማት ምውጋዝን ናብ ሕጊ ምቅራብ ወይ ድማ ንዳግማይ ክባን ዕፅዋን ምድላው።
ብዚ ሰራዊት ትግራይ ዘውጽኦ ኣዋጅ ድኣስፖራ ተጋሩ ብታዕሚ ሕጉሳት ኢና ዋላኻ ደን ጉ ኹም አንተኮንኩም, ኣብጎንኩም ኣለና ::
ቻው ደጊም ትግርኛ ዓርያ ኣላ ወዲ በሻሻ ኣበይ ትኣትው
፦ አቤት ክትሕሱ ክንደይ ትደባልቅ
ግዛዊ እና4ት ኪሎ ናይ ጭንቂ ስብሰባ ይገብሩ ኣለው
ምንም ይኹን ጌታቸው ከይነኻእኩም ኣእምኑዎ
No hope in Tigray
ውድብ ሕውሓት ካብ ናይ ሻዕብያ ምንዝርና ገና ኣይተላቐቐትን ጥራይ ዘይኮነስ ድሕሪ እዚ ኹሉ ህልቅትን ውርደትን መመሊሳ ምስ እዚ ኢ-ሰብኣዊ ዝኾነ ፍጹም ምልካውነት ዝውንን ኢሳያስ ሕግብ-ግብ ትብል ኣላ ጥራይ ዘይኮነስ ስምረት ገይራ ድማ ንዳግማይ ህልቂት ትዳሎ ኣላ። ኣንታ ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ነዛ ኣመዝራ ውድብ ሕውሓት ፎእ በላ። ኣብቲ ተዳልዎ ዘላ ሓዊ ኢድካ ከይትጽንብር ሐደራኻ!!!
ፈተኹም ፀላአኹም ነቲ ዝወረደና አዕናዊ ጦርነት ክዕወት ዝገበረ ህወሓትን መሪሒነቱን እዩ።ካብ ህወሓት ወፃኢ ዓወት ዘይሕሰብ እዩ።
ደው በል ክብለጸልካ ዝብልዎ ዘረባ ግምት እንክን ኽሽጡና ክስማሙዕልና ከለዉ ንፈልጦም ኢላ ደርሆ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ንብረቶም ከምልሱ ህዝቢ ትግራይ ክሒዶምና ብዕሸላት ደም ኣሕዋትናን ወለድናን ቁማር ተጻዊቶምልና ሽይጦምና ዝተዋሃቦም ዕማማት ክይተግበሩ ኣብ እስካይ ላይት ብዊስክን ጫትን ኣሕሊፎም ሂወምና ሕዚ ግን ህዝቢ ትግራይ ንድሕሪት ኣይብልን ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ኮይና ካብምቅላስ ንድሕሪት የለን ግምት ውረዱ ኣይተድልዩናን
ህወሐት ዘመን ዓለሙ ሓሽከር ሻዕብያ እዩ። ናይ መጨረሻ ሕልሙውን ሻዕብያ ሙኻን እዩ። ሻዕብያ ድማ ከም ህወሐት ዝንዕቆ የብሉን። ሐዚ እታ game over ብኢዱ ክፍፅማ እዩ።
አብ ርእሶም ዘሎ ጋኔን ገና ደም ሰትዮ አይፀገበን፣ ሕዝብትግራይ ይአክል በል ፣ዝጠቅሙካ አይኮኑን ፣ት ዝሰርቅዋ ዘለዉ ከይቋረፆም እምበር ሐልዮምልካ ከይመስለካ፣ካብ ሀዱሽ ትውልዲ ሐዱሽ አመራርኀ ንፅበይ
Haswi Media 😂
ግምት =ግማታም ናይ ኣቢ ኣሕመድ ሓሽከርዩ። ትግራይ መዓንደሪ ኣቢ ኣሕመድ ቀታሊ ህዝቢ ትግራይ ኣይትኾንን። ትግራይ መጋበርያ ኩናት መራሕቲ ኢትዮጽያ ኣይትኾንን። በቃ ይኣክል
ጌታቸው ረዳ ኣንታ ጉዑዙይ ግስሩጥ ልክዕኻ ዘይትፈልጥ ስዲ እኻ ።
Giziawi memhidar men eyu meritswi? Genociders?
Hizbi enaregefes aymilketenan?
አታ ደቆሮ ብህዝቢ ኤርትራ አይትፃወት መንግስቲ ኤርትራ ንደብረፄን ደጊፉ ትብል ዘለኻ ጌታቸዉ ደብረፄንን ገደለሰ ይእተዉ ድኽመትኩም ናብ ጎሬቤት ዓዲ አይተሕልፉ
ኢሰያስ ኣራሓ ስፍሓት ነጋ ኤሱ ንስፍሓት ብጥዝ ዳወገሮ ቭዶ ሕዝሉ ስለ ዘሎ ምስ ኣማረኾ ነቶም ግጅለ ናይ ስፍሓት ኩናት ወልዑ ወይ ናይ ኣቦኹም ስፍሓት ብጥዝ ዳወገርኩዎ ከለኹ ሸር ክብሎ ኢየ ኢሉ የፋራርሖም ኣሎ ንባዓል ደብርጭ😂😂😂ኤሱ ጸይቅ
hasawi shegerkom nab ertera aytemxelna efli agam kondafate😂😂😂
ዓንዛር ወዲ ረዳ
ሻዕብያ ንደብረፅዮን ደጊፋ ካብ በልኩም፡ ከማል ገልቹን ብልፅግናን ድማ ንጌታቸው ደጊፎም ኢልኩም ዳኣ ዘይነገርኩሙና? መዋዋዕቲ መናጋዕቲ ሚድያ።
ወዲ ረዳ💪💪💪
ሰካራም
ሓሽከር ኣቢ ኣሕመድ..ትግራይ መዓንደሪት ኣይኮነትይ
ወዲ ረዳ ጅግና ወዲ ህዝቢ እዩ ብኣብይ ኣሕመድ እውን ኣይፍቶም ምክንያቱ በሊሕ ስልዝኮነ ኣቱም ምልሻታት ውሳነኩም ደጊምኩም ረኣይዎ ወይ ከዓ ኣእምንዎ እምበር ኣይትኸውንን እያ
ህ.ወ.ሓ.ት. ናይ ግለ ሰባት ጉጅለ ፓርቲ ኣይኮነትን ። ንስኻን ፃርቃን ወይከዓ ይሁዳ ነን ምስ ዓብይ ኣሕመድ ኮይንኩም ዝመኸርኩሞ ናይ ሰይጣንምኽረ እዩ ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ግለ ሰባት ጉጅለ ኣይኮነትን ።
Ab gon tdf alena
Bandit media
ውልቀ ሰብ ዝጻሓፎ መንግስቲ ኤርትራ ትብል ።ቲቪ ኤርትራ ዶ መግልጺ ሂባ እያ? ተጋሩ ኩሉኩም ሓደ ኢኩም ሃውተቲ ።
መንግሥት ግልበጣ ሢሉ አዪፍሩም መቼ መንግሥት ሆኖ ሮቶ
ሓሰውቲ
ደምፂ፡ቡዛሓትይከበረ።/majoruty.rulle.vote.risepacte.s።❤❤❤
የቀንየልና ሰለማውያን ኣያታትና ❤❤❤🎉🎉🎉
Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ዕግርግር አይትበሉ ይአክል 2ተ ዓመት ዝተሰቀናዮ።
❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪
Wered Sekaram 😭😭😭😭😭
Viva TDF ❤❤❤❤❤❤
ካበይእዯምመጺዮመዝኹላይጀነራላትፈሽኳላት
ዝተፈላለዩ ሓልታት ሰራዊት ትግራይ ዝመስረትዋ ዝብል ኣባሃላ ጌታቸው ጌጋ እዩ ተጋሩ ዝመስረትዋ ሓይሊ እዩ እዚ ሓይሊ እዚድማ ናይመኸተ ህዝብና እዩ ክትገብራ ትኽእል ሓንቲ ጥራሓ እያ ንሳ ድማ ባጀት ምዕፃው እያ ብኣኣ ኢኻ ምስ ጎይታኻ ኣብይ ክተፋራርሕን ክትግብር ትኽእልን ካብኡ ወፃኣ ስኒ የብልካን ንሕና ተጋሩ ነፃነት ንስኻ ትደልዮ ኣብ ሆቴላት ዘንብረካ ባጀት
መንእሰይ ትግራይ ሕጂ እውን ገና እዩ መሓዙትካ፣ብፆትካ፣ጎረባብትካ ዝተሰውኡ ሕሰብ ኩናት ኣየድልየካን እምቢ በል
ሐቂ እዚ እዩ ዝተጋደልካዮ ንህዝብካ እንበር ንሕውሐት አይኮነን ስማዕ መንእሰይ እዘን ሐፃውንቲ እተን ማአድን ዝሰረቁወን ከምልጡ ዝደልዩ እዮም
ዓናዝር መራሕቲ ሒዝና እምበር ሕብረት ትግራይን ኤርትራን ደኣ ኣፍሪካ ሙሉእ ይቆፃፀር
ይኣክል ብህዝቢ ዝኸለድክምዎ ይኣክል ይኣክል ብህዝቢ ምክላድ ይኣክል ንብረት ትግራይ ምጉ ህ ጋ ህ, ይኣክል ኩሉ ገበናት ዘፈትጽም ዘሎ ኣብሽም ግዝያዊ ምምሕዳር ትሓብኡ ዝርከብ ናይ ሰራዊት ብዓኦል ስልጣን ይኹን ካልእ ይኣክል ::
ሰካራም ሐሽከር
ጉጅለ ግምት ንህዝቢ ትግራይ ጠለመን ክህደት ዝፈፀመ እዩ
ታሪኽ ዓርሳ ደጊማ ልክዕ 1980ታት ማለት እዩ
Wodkachew mis Aite tadkan Scheytoma eyom
No more sekarem
ጌታቸው ይኹን አቶም ነዚ ውሳኔ ዝቃወሙ ጅአነራላት በሎም ካሎኦት ኣብክዕ ኹም ኣለኩም በሎም ከፃ ሊ ናይ ህዝቢ ፍርድ ጥራይ ተትሰበዩ በሎም ::
ምንም ጌጋ የለን ከዳዓት እዮም ተባሪሮም :: እስካዕ እትሸጡና ዶ ክጽበ ነይርዎ :: ተቀባሊነቱ ብህዝቢ እምበር ብኸዳዓት አይኮነን :: ንህዝቡ ዝወገነ ሰራዊት ::
ቻዉ፡መንገዲጨረቂ፡ይግበረልኩም።ኣብ።ቡዛሓት፡ድምፀ
ፂኣኽብሩ።ዲሞክረያስያዊ፡ማእከላዊነትእመኑ፡ኣብዛሰዓት፡እዚኣ፡መግለፂኹም፡ዋላመሰልኩም፡እንትኾነ፡ጠረ፡ብጥረኣ፡ፀረህዝቢ/ትግራይዘይረብሕ፡ናይሓሰማ፣ጉዕዞእዩ።
ብዘይ ጌታቸው ረዳ ካሊእ ግዚያዊ መንግስቲ ክህሉ የብሉን ማለት ድዩ ድርኡኮ 100 ፐርሰንት ሓደ ሓሳብ የለን እቲ ኣብዘሓ እናፀረየ እቲ ጉላል እናተፈለየ እዪ ዝኸይድ በተለይ ጥቅመኛታት እቲ ሓቂ ከምዐረ እያትመሮም ካብናይ ህዝቢረብሓ ናይ ባዕልቶም ጥቅሚ እዮም ዘቀድሙ
Eritrea newelwhade heweat aytedegefen eya
Teray selamena hahuna rehakulna😂😂😂
አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ = አደመ
መግለፂ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ተባሂሉ ዝወፀ ባዓል 13 ነጥቢ ብርግፅ ቁፅሪ 1 ቅድሚ ምባሎም አብ መእተዊ ሓሳቡ ዘጠቃለለ መግለፂ ሙሉእ ንሙሉእ አቋም አደመ ኮይኑ ዝስዕብ ገጀፍቲ ስሕተታት ወይ መልሲ ዝደልያ ሕቶታት ከቅርብ ይፈቱ፦
1ይ-እቱ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ መግለፂ ዝሃበ ባዕሉ አበይናይ መሓዉር ወይ መን ዝፈልጦ መሓዉር ዩ? ፌደራል መንግስቲ? ውዕሊ ፕሪቶርያ
2ይ-እዙ entity እዙይ ምናባዊ መሓዉር ተኪሉ ንበል ትሕቲ አመራርሓ ግምት ድዩ? ልዕሊ ግምት ድዩ? አበይ recruit ንግበሮ እርግፅ አብ መብዛሕቲኡ ልዕሊ ግምት ኮይኑ ንትግራይ ከም ደርጊ መጀመርታ ስልጣን ምስሓዘ ይመስል።
3ይ-ንአይ ሓዱሽ ነገር አየምፀአን በዓል ሞንጀሪኖ ቅድም ኢሎም ዙሓይሊ እዙይ ስልጣን ከረክበና ዩ እናበሉ ከምዝፀንሑ ብዋናነት ብባዕልቶም ምክንያት ዝደከመ ግምት አይከአለንሞ እቱ ጉባኤ ዘካየደ ፍንጫል ህወሓት ብፌደራል መንግስቲኳ እውቅና ዘይተውሀቦ ንሶም እውቅና ሂቦም (ከም ናይ ሀገር ምርጫ ቦርዲ ውን ይገብሮም ዩ) ግምት ውሽጢ አቲኩም ዝደለክምዎ አባርሩ (ንጌታቸው ጀነ/ፃድቃንከ ይሓውስዶ ይኮን) ዝደለኩምዎ ስልጣን ሀቡ ይብሉ።(ብጣዕሚ ዮም ዘስሕቁ)
4ይ-ውዕሊ ፕሪቶርያ DDR ይተግበር ይብሉሞ TDF በቲንካ ገዳማዊ ሓይሊ ምፅዋዕ አይከአልን ይብሉ።ውዕሊ ፕሪቶርያ ምትግባር ማለት ከመይ ድዩ ኢሉ ንዝሓቶም እንታይ ከምዝምልሱ አይፈልጥን።
5ይ-ውዕሊ ፕሪቶርያ ከይትግበር ዝከአለ ተመዛበልቲ ናብ ናብሮኦም ዘይምምላስ ግዝአታዊ ሓድነትና ዘይምክባር ምክንያት ምልማስ መሪሕነት ግምት ጥራሕን ጥራሕን ከምዝኮነ ናታቶም ኢድ አእታውነትን እምቢታ ከምዘይነበሮ ከም ጲላጦስ ካብ ደሙ ንፁሓት ኢና ኢልካ ዓርስካ ንምንፃህ ዝተፈተነ ሰነድ ኮይኑ ረኪበዮ አለኩ።ጌጋ።
6ይ-ዙ ስሩዕ identity ዘይብሉ ጉጅለ ፖለቲካ ትግራይ demilitarized ኮይኑ ይምልከተና ዝብላ ውድባት ብነፃነት ክንቀሳቀሳ ይፅውዕ (ክክክክ) ዙ ሓይሊ እዙይ ሓደ ሓደ ግዜ ባዕሉ ስጋ ዝለበሰ ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ይከውን ካሊእ ግዜ ቱሓሳቡ ዝወደአ ጉጅለ አደመ ይከውን ዘይመስል።
7ይ ቱ informal ሰነዶም ይቅፅል ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት ዝፈታተን ከባብያውነት ይብል ባዕልቶም እቶም ተአኪቦም ዘለዉ ካብ ሓንቲ ዓልየት ወይ አከባቢ ምኳኖም አይረአዮምን።
አብ መወዳእታ ህዝቢ ትግራይ ድልየቱ ሰላም ሰላም እናበልካ ትጫወቶ ግደ ግና ዘይምልከተካን መንገዲ ግጭትን ምግባር ተይኮነስ ልዕሊ እታ ሰላም ትብል ቃል መንገዳ ኩሉ ናይ ሰላም ዝኮነሉ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝጠልቦ ብጥበብ ብእውቀት አመሓዲርካ ሰላም ምምፃእ ዩ።ብሓፂሩ ዙ መግለፂ እዙይ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ብሓደ ወገን ጫፍ ብልሒዩ አክብርዎ እንትብሉ አብታ ሰነድ ንሳ ካዓ ወታደራዊ ጉጅለ አደመ ኢና ኢልካ ምእዋጅ ኮይኑ ባዕሎም አዝዮም ይቀሉ።
ህዝቢ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ ንዞም አዘዝቲ ኢና ዝብሉ ዘለዉ ንስካ አዘዝቲ ከምዝገበርካዮም ፈሊጥካ ስነስርዓት ግበሩ አዘዝቲ መከርቲ ወይ ገሰጥቲ ግዝያዊ መንግስቲ ክትኮኑ ዓቅሚ ውን አይብልኩምን ስልጣንኩም ውን አይኮነን ይአክል በሎም!!!
ንስኻ ትግሪኛ ዝዛረብ ኣምሓራይ ኢኻኻ..ባንዳ ትግረዋይ እውን ኣይኮንካን.... ከርናፍ ኣድጊ....
እዞም ጥሮተኛታት ፍንጫል ሰራዊት (ባህላዊ ጀነራላት፣ ኮሌነላት፣ ወዘተ) ውዕል ፕሪቶርያ አፍሪሶምዎ አለው። ስለዙይ ህዝቢ ትግራይ ክልተ መማረፂ አለካ ሐደ እዞም ነውራማት ምውጋዝን ናብ ሕጊ ምቅራብ ወይ ድማ ንዳግማይ ክባን ዕፅዋን ምድላው።
ብዚ ሰራዊት ትግራይ ዘውጽኦ ኣዋጅ ድኣስፖራ ተጋሩ ብታዕሚ ሕጉሳት ኢና ዋላኻ ደን ጉ ኹም አንተኮንኩም, ኣብጎንኩም ኣለና ::
ቻው ደጊም ትግርኛ ዓርያ ኣላ ወዲ በሻሻ ኣበይ ትኣትው
እዞም ጥሮተኛታት ፍንጫል ሰራዊት (ባህላዊ ጀነራላት፣ ኮሌነላት፣ ወዘተ) ውዕል ፕሪቶርያ አፍሪሶምዎ አለው። ስለዙይ ህዝቢ ትግራይ ክልተ መማረፂ አለካ ሐደ እዞም ነውራማት ምውጋዝን ናብ ሕጊ ምቅራብ ወይ ድማ ንዳግማይ ክባን ዕፅዋን ምድላው።
፦ አቤት ክትሕሱ ክንደይ ትደባልቅ
ግዛዊ እና4ት ኪሎ ናይ ጭንቂ ስብሰባ ይገብሩ ኣለው
ምንም ይኹን ጌታቸው ከይነኻእኩም ኣእምኑዎ
No hope in Tigray
ውድብ ሕውሓት ካብ ናይ ሻዕብያ ምንዝርና ገና ኣይተላቐቐትን ጥራይ ዘይኮነስ ድሕሪ እዚ ኹሉ ህልቅትን ውርደትን መመሊሳ ምስ እዚ ኢ-ሰብኣዊ ዝኾነ ፍጹም ምልካውነት ዝውንን ኢሳያስ ሕግብ-ግብ ትብል ኣላ ጥራይ ዘይኮነስ ስምረት ገይራ ድማ ንዳግማይ ህልቂት ትዳሎ ኣላ። ኣንታ ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ነዛ ኣመዝራ ውድብ ሕውሓት ፎእ በላ። ኣብቲ ተዳልዎ ዘላ ሓዊ ኢድካ ከይትጽንብር ሐደራኻ!!!
ፈተኹም ፀላአኹም ነቲ ዝወረደና አዕናዊ ጦርነት ክዕወት ዝገበረ ህወሓትን መሪሒነቱን እዩ።ካብ ህወሓት ወፃኢ ዓወት ዘይሕሰብ እዩ።
ደው በል ክብለጸልካ ዝብልዎ ዘረባ ግምት እንክን ኽሽጡና ክስማሙዕልና ከለዉ ንፈልጦም ኢላ ደርሆ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ንብረቶም ከምልሱ ህዝቢ ትግራይ ክሒዶምና ብዕሸላት ደም ኣሕዋትናን ወለድናን ቁማር ተጻዊቶምልና ሽይጦምና ዝተዋሃቦም ዕማማት ክይተግበሩ ኣብ እስካይ ላይት ብዊስክን ጫትን ኣሕሊፎም ሂወምና ሕዚ ግን ህዝቢ ትግራይ ንድሕሪት ኣይብልን ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ኮይና ካብምቅላስ ንድሕሪት የለን ግምት ውረዱ ኣይተድልዩናን
ህወሐት ዘመን ዓለሙ ሓሽከር ሻዕብያ እዩ። ናይ መጨረሻ ሕልሙውን ሻዕብያ ሙኻን እዩ። ሻዕብያ ድማ ከም ህወሐት ዝንዕቆ የብሉን። ሐዚ እታ game over ብኢዱ ክፍፅማ እዩ።
አብ ርእሶም ዘሎ ጋኔን ገና ደም ሰትዮ አይፀገበን፣ ሕዝብትግራይ ይአክል በል ፣ዝጠቅሙካ አይኮኑን ፣ት ዝሰርቅዋ ዘለዉ ከይቋረፆም እምበር ሐልዮምልካ ከይመስለካ፣ካብ ሀዱሽ ትውልዲ ሐዱሽ አመራርኀ ንፅበይ
Haswi Media 😂
ግምት =ግማታም ናይ ኣቢ ኣሕመድ ሓሽከርዩ። ትግራይ መዓንደሪ ኣቢ ኣሕመድ ቀታሊ ህዝቢ ትግራይ ኣይትኾንን። ትግራይ መጋበርያ ኩናት መራሕቲ ኢትዮጽያ ኣይትኾንን። በቃ ይኣክል
ጌታቸው ረዳ ኣንታ ጉዑዙይ ግስሩጥ ልክዕኻ ዘይትፈልጥ ስዲ እኻ ።
Giziawi memhidar men eyu meritswi? Genociders?
Hizbi enaregefes aymilketenan?
አታ ደቆሮ ብህዝቢ ኤርትራ አይትፃወት መንግስቲ ኤርትራ ንደብረፄን ደጊፉ ትብል ዘለኻ ጌታቸዉ ደብረፄንን ገደለሰ ይእተዉ ድኽመትኩም ናብ ጎሬቤት ዓዲ አይተሕልፉ
ኢሰያስ ኣራሓ ስፍሓት ነጋ ኤሱ ንስፍሓት ብጥዝ ዳወገሮ ቭዶ ሕዝሉ ስለ ዘሎ ምስ ኣማረኾ ነቶም ግጅለ ናይ ስፍሓት ኩናት ወልዑ ወይ ናይ ኣቦኹም ስፍሓት ብጥዝ ዳወገርኩዎ ከለኹ ሸር ክብሎ ኢየ ኢሉ የፋራርሖም ኣሎ ንባዓል ደብርጭ😂😂😂ኤሱ ጸይቅ
hasawi shegerkom nab ertera aytemxelna efli agam kondafate😂😂😂
ዓንዛር ወዲ ረዳ
ሻዕብያ ንደብረፅዮን ደጊፋ ካብ በልኩም፡ ከማል ገልቹን ብልፅግናን ድማ ንጌታቸው ደጊፎም ኢልኩም ዳኣ ዘይነገርኩሙና? መዋዋዕቲ መናጋዕቲ ሚድያ።
ወዲ ረዳ💪💪💪
ሰካራም
ሓሽከር ኣቢ ኣሕመድ..
ትግራይ መዓንደሪት ኣይኮነትይ
ወዲ ረዳ ጅግና ወዲ ህዝቢ እዩ ብኣብይ ኣሕመድ እውን ኣይፍቶም ምክንያቱ በሊሕ ስልዝኮነ ኣቱም ምልሻታት ውሳነኩም ደጊምኩም ረኣይዎ ወይ ከዓ ኣእምንዎ እምበር ኣይትኸውንን እያ
ህ.ወ.ሓ.ት. ናይ ግለ ሰባት ጉጅለ ፓርቲ ኣይኮነትን ። ንስኻን ፃርቃን ወይከዓ ይሁዳ ነን ምስ ዓብይ ኣሕመድ ኮይንኩም ዝመኸርኩሞ ናይ ሰይጣን
ምኽረ እዩ ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ግለ ሰባት ጉጅለ ኣይኮነትን ።