"ዋዕላ ምድሓን ትግራይ" ብርክት ዝበለ ተሳታፊ ዝተረኸበሉ መድረኽ ብሄራውያን ውድባት ትግራይ (ናፅነት፥ ባይቶና፥ ዓረና)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 дек 2024

Комментарии • 47

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 13 часов назад +2

    ጽቡቅ መደብ ግን ዋላሓንቲ ኣይተረዳእክሞን ኣለኩም ህግደፍን ሕውሓትን ደቂ ኣንስትዮ ብምሓዝ ኢዮም ዝስዕሩና ዘለዉ ደቂ ኣንስትዮ ኣሓትና ዘይ ብሉ ዝዕወት ነገር የለን ምኽንያቱ ሕሽኹታ ሰበይቲ ካብ መድፍዕ ይብርትዕ ኣስተውዕሉ 💙🌿💙🌿💙

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 11 часов назад

    ፅብቅ መደብ ቃፅልሉ ኣብ ኩሉ ቦታተ💙💙

  • @dc8625
    @dc8625 52 минуты назад

    ዉናት 😍💙

  • @aelafyfru2513
    @aelafyfru2513 11 часов назад +1

    ወንበር ተሂቦምኳ ፀጥ ኢኳ ትብል😊

  • @XxXTWH-em2zj
    @XxXTWH-em2zj 13 часов назад +1

    ❤ዝተማዛበለ ህዝብ ናብ መረበቱ ከይተመልሰ ግዝአት ትግራይ 48% ሚታዊ ከይተመልሰ ዕጥቂ ፍትሑ ሰራዊት ይበተን ማለት ዕብዳን እዩ ባንዳነት እዩ ፃድቃንን ጌታቸውን ተከተልቶምን ብክብሮቶም ስልጣን ይልቀቁ ቤተሰቦም ምከርዎም ዳሕራይ ከይትሓዝኑ❤

  • @HADESHBERHANE-me9ox
    @HADESHBERHANE-me9ox 12 часов назад

    ዘገረም አዮ
    መንአሰይ ትግራይ ዓይኑ አንደረአይ
    በህወሓት ይጠፈኢ አሎ

  • @jontekle-c8w
    @jontekle-c8w 5 часов назад

    💙🌿💙

  • @kibreabhabte7123
    @kibreabhabte7123 14 часов назад

    ❤❤❤እተን እተምጽእኡን ሓበሬታት እንትፍተሻ ኩሉ ግዜ ሓሶት ኮይነን ተረኺበንሲ ህውሓ ት ድማ እብቅድሜኹም አዝዩ ቅዱስ እዩ!!❤❤❤

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 11 часов назад

    ሱቕ በል ምድረ ወረ በላ ተቐለብቲ ዩንዲፕ ብመንገዲ ፃይቃን😢😢😢

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 11 часов назад

    እታ ሓንቲ ሓንትቲን ተዋፀእና ዉዳቤ እዩ.ናይ ጀ/ፃድቃን ኣጀንዳ ንምፍጻም እንተኾይኑ ዋጋ የብሉን.ፃድቃን ናይ ብልጽግና ፕኣርቲ ኣባል እዩ. ንቃልሲ ዉዳቤ የድሊ ኣንቱም ዉድባትን ናብ ሓደ ተጠርነፋ.ወርቂ ዝሸይጥ ዘሎ ኣይተ ጌታቸዉ ረደን ፃድቃንን እዩም.ሓቂ ተዛረቡ.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kibreabhabte7123
    @kibreabhabte7123 14 часов назад

    አቤት መልሓስ ዶር አትንኩት ❤❤❤

  • @haftombeyene4546
    @haftombeyene4546 14 часов назад

    Thank you the young leaders of Tigray's political parties. You succeded in gathering massive audience that helps you get buyin from the public. We hope we can get rid of the current all rounded termoil.

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 15 часов назад +1

    It’s discussion it Reports

  • @werkneshbirhane8836
    @werkneshbirhane8836 14 часов назад

    ዐንዶም ብጣዕም የስግነካ ብሕንፃፅ ዝበልካዮ ሐቅ እዩ ተዝበልካየን ኩሉ ሐቅ እዩ ብጣዕም የነስግን ሐደ ወዲ ሐቲነይ ካብ ሕመራ ዝመፀ ከነ ስድራኡ አባኡ አሎ ግን ሰብ ይረግፍ አሉ እሊን ምዲያ የለን በዛኹ ንሐግዞም ድምፅ ንኹኖም ዐንዶም በይኑ ታይ ክገቢር 3 ግዜ እዩ ሐቅ ተዛርብ 1 ካብ ጎንደር ተባርሮም ብ ሶዳን ገይሮም ብሕመራ ኮመፁ ተለው 2 ድማ ብልፂግና መቀለ ተሎ ነዐለም ዘፍለጠ እዩ ሚስፀላእ ኮይኑ ዝተቃለሰ ጅግና ተባዕ 3 አሁን ዝተዛረቦ እዩ በርትዕ

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu6739 14 часов назад

    ብግዜ የለን እንተዘይ ተሰሪሑሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ምብትታን ይርከብ
    ብጣዕሚ ብዘሕዝን መንገዲ ኣብ ምፍራስ እትርከብ ጽንተታዊት ኢትዮጵያ ብሰንኪ ውሽጣዊ ሕትኹትኹ ተጋሩ ትግራይ ትብተን ኣላ እሞ ብፈላጣት ኢና ባሃልትን፣ጀነራላት ኢና ባሃልትን፣እሞ ብምዕራባውያንን ዓረባውያንን ልእኽቶ፣ውድባት ትግራይ ብብሄራዊ ክሕደት ብትሪ እንተዘይ ተቃልስኩም ብሄራውያን ተይኮንኩምስ ተላኣኣኽት ኢኹም።

  • @weldegebriealHagos
    @weldegebriealHagos 12 часов назад

    ገረጻድቕከይትብልዮ ከመቦታቱ ገረሓርያት ከይትብልዮ ከምቦታቱ ሽምከቢዱዎምበር ማኣዝሓሚሙሞይቱ ድዩዝተባህለ አዘንሽማዉያን ተቓዎምቲኢናባሃልቲ ትግራይካኣ ሽምከአቢዱወንየን ኣክንዲ ብተግባር ኣብሓሶት ዘንካባልላዘለዋ ።

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 13 часов назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 14 часов назад

    First thing first
    1,Implement the peace agreement
    2,Stop the mining totally
    3,Step down TPLF
    4,form new transitional government

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 13 часов назад

    Hiwehat zibehal jigina eskab zelo Tigiray kitebibia ititerater.

  • @EyobSelassie
    @EyobSelassie 12 часов назад

    ሐደ ነገር ክትገብሩ አይትክዕሉን with out ህወሐትን tdf

  • @XxXTWH-em2zj
    @XxXTWH-em2zj 13 часов назад

    ❤ግዝአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ብጨካናት ተወሪሩ ዕጥቂ ፍትሑ der tdf ይበተን ዝብል አካል ብልፅግና ስራሕ አፈፃሚ ባንዳ እዩ ክውቃዕ ይግቦኦ 100% ግዜ አይትሀብዎ❤

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o 10 часов назад

    The same people delivering the same thing in different platforms!

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 13 часов назад

    አሄ ሕዋሓት😢

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 14 часов назад

    ለዛሬ ቁርስ ነው ወይስ ምሳ ነው እምትዘጉት???

  • @KomuhendoSywia
    @KomuhendoSywia 2 часа назад

    መድሓን ትግራይ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ግን ተልዓል ሱርቦቆስ ወዘተ ዝብል ግን ኣንፃረ ፀላኣቲ ትግራይ ድዩስ ፀረ ህወሓት ንምታይ ግን 2+ ዓመት ሙሉእ ኣንፃር ጆኖሳደራትን መምረፂ ሓሳብን መሰረት ዝገበረ ዘይቲ ዞምቱን ዘየሕርነኩምን ኩሉ ግዜ ኣጀንጃኹም ስልጣን ንዓና ሃቡና ትብሉ መማረፂ ፖልሲ ሕዝኩም ናብ መረፃ ቅረቡ ሹዑ ወይትምረፁ ወይ ትወድቁ ካብዚይ ወፃኢ ቁርሲ ድዩ ስኽልኩም ስልጣን ሰልጣን ትቡሉ ዕሙት ፅላኣት ህወሓት ኣይፅቡቁን ካብ ምስ ህወሓት ምሕባርን ምምካርን ምስ ፒፒ ትመረፁ ምዛን ኣልቦ ሓሳብ ተቅርቡ

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 14 часов назад

    ህወሓት ዝበሃል መርዚ ክሳዕ ዘሎ ህልቂት፣መከራ፣ ውርደት፣ ፣ ስቃይ ህዝቢ ትግራይ ቀፃሊ እየ። ስለዚ እዚ ጉሓፍ ጉጅለ ኣብ ሓፂር ግዜ ህዝቢ ተሓባቡሩ ከወግዶ ኣለዎ።

  • @Jesusuislove
    @Jesusuislove 12 часов назад

    ኣነ ዝገርመኒ ዘሕዝነኒ ዘይርድኣኒ ነገር እንተሃልዩ፡ከም ሕማቕ ምሳሌ እተቕርብዋ ኤርትረያ ከምኡውን መንእሰይ ኤርትራ፡ እርእስትኹም ግን ፡ሀገር ክንከውን ኣይንኽእልን ኢና ፡ኤርትራ ግን ሃገርያ፡ምስ ኢትዮጽያ ክነብር ኣይንኽልን ኢና፡ሸጊሩና እኮ ፡እሞ እንታይ ክንሕ?

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 14 часов назад

    ኣነ'ስ ኳንኳ ትግሪኛ ዝዛረብ ተበላጽ መዳናገርን ክሪኢ ከለኹ ነብሰይ ይጸልእእእእእ.....ሰራዊት ትግራይ ይበተን ግን ትግራይ ነድሕን እንታይ ዓይነት ዕብዳን'ዩ.....

  • @grmaylemlem9951
    @grmaylemlem9951 10 часов назад

    አይ ዓምዶም ምስክናይ ሓቂ ተዛሪብካ ኮ ምስዓር ይከአል እዩ ወረ ብቻ

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 13 часов назад

    ተጋሩ በጃኹም እንዶ ገለ ንግበር ኣነ ብጣዓሚ እየ ሓሪረ ዘለኹ ንእቶ እንዶ ዓድና በሓባር ዋላ ንስንሳትና ብረታዊ ቃልሲ ነልዕል በይታ ከይሓቛፈ ውልቀ ማላኺ ህዋሓት😢

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 13 часов назад

    Kabey eka metsika hizi hateftef Etlib zeleka

  • @senaymehretab6143
    @senaymehretab6143 10 часов назад

    ዘረባ በዚሑ ኩሉ ጊዜ ጸረባ ዘረባ ትርጉም ዘይቡሉ ዘረባ አኼባ አኼባ ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ኡገብረሉ ፎእ

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 12 часов назад

    መዋፅኦ ትግራይ ሕዚ ዉን ህወሓት ዩ።

  • @getachewsioum9387
    @getachewsioum9387 14 часов назад

    Amharic

  • @hailetensae455
    @hailetensae455 14 часов назад

    Stop the mining sector that divides Tigray.
    Tigray is a wealthy state and fighting for your rights and resources responsibly!!!!!!

  • @haileberhane5604
    @haileberhane5604 10 часов назад

    Eritrea key belkum politica aytserhun

  • @haileberhane5604
    @haileberhane5604 10 часов назад

    Kkkkkk mensey zeybla kem Eritrea knkewn ena do Belka😂😂😂😂😂😂😂 ayyyy tehznu denqur

  • @HanManman-v2u
    @HanManman-v2u 14 часов назад

    Only talk, you should come up with a realistic specific solution. The young generation alone can not do anything. You should include our fathers & mothers.

  • @desnetg-medhin2742
    @desnetg-medhin2742 11 часов назад

    🙄🙄🙄🙄

  • @abrhatesfay9880
    @abrhatesfay9880 6 часов назад

    ብአኩም እያትግራይ ትፈርስ ዘላ ምክንያት ጊዝያዊ ምሕዳር ስርሑ ከይሰርሕ ዘይስርሑ ስለ ዝሰርሕ ዘሎ :: ንስኩም ድማ ስራሕካ ስራሕ ኢልኩም አይተቃወምኩምን ::ብመረፃ ሕዝቢ እምበይ ብናዕቢ ስርዓት አይቅየርን::

  • @YibrahGebreMedhin-ll8sy
    @YibrahGebreMedhin-ll8sy 11 часов назад

    ኢቲ ኣጀንዳ ፍጥርካ ምዝታይ ፅቡቅ ኾይኑ ናይ ፃድቃን ሓሳብ ነምድጋፍ ሕብረት ንፍጣር ማለት ሰራሕኻ ብምረጫ ተወዳድረካ ምስዓረ ብኣቋራጭ ሰልጣን የለን ምርጫ ሓደ ዓመት ቀረዎ ናይ ህዝቢ ድጋፍ እንትረክብ ናይ ብልፅግና ጨንፍረ ትግራይ ኢኹም ካባኹም ጥዕና ዘለዎ ፓለቲኻ ኣይረከብን

  • @abrhatesfay9880
    @abrhatesfay9880 6 часов назад

    You are not changing any thing because standing with joint ግምት ስለዚሕ ዝቀንዐኩም አይኮነኩም

  • @YibrahGebreMedhin-ll8sy
    @YibrahGebreMedhin-ll8sy 11 часов назад

    ኣብ ልእላዊነትን ህዝቢ ናብ መረበቱ ይመለሱ ዝብል ቅዋምኩም እንታይ እወ ክምለስ እንተይልኩም ፃድቃን ምስ ሸዋ ተሻርኹ ሸይጥወን ኢዩ

  • @hailehaile7296
    @hailehaile7296 13 часов назад

    Wdabe anaxu trgum zeyblu akieba akieba etay ainet hzbi eyom ke neziom ksemie dedhriom zkeyd grm eyu zbleni ezien wdbat zeykonas qozamo wey hamayo eyen zbhala