Hlkus worry about your open air prison and your refugee status that you are afraid to go back to Eritrea and is old and ready to get buried outside of Eritrea or your remains be buried in Eritrea if Hgdef approves 😂 until then shut your Barya self and live overseas or Ethiopia Uganda Angola…..
Thank You Lord Jesus Christ for answering my prayer. I asked The Lord Almighty God to bring distraction among Getachew Reda, Sadikan and more
Thank you TOL for staying focused
TIGRAY TSIER ❤️💛
LONG LIVE TPLF TDF WEYANE FOREVER 🟥🟨💪🏽💪🏽✊🏽
ስእሊን ምስሊን ከዳዓት አጥፋአልና ክንሪኦም እንተለና ዕውልውል የብለና ስለዝኾነ
እቲ ካብ ትግራይ ተጓሕጊሑ ዝኸደ ወርቂ እዩ ብኻሊእ ዘይሩ መጺኡ ንህዝብና መውቅዕን መበተኒን ዝውዕል ዘሎ።
ኣነ ናይ ፃድቃን ጅግንነት ጎሊሁ ኣይረአየንን ካብ ካለኦት ተጋደልቲ ትግራይ ዝተፈለየ ተኣምር የብሉን ጅግንነቱ ሽርሒ ዝበዝሖ እዩ
ሰላም ሓዉና እቱ ዝትገብሮ ዘለኻ ቓልሲ ብጣዓሚ እናመስገንኩ ግን ናይዞም 3ተ ዉልቀ ሰባት ስእሊ እና ለጠፍካ ተዘይተሪአና ፅቡቅ ነይሩ
❤❤❤
TOL jigna! You got it 💯 keep going don’t stop
ኩብር አየና እዞም ውድባት ኢና ዝብሉ ክብቀደሞም ቁም ነገር ዘይብሉ ነንሕድሕደም ዘይራዳድኡ እዮም ምዝመጽ ዝዕብዱ እዩ
ትክክል
ጻድቃንም ጎአታችውም ውረዱ ውረዱ ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ብደምን ዓጽምን ደቁ ክመትጽ አዮ ።
ደም ዕሸላት ደቅና ኣያታትና ኣሓት አሕዋትና ክፋረዶም ኢዩ ገና ከርእየና ኢዩ ፈጣሪና
ነይሩ ማዓንጣኣ ሸጥ ኣቢላ ከይትጠሚ ኣጥቢቓ ዓጢቓ ደቀይ ከይጠሚዩኒ ኣብራኾም ራዕ ራዕ ከይብሎም ኢላ ዝቐለበት ኣደ ኣይዞኹም ዞም ደቀይ ጀግኑ ኢሉ ዝሓቖፈ ኣቦ ማስቃ እዚ ኹሉ ኣምላኽና ከርእየና ኢዩ የርእየና ኻኣ ኣሎ እግዚኣብሄር ይመስገን!!!
ጂኤስ ጂኤስ ጀ/ል ፃድቃን መሪፅኩ ም ህዝቢትግራይ ተጭርሱና አለኹም ዓገብ በሉ !!
ፈትሊ ሓቅስያ ትቐጥን'ምበር ኣይትብተኽን ህዝቢ ትግራይ ኣይዞኻ!!!!!
እወ ጌታቸው ክወርድ አለዎ ካሕዳም እዩ::
እንተኾነ እኒ ደጀን'ዶ እኒ ጀንደ'ዶ ወረድን ደይብን ትብልዎ ሰብ የለን መምሰልቲ ኢኹም ንስኻትኩምውን ካብኡ ዝገደድኩም ካሕዳማትን መዋቓዕትን ኢኹም :: ሕዚ እታ ኩነታት ህዝቢ ትግራይ ምስ ተሰዔ ፈጥፈጥ ስለዝበልኩም ሐለይቲ ንኽትመስሉ አንፃር ጌታቸው ተላዒልኩም እቲ አረጊት ካሕዳም ከብዳም ፃድቃንከ እንታይትብሉዎ????
ጌታቸውን ጀ ጻድቃንን ካብ ናይ ትገራይ ፖለቲካ ክዎገዱ ኣለዎም ብሰንኪ 2ተኦም ትግራይ ክትብጽበጽ የብላን መለስ ብጣዕሚ እንዶየ ዘድንቆ ብዝበሐጸ እንዳኣድነቅክዎ ክነብርየ ምኽንያቱ እዞም ሰባት ካብ ጽቢቆም ሕመቆሞ ስለዝበዝሕ እዩ ከንሳፍፉ ዝገብሮም ኔሩ ዕንቅፋታት ብኣግኡ ክእለዩ ኣለዎም
ደሓንሕጂውንእዃዕ/ዓረዩክቡርሓው/ምዕራይእዩዝድለ/ደክተረደጀንልክዕእዩተዛርቡክድገፍእዩዝግበኦብትክክል/ዘንግዑዋላይኩን/ትሓሳብድጉፍእዩ።
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
ሕጅኤውን. ዝምዝጻ. ንኤ. አውሓት. ምኣስሉ. ድጋፍአ. አውሓት. አይኣ, ድጋፍአ. ሕዝብኤ. ትግራያኣ. አትባሌ. ሕዝባኣ. ትግራይ. ክይታምኖም. ክልሳብ. ክብ. ምጥኤርጣር, ክይትግድፍዎ, ትግርኣይ, ክይትጥፍዋ ሕድርአ 🙏
ኢትጸያ አያ ዓደማቶም
Ethiopia bitintin enteila Eritrea ewin selam trekib Assab Assab endabelu ayeshegrunan
እዞም ተቃወምቲ ውድባት ትግራይ እኮ ንፁር ዕላማን ፓሊስን ራእን ዘየብሎም ከም ነፋሒቶ ምስ ዛዓመረ ዝጋላበጡ እዮም።
ብጣእሚ እዩ ዝገርም ሕጂ ዘሎ ኩነታት ሪኤሙዋ አብ ትግራይ ዘሎ ለውጢ ህዝቢ ከመይ ኢሉ ከምዝተልአለ ሰለዝረአዩ ንሶም አውን ቅይር 😂😂
Special right now in Westerner Tigrai very problem🇻🇳😭😭❌🇪🇹❌🇪🇹
Qa
Qa
1ጌታቸው ምስ ኤርትራ አብ ዱባይ ትራኪቡ
2ወርቅን ማእድንን ዝኩኡቱ አብ ትግራይ ስርሆም ብዘይ ችግር ጀሚሮም
3ዝተስረቀ ውርቅ ብኡርትራ ንዱባይ አትዩ
እቲ ኩሉ ገበን አብ ህዝቢ ትግራይ ተፈፂሙን ከሎ ኩሉ ግዲፍካ አብ ስርቂን ስልጣንን ምጉያይ ዘሀዝን እዩ:: ሀላዊ ዘይብላ ትግራይ ትመስል::
Addis abeba
ከምዙይ ዓይነት መናኻኻኢሰብ አይትመስለንን ነይርኻ ግን ሕደግ አይተናኽስ ተመለስ
'ት .ኦ.ላ'
ሓበሬታኻ ምሽጥር ዓሻ ይመሥል።
U know the truth hurts
Man just try to think positively
Ewaye intye tebel ab tigraye degianstiyo tedeferen? Heji dea bemen ketesavebu ekom Eritreans yelewon kangedemkom jemirkum tegaru anezti ekum sedetat.
ባርያ ጥሪት ኢሰያስ ዲኺ ?
Hlkus worry about your open air prison and your refugee status that you are afraid to go back to Eritrea and is old and ready to get buried outside of Eritrea or your remains be buried in Eritrea if Hgdef approves 😂 until then shut your Barya self and live overseas or Ethiopia Uganda Angola…..
ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
በብጊዚዩ ጌች ከጥፍእ ተሎ ከይነቀፍካዮ ሐዚ ስልጣን ከምዘይሕበካ ምስቀበፅካ ካብ ፃድቃን ድማ ክትኮብ ዶ እከውን ኢልካ ሸፈድፈድ ምባል ዕሽነትካ እዩ ዝገልፅ
ademe media diu ezi kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
What is new? This sick guy Dr Dejen is always saying step down to all suddenly with out any systematic procedures.
ስእሊን ምስሊን ከዳዓት አጥፋአልና ክንሪኦም እንተለና ዕውልውል የብለና ስለዝኾነ