"ኣቱም መናእሰይ ጌታቸው ምርሐና ትብልዎ ከምዘለኩም ጌረ እየ ዝርዳእ" ርኢቶ ሌ/ ጀነራል ፃድቃን ሜ/ጀነራል ኣበበ ኣብ ዋዕላ ምድሓን ትግራይ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 дек 2024

Комментарии • 506

  • @danielgebremariam6310
    @danielgebremariam6310 9 часов назад +9

    ናይ ሰለስተ ምዕራፍ ጅግና ኣቦና ጀ/ጻድቃን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @anmeb6220
    @anmeb6220 16 часов назад +7

    ልቦናን ምስትውዓልን ዝመልኦ ዘረባ ❤

  • @BIRHANEHagos-k7t
    @BIRHANEHagos-k7t 10 часов назад +5

    ኣየዃ ቀፅል

  • @TesfahaneyAgedom
    @TesfahaneyAgedom 8 часов назад +4

    ቀፅል ጀግና ኣቦና ኩሉ ግዜ ንሓቂ ዝቃለስ ጀግና❤🎉❤🎉🎉🎉

  • @WeldayKkiros
    @WeldayKkiros 20 часов назад +10

    ጅግና❤❤❤

  • @GeorgesKing-o4f
    @GeorgesKing-o4f 19 часов назад +17

    ልክዕ ኣለኻ ቀፅለሉ ጅግና

    • @GeorgesKing-o4f
      @GeorgesKing-o4f 19 часов назад

      ዉፈር ህዝቢ ንምድሓን ዓዲ

    • @tigrayplea5385
      @tigrayplea5385 17 часов назад

      ባንዳታት መሕፈርቲ ተሕዝኑ

  • @welday232
    @welday232 15 часов назад +8

    ይበል ጅግና

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 22 часа назад +23

    Golden speech General tsadeqan. Thanks

    • @amanielgebrerufael
      @amanielgebrerufael 22 часа назад

      @@mesgnawabebe3071 ጉንዲ ይጽቀጥካ ፎሽኳል

  • @MesfinBugie
    @MesfinBugie 4 часа назад +1

    ይበል ጅግና ♥️♥️♥️❤️❤️❤️

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 2 часа назад +1

    ብራኸ መዲያ 👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @AsefaKndeya
    @AsefaKndeya 18 часов назад +10

    ዕድመን ጥዕናናን ይሃበብካ❤❤❤❤❤

  • @TeweldeabrhaGirmay
    @TeweldeabrhaGirmay 19 часов назад +26

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !

  • @KibromAsmelash-r8v
    @KibromAsmelash-r8v 20 часов назад +10

    አያና ትፍለ ኢኻ...... ጀግና 💪💪💪

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 13 часов назад +3

    ጀግና ኣያና ካብ ትግራይ ዝሐሽ ሓሳብን ምኽርን ናትኻ እያ እቲ ጉጅ ድሕረት ኣደመ ግን ተጋሩ ተዘይወጊዝናዮ መገዲ ጥፍኣትዩ

  • @selamteklehaymanot9435
    @selamteklehaymanot9435 5 часов назад +1

    ❤ኹርዓትና ኢኻሞ ኽበረልና ንበረልና ናይብሓቂ ኣያ ኢኻ ዴሞክራሲያዊ አያ ቀፅለሉ አብ ጎንኻ ኣለና ❤

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ክብር ኣያና ጀነራል ፂድቃን ዕድመ ያሃብካ ናዕና ክጣዓመና ናዓኻ ዝፀሊኡ እዘሙ ወሊቀ ጣቂሞም ዝመንጠሊካዮም ወሊቀ መለኺቲ እንበር ካሊኡ ኣይኮነን❤

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ 4 часа назад +1

    BBC ይመስክር ብዓል ሰለስተ ምዕራፍ ጅግና❤

  • @RichardCranium-u3l
    @RichardCranium-u3l 15 часов назад +3

    Ayokhum Nayna,,,, Tigray TiseR ,,, & number ONE GENERAL in AFRICA..ever🎉

  • @ZeriezgiTesfa
    @ZeriezgiTesfa 4 часа назад +1

    ፉሉይ ኢኻ ንስኻ ❤❤

  • @SsSssd-m2b
    @SsSssd-m2b 19 часов назад +15

    ጅግና አያና ቀፅለሉ ❤❤❤❤

  • @KibromAsmelash-r8v
    @KibromAsmelash-r8v 19 часов назад +16

    ጀ /ል ፃድቃን ውዕለታኻ ይበዝሐና ኣሎ... 🙏🙏🙏

    • @TaferegebruTfse
      @TaferegebruTfse 17 часов назад

      @@KibromAsmelash-r8v ደንቆሮ ጠጠው ኢሉ ዘይሓስብ ዝበለዖ እውን አይፈልጥን

    • @kiduteklebrhane62
      @kiduteklebrhane62 16 часов назад

      ወረርቲ ካብ ትግራይ ወፅዮም እዮም ኢሉ ብህዝብና ይቕልድ ኣሎ።ባንዳታት ኣብ ትግራይ ኣለው እዮም ናይ ፃድቃን ግን ንበይኑ እዩ​@@TaferegebruTfse

    • @KibromAsmelash-r8v
      @KibromAsmelash-r8v 5 часов назад

      @@TaferegebruTfse ብ ሽምካ ባ ኣይትፀውዐኒ. ሰብ መሰል እምኒ

    • @KibromAsmelash-r8v
      @KibromAsmelash-r8v 5 часов назад +1

      @TaferegebruTfse ካፍተን ወርቂ ጥዒምካ ኣለኻ ማለት እዩ. ተታሒዝካ ኣለኻ

  • @hadasabay9074
    @hadasabay9074 14 часов назад +3

    The greatest man in the 🌎 Tsadkan ❤ keep going my hero 🙌

  • @haileemereb297
    @haileemereb297 12 часов назад +6

    ❤❤❤❤ ፍትሓዊ ሓሳብ መስተውዓሊ ኣካላቱ ይንበብ ሸፈጥ ዘይብሉ ትንተና ጥዕና ይሃብካ

  • @NorwyCachapa
    @NorwyCachapa 4 часа назад +1

    Hero...

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 5 часов назад +1

    ጀቤ ኩናት ወሊዑ መሽለጥ ኢሉ ንኣሜሪካ ሽዑ ናይ ኩናት ስትራተጅስትን ኣዲስ ኣበባ ምስ መንጠሉሉ ጀግናንናይክብሪ ጋሻን ኮይኑ ክመፅእ ኣብ ኣሜሪካ/ኣብ ቲኤም ኤች እናቐረበ ውሩይ ጀነራልና እናተብሃለ ህልቀት ክስዕብ ግዲኡ ከምዘይተፃወተ ኣብ ኣሜሪካ ናይ ምንባር ጉዕዙኡ ምስተዓናቐፈት ሽሉኽ ኢሉ መፂኡ ነቶም ዘሰንከሎም ዕዱም ጋሻ ኾይኑሎም ኮፍ እዩ እምበር:: ጀቤ እኮ ግደፍ ምስ ዓርክኻ ፃድቃን ኮይንካ ተሓወሰና እሞ እዚ ናይ ኩናት ፕሮፓጋንዳ ናብ ጠበንጃ ከይተሰጋገረ ዝሑል ማይ ነፍስሰሉ ተባሂሉ እንተተለመነ ኣሻፈረኝ እምቢ ኩናት ይምፃእ ኢሉ ናብ ኣሜሪካ ዕዝር ምባል ዝመረፀ እዩ:: ንኡሽተይ በቲ ዝጠፍአን ዝተሰንከለን ዝተሰደደን ዝተፈናቐለን ብነውራም ፈታዊኡ ሻዕብያ ዝባድም ዘሎን ህዝቢ ጠቋዕ እንተዝብሎ ቅድሚ ቐዳድም ፍትሒ ንዝፈፀምናዮ ወንጀል ፍትሒ ነቲ እንተይሓሰበሉን እንተየስተንተኖን ዘውቃዕናዮ ህዝብ ገበነኛታት ናብ ፍተሒ ብዘይውዓል ሕደር ህዝቢ ብፍትሒ ይደበስ ዘይብል:: መንእሰይ ትግራይ እኮ ካብ ሕቑፊ ኣዲኡ ብሓይሊ እናተመንጠለ ፈቖድኡ ክሃልቕ እዩ ተጌሩ:: ሀዚ ናይ ጦርነት ገበነኛታት ኣብ ክልተ ተመቒልና እባ ተፈላሊና እባ እናበሉ ካብ ፍትሒ ንምርሓቕ ብዝመሃዙዎ ስትራተጂ ተመሊሶም ወለዶ የደናግሩን ዕድሚኦም የናውሑን ንርኢ ኣለና:: ወለዶ ግን ብርሰቱ ይቕፅል ኣሎ:: እቲ ተስፋ ዘስእን ከዓ ወለዶ ፖለቲከኛ እየ ዝብል ዓዳምን መጋውሕን መንጨብጨብን ኮይኑ እንትትርኢ እዩ:: ጊዜ እኳ እናመሰየን መስዩን እዩ ንሳቶምውን ንሓቀኛ ምስሎም ክሓብኡ ከምዚታት ምቕፃሎም ኣይተርፍን ወለዶን ተመዋልን ዘቦኻውን ካብ ኣፍንጫኻ ኣርሕቕ ኣቢልካ ምርኣይ ሓሪሙካ ኣብ ዘየስተንተንካሉ ኣጀንዳ የዋኽቡኻን መርቐናን ይብሉኻ ኣለው ንስኻውን ልምዲ ግዲ ኾይኑካስ ክትምርቖም ንድሕሪት ኣይትብልን ዘለኻ:: እቶም ዋና ጦረኛታትን ናይ ጦር ሊቃውንትን ኢና ኣዲስ ኣበባ ከች ክንብል ኢና ዝብሉኻ ዝነበሩ ኩሉ ኣጥፊኦም ፈራዕ ምስበሉ ተመሊሶም ባዕሎም ናይ ሰላም ሃዋርያት እኮ ኢና እንትብሉኻስ ከመይ ከመይ እዩ እዚ ነገር ኢልካ ገፅካውን ዶ ኣይትመልስን ኢኻ? እትሓስብ ሰብ ኣይኮንካን ዲኻ? እንተደልዮም ጦርነት ይባሩኹልካ ግልብጥ ኢሎም ሰላም ይባሩኹልካ በዚ ኣቢሎም ስንፍላል ጌሮም ይፃወቱልካ!!!! ንፃድቃን ጌታቸው ታደሰ ደ.ፅዮን ኣለም ኣብ ሰሙን ክንደይ ጊዜ ነቶም ዘሰንከልኩምዎም ዕሸላት ውጉኣት ትጉብንዩዎም እንታይ ሓገዝ ትገብሩሎም ንምንታከ ካብ ዓይኒ ክኽወሉ ሰብ ከይሪኦም ሚድያ ፀገሞም ከይቃለሐሎም ጌርኩም ክሳቐዩን ካብ ዓይኒ ተሰዊሮም ከሃልቁ ትገብሩ ኣለኹም ኢሉ ብዛዕባ ኣሕዋቱ ዓፅመ ስጉኡ ዝሓትት በዙይ ዝዕምፅ ወለዶ ዝሓረማ ትግራይስ ካሊእ ክንፈጥር ኢና እናበልካ ዓረውረው ናብ ንፋስ እምበር ከመይ ኢሉ ናብ መሬት ደኣ? ካብ ንኸምዙይን ካብ ንፋስ ዘይሓልፍን ዝተረኸበ ሳንቲም ጉዱኣት ክሕገዙሉ ዘይትዕምፁ:: ጉድ!!!!

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 6 часов назад +1

    ሓቀኛ መድሕን ትግራይ፤ ፃድቃን።

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi 3 часа назад +1

    ንበረልና ኦቦና መርአያ ክቡራት ወለድና።አንደበተ ርቱዕ።ለባም፣ምግባረ ሰናዩ ብመርህ ዝአምን፣ወናኒ ድም
    17:57

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 19 часов назад +7

    ኩላቶም ካብ ስልጣን ይወርዱ በሀድሽ ትውልድ ይተካእ

  • @BggghjOJgddfyuiok
    @BggghjOJgddfyuiok 3 часа назад +1

    ሕቶን ርኢቶን ድዩ ዘድልስ ወይ ህፁፅ መፍትሒ እዚ ኣኬባ ? መፍትሒኡ ግን ትግራይ ትበሃል ዓዲ ብዝኮነ ይኩን መንገዲ ናፃ ምውፃእ ይመስኒ

  • @KidaneMusa
    @KidaneMusa 22 часа назад +12

    😢ጽቡቅ ሓሳብ የቐንየልና

  • @MebrahtuHailu-sm1or
    @MebrahtuHailu-sm1or 22 часа назад +4

    Great ideas

  • @solomonhaftu9120
    @solomonhaftu9120 20 часов назад +5

    Marvelous idea!

  • @HWT2024
    @HWT2024 21 час назад +8

    We stand with G Tsadkan who is a change agent for the people of Tigray

    • @yared-jg3pz
      @yared-jg3pz 20 часов назад

      First decide whether you’re tigrayan or Amharu you seem to have an identity crisis then you can talk about Tigray

  • @peacewinn8887
    @peacewinn8887 18 часов назад +2

    ፈላጥ ማለት ከም ሰብ ዝጋገ ምኻኑ ኣምኑ ጌጋይ ክእርም ይኽእል እየ። ምኽንያቱ መልኣኽ አይኮንኩን ንዝብል ሰብ ጌግኡ ነግርካ ምብርትታዕ ባህልና ይኹን።ክብሪ ንሃቦም ጀጋኑና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samuelgirmay-m5j
    @samuelgirmay-m5j 22 часа назад +17

    ከማኻስ ሽሕ ተዝህልወና ልሕቅ ትግራይ እኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፀላእትኻ ይፀለኡ

    • @solomonalem6579
      @solomonalem6579 20 часов назад

      @@samuelgirmay-m5j እሞ ከምኡ ዝበሉ ስለዝበዝሑ እዩ እኮ እዛ ዓዲ ፀገማ ክፍታሕ ዘይከኣለ። ድምሪ 83 ዝነበረ ባህጊ ትግራይ ካብዘቕሀሙ ሓደ እዩ። ሕጂ ውን ባህጊ ትግራይ የቕህሙ ካብዘለው ሓደ እዩ።

    • @danielfekadu3507
      @danielfekadu3507 19 часов назад

      Resha

  • @King_king3878
    @King_king3878 20 часов назад +3

    General number 1

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 20 часов назад +12

    One of our generals who wants change in Tigray. Long live General Tsadkan

  • @abbdurezakhassen1712
    @abbdurezakhassen1712 22 часа назад +7

    ፃድቃን ሐቀኛ ወዲ ትግራይ

  • @yohanneswoldu4658
    @yohanneswoldu4658 22 часа назад +14

    ፃድቃን እድመን ጥዕና ነኣካ❤💛

  • @samuelgirmay-m5j
    @samuelgirmay-m5j 22 часа назад +12

    ፃርቃን ማለት ዕድመኡ ሙሉእ ንዓዱ ዝሃበ ቅዱስ ትግረዋይን ተጋዳላይን ዩ

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 22 часа назад +5

    ጄ/ል ጆቤ ሓያል መስዋእቲ ኸፈሉ ካብ ኣ.አ. ናብ መቐለ ንኣኼባ መፂኡ ጨብጨብጨብ ...

  • @MuluGebre-x7o
    @MuluGebre-x7o 19 часов назад +11

    ጀግና አያና አይትጥፍኡ ክብለና ፈጣሪ ነዓኻ ሂቡና

    • @kiduteklebrhane62
      @kiduteklebrhane62 16 часов назад +1

      ሑሞራ ሸይጡ ስልጣን ክረክብ ክኣመሪካ ዝመፀ ከሓዲ

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 6 часов назад +1

    ፃድቃን ጀግና።

  • @KirosGuesh-q1h
    @KirosGuesh-q1h 21 час назад +26

    ፃድቃን ጅግና እዩ ንፃድቃን ዝቃወሙ ንምንታይ ስልጣን ተነጠቅና ጥራይ እዩ

  • @yoseafberhereda8387
    @yoseafberhereda8387 15 часов назад +2

    ጀነራል ፃድቃን ❤❤❤❤

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 20 часов назад +4

    ኣነ ቅድሚ ሕጂ ብሰንኪ ጉጅለ ኣደመ ብዝፈጠሩዎ ፕሮፓጋንዳን ግጉይ ሓበሬታን ንክብር ሌውትናንት ጀነራል ጻድቃን ብንዕኡ ዘይምጥኑ ቃላት ገሊጸዮ ነይረ። ከምኡ ምግባረይ የጣዕሰኒ፣ ተጋግየ ምንባረይ ተኣሚነ፣ ይቕሬታ ክሓቶ ይደሊ። ሌውትናንት ጀነራል ጻድቃን ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ኣብ ዝብሎ ኣጀንዳታት ዝሰርሕ ደኣምበር፣ ከምቲ ጉጅለ ኣደመ ዝኸሱዎን ስሙ ዘጸልሙዎን ዘለዉ ከሓዲ ኣይኮነን። ሓቂ ንምዝራብ ኣብዚ እዋን እቲ ሓደ ትግራይ ዘለዋ ብቑዕ ወተሃደራውን ፖለቲካውን መራሒ፣ ሌውትናንት ጀነራል ጽድቃን ኢዩ። ስለዝኾነ ተጋሩ፣ ነዚ ወርቂ ዝኾነ ሰብኣይ ኣይትኽሰሩዎ ክብለኩም ይደሊ።

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 18 часов назад

      @wediadi6788 ምሰ ይቃሪታ ግን ካሓተካ ኣነሰ ኩሉ ግዜየ አዮም ሌዉትናንት እከለ ዝባሃሉ እዘሙ ኣያታትና ታይ ማለት እዩ ሌዉትናንት ሕፈሻዊ ፍልጠት ክኾነና ደሊየ እየ❓

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h 9 часов назад

      ​​@@ትግራይሃገረይእያዓለምይራናይ ጀነራል መዓርግ እዩ ። ኣብ ትግራይ ፃድቃን , ፍሳሃ ማንጁሰ , ወዲወረደ ሌ/ት ጀነራል እዮም መዓርጎም ።

  • @Mar-ov3dc
    @Mar-ov3dc 12 часов назад +1

    ኣብ ትግራይ ናይ ብዙሓት ሓንፈፅ ኤርትራውያን ተደናግፅቲን ንጀነራል ፃድቃን ኣይፈትውዎን ::
    እዚ ፀሓይ ዝወቀዖ ሓቂ እዩ .
    ተጋሩ ንጀነራል ፃድቃን ዓይኒ ብሌንና እዩ❤️

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi 14 часов назад +7

    ጀግና ጀነራል ፃድቃን ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 2 часа назад +1

    ኩርኩር ብልጽግና ኣይግብኣካን ምስጋና።
    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @JOHNRAYA-1221
    @JOHNRAYA-1221 21 час назад +10

    ጀግና አቦና long live 🙏🙏🙏

    • @yared-jg3pz
      @yared-jg3pz 20 часов назад

      Mejemeria amharu dina tegaru elkum wesinu Raya raya endabelkum aytedenkuruna Weyane ayseArin wuhatiwo🟥🟨💪🏽

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 5 часов назад

      ነዚ ሸያጢ ዓዱ ካሐዲ ህዝቡ ኩርኩር 4ኪሎ መሬትናን ህዝብናን ዘረከበ ነዚ long live ማለት ናይ ውርደት ውርደት እዩ ንስኻውን ከሙኡ እዚ ምሕሳብ ዝተሳአነካ ዝሞትካ ሬሳ ኢኻ

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 5 часов назад

      ሸቃጢ እንቆቆሖ ኢዩ ጻድቃን መሸፈኒ ሰላም ሰላም ማለቱ ኸዳዕ ይብሎ ህዝቢ ትግራ ሰላም ዘይደሊ የለን ነዚቃል ምድጋም ክሕደት እዩ ሺሕ ግዜ ኸዳዕ

  • @AMI-wezbi
    @AMI-wezbi 16 часов назад +1

    ተጋሩ ኣሕዋትና እቲ ዝሓለፈ ኩሉ ስቃይ ኣብዚ ይወድኣልኩም .
    መናእሰይ ተጋሩ ግን ዕድለኛታት ኢኩም ምስ ኣቦታትኩም ከምዚ ዝበለ ዕድል ምርካብኩም. ነዚ ዕድል ተጠንቂቅኩም ተጠቀምሉ.
    ሓውኹም ካብ ኤርትራ💙💙

  • @HailekirosDesta
    @HailekirosDesta 12 часов назад +1

    ሓቀኛ ጅግና ንስካ ጥራሕ እኻ ።

  • @hayelomalene2581
    @hayelomalene2581 19 часов назад +3

    Ketslulu tsbuk jmaru eyu deki adey❤❤

  • @haileemereb297
    @haileemereb297 12 часов назад +2

    🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @haileemereb297
    @haileemereb297 12 часов назад +2

  • @abbdurezakhassen1712
    @abbdurezakhassen1712 22 часа назад +4

    ፃድቃን ጀግና

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 21 час назад +11

    ፃድቃን ጀግና ሓውና እድመን ጥዕናን ይሀብካ ብመንደርተኛታት ፀለእትኻ አብ ናትኻ ሓሳብ ያንበርከክልኻ።

  • @alemabay-sh5kw
    @alemabay-sh5kw 18 часов назад +1

    To my understanding, he is a great person paying his best for Tigray though very sadly defamed by people from the establishment. As a simple adult person, I want to say I thank you very much dear General Tsadkan for your endurance in serving the people.

  • @TeklayGebretatyos-j2q
    @TeklayGebretatyos-j2q 22 часа назад +12

    ቀጽለሉ ጀኖራል ጻጽቃን አርሒቃ ስለትእምት

  • @SemonBaset
    @SemonBaset 23 часа назад +10

    ዳግማይ አሉላ

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 5 часов назад

    God bless Tigray ,Gecho and Tssdikan...

  • @alemmebrahtu6305
    @alemmebrahtu6305 21 час назад +2

    ከምተጋሩ ንከባበር። ዘይንስማዕመዐሉ ሓሳብ እንትህሉ ግና እቲ ሰብን ሓሳቡን ፈሊና ርኢቶ ክንህብ ይግባእ። ፀርፊ፡ ፀለመ፡ ፍረጃን መርትዖ ዘይብሉ መፀለምታን ኣብ ዝኾነ ይኹን ሰብ ክበፅሕ ግቡእ ኣይኮነን። ስለዚ ነስተውዕል ኣደዳ ፀላእቲ ኣይንኹን። ሎሚ እንተወዲቕና ኮይኑና እዩ። ኣብዚ እዋን ረጊፁና ዝሓልፍ እምበር ከልዕለና ወይ ክድግፈና ዝደሊ ካልእ ፍጡር የለን። ካብ በዓልትና ካብ ተጋሩ ወፃኢ። ስለዚ ንጠንቀቕ ከይንጠፍእ። ከም ህዝቢ ከይንፀንት።

  • @habtetesfaye-p1s
    @habtetesfaye-p1s 7 часов назад +1

    ከምዚ ዓይነት መድረኽ ፅቡቅ እዩ ንአብነት ዲምኽራሲ ልምምድ ዝግበረሉ አብኡ እንከሎ ናይ ቀፃላይ አመራርሓ ዝወፅእሉ እውን እዩ ይኹን እምበር እቲ ዝፍጠር መድረኽ እቲ መድረኽ ናይ ሓባር ምርድዳ ዝተፈጠረሎም ናብተግባር ኽቅየር አለዎ ።

    • @YOhansarada
      @YOhansarada Час назад

      ንዓኻ ባህሪያት ህወሓት ኣይጠፍአካን ኣይኮነንዶ ብዝለዓለ ደረጃ ብፖለቲካ ዝወዳደሮምስ ንተራ ተጋዳላይ ንምሽቑራር ባንዳ ደርጉ ኢዲዩ ኢህኣፓ ጀብሃ ጠረናፊት ግገሓት እናተባህለ ዝደሃል በነበረ እኮ ኢዩ።

  • @mekonenyemane4034
    @mekonenyemane4034 15 часов назад +3

    ጅግና ኢኻ ኣያና። በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኢና

  • @mfamilyss
    @mfamilyss 16 часов назад +1

    Nberelna jigna ayana

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 10 часов назад +1

    Nay lomi hasab bzaeba Hwehat General Tsadkan aziyu bulux hasab keep going on Sir

  • @RahelTikue
    @RahelTikue 23 часа назад +7

    ትግራይካብሕማምክትድሕን ናይአለምጉጅሉክውገድአለዎ

  • @BerihuBerhuhh-uz6qy
    @BerihuBerhuhh-uz6qy 18 часов назад +1

    Long live

  • @XxXTWH-em2zj
    @XxXTWH-em2zj 4 часа назад

    ❤አጀንዳ ህዝቢ ትግራይ 48% ሚኢታዊ ግዝአት ትግራይ ይመለስ ንቀደም ዝተማዛበለ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ሓድነትና ይጠናከር እንበር ለውጢ አይኮነን ለውጢ አድላይ ዮኮኑ ነርክበሉ ኢና ብካልአይ ደረጃ ቅድሚያ ግዝአትና በቃ አጀንዳ ምቅያር❤

  • @YohannesAregay-t5b
    @YohannesAregay-t5b 20 часов назад +5

    ሕማቅ ትፅሕፍ ዘለካ ጅግና ብኣኩም ኣይሓምቅን ንባዕልኩም ዝገልፅ ምዃኑ ፍለጡ

  • @goly9965
    @goly9965 7 часов назад +2

    Though you earned it allowed me to raised your rank to field Marshall my hero long live and 🙏

  • @zemariamtafere8856
    @zemariamtafere8856 21 час назад +1

    you nailed it

  • @King_king3878
    @King_king3878 20 часов назад +6

    Good job

  • @Yah4918
    @Yah4918 3 часа назад +2

    ድሕሪ ህዚ ፃድቃን ምእማን ዓያሹ እንተኾይና ጥራሕ እዩ ፃድቃን ወዲ ኣብይ ንማንም ፃድቅ መሲልካ ኣይተዕሽይ ንሕወሓት ምፅልእላእ ካን ትጅምር ፀኒሕኻ ብዙሕ ግዜ ሕዚኸ ንመን ኢኻ ሓዊ ክተብልዕ ደሊኻ ሓዊ ኣላ እያ ትብል ዘለኻ መድሃኒኣለም እታ ሓዊ ንዓኻ ይበላ😢 ፃድቃን ኣንታ ሓሳዊ እኒ ኣባይ ነብሶ ዘብላዕኻ😢

  • @GetanehKassa-pr5dd
    @GetanehKassa-pr5dd 18 часов назад +8

    ኣነ ዝገርመኒ መንድዩ ከበባውነት ዘሰጉም ዘሎ?

  • @WediMemher
    @WediMemher 19 часов назад +11

    ገርርም ዝብለኒ መናእሰይና ዝጨፍጨፉ ብናፃ ሰዲዶም ሐዚ "መንእሰይ ተልዓል" "መንእሰይ ዓምፅ" ይብሉና። መፍትሕ ትግራይ ክመፅእ እንተኾይኑ መራሕቲ ብልፅግና ትግራይ ክስጎጉ ይግባእ። እኒ ጌታቸው እኒ ፃድቃን ይኣኽለኩም ክበሃሉ ይግባእ። ብልፅግና ትግራይ ካብ ብልፅግና ንላዕሊ ኣብ ውሽጥና ኮይኖም የፍርሱና ኣለው።
    እምቢ ንካሕድቲ!!!
    እምቢ ንጠላማት!!!

    • @kibatuatsebaha6344
      @kibatuatsebaha6344 13 часов назад

      እምቢ ንደቂ ዓድዋ ኣንሕና ለ😢😢😢😢😢😢ዘረፍቲ ድጊም ደቂ ዓድዋ ትመርሕዎ ትግራይ የለን ቀበሌኩም ምርሑ ለክሞኛታት

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 21 час назад +5

    እዚ ናይ ፃድቃን ዘረባ ታራ ለኽበጥበጥን ጭንቀትን ኾይኑ ዩ ረኺበዮ!!
    በዘህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ኣኽቢሩ ዓብይ ሓላፍነት ኣረኪብዎ ኾይኑ ግን እቲ ሓላፍነት ዘሰከቦ ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነ ክሕደት ኣብ ርእሲ ክሕደት ኢኻ ገይርኻ ባንዳ ጥራሕ ኣይኮንካን። ኣምሰሉ

  • @FisshaBrhane-o9j
    @FisshaBrhane-o9j 18 часов назад +6

    ቁፅሪ ሐደ ስልጣን ደላይ እዩ

  • @RezeneReze-g5e
    @RezeneReze-g5e 23 часа назад +12

    እሞ እስኻ ጀምሮ ስልጣንካ ንመንእሰይ ሃብ

  • @AbrehamTeklehimanot
    @AbrehamTeklehimanot 15 часов назад

    ግን ሃየ ብልፅግና ከይትኾኑ ሓደራ?

  • @gebremedhinwolduteklu7283
    @gebremedhinwolduteklu7283 18 часов назад +4

    ዋእ ዓገብ...ብ ብ ! ! !
    >
    ኸምዝበሃል ብ ያታ ወለድና ።
    ነባር ተጋ/ጀ/ፃድቃን ገ/ትንሣኤ፤ ሕሉፍ ኽቡር ታሪኽካ ብሕይወት እናሃለኻ ባዕልኻ ኣይተበላሽዎ ፤
    ብሽማሽም ሪፎርም ፣ ካውንስል ፣ ለውጢ ... ምስ መኻይድኻ/ ዝመስሉኻ ጠላማት ግምባር ብምፍጣር፤ ፀረ-ህዝብ ትግራይ ንዝኾኑ ሓይሊታት ብምትእኽኻብ፤ ብምልዕዓልን ብምስልጣንን ውላድ ጅግና ህዝብ ትግራይ ንዝኾነት ውድበ ህ .ወ.ሓ.ት ብምብታን/ ብምፍራስ ንህዝብና መራሒ ኣልቦ ጌርካ ኣብ ግፍዒ/ እግሪ ፀላእቲ ንምውዳቕ ዝግበር ሽርሕን ተንኮልን ይኣክል/ይኾኖ ብምባል እንካብ ልቢ ብነስሓ ምእራምን ኣብ ፀገም ወዲቑ ንዘሎ ህዝብና ዳግም ምኽሓስን እዋኑ ሓዚ እዩ ፤ ንምንታይሲ ፅባሕ ናይ ኻሊእ ጊዜ እዩ እሞ።
    እንተዘይኮይኑ ግን ህዝብ ትግራይ ንቡዙሓት ቤዛ ህዝቦም ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማዕታት ወገናትና ዝፈጠረ፤ ሐዚ'ውን ንህዝቦም እንተይጠለሙ ቓሎም ኣኽቢሮም ኣብ መስመሮም ፀኒዖም ይዝቃለሱ ንዘለዉ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ዝፈጠረን ዝሕብህብን ዘሎ ብምዃኑ መስመር ሓቅን መንገዲ ጥልመትን ኣፀቢቑ ዝርድኦ > ኸምዝብሃል እንካብ ጠላማት ንላዕሊ ኣርሒቑ ዝእምት ለባም ህዝብ እዩ።
    ካብ'ዚ ወፃኢ ብጉልባብ ለውጢ፣ ካውንስል፣ ሪፎርም... እቲ መንገዲ ጥፍኣት/ ኽድዓት/ ብሄራዊ ጥልመት ኽነሰጉሞ/ ኽንደፍኧሉ ኢና ብምባል ናይ ምጭብርባር ተንኮልኩም እንተቐፂልኩምሉ ግን ኣብ መፂኢት ሃገረ ትግራይ ጠላማት ናይ ታሪኽ ሓተላ ተባሂልኩም ንዘለዓለመ ዓለም/ ብውሉድ ወለዶ ህዝብ ትግራይ ተወቀስቲ/ ተሓተቲ ኢኹም።
    እዚ ወደሓንኩም፤
    > ።

  • @ፈንቅል-ረ5ዘ
    @ፈንቅል-ረ5ዘ 21 час назад +1

    ሓው ህዝቢ ትግራይ፡ እዚኦም ወዲቆም ተሳዒሮም ናይሎን ኣቲይዎም ኢዩ። ፈትዮም ኣይኮኑን ኣብ እግርኻ ወዲቆም ዝልሙኑኻ ዘለዉ። ስለዝተሳዕሩን ሓይሎም ስለዝጸንቀቁን ኢዮም። ቀደም ኣብ ተስዓታት ንኢስያስ ክሰምዕዎ ነርዎም ንኢትዮጵያ በታቲኖም ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ውርደት ከይወድቁ። ሓይሊ ኣብ ክንዲ ኣብኢዶም ዝጭብጥዎ፡ ምስ ካልኦት ተኻፊሎሞ፡ ሕጂ እቶም ካልኦት ወቂዕሞም። ሕጂ ዘድልየካ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰላም ምግባር ኢዩ።
    ዋይ TPLF፡ ብጽጽ...ክልተ ተራእዮም።
    ሓያል ሃገር ኤርትራ ንቅድሚት 🇪🇷

  • @getchn
    @getchn 5 часов назад

    Bravo H.E General Tsadkan, don't care about character assassination, focus on what you supposed to do.

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 23 часа назад +12

    ኣነ ፃድቃን ግን ንበዓል ኣባይ ፀሃየ ስዩም መስፍን ዘቕተሎም እዩ ዝመስል ነቶም ኮር ሕውሓት ቀቲሉ ንደብረፂዮን ንደገ ኪድ ህደም ዝበሎ ብዕላማ ምዃኑ'ለ ሕጂ ይብርሃልና ኣሎ ! ፃድቃን ኣመሪካ ዩ ኣሚኑ😢😢😢😢😢😢

    • @1224-m3e
      @1224-m3e 20 часов назад

      ጋሕ ይበሉ ካብ ዝኹሉ መንእሰይ ናይዞም ኣረግቶት ሞት ኣሕሚኪ ማለት ድዩ ገፋሕ ኣመንዝራ 😢

    • @sinke4259
      @sinke4259 17 часов назад

      እታ ከምኡ እንተዝኸውንስ ክሞቱ ዝግበኦምስ ነይሮም። ወሪድዎም እኒ ኣባይ ፀሃየ። ደገ ኪድ ዝበሎስ ወዮ መራሒ ስለ ዝነበረ መስዋእቲ ከይኸፍል ኢሉ ቅኑዕ ሓሲቡ እዩ። ካብ ክባ ከውፅእዎ ደኣ ብዙሓት መናእሰይ መስዋእቲ ከፈሉ።

  • @BrhanWelegebriel-t5j
    @BrhanWelegebriel-t5j 20 часов назад

    ሓደ ዝነበረ ውድብ ህወሓት ተመቓቒሉ ብዛዕባ ትግራይ ምምይያጥ ኣብ ዝተስኣኖም እዋን ዝተፈላለያ ውድባት ሓደ ኾይነን ዛዕባ ትግራይ ብሓደ እንትመያየጣ ካብ ምርኣይ ንላዕሊ ዘሐጉስ ነገር ዘሎ ኣይመሰለንን።

  • @AronYohanis
    @AronYohanis 22 часа назад +6

    በቲ ትኸዶ ዘለኻ ቀይናን ሽርሒ ዝተመልኦ መንገዲ ኣንፃር እማ ካብ ጠላም ንላዕሊ መግለፂ ቓል እንተዝህሉ ምተጠቐምናሉ። ፃድቃን ፀይቃን!! እንተትቖርብ ክንደይ ምኸበርካን መጥዓመልካን ነይሩ።

  • @yohannesbelay7020
    @yohannesbelay7020 9 часов назад

    ጂግና ኢካ ቀጽለሉ

  • @alulaAtsbha
    @alulaAtsbha 18 часов назад

    መድሓኒት ቡዳ❤❤❤

  • @TaferegebruTfse
    @TaferegebruTfse 22 часа назад +12

    ጀነራል ፃርቃን ብህዝቢ ትግራይ ዓብይ ክሕደት ናፈፀመ ይርከብ እሞኑኒ

    • @1224-m3e
      @1224-m3e 20 часов назад +1

      ክላ ጡሩምባ መንጀሪኖ ፅባሕ ክትሓፍሩ ኢኹም እመነኒ ምሕሽካርካ ከሕፍረካ እዩ 😅

  • @HailekirosDesta
    @HailekirosDesta 12 часов назад

    ጌታቸው ዓሌት ስብሓታዊያን ብዘይምካኑ ጥራሕ እዩ

  • @welday232
    @welday232 15 часов назад +1

    በሎም እዞም ፈኮስቲ ካብ አዲስ አበባ ሃዲሞም መፂኦም ኣወዲኦምና

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 23 часа назад +3

    Equality of opportunity is one of fundamental factors for true unity

  • @WeldatWeldat
    @WeldatWeldat 19 часов назад

    ጅግንነት ማለት ንህዝቢ ድሕንነት ምሕላውን ጥበባዊ መፈትሕን ደሕንነት ብዕሙቀት ምራአይ እዩ ንትግራይ የድልያ በጃኩም ሰላም ንትግራይ

  • @sinke4259
    @sinke4259 19 часов назад

    ክቡር ኣያና መሃንዲስ ኩለመዳይ ለውጢ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ለካ ናይ ለውጢ መሃንዲስ ስለ ዝኾንካ ዓቅምኻ ብደምቢ ስለ ዝፈለጡ እዮም እቶም ብልክዖም ዝሓስቡ ቡዙሕ ስማ ስም ዝህቡኻ። ሀዚ እውን ነዊሕ ዕድመን ይምነየልካ ክቡር ኣያና ጀነራል ፃድቃን።

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 22 часа назад +9

    ጻድቃን ሓሳዊ መደናገሪ

  • @selfreliance8999
    @selfreliance8999 2 часа назад +1

    ጻድቃንን ጌታቸውን ልበሃሉ ባንዳታት ላው ቅድሚ ህዝቢ ከይተረሸኑ ላው ትግራይ ሰላም አይኾን

    • @Nnnwwwddd-pj4jj
      @Nnnwwwddd-pj4jj Час назад

      ሙሉእ ዓሌትካ ትርሸን እንድሕር ደሊኻ

  • @hailemariamgidy180
    @hailemariamgidy180 19 часов назад +4

    ዋዕላ ምድሓን ሃብተ ገነት ካብ ኣፍ ህገራ PP.

  • @tigraychannel
    @tigraychannel Час назад

    ኣነ ብጣዕሚ ዘሕዝነኒ ንበዓል ሌ/ጀ/ ፃድቓን ዝፃረፍ ሰብ ክርኢ እንከለኹ እዩ። ክንደየናይ ዱሑራት ምዃንና ዘርኢ እዩ። ጥፍኣት ከጥፍእ ይኽእል እዩ ፃድቓን ብፁእ ኣይኮነን፣ እንተኾነ ግን ዝኹሉ ዕድመ ልኽዑ ንትግራይ ዝደኸመ ሰብ ከመይ ገይርካ ክትፀርፎ ትኽእል? እንተጥፊኡ እዉን ክሳብ ሕጂ ንገብርካዮ ፅቡቕ ነገር የቕንየልና፣ ከምኡ እዉን ብሕጊ ዘሕትት ነገር እንትፈፂሙ ድማ ግዚኡ ሓልዩ ብሕጊ ይሕተት። እንተዘይኮይኑ ማንም ሕንጫል እናተልዓለ ክፃረፍ ግን ኣይኽእልን።

  • @AthenaAraya
    @AthenaAraya 2 часа назад

    ፃድቃን ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርናዕ ክብተትን ነንብዕሉ ብሕማቅ ክረአአ ዝገበረ መሬት ትግራይ ተወሪሩ ክተርፍን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቸንዳ ክነብር ዝፈቀደን ዝፈረደን ተኩላ ሰብ እዩ ከምኡውን ሰራዊት ትግራይ ክብተን ዝሓተተ ከዳዕ ጠላም ሰብኣይ እዩ፡፡

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 23 часа назад +9

    leba hassawi kemdestaka ktender dika delika tdf tetselm aregit