Let’s face the truth. EFFORRT is owned by selected individuals, particularly Sebhat’s family. In short EFFORRT is just a liability for Tigray. Tegaru have been blackmailed by other Ethiopians, because of EFFORRT. Now, the people of Tigray have to takeover EFFORRT and give the benefit to Tegaru. PERIOD !!!
The people of #Tembein_Community_Tigray endured a deeply oppressive society under the totalitarian and authoritarian rule of the TPLF.This party control over all aspects of life, suppression of dissent, and elimination of politicians, were evident in their governance. The TPLF consolidated its power by amending laws, discarding community representatives, and replacing democratically elected officials with its own puppets to maintain its dominance. Constitutional changes were made solely to secure their rule, disregarding the will of the people. Yet continues.......
TPLF never and ever concern about of the people of Tigray. Have you heard when the mention about the displaced and refugees in Sudan because of the genocidal crisis
You raised important topics.
Respect to both of you.
የማነ ሀወይ አብ አዋሸ ሆሰፒታል ብመድሀኒትን ምግብን ዝሳአኑ ውቁአትና አህዋትና ብከመይ ክነውህቦም ንክእል። አህዋትና ይሞትና አለው። ንሶም እዙኩሉ ክላገፁ። ቤዛካ እዚ ግለፀልና🙏
ብጣዕሚ ፅቡቅ ከምዚኦም ዝበሉ ሓሳባት ምቅራብካ።
እቲ ዋና መፈንጨሊ ህወሓት ትእምት እያ ሓቂ
ብዛዕባ ህዝቢ ጉዳዮም አይኮነን
Let’s face the truth. EFFORRT is owned by selected individuals, particularly Sebhat’s family. In short EFFORRT is just a liability for Tigray. Tegaru have been blackmailed by other Ethiopians, because of EFFORRT.
Now, the people of Tigray have to takeover EFFORRT and give the benefit to Tegaru. PERIOD !!!
Dawit : ብዛዕባ ትምእት ዘቕረቦ ብጣዕሚ ዝተሰሓሓተ እዩ :: ብዝዕበን ዝፈልጥ ሰብ ምቕረብ ይሓይሽ :: የማነ ብዘይፈላጥ ዝዛረብ ደፋር እዩ :: ናይተን ትካላት ታሪኽ ዝፈልጥ ሰብ ኣቕርብ ::
ውልቀ ሰባት ብዓል ድረሻ የለን ሕዚ :: ዳዊት ንሰብሓት ነጋ ወይክዓ ንቴድሮስ ሓጎስ ሕተቶ ::
ዘይተማለአ መርዳእታ ምቕራብ ካብኻ ኣይፀቦዮን ::
የማነ ኣብዘይፈልጦ ንምዝራብ ሰጋመጋእ ዘይብል ዘይብል ደፋር እዩ ::
ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ሓደ ስራሰከያጅ ሸም ሼር ዘለዎ እሰቲ ጥቀስ በሎ ::
ተጠቃሚ ዲኻ ክንድዙይ ዓጀውጀው? ትካላት ናብ ህዝበ ክምለሳ አለብን! ህዝቢ ዝወከሎ ከመሐድረን አለው!
ብጣዕሚ ፅቡቅ ዘተ ቀፅልሉ።
ነዚኣ ተማሂርካልና ጎበዝ
ዳዊት ብፅልኣት ጌታቸው ረዳ
ሕቶ ወለዶ አይትዓፍን
ሰለምንታይ ናብ እዙይ ወሪድካ
እቲ ዋና ምክፍፍል ህወሓት ትእምት መን ይሓዛ እያ
ሰለዚ ንባዓል ከማካ ዝበሉ ጋዜጠኛታት ንህዝቦም ዓደምን ይቃለሱ እንበር
ብውልቀ ሰባት ቂምን ቅርሕንትን
ትግራይ ናብ ሓደጋ ክትኣቱ ምግባር
ዓገብ ዓገብ !!!
መልጌታ ዝበሃል ጎጃሜ ነይርዎ ሼር አብ ዓድግራት መድሓኒት ፋብሪካ
ዝገርም ትንታነዮ
ደፉር:ብጣዕሚ:ትገርሙ:ክልተሖም:ዐላዐቲ:ዒሖም:ፉእ💔
ህወሓት ናይ ሸፋቱ ጉጅለ እዩ እንተበልና ምግናን ኣይኮነን።
እዚ ፍሉጥ ደጋፊ ጌታቸው : ከምኡውን ካብቶም ሕሙማት ናይ ከባብያውያን ወዲ ራይ እዩ :: ካልእ ነጻ 3:43 ሰብ እንተተቅርብ ጽቡቅ ነይሩ ::
Interesting discussion ✅
አንሕና ተራሰባት እን ብሎ እዩ ናይ ሕጊ ባለሙያ ዘውግዐናሎ።
ትዕምት ናይ ተጋሩ ኮይኑ ኣይፈልጥን ንነዊሕ ግዘ ኣብ ኣደመ(ቤት ፅሕፈት ህወሃት)ዘለው ዘረፍቲ ስግዑ ጊሕፆም ምስወድዑዎ ዓፅሙ ክቁርጥሙ ሐዚ ዝበክይሉ ትካል ዕዩ! ሐዚ ዝደናገር ትግራዋይ የለን ንሓይለ ደደቢት በልዎ!
BREHE
BEREHEBEREHE
BEREHE
BEREHE
ኣይተ የማነ Independent lawyer ዘይኮስ በታ ዘለቶ professional ንረብሓ ሓደ ጉጅለ ተጎጂሎም ዝሰርሑ ዘለው ሰብ እም። ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ቤ/ት ምኽሪ ወረዳታት መረፃ ኣይተገበረን።
ምንባብ ፅቡቅ እዩ ድሑር
ዳዊት ሓወይ ብኽልተ እግርኻ ኽልተ መሳልል ይውጻእ እዩ ዝዓይነቱ ኣቀራርባ ኣይትሓዝ ብግልጺ ናብ ሓዴኡ ኣብል ::
Indeed, it is very interesting topic.
ትእምት ናይ ህዝቢ ትግራይ ሃፍቶ እዩያ ኣበይማ እኖአኦ ንህዚ ዝጠቐመ ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክንዶ በሉ ናይ ህዝቢዩ ናበልኩም ነበረያነበረ ግደፉ ወሪዱዎ ዝበላዕኹም ደኣ ኣጉስዑ እምበር ዝጠመየ ህዝቢማ ዝውንና የብሉን ሸቀጥቲ ዘወር በሉ ይኣኽለሉም መላኣት ሓሰማታት ፀጊበ ዘይፈልጡ
መብዛሕተአን ትካላት share companies እየን። መን እዮም እተን ሼር ሆልደርስ ግን ፈጣሪ አዩ ዝፈልጦ።
ታሪክ ዝተረክበ ድክመት ድዩ ዘውሪ ዘሎ : ዋላስ ኣብቲ ኣርእስቲ ዘይዛረብ ::
ንብረት፡ትእምት፡ናይግለሰባት፡ወይስ።ናይህዝቢትግራይ?
እቲደሞዝሰራሕተኛታትእወን፡ምሰስረቢሰ፡እወንሰለዝፋላለ?
ጋዜጠኛ ዳዊት ትዕመት ስብሀትን ዘርኢ ስብሃት ዝጥቀሙሉ ድርጅት ሙካኑ ብግልጺ ዘይትነግሩና ደቂ አድዋ መጥቀሚኦም እየን ንሰን ከይስእኑ እዮም ስልጣን አይንለቅን ዝብሉ ዘለዉ
ዳዊት ንምንታይ ምሰ ሜድሮክ ተወዳድሮ ምስ ናይ ኦሮምያ ዲንሾ ናይኣምሓራ ጥረት ናይ ደቡብ ወንዶ ገነት ዘለው ናይ ንግዲ ተቋማት ናይቶም ውድባት ዘይተወዳድርዎ ናትና ተቋም ምጥፋእ ድዩ ዓላማኩም የሕዝን እዩ።ብመንግስት ኦዲት ተገይረን ግብሪ ዝከፍላ እየን ብዘይ ኣግባብ ዝወፀ ሃፍቲ እንተዝህሉ ኣይምቀፀላን ነይረን ተቋምና ንምጥፋእ ንምንታይ ንቃለስ ኣለና አይርደአንን
ኣይምልከተናን ብዛዕባ ኦሮሚያን ኣምሓራን ብሰም ህዝቢ ትግራይ ኣይትሸቅጡ እዩ እቲ ሓሳብ ግብሪ መንግሰቲ ኣይኸፍለን ኣይኮነን ወልቀሰብ ውን ግብሪ ይኸፍሉ እዩም። efort ኣብ ትሕቲኣ ዘለው ትካላት plc እየን እዩ።
1.ብሕጊ ዐይኒ እተን plc ን እንዶውመንትን ዐርሱ ዝኻአለ ሕጋዊ ሰብነት አለወን።
2. እንዶውመት ማንም ውልቀ ሰብ ይኹን ቡድን ክምስርት ይኽእል እዩ
3. እቱ አብ እድ ፓርቲ ዝነበረ ሀፍቲ ብናይ ብናታ ሀገር ናይ ንግዲን ሕጊ ምእንታን ክመሐደር ሕጊ ብዝፈቅዶ መሰረት ተመስሪቱ።
4. አብ እዋን ኩናት ብፈደራል መንግስቲ ተመርሚረን ምንም ናይ ህግ ይኹን ኦዲት ጸገም አይተረኸበን መንግስቲ ፈደራል ይኹን ልአተን ዘመሐድር ዝነበረ ሰብ አረጋጊፁ እዩ።
5. ግብር አከፋፍላ ዝምልከት እውን ልትምት ጥራይ ዘይኮነስ ልኩሉ ብሀገር ደረጃ ተመሳሳሊ እዩ።
ክቡር ሓው (ዳዊት) እዚ ሓውና ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር እንተኮይኑ እታ "ኣይተ" እትብል ቅፅል ንምነታይ ኣድለየት?
ብዝተረፈ ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ ቀፅለሉ።
እዙ ምሁር ትብሎ ዘለኻ ውግንንኡ የነግረናአሎ ተራ ማንምሰብ ካፍቱናቱ አገላልፃ ዘሀሸ ክገልፅ ይኸአል ከምንዚኦም ዝበሉ ሙሁራት ኢናዝብሉ እዬም አዲ ዘጥፍአኡ ዘለው
He is genius
ናመራሕቲ ሕወሓት ጉድ ተዛሪብኻ አይውደእን ።ሓሳኹ እዬም ናህዝቢ ትግራይ አካል ቀቲሎ ስግኡ እናበልዑ ዝራብሑ
ብስሩኸ ዕቑር ሃፍቲ ኣለዎዶ
Not only using the Forest in the name of Public factory There is no afforestation that's why climate change affect these area.
Truth !
ከም ሃገር መፍትሒ የድልዮ እዩ።
The people of #Tembein_Community_Tigray endured a deeply oppressive society under the totalitarian and authoritarian rule of the TPLF.This party control over all aspects of life, suppression of dissent, and elimination of politicians, were evident in their governance. The TPLF consolidated its power by amending laws, discarding community representatives, and replacing democratically elected officials with its own puppets to maintain its dominance. Constitutional changes were made solely to secure their rule, disregarding the will of the people.
Yet continues.......
ኣሕዋት እቲ ግመት እውን ግዚኡ ወዲኡ ዶ ሓቀይ?
TPLF never and ever concern about of the people of Tigray. Have you heard when the mention about the displaced and refugees in Sudan because of the genocidal crisis
ሓደ ህወሓት እዩ ዘሎ : ዳዊት ነቲ ምስ ህወሓት ዘለካ ጽልኢ ትዋጻእ ዘለካ ::
በይንኻ ብዝመሰለካ ምትንታን ካብ ንሰማዒ ምድንጋር ሓሊፉ ረብሓ ዘለዎ አይመስለንን። ክኾን ዝግብኦ ዝምልቶ ሰብ ኣቅሪብካ ምዝርራብ ዝሐሸ ይመስለኒ።
ነገራት አይተደናግሩ፣ መንጀሪኖ ዝበለቶ ንድሞፂ ወያነ ብትእምት ስለዝመሓደር ዩ።
አታ የማነ ሀወይ ንምንታይ እዬም ከምዚ ገይሮም? እንታይ እዮ ነይሩ ሀሳቦም? እንታ እዮ ገይርዋም ናትግራይ ህዝቢ? please አረደአና🙏
ብቀጥታ መልሲ መሃብ እናኻአልካ ብዙር ምኻድ ንምንታይ ጉዳይ ? በሓፂሩ ዝደለኻዬ ብቀጥታ ተዛረብ ኮለል ስለ ዝበልኻ ተእምኖ የለን ።
You need to see the historical development of EFFORT . At this moment there is no individual share holder . It is pure lie .
Sale all share to private investors, and the revenue transfered to endowment fund under regional council
don't be lie, if you can , why you etablish the new woreda concill. and don't warry you will be assin in the new cabinet, childish character
In order to fit his ideas he is manipulating laws there was no election across Ethiopia for worrdas and Tigray is still in Ethiopia period
Don’t be stupid. The regional law of Tigray is different.
የማነ ግናይ ፈሊጥናካለና ጉጀለ ዛርቲ ደጋፊ እዩ
ኣቦይ ሰብሓት ዝበልዎ እሶምን ወዲ ሓፍቶምን ብስሞም ከምዝነበረ እዩ። ፅቡቅ ገይርኹም ገሊፅኹሙልና ኹነታት ወኒን ትእምትን ወረዳታት ትግራይን። የሕዝን ትግራይ ህዝባን ጎዲኦም ባዕሎም መራሕቲ ተጠቀምቲ ኾይኖም ፀኒሖም።