Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣብ ምሕታተይ ጌጋ ተሃልዩኒ እንድዒ ግን ብምሕታተይ ምንም የተጋገኹይ ኣብ ምሕታት ብትዕቢትዶ ብድርቅናዶ ትብለኹም ግን ንስኹም እዩ መሲልኩም ካብኡለ ኣነጋግራይ ካምኡ ስለዝኾነ ክመስለኩም ይኽእል እዩ ልኾነ ኾይኑ ግን ልዕሊ ፀርፊ ድንቁርና የለን እሞ የትፃረፉ😊
1ይ/ ማዓረይ ፈሊጠ ክትብሊ ንፈላጣት አይትፍረዲ ፡ከይተማሃርካ ንሰብ ክትምህሪ አይፍቀድይ❤፡ንአቦታት ኮነ መጽሓፈ አዋልድ አይአምነሉ ክትብሊ ደፋር ጥራሕ ዘይኮነ ፈጣሪኪ ዝዘንጋዕኪ ትመስሊ#መጽሓፈ አዋልድ ማለት አብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ምስጢር #አስፍሑ#ትርጉሙ ዝነግረና እዩ።ዉዳሴ ማርያም ተኮነዉን ባዕሉ መጽሓፍ ቅዱስእዩ፡፡አንድምታ ዘቅርቡ አቦታት ስምዕዮም2ይ/መጽሓፍ ቅዱስ ተንብቢ ተትኮኒዉን መዝሙረ ዳዊት #አብ81 ዝርከብ ምኮኑ ምፍለጥኪ።3ይ/ ሎሚ ካብ ዝተረዳእኩኪ ግን የቱብኪ ንምዕባይ ዝገበርክዮ እዩ ዝመስል#መንፈስ ቅዱስ ጸፍዑ እዩ ዘዛርበካ ይበሃል መጀመርታ ተጋጊኪ ትኮኒ 2ይ መጺእኪ ግን አፍደገ ረኪብኪ ዝበሃልን ዘይበሃልን ሓዋዊስክዮ "ሐዚ ከዓ ብዚእየ ተካታተልቲ ከጥሪ ኢልኪ ከምዝገበርክዩ ትነግርና አለኪ
@@HhBb-lr4tn😂😂
_ምሕታት ድፀልእ ስብ የለይ።__ግን ኣታሓታትኽ እዩ ጌጋ ዘመሰል__ብምቅፃል መፅሓፍ ቅዱስ ኣንብኽዮ ማለት ፈልጥኽዮ ማለት ኣይኾነይ ትርጉም መፅሓፍ ቅዱስ ኣቦታትና ልቃዊት እዮም ዘፈልጦዎ ዳኣም ኣብ fb ዘዉዕል ወይም ብዓቅምና ወይም ብዓቅሞሞ መንፈሳዊ ሼር ሰለ ድበለ ፈልጡ ማለት ኣይኾነይ ሐዚለ ልቃዊት ኣቦታትና ሕተት።__ብምቅፃል ቃል ብቃሉ ትወስድዮ እንተ ኾይንኽ ዳገደል የኽ ትፅድፍ በተለይ ብሉይ ኪዳን ዘሎ ቃል ብቃሉ ኣይወሰድይ ቃል ይቃትል ትርጉም ያድሕን ይብለና መፅሓፍ ቅዱስና።__ካዉኡለ ሓደ ኽልተ ዓለማዊ ፈለሰፋታት ዘፅሓፍዎ መፅሓፍ ኣንብብኽ ምስ መፅሓፍ ቅዱስ ታዋዳድርዮ ከይትፍትን።__ሰላም ንኹሉ ወዲ ስብ✝️💜_
ሕቶኪ የኾነይ ተፀሊኡ ትሕትና ግበሪ ናቦታት ምኽሪ ኣይቅበልይ ማለት ግን ብጣዕሚ ኢኺ ገሪምኽኒ ብዉሽጢ መጀመርያ ምስ ኣቦታት ሕተቲ ትሕት ኢልኺ እህ ኢልኺ ስምዒ በሓቂ ትፈልጢ ተደሊኺ ካብኡ ኣይተረደአንይ ትብሊ ተኾይንኺ ንነብስኺ ጊዜ ሂብኪ ብፆም ፀሎት ተወሲንኺ ንእግዚኣብሄር ሕተቲ ተዘይኮይኑ ኣብዙይ መፂእኺ ልዕሊ ኣቦታት ንመኽረኪ የብልናን ድዩስ እግዚኣብሄር ናይኪ ሕቶ ክምልስ ዳግማይ ክወርደልኪ ክዉለደልኺ ደሊኺ እግዚኣብሄር ስልጣን ክህነት ንዝሃቦም ኣብ ኣቦታትና ሓዲሩ እዩ ልምሰልኪ ተዘይኮይኑ ኣብ ሚድያ ሕቶይ ክምለሰለይ እዩ ኢልኪ ኣይትሕሰቢ ክፀርፍኽን ከዋርድኹን ተዘይኾይኖም ናይ ሰብ ቀልቢ ንምስሓብ ኢልኪ ተገይርኽዬ ካብዚኣ ተዓቢ ሓጥያት የላንእናማ ይርጉየ ኣብ እግሪ ኣቦታት ኾይንኺ ሃይማኖትኪ ተምሃሪ ተግሳፅ ኣሕዋትክለ ኣይትፅልኢዋ❤❤❤😢
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉 ዝያዳይ🎉
ብሓቂ ለባመይ❤
ክብርቲ ሓፍተይ ምሕታትኪ ኣይኮነን እቲ ጌጋ ደስ ዝበለኪ ክታሓቲ መሰል ኣለኺ ግን ብትሕትና ብርዲኢት ክኸውን ኣለዎ መፅሓፍ ቁዱስ ስለ ዘንበብካዮ ፈሊጥካዮ ማለት ኣይኮነን ኣቦታትና ሓንቲ ቃል እኻ ቡዙሕ ትሩጉም እዮም ዝህብዋ ስለዚ ብርዲኢት ክኸውን ኣልዎ ክብለኪ ይፈቱ ከም ሓንቲ ሓፍትኺ ❤️ ከም ፍቃድ ኣምላኽ እውን ሓደ ሓደ ስብከት ኣዳምጺ ክብርቲ ሓፍተይ መፅናዓቲ መፅሓፍ ቁዱስ ናይ ሓውና ወልዳኣብ ኣለኺ ♥️
ኣረ ይመቺኪ ትክክል ለኪ እዚ ማሕበረሰብ ሱሕ በል ከይትሓቲ እንዳበለ ስለ ዝዓበየ እዩ ዛምበይተይ ቀፅልሉ
ድርቅና ኣለኪ ሓፍተዋ
ደምርኒ
ይርጉ ሓፍተይ ቁምነገር እየ ትዕቢትን ድርቅናን ግደፊ ድፍረትኪ ደረት ዘለዎ ይኩን ደስስ ዝበለኪ ሕቶ ብትሕትና ሕተቲ ንባዕልኪ ለ ፅቡቅ እዩ ንዓና ለ ፅቡቅ እዩ ንመሃረሉ ብድፍረት ብትዕቢት ተኮይኑ ግን ኣይጠቅመናን ኢልና ሳብስክራይብ ኢና ኣልዒልና ክንከድ ንክእል ከዚ ልባዕሉ ልፅሕፍለኩ ሱቅ ኣይጠፍአንን ኣቅሪበ እንበር
ይቅረ ይኩንኪ እና ድርቅ ኣይትበሊ ዝሓፍተይ❤😊
💜💜💜💜💜💓💓💝💝💝
የርጉየ ብምሕታተኪ ንፍዕቲ ኢኪ እንተኮነ ግን ብከመይ ታሓተት ምፍላጠ ቆንጆ እዩ ደሞ ስለ ሃይማኖተኪ ተማሃሪ ኢኪ መፅሓፍ ቅዱስ መፅናዕቲ እና እንድምታ ኣቲኪ ኣዳመፂ ሕቶ ዝኮንኪ ደሞ ንመማህራን ሕተቲ ኢኪ ❤ እና ይቅረ ንስላሴ ይኩን
ይርጉ ሓፍተይ ይቅር ይኩንኪ ዘይፈለጥክዮ ደስ ዝበለኪ ዘይተረደአኪ ነገር ሕተቲ ምንም ኣይኮነን ከምኡ እውን ኣብ ዩቱቭ ሰርች ገይርኪ እኩል መልሲ ትረክቢ ትክእሊ ኢኪ ጥራሕ ግን ብዛዕባ ከምዚታት ልመሰለኺ ትርጉም ሂብኪ ቪድዮ ተዘይትሰርሒ ደስ ይብል ምክንያቱ መዐንቀፊ ሓደ ሓደ ሰባት ከይከውንእግዚአብሔር ኣምላኽ ንኩላትና መስተውዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና❤
_ይርለም ሓፍተይ ንኩሉ መፅሓፍ ቅዱሰ እኮ ኩሉ ትርጉም ኣለዎ ይቅረታ ንእግዚአብሔር ይኩን እሞ ይትብ ክዓቢ ዝክእል እኾ መጀመርታ ፍርሃት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ትሕታና ሕዝካ እዩ ዝሓፍተይ_
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ምሕታትኪ ፅቡቅ እዩ ሓፍተይ መፅሓፍ ቅዱስ አንቢበ ትብለኪ የንበብክን ምክንያቱ ባዕሉ ክምልሰልኪ ነይሩ እዩ ዶሞ ቃል ብቃሉ ዘይኮነሲ ትርጉም እንድምታ ወንጌል አለዎ እዩ ምስትውዓል ይዓድለና መንፈስ ቅዱስ ምስጢሩ ዝገለፀሉ እምበር ስለ ዘንበብክዮ ትፈልጢ ኢኪ ማለት አይኮነን
ውይ. በጃኪ. ትሕት. በሊ
ብጣዕሚ እኪ ደርቅ ኣስተካክሊ ግን ይርጉ
ይርጉየ እንኳዕ ሰላም መጽኣኺ ንሕቶኺ እኩል መልሲ ኣለኪ ሕተቲ ዘይተረድኣኪ ኣይኮነን ንሕና ሓንቲ ዘይንፈልጥ ኒቆዲሞስ ናይ ኦሪት ምሁር እኳ ንጎይታ ክሳብ ዝግረም ክንደይ ሓቲትዎ ኣሎ🙏❤ካብኡ ኣውንታዊ ኣሉታዊ ሓሳባት ተቀበሊ ምክንያቱ ሓደ ከምህረኪ እዩ ሓደ ካብቱ ዘለክዮ በሊጽኺ ክትሰርሒ ይሕግዘኪ እዩ ቶም ዝጻረፉ ኣይትሓዝሎም ኣነ ዝጸርፊኒ ብሎክ ዝገብር ብሓሰብ ክምጉት ከም ዘይክእል ስለ ዝኣምን እና ሕተቲ ብወገነይ ምሕታትኪ ደስ እዩ ኢሉኒ እዙይ ኣብ ክንዲ ምሕታት ከይፈለጣ ዝወጻ ብዙሓት እዮም ካብ ሕቶ ትምሃር ኢካ ቀጽልሉ 🙏❤
ፀገም የብሉይ ማዓረይ ይቅርታ ንእግዚኣብሔር ይኩን እግዚኣብሔር ልቢ እዩ ዝርኢ
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ዋይ ትዕቢት ፎኦ ካብ ገዛኪ ወፅየ አለኩ ሰላም ወሳናይ
ፅርግ በሊ ግዲ ሓሳድ ተጋሩ ዘይ ንሱ እዩ ዓቕምኹም
😂ንስኪ ከ ታይ ዓቅምኪ ጌጋ ኣይባሃል ከሙኡ ትሕትና እዩ ኣብ ዓወት ዘብፃሐካ
@@jjgghh3724 እሞ ንጌጋኻ ኣብ ክንዲ ምእራምስ ገዛኺ 😂ህውከት
ይርጉ ንክትፈልጢ ዘይኮንኪ ሓቲትኪ ንይትየብኪ ክተዕብዩ እኪ ትፈልጢ ተደሊኪ ኣቦታት ኣለው ኣባት ንሳሃኪ ምሓተትኪ
ይቅር ይኹንኺ ወለላይ ምሕታትኺ ንዓይ ምንም ጌጋ የብሉንዋ ቱቮይሰይ ሰምዒኺማ መልሲ😊
አነ ኣብ ኩሉ ይከታተለኪ ኩሉ ጊዜ ቪድዮ ኣብዘዉረድክዮ ይርአኪ አንድዋም አቲ ቪድዮ ተሕፅርዮ መሲሉ አዩ ዝስመዐኒ ❤
ይቱብ ኣለኪ ድዩ ኣነ ፀዳልዶ ክሳብ ሐዚ ዘይፈልጦ 😂ይቅር ለእግዚአብሔር ይኹን ይርጉየ ምክርኻር ዘድኮነስ ክርስትና ትነብሮ ህይወት እዩ ብርድኢት ተጎዓዚ❤ዝሮ ምሕታትኪ ጽቡቅ ዩ ዋ ኣጆኺ ኣይትናደዲ ሕቡሽ ንጽቡቅ ነገር ኣይነተባብዕን ብቻ ንቀልዲ ንዋዛ ፈዛዛ ኢና😁
😅😅 ማይ ናሰተና ክንሰመዐኪ ልብና ረቂቁ እዩዎ ይርጉ ካምታ ንዓና ትወቅስናለኪ ንምንታይ ክትምከሪ ከለኪ ዘይትሰምዕዮ ኣነ ዘናደደንስ መዝሙር ዳዊት ንእሸተይ መፅሓፍ እዩ ካብ ውዳሴ ማርያምዶ ክትብሊ የመተገበአክን መልሱለይ ኢልኪ ቀስ ኢልኪ ዘይሓተትኪ 😊 ዩትብ መዕበይይ ተኮይኑ ግን ተሳኪዒልክይ ካብእለ ከፍ ኢልና ምስ ኣቦታትና ንምሃር
ብጣዕሚ እያ ኣግሪማትለይ ይንዓል ወጅሃ ፍዛዝ ምሕታታኮ ይኮነይ መዝሙር ዳዊት እንድሕር ኣንቢባስ ኣበማ እኒኦ ትፍልጠት ኤንወይ ምንባብን ምርዳእን ይፈላለዩ እዮም ኣነስ ጥዕይቲ እያ ትመስለኒ ኔራ ግን ርእሲ የብላን ዜሮ እያ
❤❤❤❤❤
ቀፅሊ ሓቂ ክትፈልጥያ ኢኪ ሓቂ ድማ ሓራ ክውፀኣኪ ኢያ ሕተቲ ።
ይርጉ ሓፍተይ ሕቶ ምሕቲትኺ ምንም ችግር የብሉን!እምነትኺ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንድሕር ኮይኑ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ኣምጽኣለይ ክትብሊ የብልኽን ምክንያቱ ከም መናፍቓን መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ሰለ ዘይንብል።ትውፊት ኣዋልድ መጽሓፍቲ ኣለውና ኢዮም ሰለዚ፣እምነትኺ ብደንቢ ክትፈልጢ እንድሕር ደሊኺ ውን ካብ ኣቦታትናን ትምህርቲ ተምሃሪ መጽሓፍ ቅዱስ ብምንባንብ ክትፈልጢ ትክእሊ ኢኺ ብርክቲ ሓፍተይ፤መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢበ የ ዝበልክዮ ክዓ ሓንቲ ምዕራፍ ኣንቢብኺ ማለት መጽሓፍ ቅዱስ ኩሉ ፈሊጥክዮ ማለት ኣይኾነን፤ኣብ ዝሓለፈ ዝበልክዮ እካ መዝሙር ዳዊት ከም ውዳሴ ማርያም ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ዩ ኢልኺ ዕርፍ በልኺ😍
😂
😢ይርጉ ይቅርታ ዳኣ እምበር ህልክን ድርቅናን ሓይልን ኢኪ ትገብርዮ ኩሉ ነገር ልዝብ ትሕት ኢልኪ ብርዲኢት ተዛረቢ ሓፍተይ
ህልኽይ ምስ መንየ ዝተሃላለኽ ልመንየኸ ትሕት ዝብለሉ? ዝመሰለኒ ዝኣመንኩሉ ደረተይ ነፊሐ ዘይዛረብ?
ስዲ ዕባይ ንባዕልኪ እዩ ጥቅሙ ካብኡ ካዓስ ቃህማም ንተካታተልትኪ recpect ይሃሊኪ ውርድቲ ምካንክስ ስቂልኪ ኢኪ ኣፍኣፍ ሰብ ትምልሲ ተገምጠሊ ስዲ ዕባይ@@Yrgutube
ይቅረ ንእግዚአብሔር ይኩን ! ክብርቲ ሓፍትና መጀመርያ ፍርሓት ንእግዚአብሔ ነቀደም በይ ስለ ሰብ ብዘይ ገድስ ! ዋኒኡ ቱ ሓሳብ አጀንዳ ዝኮነ ምስ ሊቃውንቲ አቦታት ሓቲትካ ምርዳእ ዩ። ዘሓፍተይ ምሕታት ፀገም የብሉን ጠያቂ ኣዋቂ ይብሉ አምሓሩ ! 🎉
ድርቅና ሕደጊይ ምድያኪይ ተዐብይ ተደልኪይ😊
እሺ
ዋይ ድርቅና
ይቅር ለእግዚአብሔር ይኩንግን ዩትባር ሰለ ዝኮንኪ አሰተባዒልኪ ተናገሪ ንወትራ ኮነኪ ንብዝሕ ናብ ፈተና ዘእቲ ምሰትብዓል የድሊ
ሃየ😂😂
ታይ ትገብር መፂኻ😁
@@Yrgutube ኮሜንት ከንብብ😹😹
😂እንየካ ድካ😂
ብላይክሞ መጀመርያ ከዳምፅ እየ ዋ
ሳብስክራይብ ደግፍኒ መዓረየ❤🎉❤
እሹኒ❤@@SamriyTsege
የርግተይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትየኪ ግን ትዕብየትን ድፍረትክን ናይ ለማዓንቲ ግን ገርምኒ እዩ ዘይጋገ የለንዋ ትሕት እልኪ ሕተተና ይቅረ ንእግዚአብሔር ይክን
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ እሽኒ ወለላይ
❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩለና ይቅር ይበለልና ደሞ ይርጉ ሓጉዙኒ ኢልክና ዓቅምና ሓጊዝና ኢና ዛንቤተዋይ ብክልተ ሞባይለይ ላይከይ ጌረ ከፊተልኪ ፌስቡክ ሼር ኢለልኪ ካብኡ ታይ ደሊኪ ሕራይ ዋይ ንዕባ ይርጉ ከዝለ ፅቡቅ ስርሕሉ ውዴዋ ኖ ኣንፃርና ንሕናለ ባ ቱተመሓላልፍዮ ክንመሃረሉ ዋ
እሺኒ😍
።
ይቅር ይበለና ንኩላትና ያው ካብ ይቅር ዝዓቢ የለን ንዓይ እውን ይቅር በልኒ ተፃሪፈ እየ እስከ ተዘይ ፈለጥክኒ ፈጣሪ ይሪአኒ አሎ ይፀርፈኪ እየ ነይረ እና ብሕቶለ የመፃኪ ነይሪኪ አንቢበ እየ መጽሓፍ ቅድስ እና ሃይማኖታዊ ብዓል የለን ኢልኪ እምበር መልሲ አለዋ ኦርቶዶክስ አይትሕተቱ አይትብልን
💖🙏💖
ይርጉ ምሕታትኪ ፅቡቅዩ ክፈልጥ ደሌ ማለትኪ ፅቡቅዩ ጊን እቶም ዝዘርዘርክዮም ብዘይ ትንሳኤ ኩሎም ሃይማኖታዊ አይኮኑን ካብ ትብሊ እዚኦም ሲ ሃይማኖታዊ ድዩ ባህላዊ ክትብሊ ኔሩኪ ብዝኮነ ፈሚስኪ
ታይ እየሞ ክፍምሰሉ ነይረዮ ዳኣኾንኩይ
ሰላምኪ ይብዘሐልና ይሩጉ ሓፍተይ በእዉነት የታሓሳስበኒ ኣምሽዩ ነሩ❤ በተለይ ዩቱብ እንቃሳቀስ ጥንቃቀ ንግበር ተኪኢልና ቅድሚ ቭድዩ ምስራሕና ንሰብ ዝጠቅም ክከዉን ፆሎት ገርና ቭድዮና ንጀምር ንሕና ተጠፊእና ብዙሓት ሒዝና ስለንጠፍእ ኣነዉን ከምንዕቀት እየ ተረዲኣዮ ነረ soይሩጉየ ንፍትወኪ ኢና ❤ቃልኣምላክ ክንናገር ግን ፍርሓት ንግበር በይዛኩም ኩለና
ሓፋሽ ሳስክራይፕ ግበሩለይ😂❤
ተካል ኢኺ እንበር ልኹሊኹም ይቅርታ ተጋጊየ ዘይትብሊ
ቅሩብ ትሕት በሊ ዘሓፍተይ ድርቅና አየዋጽአክይ ብአምሳለ ስላሴ ዝተፈጠረ #ሰብ "ክንዲርጋጽ #ጫማይ አይርእዮያ ትገርሚ#ምሕታት ትጸልኡ ትብሊ አለኪ#ዝመለሰልኪ ስለትጸልኢ እዩ።#የቅሬታኪ ሙሉእ ዝኮን ጸርፊ ግደፊ ፡#ትዕቢት ግደፍ፡#ድርቅና ግደፍ፡#ፈላጥየ አይትበሊ።ድጋሜ ብድርቅና ተመጺእኪ #ሰብስክራይብ ነልዕል ኢናንሰብ ብምፍላጥዉን የጣዓስዩቀስ ናበልኪ #ብተመስገን ዩቱብኪ ተተዕብይ ዘሓፍተይ
ሕንቅ በሊ አረ ኣየጥዕመልክይ ንይቶቭ ትብልስ ከዚ ዲኪ ሃይማኖትቀይርኪ ኣሸንዳ ወይ ማርያ ይባሃል ሃይማኖት ምኮኑ ካብ 7 ዓመት ዘሎ ንላዕሊ ወለድና ናነገሩ እዮም ዘዕብይና ኣብ ትግራይ የኮንክይ ዲኪ ዓቢኪ ወይ ናታዓባብያ ፀገም ኣለኪ ወይ ካዓ የናኣስክይ ተማሓሪ ሕተቲ ክንዲ እነበይተይ ትኮኒ ሰበይቲስ ኣየጥዕመልኪይ ሃለውለው ትብሊ እሞ ከዓ ብሃይማኖት መሕፈሪት ወለዳ 😢ኣነ ብጣዕሚ እየ ቅጭ ኣምፂእክለይ ኣስመሳይ ንለይ ጠቅብ ላይክ ትብልስ ሃይማኖትይ ተናኣእሲ ነውራም ወለድኪ ኣይስሙዕኪ ነውራም 😢ናፈለጥኪ ፀዊኪ ሰብ ምስ መረዝክስ ይቅርታ ታይ ይዓብስ 😢😢😢😢😢
ንባዕለኪ ተገምጠሊ ጋለይዋ ኬር ይቅርታ ኢላትኪ ተዘይ ተቀቢልኪ ገደል እተዊ😂 መሕፈሪት ወለዳስ ንስኪ ኢኪ ሃይማነታዊት እየ ኢልክስ ካኣ ሸሕ መርገሚ ፀርፊ 😂ንይቅርታ ዝሓተተ ተራገሚ ዝበል መፅሓፍከ ተማሂርክዶ😂
@@ዜዲምስጠርፍቅሪ ታይ ይምልከተኪ ላሓሲት ፍእ ንኒ ባዓል ንስኪማ ናተፀፋዕክን እምበይ ኣበይ ትሰምዓ 😂😱
@@tigraytigray7066ዓሰሱ ኣውፅዬ ቱ ናኣምላክ😂 ናይ ኣምላክሰብ ኣይፃረፍን ንፎርሚ ኣይትግበርዬዋ
ክትፍምሲ ደሊኪ ኢኪ ተናጊርኪ ።
ፈሚሰ ቀደመይ😁
@@Yrgutubeኣይትመልስለን ደኪመን ክወፃ እየንዋ😂
ታይ ቅምነገር ህብኪ እዩ ሞ ዮቱብኪ ክዓቢ😂
ኣውዙይ ትፃረፉ ኩለኹም ተነፍሑ ቆናጫት ገፅኩም ትራሓቅ
ሕቶ ዘይኮንኪ ሓቲትክስ ርግፀኛ ኮይንኪ ኣሸንዳ ባህላዊ እዩ ሃይማኖታዊ ኣይኮነን እዩ ክትብሊ ፀኒሕኪ ንእሽተይ ፍሪሃ እግዚኣብሄር ይሃሊኺ ዋላ ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብልኺ ስለሃይማኖት!! እና ማለትዩ ክትፈልጢ እንተድኣ ደሊኺ ብትሕትና ሕተቲ ንኣቦታትኪ ኣፍልጦ ንዘለዎም ኣሕዋትኪ ንዩቱብ ኢልኪ ሃይማኖትኪ ኣይተናሽዊ
ጨለ😁
Yqre ykunki gn mhtatki aykonen eti chgr tsegemki ane nebotatey ayhattn mbalki eyu kabu kea arse emnetn dfretn bebeynu eyu thtna mhlaw kea nbaelki ember nman aykonen wala hji tebitki deret gberlu ab fb ztsarefa kab fltet netsa leykonas reyto eyen hibenaki mknyatu nay RUclips comments slezastekyo eyu nebetki gn thtnan rdietn hizki mtsi yteqmeki eyu
አታሓታታኪ እዩ ቅጭ ለምፅእ እበር ምሕታትኪ አይኮነን ማዓረይ ናአቦታት አይደሊ ናባዕልኩም እበር መዝሙር ዳዊት አይቅበሊ ማለት እዩ አንሕና ዳአ አይካማክን ድና ተማሃሮ
ስምክን ፅሑፍክን ዝሮዝሮ ኣትን ተዋህዶባ ጎል ተዋህዶባ ትብላ ክትፃረፋ ማዓት ኢኽን ፀርፊ ድዮም ከምህሩኽን ዝውዕሉ
@@Yrgutube ክክክ ከዚ ለ ንናዓይ ዘይኮንኪ ንአቦታት እኪ ትናአእስለኪ ታይ ማለት እዩ ፀርፊ ናማሃርክን ድዮምዝውለዕለዉ ከ ከዚ ፀርፈኪ ድየ ኮነባ አነስ አይፃረፍን ዓቅሚ የብለይን ካማኪ እየ ድክምቲ ዋ ግን ድክመተይሕዘ እየ ስቅ ዝብል እበር ካማኪ ሃማኖተይ አቦታተይ አናአእስ መአከቢ ላይክ መዕበዪ ኢቶብ አይገብርን ገራሚት
@@ነኝየተዋህዶፍሬ ምሽ😁
ቅጭ
ቅጭጭ😂
ትሓቲ ተደሊኺ 10 ቅርሽኺ መሊእኺ ሰድራኺ ዘይትሓቲ ኣብ ሸሻል ምድያ ትሓቲ ንዩቱብ ትሽቅልሉ ተኾንኪ እዉን ግልፂ ግበርዮ እንበር ዘይመስል
ደምርኒ🎉🎉
የርጉየ እዚ ህዝቢ ጽሉል 'ዩ። ሸለል እናበልና ድሓን😅ብዝኮነ ይፈትወኪ 'የ❤🎉
ጽቡቅ ኢኪ ሓቲትኪ ኣጆኪ ተባረኪ ኣብዛ ሊንክ ጠዉቂ መልሲ ሂበኪ ኣለኩ ክሳብ መወዳእታ ስምዕያ ኣብ መወዳእታ እታ ሕቶኪ መሊሰልከ ኣለኩ ruclips.net/video/t9KxczR69xM/видео.htmlsi=4ZcUXc8kOytDpbBQ
😅😅 ካባካ መናፍቅ መልሲ ታይ ከይርከብዎ
ካቡዙይ ታይ ክትማሃር ኩቡር ሓወይ 🤭ምንፍቅና
@@AzmeraGebremeskel እታ ዓቅምኪ ንሳ እያ ትሓተኪ ኣላ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ መልስላ መናፍቅ ምባል ናይ ድኩማት መልሲ እዩ
@@AzmeraGebremeskel😂
ኣብ ምሕታተይ ጌጋ ተሃልዩኒ እንድዒ ግን ብምሕታተይ ምንም የተጋገኹይ ኣብ ምሕታት ብትዕቢትዶ ብድርቅናዶ ትብለኹም ግን ንስኹም እዩ መሲልኩም ካብኡለ ኣነጋግራይ ካምኡ ስለዝኾነ ክመስለኩም ይኽእል እዩ ልኾነ ኾይኑ ግን ልዕሊ ፀርፊ ድንቁርና የለን እሞ የትፃረፉ😊
1ይ/ ማዓረይ ፈሊጠ ክትብሊ ንፈላጣት አይትፍረዲ ፡ከይተማሃርካ ንሰብ ክትምህሪ አይፍቀድይ❤፡
ንአቦታት ኮነ መጽሓፈ አዋልድ አይአምነሉ ክትብሊ ደፋር ጥራሕ ዘይኮነ ፈጣሪኪ ዝዘንጋዕኪ ትመስሊ
#መጽሓፈ አዋልድ ማለት አብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ምስጢር #አስፍሑ#ትርጉሙ ዝነግረና እዩ።ዉዳሴ ማርያም ተኮነዉን ባዕሉ መጽሓፍ ቅዱስእዩ፡፡አንድምታ ዘቅርቡ አቦታት ስምዕዮም
2ይ/መጽሓፍ ቅዱስ ተንብቢ ተትኮኒዉን መዝሙረ ዳዊት #አብ81 ዝርከብ ምኮኑ ምፍለጥኪ።
3ይ/ ሎሚ ካብ ዝተረዳእኩኪ ግን የቱብኪ ንምዕባይ ዝገበርክዮ እዩ ዝመስል
#መንፈስ ቅዱስ ጸፍዑ እዩ ዘዛርበካ ይበሃል
መጀመርታ ተጋጊኪ ትኮኒ 2ይ መጺእኪ ግን አፍደገ ረኪብኪ ዝበሃልን ዘይበሃልን ሓዋዊስክዮ
"ሐዚ ከዓ ብዚእየ ተካታተልቲ ከጥሪ ኢልኪ ከምዝገበርክዩ ትነግርና አለኪ
@@HhBb-lr4tn😂😂
_ምሕታት ድፀልእ ስብ የለይ።_
_ግን ኣታሓታትኽ እዩ ጌጋ ዘመሰል_
_ብምቅፃል መፅሓፍ ቅዱስ ኣንብኽዮ ማለት ፈልጥኽዮ ማለት ኣይኾነይ ትርጉም መፅሓፍ ቅዱስ ኣቦታትና ልቃዊት እዮም ዘፈልጦዎ ዳኣም ኣብ fb ዘዉዕል ወይም ብዓቅምና ወይም ብዓቅሞሞ መንፈሳዊ ሼር ሰለ ድበለ ፈልጡ ማለት ኣይኾነይ ሐዚለ ልቃዊት ኣቦታትና ሕተት።_
_ብምቅፃል ቃል ብቃሉ ትወስድዮ እንተ ኾይንኽ ዳገደል የኽ ትፅድፍ በተለይ ብሉይ ኪዳን ዘሎ ቃል ብቃሉ ኣይወሰድይ ቃል ይቃትል ትርጉም ያድሕን ይብለና መፅሓፍ ቅዱስና።_
_ካዉኡለ ሓደ ኽልተ ዓለማዊ ፈለሰፋታት ዘፅሓፍዎ መፅሓፍ ኣንብብኽ ምስ መፅሓፍ ቅዱስ ታዋዳድርዮ ከይትፍትን።_
_ሰላም ንኹሉ ወዲ ስብ✝️💜_
ሕቶኪ የኾነይ ተፀሊኡ ትሕትና ግበሪ ናቦታት ምኽሪ ኣይቅበልይ ማለት ግን ብጣዕሚ ኢኺ ገሪምኽኒ ብዉሽጢ መጀመርያ ምስ ኣቦታት ሕተቲ ትሕት ኢልኺ እህ ኢልኺ ስምዒ በሓቂ ትፈልጢ ተደሊኺ ካብኡ ኣይተረደአንይ ትብሊ ተኾይንኺ ንነብስኺ ጊዜ ሂብኪ ብፆም ፀሎት ተወሲንኺ ንእግዚኣብሄር ሕተቲ ተዘይኮይኑ ኣብዙይ መፂእኺ ልዕሊ ኣቦታት ንመኽረኪ የብልናን
ድዩስ እግዚኣብሄር ናይኪ ሕቶ ክምልስ ዳግማይ ክወርደልኪ ክዉለደልኺ ደሊኺ
እግዚኣብሄር ስልጣን ክህነት ንዝሃቦም ኣብ ኣቦታትና ሓዲሩ እዩ ልምሰልኪ
ተዘይኮይኑ ኣብ ሚድያ ሕቶይ ክምለሰለይ እዩ ኢልኪ ኣይትሕሰቢ ክፀርፍኽን ከዋርድኹን ተዘይኾይኖም ናይ ሰብ ቀልቢ ንምስሓብ ኢልኪ ተገይርኽዬ ካብዚኣ ተዓቢ ሓጥያት የላን
እናማ ይርጉየ ኣብ እግሪ ኣቦታት ኾይንኺ ሃይማኖትኪ ተምሃሪ ተግሳፅ ኣሕዋትክለ ኣይትፅልኢዋ❤❤❤😢
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉 ዝያዳይ🎉
ብሓቂ ለባመይ❤
ክብርቲ ሓፍተይ ምሕታትኪ ኣይኮነን እቲ ጌጋ ደስ ዝበለኪ ክታሓቲ መሰል ኣለኺ ግን ብትሕትና ብርዲኢት ክኸውን ኣለዎ
መፅሓፍ ቁዱስ ስለ ዘንበብካዮ ፈሊጥካዮ ማለት ኣይኮነን ኣቦታትና ሓንቲ ቃል እኻ ቡዙሕ ትሩጉም እዮም ዝህብዋ ስለዚ ብርዲኢት ክኸውን ኣልዎ ክብለኪ ይፈቱ ከም ሓንቲ ሓፍትኺ ❤️ ከም ፍቃድ ኣምላኽ እውን ሓደ ሓደ ስብከት ኣዳምጺ ክብርቲ ሓፍተይ መፅናዓቲ መፅሓፍ ቁዱስ ናይ ሓውና ወልዳኣብ ኣለኺ ♥️
ኣረ ይመቺኪ ትክክል ለኪ እዚ ማሕበረሰብ ሱሕ በል ከይትሓቲ እንዳበለ ስለ ዝዓበየ እዩ ዛምበይተይ ቀፅልሉ
ድርቅና ኣለኪ ሓፍተዋ
ደምርኒ
ይርጉ ሓፍተይ ቁምነገር እየ ትዕቢትን ድርቅናን ግደፊ ድፍረትኪ ደረት ዘለዎ ይኩን ደስስ ዝበለኪ ሕቶ ብትሕትና ሕተቲ ንባዕልኪ ለ ፅቡቅ እዩ ንዓና ለ ፅቡቅ እዩ ንመሃረሉ ብድፍረት ብትዕቢት ተኮይኑ ግን ኣይጠቅመናን ኢልና ሳብስክራይብ ኢና ኣልዒልና ክንከድ ንክእል ከዚ ልባዕሉ ልፅሕፍለኩ ሱቅ ኣይጠፍአንን ኣቅሪበ እንበር
ይቅረ ይኩንኪ እና ድርቅ ኣይትበሊ ዝሓፍተይ❤😊
💜💜💜💜💜💓💓💝💝💝
የርጉየ ብምሕታተኪ ንፍዕቲ ኢኪ እንተኮነ ግን ብከመይ ታሓተት ምፍላጠ ቆንጆ እዩ ደሞ ስለ ሃይማኖተኪ ተማሃሪ ኢኪ መፅሓፍ ቅዱስ መፅናዕቲ እና እንድምታ ኣቲኪ ኣዳመፂ ሕቶ ዝኮንኪ ደሞ ንመማህራን ሕተቲ ኢኪ ❤ እና ይቅረ ንስላሴ ይኩን
ይርጉ ሓፍተይ ይቅር ይኩንኪ ዘይፈለጥክዮ ደስ ዝበለኪ ዘይተረደአኪ ነገር ሕተቲ ምንም ኣይኮነን ከምኡ እውን ኣብ ዩቱቭ ሰርች ገይርኪ እኩል መልሲ ትረክቢ ትክእሊ ኢኪ
ጥራሕ ግን ብዛዕባ ከምዚታት ልመሰለኺ ትርጉም ሂብኪ ቪድዮ ተዘይትሰርሒ ደስ ይብል ምክንያቱ መዐንቀፊ ሓደ ሓደ ሰባት ከይከውን
እግዚአብሔር ኣምላኽ ንኩላትና መስተውዓሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና❤
_ይርለም ሓፍተይ ንኩሉ መፅሓፍ ቅዱሰ እኮ ኩሉ ትርጉም ኣለዎ ይቅረታ ንእግዚአብሔር ይኩን እሞ ይትብ ክዓቢ ዝክእል እኾ መጀመርታ ፍርሃት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ትሕታና ሕዝካ እዩ ዝሓፍተይ_
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ምሕታትኪ ፅቡቅ እዩ ሓፍተይ መፅሓፍ ቅዱስ አንቢበ ትብለኪ የንበብክን ምክንያቱ ባዕሉ ክምልሰልኪ ነይሩ እዩ ዶሞ ቃል ብቃሉ ዘይኮነሲ ትርጉም እንድምታ ወንጌል አለዎ እዩ ምስትውዓል ይዓድለና መንፈስ ቅዱስ ምስጢሩ ዝገለፀሉ እምበር ስለ ዘንበብክዮ ትፈልጢ ኢኪ ማለት አይኮነን
ውይ. በጃኪ. ትሕት. በሊ
ብጣዕሚ እኪ ደርቅ ኣስተካክሊ ግን ይርጉ
ይርጉየ እንኳዕ ሰላም መጽኣኺ ንሕቶኺ እኩል መልሲ ኣለኪ ሕተቲ ዘይተረድኣኪ ኣይኮነን ንሕና ሓንቲ ዘይንፈልጥ ኒቆዲሞስ ናይ ኦሪት ምሁር እኳ ንጎይታ ክሳብ ዝግረም ክንደይ ሓቲትዎ ኣሎ🙏❤ካብኡ ኣውንታዊ ኣሉታዊ ሓሳባት ተቀበሊ ምክንያቱ ሓደ ከምህረኪ እዩ ሓደ ካብቱ ዘለክዮ በሊጽኺ ክትሰርሒ ይሕግዘኪ እዩ ቶም ዝጻረፉ ኣይትሓዝሎም ኣነ ዝጸርፊኒ ብሎክ ዝገብር ብሓሰብ ክምጉት ከም ዘይክእል ስለ ዝኣምን እና ሕተቲ ብወገነይ ምሕታትኪ ደስ እዩ ኢሉኒ እዙይ ኣብ ክንዲ ምሕታት ከይፈለጣ ዝወጻ ብዙሓት እዮም ካብ ሕቶ ትምሃር ኢካ ቀጽልሉ 🙏❤
ፀገም የብሉይ ማዓረይ ይቅርታ ንእግዚኣብሔር ይኩን እግዚኣብሔር ልቢ እዩ ዝርኢ
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
ዋይ ትዕቢት ፎኦ ካብ ገዛኪ ወፅየ አለኩ ሰላም ወሳናይ
ፅርግ በሊ ግዲ ሓሳድ ተጋሩ ዘይ ንሱ እዩ ዓቕምኹም
😂ንስኪ ከ ታይ ዓቅምኪ ጌጋ ኣይባሃል ከሙኡ ትሕትና እዩ ኣብ ዓወት ዘብፃሐካ
@@jjgghh3724 እሞ ንጌጋኻ ኣብ ክንዲ ምእራምስ ገዛኺ 😂ህውከት
ይርጉ ንክትፈልጢ ዘይኮንኪ ሓቲትኪ ንይትየብኪ ክተዕብዩ እኪ ትፈልጢ ተደሊኪ ኣቦታት ኣለው ኣባት ንሳሃኪ ምሓተትኪ
ይቅር ይኹንኺ ወለላይ ምሕታትኺ ንዓይ ምንም ጌጋ የብሉንዋ ቱቮይሰይ ሰምዒኺማ መልሲ😊
አነ ኣብ ኩሉ ይከታተለኪ ኩሉ ጊዜ ቪድዮ ኣብዘዉረድክዮ ይርአኪ አንድዋም አቲ ቪድዮ ተሕፅርዮ መሲሉ አዩ ዝስመዐኒ ❤
ይቱብ ኣለኪ ድዩ ኣነ ፀዳልዶ ክሳብ ሐዚ ዘይፈልጦ 😂
ይቅር ለእግዚአብሔር ይኹን ይርጉየ ምክርኻር ዘድኮነስ ክርስትና ትነብሮ ህይወት እዩ ብርድኢት ተጎዓዚ❤
ዝሮ ምሕታትኪ ጽቡቅ ዩ ዋ ኣጆኺ ኣይትናደዲ ሕቡሽ ንጽቡቅ ነገር ኣይነተባብዕን ብቻ ንቀልዲ ንዋዛ ፈዛዛ ኢና😁
😅😅 ማይ ናሰተና ክንሰመዐኪ ልብና ረቂቁ እዩዎ ይርጉ ካምታ ንዓና ትወቅስናለኪ ንምንታይ ክትምከሪ ከለኪ ዘይትሰምዕዮ ኣነ ዘናደደንስ መዝሙር ዳዊት ንእሸተይ መፅሓፍ እዩ ካብ ውዳሴ ማርያምዶ ክትብሊ የመተገበአክን መልሱለይ ኢልኪ ቀስ ኢልኪ ዘይሓተትኪ 😊 ዩትብ መዕበይይ ተኮይኑ ግን ተሳኪዒልክይ ካብእለ ከፍ ኢልና ምስ ኣቦታትና ንምሃር
ብጣዕሚ እያ ኣግሪማትለይ ይንዓል ወጅሃ ፍዛዝ ምሕታታኮ ይኮነይ መዝሙር ዳዊት እንድሕር ኣንቢባስ ኣበማ እኒኦ ትፍልጠት ኤንወይ ምንባብን ምርዳእን ይፈላለዩ እዮም ኣነስ ጥዕይቲ እያ ትመስለኒ ኔራ ግን ርእሲ የብላን ዜሮ እያ
❤❤❤❤❤
ቀፅሊ ሓቂ ክትፈልጥያ ኢኪ ሓቂ ድማ ሓራ ክውፀኣኪ ኢያ ሕተቲ ።
ይርጉ ሓፍተይ ሕቶ ምሕቲትኺ ምንም ችግር የብሉን!እምነትኺ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንድሕር ኮይኑ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ኣምጽኣለይ ክትብሊ የብልኽን ምክንያቱ ከም መናፍቓን መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ሰለ ዘይንብል።ትውፊት ኣዋልድ መጽሓፍቲ ኣለውና ኢዮም ሰለዚ፣እምነትኺ ብደንቢ ክትፈልጢ እንድሕር ደሊኺ ውን ካብ ኣቦታትናን ትምህርቲ ተምሃሪ መጽሓፍ ቅዱስ ብምንባንብ ክትፈልጢ ትክእሊ ኢኺ ብርክቲ ሓፍተይ፤
መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢበ የ ዝበልክዮ ክዓ ሓንቲ ምዕራፍ ኣንቢብኺ ማለት መጽሓፍ ቅዱስ ኩሉ ፈሊጥክዮ ማለት ኣይኾነን፤ኣብ ዝሓለፈ ዝበልክዮ እካ መዝሙር ዳዊት ከም ውዳሴ ማርያም ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ ዩ ኢልኺ ዕርፍ በልኺ😍
😂
😢ይርጉ ይቅርታ ዳኣ እምበር ህልክን ድርቅናን ሓይልን ኢኪ ትገብርዮ ኩሉ ነገር ልዝብ ትሕት ኢልኪ ብርዲኢት ተዛረቢ ሓፍተይ
ህልኽይ ምስ መንየ ዝተሃላለኽ ልመንየኸ ትሕት ዝብለሉ? ዝመሰለኒ ዝኣመንኩሉ ደረተይ ነፊሐ ዘይዛረብ?
ስዲ ዕባይ ንባዕልኪ እዩ ጥቅሙ ካብኡ ካዓስ ቃህማም ንተካታተልትኪ recpect ይሃሊኪ ውርድቲ ምካንክስ ስቂልኪ ኢኪ ኣፍኣፍ ሰብ ትምልሲ ተገምጠሊ ስዲ ዕባይ@@Yrgutube
ይቅረ ንእግዚአብሔር ይኩን ! ክብርቲ ሓፍትና መጀመርያ ፍርሓት ንእግዚአብሔ ነቀደም በይ ስለ ሰብ ብዘይ ገድስ ! ዋኒኡ ቱ ሓሳብ አጀንዳ ዝኮነ ምስ ሊቃውንቲ አቦታት ሓቲትካ ምርዳእ ዩ። ዘሓፍተይ ምሕታት ፀገም የብሉን ጠያቂ ኣዋቂ ይብሉ አምሓሩ ! 🎉
ድርቅና ሕደጊይ ምድያኪይ ተዐብይ ተደልኪይ😊
እሺ
ዋይ ድርቅና
ይቅር ለእግዚአብሔር ይኩን
ግን ዩትባር ሰለ ዝኮንኪ አሰተባዒልኪ ተናገሪ ንወትራ ኮነኪ ንብዝሕ ናብ ፈተና ዘእቲ ምሰትብዓል የድሊ
ሃየ😂😂
ታይ ትገብር መፂኻ😁
@@Yrgutube ኮሜንት ከንብብ😹😹
😂እንየካ ድካ😂
ብላይክሞ መጀመርያ ከዳምፅ እየ ዋ
ሳብስክራይብ ደግፍኒ መዓረየ❤🎉❤
እሹኒ❤@@SamriyTsege
የርግተይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትየኪ ግን ትዕብየትን ድፍረትክን ናይ ለማዓንቲ ግን ገርምኒ እዩ ዘይጋገ የለንዋ ትሕት እልኪ ሕተተና ይቅረ ንእግዚአብሔር ይክን
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ እሽኒ ወለላይ
❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩለና ይቅር ይበለልና ደሞ ይርጉ ሓጉዙኒ ኢልክና ዓቅምና ሓጊዝና ኢና ዛንቤተዋይ ብክልተ ሞባይለይ ላይከይ ጌረ ከፊተልኪ ፌስቡክ ሼር ኢለልኪ ካብኡ ታይ ደሊኪ ሕራይ ዋይ ንዕባ ይርጉ ከዝለ ፅቡቅ ስርሕሉ ውዴዋ ኖ ኣንፃርና ንሕናለ ባ ቱተመሓላልፍዮ ክንመሃረሉ ዋ
እሺኒ😍
።
።
።
ይቅር ይበለና ንኩላትና ያው ካብ ይቅር ዝዓቢ የለን ንዓይ እውን ይቅር በልኒ ተፃሪፈ እየ እስከ ተዘይ ፈለጥክኒ ፈጣሪ ይሪአኒ አሎ ይፀርፈኪ እየ ነይረ እና ብሕቶለ የመፃኪ ነይሪኪ አንቢበ እየ መጽሓፍ ቅድስ እና ሃይማኖታዊ ብዓል የለን ኢልኪ እምበር መልሲ አለዋ ኦርቶዶክስ አይትሕተቱ አይትብልን
💖🙏💖
ይርጉ ምሕታትኪ ፅቡቅዩ ክፈልጥ ደሌ ማለትኪ ፅቡቅዩ ጊን እቶም ዝዘርዘርክዮም ብዘይ ትንሳኤ ኩሎም ሃይማኖታዊ አይኮኑን ካብ ትብሊ እዚኦም ሲ ሃይማኖታዊ ድዩ ባህላዊ ክትብሊ ኔሩኪ ብዝኮነ ፈሚስኪ
ታይ እየሞ ክፍምሰሉ ነይረዮ ዳኣኾንኩይ
ሰላምኪ ይብዘሐልና ይሩጉ ሓፍተይ በእዉነት የታሓሳስበኒ ኣምሽዩ ነሩ❤ በተለይ ዩቱብ እንቃሳቀስ ጥንቃቀ ንግበር ተኪኢልና ቅድሚ ቭድዩ ምስራሕና ንሰብ ዝጠቅም ክከዉን ፆሎት ገርና ቭድዮና ንጀምር ንሕና ተጠፊእና ብዙሓት ሒዝና ስለንጠፍእ ኣነዉን ከምንዕቀት እየ ተረዲኣዮ ነረ soይሩጉየ ንፍትወኪ ኢና ❤ቃልኣምላክ ክንናገር ግን ፍርሓት ንግበር በይዛኩም ኩለና
ሓፋሽ ሳስክራይፕ ግበሩለይ😂❤
ተካል ኢኺ እንበር ልኹሊኹም ይቅርታ ተጋጊየ ዘይትብሊ
ቅሩብ ትሕት በሊ ዘሓፍተይ ድርቅና አየዋጽአክይ ብአምሳለ ስላሴ ዝተፈጠረ #ሰብ "ክንዲርጋጽ #ጫማይ አይርእዮያ ትገርሚ
#ምሕታት ትጸልኡ ትብሊ አለኪ
#ዝመለሰልኪ ስለትጸልኢ እዩ።
#የቅሬታኪ ሙሉእ ዝኮን ጸርፊ ግደፊ ፡#ትዕቢት ግደፍ፡#ድርቅና ግደፍ፡#ፈላጥየ አይትበሊ።
ድጋሜ ብድርቅና ተመጺእኪ #ሰብስክራይብ ነልዕል ኢና
ንሰብ ብምፍላጥዉን የጣዓስዩ
ቀስ ናበልኪ #ብተመስገን ዩቱብኪ ተተዕብይ ዘሓፍተይ
ሕንቅ በሊ አረ ኣየጥዕመልክይ ንይቶቭ ትብልስ ከዚ ዲኪ ሃይማኖትቀይርኪ ኣሸንዳ ወይ ማርያ ይባሃል ሃይማኖት ምኮኑ ካብ 7 ዓመት ዘሎ ንላዕሊ ወለድና ናነገሩ እዮም ዘዕብይና ኣብ ትግራይ የኮንክይ ዲኪ ዓቢኪ ወይ ናታዓባብያ ፀገም ኣለኪ ወይ ካዓ የናኣስክይ ተማሓሪ ሕተቲ ክንዲ እነበይተይ ትኮኒ ሰበይቲስ ኣየጥዕመልኪይ ሃለውለው ትብሊ እሞ ከዓ ብሃይማኖት መሕፈሪት ወለዳ 😢ኣነ ብጣዕሚ እየ ቅጭ ኣምፂእክለይ ኣስመሳይ ንለይ ጠቅብ ላይክ ትብልስ ሃይማኖትይ ተናኣእሲ ነውራም ወለድኪ ኣይስሙዕኪ ነውራም 😢ናፈለጥኪ ፀዊኪ ሰብ ምስ መረዝክስ ይቅርታ ታይ ይዓብስ 😢😢😢😢😢
ንባዕለኪ ተገምጠሊ ጋለይዋ ኬር ይቅርታ ኢላትኪ ተዘይ ተቀቢልኪ ገደል እተዊ😂 መሕፈሪት ወለዳስ ንስኪ ኢኪ ሃይማነታዊት እየ ኢልክስ ካኣ ሸሕ መርገሚ ፀርፊ 😂ንይቅርታ ዝሓተተ ተራገሚ ዝበል መፅሓፍከ ተማሂርክዶ😂
@@ዜዲምስጠርፍቅሪ ታይ ይምልከተኪ ላሓሲት ፍእ ንኒ ባዓል ንስኪማ ናተፀፋዕክን እምበይ ኣበይ ትሰምዓ 😂😱
@@tigraytigray7066ዓሰሱ ኣውፅዬ ቱ ናኣምላክ😂 ናይ ኣምላክሰብ ኣይፃረፍን ንፎርሚ ኣይትግበርዬዋ
ክትፍምሲ ደሊኪ ኢኪ ተናጊርኪ ።
ፈሚሰ ቀደመይ😁
@@Yrgutubeኣይትመልስለን ደኪመን ክወፃ እየንዋ😂
ታይ ቅምነገር ህብኪ እዩ ሞ ዮቱብኪ ክዓቢ😂
ኣውዙይ ትፃረፉ ኩለኹም ተነፍሑ ቆናጫት ገፅኩም ትራሓቅ
ሕቶ ዘይኮንኪ ሓቲትክስ ርግፀኛ ኮይንኪ ኣሸንዳ ባህላዊ እዩ ሃይማኖታዊ ኣይኮነን እዩ ክትብሊ ፀኒሕኪ ንእሽተይ ፍሪሃ እግዚኣብሄር ይሃሊኺ ዋላ ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብልኺ ስለሃይማኖት!! እና ማለትዩ ክትፈልጢ እንተድኣ ደሊኺ ብትሕትና ሕተቲ ንኣቦታትኪ ኣፍልጦ ንዘለዎም ኣሕዋትኪ ንዩቱብ ኢልኪ ሃይማኖትኪ ኣይተናሽዊ
ጨለ😁
Yqre ykunki gn mhtatki aykonen eti chgr tsegemki ane nebotatey ayhattn mbalki eyu kabu kea arse emnetn dfretn bebeynu eyu thtna mhlaw kea nbaelki ember nman aykonen wala hji tebitki deret gberlu ab fb ztsarefa kab fltet netsa leykonas reyto eyen hibenaki mknyatu nay RUclips comments slezastekyo eyu nebetki gn thtnan rdietn hizki mtsi yteqmeki eyu
አታሓታታኪ እዩ ቅጭ ለምፅእ እበር ምሕታትኪ አይኮነን ማዓረይ ናአቦታት አይደሊ ናባዕልኩም እበር መዝሙር ዳዊት አይቅበሊ ማለት እዩ አንሕና ዳአ አይካማክን ድና ተማሃሮ
ስምክን ፅሑፍክን ዝሮዝሮ ኣትን ተዋህዶባ ጎል ተዋህዶባ ትብላ ክትፃረፋ ማዓት ኢኽን ፀርፊ ድዮም ከምህሩኽን ዝውዕሉ
@@Yrgutube ክክክ ከዚ ለ ንናዓይ ዘይኮንኪ ንአቦታት እኪ ትናአእስለኪ ታይ ማለት እዩ ፀርፊ ናማሃርክን ድዮምዝውለዕለዉ ከ ከዚ ፀርፈኪ ድየ ኮነባ አነስ አይፃረፍን ዓቅሚ የብለይን ካማኪ እየ ድክምቲ ዋ ግን ድክመተይሕዘ እየ ስቅ ዝብል እበር ካማኪ ሃማኖተይ አቦታተይ አናአእስ መአከቢ ላይክ መዕበዪ ኢቶብ አይገብርን ገራሚት
@@ነኝየተዋህዶፍሬ ምሽ😁
ቅጭ
ቅጭጭ😂
ትሓቲ ተደሊኺ 10 ቅርሽኺ መሊእኺ ሰድራኺ ዘይትሓቲ ኣብ ሸሻል ምድያ ትሓቲ ንዩቱብ ትሽቅልሉ ተኾንኪ እዉን ግልፂ ግበርዮ እንበር ዘይመስል
ደምርኒ🎉🎉
የርጉየ እዚ ህዝቢ ጽሉል 'ዩ። ሸለል እናበልና ድሓን😅ብዝኮነ ይፈትወኪ 'የ❤🎉
ጽቡቅ ኢኪ ሓቲትኪ ኣጆኪ ተባረኪ ኣብዛ ሊንክ ጠዉቂ መልሲ ሂበኪ ኣለኩ ክሳብ መወዳእታ ስምዕያ ኣብ መወዳእታ እታ ሕቶኪ መሊሰልከ ኣለኩ
ruclips.net/video/t9KxczR69xM/видео.htmlsi=4ZcUXc8kOytDpbBQ
😅😅 ካባካ መናፍቅ መልሲ ታይ ከይርከብዎ
ካቡዙይ ታይ ክትማሃር ኩቡር ሓወይ 🤭ምንፍቅና
@@AzmeraGebremeskel እታ ዓቅምኪ ንሳ እያ ትሓተኪ ኣላ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ መልስላ መናፍቅ ምባል ናይ ድኩማት መልሲ እዩ
@@AzmeraGebremeskel😂