ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ሳልሳይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 дек 2024

Комментарии • 796

  • @habehaqetalihawuhabeshaqet9398
    @habehaqetalihawuhabeshaqet9398 2 года назад +102

    ዝፈትዋ,ምሳሌ
    ናይ የማነ ገ/ሚካኤል ባርያ,
    ኣብታ,ኣይኮነን ኦሮማይ ትብል ደርፉ,
    ፈትሊ ውን እንተ ኮነ ኣዝዩ ዝፈኾሰ
    ኣንበሳ ዩ,ዝኣስር ሓቢሩ ምስ ተፋሕሰ 💗

    • @michaeltekle3115
      @michaeltekle3115 2 года назад

      Fetili fekis kabtiblo “qetin” kitiblo temeraxi yimesilen:: Fetili’wun alo aziYu ziqeten anbesa zi’asir mis’tetenge:: Gemet yitinog ember ayfahahasin’yu:;

    • @mahdereokubay4137
      @mahdereokubay4137 2 года назад

      @@michaeltekle3115 ክክክክክክ

    • @devodevo2173
      @devodevo2173 2 года назад

      @@michaeltekle3115 efeff denkoro

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 2 года назад +34

    "ኣንቲ ምቅርቲ ፍጥረት
    መሶንቆ ዳዊት
    ዜማ ዳኃያ
    ፍቕሪ ከተናድዪስ
    ኅይወትኪ ኅይወት ዘይትቖፅርያ
    ኮን ዶኾን ብናፅላኺ
    ቅንዕና ምስ ፀባኣ ጠቢኽያ "
    ኪሮስ 💚

  • @finang4777
    @finang4777 2 года назад +38

    Kiros! "ዝቀተለ ይቀተል ዝብል ሕጊ ሙሴ
    ኣይጥቀመሉን'የ ኣይክእሎን'የ ሰብ ሃስየ"

  • @mhretmulubrhan4839
    @mhretmulubrhan4839 2 года назад +3

    ዳኒኤል ሓወይ ሰላም እግዚኣብሀር ምሳኻ ይኹን
    ብምቕጻል ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ቀንዲ ምኽንያት ብዛዕባ መጽሓፈ ጠቢቡ ሶሎሞን'ዩ ፡ብዙሕ ምበልኩ ግን ብቀሊሉ ትርደኣኒ ኢኻ ኢለ ስለዝኣመንኩ'የ
    ስለዚ እቲ ዝሃብካዮ ትንተና ምስቲ መጽሓፍ ዝኸይድ ኣይኮነን፡ኣቦታት ሊቃውንቲ ምውካስ የድሊ ፡መጽሓፍ ቅዱስ ብይመስሊ ዝትርጎም ኣይኮነን ምስጢሩ ባሕሪ'ዩ፡ሕጂ ውን መጽናዕቲ ገርካ እንተትእረመሉ ንሂወትካ ዕረፍትን ጥበብን ምደልብካ ግን ግን ሓደራ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይትዛረብ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ ነቦታትካን ሊቃውንትን ሕተት እሞ ንሳቶም ከኣ ከብርህልካ እዮም፡ መሃልየ መሃልይ ከይሓተትካ ኣይኮነን ተማሂርካዮ እካ ንምሓዙ ቀሊል ኣይኮነን እሞ ንስለ ሂወትካ ከሙ ውን ንሰዓብትኻ ብገጋ ንዘፍቅርወን በቲ ዝበልካዮ ኣጸዋውዓ ከይጽውዕወን እሞ ኣብ ሽግር ከይኣትዉ ተኣረመሉ ዝሓወይ፡
    መሃልየ መሃልይ ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ ድንግል ማሪያም ወንጌል ምእመናን ካልእን ደኣሉ እምበር ከም ናይ ኣገላልጻ ዓለም ኣይኮነን።
    ብዘይፍላጥ እንተዳኣ ተጋጊየ ይቅሬታ ግበረለይ
    እግዚኣብሀር መወዳእታና የጸብቕ!!!

  • @mikesiedan
    @mikesiedan 2 года назад +6

    ዝፈትዋ ምሳሌ፥ ናይ የማነ ገ/ምካኤል (ባርያ)ኣርእስቲ ደርፊ፥ ' ግርማ ዝዓሰላ'
    “ደበና ቀዲዳ ከም ትወጽእ ጸሓይ
    ብማዕዶ ትልለ ድሙቕ ኮኾብ ሰማይ”
    ጽቡቕ ኣቀራርባ ከኣ ወዲ-መምህር።

  • @admas-d7e
    @admas-d7e 2 года назад +53

    ዝፈትዋ ምሳሌ 2
    ናይ ንጉስ ጥበብ ኣብርሃም ኣፈወርቂ
    ስቓይ ሕማም ዝሰገሮ
    መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ
    ምረት ኵናት ንዝርኤ
    መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ
    በረኸት መንግስተኣብ
    .ኣጥባታ ትርንጎ ዝተወጠረ ዋልታ
    ከም ቀራን ዝራብዕ ዝዋጋእ ደረታ.

  • @weldetnsaehabtu3964
    @weldetnsaehabtu3964 2 года назад +21

    Well done Dani!!!👍👌
    "ዘረባይ ስምዓዮ ለዋህ ኤርትራዊ ዓፍራ ከይትረጊጽ መሲልካ እምኒ " የማነ ባርያ

    • @filmonyohannes2796
      @filmonyohannes2796 2 года назад +2

      Kgermeka kedimkani eka yfelta nere ye 👍👌

    • @weldetnsaehabtu3964
      @weldetnsaehabtu3964 2 года назад +1

      @@filmonyohannes2796 hahaha ናይ የማነ ደርፊ ክሉ ምስላ ዩ።

  • @elumedia9406
    @elumedia9406 2 года назад

    ዳኒ ናይ ብሓቂ ናይ ምስትውዓል ክእለትካ ከየድነቕክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ደስ ትብለኒ ምሳሊ እንተላ ድማ ናይ ወዲ ትካቦ ኣብ ዝኽሪ ንእስነት እትብል ደርፉ
    "ድሩቕ ዕላል ዘይውዳእ ክምስታ "
    እትብል እያ ንሓንቲ ስእሊ ናይቀደም ክገልጽ ኢሉ ዝጸሓፋ እያ ኣብ 4 ክፋል የራኽበና ኩቡር ሓወይ

  • @ላሚቦራ
    @ላሚቦራ 2 года назад +1

    ናይ ተፈጥሮ ጸጋ'ዩ ብፈጣሪ ዝመጸ
    እምበር መን'ሞ ኣሎ ዘርኡ ዝመረጸ
    በቲ ሓደ ናይ ወገነይ ባህሊ ከኽብር
    በቲ ሓደ ዘይካኣል ፍቕራ ክጸውር
    ሩሕ ናይ ልበይ ኣብ ፍቕራ ኣጥሒላቶ ንሳ
    ብዘይ በኣ ከም ካብ ባሕሪ ዝወጸ ዓሳ
    ሓደ ኣካል ሓደ መንፈስ ጽቡቕ እንከለና
    መን ይረብሕ ፍቕረይ እንተተፈላለና
    ገርሂ ልብኺ ሕሰም ናይ ሰብ ከይቅይራ
    ከም ቀደምኪ ኩንለይ ሓደራ ሓደራ!
    ኣብርሽ ❤️

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 2 года назад +36

    እንቃ ብድሓን መጻካ ወዲ መምህር. ንዓይ ኣብ ስነጥበብን ቦለቲካ ጸሊኒ ኢዩ ትብል ሰብ እንተሊካ ላይክ ካይገበርካ ካትሓልፍ

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 2 года назад +5

    Thank you dani🙏
    ደስ ትብለኒ ናይ ምሳሌ ናይ ኣብርሃም❤
    -------------
    ኾኾብ ጠሚቀኪ ኣልማዛዊት ብርሃን
    ነብሰይለ ሰሜኪ ክትጠብቅለይ መንታን
    ትምኒተይ ኢለኪ ከግህደለይ መንታን
    ከስምረለይ መንታን
    ዑፈይለ በሪርኪ ክትመጽለይ መንታን

  • @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ

    ወዲ መምህር ገለ ኣምጺካ ኣምላክ ከመስግኑ ክጽልዩ ዘይሓዝዎ መጽሓፍ ቅዱስ ምሳሌ ክትደሊ እዛ ኩላ ኣዳም ምስ ሓድሽ ኪዳን ክትውዕልያ

    • @caladrius3885
      @caladrius3885 2 года назад +3

      ይሓዝዎ ጓይላ ከምዘይፍቀድ ንግሃንም ከምዝፍረድ ከንብቡ እዮም። ምናልባት ድማ ምድራፍ ገዲፎም ይዝምሩ ይኾኑ።

    • @wediMaharemambesa
      @wediMaharemambesa 2 года назад

      😂😂😂tkkl ✅️

    • @EmmaHaile413
      @EmmaHaile413 2 года назад +2

      ካብ ሓድሽ ኪዳን ንዘሎ ዘይኮነ ዘንብብ ዝነበረ
      መጽሓፍ ሰሎሞን ኣብ ብሉይ ኪዳን ንዘሎ`ዩ

    • @Selammedia9385
      @Selammedia9385 2 года назад +2

      ኦይ ንባዕልኻ ውን መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ ኣይትመስልን እሞ መዝሙር 'ማህልየ ማህልይ' ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ዘይርከብ ።

    • @nohgeb7017
      @nohgeb7017 2 года назад

      @@caladrius3885 ትምህርቲ ሰንበት እኮ ጉዳማት ኢኩም ልክዕ ከምዞም እንዳ መሓመድ ብገሃንብ ሰብ ተፈራርሑ ህዝቢ ኤርትራ ምሉእ ኣብ ገሃንብ ኣሎ ማለት ኢዩ።

  • @okbaygilagabr1350
    @okbaygilagabr1350 2 года назад +7

    ናይ ኪሮስ
    ጽገናይ መኣልቦ ንህቢ
    ተፈታዊተይ ሳሃቢት ቀልቢ
    ከም ልበይ ከንኪ ተትርከቢ!

  • @filmonaraya263
    @filmonaraya263 2 года назад +30

    ቶማስ ብዘይካ ጥዑማት ዜማታቱን፡ ትሕዝቶ ሓዘል ግጥማታቱን እቲ ኣብ ቪድዮ ዘንጸባርቖ ክሊፓቱ ንሕብረተሰብና ዝገልጽ ዩ። የቐነይልና ዳኒኤል።

  • @merkeb-tv8907
    @merkeb-tv8907 2 года назад +1

    ወየ ዳኣ ከምቲ ዝበልካዮ ንኣብርሽ ተሕዝን ሓፍቲ ኣላቶ
    ንደርፍታቱ ከይዝንተወሉ ከይጻሓፈሉ ዓዲ ውዒል ጌራቶ ምበር😢
    ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ደርፍታቱ ከም ምስላ ኮይኖም ዛኣተዉ ቓላት ብዙሓት ኣለዉ !
    ደስ ካብ ዝብላኒ ሓንቲ
    ካብ ዝናኸስ ንህቢ'ኳ ዝርከብ ወለላ!
    ኣይትውሓደና ዳኒ ጽብቕቲ መደብ ❤

    • @mussietewelde32
      @mussietewelde32 2 года назад

      Bro ayteredann entay dyu xegema dehar n abrhamn derftatun alelka mzrab entay xegem yemxala malet eyu?

  • @ስደተኛ
    @ስደተኛ 2 года назад +42

    ይኣኽሎም ጥሮታ እንተወጹ ዩ ዝሕሸናን ዝሕሾምን 🤣🤣ሞትኩ 🤣🤣
    ካብ ደርፍታት ኪሮስ
    1) ኤረይ ህይወትኪ ክሳብ ዘይመዓረ
    ከም ፈረስ ደው ኢለ ክሓድር የ
    2) ኣለኹ ስለ ዘለኹ ግድን የ ድማ ክህሉ
    ሳዕሪ እንተሓረረ ንግዚኡ እንደኣሉ
    3) ተደለኹ ርግቢት ተደለኹ ተመን
    ስራሕ ሕላገተይ ጎይታ ሕማቕ ዘመን ኣለኹ
    4) መሲለ ክቕጽሎ ሓረግ ገዛና
    ክንዮ ክልተ 40 ኣለኹ ገና
    5) ጽብቕቲ ካናሪ ደሃያ
    ከም ትምኒተይ ደጊመ ርእየያ

    • @michaelmiki6325
      @michaelmiki6325 2 года назад

      Kkkkkkk😁😁😁😁

    • @trustyourself9355
      @trustyourself9355 2 года назад

      ናይ ሞናሊዛ"ኸ ክክክ

    • @ስደተኛ
      @ስደተኛ 2 года назад +2

      @@trustyourself9355 ያኸ ሓቁ ዩ,ዛ ትንፋስ ኣልቦ
      ጽባቐ በዓል ደመት, ማመት, ዉባ, ኩልሕለን, ጽጌረዳ, ንሕልፈት ካብ ትፈርደን ክልተ 10 ዓመታት ሓሊፉ 👍

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 2 года назад +4

      ደቀቅቲ ፍጡራት ኣለዋ ይብሃል
      ምልኲዓት ምኳነን ይንገር ብዕላል

    • @ስደተኛ
      @ስደተኛ 2 года назад

      @@ቀንዴልሓርነት
      ነዘን ሕቡኣት እኮ ዩ.

  • @jontv6228
    @jontv6228 2 года назад +33

    ኣድነቅቲ ዳኒ like ካይገብርኩም ካይትሓልፉ!

  • @kiflegebrezgabher2090
    @kiflegebrezgabher2090 2 года назад +1

    ዳኒ ወደይ ቡሉጽ መንእሰይ ናይ ብሓቂ ንፉዕ መምህር ኣብ ኩሉ ኣርእቲ እግዝአብሔር ዕድን ጥዕናን ኣብዝሑ ይሃብካ።

  • @edenlove127
    @edenlove127 2 года назад +1

    Dani hawey kab nay srhat momona eba gele aqrbelna ab qexali keep up the great work kea 💯

  • @ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ

    My best Artist Thomas alazar goyeta tebay 🙇‍♂️🥰😇

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና

    ክቡር ወዲ መምህር እቲ ሚዛናዊ ዝኾነ፡ ትንታነኻ እናሓደርኩ የድንቆን የስተማቕሮን። ዕበየልና ደኣ ንስኻስ።

  • @emanuelephrem4307
    @emanuelephrem4307 2 года назад +48

    ዳኒ ጅግና ቀጽሎ ቀጽሎ ዝዓርከይ!!
    ነዞም ሓደሽቲ ዘተባብዕ ክኣ ሓደ ሓደ በለና።

    • @mussiegebrengus1319
      @mussiegebrengus1319 2 года назад +1

      ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሚሎን ሃይሉ ግጥሚ ክከብድ የቡሉን ኢላ ነራ ፡ ኣብዚ ካኣ ኣነ ይሰማማዕላ ኢየ ። ምክናይቱ ኣብ ደርፊ ዋካ ዋካ ኢካ ክትብል ዘለካ 'እንብር ከም ፍላስፋታት ክትሓስብ የብልካን ። ኣይተክቡዱልና ፊሎዞፊር ኣይኮናን

    • @emanuelephrem4307
      @emanuelephrem4307 2 года назад +8

      @@mussiegebrengus1319 ስነ ጥበብ ማልት ዋካ ዋካ ተኾይኑ ሕብረ ተሰብና ዋካ ኮይኑ ተሪፉ ኣሎ ማለት እዩ።
      ስነ ጥበብ መግለጺ ሕብረተሰብ ክሳብ ዝኾነ
      ዘዕብየና ነገር ንሕሰብ እምበር
      ዋካ ዋካ ድኣ መሊኡ አንዲዩ ዝሓወይ።

    • @ambesajrsemere723
      @ambesajrsemere723 2 года назад +1

      ነዞም ሓደሽቲ ምትብባዕ ተደልዩ ዘሎ ተወሳኺ እዝንና ከደንቁሩ ድዩ?

    • @Chixias.amora11
      @Chixias.amora11 2 года назад

      SUBSCRIBE eba gberuley yehwat bejakum SUBSCRIBE 😍😍🥺🥺

    • @emanuelephrem4307
      @emanuelephrem4307 2 года назад +4

      @@ambesajrsemere723 ዝዓቢ ወለዶ ተዘይብልካ... በቃ ዲዩ ስነጥበብ ከብቅዕ??
      ተዘይዓቢዮም ድኣ ታይ ሒዝካ ክተርፍ?

  • @rahwaasghedom4803
    @rahwaasghedom4803 2 года назад +8

    One of my favorite young man. I admire the work you are doing!! I have one recommendation, it would be nice, if you can bring from the neighborhood countries music as examples, motivations or as compearing.( Exp, like Eth artists Rophana) keep on doing what your doing!Great job!!

  • @lifeishard7018
    @lifeishard7018 2 года назад +1

    Dani wedi memhr blux sbe keep it Up going ✌️🥰

  • @habtekidane477
    @habtekidane477 2 года назад +6

    ሓቃ እንድያ ውኻርያ ፍቕሪ ዝቀትል ሰብ ሞት እኳ ክውሕዶ ዝበለት ኖሆም ዮሃንስ መስተ😂😂😂😂

  • @endahafene3354
    @endahafene3354 2 года назад

    Good job wedi memhr
    N derefti hagerka ketemabln ketenfen
    B mklaska anbesa eika ajoka wetru ab gonka eina 🇪🇷🙏

  • @alemteklay8506
    @alemteklay8506 2 года назад +2

    ናይ ሰሎሙን ሃይለ ኣቅርበልና ትብሉ ውቀጡኒ ዳኒ ኣሰሊ ብተኣሚ እየ ዘድንቀካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ በጃካ ኣቅርበልና

  • @HKChannelHk
    @HKChannelHk 2 года назад +8

    ዝፈትዋ ምሳሌ ናይ ኪሮስ👑
    ዝቐተለ 'ቀተል ዝብል ሕጊ ሙሴ፡
    ኣይጥቐመሉን'የ ኣይክእሎን'የ ሰብ ሃስየ👌🏿

  • @merihwedishishy4848
    @merihwedishishy4848 2 года назад

    ደስ ትብለኒ ምሳሌ ኣብ ናይ ወዲ ትካቦን ጣኒቆን እምኒ ዓረ ትብል ደርፊ
    ""መን ይኣምኖ ሕብሪ እንተ ቀየረ
    ሰብ ከይህሉ ዝተዳናገረ
    ርግቢ ኣይኪነን ኩሉ ዝነፈረ
    ቁርሲ ማዓር ምሳሕ ድራር ዕረ"
    ወላ እታ "እምንኒ ዓረ" ትብል ምሳሌ ኣዝያ ደስ ትብለኒ

  • @zemenrae9193
    @zemenrae9193 2 года назад +1

    ጸግራ ነዊሕ ጭራፈረስ
    ንየማን ነጸጋም ዝማላለስ
    ዓይና ኹሑል ከዋኽብቲ
    ቀትሪ ጻሓይ ኢያ ወርሒ ለይቲ
    ናይ የማነባርያ ኣብታ ጭራፈረስ ትብል ደርፉ ዘሎ መሳለ

  • @saliholove101
    @saliholove101 2 года назад

    ጽቡቅ መደብ ብፍላይ ዕምቆትካ
    N.B. እዞም ምሁራት ሃገርና ኣብ ሃይማኖት ዘሎኩም ፍልጠት ድሩት ብምዃኑ ጥራይ ንዓኹም ዝጥዕመኩም ኢኹም ትጠዋውይዎ፣፣
    መኃልየ መኃልይ መሠረቱ ንናይ ቤተ ክርስቲያንን ክርስቶስን፣ ናይ ኣዴና ቅድስት ማርያምን ክርስቶስን እዩ ዘስተምህር፣፣ ብፍጹም ንናይ ውልቃዊት ጓል ኣይውክልን፣፣ ጥበብ ኣገላልጻን ምሥጢርን ንፍቅርትኻ ፍቕርኻ ክትገልጸላ ትጥቀመሎም ቃላት ኣሎዎ፣፣
    መኃ.መኃ 4:7 ንጽኅና ኣዴና
    መኃ. 4:12 ድንግልና ኣዴና
    መኃ. 6:9 ወለዶ ኣዴና
    መኃ.5:1-6 ጽምኣት ነፍስና ንክርስቶስ
    ዳኒ ጥበብ ንምግላጽ ክትጥቀመሎም ትኽእል ኢኻ፣ ከምቲ ካልኦት ዝብልዎ እናበልካ ዘይትርጉሙ ምሃብ ግና ጌጋ ወድሓንካ!

  • @homi1130
    @homi1130 2 года назад

    ክቡር ሓወይ ኣቀራርባኻ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ እዩ ቀጽሎ።
    እንተኾነ ኣብቲ እተቕርቦ ተቓዋሚ ሓሳብ ጥሉቕ ዝኾነ ናይ ጥበብ ማለት ካብ ናይ intellectual ሓሳባት ወጻኢ ምስ ናይ ሂወት ምትእስሳር ዘለዎ ኣብ ናይ ልቦናዊ ስሚዒታዊ መንፈሳዊ ሂወት ውን ስለ ዝትንክፍ ቁሩብ ኣፍልጦኻ ክብ ክተብል ይምሕጸነካ ገለ ገሊኡ ነቀፈታካ ፍልጠት ይሓጽሮ እዩ
    ከም ኣብነት ኣብታ ናይ ቖርጫጭ ዝቕረብካያ ተቓውሞ "ወቓሕ ኢልክኒ" ክብል ከሎ ምስታ "ከም ኣብ ቀላይ ዝኣተወት መርፍእ ገለ ኣብ ልበይ ብልጭ ኢሉ ጠፍእ" መርፍእ ብገዛእ ነብሱ ብሊጭ ከምዝብል ክትገልጽ አላ ዘይኮነትስ ምስቲ ውሽጣዊ ወቓሕታ ልቡ ምትእስሳር ዘለዋ ኮይና ንናይ ስሚዒታዊን መንፈሳዊን መግለጺ ኢያ ተገልግል ስለዚ ነዚ በቲ ሓሳባት ዝመሊኦ ይእምሮካ ጌርካ ክትገልጾ ተፈቲንካ ልክዕ እዩ በየን መመንጨዊ ሓይሊ ኤለትሪክ ረኪባ ኢካ ክትብል ስለዚ ክቡር ሓወይ ክሉ ነናቱ ኣብ ነናቱ ደኣ ንእትዎ።
    ብዝተረፈ መደብካ የሳልጠልካ ቀጽሎ።

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 2 года назад +4

    ናይ ቶማስ ብምቕራባ ሓሊብ ኣስተኻኒ ሓሊብ ስተ፡
    ብራቮ፡ በዚ ኣጋጣሚ ጥሮታ ክወጽእ ዘለዎ ቃላት ብምሕባርካ፡

  • @Habrom1988
    @Habrom1988 2 года назад

    ዓቢ ጌጋ ወዲ መምህር፡መጀመርያ ቤተ ክርስትያን ብክርስቶስን ቤተ ክርስትያንን ዝትትጎምን ዝምሰልን መጽሓፍ ናብ ሴክሳዊ ሸነኽ ብምጥዋይካ፡መጽሓፍ ቅዱስ ከም ተራ መጽሓፍን ጽውጽዋይን ናብ ድላይካ ዝትርጎም ኣይኮነን፡ስቕ ኢሎም ዮም ብክርስቶስን ብቤተ ክርስትያንን ዝምስልዎ'ምበር ከምዚ ዩ ኢልካ ሓታቲ ስለ ዘይብልካ ነጻ ፕረስ ስለ ዝረኸብካ ናትካ ኣንፈት ክትህቦ ኣይግባእን፡ካልኣይ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ደርፊ ዘተኣሳስር የብሉን፡ብሕመቖም ዮም ካብኡ ቁንጭል ኣቢሎም ዝወስዱ፡ኣይኮነን ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምስላ ወሲዶም ዝደረፉ ናቶም ሓሳብ ኣፈልፊሎም ዝደርፉ ውን ስፍርኦም ገሃንም ምዃኖ ኣይትፈልጥን ኣይብልን፡ግን ምናልባት ኣይፍለጥን ገላትያ ኣንብብ።
    ብትገብሮ ኩሉ ኣቀራርባኻ ይፈትዎ የ፡ግን ከኣ ኣብቲ ዓገብ ክብለካ ዝግብኣኒ ክብለካ ኣለኒ፡ጌጋ ተሎ ከኣ እናተኣራረምና ንዕበ።

  • @awetbrhane8437
    @awetbrhane8437 2 года назад +15

    መምህር ወዲ መምህር እንቃዕ ብሰላም መጻካ ።
    እታ ኣመና ዝፈትዋ ምሳሌ እኮ ኣቅሪብካያ ኢካ ናይ ቶማስ ኣላዛር ነንሕድሕና ንጠማመት ትብል ግን ካልእ ክውስከልካ።
    ምጽባይ እዚ ኩነት ዘይቅየር መዓስ ኩይኑ
    ስለ,ዚ ከመደይ እባ ኩኒ ጸዋሪት ንኩሉ( ቆርጫጭ)
    ደረት ጽልኢ ኣንጊሀ ካብ ዝከዶ
    ሕርቃንክን ቆዮቃክን ክላማመዶ
    ካብ ሰንቢደ ዝርሕቅ
    ከምቲ ዉዑይ ጸባ ኡፍ ኢለ ኣዝሒለ ዘይሰትየኪ(ቆርጫጭ)
    ጽላል ዝሰርቁና ኣብ ክራማት
    ጮማ ኣሎ ዝብሉና ኣብ ሕማማ
    ዘረብኦም ዝሰምዕ ጸመመ
    ክበጽሖም ዝከይድ ዳሓመመ(ወዲ ትካቦ )
    ብዙሕ ምወሰኽኩ ግን ንካልኦት ትፌዞ ገዲፈሎም ኣለኩ

    • @senayberhanearadom4502
      @senayberhanearadom4502 2 года назад +1

      ጽላል ዝሰቁና ኣብ ክራማት
      ጮማ ኣሎ ዝብሉና ኣብ ሕማማት ፡ናይ ወዲ ትካቦ ፡ምስላ ዘይኮናስ ፡ውስጠዘ ፡ወይ ከኣ indirect speech እዩ ዝበሃል ።

  • @dessnugus7528
    @dessnugus7528 2 года назад +57

    ደስ ትብለኒ ምስላ ናይ ወዲ ትካቦ
    ኣንታ ተባዕ ጋሳ እግረን ተተርኣሶ እግርኻ ይተርኣሳ,ኩርኻሕን ለቃሕን የብሉን መለሳ.
    ሓደ ካብ ኮነ ግን ኩርኻሕ ይሕሸካ,
    ኩርካሕ ጥርት ስድራ!
    ቀጽሎ ካብ ኣድናቒኻ 😘👈🏽

    • @samuelsnetibeb8958
      @samuelsnetibeb8958 2 года назад +3

      ናይ እያሱ በርሀ
      ዝብኢ ማእጋር'ዩ ምሓረሰ
      በተን ቀጢን ዩ ምተፍሓሰ
      ዋኣጎ ሰያብ ዩ ምሞንኮሰ..
      .....
      ናይ ኣብርሃም አፈ ወርቂ
      ፍቅሪ ይስወር ዩ ከምደቂህድርትና

  • @dawitkflay2839
    @dawitkflay2839 2 года назад +8

    ናይ ተፈጥሮ ጸጋ'ዩ ብፈጣሪ ዝመጸ
    መን ከ'ሎ ዘርኡ ዝመረጸ
    ናይ ንጉስ ስነ ጥበባዊ ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣብ ሓደራ ትብል ደርፉ

  • @Dave_loyal23
    @Dave_loyal23 2 года назад

    Misalatat ab derfi nay Solomon haile alo ab koribelki tbl derfu nabnet koribelki aleku sga wedemu tekebile naki keytelim mihle ❤️

  • @RBT._F
    @RBT._F 2 года назад +3

    ናይ ኪሮስ ኩሉ ደርፉ ምሳሌ እዩ 🔥✌🏾

  • @kokobayberhe2002
    @kokobayberhe2002 2 года назад

    Lbi amani iu mebxae zhlu ayni gin telam iu telam andiulu 🥰🥰😍
    b merhawi haleka

  • @samuelberih
    @samuelberih 2 года назад +13

    ዳኒ ብሉጽ ስራሕ
    እታ ናይ መሃልየ መሃልየ ግን፡ ከምቲ ንስኻ ውን ዝተንከፍካዮ፡ ኣብ ሞንጎ ክርስቶስን ቤተ ክርስትያንን ዘሎ ፍቕሪ ዝገልጽ እምበር ንተፎጥሮ ዝገልጽ ኣይኮነን። ከምዚ ንስኻ ዝበልካዮ ንተፎጥሮ ዝገልጽ እንተኾይኑ እሞ፡ ንዝሙት ዘተባብዕ ይኸውን ኣሎ ማለት እዩ። እዚኣ ኣርማ ኢኻ።

  • @እንታይማለትዩፍቕሪ
    @እንታይማለትዩፍቕሪ 2 года назад +4

    ኽንፍትን ደኒ፤ናይ ባርያ ደርፊ ነዓይ ደስ ትብለኒ ☝☝☝ምሳሌ🚥መን ኻብ መን ይበልጽ 🚥ኣብ ልዕሊ መን ኽትዉርዚ🚥 ዕንቕርቢት- 🚥ተመን-🚥ተናኻሲ 🚥መርዚ። ዕንቕርቢት/ተመን••እዘንቃላት፤ኽሳብ ኽንደይ መርዛማት ሰባት ኸምዘለዉ እየን ዝዛረባ ዘለዋ ከምዝመስለኒ። ሶ የቀንየልና ወዲ፤ዓበይቲ፤

  • @mihrethagos8291
    @mihrethagos8291 2 года назад

    ወዲ መምህር ንዓኻ ዝሀቦ ተውህቦ አምላኽ ኽፈጥረካ ኸሎ ምስ ሙሉ አፍሉጦ ብንእሽተኻ ካብ ዓምኻ ንላዕሊ ተውህቦ ዘለካ ኢኻ ዳኒ ፋሉይ ንመንእሰይ ተምሳሌ ትኸውን ብሐቂ ዝተፈጠርካ ምስ ሐቂ ደው ዝበልካ ሰብ ንኽንደይ ኸተምህር ትኽእል ሰብ ኢኻ ።አምላኽ የሐልወካ ዝያዳ።🥰🥰🥰👏👏👏

  • @ፍረጋባ
    @ፍረጋባ 2 года назад +4

    እቲ ተምጽኦ ሓሳባት ምስ ምሉእ መረዳእታ ስለ ተምጸኦ ብዘይ ጸገም ንኽትርድኦ ኣየጸግመካን ወዲ መምህርን (መምህርን ኢኻ )❤

  • @mussie2548
    @mussie2548 2 года назад +2

    ዝኸበርካ ዳኒ ኣቐዲመ ብትገብሮ ዘለኻ ኣብ ባህሊ፣ክብርታትን ስነጥበብን ዘተኮረ መደባትካ ዓቢ ክብሪ እዩ ዘለኒ ብልቢ ከመስግነካ ይፈቱ፣ ቀጽሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብካ ኣብ ኩሉ ይሰማማዕ እየ፣ እንትርፎ ኣብታ ናይ ቶማስ "ዶርሆ ምንፋር'ዶ ምጸለአ መንገብገብ እንከለዎ ......" ትብል ጽሕፍቲ። ናይ ዶርሆ "impossible " ወይ ከኣ ክኸውን ዘይክእል ነገር እዩ። ንዓና ንደቂ ሰባት ግን "difficult" እምበር "impossible" ኣይኮነን። ብዘለና ተመስገን ምባል ጽቡቕ እኳ እንተኾነ ምስ ናይ ዶርሆ ክነፍር ዘይምኻልን ንዕኡ ምቕባሉን ከመይ ጌሩ ከተኣሳስራ ፈቲኑ ኣይተረድኣንን።

  • @romhay7853
    @romhay7853 2 года назад +11

    ኪሮስ አስፈሃ
    ገርማኣ ግርማ ክራማት
    ፈዋሲት ኩሉ ሕማማት
    አፍ ልባ መዕረፊ ደንደስ
    ሽታኣ ሽታ ቤት መቅደስ

    • @messimessi4170
      @messimessi4170 2 года назад

      ኣቲ ጽብቕቲ ፍጥረት መሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ
      ኮንዶኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ

  • @Freshair365days
    @Freshair365days 2 года назад +15

    ”ደመና ቀዲዳ ከም ዘወጸ ፀሓይ
    ብማዕዶ ትልለ ከም ኮኾብ ሰማይ"
    ናይ የማነ ኣብታ "ግርማ-ዝዓሰላ" ትብል ሕላዪ ዘላ ኣዝያ መሳጢት ምስላ እያ።
    ደመና ቀዲዳ ክትወጽእ ከላ ዝፈጥረልካ ባህታ፣ ልሉይ ተፎጥራዊ ተምሳጥ'ዪ ዝፈጥር።

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 2 года назад +55

    ዳኒ ንስኻ ፉሉይ ኢኻ :: ዘለካ ንቕሓት ዓሚቕን ሰፊሕን እዩ :: ኣጆኻ ቀጽሎ !

  • @afrahstars
    @afrahstars 2 года назад +1

    Waww tnx nez tegbro zelka proud of U 🙏🥰❤️
    plz nay hiji zewex zelo defi eba gele belom 🙏

  • @ghidetewelday1202
    @ghidetewelday1202 2 года назад

    Daniel wedi memhr thank you for All. Nay Abrham Aforki zfetwa haymanot fkri eya shema ala.

  • @eyobnuguse1783
    @eyobnuguse1783 2 года назад +2

    ማዓረይ ወለላይ ሹኮረይ ሞናሊዛ ጦሮታ ወፅየን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @utopiasense2208
    @utopiasense2208 2 года назад +1

    “Abraham afewerki tehzn hafti alato” 🤣🤣🤣🤣🤣 if you don’t get it forget about it

  • @adhanettadios4740
    @adhanettadios4740 2 года назад

    Wedi memhr kulu gzie blux kabaka buzuh eye zmhar htotatt wshtey wn temelisuley😘

  • @jesuisfierdenoir9430
    @jesuisfierdenoir9430 2 года назад

    Thank you wedi memhr nay tomas
    ayney zemxeka
    Nay kiros hanti derfi aqrbelna

  • @Eriboy62
    @Eriboy62 2 года назад +6

    Y ,Wedi Tikabo ,Ata Wedi Teare 🎵❤️
    ከመይ ኢልና ክነጽእልእል ዳዕሮና ብፍላጻ
    ንሳ ተቆራሪጻ ሱር በቲኹ ከንቕጻ
    ናዓባ ይኣክል ሎሚ መላሲ ህዝቢ ይኹና
    ከምዘይ ወለደት ሓድጊ ግደፍ ነዓ ኣይተምክና
    ኣናብባ የኣኢ ጠፊእና ምጽማም ዱ ምጽማም ክነግሩና !!

    • @haben1025
      @haben1025 2 года назад +1

      ኣናብባ ያኢ ጠፊኡና ምጽ'ማም ድዩ ምጽማም ክነግሩና😲👌

  • @weldebrukhadgu2248
    @weldebrukhadgu2248 2 года назад +35

    ዳኒ ከም ወትሩ እቲገብሮ ስራሕካ ጽቡቕ ኢዩ
    ኢዛ ናይ ቶማስ ገዛኻ ኢዩ ማሙቕ ትብል ደርፉ ግዲ የሕፊራቶ ጠፊኡ ምስ ጥዑም ዜምኡ ብዝኾነ ጽቡቕ ትንተና 👍❤️💯👍❤️💯

    • @Selammedia9385
      @Selammedia9385 2 года назад +1

      ክክክ ንፉዕ መስተውዓሊ።

    • @hagerey672
      @hagerey672 2 года назад +4

      Zderfo kulu ninebsu tray du zwkil, zehfir yeblun, amaraxi sina enber gezana do mhashena.

    • @kinglio8947
      @kinglio8947 2 года назад +3

      እዋይ ወልደደደብሩኽ ንስካ ኮመንት ክትጽሕፍ ዘይሕፈርካስ ንሱ ክሓፍር ክክክክ

    • @djgeezawi2313
      @djgeezawi2313 2 года назад

      Hit the notification bell no won my new music Title
      አረስታ(ትግራውነት እንታይ ማለት እዩ?)
      What Tigrainsm means?
      you must not subscribe but you should know that
      I am going to come upp 1 music evry 30 days.c u
      My music is simble beautiful and having a lot to say.
      and I am sure MHDER P: will make sansuor on it.

    • @lion9733
      @lion9733 2 года назад +5

      ኤርትራ ሲኦል ኮይናቶ ደሓር ካኣ ገዛካ ኢዩ ማሙቅ ኢሉካ ከሎ ገገዲፍካዮ ትሃድም እንተኮይንካ ንበይኑ ድዩ እታ ሃገርካ ከማሙቃ ከይቆሪር በይኑ ኢሉ ድማ ወጺዩ

  • @msgnasbhatleab2556
    @msgnasbhatleab2556 2 года назад

    Dani great so keep it up nay Abraham husukata tebel derfie tetegeletsa des mesbelnie nieru mereda abateni

  • @eyobaeyob2743
    @eyobaeyob2743 Год назад

    ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘክብረካ ናይ ኪረስ አለማዮ ስረሐሉ ።ን ቋንቋ ትግርኛ ዕቤት ክብል እየ ዝሓተካ ዘለኩ

  • @fkriumengedey4242
    @fkriumengedey4242 2 года назад

    Nay Abraham Afewerki fkrey tbl amxalna thank you

  • @danizanjese9041
    @danizanjese9041 2 года назад +4

    ናይ ቶማስ ተወሰኽቲ ደርፍታት ኣቅርበልና በጃኻ🎼
    ብሓፈሻ ጽቡቅ ስራሕ🤞

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 Год назад +1

    Very nice to explain about culture of music Eritrea 🇪🇷

  • @እጸ
    @እጸ 2 года назад +8

    እሺ ዳኒዋይ ካብቶም ናይ ደቡብ ተጋሩ ከምና ኪሮስ ኣለማዩ ኣትክልቲ ሓደ ሓደ ተምጻእካልና እውን ደስስ ይብለና ብዘዝተረፈ ቀጽለሉ ጽቡቅ መደብ እዩ።

    • @abel8236
      @abel8236 2 года назад

      Nay tigray da entay drfti alwkum nzom tngrti dEki

    • @yaredtesfa97
      @yaredtesfa97 2 года назад

      Ezi medeb nay debub gelemele tgray aykonen nay eritrawyan eyu ere n eritrawyan we don’t now debut tgray

    • @Danielgrmay567
      @Danielgrmay567 2 года назад

      Zelewo yeblomn amharic ember tigrigna do tderfu ekum tegaru film yeblkum derfi yeblkum Abraham sele gedifka

  • @philitiasli4962
    @philitiasli4962 2 года назад

    Bzaeba icha do mrcha nay mebrahtu grmay film hyesa kxbe eye wedi memhr

  • @kokobtsbah3714
    @kokobtsbah3714 2 года назад

    መን ክወዳደራ ትበል
    ናይ የማነ ባርያ
    ብርሃን ገጻ ባና ወርሒ
    ልቦናኣ ቀላይ ጽፍሒ
    ዓይና ፍሩይ ተተማቲ
    ግርማ ሰማይ ከዋኽብቲ
    እወ ሰተ ሰምሃር ዕንባባ ጽገረዳ
    ሓለንጋይ ቁሞታ ጽብቕቲ ኣካይዳ

  • @fessehayeghebregergis3737
    @fessehayeghebregergis3737 2 года назад

    ሰላም ዳኒ ወዲ መምህር ካብ ግዜ ናብ ግዜ እተምጽኦ ዘለካ ነጥባታት ኣዝዩ መሃርን ከይ ፈተካ መረዳእታካ ነከተዕቢ ከትንብባን ጽቡቕ ጌርካ ነዚ ዝበሃል ነጥባታት ንምስምቃር ከተንብብን ክትፍትሽን ክትጽዕርን ዩ ዝድርኸካ ።ከየንበባካን ከይተረዳእካን እትህቦ ርኢቶ ድማ ንብቕዓት እቲ ጸሓፊ ወይ ተንታኒ ክመዝን ሰለዘ ዘይክእል ንእገረ መንገድካ ባህሊ ምንባብን ቅድሚ ምዝራብካ ምርዳእን ተማዕብል ኣለካ ማለት ዩ። ዘንብብ ሰብ ድማ ካብ ብስምዒት ብርድኢት ርኢቶ ስለዝህብን ዝእርምን ነቲ ሰብ ክመዝን ክብል ንባዕሉ ንከይ ምዘን ክጽዕር ትድርኾ ኣለካ ማለት ዩ ።እዚ ንስካ ኣምጺእካዮ ዘለካ ብቕዓትን ብስለትን ድማ ከም መንእሰይ ግቡእ ግዜን ጻዕርን ዝወሰደ ስለዝኮነ ንፍሲ ወከፍና ወልቃዊ ብቕዓትና ንምዕባይ ክንጽዕር ከም ዘለና ዩ ዝምህር ስለዚ ንእትግበሮ ዝለካ ኣበርክቶ ምስጋና ይግበኣካ። ኣነ ክብላ ንዓይ ቁሩብ ምሉእነት ዘፈጠረለይ ኮይኑ ዘይስማዓኒ ኣብ ኣናብባ ዩ። ውዲ መምህር ጽሑፋትካ ክትንትን ከለካ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ብሓደ ዓይነት ቶን ኢካ ትውድኦም ።እዚ ድማ ነኒ ሰማዒ ደረቕን ሰሓብነት ዘይብሉ ኣናባብ ኮይኑ ስለዝስመዖ ኣብ ኣናብባ ወይ ድማ ቃና ኣዘራርባ ሰሓብነት ዘለዎ ዜማ ዶ ክብሎ እንተትጥቀም ንብቕዓትካ ዝያዳ ምደረዖ ኮይኑ ይስመዓኒ እዚ ወደሓንካ ንኡሰይ።

  • @TekiaBeyene
    @TekiaBeyene 2 года назад +9

    ዳኒተይ ኣድንቆተይ ከምቲ ልሙድ ኢዩ
    ናይ ቆርጫጭ ኣላ ሓንቲ ምስላ ኣብታ (ኣጆኺ) ትብል ደርፉ
    👇👇👇👇
    መን ኣሎ ምርኩስ ተስፋ ዝተደገፈ
    መን ኣሎ ኣማኒ'ኢሉ ዝተሰነፈ
    ጸገምኪ ባሕሪ ኮይኑ፡እንተመጻኪ
    ሓምቢስኪ ክኣልዮ ከም ዓሳ ኮንኪ
    ዮናስ እካ ቀንዩ ኣብ ከብዲ ዓሳ
    ጽሓይ ርእዩ ድሕሪ'ታ ኣበሳ።

  • @ፅጌሬዳጋልሃገረትግራይ

    😂😂😂🤣🤣ከኒፈ ብሓቂ ማዓረይ ሽኮረይ ሓላለይ ጥሮታ ኣውፅእዎም 😂..so danye በሊሕ ቀፅለሉ💛🤗❤

  • @angosomtesfalem9759
    @angosomtesfalem9759 2 года назад +26

    አምንቲ ተኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝለኣካ
    ፍቅሪ ከም ዝአዝዞ ናትኪ ዘበልስ አንካ ነዓካ
    ሓልዮትኪ ናፊቀዮ ኣንቲ መዕረፊተይ ለሰ ዋላካ
    ምሳሌ አምነት ብርግቢት ናይ ኖህ ኪሮስ

  • @malhabib357
    @malhabib357 Год назад

    Wow I'm speechless how smart you are keep it up😢😢😔😔😔

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael8644 2 года назад

    Nice thanx God blles you

  • @gebrihiwetgebremeskel9568
    @gebrihiwetgebremeskel9568 2 года назад +7

    ናይ በሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ👌

  • @yohanesnegasi4587
    @yohanesnegasi4587 2 года назад

    Wedi memhr nay barya hawka eye etbil derfi nab hzbi aqrbelna eka

  • @fotogebrughide7207
    @fotogebrughide7207 2 года назад +1

    ጽብቅቲ ምደብ አያ ወዲ መምህር ብዝተካኣልካ ዓቅሚ ቅጸላ አዛ መደብ ከይትቋርጻ።
    ብዝተርፈ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርዊ ኣብታ ምንባር ትብል ደርፉ ከምዚ ኢሉ ነሩ
    " ስቃይ ሕማም ዝሰገሮ
    መቅረት ጥዕና መን ይንግሮ
    ምረት ኪይናት ንዝርእ
    መቀረት ናይ ሰላም መን ይንግሮ" ካብተን ዝምስጣኒ ኣብሃህላ አያ።

  • @hawshabebda688
    @hawshabebda688 2 года назад

    ኢዋይ ኒቆርጫጭ ኣሚሲሊካ ከቲሚካሉ
    ሰላም ደቂ ሓበሻ
    ከመይ ኣለኩም
    ኣጀካ ቀጸሎ ሓወይ ናተይ።👍👍

  • @ናቲኣንበሳ
    @ናቲኣንበሳ 2 года назад +1

    ወዲ መምህረይ ኣንበሳ ጽቡቕ ትንታነ

  • @angishaestifanos3217
    @angishaestifanos3217 2 года назад

    Dani nice kemti lumud ab libi sebat kiteotu gizye zeywesede smart wedi niberlna kbreteyy

  • @yonyidcartoon7210
    @yonyidcartoon7210 2 года назад

    ብዝዓባ ድምፃዊ ኪሮስ አለማየሁ ስርሓልና

  • @kiros123
    @kiros123 2 года назад +2

    (ንጹርነት ግጥሚ) ኪሮስ እቲ ዝበለጸ ጸሓፊ ን ኣብነት እታ ኩሉ ግዜ ዘይትርድኣኒ ናይ ወዲ ትካቦ ይገርመና'ሎ vs ኪሮስ፡ መዓት ወረ ጽባሕኪ ካልእ ደርፍታቱ ውን

  • @yonastesfay1365
    @yonastesfay1365 2 года назад +2

    *ሞጨሎ ዓርከይ እንቓዕ ብሰላም መጻእካ-መብረድ!*

  • @mysunshine2560
    @mysunshine2560 2 года назад

    One of my favorite 👉ምሳሌ እያ
    ምንም ዘይልወጥ ከም ቁጽሪ ክልተ
    ረቢሑ ተደሚሩ ኩሉ ግዜ ኣርባዕተ
    ዓይነይ ኣዝንብክን ንዓኺ ምስ ጠመተ
    ልሳነይ ኣይቅየርን ሓንሳብ ምስ ልኮተ💯❤️‍🔥

  • @Yoyose5172
    @Yoyose5172 2 года назад +1

    ከምቲ ሓረስታይ ኣንጊሁ ዝወፍር
    ኣብ ዓራተይ ኢየ ተገምሲሰ ዝውዕል።
    ሰሓቕ ሞይተ ድየ ገለ ። omg 😂😂

  • @berrak3105
    @berrak3105 2 года назад

    Men ysmaeka ember wedi memhr ንኡሰይ ybel bhaki

  • @awettafere7375
    @awettafere7375 2 года назад

    Keep it up wedi memhr . Great 👍

  • @Alemgezakray
    @Alemgezakray 2 года назад

    Kewakibti sebay ms margen brihan kewilni ni key riein ktimexia kokobey kixibeya mahatia xemite keleiya Abraham afewerki 👌🎧🤴

  • @ermiaermile9702
    @ermiaermile9702 2 года назад +2

    ጸቡቅ መደብ አዩ ዳኒ ሓወይ ከምዚ ጌርካ ዳኣ ኣስተምህሮ ሃብ

  • @familyentertainmenteritrea3124

    ኣጸሊላትኒ እዛ መደብ ፡ከመይ ምሳሌ ፡ክክክክ፡nic dan.

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 2 года назад

    ናይ ኪሮስ ምስ ረኣኩ! ሻንኬሎ መዓር ገርካ ንልበይ ትግጭቦ ኣለካ ወዲ መምህር ዓርከይ!!!

  • @redbag3453
    @redbag3453 2 года назад +92

    Daniel
    You should include
    Abraham G/medhin
    Kiros Alemayo
    Eyasu Berhe
    On your intro that would be wonderful !!
    💐😸

    • @judithjudithna5254
      @judithjudithna5254 2 года назад +7

      That's what i was thinking. Yeah they are great tigrigna singers.

    • @extrainfoonline
      @extrainfoonline 2 года назад +6

      @@Blue_2024 እሞ ኸ እንታይ ጸገም ኣለዎ ደረፍቲ ትግርኛ እንድዮም ኩሎም ብተወሳኺ ኩሎም ድማ ሓደ መንነት እዩ ዘለዎም ።

    • @Blue_2024
      @Blue_2024 2 года назад +3

      @@extrainfoonline Yes 🙌 sorry

    • @eritrean_forever
      @eritrean_forever 2 года назад +3

      Atum chib hzbi... Natkum review gberu.

    • @ኃልትግራይ-ቈ1ቀ
      @ኃልትግራይ-ቈ1ቀ 2 года назад

  • @dameramedia4477
    @dameramedia4477 2 года назад

    ድክነት ይብዳህ ዩ ኣተሓሳስባ ዩ እቲ ፈልሲ
    ፍቅሪ ዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ
    ኣየወ ንዝጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ
    ከም ዝሕሓሰብናዮ ማዓስ ኮይኑ ከም ዝኮነልካ ዩ እምበሪ
    ከም ንደልዮ ዲና ንነብር ከም ዝኮነልና ዩ እምበሪ
    ፍቅሪ ዩ መንገደይ ድካም እንተኮይኑ ክዕርፍ ኣይደልን
    ፍቅሪ ዩ ሂወት ሕልሚ እንተኮይኑ ክባራበር ኣይደልን
    ፍቅሪ ዩ እምነተይ ሓጥያት እንተኮይኑ ክጸድቅ ኣይደልን
    ዓለም ዓለም ጎዶሎ ያ
    ኣራኪባትና ክልሓሊ ኣፋቂራ ድማ ትፈላሊ
    ማዓረ ይከዳ ክልተኤን መልክዓ
    ማዓረ ጸልማት ብርሃን ወሊዓ
    ዓለም ዓለም ጎዶሎ ያ ብህግቲ ክንሳ
    ተፈጥርኣ ኩሉ ኣለዎ ኣበሳ
    ዕንበባ ጽገረዳ ዃ እታ ትፈትዊያ እሾክ ኣለዋ ኣብ ክርሳ
    ዓለም ከም ባሕሪ ያ ከም ዝብሃል
    ክሕምብስ ዘይክእል ንካይጥሕል
    ሓቢርና ዶ ጸገምና ነቃልል
    ክንባላሓት ዝያዳ ክንጋደል
    ናይ ተፈጥሮ ጸጋ ዩ ብፈጣሪ ዝመጸ
    እምበር መን'ሞ ኣሎ ዘርኡ ዝመጸ
    ዛንታየ በልኒ መጽሓፍ ክኮነልኪ
    ግጥሚየ በልኒ ዜማ ክኮነልኪ
    ቀሪቡ ዘይምለስ ሕቶ ኻሕኲካ ዘይክፈት ማዓጾ ይክህሉን ዩ
    ኣብ ግዕዞ ብሓደ ጸኒዒና እንተነቂልኪ እንተጽዒርና ንመን ኢልዎ
    ሰብ ብዝብሎ ኣይትገደሲ ሓቂ ሒዝኪ ጥራሕ ገስግሲ ምሳኪ ለኩ
    ኣብ ውሕጅ ኬንካ ምጅልብ ኣብ ደንደስ ኬንካ ምዕዛብ ንፋላለ ዩ
    ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር ደቂ ሰብ ኢና ነፍቅር ኣይትጨክኒ
    ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎደኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለምኒ
    ምእንታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ
    ዕድላ ክትቅይር ኣርሒቃ ምስ ከደት
    ነዊሕ ደብዳብኣ ትርፊ ናይ ናፍቆት
    ጽምዋይ ኢያ ትብል ዝከፈአ ደኽነት
    ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ ዩ ዝዓበየ ፍልጠት
    ዳኒ ወዲ መምህር ብጃካ
    ናይ ኣብራሃም ልዕሊ ሓምሳ ዝክውን ክትረክብ
    ልክእል ኢካ ንሂወት ደቂ ሰባት ዝቅይር

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 2 года назад +1

    ብራቮ ወዲ መምህረይ ቀጽሎ ዝዓርከይ...ቶማሰይ ጅግና ማራ ናፊቅናካ ሃሲስካና እምበር.

  • @atakltisolomun3739
    @atakltisolomun3739 2 года назад

    Hadush Derfi aytewtse
    wedi memhr keynebeo🤣🤣🤣 CHARMANN WEDI SELIYE

  • @jonierunatey4951
    @jonierunatey4951 2 года назад

    King Abrham fikri kem xehay u Ararbo tekede wegahta yiemles eu ezia gn winter kem mierabawya nzeykone ab adna maletey eye🤗🤗🤗🤗

  • @onisimossyosias7183
    @onisimossyosias7183 2 года назад

    Great explanation

  • @kalledahmed767
    @kalledahmed767 2 года назад

    Des zbiel wegiei eyu tgray tsier 💪✊✊

  • @wedigurum3321
    @wedigurum3321 2 года назад +2

    "ወዲ ትካቦ"
    ኣብ ጸድፊ ዝጋልብ 'የ ሕማቕ ፈረሰኛ፣ ኣብ ርቱዕ ዝምድር 'የ ዘይሰምዓኒ ዳኛ። ኣብ ርጩን ዕላማ ክጭምት ዝህቅን ኲናት ይሃሲ"ምበር ዘበት ነጥቢ ኣየርክብን ።

  • @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን

    Blux menaseyyyy 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @ላሚቦራ
    @ላሚቦራ 2 года назад

    Wedi memhr anbesa keep it up bro 👊

  • @taniqo184
    @taniqo184 2 года назад

    ዋው ቤላ ኣገላልጻ ዳኒ
    ኣነ ደስ ትብለኒ ናይ ቶማስ ኣባኺ ዘለኒ ፍቅሪ ትብል
    🥰 ከም ካብ ዒላ ዝነዝዕ ፈልፋሊ ማይ ከይብሎ(2)
    ፈልፋሊ ማይ ዋላ እካ የቋርጽ ዝግ ዝብለሉእዋን ግን ኣሎ!!!!!!!!!!!'''''''''''''''''''’'''''''''''''''''!!!
    ከም ትርግታ ልቢ ትማሊ ሎሚ ጽባሕ
    ህርመታ ዘይትንኪ ከፍቅረኪ ክነብር
    እየ ጌና ክሳብ ዘለኹ ኣብ'ዛ ምድሪ፤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰i love that song🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @MussieNegassi-dv7hd
    @MussieNegassi-dv7hd 6 месяцев назад

    ቶማስ ኣላዛር
    ኩሉ ምስላታቱ ❤❤❤
    ምርካብ ምስ ሰኣነቶ መጺጽ ኢላ ገዲፋቶ ንዘቢብ ,,,,, ,,,
    ይግረምኪ እምበር እንታይ ኮይነ ኢልኪ ክትሓዝንሉ
    የስሕቂ እምበር እንታይ ኮይነ ኢልኪ ክትነብዕሉ
    ወረ ,, ወረ ወረ እንደኣሉ
    ወረ,,፡ ወረ ወረ እንደኣሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @cesc6982
    @cesc6982 2 года назад +10

    Am really inspired by this man to read 📚books!!@