ህየሳ ደርፊ 'ክልተ-ዓያሹ'

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 янв 2025

Комментарии • 1,3 тыс.

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show 2 года назад +482

    ጽቡቅ መደብ ወዲ መምህር ❤ነዛ ደርፊ ነሽነሽ ገለ ይረክበላ ይክውን ከይትብል ክጽበ ጸኒሐ😂ምክንያቱ ኣነ ውን ዝኮነ ኣይረከብኩላን

  • @danielghebre
    @danielghebre 2 года назад +74

    በረከት ስምዓዮ ብገንዘብ ዘይርከብ ትምህርቲ እዩ ሚሂርካ ተስፋ ይገብር ከተመስግኖ 🙏

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 года назад +1

      ርእሰ ተኣማንነት ኣለዎ ኣይደሃልን ኢዩ።

  • @FfNb-un5ee
    @FfNb-un5ee Год назад +1

    ኣቱም ሰባት እዚቆልዓ ብሩህመፃኢኡ ተፀልምትሉ ኣለኹም እንትምንታይ እሲ እዚነገር ባዕሉ ተዘይ ገጢምዎ ኣኸለ በቃ ሞራል እንሃቦ ስለዚሲ ዝገበሮ የብሉን ገጠምቲ እዮም ተጋግዮም ኣይዞኻ በረከት ሓወይ ናተይ። ወዲ ዓጋመ ሓላል ይባሃል ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fnanappinfotech
    @fnanappinfotech 2 года назад +31

    ብራቮ ወዲ መምህር ናይና ማእከላይ መርገጺ ዝበሃል ኣንብዚ እዋንዚ ኣይሰርሕንዩ ማልያኻ ኣፍልጥዩ እዋኑ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 года назад +1

      ፍናን ክሓተካ ዶ፡ ኣብ ሚድያ ሰሙን ምሉእ ናይ ሓደ ሰብ ሓሳብ ጥራይ ምቅራብ ቅኑዕ ድዩ፧ ወይስ ብዘይካ ሓደ ሰብ ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ተሳኢኑ ኢዩ፧

    • @primostgorge.6739
      @primostgorge.6739 2 года назад +1

      @@God-db9vp Mealtawi gezay kfut eyu hasabu kgelx zdeli ab medebey yrkebeni elu adresu ygedfelom alo entay zeygebere.

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 2 года назад

      ምሳኻ ኣለኹ ፋኒ ሓወይ ኣቦ ሓቂ ወዲ መምህር ውን ጅግና ናይ ኩሉ ብሉጽ ዩ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 года назад

      @@shibot ገዛ ፍናን ካብ ገዛ ሰልጠነ እንታይ ዘፍርሕ ሃልይዎ ደኣ ኢዮም ዝፈርሑ ሓሳቦም ንምግላጽ፧ ገዛ ሰልጠነ ደኣ ዘየፍርሖም፧

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 2 года назад +127

    ወዲ መምህር ጽቡቕ ሰራሕ❤
    ንቤሬ ብዘይሃሲ መዕዳ ብምሕላፍካ ዝያዳ ኣድኒቀካ 🥰

  • @tseggaiisaac5025
    @tseggaiisaac5025 2 года назад +4

    ይበል!!! ናይ ሓቂ መማዝንቲ ዘይብሉ አገላልጻ ! ብሉጽ መብርሂን ዑምቐት ዘሎዎ አረአእያን አቕሪብካ። You are simply spectacular, በርቂ! በሊሕ! ከም ባሕሪን ውቅያኖስን ሰፊሕ ፍልጠት ዘአንግድ መክሊት አሎካ። You are trailblazing youth for Eritrean Renaissance! Keep it up!!! አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ዘይነጽፍ በረኸትን ሂቡ ይመጉስካ።

  • @simonbirhane7516
    @simonbirhane7516 2 года назад +13

    ዳኒ ጹቡቅ መረዳታ

  • @Arsu10gunners
    @Arsu10gunners 2 года назад +139

    *እታ ኣብ ልበይ ዝነበረት ኢልካያ "ንተቓወምቲ ወይ ንደለይቲ ፍትሒ ጥራይ ዓያሹ" ኢልዎም ተዝኸውን ምተቐበልናያ✅ እንተ ደገፍትን ተቓወምትን ግን ከይድካ ዘይውዳእ ፍልልይ ኢዩ ዘለዎም።👍ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ጽቡቕ ትዕዝብትን ህየሳን።❤*

    • @hakiaynrgex252
      @hakiaynrgex252 2 года назад +3

      እንታይ ኢዩ እቲ ፍልልይ ነንበይኖም ዓያሹ ተባሂሎም ኣልጊብካ ዓያሹ ኢልካዮምን ኣብ ክልቲኦም ዕሽነት ከም ዞሎ ተኣሚንካ ዘይ ከሚኡ ትብል ዘላ እዛ ደርፊ ውን

  • @mikyas6916
    @mikyas6916 2 года назад +7

    Nay wedi memhr hyesa kemkemay kf zhbo entelo eske like rgestu♥️👍🏾

  • @WedisemaetAntonios
    @WedisemaetAntonios 2 года назад

    Thanks!

  • @michaelatekle6073
    @michaelatekle6073 2 года назад +20

    ናይ ዓቢን ለባምን ሓዉ ምኽሪ የስማዓዮ 🙏🏽

  • @essienyonas3109
    @essienyonas3109 2 года назад

    Tack!

  • @ሻዕብያጽረሰላም
    @ሻዕብያጽረሰላም 2 года назад +8

    አዛ ሃገር ከምዝ ዓይነት ሰባት አዮም ዘድልዋ ዘለዉ Thanks dani bro

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 2 года назад +287

    ወዲ መምህር ጽቡቅ ትንታነ።
    ከምዚ ከማይ ዝተጸበክሞ ተለኩም ስከ እግርኩም ሓፍ ኣብሉ።

    • @eseyasokubazghi3299
      @eseyasokubazghi3299 2 года назад +4

      ዝሓወይ ኢድካ ይፍቀድ እዩ

    • @zemhretmedhane1934
      @zemhretmedhane1934 2 года назад +2

      ክክክክ ኢድና ሓፍ ዘበልና ኣለና

    • @samsonkidane7131
      @samsonkidane7131 2 года назад +2

      🦶

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 2 года назад +6

      ኣብ ክፍሊ መውልዳን ዲኺ/ኻ ዘለኻ ደኣ እግርኹም ሓፍ ኣብሉ ትብለና 🤣😂🤭

    • @meraayney2483
      @meraayney2483 2 года назад +2

      ክክክክክክ ንሰበይቱ ባዕሉ ሰሕረሳ ኢዩ ዝመስል

  • @Mercy1982-t4l
    @Mercy1982-t4l 2 года назад +162

    ጅግና ወዲ መምህር፡ ከም ወትሩ ንጽበያ ዝነበርና ጽቡቅ ህየሳ❤

    • @የእናትፍቅር
      @የእናትፍቅር 2 года назад +1

      አይ ብርጌድ ንአዱጉ ትበሃሊ ሓሳዊ ለኽባጥ

    • @habtomgebrehiwet3697
      @habtomgebrehiwet3697 2 года назад +1

      ኣድጊ ን ሓመዱ ክክክክክክክ ኣዋይ ርእሲ
      ግሰምዋ ጥራይ

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 2 года назад

      Dani tegagika ane ydgfeka edye bereket xbuk eu derifu entay sle zkona ena ezom tekawemti natna gega zeynkbelo degeftn tekawemtn kltiom nay keman hade eyom bal wufy zgebrwo zelewu xbuk tbl aleka melt du

  • @gpmedia421
    @gpmedia421 2 года назад +3

    Great, no words. Thanks ስለ'ቲ ጽቡቅ መግለጺ, ምስጋና ይግበኣካ እዩ.Sorry ደንጉየ subscrib ምግባረይ

  • @mulugetalegese7255
    @mulugetalegese7255 2 года назад +140

    እዞም ሰባት ዋላ ሺሕ ኢንተ ሓመቑ ወዲ መምህር ኣሎ ኢሎም ምዚካር ይስእኑ። ዕድሜን ጥዕናን ንምነየልካ ቡሩኽ ፡

  • @kalabtadese3875
    @kalabtadese3875 2 года назад +14

    በረኸት ሓወይ መንእሰይ ብሱል ብገዛእ ድሌቱን ርድኢቱን ዝጉዓዝ መንእሰይ ኩን 👍 ዳኒ ኣድናቖተይ ኣይረሳዕኹን ንኡሰይ ።

  • @ደጀንሰርሓ
    @ደጀንሰርሓ 2 года назад +3

    ሰርሓ ዓደይ ብርቂ ሰብ ወሊዳ ይበል ዳኒ ኣስሊ ።

  • @Awet-hw3np
    @Awet-hw3np 2 года назад +1

    ናይ ባሓቂ ወዲ መምህር ከምዚ ከማካ መንእሰያት ኣብዚ ግዜ ምፍራዎም ናዓና ዓብዩ ዕድል እዩ

  • @AmanAdhanom-x3t
    @AmanAdhanom-x3t 2 года назад +5

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ❤በርየ ሓወይ ሰሚዕካ ኣብ ግብሪ ክተውዕሎ ተስፋ ይገብር

  • @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን

    ኣበት ኣእምሮ ወዲ መምህር መግለጺ ሲኢነልካ ቡሉጽ መንእሰይ ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣተሃያይሳ ወዲ መምህር ዓጊበልካ💯💯💯👍🏽👍🏽👍🏽✅✅✅✅✅✅✅

  • @robeltesfahiwet2687
    @robeltesfahiwet2687 2 года назад +3

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ወዲ መምህር ንኡሰይ በረኸት ከኣ እዘን ኣብ መወዳእታ ዝሃበካ ምኽሪ ኣዕሚቕካ ክትመራመረለን ኣለካ ኣብ ዕብየትካ ኣገደስቲ እየን ናይ ባዕልኻ ክብርን ቅድን ርእይቶን ተኸተል።

  • @Godisgood11.
    @Godisgood11. 2 года назад

    ብጣዕሚ ብሉጽ መንእሰይ ። keep it up.

  • @berekethaile4437
    @berekethaile4437 2 года назад +3

    I was waiting for this. Thanks Dani!

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 2 года назад

    ወድ መምህር ብጣዕሚ ብሉጽ ህየሳ የቐንየልና።

  • @samisimple4023
    @samisimple4023 2 года назад +35

    ወዲ መምህር ናይ ልበይ።❤❤❤

  • @selfdefender2607
    @selfdefender2607 2 года назад +1

    dannnyyyyyyyy boy haba nedadi aytezhela

  • @kibrish8433
    @kibrish8433 2 года назад +6

    What a brilliant man!!! Proud of you!!! I like and follow you all the time . Keep doing what you are doing!!! "Eritrea proud of you" !!!

  • @yonastesfamihret9461
    @yonastesfamihret9461 2 года назад +2

    ዳኒ ጅግና ናይ ብሓቂ ከም ኩሉ ግዜ ተቅርቦ ጽቡቅ ህየሳ ፡እዚ ቆልዓ ክኣ ብሓቂ ተረዲኡዎ ደሪፉ ክብሃል ኣይክኣልን'ዩ ምክንያቱ ኣይ ደጋፊ እዞም ጸማማት ህግደፍ ኮይኑ ኣብ ዘይ ኩራዕ ግዜ፡ ኩራዕ ኤርትራዊ ከይብል፡ላንጋ..ጋ፡ብዝሃቡዎ ኣብ ዝኮነ ዝኣቱ'ዩ ዝመስል፡ ወይ ክኣ ከም ዳላይ ፍትሒ፡ደራፋይ ፡ መጠን ነዚ ኩሉ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ተረዲኡ ኣብ ጎድኒ ውጹዑ ህዝቡ ክኸውን'ዩ ዝግብኦ።

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 2 года назад +18

    ኣታ ዛ ወዲ እዚኣስ The high Intellectual Potential.
    ቲዘገርም ንነገራት ደፊንሽን(definition) ኣብ ምሃብ ብልክዕ ይገልጾ እዛ ናይ ዋጣ ንኣብነት ።
    Nice wedi memhr.

  • @habtaigerie5316
    @habtaigerie5316 2 года назад

    Ketslo wedi memhir jigna
    Neaka ksemie ykorie beka
    Love you too👍👍👍

  • @ሰናይኣስገዶም
    @ሰናይኣስገዶም 2 года назад +34

    ዳኒ ሓወይ፡ ሎሚ ዝያዳ ኩሉ ግዜ ኣድኒቀካ። ንበረኸት ኣይደሃልካዮን፡ እኳ ደኣ ክዓብን ክብልጽግን ኢኻ መኺርካዮ። ክብሪ ይሃብካ!

  • @adbt3565
    @adbt3565 2 года назад

    Waw ወዲ መምህር ፡ መምህር ፍጣሪ ዕድመ የሃብካ ፡ ካብ መጽዳፍን ምውዳቅን ክንድሓን ፡ ካብ ናይ ሓሶት ኣቅሽሽቲ መስቀል ምስላም ፡ ቃላት ዳኒ ከም ማይ ኣውሪድካ ካብ ዘይ ትፈልጦ ሕማም ማይ ድጋም ስቲካ ትመሓር ፡ ካብ ዘይ ጥፈልጦ ቃላትን ድንቁርናን ዝባራረዩልካ ቃላት መምህር ዳኒ ሰሚዕካ ብድድ እያ ያ የሕዋት

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 2 года назад +61

    መምህርና እንኳዕ ደሓን መጻኻ💖
    በል እስከ መግበና........

  • @michaelhagos5737
    @michaelhagos5737 Год назад

    God bless you my brother i am proud of you

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 2 года назад +5

    ጽቡቕ ጌርካ ገለጽካያ ወዲ መምህር

  • @Weldaydawit123
    @Weldaydawit123 2 года назад +2

    ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር🤝
    እዛ ግጥሚ ግን ንማሰ ዶ ምኾነት ዝብል ርኢቶ ኣለኒ,

    • @yo-61
      @yo-61 2 года назад

      ያ 🤣🤣🤣

  • @መንደፈራ
    @መንደፈራ 2 года назад +53

    እዞም ደርፍቲ ወይ ግጥምቲ ውይ ዘይምቲ ሓስብኩም ስሩሑ ተዘይኮኑ ዳኒ ከም ደሎ ኣይትርሱዑ ኣብዚ agree ዘኮንኩም ሰባት ታግ ግበሩኒ so Daniel counting 🙌

  • @habtomentertainment8495
    @habtomentertainment8495 2 года назад

    ወዲ መምህር ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ጽቡቅ ኣጋላልጻ፡Thank

  • @filz4461
    @filz4461 2 года назад +3

    መግናሕቲ ይበሃል እዚ! ልቢ ዘለዎ ክመሃረሉ እዩ።

  • @wedijohn3847
    @wedijohn3847 2 года назад +1

    first thank you wedi memher, am watching from Eritrea am really appreciate you and the previous videos you made but on this video am not accept your idea especially "መልክዕ ሰብ ርአዮም ዝፍንፉኑ" and "ክልቴኦም ሓደ አወ ጥቃ ጥቃ" he is true. thank you

    • @solianahaile5913
      @solianahaile5913 2 года назад

      thank you bro. "ክልቴኦም ሓደ አወ ጥቃ ጥቃ" ewe kltiom ayashu eyom haki nzareb yehwat

  • @nnebsikamsel3769
    @nnebsikamsel3769 2 года назад +4

    በረኸት ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ኣልዒሉ ምኽንያቱ እዚ መንእሰይ ኣብ ህግደፍ ኣሎ ድዩ? ኣደዳ ስደትን ሞትን ዝገብሮ ዘሎ ንሱ ሰላ ዝኾነ።
    ኣብ ደንበ ፍትሕ ኸ ጽቡቕ ኣሎ ድዩ?
    ሓቢሩ ከይ ቃለስ ቢ ኣውራጃ ፥ሃይማኖት ራብሓን ግዳይ ጌሪዎ። ሰለ'ዚ ነቲ ኑኡስ ወለዶ ኩሎም በደልቱ እዩም።

  • @ክወግሕእዩኤረይ
    @ክወግሕእዩኤረይ 2 года назад

    ጽቡቅ ኣጋላልጻ ወዲ መምህር
    ንኡስ ድምጻዊ በረከት ሓውና ከኣ
    ነዚ ማዕዳ ሰሚዕካ ክትማሃረሉ ተስፋ ንገብር

  • @piyaryohanakehasesarahana
    @piyaryohanakehasesarahana 2 года назад +5

    ዓሽ ናይ ልበይ ረኸብካኒ💖🙏

  • @NiYaNa-Ericode
    @NiYaNa-Ericode 2 года назад

    ናይ ብሓቂ ዲኻ እዞም ተቓወምቲ ኣብ ዝኸድዎ ዘለዉ ከይዲ ዓያሹ ኣይኮኑን ኢልካ ትኣምን?

  • @Abey_Alo_Biteweded
    @Abey_Alo_Biteweded 2 года назад +15

    ብጣዕቢ ጽቡቕ መግለጺ ብፍለይ ብዓይኑ ዘይኮነ ብልቡ ንዝርኢን ንዘስተውዕልን።

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 2 года назад

    ዋዋዋ ጽቡቅ ህየሳ ዳኒ ኣብ ቀጻሊይ አናተጸበና , , ,

  • @msentertainment6845
    @msentertainment6845 2 года назад +5

    ሰላም ኽቡር ሓወይ ናይ ፍጹም በራኺ (ቃድራ መሬት) ገለገለ ዘይ ነጸረለይ ስለ ዘሎ ገለ ኽሰምዕ ምደለኹ ከተንብባ ተስፋ ይገብር ሰላም!!!

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 2 года назад +1

    Ata hasawi harika mezika kitzlareb ahmimatka zaderfi

  • @amam21berhane16
    @amam21berhane16 2 года назад +27

    ተባዕ'ኣይሞተ ፈራሕ'ኣይሞተ ላጋ ላጋ ሞተ'ዩ ነገሩ ።
    ልዕሊ'ቲ ተራ ሰብ'ሲ ሰነጥበባዊ'ዩ ኑጹር መርገጺ ክህልዎ ዝግባእ ። እንተ ሓደክልተ'ግን መንዩክሓፍረሎም እንድዒ ።
    ጽፉፍ መግለጺ ዳኒ።

    • @abrahamafewerkiaraya699
      @abrahamafewerkiaraya699 2 года назад

      ንባዕልኻ እንታይ ዓይነትመርገጺ ዩ ዘለካ ኣብራሃለልይ። ንጽርቲ ያ ዛደርፊ ክልተ ደቂ ሃገር ዘሎ ምፍንጫል ያ ትገልጽ እዚ ካኣ ንርዮ ዘለና ኣብ ቅድሜና ዩ። ይደግፍ ይቃወም ንቡር ዩ ናትና ግና ንሱ ኣይ ኮነን ዘሎ ሰብ ፈሊኻ ምህራም ወረ ግለ ሰባት ኤርትዊ ኣይ ትበል ዝብሉ ይመጹ ኣለው ካብዚ። ንላዕሊ ኣነ ሕጂ። መርገጽየይ እቲ ትጸልዎ ሂግደፍ የ ፍቶ ጽላእ ።

    • @eveprecious3169
      @eveprecious3169 2 года назад

      Eti zigeremeni eko abza video Dani seb ab lieliu ziblo zinebere ab Lieli Berekhet aelibuwo

    • @abrahamafewerkiaraya699
      @abrahamafewerkiaraya699 2 года назад

      @@eveprecious3169 እቲ ዘገርም ግዜ ሪኢኻ ሕለበኒ በለት ላም ይብሉ ለባማት ዳኒ ዋላ ሓንቲ ነዛ ደርፊ ኣይ ገለጻን ነቲ ጽቡቕ ዝብልዎ ተቓዋማይ እንታይ ምስ ሂግደፍ ዘራኽብ የብሉን ተቓዎም ህዝብኻ ዝንጽል ግና ኣይ ኮነን ንህዝብላ ናጽነት ክረክብ ዶ ኣይ ኮንካን ትቃለስ ተዘይ ኮይኑ ኣነ ዝብሎ ጥራይ ቅቡል ትብል ተሊኻ ሕሰበላ ትብል ቃል ያ ትመጸካ ነዚ ቆልዓ ከዳኹሙ ሂግ ክብሉ ቀንዮም ናይ ባሓቂ ሂብና ኣሎ ክልተ ዓያሹ ኤርትርውነት ንምድናን ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ብሽም ደለይቲ ፍትሒ ንሕና ነዞም ክምዚ ዓይነ ቫይረስ ዘለዎም ካብ እሰያስ ንላዕሊ ክንቃዎሞም ይባእ ዩ ።

  • @tesfazttf8662
    @tesfazttf8662 2 года назад +1

    Waww nice xbuk meglexi thanks
    Edmen tenan ymneyelka zarkey

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ

    ወዲ መምህር ብጣዕሚ ፅብቅ ገይርካ እካ ገልጽካያ መን ኣሎ ስድርኡ ዝጸልእ ብሰንኪ ሕማቅ ስርዓት እምበር ካልእ ምክንያት የለን 😭😭😭😭😭😭😭👈

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 2 года назад

    እወ ጽቡቕ መአረምታ ኢያ

  • @biniammehari2029
    @biniammehari2029 2 года назад +4

    አንታይ ዓይነት ብልሒ eu ጅግና ወዲ መምሄር 🥰🥰🥰🥰🥰👌👌👌

  • @petrostsegai8738
    @petrostsegai8738 2 года назад +1

    You are simply EPIC ወዲ መምህር እንቁዋዕ ናህና ኾንካ

  • @binyammebrahtom2611
    @binyammebrahtom2611 2 года назад +6

    Thanks Dani for dedication to our ppl ❤❤

  • @simonshumye7453
    @simonshumye7453 2 года назад +7

    ናትና ጸገም እዩ ምክንያቱ ፡ ነቶም ናአሽቱ የሕዋትና እንታይ ንገድፈሎም አለና ንበል ፡ ንደግፍ ፣ንቃወም ግን ነንሕድሕድና ዘይተሰማማዕና ጽቡቅ አሎ በሀሊ እየ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 года назад

      ጽቡቅ ኣሎ።

    • @NatanyemariyamLij
      @NatanyemariyamLij 2 года назад

      Nay bhaki

    • @ermiyasabraha4944
      @ermiyasabraha4944 2 года назад

      Ms men ktsemamao delika ms degefti hgdef paw

    • @NatanyemariyamLij
      @NatanyemariyamLij 2 года назад

      @@ermiyasabraha4944 ምስ በዓል ትግራይ ትግሪኚ

    • @ermiyasabraha4944
      @ermiyasabraha4944 2 года назад

      @@NatanyemariyamLij klae nska hji hgdef eika tkewn skay hzbka keman ktzareb aytkeln tkewn eti shigr wala naona dea natekefena ember wala hlm tbel eka mbelna eta hager gn kea etom dbezhu abalat sdrana biatesebna dey wexu koynom ember ms boal nskum seb ketekashu Ahh

  • @abitesfu3252
    @abitesfu3252 2 года назад

    ጽቡቅ ህየሳ ወዲ መምህር

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 2 года назад +7

    የቀንየልና ዳኒ ወዲ መምህር ጅግና ለባም ሓዉና🥰 ክንፅበየካ ኢና ፀኒሕና ብሓቂ ፅቡቅ ገይርካ ተንቲንካ ገሊፅካያ ኣለካ እንተሰሚዑ ስ

  • @abrahamtsegezab5551
    @abrahamtsegezab5551 2 года назад

    ጹቡቅ ኣጋላልጻ በርትዕ ቀጽሎ😍👌🦻

  • @msgnaasgele5967
    @msgnaasgele5967 2 года назад +4

    ቡሉጽ ሓሳብ ኢዩ!! ኣብ ልበይ ዝነበረ ቶግ ኣቢልካልና ዳኒ ኣምበሳ!

  • @Zeben-fp7uq9gp5j
    @Zeben-fp7uq9gp5j 2 года назад

    Mejemerya sle kulu tgebro srahka Thanks. Kexile khateka zdeli ny Elhm Mehamed eta hadash derfa ktekrbelna bthtna yhateka.Msay tsamameau kea like 👍 atmuni degime Thank you 🙏 Dani

  • @loversofgodthinkbeforethey8677
    @loversofgodthinkbeforethey8677 2 года назад +13

    ፖዉ መግለጺ ሲኢነልካ ፡ብሱል ሰብ ኢኻ ፡ክገርመካ ኣነ ኣብ ግጥሚ ኣዝየ እየ ዝግደስ፡ ኣንበሳ ፈታቲልካዩ፡ ኣምላኽ ዕድመን ይሃብካ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏 በርትዕ 💪

  • @jiggywam33
    @jiggywam33 2 года назад +1

    God bless you thank you

  • @merhawihabtay4810
    @merhawihabtay4810 2 года назад +7

    ዓይነታ(ዘይተረድኦ) ደስ ተብል ዝወጻ የብላን ኢልዎ፡ናትካ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ተግሳጽ ።

  • @livewithhope9586
    @livewithhope9586 2 года назад +3

    Great idea Dani

  • @AS-rx7rt
    @AS-rx7rt 2 года назад

    መሳርሒ ኣይትኹን ንዓኻ እያ ትምልከት።

  • @habenalem2607
    @habenalem2607 2 года назад +9

    ካብ ወዲ መምህር ናይ መምህር ማዓርግ ህበካ አለኩ ዳኒ ዓብይ ሰብ በርትዕ አብ ጎንካ አለና ቀጽለሉ 🙏😍🥰🥰

    • @mebrahtomabraha504
      @mebrahtomabraha504 2 года назад

      ናይብሓቂ ዩ አኮ ወዲ መምሂር ጊን ጽቡክ ኣለካ ኒኣይ መምሂረይ ዩ

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 2 года назад

    ወዲ መምህር መምህር ከም ኩሉ ግዜ 100%

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 2 года назад +4

    ጽቡቕ ምስ ዝሰርሕ ክምስገን፡ ሕማቕ ምስ ዝሰርሕ ክግናሕ ግድን እዩ። እዞም ሕጂ ገቢሎም ምስ ህግደፍ ኮይኖም ሰብ ዝበልዑን ዘባልዑን ዘለዉ። ደረፍትን ስነጥበባውያንን ብሃልቲ፡ ብኣግኡ ስለ ዘይተገንሑን ዘይተገርሑን እዩ እዚ ኩሉ ሽግር ኣምጺኡልና ዘሎ። ንምድምዳም፡ እዛ ደርፊ ብኹሉ መለክዒ ጉሓፍ እያ።

  • @samuelsolomon1714
    @samuelsolomon1714 2 года назад +2

    ወዲ መምህር በዓል በሊሕ የእምሮ ግደፍ ሓሳብካ ቃላትካ ውን እንድየ ዘስተብህለሉ ብግስ ከይ በልኩ በረኸት ክትብል እየ ተጸቤካ ኣብ ህየሳኻ ጥራይ ዘይኮነ ስሙ ውን በረከት ኢልካ ምጽውዑ ውን ሓደ ካብ ድቀት ዝሓለፎ ስራሕ ከም እተቅርብ እየ ተዓዚበካ ቃላትካን ሓሳብካን ተዛመቲ ሙኻኖም ብሱልነትካ ዘንጸባርቅ እዩ።

  • @ክብሪ-ኣብእንድርያስጉብሳ

    ዲንቂ ስራሕ'ዩ ዳኒቲ ። Am proud of you as usual 👏👏

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 2 года назад

    ዕድመ ይሃብካ ወድመምህ ጅግና !

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 2 года назад +8

    ማሻላህ ንፈለማ ግዜ ንውፉይ ስሙ ክጠቅሶ ሰሚዐ

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 2 года назад

    ኣታ ጅግና ወዲ መምህር ኣቦ ሓቂ

  • @ፍቅሪዩእምነተይ-ሠ2ቀ
    @ፍቅሪዩእምነተይ-ሠ2ቀ 2 года назад +4

    ንስኼ ባዕልኻ መምህር ኢኻ ደኒ ብሉጽ መንእሰይ😍

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 2 года назад

    Thankyou brother 👍

  • @ገዛናናፍቀ-ጀ5ፀ
    @ገዛናናፍቀ-ጀ5ፀ 2 года назад +15

    ዳኒ ሓወይ ከጽበየካ ጸኒሐ በቃ ደርፊ ተንተና ኣባኻ አዩ ዘሎ መልሲ ኣመላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏

  • @Thz12
    @Thz12 2 года назад

    ብዙኾነ ኩሉ ተባሂሉ።
    በረከት ኣዜየ ካብ ዝሙሱጡኒ ንኡስ ደራፊ ኢዩ።
    እንተኾነ ናጽነትካ ምዉናን ከድልየካ ኢዩ። በዞም ፈራሓት ኣብ ኢትዮጽያ እንዲኻ ዘለኻ እንዳበሉ ዝተሓዋወሰ ግጥምታት እንዳ ሃቡ ምስ ሰብ ፍትሒ ከፍትሑኻ'ዮም። ብሕጂ'ዩ ዓወትካ

  • @youllneverwalkalone9849
    @youllneverwalkalone9849 2 года назад +7

    ንስነጥበብ ብጉቡእ ዝርዳእ ጅግና ዳኒ ወዲ መምህር, (ኮሪዐልካ)እንቃዕ ናህና ኮንካ we proud of you long life bro ❤❤🙏🙏🙏.

  • @timnitkefali8112
    @timnitkefali8112 2 года назад

    Dani wedi memhr kemey dika meksen kentiba ❤❤❤❤

  • @merhawiberhane167
    @merhawiberhane167 2 года назад +9

    N dani kemzi kemay zxbeyo seb aske like habuni dani memhrey eyu 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 2 года назад

    Tenx bro 🙏🙏🙏

  • @mahlaysegabarya2912
    @mahlaysegabarya2912 2 года назад +25

    ካብ ሕጂ ምሳኩም ዘለኩ ዳኒ ወዲ መምህር አየ ዘይኮንካ ትብል መምህር ዳኒ አየ ክትብል ኣለካ ንስካ ፍሉይ ኢካ።

    • @abrahamafewerkiaraya699
      @abrahamafewerkiaraya699 2 года назад

      ደንቆሮ መምህርካ ደቅኻ ንስኻ ተመሃረሉ ዓንጃል

    • @እሙጓልትግራይ
      @እሙጓልትግራይ 2 года назад

      @@abrahamafewerkiaraya699 ጸርፈ እንበር ሓሳብ ክትህብ ኣይትኽእልን ዲካ????

  • @brkom5489
    @brkom5489 2 года назад

    ናይ ብሓቅ ዳን ሓወይ

  • @biniamgirmayfan4886
    @biniamgirmayfan4886 2 года назад +6

    We love U በሬ❤️ብብሉጽ ሰራሕ ክትምጽእ ክንጽበየካ ኢና Amazing analysing ወዲ መምህር 👍🏾

  • @askalgebre3066
    @askalgebre3066 2 года назад

    ዳኒ ጅግና you the best always

  • @ጓልመለይ
    @ጓልመለይ 2 года назад +4

    ጽብቅ መግለጺ የቐንየልና ወዲ መምህር ሓወይ ❤

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 2 года назад

    ዋጣ ከይሞተ ኣይትእመን ።ወድ መምህር ተባዕ 🥰🥰

  • @shishaymichaelgaym1111
    @shishaymichaelgaym1111 2 года назад +12

    ክብረት ይሃበልና ፅቡቅ መግልጺ

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 2 года назад

    ዋውውው ተባዕታይ ይበል አገላልፃ

  • @hagertesfay5636
    @hagertesfay5636 2 года назад +2

    ሓወይ እቲ ግጥሚ ኣዝዩ ኣበይ ከም ዘለና ዚሕብር ራኢ ዝጎደሎ ኣብ ቀረና መንገዲ ከም ዘለና'ዩ ዘመልክት፡ ግን ኣንፈት መውጽኢ ሽግርና ኣንፈት ዘይምሃባ ምናልባሽ። ህየሳ ክትገብር ከለኻ ግን ኣራእስ ዚሓለፎ እንተኾነ ይምረጽ።ወድሓንካ!

  • @BetielKbreab
    @BetielKbreab 6 месяцев назад

    wedi memhr jigna eka bhaq qexleley tray nska👍👍👍

  • @nameit2690
    @nameit2690 2 года назад +21

    Dani ኣብ ሰዓትካ መጺኻ 💙💙💙💙💙

  • @selammebrahtu1667
    @selammebrahtu1667 2 года назад

    ሰላም ይሕዋት ሰላም ፍቅርን የውርደልና ፈጣሪ። ኣነ አኮ አዛ ደርፊ ንክልቲኦም ዓያሹ ምባሉ ክገልጾ ዝደለየ ነገር አቲ ደጋፊ ብዙሕ ሺግር ከሎ ንዕኡ ንጎኒ ገዲፉ ምድጋፉ ኢዩ፡ነቲ ተቃዋማይ ከምኡ መበሊኡ ክኣ ተቃዋማይ ክንሱ ሕብረት ዘይምህላዎም and ካብ ኣፍ ሓሊፎም ዝገበርዎ ነገር ስለ ዘየለ ኢዩ።

    • @goitombirhane5335
      @goitombirhane5335 2 года назад

      Selam Mebrahtu
      ክብርቲ ሓፍቲ ደንበ ተቓውሞ ምናልባት ሓንቲ ደምበ ተቓውሞ ክትህሉ ዝግብኣ ዝተፈላለያ ኦኣርትታት ደምበ ተቓውሞ ምህላውን ሞ ዓያሹ ከብለን ዘይክእል ምኽንያቱ ዝተፈላለየ ደንበ ተኻውሞ ምህላው ማለት ብዝተፈላለየ ሓሳባት ምውድዳር ዩ። ክሳብ ቅድሚ ክልተ ወርሒ"ኳ ዝፈጠርዎ ነገር ተዘይ ነበረ በዚ በርጌድ ንሓመዱ ዝብሃል ተላዒሉ ዘሎ ሓይሊ ግን ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ተጓዒዙ"ሎ። ኩሉ ኣብ ሓደ ግዜ ስለዘይኮውን ከኣ እዚ ተበጺሑ ዘሎ ምዕባለ ከኣ ደምበ ተቓውሞ ዘርሽዮ ዘሎ ዓቢ ምዕባለ"ዩ መስለኒ።
      ስለዚ ነቶም መዳርግቲ ኣልቦ ዝኾኑ ደገፍቲ ሰይጣናዊ ስርዓት ህግደፍን ንደንበ ተቓወምትን ደለይቲ ፍትሕን ዶሞክራስን ሰላምን ፍቕርንስ በዛ መጀመርተኣን መወዳእትኣን ጌሩ ዓያሹ ክብልስ ኣዝዩ ዘሐፍር ተረኽቦ"ዩ።
      ሓደ ደስ ዝበለኒ ህየሳ ውርዲ መምህር ግን ዕድመ በረኸት መሰለ ኣብ ግምት ብምታው ማዕዳን ምኽርን ዩ ሂቡ እምበር ከም ድምጻዊ ወኪሉ በታ ዝሰረሓ ስራሕ ክወስዶ ዝግብኦ ነቔፈታስ ኣይነቐፎን።

  • @AaaSss-tt8ym
    @AaaSss-tt8ym 2 года назад +3

    ዳኒየ ብሉፅ መንኤሰይ ❤👌

  • @ghirmayhabte6089
    @ghirmayhabte6089 2 года назад

    Good Job 👏 Memhr wedi Memhr! Xbuk Melkti Yehlifkalu! Eti wasane Natu yu.

  • @yehaofficialmedia3139
    @yehaofficialmedia3139 2 года назад +7

    ዝፅበያ ዝነበርኹ ዳኒ ወዲ መምህር ከዓ ሓፂብኻ ኣስጢሕኻያ ። ዓሽካ❤❤

  • @Redae1993
    @Redae1993 2 года назад +2

    ኩሉ ግዜየ ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ