ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ቀዳማይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 ноя 2024

Комментарии • 1,2 тыс.

  • @tesfagiorgisdaniel5136
    @tesfagiorgisdaniel5136 2 года назад +148

    ኣብ ክንዲ መሬት ኣርዑት ዝኸበዶ
    ክንዲ ሃገር መግዛኣቲ ዘዋረዶ
    ክንዲ ህዝቢ ጨኮና ዘሰንበዶ
    ጎበዝ'የ ተለዓል አንዶ .....

  • @solomonhabte50
    @solomonhabte50 2 года назад +269

    ብሓቂ ናይ ሎሚ ደርፊ ደስ ኣይብለካን ሎሚ ሰሚዕካ ጽባሕ ናብ ባርያን ኣብርሃምን ወዲ ትካቦን ኢካ ትምለስ።

  • @efremkidane6597
    @efremkidane6597 2 года назад +222

    መዘናይ
    መዘዘናይ ዶ ክብለካ መምህረይ
    በልሕ መስተዓሊ ፈውሲ ልበይ
    ወዲ የማነ ዶ ክብለካ ፍትሒ ዝድለይቱ
    ወዲ ኪሮስ ዶ ክብለካ ሓቒ ዝፈቱ
    ወዲ ኣብራሃም ዶ ክብለካ ፍቕሪ ዝፈቱ
    ወዲ መምህር እንበር እብለካ ዝስዕር ሞጊቱ
    ንደረፍቲ ዝቐጽዕ ሓቒ ኣካኪቡ
    ንናጽነት ዝደልያ ንቕሓት ተዓጢቑ
    መስተውዓሊ መንእሰይ መምህር ናይ መሳቱ
    ንህዝቡ ዘንቕሕ በልሕ መስተውዓሊ
    መንነትን ዘግነትን ፈላልዩ ንህዝቢ ዘለሊ
    ሓርነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ
    ልእላውነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ
    መርገጺኡ ንጹር ናጽነት ዝደሊ
    ፍሉይ ቕዲ ናይ ጥበብና መዕበዪ
    ዳኒ ጂግና በልሕ መስተውዓሊ።
    ኤፍረም ኪዳነ 11/06/ 2022
    ብሓቒ የ ዘድንቐካ ዳኒ መዘናይ ቕጽል ጥራይ።
    ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ።

    • @ruthh1755
      @ruthh1755 2 года назад +12

      Natu hibikayo niska kea nifue getami eleka leku ane👌👏

    • @semuamha6653
      @semuamha6653 2 года назад +2

      Good job Efar, I admire him too
      Pls read/post it on TikTok and send to Seltene

    • @efremkidane6597
      @efremkidane6597 2 года назад

      @@semuamha6653 kkkkkk

    • @robi7719
      @robi7719 2 года назад

      Thank you bro

    • @teklittesfu6470
      @teklittesfu6470 2 года назад +4

      ስናፍ ኣይኮንካን ንስኻ ውን ጅግና ኢካ ከም ሓውኻ ዳኒ በርትዑ ንፍዑ ዞም ደቀይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @tsegatesfu9002
    @tsegatesfu9002 2 года назад +30

    ዳኒ ሓወይ ናይብሓቂ ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኻ👏👏👏 አግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ወዲመንደፍራኤረይ
    @ወዲመንደፍራኤረይ 2 года назад +48

    ወልካም ዳኒ ቀደማይ ኮመንቲ ሎሚ እንካዕ ቢሰላም መጻካ በሊሕ ሰብ ❤❤🙌🏆📚✍

  • @fz8520
    @fz8520 Год назад

    Thank you for detailing ideas of songs of our legendary man. I heard his songs over 25 years, never tired of listening them: evertime a deeply sensitizing songs. Expression of love, pain, happiness, nationhood, oppression,hope....all in his tracks.
    Yemane Barya Hizbu.

  • @abrahaleygoetiom4231
    @abrahaleygoetiom4231 2 года назад +44

    ዳኒ ጂግና ሰብ ፈሪሕካ ካብ ክትብሎ ዝደለካ ሓቂ ደዉ ዘይትብል ተባዕ ጂግና ኤርትራዊ ኢኻ ኣድኒቐካ ኣጆኻ ቀጽሎ ነዚ ዘይ ነቅሐ ሕብረተሰብ ኣንቅሓዮ

    • @elu_ed1bumba547
      @elu_ed1bumba547 2 года назад +2

      Tgraway eu

    • @Semhar-ve7py
      @Semhar-ve7py 2 года назад +3

      @@elu_ed1bumba547 men adali mennet gerka zsearekum Kale mennet ekum ktereywo tdelyu. Aykalkumon wedi memhr jigna

    • @ጓልሰረትብርጌደይ
      @ጓልሰረትብርጌደይ 2 года назад +2

      ብሓቂ 👌👌

    • @arongebremical6835
      @arongebremical6835 2 года назад +2

      ❤💯✅

    • @tesfismertaeb6295
      @tesfismertaeb6295 2 года назад +2

      @@elu_ed1bumba547 ንስካ ከምን ኢራትራዊ አየ ትብል ትክውን ውድዛ ዓደብኡ ዘይፍልጥ

  • @meharifsaha7180
    @meharifsaha7180 2 года назад +51

    ዳኒ ብሉጽ ህያሲ!ንደርፊ ንምስትምቃር ትገብሮ ዘለካ ሰውራዊ ምንቅቓሕ መንእሰያት ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕካ።ቅድሚ ሰለስተ ኣርባዕተ ዓመት ናይ ሕድመ፥ ዜማ፥ ትልሂት፥ ምስትምቃር ኣይነበረንን እቲ ሓይላዊ ድምጺ ሆይ ሆይ የብለኒ ነቢሩ።እንተ ሕጂ ግን ዚሄር ይመስገን ሕድመ ናይብዓሉ ስሩዕ ቃላት ከስተማቅር ጀሚረ፣ዚማ ቲ'ትዝበለጸ ውሽጣዊ ቁዝማ ፈረስ ልብካ ዘናቃንቅ፥ማግኔት ኣእምሮካ ዘደስት ማዕበላዊ ህርመት ኮይኑ ረኪበዮ። ሙዚቃ ኣዝየ መሪጸ ክሰምዓሉ ኣብ ዝካኣልኩ ውን ምንጪ ሓጎሰይ እናዛየደ ናወሰከ ከይዱ።

  • @eyobabraham2434
    @eyobabraham2434 2 года назад +70

    ጥበብ ኢያሱ 10፡18
    ኩርዓት ንሰባት ኣይተፈጥረን ።
    ንሳጥናኤል ኢዩ ተፈጢሩ
    ሰብ ይተሓጎስ ጊን ኣይኩራዕ
    እቲ ዝሕበን ከኣ ብ ኣምላኩ ይተሓበን።

    • @kemalemy3158
      @kemalemy3158 2 года назад +10

      ደቂ መንደላይ (ተመን)ሳጥናኤል እንድዮም ህግደፍ ሓቆም እዮም ክኮርዑ 😷

    • @hjhghh7558
      @hjhghh7558 2 года назад +2

      Bhaki zmkah b egziabiher sm ymekah🙏🙏

  • @fnanlove5398
    @fnanlove5398 2 года назад +30

    መጀመርታ ሰላም ዳኒ ወዲ መምህር፡
    ብምቅጻል መደባትካ ኩሉ'የ ዝከታተሎ፡ብጠዓሚ ከኣ ጽቡቅን መሃርን ኢካ ተቅርብ።
    ቐጽሎ........
    ነዞም በዛ ዝሓለፈት ቪድዮ ኣንጻርካ ኪዛረቡ ዝቀነዩ ጽቡቅ ገይርካ ኢካ ስዒርካዮም።
    ተዓወት!!!!!!!
    እንካዕ ከማን ኣይመለስካሎም።
    እዛ ጀሚርካያ ዘለካ መደብ ከኣ ብጠዓሚ ኣገዳሲት'ያ ።
    ኣብ ዝመጽእ መደብካ ከኣ ኣብ ኣብረሃም ኣፈወርቂ ዘተኮረ እንተተቅርብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ፡ ኣነ ብወገነይ ደስ ምበለኒ:)
    ብዝተረፈ ብጣዕሚ'የ ዘመስግነካ ዳኒ ወዲ መምህር
    ............*:)

    • @michaelhaile3116
      @michaelhaile3116 2 года назад +2

      ኖ ኖ ተድንቆ እንተዄንካ ኣይተጋግዬ. ተዛራቢ ሰብ ስቅ እንተኢሉ ተሳዒሩ ማለት እዮ:: ግን ወዲቅካ ምትሳእ ይበልጽ ካብ ደቂስካ ዘይምውዳቅ ::

    • @keradion2218
      @keradion2218 2 года назад +1

      @@michaelhaile3116 ምስ ከምዚ ከማኻ ውዱቓት ዘይተመላለሰ ደሊኻ? 😳

    • @tsegatesfu9002
      @tsegatesfu9002 2 года назад +3

      @@michaelhaile3116 ኣይትጋገ ዝሓወይ ልዕሊ አቲ ዝሃቦ ዘረባ የለን ንነፍስወከፍ ሰብ ንኸረደእ ግዴታ ይብሉን ጽፍፉን ንጸሩን ሓስባት ሂብዋም ኣሎ ዓቅሚ ኣለኒ ዝብል ክኣ ሓስቡ ኣፍሲሱ ክሙገት መሰል ኣለዎ ካብዚ ዝተርፈ ግን መባኸኒ ግዜ እዩ.

    • @michaelhaile3116
      @michaelhaile3116 2 года назад +1

      @@keradion2218 ተስፋ ኣይትቑረጽ :ተጻራፊ ኣይትኹን: ናይ ሕማቃት ዕጥቂ'ዩ ጸርፊ ::

    • @selamabkulu4179
      @selamabkulu4179 2 года назад

      ​@@michaelhaile3116 Ata kndey thamk?
      temhar msana eski aytdrek.

  • @walkagolgol1528
    @walkagolgol1528 2 года назад +138

    ዳኒ ወዲ መምህር ማለት:-
    እቶም ንፈትወካ ኣድነቅትካ
    ልዕሊ ትፅቢትናን ግምትናን
    ኮንካ ስለንረክበካ!!!!!!
    እቶም ዝፀልኡካ:-
    ልዕሊ ዓቅሞምን ረድኢቶምን ኮንካ
    ናይ ምድናቅ ባህሪ ዘይብሎም ክንሱ
    ኣብ ክንዲ ናይ ሓሳብ ስነሞገት ሰይጣናዊ ቅንኢ ስለዝዕብልሎም ጥራይ' ዩ:: ብዝኮነ
    ኩራዕ ዘብል ኣስተምህሮ ሂብካና!!!!!
    እንኳዕ ተወለድካ መምህር ወዲ መምህር!!

    • @GMSMFAGFBRF
      @GMSMFAGFBRF 2 года назад +4

      ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣነ ግን ነዚ ወዲ ፈትየዮ ኣበይ ሃገር ዩ ዝቅመጥ በጃኹም ተሓባበሩኒ

    • @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
      @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 2 года назад +2

      @@GMSMFAGFBRF ኣብ ዓዲ እንግሊዝ መስለኒ

    • @samisamiarsenal8478
      @samisamiarsenal8478 2 года назад +1

      England Nottingham alo is legend

    • @hagerdawit8707
      @hagerdawit8707 2 года назад +1

      Esika Eritrean aykonkan mish ???? Ezi stupid

    • @መቸም
      @መቸም 2 года назад +1

      @@hagerdawit8707 ሽለት

  • @ariboy0505
    @ariboy0505 2 года назад +9

    የማነ ባርያ እቲ' መጻኢና ኣጥዕ'ዩ ዝርድ'ኦ ዝነበረ። (ነቢ) Thanks! Daniel! 👏💯♥️👑

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 2 года назад +3

    ኑጉስ ኤርትራዊያን ብቃደማይ ዉሕዉሕ ኣብልኻዮም ነይርኻ ጅግና 🥰🥰😍😍

  • @honorscore629
    @honorscore629 2 года назад +2

    ዳኒ ሓወይ ንስካ ውን ሪካርድ ሴርካ ኢካ ኣጆካ ኣብ ሓሸውየ ኣይትእቶ ከም ዘለካዮ ክብርካ ሓሊካ ፍልጠትካ ናብ መንእሰያት ኣቅስም ገለ ዘስሕቱ ሰለ ዘይሳኣኑ የ እምበር ኣቡ ከምዘይትወድቅ ይፈልጥ የ ኣጆና፡ በዚ ኣጋጣሚ ድማ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ናይ ኣስተምሁረካ መዋዳድርቲ ዘይብልካ ብሉጽ መንእሰይ ኢካ።

  • @samueltk8718
    @samueltk8718 2 года назад +53

    ዳኒ ወዲ መምህር ዕቑር ዓቕሚ'ዩ ዘለካ ተጠቀመሉ! ተባዕ ሓቀኛ ኢኻ፡ በርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለና❤

  • @kemalemy3158
    @kemalemy3158 2 года назад +13

    ዳኒ ንስካ በሊሕ ከም ላማ ኢካ።👍🏽👍🏽ኣጆካ ንኪድ ጥራሕ ንቅድሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tesfafuture648
    @tesfafuture648 2 года назад +45

    Im in total love with wedi memhrs objective and argumenatative analysis
    Thank your bro for your time and effort

  • @ተስፍኣለምወዲመንግየ
    @ተስፍኣለምወዲመንግየ 2 года назад +50

    ወዲ መምህር ብቀዳማይ ናብ በራዩ ኢሰያስ ቡንባ ደርቢካ ኣወዲእካና ነርካ ኢኻ 🤣🤣🤣

  • @hambarxaeda1492
    @hambarxaeda1492 2 года назад +9

    ዳኒ ኣብዚ ዘቕረብካዮ ሓሳባት ኣዝዩ ዝናኣድ'ዩ ማዕረ ክንደይ በሊሕ ምዃንካ'ዩ ዘብራሃላአይ ዘሎ ። ደርፍታት ሓርበኛ ዕቕባጋብር ገ/ትንሳኤ ውን ሃሰስ በሎ ኢኻ ዳኒ ንቑሕ መንእሰይ ።

  • @missieafewerki4387
    @missieafewerki4387 2 года назад +1

    በዚ ከንቱ ዝኾነ ግዜ ከምዚ ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ክትረክብ ብጣዕሚ ዓቢ ጸጋ ኢዩ ጎበዝ ኣንበሳ ኣጆኻ ሓቅነትካ ቀጽሎ ኢኻ እዞም ኩሎም ንዓኻ ዝህይሱኻ ዘለዉ ቀኒኦም ኢዮም ከንቱ ነገር እንተ ትዛረብ ኔርካ ብዙሓት ቀናኣት ኣይመጥረኻን በዚ ጥራይ ሓቀኛ ምዃንካ ፍለጥ

  • @Henok.M
    @Henok.M 2 года назад +31

    ሰማዕቲ ደርፊ
    " ደርፊ ክትሰምዑ እንከለኹም መጀመርታ ነታ ደርፊ ትፈትውዋ ዲኹም ዘለኹም ትጸልእዋ ክትግንዘቡ ፈትኑ፡ ምኽንያቱ እንተ ፈቲኹምዋ ክትደግምዋ ስለ ዝኾንኩም ስለምንታይ ከምዝፈተኹማሲ (ርትዓዊ ዝኾነ ምኽንያት) ክህልወኩም ኣለዎ። ሕጂ እቲ ጽቡቕ ነገር ንሓንቲ ደርፊ ትፈትዋ ዲኻ ዘለኻ ትጸልኣ ክትውስን እንተዄንካ መጀመርታ ክትሰማዓ'ዩ ዘለካ፡ ክትሰምዓ እንከለኻ ኸኣ 'ክትርድኣ' እዩ ዘለካ። ስለዚ ነቲ ሓሳባት ብዝግባእ ተረዲእኻ ክትትንትኖ እንተ ኺኢልካ፡ ጽቡቕ ናይ ምስትምቓር ዓቕሚ ተጥሪ ኣለኻ ማለት ስለዝኾነ ነእምሮኻ ዝብኩሉ ደርፍታት ካብ ምስማዕ ኢኻ ትቑጠብ። ስለዚ እታ ዝበለጸት ናይ ምስትምቓር ኣገባብ'ሲ፡ ብዛዕባ ነፍሲ-ወከፍ ትሰምዖ ደርፊ ርእይቶ ክህርወካ ምኽኣልያ። ምኽንያቱ ርእይቶ ክህልወካ እንተ ኾይኑ'ሲ 'ክትሰምዕን ክትሓስብን' ክትግደድ ኢኻ።''
    ብእእ ቦውው፦ ኣታ እዚ መንእሰይ ፍላስፋውያን ንእንታይነት ነገራት ኣዕሚቖም ዝሓስቡን ዝትንቱኑን ንኽንከውን እዩ ዝቕስቅሰናን ምኽንያታውያን መንእሰያት ንኽንከውን----መገዲ ክንሓስበሉ ንኽእል ዘርእየናን ዘሎ።
    ክብረት ይሃቦ!🙏🙏🙏

  • @msgnnaweldeyesus234
    @msgnnaweldeyesus234 2 года назад +15

    Nowadays most of us have difficulties in thinking clearly.
    That's why we are consuming whatever artistic product that the market is providing.Talentless singers and poets are flooding the market and we are the roots of the problem.

  • @hagosbahabolom1422
    @hagosbahabolom1422 2 года назад +13

    ወዲ መምህር ብዕድነ ንእሽቶ ብርእሲ ዓቢ ።
    ኩሉ ተቕርቦ መደብ ብጣዕሚ መሃርን ብፍልጠት ዝተሞርከሰን እዩሞ ቀጽሎ ።
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @yemanetsegay8619
    @yemanetsegay8619 2 года назад +2

    ይበል መግለጺ ሓወይ ናተይ ነቶም ንሶም ክነብርዎ ዝግብኦም ንሕነ ንነብሮ ዘሎና ግን ከኣ ጽቡቅን ገላጽን ደርፍታቶም ንዘልኣለም ተዘከርቲ ኩኮኑን ብናቶም ደርፊ ድማ ንሕና ባህልናን ኣማጻጽኣናን ንዘልኣለም ተዓቂቦም ክነብሩ እዮም ።ብናይ ለንዘበን ደርፊ ሞ ንሕና ባህልናን ክብርታትናን ንቁልቁል ኣፍና ማለት እዩ። ደጊመ ብጣዕሚ የመስግነካ እቲ ኣብ ልበይን ኣእሙረይን ዝመላለስ ሓሳብ ብምልዓልካ ።
    ነቶም ዓንቀፍትካ በጸጋም ነቶም ከም ዝከማይ ደገፍትካ ድማ ብየማን ተቀቢልካ ቀጽሎ ።ናይ ሓባር ሃገር ስለ ዘላትና ማለተይ ኢየ።

  • @nahomnahom7204
    @nahomnahom7204 2 года назад +9

    የማነ ባርያ ነቢ❤️
    ጸሊም ኣልማዝ ❤️ኣቦ ድኻታት
    ሸያጢ ዓድ ትብል ባ ኣቅርበልና
    ዳኒ ዓርከይ

  • @josanjossi5308
    @josanjossi5308 2 года назад +6

    1000 ካብ 100 ሂበካ ኣለኹ መቕሰነይ። ወዲ ተዓረ ትብል ናይ ወዲ ትካቦ ድማ ማራ ዘድንቓ ኢያ'ሞ ወስ በለና። ❤❤❤❤❤

  • @esiabu2261
    @esiabu2261 2 года назад +12

    ዳኒ ብ ሳላኻ ስነጥበብ አንታይ ሙኻኑ ክርድኣኒ ጀሚሩ ኩቡር ኤርትራዊ ሓወይ ዓድመን ጥዓናን ይሃብካ

  • @weldebrukhadgu2248
    @weldebrukhadgu2248 2 года назад +8

    ወዲ መምህር ዶ ዋላስ መምህር ዳኒ ነዚ መንእሰይ ከምዚ ጌርካ በጃኻ ማሃሮ/ና ግን ኢንዳ ደንጎኻ ቅልጢፍ ቅልጢፍ ኢልካ ምጻና ምሩጽ መንእሰይ ዳኒ ዳኒ ባዓል ጽቡቕ ራኢ ፈታዊ ህዝቢ።❤️❤️👍👍

  • @tesfu87
    @tesfu87 2 года назад +3

    ናይ ብሓቂ ናይ የማነ ባርያን ኣብርሃም ኣፎወርቂን እንዳመቀረ ዝሓድር ደርፊ 'ዩ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናእዮም ❤❤❤

  • @solomon2666
    @solomon2666 2 года назад +39

    በዓል ባርያ ንወዲ ትካቦ ጥራይ ገዲፎምልና። ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ከም ኩሉ ግዜ

  • @berhanetewelde499
    @berhanetewelde499 2 года назад +6

    ቃላት የብለይን፡ ጥርሑ ዝነበረ ልበይ ገለ ስሚዒት ምስትምቃር ፈጢርካሉ።
    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ናብ ቢትካ ይግነሮ።

  • @yehaofficialmedia3139
    @yehaofficialmedia3139 2 года назад +2

    ዳኒ ወዲ መምህር ብጣዕሚ ብሉፅ መንእሰይን በዓል ብሩህ ኣእምሮ ዓሽካ❤❤❤🙏

  • @ኣቢ-ነ3ጀ
    @ኣቢ-ነ3ጀ 2 года назад +3

    ትግርኛ ና ንምዕባይ ንራባረብ ኩልና ቋንቋና ባሃልና ዓንዲ ሕቆ ንሕና እና💙💚

  • @Hope4Tomorrow-l8o
    @Hope4Tomorrow-l8o 2 года назад +11

    I just love your analysis. You have a very pure talent and I am really proud of you brother. Continue educating this generation to learn and understand the meaning of the song lyrics. Instead of just always dancing with a beat that has no meaning in the lyrics. As I said I’m very proud of you keep doing what you’re doing.

  • @dejensultsn1220
    @dejensultsn1220 2 года назад +9

    ወገነይ ናይ ብሓቂ ከም ወትሩ ብሉጽ ሓሳብ ኣጆኻ በርትዕ

  • @simonyosief1299
    @simonyosief1299 2 года назад +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Hanuna324
    @Hanuna324 2 года назад +5

    I agree with you 💯% thanks to our legends for our childhood best memories with those outstanding songs. Most our singers are useless now 😞

  • @gerieokbay1901
    @gerieokbay1901 Год назад

    ናይብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መግለጺ ሴኢነልካ

  • @filimonnegasiteklebrhan5189
    @filimonnegasiteklebrhan5189 2 года назад +13

    ቡሉጽ መንእሰይይ ከምዚ ጌርካ ነዛ መንእሰይ ኣነቃቅሓና እንበር ደስኪላ እያ ኩላላ ❤️👑💎📚🙏

  • @haddishgebremedhin3122
    @haddishgebremedhin3122 2 года назад +1

    ኣታ በሊሕ መንእሰይ እተቅርቦ ሓሳባት ዝድርበ የብሉን።ብጣዕሚ ኢኻ ትምሰጠኒ።Go on you are so extraordinary .

  • @Naxnetshow
    @Naxnetshow 2 года назад +9

    ብጣሚ ንፍዕ መንእሰይ እካ ሞ ቀፅሎ መንገድካ ከይትስሕት አነ ብዙሕ ሓሳባት ናይ ምዉሃሃድ ናይ ምትንታን ልምዲ ተማህረ አለኩ

  • @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ

    ዋው ዳኒ ይበል ኣቃራርባ ወገነይ ኣይ ትጥፋኣና ቅልጥፍ ኢልካ ተመለሰና ማራ ኢና ንናፍቀካ

  • @Firstlikes
    @Firstlikes 2 года назад +3

    Dani is one of our best Eritrean thinker in the 21st century.

  • @tedishowtedishow5945
    @tedishowtedishow5945 2 года назад +8

    LEGEND Yemane G/michael barya and his Music never die!! LEGEND forever. My heart

    • @davedave8333
      @davedave8333 2 года назад +1

      Yemane Gebremichael….not Gebremeskel ok

    • @rit6091
      @rit6091 2 года назад

      @@davedave8333 Gebremichael eyu zelo kes elka ambibo

    • @davedave8333
      @davedave8333 2 года назад

      @@rit6091 ab bracket ke edited wey kia testekakilu zibl ayriayekan alo 🤔

  • @dalac_93
    @dalac_93 2 года назад +23

    Sadly we can’t even build artists like Yemane Barya a statue in their own country now because there is no freedom

  • @tmuzgigebrekidan8579
    @tmuzgigebrekidan8579 2 года назад

    ኣየ ወ ከመይ ድኻ ዳኒ መቅሰን ብጣሚ ብዕምቆት ብሰፊሑ ገሊጽካዮ ከላ ዋእ ጅግና ኢኻ ብሓቂ ኣጆኻ ጥራይ ኣጎንኻ ኣለና!!::

  • @godislove7507
    @godislove7507 2 года назад +4

    ኣቤት ቃላት ጎቦ ዚኾነ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤሪ ጅግና

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 2 года назад +2

    ወዲ መምህር በሊሕን ተባዕን ኢካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🥰🙏

  • @olivatutokris1212
    @olivatutokris1212 2 года назад +102

    ወዲ መምህር ጅግና፡ ቀጽሎ ኢኻ፡ ነዛ መድያ ቀውቃው ኣቢልካያ!!! ንፍዕ ኢኻ!!!

    • @militarymilimilitarymili4757
      @militarymilimilitarymili4757 2 года назад +3

      Nay bahaki smart men

    • @merryzerai9399
      @merryzerai9399 2 года назад

      Yes he's way smart hey..

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 2 года назад +3

      ቁስሊ ክሕጸብ ከሎ የሕምም ኢዩ ዳኒ ከኣ ቁስሎም ስለዝሓጸበሎም መታን ክሓዉዩ ንሱ ኢዩ ዋጭ ዋጭ ዘብሎም ዘሎ።

  • @elsagebremedhin3286
    @elsagebremedhin3286 2 года назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ከሉ ትዛረቦ ውሽጠይ ዝሰማዕካዮ ኢካ ትመስል አምላክ የጽንዕካ እንበር ምስ ህዝብና ሐቂ አይሰርሕን

  • @ጥጋውመረሳ
    @ጥጋውመረሳ 2 года назад +3

    ዳኒ ካብ ቶም ዝፈትዎምን ዝድንቆምን ቁፅሪ ሓደ ኢካ ኩሉ ቭድዮካ ሪእየ ስለ ዘይፀግቦ ዳውንሎድ ገብረ ኢየ ዝሰመዖ ኩሉ ግዜ የፍትወካ ካብ ትግራይ❤👍

  • @juntesfaldet5317
    @juntesfaldet5317 2 года назад

    Thank you wedi memher
    Much love God bless you
    ❤❤❤👌👌👌👍👍👍👍
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @merryzerai9399
    @merryzerai9399 2 года назад +6

    No word's,you are just amazing 👏
    God bless you all the time!!!

  • @henokbrhanen3460
    @henokbrhanen3460 2 года назад

    ሊዕሊ 100 ግዜ ሰምዕዮ ናይ ባርያ ደርፍታት እሞ ግን ከምዚ ጌሩ ኣይተርዳን thanks dani bro

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 2 года назад +11

    Thank you Dani !!
    ስለምንታይ ኢዩ ግን ብዙሕ ሰብ ነዛ ሉላ ትብል ሕላይ (ደርፊ) የማነ ባርያ ዘየቅልበላ፣ ናዓይ"ሲ ኣዝዩ ዓሚቅ ትሕዝቶ ከም ዘለዋ ኮይኑ"ዩ ዝርድኣኒ፣ ርእይ ምስ ኣበልክዋ ነዛ ዝዘርጋሕካያ ቪድዩ፣ ተስፋ ጌረ ኔረ፣ ግን ኣየምጻኻያን!
    እዛ ደርፊ ዋላ ኪኖ"ቲ መቀረታ ዛንታ ኣዋጻጽኣ እዛ ደርፊ "ንተድኣ ሰሚዕና፣ ክሳብ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢትዮጵያ ተኣሲሩ!!
    ምሳይ ዝነበረት ብፍቅሪ ሓቢራ
    ዓለም ወሲድለይ ረኺበ መከራ
    ብ ሓይሉ ዘሪፍዋ ጭፍርኡ ሰዲዱ
    ምሳይ ዝነበረት ወሲድዋ ዓዱ
    እንታ"ዋይ ደፋር"ዩ ሉላ ዘሕድገኒ
    ክንደይ ከ ይጭክን ዓይነይ ዘንቊረኒ
    ኢሉ ክደርፍ እንኮሎ፣ ኪኖ"ቶም ምስኡ ተሓይሮም ዝነበሩ፣ ኣብ"ቲ ቤተ-ማሓዩር፣ እቶም ሓለዉቶም (ዋርድያ) ዝነበሩ ውን ደድሕሪኡ ይደግምዋ ኔሮም ዝብል ዛንታ ኣሎ!
    እንድሕር ናብ"ቲ ላዕለዋይ ኣካል ተተማሓላሊፉ ከኣ ተቀባልነትን፣ ድምጹን ብግቡእ ስለ ዝስማዕ ዝነበረ፣ መቅጻዕቲ ይወርዲ ነቢሩ ይበሃል!
    ብዝተኻእለካ ኣቅርበልና ፖሎቲካዊ ትሕዝቶ ውን ኢዩ ዘለዋ! ከይጽይቃ እንበር ፍትግትግ መበልክዋ ኔረ hahaha joke bro
    I
    ዳሃያ ስኢነ ዘላቶ ጠፊእኒ
    ደልየ ስኢነያ ሰሎሎ ኣቲኒ፣
    ኣደ ስድራ ኔራ በዓል"ቲ ቃልኪዳን
    ተፋላሊና ግን ዘኽታማት ኮይኖም ደቀይ
    በጃኹም ድለይዋ ደቃ ከተዕቢ
    ሓላዊ ዘይብሎም ከይነኽሶም ከልቢ።

    • @onegod6726
      @onegod6726 2 года назад +1

      Kem beal kemaka comment xehafti kibezhu alewo xerfi zeibilu b tami des ibleka kitenbubo keman bro thanks

  • @samitekia2902
    @samitekia2902 2 года назад +25

    ናይ ብዙሓት ምድሓን ንሓያላት ሰባት ኣብ ሂውቶም እቲ ዝበልጸ ዓዎት እዩ ።
    ዎዲ መምህር ናይ ጽቡቓት ሓሳብት እቲ ዉንን ስውብ ኢኻ እሞ ህዝብኻ ኣብ ምንቃሕ ከም ዕለታዊ ምግባካ ዉሰዶ።

  • @orthodox-getewahdo5111
    @orthodox-getewahdo5111 2 года назад +3

    ብራቮ ወዲ መምህር፡ ኣጆካ በርትዕ፡ ኣብ መንእሰይ ትጻወቶ ዘለካ ታራ ቀሊል ኣኮነን።👌✅️

  • @zakiwerede2317
    @zakiwerede2317 2 года назад +7

    What an amazing person u r , simply an example to our youngsters ! Wising u all the best in everything u do brother. Blessings!

  • @ካብቲክቶክ
    @ካብቲክቶክ 2 года назад +31

    ወዲ መምህር እንቃ ብደሓን መጸካ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @kebedezegirges2840
    @kebedezegirges2840 4 месяца назад

    Thanks much love how you break it down all about music of yaman barya

  • @danealgebre552
    @danealgebre552 2 года назад +24

    《《《《ድሕሪ ደርሆ ነቆ የለን ለይቲ ድሕሪ ባርያ የለን ደርፊ።100%♡♡♡♡♡♡♡♡》》》》

  • @ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ
    @ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ 2 года назад +1

    ኣጆኻ ኑፉዕ ቀጽሎ ብፍላ እምነትና ባህልና ቋንቋናን ንከባለሹዉ ሕኽት ንዝብሉ ዓብዪ ጽፊዒት ኢኻ ትህቦም እሞ በርትዕ

  • @esiabu8665
    @esiabu8665 2 года назад +4

    Dani kubur wedi hagerey,doing a great job to have a clue about art and artist. to all eritrean people you are like a sun unrepeatable we proud of you brother.

  • @abrhamykalo6346
    @abrhamykalo6346 2 года назад +1

    ዳኒ መምህር ሕብረት-ሰብ ንዓና ንመንእሰያት ካብ ትህቦ ዘለኻ ምንቅቓሕ ነመስግነካ።

    • @Tomas.okbe3
      @Tomas.okbe3 2 года назад

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de

  • @mekonenteweldebrhan6774
    @mekonenteweldebrhan6774 2 года назад +15

    ብሉጽ ሓሳብ ምስ ብሉጽ ኣቀራርባ keep going boy..💪

  • @tekiemehari1353
    @tekiemehari1353 2 года назад

    I don't have words to express my happieness for your strive for your social excellence.

  • @gebremeskelberhane8062
    @gebremeskelberhane8062 2 года назад +3

    You brilliant keep it up for ur good job. God bless you!

  • @BH-bs5vo
    @BH-bs5vo Год назад

    LOVE YOU YEMANE BARIYA,,FREEDOM FOREVER, FROM TIGRAY 😊

  • @senedzayid1699
    @senedzayid1699 2 года назад +5

    ♥️Yemane barya & Abraham afewerki♥️ 2 King 🤴 👑 🤴 in the world 🌎

  • @awettsegay7214
    @awettsegay7214 2 года назад +6

    አንካዓ ድሓን መጻካ 😍 ንስኻ ንዓይ መምህረይ ኣቦኻ ንዓኻ መምህርካ ኣውረሰካ ንስኻ ኣታሓሳስባይ ክቕየር ካብ መጻሓፍ ምንባብ ምዝህከይነይ ናብ ወዲ መምህር አዩ ዘብለነይ 1000 ዓመት ንበረለይ መተካታ የማነን ኣብራሃም ን እካ ዝሓወይ

  • @bereketgihdey2759
    @bereketgihdey2759 2 года назад +28

    ንዳኒ ምስ ሓቂ ኢየ ዘነጻጽሮ፡ ምክንያቱ ዳንን
    ን ሓቅን፡ ከይፈተካ ኢካ ትፈትዎም! ሓቂ ሓቂ ስለዝኮነት ዳኒ ሓቂ ስለ,ዝዛረብ። ነቶም ናይ ሕማመይ እንዳ በሉ ዘቖናጽቡና ሸያባት ንዳንን መሰልቱን ዝሪኣ ኣዒንትን ኣእዛንን ይሃቦም ኢዩ ጸሎተይ።

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 2 года назад +1

      መጀመርታ ኣነ ኸ እንታይ ሰሪሐ ኢልካ ንነብስኻ ሕተ ታ።ን ዳኒ ግን ዓቢ ይኹን ናይ ሕማማይ ሓቂ ዝፈቱ ኩሉ ይፈትዎ እዩ።

    • @bereketgihdey2759
      @bereketgihdey2759 2 года назад +1

      @@meksebhalefakulu9297 ብሓደ ኣለና ወገነይ

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 2 года назад

      @@bereketgihdey2759 መርሓባ ወገነይ።

  • @bogeabilekijermen4129
    @bogeabilekijermen4129 2 года назад +2

    ባርያ ናተይ
    ጅግና ፍታዊ ባህሉ
    ወዲ ኣከል ጅግና
    ወዲ ትግርኛ
    ጽሪ ፋሽሽቲ
    ጽረ ዓመጽቲ
    ወዲ ህዝቢ
    ካብቶ"ም ዘይርሳዕ
    ጅግና እዩ ክብሪ ኣለኒ
    ግን እቲ ዘሐጉሰኒ ።
    ብዙሓት ጀጋኑ ኣለና
    ከመ ተካቱ ናቱ ኢና
    ነዚ ጸረ ህዝቢ ዝኾነ
    ወደብ ፍሽሽቲ /ኮሚንስቲ
    ሻዕብያ ,,,ክብርታና
    ክንመልሶ ኢና ,,
    so ወዲ መ/ህ
    ክብሪ ኣለኒ ወዲ
    ዓበይቲ

  • @Daniel-nr6bl
    @Daniel-nr6bl 2 года назад +42

    Thank you Danny for MESMERIZING both your critics out there and your fans with your deep analysis in both music as well as social issues. Your pure talent is spreading like wild fire. Have fun and keep doing what you are doing and enjoy. Peace👍

    • @mikiaron2722
      @mikiaron2722 2 года назад

      Niska Nbulka sebey Eka wedi memhair

  • @Amine-b1i
    @Amine-b1i 2 года назад +1

    Thank you as always

  • @jacobandutubes5107
    @jacobandutubes5107 2 года назад +3

    Dani the strongest motivational of for all young generation eritrean.

  • @josanjossi5308
    @josanjossi5308 2 года назад +2

    You are from the other planet. I love n appreciate your point of view cause they are reasonable. Keep the good works 💯❤️❤️❤️❤️❤️

  • @aranshiyemane6907
    @aranshiyemane6907 2 года назад +6

    ዳኒ ሓወይ አስካ ኣዚካ ቡሉጽ ኢካ ብሓቂ ተስፋ ይገበር ሓደ ማዓልቲ ኣብ ሃገርና ከምዚ አልካ ክትህይስ

  • @josp7502
    @josp7502 Год назад

    Wedi Memhr, you are such super special Eritrean ❤ 👍💪❤

  • @gebremedhnhawki4599
    @gebremedhnhawki4599 2 года назад +20

    ኣቤት መንእሰይ no words ንዓኻ ዝገልጽ!

  • @jonkesete7224
    @jonkesete7224 2 года назад +1

    ዋው
    እዛ ሃገር ግን ወርቃዊን ስባት እያ ዊሒታትልና
    ወዲ መምህር ንስካ ወን መቀጸልታ ባርያ ኢካ👏👏👏💯 ባኣኩም ንኮርዕ

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 2 года назад +4

    Smart guys always talk about ideas this belongs to you wedi memhir👈💯 keep up the good work 👌👏😍🙏❤

  • @habteokbe5744
    @habteokbe5744 2 года назад +2

    ብሐቂ ብሉጽ ትንታነ ካብቲ ብሉጽ ደራፈይ ብሉጽ ተንታናይ ዘይሰናነፍ ልዕሊ ኪሉ ርድኢት ዘዕቢ ብሉጽ ስራሕ ብኽልተ ወገን።

  • @chanutsegehanes934
    @chanutsegehanes934 2 года назад +5

    YOU ARE SO SMART DANI KING
    THE TOPIC YOU DEFINED IS SO IMPORTANT 😍😍

  • @bizenpalm4596
    @bizenpalm4596 2 года назад +2

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ። ከምዚ ዝመሰለ ዓሙቕን ሰፊሕን ትዕዝብትን ምግላጽን ዘካፈልካና የቐንየልና።

  • @popentertainment5720
    @popentertainment5720 2 года назад +15

    እንድዒ መግለጺ የብለይን ሓሳብናን ትሕዝቶና ስላኻ ይዓቢ ኣሎ፡ ኣጅኻ ቀጽሎ ዳኒተይ እዝኒ ኣይትሃቦም ን ዶንቆሮታት።

  • @andinuguseandi7600
    @andinuguseandi7600 2 года назад +1

    Well done very good speech very important words 👏 👍 👌 thank you.

  • @samisimple4023
    @samisimple4023 2 года назад +3

    ዳኒ ክንዲ ሽሕ ብታዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ኢካ።

  • @tarzantumuzgi3606
    @tarzantumuzgi3606 2 года назад

    ኦው ኦው! ናይ ብሓቂ ዝገርም: ብጣዕሚ ንፍዑን በሊሕ መስውዓሊ ኢኻ ክቡር ብጻይ ዳንኤል ወዲ መምህር ናይ ብሓቂ ዓብይ መምህር :ብዓቢኡ ኸኣ ናይ ሕልና ፍጡር በሊሕ ናይ ዘበና ፍጡር ኢኻ ብሓቂ!::ዕድመን ተዕናን ይሃብካ እስኪ በል ፈጣሪ ::ኣጆኻ ጥራይ ቀጽሎ ኣጎንኻ ኣለና!::

  • @tabihabtemicael1940
    @tabihabtemicael1940 2 года назад +8

    Excellent topic as always! God bless!!

  • @michealtekle435
    @michealtekle435 2 года назад +1

    Wedi teacher everything thank you very much heart Deep thinking try again try again over again over again all people eritrean God bless you success world looking never give up!!!

  • @Henok.M
    @Henok.M 2 года назад +8

    ብእእ ቦውው፦ ኣታ እዚ መንእሰይ ፍላስፋውያን ንእንታይነት ነገራት ኣዕሚቖም ዝሓስቡን ዝትንቱኑን ንኽንከውን እዩ ዝቕስቅሰናን ምኽንያታውያን መንእሰያት ንኽንከውን----መገዲ ክንሓስበሉ ንኽእል ዘርእየናን ዘሎ።
    ክብረት ይሃቦ!🙏🙏🙏

  • @vxivs1023
    @vxivs1023 2 года назад +2

    ኣብ ክንዲ መሬት ኣርዑት ዝኸዶ
    ክንዲ ሃገር መግዛእቲ ዘዋረዶ
    ክንዲ ህዝቢ ጭቆና ዘሰንበ
    ጎበዝየ ተልዓል እንዶ!!
    ንጉስ ስነ ጥበብን ፈታውን ፈቃርን ሃገሩን ህዝቡን የመነ ገብረሚካኤል ( ባርያ)

  • @iamproudofmyself7567
    @iamproudofmyself7567 2 года назад +9

    Very proud of you every time. you came soon thanks keep going

  • @ezrabrhane450
    @ezrabrhane450 2 года назад

    ብጣዕሚ መሃርን ኣዘናጋዕን ዝኾነ ህየሳ ኢዩ ዳኒ ሓወይ፡ ቀጽለሉ ነዚ ብሉጽ ዝኾነ ስረሓትካታት።

  • @meharihagos5967
    @meharihagos5967 2 года назад +15

    ትሮቦ በሊሕካ ወዲ ነምህር በዚ ናይ ደርፊ ህየሳ ኣቢልካ ተሕልፎ ዘለኻ ትምህርቲ ብጣዕሚ ሓያል ዩ ብዙሕ መንእሰይ ዘንቕሕ ዩ ፍጹም ከይትሕለል ቀስሎ።

  • @philiptesfea
    @philiptesfea 2 года назад

    ብርግጽ ኣቶኪርና ዘይምጥማትና ጥራይ ዘይኮነ ድምጽና ውን ትርጉም ከምዘለዎ ነጊርና ከብቅዕ ኣየስተውዓልናን ዓቢ መምህር አዩ ባርያ ዕምቆት ሓሳቡ ዝርዳእ ሰብ ግን ዊሒዱ

  • @samisimple4023
    @samisimple4023 2 года назад +3

    Dani next topic “hlna” by Abraham Afewerki please.

  • @DantePirlo-nr4lr
    @DantePirlo-nr4lr Месяц назад

    ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ቀጽሎ ❤❤❤❤

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot9804 2 года назад +6

    welcome Wedi Memhr,as always spot on on the subject.1st if a singer is repetitive he/she is bad singer,.but how come that that all most of the current singers of course apart of those who do traditional ones,are so bad,what are the root causes of this all?is the 3 guys in SHINGRWA to blame b/c these guys can make or break ones hope and future and have enormous influences on the content and structure of our Tigrigna music!!!! and we should be aware also that jebertis are involved in taking a leading role in our music and theatres and films...we should not let them mess up and destroy our culture...and one more thing...the naive and young and unexperienced singers are not aware that they are destroying our original melody and music at the cost of the so called modernization.. while have no clue how the modernization should sound like...they are doing it without consulting the mass...keep it up

  • @biniamteklit2712
    @biniamteklit2712 2 года назад +2

    ሓቂ ይሓይሽ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ወሲነ ኣለኹ ንኽከታተለካ ፡ኣብ ደርፊ ዘለኒ እካ ብዙሕ ኣይኮነን እቲ ኣጋኣልጻኻ መሲጥኒ ብሊስ ብዛዕባ ደርፊ ጥራይ ደይኮነስ ብዛዕባ ሂይወት ቶታል ምኽኣል ኣቢያትና ዘላ ገለ በለና ኣል። የቀንየለይ ኣነ ካብ ወዲ መምህር ናብ መምህር ዝብል ሽመት ክወሃበካ ይማጎት ሙጉተይ ግን ዘየሕፍር ኣርእስቲ ስለ ዘልዓልኩ በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ ከምዝግበኣካ።