WurayanA, how much are paid and made so guaranteed monthly and yearly, to act, work, propaganda, to prolong this top rengede, top power mongering group, individual, Tigrai in its history so far, never seen never exercised like the nature of Getachew and its group behavioral nature.
Talking about TPLF 24/7 might only solve today's problem. 95% of Tigray's problem is the hamds of Abiy Ahmed. Even if Tedros's long-standing wishes come true and TPLF disappears, Tigray's current problems wouldn't change a bit.
Please, this one RUclips he claimed himself he is from tigray Priest. Listen to him propaganda on Rama media please listen to him he I believe this person he being in and out as spy on tigray Church we cannot underestimate people like them
ደ/ረ ተድሮስ ፀጋይ አብ ኩለን ሚድያታት ትግራይ ምቅራቡ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ከሐፅረ ዓቢዪ ሐገዝ ኢዩ።❤❤❤❤ንውራይና ውን❤❤❤
All is nonsence
ተጋሩዋይ ሰብስክራይብ እናገበርና ናይ ባዕልና ሚድያ ነዕብይ❤ ውራይና ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ እዩ❤
Thanks Wurayna for having Teddy Tsegay, the heavy weight analyst and thoughtful intellectual of Tigray.
Getachwe men van werk Kem thelo. Yfelte bertksn. Medekssa. Wedhema way about gola mes anjndao. Abey wen
Very respectful and informative discussion between two brothers. Thank you both Getachew and Teddy!
Matured discussion.
I always enjoy listening analysis of Teodros Tsegay (Reyot Media).
ፅቡቕ መደብ
ቴዲ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ሓደ ካብቶም ተስፋ ትግራይ ኢካሞ ዕድመን ጥ ዕናን ይሀብካ
ብጣዕሚ መርማራይን ፈታሻይ ወግዒ! ንብዙሕ ተመልካቲ ኣምሃራይ እዩ።
ቀፅሉሉ ውራይና 🙏
ዋ❤ው ቴዲ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ!! የቐንየልና ውራይና ከም ቴዲ ዝኣክል ተንታናይ ስለ ዘቕረብኹሙልና።
ቴዲ ሀደ ክንድሽህ እዩ ❤🙏🙏🙏
ፅቡቕ ሓሳብ
ሳይነሳዊ ሀሳብን ትንተናይ ደስ ዝብል
Weldone, Wurayna, for inviting Tewodros and adding value to your audience and the public!
ፅቡቅ መደብ
ተጋጊምካ
ብትግርኛ አቅርቦ
Wow thank you Wrayna for invite Teddy and Teddy too.
Tedi Tedi Great... with exquisite political satire... " ኣብ ቦሊቪያ ሓረስቶት ኣለውሞ...ኬድኩም ኣብኡ ግዝኡ" እንተተብሂሎም ክኸድ ዝኽእሉ ሰባት ኢዮም::" . .ዝበላ ሓሪፍ ናይ መንደርና መጠን ህረፍን ህንፋፎን ሥልጣን ቁልጭ ኣቢላ ትገልፅ ኣባሃህላ ኢያ::
Good program 👍
He is good
ቴዲ ናይ በሐቂ ናይ ዚ ዘበን ጅግና🎉🎉🎉❤
ፅቡቅ መደብ 🙏
ዓይኑ ዕዉር ኣታሓሳስብኡ ዕዉር
ኣንታ ደደብ ካድር አብዘይርደእካ መደብ ታይ ትገብር አለኻ.Go & listen Senait Mebrahtu....How do u insult him Blind if you have an idea?አምላኽ ናይኻ ኣይኔ የጠፍእልኻ እሱስ ልበ ብርሃን እዩ
ሓሳብካ ምግላጽ ምስ ፈትዩ ለይአምጾኦ ዓይኒ ምዕዋር እንታይ የረክቦ? በሓቂ ናይ ሀሳብ ድኻይ ዕውር ንስኻ ኢኻ: ሻዕቢያ
Great tedi
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ
ፁቡቅ ምይይጥ ጌች
ቴድይ ለባም, ትብሎ ኹሉ ትኽክል እዩ, ዝሰምዕ ሓይሊ ተዝርከብ ❤
ጄነራላት ትግራይ አዲ መስመር የትህዙ ነኻአሉ ሱቅ ኢልካ ምርአይ ተጠየቅቲ እዮም ህዝቢ ናነበኧ ወገንተኛነት ገለል ኢሎም ተዘራሪቦም መፍትሂ ክገብሩ አለዎም???????????????????
ፅቡቅ ሓሳብ 👍
ጽቡቕ ዝርርብ እዩ ብሓፈሻ፣ ግና ልጌታቸው ኣብ ጒዳይ ሰራዊት Facilitate ምግባር እዩ ኣብ ልብል እስማዕማዕ እየ ኢልኻ እንትታብቅዕ
1. ሰላማዊ ሰልፊ ልምንታይ ይኽልኽል ኢልኻ ልቱ ሰራዊት ለይትሓትት? facilitate ጥራሕ ለይገብር?
2. ኣነ ሃም ለለኒ ሓበሬታ ሰልፊ ኣይነበረይ፤ የግዳስ ብኣኼባ ኣቢሉ ህዝቢ መራሕቲ ልክመርጽ እዩ ልኣብነት ኣብዪ ዓዲ ከንቲብኡ ልምምራጽ እዩ ኣኼባ ጸዊዑ ምኽንያቱ ልዕሊ ሓሙሽተ/ሽዱሽተ ወርሒ ብለይከንቲባ ስለሎ። ብተወሳኺ ኣብ ኻልኦት ውራያቱ ለ ልምዝርራብ እዩ ኣኼባ ተጸዊዑ። ድሓር ህዝቢ ላብ ከተማ ኣይትኣትውይ፣ መንእሰይ ምእሳር፣መንእሰይ ምግርራፍ ወዘተ facilitating እዩ ኢልኻ ደ ትሓስብ?
ደጋጊመ ዋላ ስምዕ እንተበልኻዮ ዘይምኖ ናይ ክልተ ብጣዕሚ ዘኽብሮም ቁዉም ነገረኛታት ሰብ ሞያ ይንእደኩም እየ ❤
Oh! Tedy I laughed to tears! Best expression!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቴዳአችን ❤♥️♥️🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጌታቸው ዉራይና ዝነበርኒ ክብሪ ናብ ጎሓፍ ደርቢየዮ እዝ ሓዉና ምርዓይ ስለዘይክዕል ፍርቂ ደንቆሮ እየ ዝብሎ።
ዝኾነ ሕጋዊ ዉዱብ ክልካዕ ዝግቦኦ ብዕድሙኡ ተይኮነስ ብዉጺቱ ጥራህን ጥራህን እዩ ዝግበኦ።
❤❤ቴዲ ፍቱው ሓውና ንበረልና❤❤
state ማለት ግዝኣት እዩ።
ቴድሮስ መማረጺ እስቲ ሃብ
WurayanA, how much are paid and made so guaranteed monthly and yearly, to act, work, propaganda, to prolong this top rengede, top power mongering group, individual, Tigrai in its history so far, never seen never exercised like the nature of Getachew and its group behavioral nature.
Well said.
The interim Gov. & their supportors propo machinery are working against the interest of Tigrai & Tigreans.
ተጋዳላይ ገቹ እቱ አብ መሬት ዘሎ አብረሀሉ
አብ ኩሉ ስለ እትሳተፍ..........
እቱ ፀልማት ብደምቢ ስለትሪኦ ዘለካ
ብፍላይ አዘዝቲ አርሚ ዘለዎም ስሚዒት ኩነታት ትግራይ ግለፀልና
ቴዲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ ወሳኒ ሓሳባት እዩ ዘቕርብ።ህዝብና ንክሰምዖ ብትግርኛ ኣብ ዝተፈላለየ ሚድያታት ክቐርብ ኣለዎ
እዞም ክልተ ጉጅለ ንህዝቢ ትግራይ ጎዲኦሞ እዮም !ቴዎድሮስ ንቲ ሓደ ጉጅለ ደጊፉ ንቲ ሓደ ናተፃረፈ ክዓፍር ምርኣይ የሕዝን !እሞሲ ንኹሎሕ ልክዕ ልከዖም ንገሮም ንሓደ ጉጅለ ደጊፍካ ኣይትለዚ!
Tedros supports Getachew because Getachew is being supported by Amharas.
Ethiopia with zeble kefu
more subscription is needed, let us encourage alternative medias
Talking about TPLF 24/7 might only solve today's problem. 95% of Tigray's problem is the hamds of Abiy Ahmed. Even if Tedros's long-standing wishes come true and TPLF disappears, Tigray's current problems wouldn't change a bit.
ነዚ ናይ ትምክሕቲ መሳርሒ ዓዲምካ ፣ ብዛዕባ ህወሓት እንተልዒሉ ጋዜጠኝነቱ ይኩን ናይ ሕጊ በዓል ሞያ ምኳኑ ፍፁም ዝርስዕ ስብ እዩ ።
ካሊእ ተሪፉ ሰብኣዊ መሰል እውን እዩ ዝጥሕስ ክብርታት ናይ ወዲሰብ ብዝጥሕስ ኣገባብ እዩ ዘፅላእልእ ስለዚ ነዓይ ካብ ናይ ትምክሕቲ ኣክትቭስት ኣይፍለን ።
አነ ሠራዊት ንፀጥታ ኾነ መምርሒ ብግዚያዊ መንግስቲ እዩ ዝወሓብ ኩልሻእ መፀዋእታ መምርሒ አዋጃት ንምንታይ ብግዚያዊ መንግስቲ ዘይእውጅ
ግዝያዊ መንግስቲ ዝተጣየሸ እኮ ፌደራል መንግስቲ በጀት ንክልእኽ እንተኾይነ ዝእመን ግዜያዊ ምምሕዳር ይጣየሽ ዝበለ ፤ ብኡ መሰረት ድማ ተጣይሹ።
ሐዚ ኣብ ወረዳ ዝግበር ዘሎ ካብ ግዜያዊ መንግስቲ ወፃኢ ሹመት #ሕጋዊነት ካበይ ይብገስ? እዚ ተግባር ''ኣነ እንተዘይመሪሐ ካልእ ኣይመርሕን'' ካብ ዝብል ቅዋም ዝብገስ 'ዩ ኢለ ይኣምን።
ውራይና ሚድያ ጽብቅ መደባት ተቅርበልና ኣለኻ::
በቲ ትኸዶ ነገር ክትቅጽል ብጣዕሚ ኢና ንመስግን::
ብምሒር ፅልኢት ህወሓት ዝፍለጥ ቴዲ። ቅድም ክብል መፍቀሪ ዘውዳዊ ስርዓትን ፅንፈኛ ሊሂቅ ኢትዮ ኣምሓራን ዝድግፍ ዝነበረ። ድሕሪ ጄኖሳይድ ትግራይ ግን ናይ ማንነት ጉዳይ ኮይንዎ ንፅንፈኛ ሊሃቅ ኢትዮ አምሓራ ክቃወሞ ግድን ኮይኑ።
ሕዝውን ግን ብዘይፋሓቅ ፅልኢት ህወሓት ምኽንያት ንጉጅለ ጌታቸው ከድሕን ዘይገበሮ ፃዕሪ የለን። ግን ጌታቸው ማለት ምንም ናይ መሪሕነት ክእለት ዘየብሉ ብምዃኑ፣ ቴዲን ካልኦትን ህወሓት ከፍርስዋ ስለዘይካኣሉ ተስፋ ይቆርፁ ዘለው ይመስል።
ኣክሊል ምኒሊክ ኣበይ ገዲፍካዮ?
ዘይተረደኩም አሎ ወይ ኮነ አልኩም አኩም አታይ ክብል ደልየ ጌታቸው ክለቅቅ አለዎ ትግራይ ሰላም ክትረክብ ተኮይና ልኡክ አብይ አዩ
ፅቡቕ መደብ እዩ
ጌቾ ትግረዋይነት ኢኻ ትብህግ ቴዲ ኻዓ ኢትዮጵያውነት ዘይተሳንዩ ኣራኣእያ ኣሎኩም ኢለ እየ ዝግምት ግን ሕዚ ዝህቦ ዘሎ ሓሳብ ብኣንጻር ህጊ ምስ እታ ኢትዮጵያውነት እያ
ብዙሕ ሓቃውነት ውን እኒሀዎ ስለዚ ቴዲ ኣብ ናቱ ሪኦት ሚድያ ትግርኛ ውን እንተዝገብር ትግረዋይ ምመሰለ ነይሩ
ናይ ቴዲ ሓሳብ ካብ ህወሓት ኣታሓሳስባ ብዙሕ ፍልልይ ኣይርእን
ኣብ ኢትዮጵያ ተጨፍሊቕካ ዘንብር ኣካይዳ ዘሎዎም ተመሲሉ ይራአየኒ
Ethiopia wi zeble no tigray
ጌቾ ኣመራርፃ መደባትካ ፈቲናዮም ኣለና።ብዘለኻዮ ቀፅል🙏
ቴድሮሰ ፀጋዬ አፍቀረ ኢትዬጵያ ተለጣፊ ናይ ፀላእቲ መዋእሉ ትግራይን መራሕቲ ትግራይን ብምፅራፍ ክፍቶም ፀላእቲ ትግራይ አየሕሸን ጥቅመኛ ብፍላይ ናይዙ ሕዚ ሕፍሽፍሽ ዓብዬ አስተዋፅኦ ዝገብር ናይ ግምምት ተመዋሊ ንትግራ ክንዲ ጥረ ጣፍ ሓሲቡ አይፈልጥን ናይዙ ሰብ ዙይ አናላይዝ ናይ ግምምት ተመዋሊ ሰለዝኾነ ጫፍ ሒዙ ዘናቁት መጭበርበሪ 😳🙄
አረጋዊ 8 ወርሒ አብዓድዋ አብዳ መጎጎ ተሓቢኡ ዝነበረ ሰብዩ
ትኳልከይ ቴድ ናይ መንነት ሽግር ዘለዎ ኸም ዒፍ ምሸላ ባሕሪ ስቅሉ እና ኾለለ ዝነብር ናይ መንነት ድኻ እዩ
ቆማል ወዲ ባርያ ክብረትካ ሓሉ❗️
ሊሂቅ ትግራይ ብክልስ ሓሳብ ኣብ ሚዲያን ጠረጴዛን ኮይኑ ክማጎት ክትርኢ የሕዝንን የሕፍርን። ህዝቢ እንታይ ይብል ኣሎ ኢሉ ክርእን ክሰምዕን ዘይኽእል በህዝበኝነትን ሊሃቅ ፖለቲካን አቢሉ ህወሓት ንምውጋድ ናይ ቀለም ወያነ የካይድ ኣሎ።
ናይት ወረዳ ምክር ቤት ሕጋውነት ዘይገለፅኽሞ ሓሊፍኩም ጀነራል ፃድቃን vs ደንኤል አሰፋ ዝሃብዎ ሓሳብ ትንትን ኣብልኩም መቅረብክሞ ፅቡቅ ነይሩ?
ግን ክንዲ ተድድይ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ብደንቢ ዝትንትና ኣሎ ዶ?😊
ወይ ጉድ ሥራ ፈት ኢኹም ንዘየለ መንግስት እልዋዶ እንታይዶ እንዳበልኩም ህዝቢ አይተሕምሙ ትግራይ አብዛ ሰዓት እዚአ መንግስት አይብላን ወስለቲ እዮም መሊኦምዋ ነገር ግን እቲ ህዝቢ ብቅ ዘይብል በአል ፅኑእ መትከል እዩ።
Teddy lebam seb
ውራይናክቡርሓውናአነዝፈልጠካ2014ተስፋታትክትህበናከለኻአብበረኼ
ወንድማችን ቴድሮስ ፀጋዬ ትግራይ ውስጥ ካውንስል ሲቁዋቁም እጅግ ጠቃሚ አስተዋፅኦ ማድረግ የሚችል ብዙ ተስፋ ስጪ ርእይቶ ያለው ምሁር ነው ጌቾ በጣም ጥሩ ግዜ ስጠህን በርቱ
In some parts I don't agree with tidy. ❤❤❤❤❤
agame tigrigna yexryu alewu!
Gena Gena political laundry qexali eyu
" ጣራ " ናሕሲ
ካብ ሐደ ዓብዪ ኦም ሓደ ንእሽተይ ጨንፍር ተሰሩ እንትወድቅ ክልተ ዓበይቲ ኦማት ወዲቆም አይባሃልን ጌጋ እዩ።
ክልተ ድፍን ገፅኩም ትከውል ሐቂ ከብርኩም ሐሶት ምትንታን ጌታቸው አማ በትንልኩም አዩ ካህዳማት
Kefu sew midya
ቶጓሩ ..😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
በካዕ
አርኪ ሓባል ጠምባር ዶ በሉ
Please, this one RUclips he claimed himself he is from tigray Priest. Listen to him propaganda on Rama media please listen to him he I believe this person he being in and out as spy on tigray Church we cannot underestimate people like them
ህወሓት ዓይኑን አእምሩኡን ዝዓወረን ዝለመሰን ናይ ሻዕቢያ ተላአአኺ እዩ
ደስ ዝብል መደብ
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤