😂😂😂😂😂😂 መን ምኻንካ ክነግረካ ናይ መን ዘረባ ከምትሰምዕ ንገረኒ። ነዚ ዝደንቆረ መደራ ናይ 21 ክፍለዘመን ሲ Great speech? Come on. Drar is stuck on the social fabric that was centuries ago, and his current mindset does not fit the current context. Ethnic federalism is what he seeks and that hasn't turned out well in Ethiopia, which should be a great reminder to the likes of Drar and his stupid followers like you.
ሕማም ኣውራጃ እቲ ዝኸፈአ ዘይፍወስ ካብ ወያኔ ይኸፍእ ሰራም ዝጨነወ ሕማም ስለዝኾነ ኣብ ኤርትራ ቦታ የብሉን ።
ኣርሒቕኩም ስለዝጠፋኣኩም ድማ ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ ። 🙏🇪🇷
🇪🇷❤️ I love Eritrea for ever ❤️🇪🇷
Thanks Drar Drar💯💯💯💯💯💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣያ ድራር ግርማ ኣከለና ሓወልቲ ክንሰርሓልካ ኢና ኣብ ሩባ መዝባ 💙💪🏽44።
Ab adi ewurat hade aynu iyu znegs😂
መሸኒትክን ከኣ የቁርጸክን ከኣ ኣሎ ደቂ ባዝላት
@@azmarinowediasmara2756 ሱቅ በል ኣታ ረዋኢ ሓፍቱ
Nhbey hawelti ???????
@@ወዲጥዑም ድራር፡ ኩዕንቲ ተደረር። ኣረጊት ዝብኢ እኮ ኢሉካ እዩ እቲ ኣብራሃም ዝበሃል ትግራዋይ kkkkkkkkk
ካብ ሃጠው ቀጠው ታሪክ ሰርሕኩም ስደትኩም ሳዐሩ ስደት ዕላሙኡ ዘይፈልጥ ክዐፍር ይነብር
I’m so proud you Drar your speech very great great message
Tehzen
😂😂😂😂😂😂 መን ምኻንካ ክነግረካ ናይ መን ዘረባ ከምትሰምዕ ንገረኒ። ነዚ ዝደንቆረ መደራ ናይ 21 ክፍለዘመን ሲ Great speech? Come on. Drar is stuck on the social fabric that was centuries ago, and his current mindset does not fit the current context. Ethnic federalism is what he seeks and that hasn't turned out well in Ethiopia, which should be a great reminder to the likes of Drar and his stupid followers like you.
ንምካኑ ድራር ሽሙ ጽሑፉ ይክእልዶ?
ኣታ ድራር እቲ መጽሓፍ ሲ ምራኣናዮ መንበብናዮ እቶም ጸሓፍቲ ሓሰዉቲ ከምድራር ኮይኖም እዮም ድራር መእወይ
What kind of people people we have in my country Eritrea. Please respect the people everybody sacrificed during to became Eritrea.
Vivawediafomo Vivasabia
Sabia Sabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 sabia
Mekesene 🎉❤🇪🇷✊💯🇪🇷✊💯✅⭐️🥰❤️🌹👍🙏🌴🌺💪🌟🇪🇷✅
Dirar hbey hbey
ኣያድራር ሊቅ ኢዩ። ከምኡ ክበዝሑልና ኢና ንደሊ ፈቲኽን ጸሊኽን።
Ezi adam lekbat seb eyu zemsel azerarubeu
ተስፎም ጭዋ 👍
Adam I'm going give you 0.5 out of 100
እስከ ጽቡቕ መሃሩ!!
ሰብ
ስድራቤታዊ መንነት
ዓዳዊ መንነት
ወረዳዊ መንነት
ኣውራጃዊ መንነት
ሃገራዊ መንነት
ነዚ ሓቂ እዚ ምቅባል
ቀጺልካ ኣብ እትገብሮ ምትእኽኻብ ኮነ ልዝብ ኣብ ኣየናይ መንነት ምዃኑ ፈሊኻ ነገራት ከይሓዋወስካ ምርኣይ
ኣውራጃ ሑሕ ሕንጉጉ ምባል ትርጉም የብሉን
ክሳብ ሕጂ ጸገም ዝገብረልና ነዚ ሓቂ ዘይምቅባል(ኣብ እዋን ገድሊ ሃይማኖታውን ኣውራጃዊውን ስውር ውደባ እዩ ንውድቀት ኣብጺሑና)
Adam aletinya hamassein ensisa . Sami shikor zibilika seb hizibi tenakut aleka
ኩሎም ክጽሉእካ ፎፎ..... ሻዕቢያና ንቅድሚት❤ 🇪🇷 🇪🇷
ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ የለን ኤርትራውያን ኣውራጃዊ ህዝቢ እዩ ስለዚ ሓንቲ ፌደራላዊ ስርዓት እዩ ዘድልያ።
*ማሕበሮሙ ለእኩያን* በጃኹም ግዝየኹም አብ ዘይጠቅም ግዝየ ኣይትሕልፍዎ ✍️✍️✍️✍️
እንታይ ትብል ኣለኻ
❤🎉❤🎉adam xubqu meglxyi
Temesgen fetari ndkum kab Eritrea zwexakumla malti .
ሳሚ ❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉sammy ❤🎉❤🎉
Derar derhooo
ዕንጅልና ናይ ኣዳም ፉሉይ ዩ የቀንየልና
አዳም አምሐራይ
ድራር ማለት ነብሰ ጽልኣት ዘለዎ ዝጽምብሮ
ሰብ ስለዘየለ ነቶም ጸበብቲ ንዕኡ ዝመስሉ ኣኪቡ ዘእዊ ንኤርትራ ነንሕድሕዱ ከፋልስ ዝህቅን ነብሰ ጽልኣት ዘለዎ ስዑር ክፉእ ልቢ ዘለዎ እዩ።
አብ ኮሮና ግዜ ሰብ ከም ቆጽሊ ግረግፍ ከሎ እቲ ዝገረመኒ ብመንነት የባአሱ ነይሮም ፡አብዚ ግዜ ሐያላት ሃገር አብ ጫፋ በጺሖም አለው 3ይ ኩናት ዓለም ከጅምርዎ ፡እዚኦም ካአ ርእሲ ሐምሐም ቦሎቲካ ተባሂሉ ብናቶም ርእሲ።
Adam futsun, Tesfom Aletenyatat hamassein
ፍሹላት
Drar sebaki xlie guhaf eka.
Wooo amlak 1 mealti ms drar arakbeni ksado b godim kara kukorxo funfun seb
Adam luti he has phobia of Drar
ብራቨ ድራር። ኣብ ሰሰሙን ቅቃና /ሕብሪ ዝቅይሪ ሓንሳብ ኣጋዝያን/ኣንድነት/ኤርትራ መርገጺ ዘይብሎም ነፋሒቶ ዝኾኑ ዕለት
Kelewu zmotu zkebrom zsanu, rip kale zbahal yelen. ab 21 kflezemen etom zdenkoru,bmexhafti mekele ztexelelu cancer hzbi eritrea ,bxlay hzbi eritrea zaweru nay edkum kitwesdu ekum ynwah yhxer 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Adam you said agametay to wediadikuala
Entay zhalefe zeytekemena tariki enamxakum nezi hzbi trbshiwo
Nay Derar tegbaraten hemamun shaebiya sebuk gerom mezgeb hizomo alewu ::
Fearless drar successfully you confronted for those racist and evil adam ,tefom & other followers of their ideology
Drar ezi weledo habiru nkeykales fah yeblo lo. Zehzin.😢 gday gday endafexawetu. Yexbbwo alowu😢
ኣዳም ተረፍ ውላድ ደርጊ ዒሉ ነርካ ሕጂ እኹል ኣድጊ ኣኽልካ
ሱቕ በል፡ ወዲ ጓሳ ስዑዲ ዓረብ 😂😂😂😂😂
@AAGTOSS suq bel mediyos
Eze derar zebhal sebay aye kab melke aye kab komnger afafare tekal meshkelo derar ka yeblow loxoxe
ራእሲ ድራር ኣደ ወሊዳ ትምከን ማይ ማይ ኣቢልካዮም ዞም መኻናት ኣእምሮ
እታ ካብ ኣውራጃ ዘይትሓልፍ ርእሱ ድያ ማይ ማይ ኣቢላ? እቲ ዝሓመቐ ሰብ ኢዩ ኣብታ ዝነኣሰት ኣሃዱ ናይ ጥርናፈታት ዝረባረብ። ኣያ ድራር ከኣ ክትርኢ ኢኻ። ካብ ኣውራጃ ናብ ከባቢ ኢዩ ክወርድ ቅንይ ኢሉ።
Drar aletawi::
Adam lekbat
ኩዕንቲ ኣስኩት፡ ዓጋመ ዋሒድ 😂
Adam anjali
21 kfle zemen denakur sebat
Ezi bilenay Adam 90*90 chaluk maluk entay’u xegemu
Akeleguzay hamasen seraye zbahal yelen aytdgemu
Awrsjawi drar xeyki
ኣብ america ኮንካ burger እንዳበልዕካ federalism ክትብል ቀሊል እዩ,ሓደ ኮንካ እካ ክንደይ ዋጋ ይከፍል ኣሎ እዚ ህዝቢ, በቃ ethiopia ስቅ ኢላ ክትርኤካ እያ ኩላ ምድረ ዕንክሊል.
To Mach ሀለውለው
ድራር ረሳሕ
Anta nezi drar zeytkorxwo ksad kangaroo
አያ ድራር ከየድነኹኻ አይሐልፍን እየ ግን እዞም ሰባት ምሳኻ ክምድሩ አይምጡኑኻን እዮም
ድራር ኣፍ ከልቢ ቆንዳፍ ዊዒጊን
ሕሙማት
ድራር መርገጺኡ ንጹር እዩ ብኣዉራጃ እዩ ዝቃለስ. እቶም ንጹር ዘይገበርዎ ግን ካ ብኣዉራጃዉነት ዝተጠቕዑ በዓል ተስፈኦም ኣነጽርዎ ሰብ ካ መልሲ ይህበኩም. ስለዚ እቶም ንጹር መርገጺ ዘይብልኩም ይተሓዋወሰኩም ኣሎ.
Drar saho endika saho gesguselu eba 😅😢😢😢
Drar 000000000
ወይ ሰብ ደቀይ እዚ መራኸቢ ብዙሃን ናይ ዕቡዳት መዐንደሪ ኮ ኮይኑ : መዓስ ኢዩ ንሰላም ንፍቕሪ ዝስበኸሉ: እዚ ናይ ዓሌት ሃለውሎው ኣበይ ኢዩ ከብጽሓኩም 🙏🏾
Red sea is to Eritrean people not hamassein, not akologuzay not seraye. It to every one. Tesfom, Adam denkoro and dirar what wrong with you.
ዋእ ሰብኡት ከም ኣንስቲ ኘኽ ክባሃሉ ዘሕፍር'ዩ።
😊😊😊😊😊😊
ድራር ወዲ ሻርሙጣእ ክትሕረድ ኢካ
Sami zbhal seb teqlala dahan medanageri seb eyu wedi resah hegdef
Drar💀💀🙈🙈
Gehafat
Kekende Gele zekonu zereba Anste kezarebu yewelu , Eze nuse Wolodo kabezom bese eyom zemaharu xebebte .
ተስፎኦም በሊሕ መንእስይ ናይ ባሓቂ በሊሕ መንእሰይ
Adamen tesfomen shetarakum deweru mergetsi yebelkumun sum elkum angerer ayetbelu derar berhane zezarebo zelo felut youy awerajawi ternafe ka agedasi eyou
You guys will divide for Eritrea 12 pcs ljke Somalia
Lomes bazhu naykltkum nagar eznena xamemu
ድራር እሮማይ ንኤርትራ ብሕልሚ ዉን ኣይርእያን እዩ። ካብ ድራር ዝተወለዱ ግን
ናይ ኣቦኦም መርገም ከይልክሞም የፍርህ እዩ። ድራር ርጉም ፍጥረት እዩ እዚ ምኒኑ በኻይ ኩሉሳዕ ከዕዘምዝም። ቆዛሚ ገጽካ ትርሓቕ።
Drar merat hangol temzazi tarikh
Drar kema eilka alekh alet ktthbthb alem gedifatka
Nebse mithat alo kulu gize nihna nihna endabelkum seb felalikumo dhur keytedererka tiref
አያ ድራር አድኒቀኻ ብዙሕ ሚሂርካና
ዕድመ ንሻዕብያ😮
😂 ፐው ሻዕብያ እዚ ጠርፉሽ ውድብ ።
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ ኤፔ! ኣብታ ኤርትራ ኮንካ ግን እዛ ፈካሪት ልሳንካ ምተዓጸወት ጅጅጅ
ዘይተማህረ ድራር ብ10 ዕጽፊ ካብ ኣዳም ይበልጽ ተስፎም መሓርን ድራር ብርሃነን ግን ብሉጻት
Adam has no morality to talk about awrajawunet.
እረ ሐቂ አይሕፍርን ! ድራር አጆኻ ንስኻ ከም ቀደምካ አብ ሐቂ ርገፅ አብ ጎንኻ ኢና💕
Ever heard of pigeons suffering cognitive dissonance? ladies & gents: I present to u the very 'studious 'Pigeon brain Draar?
እዝዬም አኮሎግዛይ ኪዱ ናብ ትግራይ ተገንፀሉ ተዝብሎም ኢሳያስ ኔሩ ሐደ ወድ አኮሎግዛይ አምከዱን ኔሮም ልእሊ ደገፍቲ አኮሎግዛይ ንተጋሩ ይፍንፍንዎም ዝቃወሙ ዘለው ይንእቁና አጋሜ ይብሉና ኢሎም እዬም ዝቃወሙ ዘለው😂😂😂
Amamhasawi..medanaganaw
You guys beter stop nonsence words reallly losers beter to say about the whole nation. Eritrea Eritrea
Adam ezi hasab phe dem ktemthoeo nerka
ኢዋይ ሓሰውቲ ለኻብጥ ንስኻትኩም ትዛረብዎ ግን ቁኑዕ ኮይኑ ለኻብጥ ክትከብሩ ኢልኩም ዓዲምኩሞ ድርባይ
Drar anbesa nezom klte wekaru haxibka xemikayom
Please stop split the Eritrean people. All of you guys racist
Eti nska tzarebo aysmaenyu delo sami
ክክክክ ኣየ ድራር ህበይ
ቦሎም ደኣ ኣያ ድራር እዞም ዓፍራ ክመሃሩ ኢሎም ኢዮም ዓዲሙምኻ ፍንፉናት መዛርብትኻ ኣይኩን ረሰሓት ማይ
ሱቕ በል ወዲ ጓሳ ሱዑዲ ዓረብ 😂
ኣይ ድራር በቃ ብዘመደይ ብወዲ ኣውራጃይ በስቢስካ በስምኣብ 🤔 ብዓል ሰለሞን ድራር ክኣ ኤርትራዊ እዩ
نعم صحيح كلا مكم كلكم اصلكم وفصلكم من تقراي انتم
በሉዎ ጥራሕ ነዚ ጽልኢ ድራሩ
Drar ❌❌❌🚫🚫🚫
This argument is shameful. ኣውራጃ ብዙሓት ጀጋኑን ለባማትን ዘለዉዎ ብኸምዚ ገርኩም ንባእሲ ዘምርሕ ክትዛረቡ ትሕተትሉ መዓልቲ ክመጽእ እዩ።
Enjera blaee nay bahqi lebam seb❤
ተሰፎም ውላደ ህ ,ግ ኔሩ
ድራሮ ወላድ አድጊ እዚ እዩ ፍልልይኩም😊