ቤት ምኽርታት ከይትትንክፍወን! ስልጣን ፕረዚደንትን ግምት ካብ ይምንጩ? ሓንፈፃዊ መፍትሒ፡ ሙሉ ሰንደቕ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 10 дек 2024

Комментарии • 52

  • @Barcki30419
    @Barcki30419 8 дней назад +2

    ጌቾ ፅቡቅ ንዝርዶኦ ወቅታዊ ዝኾነ መልእኽቲ እዩ ኩሉ ክመሃረሉ ኣለዎ በሳል ሰብ ተጋዳላይ ሙሉ ሰንደቅ። ነኽብረካ
    ጌቾ እዉን በርትዕ ቀፅለላ

  • @TsigeDagnewMesfin-jf6yh
    @TsigeDagnewMesfin-jf6yh 8 дней назад +3

    ጌታቸው ነባር ተጋዳላይ ሙሉ ሰንደቕ ሒዝካልና ስለዝቐረብካ ምስጋና ይግበአካ። ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ትግራይ መሰረት ገይሩ ዝሃቦ ሰፊሕ መብርሂን መፍትሒን ጊዚኡ ዝሓለወን ጠቓሚን ብምዃኑ ንሙሉ ሰንደቕ ክብሪ ይግበኦ።

  • @kemal4775
    @kemal4775 8 дней назад +2

    ሓሳባት ሙሉ ሰንደቕ ስውኣት ተጋሩ ዕድል እንተዝረኽቡ ዝገልፁዎ ፅሩይ ትግራዋይ: ኣብ ናይ ማንም ሳፁን ዘይጠሓለ (ገለልተኛ): ዓሚቕ: ህዝባዊ: ወድዓዊ: ተስፋ ዘሕድር: ዝጭበጥ እዩ።

  • @teklayteklezghi8213
    @teklayteklezghi8213 8 дней назад +1

    awesome time spent with Mulu and his educational teaching
    Thx again

  • @Hantiya03
    @Hantiya03 8 дней назад

    Thank you, T/lay Mullusendeq and Getachew, for the honest, fair, and knowledge based clarification and discussion.

  • @teklayteklezghi8213
    @teklayteklezghi8213 8 дней назад +1

    Mulu has demonstrated how knowledgeable he is on the subject matter Thanks

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 7 дней назад

    Wonderful interview. Very constructive.
    Thank you Mulu and Getachew.

  • @GebremeskelHaileGebrehiwet
    @GebremeskelHaileGebrehiwet 5 дней назад

    thanks for explanation

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 8 дней назад +2

    ልባም ሰብ ብሐቂ ተ/ይ ሙሉጌታ

  • @dankfanta
    @dankfanta 8 дней назад +1

    This is the hard facts: when you ask any population you need peace or war ? This obvious the answer is peace. However, what kind of peace? peace to be a slave or the peace the one you bring it by your struggle to reserve your right and interest? So, you choose the peace the one preserve your interest and rights

  • @rational4153
    @rational4153 8 дней назад

    Very logical impartial opinion from seasoned veteran TPLF fighter Ayte Mulu Sendeq. Thank you.

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 9 дней назад +4

    ሙሉ ሰንደቅ ህዝቢ ተንቤን ዘቃለሰ ህርኩት ተጋዳላይ እንኳዕ ሰላም ኮንካ ።

  • @GTesfa-yj9cd
    @GTesfa-yj9cd 8 дней назад

    nice to see you Mulu Hawna (betsayna)

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 9 дней назад +1

    You are one of those Tigray people’s hero and thanks for your service keep it up 👍

  • @mulugetamehari2120
    @mulugetamehari2120 8 дней назад

    ቅንዕና፣ ድምፀት፣ ሙያዊ ትንታነ፣ ኣብመሬት ዘሎ ሓቂ፣ ሚዛናዊ፣ ሓላይነት፣ ንመውፅኢ ዝኾኑ መውፅኢ ሓሳባት ዝጥቁም። ተቐባልን ዘራጉድን እንተረኺቡ። ሐዚውን ትግራይ ሰባት ኣለውዋ። እምበር ክፍሊ ህዝቢ። ነመስግን ተጋዳላይ ሙሉ ሰንደቅ። ጌታቸው ውራይናውን ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሚዛናዊ ሓሳባት ብምቕራብ በዚ ቀፅለሉ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 8 дней назад

    በሓቂ ለባማት ዝሓስብዎ ሓሳብ እዩ ከም ሓደ ንህዝቡ ዝሓስብን ናይ ትግራይ ጉዳይ ጉዳይ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ እዩ አብ ትኽቲ አምላክ እቲ ሰራዊት እውን ግን እታ እሽሽ አባይ ሕማም እያ ሓደ ነገር ከሎ ብግዚኡ ኮንትሮል ክግበር እንዳተኽአለ ፀላእቲ ተአኪቦም ችግር ክሳብ ዘብፁኺዶ ምፅናህ መድለየ አይመስለንን ህውሃት ናይ ህዝቢ እዩ. ሰራዊት እውን ሓላው ህዝቢ እዩ።

  • @yemanegebremichael3415
    @yemanegebremichael3415 8 дней назад +1

    ጌቾ ቀፅለሉ ኩቡር ሐው

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 8 дней назад

    ፅቡቕ ክከታተላ እየ ፀዓና።

  • @Dhf-o2f
    @Dhf-o2f 8 дней назад +1

    Ayana Tegadalay mulu 👍👍👍👍👍👍👍👍💛❤️💛❤️💛❤️

  • @tesfanaberhane1507
    @tesfanaberhane1507 8 дней назад

    🎉🎉Overall thank you Mulu sendeq.🙏

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 10 часов назад

    የቀንየልና ኹቡራት እሕዋት እት ንህዝብኹም እትገብሩው ውፍይነት እዜይ እየ ዝንእደ ኻይኖ ግን እት እብ ህዝብ ትግራይ ዘላ ጌዜዌ ምምሕደር ዝኽዳ ዘላ ኽይዴ ዝረእዩ ዘለው ክይዴታትን ሐደጋታትን ብጣዕሜ መስኽፍ እዩ ኽልንደ እብ ፕርቶሪያ ዝተፍረመ ውዕል ሐውና ሙሉ ብጉቡእ ገሌፄኻዩ እት ውዕል እውን ኽምዘይትተግበረ ብፁብቅ እልዕሌኻዩ የቀንየልና ጌታቸው ሐውና እት ብዛዕባ ገበነኛታት ናይ ጃኖሳይደ ምስዳዳ ዛቅረብኻዩ ምክንያት ሙሉ ሐውና ብፁቡቅ ገሌፄው እዝ ምክንያት ንማንም እያእምንን ሃሳብ ብንቶም እብዘይ ወንጀላም እብ መክላክያ ዝነበሮ ብመነቶም ታእስስሩ ተጋሩ ለውጤ ዝብል እውን ሽፍጥ እውን እላ ኻይኖ ግን እቶም ተጋሩ ሐደ እይተፍትሑን እቶም ውሑዳት ተፍትሑ እውን መሌሳም እብ መንገዴ ጭውዩም እበይ ኻምዝ እተው ንዜኣም ዝማጎተላም እውን ዋለ ሐደ የለን እነ ብወገነይ ጌዜዌ ምምሕዳር ትግራይ ን ፕፕ ሽይጡና እዩ እብትግራይ ህዋሕት እፍሪሱ ተሐታትነት ስናብተጋሩ መሌሱ ትግራይ ምስፍዴራል ብምኻን ዳግም ክምዘይትላዕል ጌሪካ በታቴንኻ ስልጣን ንምሐዝ ዝኽየደ ዘላ ኽዴ ትጋሩ በእገኡ እዜ ተረዴኣና ተዘይትቀለስናዩ ክም ህዝብ ክንጠፍእ ኢና እት ፀላእት ዝሐስብው ትግራይ ኽም ብያፍር ዝብል እኽይዴ ዝስክዕሉ ይምስስል ተጋሩ ክናስተውዕል እለና እግዚአብሔር ደማ ያሕግዘና

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 7 дней назад

    ህዝቢ ትግራይ ግን እዙይ ሳልጣን እዙይ ተነፊግዎ መራሕቱ ክመርፀ አይካአለል ብናይ አብይ እሕመድ ኮራኹር መስሉ ተጨውዩ ብን ጌታቸው ንኽብዶም ሐደርቲ መስሉ ተመንጢሉ ይርከብ

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 9 дней назад

    መረዳእታ ወንጀለኛታትኣትሒዝና ሰዲድናዮም ኢሎምና።

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 8 дней назад

    ንሚድጊፏ መሰልካ
    እዩ ግን ዘይለ ነገር ግን አይትንገረና

    • @tag7152
      @tag7152 8 дней назад

      ኣብዘይንቡር ትነብር ስለዘለኻ እቲ ንቡር ዘይነበረ እቲ ህሉው ዘየለ ኮይኑ እዩ ዝስመዐካ እሞ ንስኻ ምስ ህሉው ተዓረቕ

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 8 дней назад

      እብደት ናይ ግምት ደው ክብል አለው ተዘይ በላእሁስ ዘይብትኖ ዓይነት አካይዳ ለማንም አይጠቅምን ኩሉ ክቃለሶ አለዎ ምክንያት ሱቅ እትበዝህ ችግር እዩ ዝውስኽ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 8 дней назад

    ናይ ምፍታው ምፅላእ ከይኮነስ እቲ ዘጥፍእ ዘሎ አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ዝብል. ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዝኸፋፍል. አብዘየእትዎም ንብረት ህዝቢ ዝኾነ ትካል ስድብ ህውሃት ናይምፍራስ እላማ ሒዙ ለለ እንድንል ዝውእል እኩብ አማፂ. አይፋልካ ክልክል አለው ንህውሃት ብፖለቲካ ይደራደሩ. ፀላእቲ አኪብካ ህዝቢ ምብፅባፅ ግን ህዝብን ሰራዊትን ደስ ከብሎ አለዎ ።

  • @ZinabuKindeya
    @ZinabuKindeya 8 дней назад

    መጀመርያ ንሽመት ፕሬዝዳንት ብደንቢ 533 ተቀቢሎም እንተብቅዑ ብደንቢ 533 ንናይ ወረዳን ጣብያን ቤት ምኽሪ ንፕሬዝዳንት ዝህቦ ስልጣን ከመይ ገይሩ ተቀባልነት ይህልዎ። እዚ እንድሕር ልዕሊ ሕገ መንግስቲ እታ ሃገር እዩ ብዝብል ተቀባልነት ዘይብሉ ኾይኑ እቲ ናይ ፕሬዝዳነት ምሻም ብቀዳማይ ሚኒስተር እውን ልዕሊ ናይ ሃገር ሕገ መንግስቲ እዩ ተባሂሉ ንምንታይ ዘይተነፀገ።

  • @tarik-r9k
    @tarik-r9k 8 дней назад

    ሊየብ ስብ ሌየብ መራሒ ይፈትው፡፡

  • @gebrhudberihu6552
    @gebrhudberihu6552 9 дней назад

    Getachew lomantey tsbuk seb amtseka,,,,malet minimum he speaks the reality on the ground, every Tigrian is Tigrian, No banda no ......,,,

  • @SelanlmatDimokracy
    @SelanlmatDimokracy 8 дней назад

    ዉራይና ዓብዪ ኪኢላ ሕጊ ኣቅርብኩምልና የቄንልና።

  • @Mham-h1h
    @Mham-h1h 8 дней назад

    ሙሉ መሃይም ለይትብሎ ወደይ obsolete mind

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 8 дней назад

    ጌታቸው ሐሳብ ዘይኮነ ሐሶት ኤዩ ዘቀድም

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 8 дней назад

    ጌታቸው ንብስራት ኣማረ ኣቅሪብካ ጠይቆ ብዙሕ ነገር ያበላሽው ኣሎ።

    • @almazadamu9175
      @almazadamu9175 13 часов назад

      ኩብር ሐው ካብ ብስራት ህዝብ ትግራይ ዝፅበዩ ነገር የለን እሱ ብኽብድ ዛሕስብ ንኽብድ ዝነብር ስብ እዩ

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 8 дней назад

    ጌታቸው ረዳ ኩሉ ድዛረቦ ሐሶት እዩ ልክዕ ከም አብይ ንጽባሕ አይብልን

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 8 дней назад

    Abyi no

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 8 дней назад

    ቤት ምሪሩ ወኩል ህዝብታት እየን።ግንድማ ናይ ህዝቢ ሠላምንም ድህንነትን ክኣማ አለወን እምበር ዘይህጋዊ ሽመት ክባን ክውርዳን ግቡእ አይከነን።ዉፂኢቱ ናይ ሓባር ውድቀት ከምፅዓ ብስም ቤት ምክሪ ክፍቀደለይ ይግባእ ዶ!
    ተጋሩ ንለብም ኸዚ ዝወርዱን ዝድይቡን ዘለዉ ካብ ሓደ ጠንካራ ዝበሃል ውዱብ ዝፈረዩ ደቂ ህዝቢ እዮም መአቀኒኦም ናይ ህዝቢ ስራሕቲ ኣብ ምስላጥ እንታይ ግደ አለዎም ክኮን እግባእ እቲ መአቀኒ እምበር ብጉጅለ ክኮን አይግባእን።

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 8 дней назад

      ህዝቢ ይሾም ህዝቢ የውርድ አለቀ።

  • @mebrahtugebrwubet7871
    @mebrahtugebrwubet7871 8 дней назад

    ኢሳያስኽ?

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x 8 дней назад

    ጌይትሽ ተዳሊካ ዲካ ሕቶታትካ ውድባት ኮይነኖም ኣይስሙዑንን ዘለው ሞ ኣይትደቅስ

  • @solomongebremariam4944
    @solomongebremariam4944 5 дней назад

    ረሳህ

  • @semeretsewene5228
    @semeretsewene5228 7 дней назад

    Dear Mulu sendek, you mention on the rights of woredas and their parliament. but the parliaments are not legal and have no legal power. and you say do not touch the parliaments', yet they are not existing under TIRA. so what is your solution>

  • @dawitdawit7055
    @dawitdawit7055 8 дней назад

    መብዛሕቲኦም ነባራት ሰረቕቲ ኢልካ ኣፋልጦም!

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 8 дней назад

      ሃደሽቲ ሰረቅትን ከሓድትንከ እንታይ ክባሃሉ ።

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 8 дней назад

    ንሚድጊፏ መሰልካ
    እዩ ግን ዘይለ ነገር ግን አይትንገረና