ኢትዮጵያ ስለምንታይ ኢያ “ቀይሕ-ባሕሪ” ትብል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 дек 2024

Комментарии • 85

  • @Elsa-nf2lo
    @Elsa-nf2lo 2 часа назад +1

    ሕምምቲ ተኣላይት ናይ ምዕራባውያን ስለዝኾነት

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 14 часов назад +7

    ከም ብዓል ንስኻ ኣድጊ ንሓመዱ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ኣሕሊፎም ንኢትዮጵያ ክህብዋ ኢሎም ኣሚኖም ይኾኑ ከደምቲ ወያነ ። አምበር ሓየት ህዝብን ሰራዊትን መንግስትን ኤርትራስ ባሕሪ ኤርትራ ቀይሕ ደም ጀጋኑ ዝፈሰሶን ሂወት ዝሓለፎን ኣሕሊፍና ኣይንህብን ። ናይ ምምጻሕ ማክሮን ኣይኮነን ባሕሪ ዘብሎም ዘሎ ሓደ ዓመት ኣቑጽሩ ኣሎ ።

    • @Thereislifeafterdeath
      @Thereislifeafterdeath 11 часов назад

      ኣዪዪዪዪዪዪ ቦሮምቦጣዕ..... ተደሚርኩም ዶ ኣይነበርኩምን

  • @AhmedMohammed-cn6cu
    @AhmedMohammed-cn6cu 14 часов назад +1

    Dehaykum aytehaba anabis adey❤,👍👍

  • @Eritre-s4v
    @Eritre-s4v 3 часа назад

    ❤❤❤❤❤

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 11 часов назад +1

    መለስ ኢኮ ጊመል ኣስቲሉ ኢሉ ሰላምናን ባሕርናን መሊስልና ኢዩ

  • @yohannesberhane3247
    @yohannesberhane3247 13 часов назад +3

    It shouldn't come as a surprise if France gets kicked out of Djibouti next.😂😅🤣

  • @teweldeyemeneab5484
    @teweldeyemeneab5484 12 часов назад

    Ya ህዉኽ ግምት ኣየድልን ያጀምዓ

  • @LebasiDrar
    @LebasiDrar 14 часов назад

    ከመይ ኣለኻ ድሮን ኣቃራባኻ ኣዝየ የድንቀካ ወትሩ በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 13 часов назад +1

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 14 часов назад +1

    ❤❤❤🌲🌲🌲

  • @edenrose4380
    @edenrose4380 12 часов назад +1

    ABIY, how long is he going to stay? 😮

  • @Abi-xr4uq
    @Abi-xr4uq 5 часов назад

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mahmudsied933
    @mahmudsied933 14 часов назад +1

    🎉🎉🎉❤

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 9 часов назад

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕

  • @Mark-b6j2b
    @Mark-b6j2b Час назад

    ብሰላማዊ መንገዲ ማለት ብዝርርብ ንዝናሽ ታያቸዉ ክካረይዋ ዝደልዩ ብዙሓት ኣለዉ. ነዚ እዚ ዕሸል ብኸመይ እዩ ዘተአናግዶ, ድልየት ወሰን እንድሕር ዘይብሉ

  • @okubaygerehans
    @okubaygerehans 13 часов назад

    ብሉጽ tntena ወዲ ali 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 8 часов назад

    🇪🇷🇪🇷❤️❤️⚘️⚘️🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @Paris-lg1fe
    @Paris-lg1fe 25 минут назад

    መኣረምታ ሰኔጋል ከኣ ን ፈረንሳይ ውጺ ኢላታ ኣላ

  • @hawitedi9810
    @hawitedi9810 11 часов назад

    ርሑስ ልደት🎉

  • @SaraSemer-fv3wy
    @SaraSemer-fv3wy 14 часов назад +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AdonayAbraha-lt2vu
    @AdonayAbraha-lt2vu 13 часов назад

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari2057 4 часа назад

    ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ኣንጻር ክብርን ልእላውነት ኤርትራውያንን ኤርትራን ምዃኑ ስለ ዘስተውዓሉ።

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 13 часов назад

    🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🌹🌹🌹♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏

  • @zeruhaymanotOkuba
    @zeruhaymanotOkuba 12 часов назад

    ❤️👍🏾👍🏾🌹🌹🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹🌹

  • @Yonasabera-u1n
    @Yonasabera-u1n 3 часа назад

    ስንፈት ናትና እዩ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ከኣ ኢሳያስ እዩ

  • @Eri-FM98
    @Eri-FM98 13 часов назад +2

    Correction ማኩሮን ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ዘይኮነ ናይ ሓደ ሰዓት ዕደት ይቀየረልና።ምስ ምሉእ ኣኽብሮተይ።

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 10 часов назад

    Haica🇪🇷🙌🛳🚤⛵️💪🇪🇷👈

  • @DestalemKessete
    @DestalemKessete 12 часов назад

    ERITREA IS ERITREA

  • @YibrahAsfaha
    @YibrahAsfaha 6 часов назад

    Alenena nxebeykum lomiwen kem temalie

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 12 часов назад +1

    ድሮን ዓርከይ ኣቀራርባኻ ብጣዕማ ጽቡቕ ኣሎ ቀጽሎ ኣብ ኣሰርካ ኣለና ድሮን 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @JesusisMysavior-x7f
    @JesusisMysavior-x7f 5 часов назад +1

    እቶም አብ ደገ ዘለና ኤርትራውያን ኩልና በዚ ይኩን በቲ ሃገርና ዘመናዊ አጽዋር ክትኣጥቅ ክንጽእር አለና መደባት ክዳሎ አለዎ ነቶም ቆንዳፋትን ቁርዲዳትን ግን አይምልከተኩምን'ዩ

  • @IoAraia
    @IoAraia 11 часов назад

    Kedami Abi bleqah zserho bietemengsti terahrah kbl feshilu. Kem kulom lekbatat yehlifom zhbu Eritrawyan. Kemaka

  • @ኩራዕኤርትራዊ
    @ኩራዕኤርትራዊ 3 часа назад

    ኣቢ ኣሕመድ በጃኻ ብሰለማዊ መንገዲ ሰበይትኻ ሃበኒ😂😂😂

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 9 часов назад +1

    Entay eka halwelaw tebl isyas asab merat eritrea do aykoen zaylmud edat tebl?? Eti zrbka nefahto eu🦎🦎🦎🦎

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 10 часов назад

    Nay 1 sat ba bel dron no 1 mhalet y

  • @dawitmesmer631
    @dawitmesmer631 5 часов назад

    I will correct you one thing, macron visited Ethiopia for one hour only not one day.

  • @Mertibunsb
    @Mertibunsb 8 часов назад

    Mearemta😂👆 mearemta😅 Not nehanti mealti n hanti seat iya neyra

  • @Kide252
    @Kide252 13 часов назад +1

    ድሃይ እታ ሳተላይት ናይ ኢትዮፒያስ ኣሎኩም ዶ ባ ድሪን ዓርከይ?

  • @Daniel-dl1hk
    @Daniel-dl1hk 13 часов назад

    ንኢትዮጵያ ዘድልያ ዘሎ ምውናን ኣፍደገ ባሕሪ እምበር ተጠቃምነት ኣፍደገ ባሕሪ ኣይኮነን እሞ ኸዳኣ? ኣነስ ከምቲ ንገዙኡ ወሲዱ ከድርረካን ከሕድረካን እምበር ገዝኡ ምስረኣኻን ምስተደረርካን ገዛኻን ጤሳኻን እባ ኣማቕለኒ እንተዘየሎ ክቐትለካ እየ ወይ ክትቀትለኒ እንተኪሰጉካ ወይ ክትስጐኒ ዝበለ ደረቐኛ ጋሻ ዓገብ ሃየንታ ፡'ለዎ።

  • @solomonneguse9509
    @solomonneguse9509 11 часов назад

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 11 часов назад

    Anxar wedi temben tezareb antaa aquaree

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 11 часов назад

    Wedi temben agamee iseyas kkkk
    Werkii kiserek eyou tegadelueee

  • @teweldeyemeneab5484
    @teweldeyemeneab5484 12 часов назад

    እቲ ብኣቢ ምብልዑ ኣይተርፎን ዝበልካዮ 0% ግምት: ከመይሉ ኢዩ ዘይቀብጾም ንዝብል ከኣ ኩሉ ግዜ ንስኻ ቅኑዕ ክትከውን ኣለካ እቲ ትቀርቦ ከኣ ምስ ግዜ ትዕዘቦ= ምስ ጎሮቤትካ ከኣ ብፍሉይ: ብቅንዕና: ብግሉጽነት: ከም ደቂ ሓንቲ ስድራ ክትቀራረብ ኣለካ ።ደሓር ከኣ ብርእሶም ስለ ዘይከዱ እምበር ወደብ ካብ ካልኦት ሀገራት ኣይመድለዮምን: ብዓሰብ ንኣዲስ ብባጽዕ ንትግራይ ብጣዕሚ ቀረባ።

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 Час назад

      eti elama euko eri bquteba ktm'ebl sle zeydelyu ktqemlu aydeleyun

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 11 часов назад

    Meraheee eritrea aytebeloo nezi agameee
    Dictaator iseyas agameee beloo

    • @WeerWwer-pc5ix
      @WeerWwer-pc5ix 9 часов назад

      ገና ሕር ዳኣ በሉ እበር እሸኽ ዓጋም ክኣትወኩም እዩ 😂

  • @habtaiafewerki5100
    @habtaiafewerki5100 Час назад

    Wedi ali kulu xehufatka xebuk eka ent kone: ab kulu tentaneka gn ab leli mengsti eritrea zelka xeli betami eka tenxabrke. Wala xelayo haki kab mezerab gn deher aytebel. Kulu gza kem tegorafeti tektaki kunat gerka eka tekrbo.

  • @DestalemKessete
    @DestalemKessete 12 часов назад

    Pls give food 120000000ethiope USAID. Happy Noël

  • @IbraMo-p2y
    @IbraMo-p2y 11 часов назад

    Ethiopia ባሕሪ አንተ belu ክሰርሕሉ ደልዮም ህዝቦም ካብ ድኽነት ሓራ ክገብርዎ ደልዮም አዮምም iseyas ke ህዝቢ kideki መንሰይ ብግፋ ምንባር ምሳኣን ብጀካ ኩናት አንዳ ገበርካ ምንባር አዩ

  • @IoAraia
    @IoAraia 11 часов назад

    Zkefehe qurdid nskum ikum, langa, langa.

  • @venusinc6052
    @venusinc6052 3 часа назад

    ሙክታር ዝብሉኻ መቸም ፣ እዞም ንዑናይ ኣስመራ ክንኣቱ ኢላ ወያነ ካብ ሱዳን ንሑመራ ዝጸዋኣቶም ደቒ ሽረ፣ መላስ ኣውያት ዘይብሎም ካብ ዝጠፍኡ ንደሓር ጽልኣትካ ኣብ ልዕሊ መንደላይን ኤርትራ ጠገለ የብሉን።

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 Час назад

      nay meas eyu ke anes neti seid trah eye zfelto niere

  • @KAHSAYNUGUSESAMUELSAMUEL
    @KAHSAYNUGUSESAMUELSAMUEL 12 часов назад

    Wedi Ali habibi enhlka wedi bshaha rebshnaa

  • @alexjohn996
    @alexjohn996 13 часов назад +1

    ዋይ ናይ እንዳመን ዛህላይ ወዲ ማህላይ ኢካ ?......በ ሸነኽ ኤርትራ ን ኲናት ዕድመ ቐሪቡ ኣይፈልጥን..ንሶም ብዶብ ኣሳቢኖም ኲናት ይውልዑ ናይ ባሕሪ ጥሙሕ የበግሱ.... ህዝብን መንግስትን ኤርትራን ካኣ ለኣላውነቶም ከኽብርኡ ንዝመጾም ወራሪ ክብድሁ ኪከላኸሉ ካኣ መሰል ኣለዎም። ነዚ ኩሉ ግዜ ብጎረቤትና ዝመጽእ ኲናት ኢሰያስባ ሰራዊት ኤርትራባ ሰላም እንተዝፈጥሩ ምስ ኣቢ ዶ ጂኒ ዕፍሪዶ እንዳበልኩም መሬቱን ክብሩን ንዝከላከል ዘሎ መንግስትን ህዝብን ማዕረ ወረርቲ ክትነቅፉን ከተመሳስሉን ሑኽ ትብሉ መደናገርቲ ወረበላታት ዩቱበን ተቖጸርቲ ጎረቤትና እኹም። ብግስ ከይበልኩም ንግጥመኩም ኢና።

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 9 часов назад

    ውዲ በሻሻ ኩሉቲ ቀልባዕባዕካን ፈይክ ፍሽኽታኻን ክዕዘብ ከሎኹ ናይ መሪሕነት ባህርስ ይትረፍ ሰብኣውነት ዘልብስ ስነ-ምግባር የብልካን። እዃድኣስ ኣጥቢቐ ምስ ዝጥምተካ ግብረሰዶዊ ምዃን'ኳ መሲሉ ኢዩ ዘነጽረለይ። ከምዝመለኒ ምስተን ኣመንዝራታት ተትስራዕ ካብዘን ሃገራት ዓረብ ቡዙሕ ገንዘብ ምኣከብካ ቴድሮስ።

  • @yebieyoosman3748
    @yebieyoosman3748 12 часов назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gezahegnmiteku5801
    @gezahegnmiteku5801 5 часов назад

    ቐይህ ባሕሪ ናይ ኢትዮጵያ ስለዝኾን በአጭበርበርቲ ጁባ መንጠልቲ ብዘይ ሕጊ ስለትጨወየች ግድን ብዘይ መንም ፍቃድ ኢትዮጵያዊያን በዐልትና ኽሳእ ዳሕላክ ዝከልየና ምድራዊ ሓይል ከምዘየሎ አፀቢቖኹም ፍለጡልና።

  • @abdellasamara5094
    @abdellasamara5094 12 часов назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 11 часов назад

    Bizabaaa higdefeee tezareb antaa
    Abye sebay eyou

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 12 часов назад

    ዓሳ ንዘይንበልሉ ባሕሪ ክንመተሉ ጥራይ ክኽክክክ

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 11 часов назад

    ኢሰያስ ኢኮ ንሓመዱ መስፍርሕዎ ም አማን ሲኑ ካብ ናቱ ኣዳከርቲ ይሕዋትና ኣብ ዘይ ሃገሮ የዋገኦም ኣሎ ዘይፈለጥካ ትመስል

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 11 часов назад

    ኢሰያስ ሽፍታ ጫት ቂሕሙ ባሕሪ ክትወስዱ ኢኩም ዶ ኣይበሎን ኢንታይ ሰሚና ከምዘይሰማና ንከውን ኢምበር ቅድሚ ኡ ዶ ባሕሪ ተዘኪሩ ይፈልጥ ዩ መልስ ዝሃበና ሰላም ሸፋቱ ሳሕል ይሕሊፎም ንብ ሓጎታቶ ይህብዎም ኣለው

  • @EyasuMehari-e2s
    @EyasuMehari-e2s 14 часов назад

    No one is folish asseb is for Ethiopia

    • @tesfutewoldberhan8756
      @tesfutewoldberhan8756 13 часов назад +2

      Malelit tplf

    • @dawitgebre323
      @dawitgebre323 13 часов назад +2

      ረሳሕ ሳሕሳሕ ዐጋመ ምጻእ ናተይ እዪ ኢልካ አአብኡ ክትረክባ ኢካ

  • @selahta5252
    @selahta5252 12 часов назад

    ኢትዮጵያ ናብ ሶማሊ ገጻ ከይዳ ኔራ እዚ ኣረጊት ኢሰያስ ናብ ቀይሕ ባሕሪ መሊስዋ ሂወትካ ሙሉእ ኣብ ተፋጠጥ ዶ ትነብር ኢኻ ወደይ

    • @YosiefTesfazghi
      @YosiefTesfazghi 12 часов назад +2

      ሱቅ በል ቆሚሽጢ ወያነ።😮😮

    • @asmeromembaye419
      @asmeromembaye419 12 часов назад

      ቖማል ዓጋሜ ። ወዲ ሩሹን ስዩም መስፍን።

    • @selahta5252
      @selahta5252 10 часов назад

      @@asmeromembaye419 ካብ ሰዓብቲ ሙኻን ተምሃሮ ሙኻን ኣይምሓሸን 😡ዶናቁር

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 59 минут назад

      aye nskum eti neger euko ab mengo egyptn ethion eyu zelo. egypt neri euko dhan eyen nieren hji gn nay habar rebha slezelewen semiren. Egypt ke bkulu mknyat tdeli ala mknyatu ms erin Somaln wetehaderawi smm'e which is ms hadi'en kinat mkfat malet negypt qendi tewasa'it nmukan m'edam malet eyu. ab Sudan ewn bhbu'e klti'en id alewen.

  • @ገናዩቲጒዕዞ
    @ገናዩቲጒዕዞ 13 часов назад

    ኢሰያስ ኣብ ኬንያ ኣንጻር ፈረንሳ ብዛዕባ ኒጀር ተዛሪቡ ኔሩ። ስለዚ ፈረንሳ ኣንጻር ኤርትራ ክትሰርሕ ምክንያት ይኮና'ዩ። በዚልና በቲ እቲ ካብ ጌጋታቱ ዘይምሃር ኢሰያስ በቲ ባዕሉ ዘገበሎ ኢትዮጲያዊ ኣቢ ምብልዑ ኣይተርፎን'ዩ። ኩሎም መራሕቲ ኢትዮጲያን ኢትዮጲያውያንን ጠላማትን ክሓድትን ኢዮም። መጥፊኢቱ ግዲ ኮይና ኢሰያስ ከመይሉ'ዩ ንኢትዮጲያን ኢትዮጲያውያን ዘይቀብጾም ይገርመኒ'ዩ ንዓይ ። ንኤርትራን ህዝባን ሰላምን ቅሳነትን ልምዓትን ይፍጠር።

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx 13 часов назад +2

      Np it's the Truth west Africa is ....❤

    • @alexjohn996
      @alexjohn996 13 часов назад

      ናይብሓቅኻ ዲኻንታ ወዲ ዕጽዋን ክባን ? ክክክክክክክክክክክክ።

  • @KAHSAYNUGUSESAMUELSAMUEL
    @KAHSAYNUGUSESAMUELSAMUEL 12 часов назад

    Wedi Ali habibi enhlka wedi bshaha rebshnaa