እዞም መንእሰያት እንታይ'ዩ ኣጋጢምዎም? ካብዚ'ኸ እንታይ ንምሃር?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 дек 2024

Комментарии • 62

  • @NatnaelTesfamaryam-r7j
    @NatnaelTesfamaryam-r7j Час назад +1

    Thanks❤❤❤❤

  • @Ezgihareya
    @Ezgihareya Час назад +1

    ኣንበሳ ኣኪለ ሓወይ ብጣዕሚ ኢኻ ለባም። ኣነ ሕንቲ ካብቶም ከምኡ ኣጋጢምኒ ዝፈልጥ ሰብ እየ። ብ 2019 እዩ እቲ ዝገበርክዎ ሓይጣት ንዋልሓደ ሰብ ዝትንክፍ ኣይነበረን ብጀካ ንዓይ፡ ንእግዚኣብሄር ካኣ እብ ዘቆጥዕ። ምክንያቱ ንሕና ንገብሮ ሐይጣት ንእግዚኣብሄር ዘጉሂ ስለ ዝኮነ። ኣብቲ ጊዜ እቲ ዘሕለፍክዎ ሽግር ንስርሕይ ብብሽክለታ እየ ዝመላለስ ኔረ። ኣብ መንገዲ ካኣ ሓደ ዋሓዚ ማይ ኔሩ።ኣብኡ ክበጽሕ እንኮለኩ ምስ ሳይክለይ ኣብኡ እተዊ እዩ ዝመጸኒ ኔሩ። ከምዚ ዓይነት ሓሳብ እንዳመጸ ምስ ኣሸገረኒ ግን ኣቡነ ዘበሰማያት በሰላመ ቅዱስ ገብሪኤል መልኣክ ክሳብ እቲ ብቃል ዝሓዝክዎ ጸሎታት እንዳ ጸለኩ ንስርሐይ ይከይድ፡ ናብ ገዛይ ክምለስ ምስ ጀመርኩ ጊን ኩሉ ነገር ክፈኩሰኒ ጀሚሩ። ኣሕዋተይ እውን ካብዘለውኦ እንዳደወላ ኣጆኪ ኣዚ ዝበልክዮ እኮ ኩላትና ኢና ንብሎ እንታይ ዘሸግር ኣለኪ እንዳበላ ካብቲ ኩሉ ወጺኤ። ብሓይሊ እግዚኣብሄርን ብጸሎት እመብርሃንን ቅዱሳንን ኩሉ ተረሲዑ ብሰላም ይነብር ኣለኩ።

  • @alemberihu5297
    @alemberihu5297 10 часов назад +2

    ኦ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ሂወት ከባድ እያ ሓድ ሓደ ጊዜ ንክትውስን እግዚአብሔር ጥራሕ ይባርከልካ እየ ዝብል ምክንያቱ ኩሉ ዝኽእል ንሱ እዩ

  • @adhanomnega9268
    @adhanomnega9268 Час назад

    Thanks for sharing your advice

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 11 часов назад +6

    ይቅረ ምባል ጽብቅ እዩ ናይ መጻኢ ሂወቱ ውሳነ ግን ምርጭኡ እዩ

  • @HeroBitw
    @HeroBitw 12 часов назад +3

    Maturity in a relationship is a broad concept, but here are some signs that you might be ready for a more mature relationship...
    You can respond appropriately
    You can respond to your partner in a way that shows you care and love them, even when things are challenging.
    You're emotionally stable
    You're able to trust your partner, communicate compassionately, and address their needs.
    You're patient
    You're willing to give your partner the benefit of the doubt and be patient with them.
    You're a good communicator
    You're aware of your partner's needs and are willing to compromise to find solutions.
    While life experience can be a factor, you don't need to be a certain age to be mature in a relationship. You can cultivate maturity through your actions and words. A licensed therapist can also help you develop this trait.

  • @SesenFeven
    @SesenFeven 8 часов назад

    🙏🏽❤️አምላክ ይባርከልና ኤርትራና 🇪🇷🙏🏽❤️🇪🇷🕊️💕🙏🏽❤️

    • @LBTube-m2c
      @LBTube-m2c 8 часов назад

      ደምሩኒ ሓላላተይ

  • @phili8384
    @phili8384 10 часов назад

    Akile Bravo you always share very nice thought ..❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 7 часов назад

    welcome ኣክልሉየ❤❤❤

  • @MerhawitHaile-gs5zk
    @MerhawitHaile-gs5zk 7 часов назад

    100% U r right your marriage issue n family issues any special thing which concerns u should stay private no need to expose on social media

  • @Wedeynatey-r4f
    @Wedeynatey-r4f 8 часов назад

    Congabulation 🎉 Akile 100k betsihka

  • @ferwinytareke8842
    @ferwinytareke8842 3 часа назад

    ❤❤❤ that’s really true

  • @MehariHaile-l6j
    @MehariHaile-l6j 12 часов назад +8

    Akile haf zeybl meswaeti zkefele seb gugau 50 50 gerka mray xbuq aykonenn ztegageye kkunen alewo

  • @fthawiokubay4399
    @fthawiokubay4399 8 часов назад +1

    Selam egziabher amlak ms kulna ykun kemey kenika kbur hawna akilu ❤❤❤❤❤

    • @LBTube-m2c
      @LBTube-m2c 8 часов назад

      ደምረኒ ሓላላተይ

  • @Eri-malet
    @Eri-malet 12 часов назад +5

    ኣይመድለየትካ እዛ ቪድዮ ምስራሕ😅
    ንብዓት ሓርገጽ ኢለ ክድምድሞ ናይዛ ጠላም፡ከሲሱ ኩሊቱ ይምለስ።
    ዝኾነ ወዲ ተባዕታይ ሰሪሑ ገንዘብ ክሕዝ ከሎ ስድራ ክምስርት ኣመት ናብራይ ክገብር በሃሊ'ዩ።
    ጓል ግን ገንዘብ ተሒዛ ብነብሰይ ክሓድር ነብሰይ ክኽእል ብዝብል ምኽንያት ኢየን ዘምልጣ።
    እዛ ሎሚ ክምስ ትብለካ እዛ ሎሚ ኣብ ሕቑፈኻ ዘላ ጽባሕ እንታይ ዓይነት ሰብ ከም ትቕየር ኣብ ግምት የእቲኻ ብፕላን ቢ ተጓዓዝ። ዝገበርካ ተገበርካ ደቀንስዮ ኣየመስግናን እየን።

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 9 часов назад +1

    ብጣዕም ካሕዳም እያ ምክንያቱም ኩልት ዝኣክል ህብዋ ( ህወታ ካብ ሞት ኣድሕኑ እዚ ዝኣክል ጥልመት ብጣዕም ናይ መወዳእታ መገለጽ ዘይብሉ ክሕደት እዩ ።
    እቲ ወድ ግን ካብ ኣምላክ ይፍደ ይከውን ።

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 12 часов назад +2

    ይገርም ኢዩ ከቢድ ኢዩ ብጣዕሚ ግን ዘጋጠመ የጋጥም ብዝሃብካዮን ንሰብ ብዝገበርካሉን ክትጥዓስ የብልካን መኽንያቱ መሊሱ ኢዩ ንሂወትካ ጥዕናኻን ዝጎድኣካ
    ብዝኾነ እዛ 3 ግዜ ናይ ሞ ተፈተ ገይሮም ተታሒዞም ትብል ዘረባ ግን ኣይድግፋን መኽንያቲ መን ኢዩ ሪኢዎም ሂወቶም ከጥፉኡ ለምዝፈተኑ ካሜራ ገይሮም ድዮም ዝከታተልዎም ነይሮ ሂወቶም ከጥፉኡ እተሓሲቦም፡መን ከሊክልዎም ዳኣ ❤❤❤❤❤❤

    • @jamiendris9454
      @jamiendris9454 18 минут назад

      ጓደኞቹ እና ወላጆቹ ናቸው የሱ ካሜራ

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 5 часов назад

    ንሕምቶ ዶ ሕቶ ኣብ ጸገሙ ምስ ስድራቤታ ጠሊሞሞ ኣብ ዕዳ ኣትዩ ኢሎም ግን ሳላ ፈጣሪ ብሽምግልና ተሻላሽልሉ ግን ኩሊት ዝሃቡ ዝተጠለሙ ኣብ እትዮጵያ ቁጽሪ የብሎምን

  • @esayasweldemariam4363
    @esayasweldemariam4363 2 часа назад

    ኣነ ን ጓል ጽፍረይ ኣይሰደላን ዓሻ ጥራሕ ዩ ከምኡ ዝገብር ኣይትገርሁ መናእሰይ ጉርሑ!!!

  • @SesenFeven
    @SesenFeven 8 часов назад +2

    አምላክ ይባርካ አክሊሉ ሐወይ ጺብቅ ትምህርቲን ምክርን የቀኒየልና አምላክ ዒድምን ጥዒናን ንቻኔልኩም ይባርከልኩም 🌷💕🙏🏽🌷💕🙏🏽🌷💕🌷🙏🏽💕🌷💕🌷🌷

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b 2 часа назад

    ዋ ኣነስ ነ ኩሊተይ አይህብን አምላኽ ዝሃበኒ ንብረት ከይጎደለ ኩለን የ ዘረክቦ ክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile5877 6 часов назад

    💚💚🙏

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 9 часов назад +1

    እዘን ኣዋልድ እንታይ እየን ዝኾና ዘለዋ
    ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ሓንቲ ኣታሊላ ዝተመርዓወትኒ ዳሓር ምስኮነ በጃኻ ስተረኒ ዕድለይ ክፍትኒ ኢለ እየ ሓስየካ ኢላ ዝለመነትኒ ቆልዓ
    ምስ ወለድና ግን እዚኣ ትእ_ኻ ኢላትኒ
    ኣዋልድ ሎሚ ዘመን ዓቢደን ጥልመት ለሚደን

  • @meharighirmay7345
    @meharighirmay7345 12 часов назад

    God idea

  • @Yonas-qy3zy
    @Yonas-qy3zy 12 часов назад +1

    ሓቂ እንተዝህልዋ ኣብ ግዜ ጽገሙ ምጎየየትሉ ኣምሰሉ እያ እዚኣ

  • @PeacetotheWorld2025
    @PeacetotheWorld2025 12 часов назад

    You explained to them to not judge others, but to be kind and still some people are asking you to condemn her.
    How can one rectify this kind of mindset?

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 11 часов назад

    Xubuk regibar eyu❤❤❤

  • @MerhawiBahta-e8y
    @MerhawiBahta-e8y 7 часов назад

    Akile hawey nskas enkuae natna konka1000 ametat nberelna btaemi blux tmhrti ane meglexi yebleyn nska kab ab youtube tmxe nhiwetey bzuh moral tesfa hibkani eka emo thank you very much my best🫶💜🙏

  • @dawitzere8434
    @dawitzere8434 7 часов назад +1

    እቲ ዝበልካዮ ኩሉ ቁቡል ሓሳብ ኢዩ ግን ወድሰብ ናብ ደገ ወጺኡ ዝዛረብ ብሕልፊ ወዲ ካብ መጠን ንላዕሊ ዉሽጡ ስለ ዝተጎደኣ ገለ ተወጻሉ ሓገዝ ተረከበ ኢዩ ንመን ተማክሮ ምፍላጥ ዝበልካዮ ዉን ሳላ ኮምኡ ዝገበረ ናብ ሴፉ በጺሑስ እቲ ጉዳይ ካብኡ ናብኡ ይሓይሽ ትብል እቲ ጸገም ዝከዉን ዘሎ ብናይ ደቀንስቲዮ ኢዩ ቡዙሕ ስብ ነዚኣ ከምዘላታ ቶግ ከብላ ትከብዶ ኢያ ወይ ክቅበላ ፡ ኣብ ጉዳይ ገንዘብ ዘለዎ እንተ ኮይኑ ብጣዕሚ ኢየን ዝቅየራ ወዲ ግን በንጻሩ ይሓይሽ ስለዚ more ምክሪ ንደቀንስቲዮ ተትህበን ምስ ኩሉ ኣተዓባብያና ርኢካ ጹቡቅ ኔሩ ንኩለን ኣይኮንኩን ኮምኡ ዝበል ዘለኩ ፡ግን እቲ ሓቂ ደፊርካ እንተ ዘይሴርካዮስ ካልእ'ዉን ሽግር ክመጽእ ይክእል ኢዩ ምስ ግዚ ኮሎ ጌና መንገዲ ምጽራግ ።

  • @selamgirmay9340
    @selamgirmay9340 13 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natnaelnega1169
    @natnaelnega1169 9 часов назад

    😢😢😢

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13 10 часов назад +2

    Akile niew bela ezia were srah nay neshnesh eya kkkk

  • @banamisghna-y2k
    @banamisghna-y2k 10 часов назад +2

    ፍቅሪ ሑሱም ኮይኑ እንበር ድሙ ትመስል እዚኣ ሲ እዋይ ሂወት ግን ናይ ብሓቂ ተዋስኦ ያ

    • @fishiktaameley2645
      @fishiktaameley2645 5 часов назад

      ክቡር ሓውና መልክዕ ሓፂብካ አይብላዕን ከሙኡ አይትበል ናይ አምላክ አምሳል ዝኮነ ስብ በእስሳ አይግመትን ።ፅባሕ ንጉሆ ዽሙ ከይትወልድ እሺ
      ልቦና ይሃብካ

  • @amora5836
    @amora5836 7 часов назад

    ናተይ ርኢቶ ግን ካብ ናይ ሶሻል ሚድያ ምዝራብ ኣብዛ ናይዞም ክልተ ሰባት ሂወቱ ሂቡ ሂወት ዝስኹዓላ አሞ ከኣ ክትጠልሞ ዓገብ ክትብል ጥራሕ አዪ ዝግበኣካ

  • @Kerar-Idris
    @Kerar-Idris 13 часов назад +1

    Aklilu hawey you smart and brilliant but don’t scare about our country problem you should have explain and teach to standup please

    • @Ted_wolf_1
      @Ted_wolf_1 12 часов назад

      He is business man

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan 10 часов назад

    Ageb gen kebehal Alewo.

  • @russomgebremichael8543
    @russomgebremichael8543 9 часов назад

    akile etsegem emnet neti aemro yedenkro bahli netom zwuledu kolau abi xgem getsmna alo.

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 12 часов назад

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤✌️

  • @habtom325
    @habtom325 8 часов назад

    ምስኪናይ ወዲ ከምዚ ዓይነት እምነት ድኣ ቐደም ብዘመን እኒ እኒ ሕምባሻ ኾሎ እምኒ ዝተረፈ, እዛ ወዲ ብዙሕ ከም ናይ ብዓል ሮምዮን ጁለትን ፍልም ትርእይ እያ መስለኒ 😂😜😂

  • @cleantheworld1238
    @cleantheworld1238 19 минут назад

    ንተክሊ ክትቀትላ እንተደሊካ ደጋጊምካ ኣመና ማይ ሃባ

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion1128 9 часов назад

    ኣኽሊሉ
    ፕሮግራምካ ኣዝዩ ጽቡቕ : ብጽሩይ ቃላት ትግርኛ ዝግለጽ : ፕሮግራም ብሉጽ
    ንህዝብና ኣዝዩ መሃርን ሓጋዝን ስለ ዝኾነ ኣብ ስርስሕካ ዓወት ይምነየልካ ::

  • @OqbamichaelFetwi
    @OqbamichaelFetwi 8 часов назад

    The ones who marry to money sell their liberty.
    (እቶም ንረብሓ ዝምርዓዉ ናጽነቶም ይሸጡ)
    እቶም ንረብሓ ዝምርዓዉ ናጽነቶም ይሸጡ።
    Those who marry to money sell their liberty.
    በቲ ሂወታ ዘድሓነ ሰናይ ተግባሩ ተሰኪፋ ንፍቕርን ንመርዓን ሐራይ ዝበልቶ ኢያ ትመስል።
    እዚ መንእሰይ'ዚ ኩሊቱ ክሳብ ምልጋስ ዘብጸሖ እንታይ ኢዩ ኔሩ? ኢልካ ምሕታት ናብ መልሲ ገጹ ከቕርበካ ይኽእል ኢዩ። እቲ ዝገበሮ ሰናይ ተግባር ናብ ፍርቂ ሂወት ወሪዱ ካብ ሞት ዘውጸኣ ስለዝኾነ ብገንዘብ ዝትመን እውን ኣይኮነን። ማለት ሂወት ብገንዘብ ስለዘይትዕደግ። ግና ሒጂ'ውን ድንጋጸ ድዩ ወይስ ፍቕሪ/ፍትወት ኢዩ ኔሩ ነዚ ዓቢዪ ውዕለት ክገብር ዝደፋፍኦ?
    ሓሳበይ ንምግላጽ ዝኣክል ግና፡ እንተደኣ ብሓቂ ብድንጋጽ ዝኣክል ለጊሱላ ኮይኑ ዘጣዕስ ወይ ዘመክሕ የብሉን።ምኽንያቱ ኣምላኻዊ ፍቕሪ (Agape) ዘይቅድመኩነታዊ ፍቕሪ ኢዩ።
    እንተደኣ ብፍቕራ(Eros) ዝኣክል ተደፋፊኡ ለጊሱላ ኮይኑ ግና ንሳ ክተፍቅሮ ግድን ኣይኮነን። ማለት በቲ ዝገበረላ ሂወት ዘድሕን ሰናይ ተግባር ኣዝያ ክትፈትዎን ክተመስግኖን ትኽእል ኢያ። ጸታዊ ፍቕሪ(Eros) ግና ካልእ ዓለም ኢዩ። ጸታዊ ፍቕሪ ምስ እትፈትዎ ሰብ ጥራይ እተሕልፎ ናብራ ኢዩ። ጽቡቕ ስለዝገበረልካ ጥራይ በዚ ዓይነት ፍቕሪ እዚ ሞሳ ክትመልስ ዝከኣል ኣይኮነን። ምናልባት በቲ ዝገበረላ ጽቡቕ ተግባር ውዕለቱ ከቢድዋ ንዘቕረበላ ናይ ፍቕሪ ሕቶ ተቐቢላ ክትከውን ትኽእል ኢያ። እምቢ ንኽትብሎ እውን ከቢድ ኢዩ። ከምኡ ኢላ ሓዳር ክትገብር እውን ትኽእል ኢያ። ኣብ'ዚ ክፍለጥ ዘለዎ ግና ብተግባሩ ከም ሓው ክትፈትዎ ግድን ኢዩ። ጽቡቕ ንዝገበረሉ ዘይፈቱ ሰብ የለን። ንሓዳርን ንፍቕሪን ክትምነዮ ግና ግድን ኣይኮነን። ከምኡ ስለዝኾነ ከኣ ምስ ንሓዳር ዘይትምነዮ ሰብ ተጸሚካ ብዙሕ ክትከይድ ዝከኣል ኣይኮነን። ድሕሪ ግዜ ልብኻ ይመውትን ይምህምንን። ሽዑ ከም ደረጃ ኣተሓሳስባኻ ውሳነ ትወስድ ማለት'ዩ።
    ኣዴታትና እውን እኮ ክፋታሓ እንተደልየን እሞ "ብነብሰይ" እንተለን በቃ ቤተሰብ ኣይልምንወንን ኢዮም። እዚ ዘሪኤካ እንተሎ ምስ ዘይተፍቅሮ ሰብ ተቖሪንካ ክትነብር ዘይከኣል ምዃኑ ኢዩ።
    እቲ ዝተገብረ ሰናይ ተግባር ድሕሪ መርዓ ኣብ ሓዳር እናሃለዉ ኔሩ እንተዝኸውን ጠሊማቶ ምተባህለ።
    ቅድሚ መርዓ ዝተገብረ ልግሲ ግና ነቲ ዝተገብረሉ ሰብ ዓቢ ጽዕነት ስለዝኾነ ንሕቶ ገባሪ-ሰናይ ምንጻግ ከቢድ ይገብሮ። ኩሊቱ ንዝሃባን መዓልታዊ ንዝከታተላን ሰብ ኣይከውንን ክትብሉ ክኸብዳ ይኽእል ኢዩ። ነቲ ዝገበረላ ውዕለት ክትመልስ እውን ቃል ክትኣቱ ትኽእል ኢያ። ሽዑ ከም'ዚ ዘጋጠሞም ይኸውን ውጺኢቱ። " እግርን ከበሮን በበይኑ" ዝበሃል ምስላ ኣሎ።
    ኣብ መወዳእታ፡
    ጽቡቕ ንዝገበረልካ ዕጽፊ ክትገብረሉ ወይ ክትነግረሉ ይግባእ ኢዩ። ክተፍቅሮ ግና ግድን ኣይኮነን። እንተተፋቐርካ ከኣ በለጸ።

  • @FilmonmekonnenFilmon
    @FilmonmekonnenFilmon 12 часов назад

    Neze se tuhi temesel se aykonen kulutka harika ka ayteguhifela se intay reila iyu kulitu dehaba eway kedenguxeka🤣🤣

  • @asmerommezgebe1234
    @asmerommezgebe1234 12 часов назад

    Atikaya do nska wn

  • @IsaiasNguse
    @IsaiasNguse 7 часов назад

    Aklilu eza chanel 2023 zneberet azya nay tmhrti iya niera abzi 2024 bflay abzi mewedaeta amet bbzhi zeqrebkalna nayzi zemena hmam txlo ala eza chanel malet ewanawi zarbatat dabzeget keythwtt mstbhal yedli
    2025 azyu xbuq medebn azyu mharn hizkalna ktmexe tesfa ygeber.
    Kab adnaqika .....

  • @Eritat
    @Eritat 8 часов назад

    ዘጋጠመ ይጋጥም እዚ ሃለውለው ግደፎ ወላ ታይ ባእ ካልእና ይኣኽለና እንተ ደልዩ ወላ ካልእ ይሃባ::

    • @LBTube-m2c
      @LBTube-m2c 8 часов назад

      ደምርኒ ሓላላተይ

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 9 часов назад

    Entayyy elka thasbo nezen ghabu kulitka ketbennn 😢😢😢

  • @Nebay333
    @Nebay333 8 часов назад

    ስቅበል ለክባጥ ካልእ ኢልካ ግዳን ዘይትዛረብ ዱሁል

    • @endiamo10
      @endiamo10 8 часов назад +2

      ምልማን እባ ግደፍዎ 😅 ተዛረበለይ ነዓይ ምስለ ግደፍዎ እባ በዓል ጥርሑ ርእሲ 🤣

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 4 часа назад +1

      Kalie da entay kizareb. Msbal kemaka turhu risi ab tiktok weridu deyfokese du.felatn mihurn mechem yesenbidekum eyu baal cheguar danga stekinni