DW TV ጋሻ ሰንበት ምስ ይርጋ ገ/እግዚኣብሄር

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 16 дек 2024

Комментарии • 62

  • @memamema3493
    @memamema3493 2 года назад +13

    ይርጋ ባዓል ሕልና💊

  • @hygg9178
    @hygg9178 2 года назад

    💊💊💊😢😢😭💔💊💊💊ጀጋኑ ተጋሩ ባዕል ዓበይ ሓሳቦም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏

  • @yeyeuhdjdh5554
    @yeyeuhdjdh5554 2 года назад +1

    ተባረኩ ዕድመጥዕናን ይሃብኩም

  • @genet6293
    @genet6293 2 года назад +2

    ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ይርጋ

  • @hiliftygebretathios4884
    @hiliftygebretathios4884 2 года назад +6

    ሐቀኛታት አሕዋትና እግዝአብሔር ይሓጊዝኹም አሜን ትግራይ ትስዕር!!!

  • @senaytgebretsadkan214
    @senaytgebretsadkan214 2 года назад

    ኣቤት ትሕትና ኣቤት ርእሲ ትግራይየስ ክደይ ኑፋዓት እያ ፈጢራትልና ኑፉዕ ይርጋ ሓዎይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ሰላመ የውርደልና

  • @selamhaile7237
    @selamhaile7237 2 года назад +7

    ኣንተ እና ቤተሰብህ ህዝቢ ትግራይ እግዚያብሄር ይባርክህ እኛም እየፀለይን ነው

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 2 года назад +1

    ዕድመመን ጥዕናን ያሃብኩም ጀጋኑና

  • @aynalemgebrmedhenfanta242
    @aynalemgebrmedhenfanta242 2 года назад +1

    ይርጋ በጣም አሥተዋይ የምትናገረውን የምትሰራውን የምታውቅ እምነትና ተሥፈ የሞላብሕ ነገን በተሥፈና በፍቅር እንድንናፍቅ ንጋትን ያወጅክ በጨለማቀን የምታበራ ኮኮብነሕ ነፍሰ ውብ ነሕ ምርጥ የጥበብ ቤት ጌታ ለምድራችን ሰላም ይሰጠን

  • @tigistabate9851
    @tigistabate9851 2 года назад +5

    Yerga my brother, good to see you. God be with you.

  • @trhashagos216
    @trhashagos216 2 года назад +1

    ይርጋ መምህረይ ቅኑዕ ባዓል ሕልና ባህሉን መንነት ኣተሓሳስበኡን ኣገላልጸኡን መሃርን ሰሓብን እዩ ጅግና ዝኮነ ኣቦትግርኛ መምህር ሕብረተ ሰቡ ተጋሩ ኣሕዋትና ካብ ይርጋ ብዙሕ ንማሃር፡!!!ቅኑዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 1997 ኣብ አ/አ ነፃ ክንዛርብ ዘገብረ ይርጋ ማለት ካብ ትርሐስ እኖታት

  • @eteneshhagoss7870
    @eteneshhagoss7870 2 года назад +1

    ይርጋ ዓብይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ወዲነይ

  • @mimmikiros1144
    @mimmikiros1144 2 года назад +2

    Mahazay🤩, Yirga hawey av damariam senbet timhirti. Memhirey awiyi sev. Edime yihavka❤

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 2 года назад +1

    ልቦና ተጋሩ

  • @fevenayale5593
    @fevenayale5593 2 года назад +5

    አጆኹም! ክንዕወት ኤና አቱሞ ጄጋኑ ዓለም ኹሉ ባዓኹም ተገሪሙ!! እስኻትኹም ከምወርቂ ዝተፈተንኩም ኢኹም ኽንስዕር ኢና ፀላትና ግን ዋጋ ኽከፍሉ እዮም አዮና ጄጋኑ !!!!

  • @zenebechkebede7457
    @zenebechkebede7457 2 года назад +1

    ይርጋ ።አእምሮ ለይብሎም ለይሕሾትይ አረሜነነት ካሊዕ ለይፈልጡ ፀላእቲ ትገብርዎ ለይሐፈሩዶ ልታሪክ ክሐፍሩ።

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 2 года назад +3

    Yrga jigna lebam behaki 👍👍👌

  • @melakuabrahamredda2261
    @melakuabrahamredda2261 2 года назад +5

    Yekeneyelena yirga hawna
    Proud of u

  • @haftekebedew9824
    @haftekebedew9824 2 года назад +3

    Well come!!!

  • @meronbrhane6608
    @meronbrhane6608 2 года назад +3

    Thanks for letting people know About Tigray 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @seare7561
    @seare7561 2 года назад +3

    ❤💛❤💛❤💛❤💛 I am proud of you

  • @genitube6690
    @genitube6690 2 года назад +4

    yirgshey proud of you 💪💪💪

  • @fsahaghebru8120
    @fsahaghebru8120 2 года назад +1

    His words, his appearance, his emanation absolutely magical. God bless you Yirga

  • @aregaitedella7917
    @aregaitedella7917 2 года назад +1

    ጀግና ሓው፣ ለባም በዓል ብዙሕ ክእለትን ሞያን።

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 2 года назад

    I love this guy so gracious and intelligent!so proud of my Tegaru. We are indeed different (Tegaru)

  • @alemfasil6937
    @alemfasil6937 2 года назад +1

    Ajona ahwatey 🙏🙏🙏

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 2 года назад +1

    YIREGA. JEGENA. MESETEWEALE. BETAEME. EYE. FETEWE. ABELEKA. TEBAREKE.

  • @ሉለይይመክሰብናፊቀ
    @ሉለይይመክሰብናፊቀ 2 года назад

    ይርጋ ዓቢ ሰብ በሓቂ ደስ ዝብል ቃልካ ትምህርቲ ዘቅስም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    እቶም ገንዘብ ፍርቂ ወሲዶም ዝህቡስ ደሓን
    ስድራኪ ተሸኪሮም ክነብጽሕልኪ ኢሎም ኣብ ኣዲስ ዘለዉ ጎሮቤት ገንዘብና ወሲዶም ዝበልዑና ኣለዉ ነዚኣቶም ግን ቅድሚ ደቆም ምሕታቶም ኣምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም ዘይ ሓሰብዎ ይርከቡ እተን ገንዘበይ ሓደጋ ረኪቦም ኣብ መሕከሚኦም የዉዕሎ

  • @ምምባርኮኣይድገምንዩ
    @ምምባርኮኣይድገምንዩ 2 года назад +2

    Fantastic bro 💪🤝👌1000%

  • @muluberhane4362
    @muluberhane4362 2 года назад +2

    Ayana ,lisana Yrigawa niber

  • @samsontadesse9179
    @samsontadesse9179 2 года назад +1

    I am very proud my brother good advice God bless you

  • @yordargirmay4332
    @yordargirmay4332 2 года назад +1

    Behaki zerba eyu 💔💔👉💊💊💊

  • @kassahunmelese5917
    @kassahunmelese5917 2 года назад

    hope to see you haweye yrega gebreezegabere we are still tegaru

  • @tsehaytesfahun4564
    @tsehaytesfahun4564 2 года назад +2

    Amazing Human being. Thank you

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 2 года назад +1

    Tegaru ahwatey edime tienan yehabukum

  • @መቐለሽኮር
    @መቐለሽኮር 2 года назад +1

    💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 2 года назад +1

    Intellegwnt

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 2 года назад +2

    💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 2 года назад

    THANKU. SO. MUCH. YIREGA, ABE. LIBEYE. ZELO. EKA. TEZAREBE. ZELEKA, ENETEKONE. ABE. TIGERAY. BUZUHE. ZETELEMEDE. AYEKONENE.

  • @eleilina9512
    @eleilina9512 2 года назад +1

    አታ ጎይታይ ይአክለኩም በለና

  • @tebletsbeyene5563
    @tebletsbeyene5563 2 года назад +2

    ❤💛❤💛👍💪💪👍

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 2 года назад +2

    ትግራወይነት ልቦና ትሕትና ሕልና ኩሉ ጸጽቡቁ ዝተላበስካ ኢኻ ይርጋ እቲ ናይ ባሐቂ ሰብ
    እቶም ሕጊ አረዊት ዝኽተሉ አህዛብ ዓጽዮም ዘለው አብ ቀረባ ማዓልታት ክሐፍሩ ኢዮም እንተ እቶም ዝታዓጸው ግን እዚ ዘይበሃል ክበረት ሐጎስ ኩርዓት ክጎናጸፉ ኢዮም ።

  • @mohammedjemaledris6350
    @mohammedjemaledris6350 2 года назад

    Prius of you

  • @ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ሕራይ ብመጀመርታ ኣብ ይርጋ ሓወይ ኣብ ሕይወትኩም ምሉእ ጥዕና ፡ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ምስ ኩሉ ሰብ ድማ ሰላምን ፍቕርን ስኒትን ክህልወኩም ይምነ። ብምቕጻል እዚ ሰብ ስርሓት እዩ ሰብ እዩ ሰሪሕዎ ፡ ሰብ ስራሕ ጥሜት እዩ ምባልኩምሲ ተጋጊኹም እመስለኒ ኣሎ? እቲ ምንታይሲ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ንመልከት፧ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ ምዕራፍ 40፡9-10 ሞት፡ ደም ምፍሳስ ፡ ባእሲ፡ ውግእ፡ ጥፍኣት ፡ ጥሜት፡ ስቓይ፡ ሕማም ተላገብ ፡ እዚ ኹሉ ንኃጥኣን ዝተፈጥረ እዩ፣ ማይ ኣይኂ ዝመጸ ድማ ብሰንኮም እዩ። ይብል። ዘማራይ ዳዊት እውን ኣብ ምዕራፍ 94፡8-10 ድማ ኣቱም ዓያሱ መኣዝ ኢኹም እትልብሙ፤ እቲ እዝኒ ዝፈጠረ ኣምላኽሲ ዘይሰምዕዶ ይመስለኩም፧ እቲ ዓይኒ ዝፈጠረ ዘይርእዶ ይመስለኩም ፧ እዚ ነኣሕዛብ ዚግሥጽ ዘይቀጽዕዶ ይመስለኩም፧ እቲ ንሰብ ዚምህር ፍልጠት ዘይብሉዶ ይመስለኩም ፧ ይብል እዩ እሞ ነዚ ደኣ ምኸመይ ክንርድኦ ንኽእል?

  • @sg.g2725
    @sg.g2725 2 года назад

    ታሪኽ ይስራሕ'ሎ ን ትውልዲ ቅኑዕ ብዝኾነ ትሕዝቶ ክንስንዶ'ለና። እንተዘየለ ሕጂውን ከምቀደሞም ታሪኽና ክስርቁ ይዳለው አለው። ኣብ መድረኽ ዝሕስውዎ ዘለው ደሓር ጌርና ንምባል ካብ ሕጂ ይስንዱዎለው ማለት እዩ።
    ብዝተኻእለ ቛንቋ ክነትርጉሞ'ውን ይግባእ።
    የቕንየልና።
    ፅፍፍ ትሕዝተ እዩ።
    ንቐፅለሉ

  • @gebremariamtekle3104
    @gebremariamtekle3104 2 года назад +2

    ዝኽሉ ጭፍጨፋን ቅትለትን ተቆፅሩ ዘይውዳእ በደላት በፅሕካስ ዋላ ሓንቲ ሕማቅ ዘይወፀኻ ህዝበይ

  • @kasugermay6106
    @kasugermay6106 2 года назад +5

    እወ ይርጋ ናይ ስቕለት ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ድራማ ሰሪሑ ብሓቂ ሰሪሑዋ'ዩ
    ትሕትና; ክርስትና, መንፈሳውነት 'ውን አለዎ
    አይርሳዕይ;
    አብቲ ናዩ ዕድመ ልነበሩ ናይ ሰንበት ት/ት
    እምነቶም ላብ ተሃድሶ ክቕይሩ እሱ ግን ካብ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ወይ ፍንክች።
    ሀዚ'ዉን ተኾነ ንህዝብኻ ሞራላዊ ህንጸት
    ሃቦም

    • @lemlemmamo1985
      @lemlemmamo1985 2 года назад +1

      ኣነለ ይርጋ ናይ ስቕለት ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ድራማ ሰሪሑ ሪአዮ እንዳማርያም መቀለ

  • @esayasneguse3435
    @esayasneguse3435 2 года назад

    Nay Yirga kemey kirekbo yekil

  • @melakuabrahamredda2261
    @melakuabrahamredda2261 2 года назад +1

    So sad

  • @yosiefbelay4842
    @yosiefbelay4842 2 года назад

    ንህዝቢ ተገድስካ ንህዝብኻ ተገልግል ኣለኻ ኩሉ ግዜ እቲ ትክክለኛ መንገዲ ምስራሕ ንህልናኻ ዘዕግብ ' ዩ ። ኣይዞኻ ይርጋ በርትዕ ቀፅለሉ ፅቡቅ ኣለኻ ። ህዝብኻ ካብ ምግልጋል ዝዐቢ ቁም ነገር የለን ። ህዝብና ኸኣ ብዝተፈላለየ መንገዲ ዘገልግሎ እዩ ዝደሊ'ምበር ዝፃረፋ ኣይደልን ።
    ፋኑስ ።

  • @melakuabrahamredda2261
    @melakuabrahamredda2261 2 года назад

    Tebae hizbi khoynu emebey bezeleleo etswa kedem memote neyru
    Gindima kehalif eyu hizbey
    Ayokhum

  • @danieltela8608
    @danieltela8608 2 года назад

    Tgray tser ensabelka, zbger shgr yelen.
    Ab men ekum ktewetu.
    Abakum kexet zdeli wegen ka ktamen aloka.
    Tray to change ur mind set.

  • @habtommebrahtu8283
    @habtommebrahtu8283 2 года назад

    አጽጊቦምኹም ደአ ርእዮምኹም እንድዮም። ወያኔ ለኪሙና።

  • @mikighebre1435
    @mikighebre1435 2 года назад

    ይርጋ በዓል ሕልና ኢልኩማቶ!? ሸቃጢ እምበይ! ኣምሰሉ በልዎ፡ብሽም ግዳያት HIV ዝበልዖ ገንዘብይ ብብልሽውና ልተፈለጠ ይርጋ'ስያ-በዓል ሕልና ኢልኩምዋኣቶ!? ኧረ በዓል ጋዳ ከይትብልዋኣቶ

  • @Selam11
    @Selam11 2 года назад

    You are Lying, what happened to the slogan" war is our culture ".
    Woyane leaders and diaspora tegarus was dancing and bragging.

  • @yoelwoldu9181
    @yoelwoldu9181 2 года назад

    ዝጥየቅ ሰብ ሲአንኩሙስ ይሪጋ ክትጥይቁ መሕፈረቲ,
    -ይሪጋ ማለት ለይባ
    -ይሪጋ ማለት እጭበረባሪ
    -ይሪጋ ማለት የሀማኖት ነጋዴ---
    በይዛካትኩም ናይ ሚድያ ተበፃሕነት አንተሀልይኩም, አብ ፈቀደኡ ተበታቲኑ ዝርከብ ህዝብና ንብፀሐሉ ,

    • @mimmikiros1144
      @mimmikiros1144 2 года назад

      Hashawi 👎🖤

    • @solomonsyoum7610
      @solomonsyoum7610 2 года назад

      ፅሑፍካ መሰረት ዘይብሉ ጠቀነ ጥራሕ ለይኮነስ ንይርጋ ፍፁም ሃምለይትፈልጦ እየ ተረዲአ።ሓደ ብጣዕሚ ዝገረመኒ ግን ንይርጋ ዝወቅስ ጠቃር ኣእምሮ ኣብይ ሃምልወቀለ እዩ።ብልኮነ ልላደየ ኣተሓሳስባካ ምግምጋም ምስ ባዕልካ ንኸር።

    • @hanahagos7732
      @hanahagos7732 2 года назад

      ትግራይ እኮ ናይኩሉትግራዋይ አዲ እያ. ሰብ ጽቡቅ ይስራሕ ሕማቅ ይስራሕ እቲ ዘለዎሓሳብ ክገልጽ መብት ዘለዎ ይመስለኒ. እዛ ምልኽኻፍን ነንርእስኻን ምንእቃ ን ንግደፎ. ተማሂርና ዝብሉ ሙሕራት ንምንታይ ድዩ ተማሂሮም. ናይትግራይ ተወለድቲ ነኒባእልና ክንከባበር አለና.