ጥቅዓት ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፃኒሒት ምስ ፅዴና ኣባዲ ይኾኖ ምንቅስቃስ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 дек 2024

Комментарии • 12

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 2 часа назад

    Great discussion. 🙏❤️👍

  • @mekonenbirhane9167
    @mekonenbirhane9167 2 часа назад

    ፅቡቅ መድረኽ ቀፅልሉ የቀንየልና ወይዘሮ ፅዴና ኣባዲ ከዓ❤ እታ መዕፀዊት ኣብ ክንዲ 'ፀዲ' ብምሉእ ስማ እንተዝኾን ነዚ ሂዛቶ ዘላ ጉዳይ ክብደት ኣብ ምሃብ ይሕግዝ' ዩ::

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 2 часа назад

    Tseduway keep it up. 🙏❤️🙏

  • @ብሕታዊት
    @ብሕታዊት 8 часов назад +1

    ቅድስት ኣረሴማ ኣዴይ በረክታ ኣይፈለየና❤#ደምርኒ

  • @SlamSlam-py1tm
    @SlamSlam-py1tm 3 часа назад

    ጎባዝ ቀፅልሉ❤

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 52 минуты назад

    Interesting topic.i Eritrea we think it is uncommon. The only reason is because it is not out to the public & don’t have any private media. I appreciate this open discussion and it will be very helpful & productive in the future.
    Keep it up.😂

  • @pj6930
    @pj6930 5 часов назад +1

    ብጣዓሚ ንፍዕቲ ቀፅልዮ በተለይ ይኾኖ አብ ዝብል አብ ጎንኺ እየ።ክንደይ ፀገም አሎ አብደቂ አንስትዮ ማዓት ጥቃዓት እዩ።ሓደ ማዓልቲ ሓሙስ እዩ ዕዳጋ ኸይ ሓደ ድኳን አትየ ዘይቲ አይኑ እዩ ጥዑይ እለ ይሓቶ ሞ ድሕሪ ምንጋር ነቱ ዘይቲ ከልዕሎ እቱው እለ ዳሓር ነቱ ዘይቲ ኸልዕል ተመሳቂሉ ፀኒሑ ቱሓደለ ይወድቅኒ ሞ ውይ ይቅርታ እለ ኸልዕሎ ምስ በልኩ ብድሕርተይ መፅኡ ሓፍ አብሉ እዩ ልደርበየኒ ብጣዓሚ ደንግፀ አብዕዳጋ ዝኹሉ ህዝቢ አብ ክንዲ ጋግኻ ርእዩ ኸምዘይርአየ እዩ ሰቅ ዝበለ አብርእሲ ስሕተቱ መሊሱ ፀርፌ ወሲኹ ክሳብ ነቃፅ አይትወልድን ንስኺ ዝብለ ቃለት ክሳብ ኸዚ ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ቃል😭ስለዚ አብ ትግራይ ቱወዲ ኸምደስቱኡ ታጓል ተጨቁና እያ ኽትነብር ዝግበር😢

  • @lailamehari3800
    @lailamehari3800 14 часов назад

    ብጣዕሚ ብስለት ዝተመልኦ ኣታሓሳስባ።በርትዒ

  • @SlamSlam-py1tm
    @SlamSlam-py1tm 3 часа назад

    ❤❤❤❤🎉

  • @MahletTechane
    @MahletTechane 13 часов назад

    ፀደንያ ሽኾር ❤

  • @GetachewGebru-d5q
    @GetachewGebru-d5q 8 часов назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tsegahadgu
    @tsegahadgu 13 часов назад

    90%awald nesmenelu hasab eyu🙏zeglxetu