Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
❤ፃድቃን ጌታቸውን ተከተልቶምን ፅግም ምንጋር እዩ ስሩሖም መፊቲሕ ስሮሖም አይኮነን❤
❤ግዝአት ና ተወሪሩ ወርቅና ይዝረፍ ችግር ትነጉሩና እሞ ግን እስካትኩም እኩም እኮ ፅግም ትፈትሑ ።❤
❤ፃድቃን 48% ሚኢታዊ ግዝአት ትግራይ ነፃ ከምዘይወፅ እንዳፈለጥካ ዕጥቂ ፍትሑ ክትብል አይትሓፍርን❤
ኣያና ንበረሊና ዲኣም ንስኺስ እንኮ ጀነራል ትግራይ❤🙏
ይገርማል ፃርቃን ልባሃል ሰብ አጥፉኡልና
❤ፃድቃንን ጌታቸውን ተከተልቶምን ብቶሎ ስልጣን ለቂቆም ካብ ትግራይ ይውፁኡ ብክብረቶም እንትዘይ ኮኑ ህዝቢ ትግራይ ሱቅ ኢሉ አይሪኢን ንባንዳታት❤
❤ፃድቃንን ጌታቸውን ፕ/ር ክንድያን በየነንህ ተከተልቶምን
ፃድቀን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግእን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ንምግባር ብኣሜሪካን ኣብይ ኣሕመድን ሓገዝቱ ኣዕራብን ኣጆኻ ተባሂሉ ልእኽቶ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ እናፈፀመ ዝርከብ ደላሊ እዩ። ፃድቃን ንኸብዱ ዝሓድር ልኡኽ ባዕዳዊያን ስለዝኮን ይግለሰልና።
❤ፃድቃን ቲዲኤፍ(tdf) ወርቂ ክሕሉ አይክእል ? ጆኖሳይድ ዝፈፅመ ሰጣን መከላከያ ትፅውዔልና ዶ ሓሚምካ እካ ?❤
እናንተ ሁልጊዜ ችግር ብቻ አዉሩ። ቆይ ግን እሄ የምታቀርቡት ችግር የማን ሀላፊነት ነዉ? ማንን ነዉ እየጠየቃችሁ ያላችሁት?? ክልልን የምመለከትና ፌዴራልን የምመለከት ለይታችሁ ብታቀርቡ ? ትግራይ ዉስጥ በጊዜያዊ አስተዳደር የሚመራ ስብሰባ ሁልጊዜ ሲደረግ እናያለን። መብትሄ የሌለዉ ስብሰባ ለፕሮፖጋንዳ ለማዋል ነዉ እንዴ??
በጃኹም ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ሓንጎል ዒባ ዝኾነ ፉዞ ኣይተሪኡና። እዚ ጠሊማ ሰብ እዚ ንህዝቢ ትግራይ ከሰኩንን ሓደነቱ ክዘርግን ብኣሜሪካን ኣብይ ኣሕመድን ሓገዝቱ ኣዕራብን ኣጆኻ ሓዝ ተባሂሉ ዝተልኣኸ መዕበይቱ ዝነክስ ዘይእመን ከልቢ እዩ። ባራ በልዎ ገፁ ይርሓቕ!
ይህ ሰው እብድ ነው እንደስሙ ፃድቃን አይደለም::
እዚ ፃድቃን ዝበሃል ሰብ ህወሃት ከፍርስ እየ ኢሉ ትግራይ ናይ ምድርዳር ዓቅሙ ኣውሪዱ ፕሪቶርያ ኣብ ሓደጋ ኣውዲዎ ኣሎ
በዛኹም ፃድቃን ዝባሃል ጋሐፍዎ
ጀነራል ፃድቃን ናይ ፕሪቶርያ ውዕል ክትግበር አይኮነን ዝሰርሕ ዘሎ፣ DW ሓሶት አይትዘግቡ፣ ፕሪቶርያ ውዕል ንምፍራስ ኢኻ ትሰረህ ዘለኻ በልዎ፣ አይትፍርሕዎ። ፕሪቶርያ ወዕልኮ ናይ ትግራይ ናይ ፀፅታ ኩነታት ብዘገናዘበ መልክዑ DDR ይካየድ እዩ ዝብል፡፡ ከመይ ድአ ናይ ትግራይ ናይ ፀፅታ ኩነታት ብዘይተመሓየሸሉ፣ የግዳስ ናይ ሸዕብያ ን ናይ አምሓራ ሓይሊ ካብ ትግራይ አብዘይወፅእሉ፣ፈደራል ሰራዊት ብዓብዩ ውዕል ፕሪቶርያ ከይትግበር ኮነ ኢሉ አብ ዝሰርሓሉ ዘሎ ግዜ ፣ TDF ክፈርስ አለዎ፣ትግራይ ምልሻን ፖሊስን ጥራሕ እዩ ዝድልያ እናበልካ ንአብይ እናለመንካን እናተማሕፀንካን ውዕል ፕሪቶርያ ክፍፀም ይሰርሕ አለኹ ይበሓል ? ውዕል ፕሪቶርያ ክፍፀም ወይስ ክፈርስ እዩ ዝስራሕ ዘሎ ? ንጀነራል ፃድቃን ብደምቢ ክንገሮ ይግባእ፣ትግራይ ተፍርሳ አለኻ ክበሃል አሎዎ፣ጀነራል ፃድቃን ሕጂ ውን ብዝሰርሖ ዘሎ እምበር ብናይ ቀደም ታሪኹ ( ፅቡቅ ታሩኹ) ጥራሕ ህዝቢ ትግራይ ክም ጣኦት ከምዘየምልኾ ክንገሮ ይግባእ፣ጀነራል ፃድቀን ንትግራይ ትስረሕን ትጠቅምን ከመዝነበርካ ጥርሕ ዘይኮነስ ከምዘለኻ እውን ህዝቢ ትግራይ ከረጋግፅ ግድን እዩ ፣፣ ስለዚ ንትግራይ ትስርሕ እንተዘይ ሃሊኻ ህዝቢ ትግራይ አይትድልየናን ወጊድ ከምስብለካ ክትፈልጥ ይግባእ። እንታይ እዩ አብ 70 ዓመት እድመኻስ ስልጣን ደሊኻ፣ ደሞ ህዝቢ እናጎድእኻ ፣ ትግራይ ዝብትን ዝልጣን። ዓገብ ዓገብ ይኾነካ ክብለካ ይግባእ።