ዋውውውው ደስ ዘብል መደብ ኣርካን ኣቦንን ኣያናን ኣቦ ሰውራ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልካ ❤❤❤❤❤❤❤ I am so proud of you. Please you have to start & we are waiting your students. You are Hero of Eritrea❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
you are movable encyclopedia Lingo we know you have so many untold stories. please jot down and keep in a safe place in life anything can happen or you should pass all what you know to tour doughter. Edmen Tenan yehabka from today will keep remembering in my prayer. God bless your family.
Lingo do you know how Amazing you are?because you are very positive and I really like that Thank you Eritrean Lion.peace to our beloved country Eritrea 🇪🇷
I salute you and to all our hero, I really impressed with your memory and story telling methods. I love to ask you that if these incredible human being still alive, if she does, do you think she still on active duty, the reason why I am asking is because I want her talents to be by pass to the new generation.
I believe that you should stay quite regarding the ERI/EPLF security methods until father stage we reach. We can document and hand over to others in eri-gov. Thank you in advance.
Lingo can say something about Ali sied Abdul about Pakistan they. Hajik Ethiopa airlines . you say this our history in every video you post I like it ….. waiting you thank you ….
ናይ ወዲ ሰለሙን ታሪኽ ክሰምዕ ፍስሃዩ ዝዓስለኒ ደጋጊመ ክኣ ይሰምዖ ጅግና ጴጥሮስ ሰለሙን❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ተጋዳላይ ሊንጎ፡ እቲ ማራኺ ዋሕዚ ናይ ኣዘናትዋኻ ደስ ዘብል ፍሽኽታኻ ተደሚርዎ ከይተፈለጠካ ትውዳእ እታ ጊዜ፡ ጀጋኑ እኖታትናን ኣያታትና ዝሰራሕክሞ ታሪኽ መዘናን መዳርግትን የብሉን እሞ ንዘልኣለም እንዳተዘከርኩም ንበሩ።
ሰላም ኽቡር ሓርበኛ ሃይለሚካኤል፣ እተን ኣቕሪብካየን ዘሎኻ ክልተ ተኸታተልቲ ኽፋላት ኣብ ክንዲ |ቁጽሪ 33 (1ይን 2ይን)] ምጽሓፍካ ብ [ቁጽሪ 34 (1ይን 2ይን)] ኣርመን ኢኻ። በቲ ትገብሮ ዘሎኻ ናይ ታሪኽ ትምህርቲ ድማ ኣዝየ የመስግነካ በርትዕ ድማ!
ብጣዕሚ ተመሲጠ ስሚዐዪ ታሪኽ ኤርትራውያን ብሐቅ ዘይትዲገሙ አያታት አቦታት ክብር ይግባአኩም❤❤❤
ክቡር ኣቦ ተጋዳላይ ሊንጎ ብዋሕዚ ዛንታታትካ ብጣዕሚ ካብ ዝምሰጡ ሓደ ኢየ። ተስፋ ኣለኒ ሓደ ግዜ ክረክበካ። ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ፡ እዛ ጅግና ተጋዳሊት መን ኢያ ኣይብለካን ኢየ ብሂወት ግን ትህሉ ዶ ትኸውን ፡ መልሲ ብሃንቀውታ.....
ሊንጎ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ውን ይምነየልካ እዚ ሰነድ ገድሊ ኤሪትራ ውን ብእንቲ ብቅንዕናን ትጉህነትን ክትስንደልና ❤❤❤❤❤👍❤❤❤❤❤
ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ንኹኩ ወኪልካ ብዘይ ኣፈላላይ ስለ ተምጽኦ
ኣንበሳ ዝሓወይ።
It's mesmerising to think how professional, dedicated and loyal our women are.
I salute you my hero.
አያ ሊንጎ አታ መጽሓፍ ከይታጻሕፈት ከየምበናያ በሓቂ ተሃንጢና ከም ኩሉ ግዜ ሕዝካዮም ትመጽእ ዛንታ ኩርናዓት ጠመተኻን አዝዮም ፍሉያት እዮም እሞ አይትደንጉየና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መታን ዘይተበርበረ ታሪኽና ክንፈልጥ
ኣንታ ዘይትድገም ወሎዶ ገድሊ ዳሕራይካ የጸብቆ ፈጣሪ
ወለዶ😀🇪🇷💕
ነዞም ሰይጣውንቲ ድማ ክድገሙ ? እቶም ዘልው ይውድኡልና እናበልናስ
God bless more and more lengo nabsi 🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉merry Christmas as happy new year to you and yours family
ፍትሒ ይርከብ ወዲ ሰለሙን ኢልካ ደኣ ሞዘይትዛረብ 😢 😢😢 ምስ ህግደፍ ውጊንኩም ኣብ ልዕሊኦም ምሽክዕላል ይኣክል ። ዓገብ ኣንጻር ሕልናኹም ኣይትቃለሱ
ዋውውውው ደስ ዘብል መደብ ኣርካን ኣቦንን ኣያናን ኣቦ ሰውራ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልካ ❤❤❤❤❤❤❤ I am so proud of you. Please you have to start & we are waiting your students. You are Hero of Eritrea❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝገርም ታሪክ።
ኣጆኻ ሊንጎ ሓውና 🙏🏼🇪🇷🙏🏼🇪🇷 ኩሉ
አትካፎሎን ተጽሕፎን ብግቡእ ሙኻኑ ነምን ተኸታተልቲ ኣሎናኻ 🇪🇷🙏🏼🇪🇷
ቀጽሎ 👌🏼💪🏼ካባኻ ብዙሕ ኤና ተማሂርና 🇪🇷🇪🇷
I can't wait to read a book written about her, she is my hero
ሊንጎ ተቕርቦ መደባት ዝናኣድ ኢዩ። እዛ ትብላ ዘለኻ ኣንጀሊና ኢያ መስለኒ።
ከም ወትሩ ኣዝዩ ብሉጽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ታሪኽን ውሃ ዘበለ ኣዘናትዋን መም ሊንጎ። ክትጽሕፎን ክነንብቦን እቲ ታሪኽ ካኣ ብሃንቐውታ ንጽበ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
thanks lingo eza tareki zebelkay gual mes zaytelawyet sefi way kea tegrawayte ab mekale tebil meshaf yemesasela ema katnbeban yedmka
ግርም!!
ኣጆኻ ሊንጎ ሓውና በጃኻ ብዛዕብኣ ተገዲስካ ጽሓፍ
ሊንጎ ጽቡቕ ታሊኽ ሕጂ ኸ ኣበይ ኣላ
you are movable encyclopedia Lingo we know you have so many untold stories. please jot down and keep in a safe place in life anything can happen or you should pass all what you know to tour doughter. Edmen Tenan yehabka from today will keep remembering in my prayer. God bless your family.
We really appreciate you Lingo. Keep continue sharing such important history.
ዝኸበርካ ሊንጉ ሓወይ ካብዚ ዝዓቢ ታሪኽ የለን ጊዜ ከለካ ጊዜ ኣይትጸበ እዚኣ ንዓኻ ከምዛ ጓል ሕድርትና እያ ኔራ ኣብቲ ጊዜቲ።በጃኻ ኣብ መጽሓፍ ጸሓፋ ብሩኽ ስራሕ ተይግበረልካ ሓፍትኻ ሰላም ጸ ።
Lingo do you know how Amazing you are?because you are very positive and I really like that Thank you Eritrean Lion.peace to our beloved country Eritrea 🇪🇷
It so amazing l can wait to hear about that story thanks
ንእትገብሮ ብቐሊል ዘይርከብ ታሪኽ ፡ታሪኽ ብእትገብሮ ንመዋእል ኣብ ከብሒ ዝና ከቐምጠካ እዩ።እንተ ኾነ ንጽባሕ ክገብሮ'የ ምባል ኣየዕውትን እዩ እሞ፡ብዝከኣለካ መጠን ዋላ ብኸፊል ምንጭታትካ ጸሓፍ ።ክብገስ ዘንቀደ መበገሲ reference ክረክብ።
ብጣዕሚ ከመስግነካ እደሊ።
I hope ብኣካል ክረኽበካ ክንደይ ደስ ምበለኒ፡ኣብ ጥቓኻ እየ ዝቕመጥ።
Shania forever ♥️ ❤️ 💙 🇪🇷 ♥️
Amazimg story. Thank you Lingo.
Welcome back Lingo 🥰😍😍😍🥰 !!
❤❤ገለ ወስኸና፡ከምዛ ናይ ካርተር ሊንጎ በጃኻ
Welcome Deqi Eriyyyy 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Bravo Lingo, Thank you 🇪🇷
I love you Petros Solomon heroic Shabiya wedi adikefelet embatekera ,,,, why are you arrested by this cruel isaias?
indeed you are a true intelligence with intelligent mind..
Bhaqi Mesati tarik Eritrawit gaulensteyti ❤❤❤ qexlo
መርሐባ ሊንጎ ካባኻ ንዝያዳ ዕምቆትን ንምሰናድን መጽሐፍ ክትጽሕፍ ኢና ንጽበየካ አምበሳየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
As usuall we are eager to listen our history . Thank you so much bro.
I hope the woman you were talking about is still alive and still in the capital, Asmara.
እምብር ሓዊ ለይቶ!!! ድልየትካ የፈጽምካ ኣምላኽ!!!
Lingo thanxxxx Tarikina kinfelto Alena gidin pls Aytdenguyena eka Tarik Abotatna nifelto Alena Metan Nidekina kenemehalalfo. Lingo Ezi Tarikna Kitsahaf Alewo pls pls.
Brother, pick your pen up and start writing today. I already feel nostalgic about her, and I can't wait until your book comes.
Great story lingo thank you so much ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
መስተንክር እዩ ናይ ሻዕብያ ነገር ❤ good job keep it up !!
💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
I salute you and to all our hero, I really impressed with your memory and story telling methods. I love to ask you that if these incredible human being still alive, if she does, do you think she still on active duty, the reason why I am asking is because I want her talents to be by pass to the new generation.
Wel come back
Thank you, Lingo. Very interesting story!
ሊንጎ ሓወይ: ዕላልካ ከይሓልፈኒን ከይኲለፍ: ብስክፍታ የስተንፍስ: ክሳብ ትውድእ::
ናይ ምዝካር ተኽእሎን: አቀራርባን/አዘራርባን ከየድነቅኩ አይሓልፍን:: ክብረት ይሃበልና!
ኣወይ ሊንጎ ነቲ ትማሊ ጅግና ናይ ስለያ ወዲ፡ስለሙን ዝበልካዮ ህጂ፡ኸ ኣበይ ኣሎ እዢ ዲኽታተር ኣብ ጎዳጉድ ዒራኣዕሮ ኣጥፊእዎ ዳኣ እንታይ ኮይና ዘይትገልጽ ጥማዕ ህግደፍ ስለዝኾንካ ኢኻ
Lingo msaKa mxnah xdqi yu thank you great teacher
Memher lingo ezie wen tarikna eyu . Awet nehafash
ገድሊ ዘይድገም ወሎዶ
ስለያ!
እዚ ኩቢራት የሕዋትናን ኣቦታትናን ከምብዓል ነባር ተጋዳላይ ሊንግ ዘዘንትውዎ ምስማዕካ፡ ኣብ ገድሊ ዘይተሰምዓ ጅግንነት እምበር ዘይተገብረ ተኣምር የለን ኢዩ ዘብል ይሕዋት፡ ተመሳሳሊ ኣኮይ ጽሃየ ሓጎስ ዑቁበ ውን ተሓባባራይ ሻዕብያ ምስተጠቆመ ኢዩ ብመጀመርያ ሰብዓታት ሜዳ ተሰሊፉ፡ ድሕረባይታኡ ኣብ ግምት ብምእታው ግን ብዘይዝኮነ ተፈላጥነት ምስውኡ ሓደሓደ ግዜ የገርመኒ፡ ከመይሲ ኣብ ውልቃዊ ሂወቱ ብመጠኑ ዕዉት ኢዩ ኔሩ ክብሃል ይከኣል፡ ካብታ ዝተወለደላ ቅድስቲ ንእዲ ሃገረሰብ ደቂሽሓይ ዓዱ፡ ብሱሳታት ንትምህርቲ ናብ ኣሜሪካ ምእታው ዝድነቅ ይመስለኒ፡ ኣብቲ ብጅምክሮው ዝፍለጥ እዋን'ቲ ጌና ወዲኣዳም ጸሊም፡ ምስ ጻዕዳ ሓበራዊ ኣገልግሎት ዘይፍቀደሉ ወላ ፍረንጃዊት ኣካሽምካ ብምክሳስ ኢዩ ዝቅጻዕ ዝነበረ፡ እዚ ድማ ቀንዲ ብሳላ ሓንጎሉን መንፍዓቱን ኢዩ፡ ምክንያቱ ወዲ ርኩባት ወይ ጎይቶታት ዝብሃሉ ኣይኮነን፡ ሕሳስልደ ሰለስተ ኣዋልድ፡ ብህጻኑ ከሎ ኢዩ ሓረስታይ ኣቡኡ ኣብ ዕስክርና ጣልያን ስኢኑ፡ ካልኣይ ድማ ኣብቲ እዋን ብፍላይ ንተራ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን፡ መገሻ ኣሜሪካ ቀሊል ኣይነበረን፡ ካብ ሳልሳይ ዓለም ስደተኛታት ማለት ረፊጂ ብሶማንያታት ክትቅበል ከምዝጀመረት ኢዩ ዝንገር፡ ብዝኮነ ኣዲስ ኣበባ ምስተመልሰ፡ ንስራሕ ብናይ መንግስቲ መኪናን፡ ብዋርድያ ዝሕሎ ገዛውቲ እናነበረን፡ ዝነኣድ ክብረት ኢዩ ኔርዎ፡ ኣደይ ለተገርግሽ ከምተዘንትወለይ ንወላዲቱ ድምቃ ኪዳነ፡ መታን ብቀሊሉ ኣገልግሎት ክትረክብ ኣስመራ ገዛ ክዕድገላ መጽዩ ኔሩ፡ የግዳስ ኣብዛ ዓደይ ደኣ ትሕሸኒ ምስበልቶ፡ መረባዕ ኣስሪሕላ ከብቅዕ፡ ህጽሞኣ መሪጻ ተቀሚጣቶ ኣይትፈልጥ፡ ከምውጺቱ ከኣ ጀብሃ ይጥቀምሉ ኔሮም፡ ንዓካ ውን ቁሩብ ምስጎበዝካ ኣብ ዕጽዊ ኣዲስኣበባ ከምህረካ መደብ ኔርዎ ትብል፡ ንቦክሪ ገዛን ሳባ ሓብተይ ከኣ ካብ ቦርዲንግ ስኩል ብ71 ኢሜሪካ ሰዲድዋ ኢዩ፡ ብዘይቀልዓለም ገሊኦም ዘይተመለሱ ዓበይቲ ይሕዋተይ ሰለሙንን ኣማኒኤልን፡ ደቂ ሓወቦይ ድማ ድራርን ኣድሓነትን፡ ዝያዳ ብናቱ ጽልዋ ኣሰሩ ሲዒቦም ኢዮም፡ ካብሓንቲ ኢትዮጲያዊት ዝወለዶ ስምኡን ዝብሃል ወዲ ውን ትግራወይቲ ተመርዕዩ ዝዘመደ፡ ዘርኢ ኣትሪፉ ኢዩ፡ ብዝኮነ ከምኩሎም ሓርበኛታት ተጋደልቲ ብጾቱ፡ ጠንቂ ብዘይገድስ ንሃገሩ ኩቡር መስዋእቲ ከምዝከፈለ ኢና ንሓስቦ፡ እቲ ኣገዳሲ ነጥቢ ከምቲ ወዲትኩል ዝደረፎ፡ እንቃዕ ጥራይ ኣማስያኡ ተጋዳላይ ንህዝብና ኣርሃወሉ ደቂኤረይ፡ ሰኒ🙏🏽
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡
Yemena Teklegergish have mentioned about the beutiful women on his book.
🌹🇪🇷💝🇪🇷🌹👌👍🙏
I believe that you should stay quite regarding the ERI/EPLF security methods until father stage we reach. We can document and hand over to others in eri-gov. Thank you in advance.
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽
Wedi selemon yake ❤
ኣያይ ሊንጎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ!!ቅድሚ 7-8 ዓመታት ካኣ cloud app ኢለ ሳጓ ሰሊመካ ኔረ፡ክሳብ ሕጂ'ውን ብኣኣ ክሰምየካ'የ።ወይ 'ውን መዝገብ ኢለካ ኣለኹ።
Lingo, your story hints more of romantic courtship rather than intelligence character.
❤❤❤🎉🎉🎉
Lingo can say something about Ali sied Abdul about Pakistan they. Hajik Ethiopa airlines . you say this our history in every video you post I like it ….. waiting you thank you ….
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Nay shabia tarik kensemo ayndelen Ena shefatu
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Abey alo azi petros tebelo zeleka
2001 teasiru b dictator isaias
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ሊንጎ ካብዚካትተሉኻ ሓደ እየ።ኣዝዩ መሳጢን ፍልጠትን ዕምቆትን ኣነጋግራ ታሪኽ ኣሎኻ። ግና ኣኾሊስካ ኣብ ማእከል ጎሮሮና ምስ በጸሔት ብዘይ መውረዲ ማይ ሓዲግካና እናኸድካ እኮ ኣሸጊርካና። ክሳብ እታ ትምለሰና 2ይቲ ክፋል ቀንፈዘው ከተብለና ከፉኡካ ዋእ።
ኣብ ሚላኖ ምስ ረከብካያ ፡እሞ ከኣ ኣብ ሆተል ካ ፡በይኒኻ፡ እሞ ከኣ ኣዚኻ ዝተመሰጥካላ ጋል ሀዋን፡ ሓቁ ደኣ ገለታትት ገለታትት ሲ ገሪኩም ቲኮኑ ኢኹም 😂።
Thank you for your service Lingo ጂግና።
Ohhh eza gual azya belah eya wela nisu kem wedi ekua entehateta ,100% ok kemzeytiblo sileya sirhu hayal e u arku.
@@shabatshalom693 ኦይ፡ እንታይ ግዲኻ ኣብታ ሆቴል ሲ ፡ ዚገደፋ ኣይመሲሊን አዩ😅። body language ይሂቢር ኣሎ። ብ ሓሳብ ን ዲሕሪት ተመሊሱስ ፍሽክ ፍሽኽ እኮ ኣብዚሑ። moreover he gave us a hint( ኣብ ሆቴል በየነይ ጸኒሐያ)
ውውውውው ዘብል አዩ ኣበይ ኮን ትህሉ ሕጂ
Lingo can I cal you , how
Weledo 60th Heyalat Eyom. Kmzi Nay Hji Gay Weledo Aeykonunun !
በጃኻ ብዛዕብኣ ተገዲስካ ጽሓፍ
Lingo please ktxhfelna aloka because this very different end please if you can this even there is something else ❤
አነ ሰበይተይ ኮይና ክትብለኒ ይጸበ ነረ
Des zibleka nay lingo tarik kemzelata you zemxalna shabaya yxlayom yftewom bzeyegeds kem zelata you zemxalka gin bmexhaf please
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰውራ ኤርትራ ኣብ ዓለም መዋዳድርቲ የብሉን
ሊንጎ ኣጆኻ ቀጽሎ
መንእሰይ ኤርትራ ውረስ ተወራረስ
ዓወት ንሓፋሽ
Lingo pls hiji jemira
Ligo bela biwet ala diya ke????
Eritrea
ሰላም ሊንጎ" ውራይ ቢራኻ ግበር "ጎሲምካያ ክክክክክ!
እዛ "ሓዊ ለይቶ" ተጋዳሊት ኣብ ሽዳ ቲቪ "ጃክ እቲ ሩስያዊ ሰላይ " ዘላ ተጋዳሊት ኮይና ትስማዓኒ????
Alganesh do tkewn
ኣነውን ኣልጋነሽ ኢለ እየ ዝግምታ። ብዛዕባ ጅግንነታን ድሕረ ባይታኣን ድማ ኣብ "ጃክ- እቲ ሩስያዊ ሰላይ" ተኸታታሊት ዛንታ ቀሪቡ ኣሎ።
ሊንጎ እስኻ መጽሓፍ ተትጽሕ ከመይ ጽቡቕ ምኾነ እሞ እቲ መንእሰይ ወለዶ ምስተማህሩ ምኽኒያቱ መጽሓፍ ኣይመውትን ኢዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣንታ ሊንጎ ሓወይ፣ ኣያይ ሓደራኻ ክትጽሕፋ ብዛዕባ ጅግና ስውእ ቫይናክ ባዕሉ እንተትእሉ ክትርኾ ኢልካ ኔርካ ሓሊፉ ሕጅው ንስኻን፥ ንሳን ከይሓለፍኩም መስዋእቲ ከድልየና እዩ ኩልና ገለ ብንዋት ገለ ብገንዘብ ጾር ኩልና እዩ እሞ ጽባሕ ኣይናትናን እያ ይርድኣኒ እዩ ብዙሕ ማሕለኻ ኣለና ኣብ ስደት ወረ ሎሚ ጽባሕ ክድውል ደሃይ ስድራ ክፈልጥ እንዳበለልና ኣዋርሕ ይሓልፍ ነዛ ቀላል ትመስል እሞ ትሓልፈና ዘይንገብራ እዩ እሞ ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጋል ሓይለይ እያ ኔራ ኣብ ሓይልና መራሒትት መስርዕ እያ ኔራ ካባና ናብ ቁጠባ ክፍለ ሰራዊት ምስ ተሳሕበት ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ ኣብ ኣሃዱና ሓድሽ ወረ ብዛዕብኣ መጺኡ ገንዘብ ካብቲ ቁጠባ ወሲዳ ምስ ሓደ ገባራይ ብገንዘብ ተሰማሚዓ ሱዳን ሃዲማ ዝብል ኩሉ ሰብ ብምኽዳዓ ጉህዩ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ሬድዮ ማሪናዮ ምስ ካላኣየይ ኣብኡ ከምዘላ ምስ ፈለጥና ክንረኽባ ምስ ከድና ድሕሪ ምስዕዓማ ዝበለትና ስጋይ ወዲእኹም ዓጽመይ ዶ ቆርጢምክምዎ በለትና
Shma ngerena. Shim abo gedifka
Anes lingo kehkeki kelo lieki wedi gezawtey koynu ysimani biflay dma eziwin tarikna eyu kibil kelo hrimet libey ywisik bhagos kem beal lingo 1000 amet niberu Tarik ertrawi kiznto zelalemawi zkri nsematat Eritrea
ሰላም ሊንጎ ብዛዕባ ኣብ ባህሊ ብርርጌድ 23 መራሕመደብኩምን ሓላፊኹምን ዝነበረ ገለ እንተትብል ካልእ ኣብታ ዕድመ ናይ ወዲሰለሙን (ኣብ ባጽዕ) ሒዝካዮም ዝኸድካ ኩልኹም ኣባላትን መስረትትን ባህሊ ናታብርጌድ ኢኹም ኣባላት ብርጌድ 44 ኔሮም ኢዮም ምሳኹም ስለምንታይ ዘይሓወስካሎም ዶስ ኣበጋግሳኹም ኣጋጣሚ ኢዩ ኔሩ?
ኣፈወርቂ (ኢንጅነር )
Jgna zkonka sebay bmntay emo kgelxeka na vainak kea please lingo jgna.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሊንጎ ኣድጊ ሻዓ-ብያ። እንታይ ዘዛሪብ ኣሎካ ብብዓል ወዲ ሰሎሙን፧ ጸግዒ እሰያስ ሒዝካ ክሒድካዮም'ኮ። ካብቲ ዘሕዝን ሻዓ-ብያ ስለምንታይ ካብ እሱር ቤት ዓዲ ኻላ ለቒቓትካ፧
Kurub zehilkaya mesleni weys tezamidka nerka eka bexay lingo 😂😂😂😂😂😂😂
ሰላም ሓው ሊንጎ ብዛዕባ እታ ጓል ዝተዛረብካዮ ደጋጊምካ ዝርኣኻያ ከማካ ኣብ ስራሕ ዝነበረት ኢያ። እዚ ስለዝፈለጥካ ሰላዩ ኮንካ ማለት ኣይኮነንን። ስለያ ሓደ ሰፊሕ ስውር ስራሕ ኢዩ ኣሽንዃይ ንስኻ ብማዕዶ ዝርኣኻያ እቶም ናይ ቐረባ ቤተሰባ'ውን ብዛዕባ ስርሓ ዝፈልጡ ኣይኮኑንን። እቲ ክሳብ ሕጂ ሚስጢር ኮይኑ ዘሎ ስራሕ ስለያ ሕዝባዊ ግንባር ተቐቢሩ ኢዩ ዘሎ። ግን ክሓተካ ስለ ዘይገለጽካይ'የ፥ ፍቓድ ምስ ረኸብካ ነታ ሰብ ኣዛራሪብካዮ ዶ? መልስኻ እወ እንተኪይኑ ዝኾነ ናይ ስለያአ ስራሕ ግልጺ ኮይና ከምዘይትገልጸልካ ርግጸኛ ኢየ።
@@Guluhama did you watch the whole video
ህጂ ዉን ተኾነ፣ ኣብ ቅድሚ ህዝብኻ ከምቲ ቀደም ስተጅ ተወጽኻ፣ ክትመጻካ ተስፋ ኣለኒ
ሊንጎ መደብካ ጽቡቕ ኔሩ፣ ግን ብዙሕ ሰብ ክሰምዖ ጽቡቕ ታምብኔል እንተትገብረሉ ጽቡቕ ኔሩ። ካልእ ከኣ ኢሳይያስ ጸጋይ ዓርክኻ እንተኾይኑ ስፍሕ ዝበለ ታሪኽ ህይወቱ እባ ስርሓልና።
I thank you
Hawka Lingo