Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሓዎቦይ ማዓረይ ጀግና ደሃይካ አይተሓባእ l love u❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷ንበረልና አርማና💪 ነዓና ክሕሸና
Nabey shawil
መርሐባ ጀጋኑና ሐርቤኛታት ገዳይም ተጋደልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሳላኻትኩም ንንየት ንኾርዕ አለና ❤💪💪💪
My Hero father i am proud of uuu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጓል ጅግና ኢኺ u should be proud of ur dad
ኤዱየ ምቅርቲ ብነብሱ ፍቅሪ ዝኾነ ኣቦ እዩ ዕድመ ማቱሳላ ይሃቦ 🇪🇷🌺❤️
ኣየወወወወ!!! ከተዘንትዎ ቀሊል ይመስል። ኣታ መንእሰይ ወለዶ ቅያ ኣቦታታካን ኣቦሓጎታትካ ፍለጦ ሓዞ፣ እወ ኣብ ልብኻ ሓዞ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።ዓወት ንሓፋሽ። 💪💪💪💪
ናይ ብሐቂ ሽግራት ምስ ሐለፈ ኩሉ ቀሊል ይመስል። እንተ ኮነ ግን ሀገር አረኪቦምና ተረከብቲ ሕድሪ ብንቅሐት መዐንጣና ገጥ ነብል ❤🇪🇷✊✊✊🌹
ኣየወ ሰራህቲ ቅያ መን ከማኩም ጀጋኑ ብኣኩም ሕቡናት ኩሩዓት ኢና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራውያን ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኹም በጃኹም ከምዚ እናመጻእኩም ታሪኽ አካፍሉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብዙሕ ነገር አዘኪርካና ይኒ ሐወይ የቐንየልና ቀጽሎ ❤
መተካእታ ዘይርከቦ ጽንዓት ሓቦ ጅግንነት ቆራጽነት መግለጺ ዘይርከቦ ፈጸምቲ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ከትሰምዖ ደስ ዘብ ታርኽ አቦታትና. ዝሐለፊ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ዘለኹም ከአ ንበሩልና . ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ንጋዘጠናታት አሕዋትና .
ይሀቦም
ፈጸምቲ ታሪኽ ክብርን መጎስን ንዓኹም ይኹን 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር መስተንክር ብማንም ክድገም ዘይክኣል 💥💪🇪🇷❤️
ዘደንጹ ታሪኽ ተጋደልትና ❤ክብሪ ይሃብኩም ተጋደልትና❤
ጀጋኑና ንበሩልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹✊🏼
መርሐባ አርካነይ:ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ጅግንነት የለን አብ ሃገረ ሰማእታት:መን ከም ኤርትራዊ ተጋዳላይ:ፍሉያት ኢኹም አርካነይ:ስለቲ ዘይትድፈር ክብርቲ ሃገር ዘረከብኩምና ነመስግነኩም:እዛ ተሪፋትካ ዘላ ዕድመ ሙሉእ ጥዕናን ሐጎስን ዝመለአ ይግበረልካ አያየ.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
እንታይ ዝበለ ጅግንነት እዩ ደቂ ኤረይ❤ ንገሩና ዳ ታሪኽካ እንተፈሊጥካ እዩ ሃገርካ ክትዕቅብ ትኽእል ❤ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤
ናይ ኣቦታትና ጅግንነት መዘም መዘና የብሉን!
ጀግና: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ማለት: ከምዚ: እዮ: እንታይ: ክገብረላ: ንአደይ: እንበር: አደይ: ዘይገበረትለይ: አይኮን: what I can do to my country, not what my country do for me !
*🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴**መዘና-አልቦ ጅግንነት ኤርትራውያን ።**🙏ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏*
Please Eritrean let’s support all Eritreans media like , like, like share , we all are one family thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ህዝብን ተጌዳላይ ኤሪትራና ዘይተበርበረ ታሪኽ የቀንየልና ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ኣስርኩም ❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ። ዝምሰገን ናይ አቦ ና ኣብራሃም በርሀ ታሪኽ ዝገልጾ ደላ ካብ አቦሐጎይ ዝነግረና ነሩ። ዝምሰገን ኤርትራዊ ጅግንነተ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ወዲ መሬት ዮናስ ጽቡቕ ጽፉፍ ፖለቲካዊ ትንተና ክብረት ይሃብካ❤ ብተወሳኺ በዓል ታሪኽ ተጋዳላይ ኣብርሃም በዓል መትከል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣገዳሲ ተዘክሮ ሕሉፍ ታሪኽና❤❤❤
ዮናስ ሓውና ጽቡቁ መደብ ኢካ ተቅርብ ዘለካ እሞ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ክብሪ ንጀጋኑና ክብርን ሞገስን ንኹልኹም ተጋደልቲ የሕዋትናን አየታትናን❤️🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏👍👍❤️👍
ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ካብ ቡሱል ጥረ ዝተረፍኩም ታሪኽኩም ጅግነንትኩም ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ💪💪💪💪🌵🐪🐪🐪🐪💚❤💙✊✊✊💚❤💙
እንኳዕ ድሓን መጻእኩም ዳሃይኩም ኣይታሓባእ ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏 🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝
ከምዚ ጌርኩም ነቲ ዝተቀብረ ታሪኽ ኣቦታትና ታሪኽ ጅግንነት ሰንዱልና ገዛ ገዛ እንዳእተኹም ❤ ጅግና ኣቦና ኣብርሃም ብልቢ ነመስግን ❤
Hero
ኣየ ጅግንነት።ኣናብስ ተጋደልትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪክ ተጋዳላይ ካብ ብሕሪ ብጭልፋ እዩ ገና እዞም ሓርበኛታት ብሂወት ከለው ታሪክ ክብርበር ኣለዎ ዘሓለፈ መስገደል ዝተሰርሔ ጅግንነት ክስነድ ጽቡቅ ተበግሶ ሒዝክሞ ኣለኩም።❤
ጂግንነት ኤርትራዊ እንክትሰምዖ ሕልሚ እምበር ጋህዲ ኮይኑ ዘይስማዓካ ኣየ ጂግንነት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️✊🏼
የቀንየልና ስለቲ ትገብርዎ ዘልርኩም ውዕሎ ጀጋኑ ኣብ ህዝቢ ንምጻሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👑🌹❤
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊያን ኣብ ቀጻሊ ታሪኻዊ መደባትኩም ቀጽልዎ
❤❤❤🎉🎉🎉ተቀዲሑ ተወዲኡ ጅግነት እዩ ብሓፈሻ ናይ ህዝቢ ኤርትራ❤❤🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Alena mesekereSabia Sabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷✊👍👑👑👑👑👑
ጀጋኑ ኤርትርውያን❤❤❤
እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ክቡር ኣያና ተጋዳላይ አብርሃም በርሀ ( ወዲ በርሀ) Thanks EMN 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ መሃሪ ጅግንነት ኣቦታትና ኣያታትና ነዚ ኣብ ስደት ዝጠፍእ ደሎ ወለዶ ዓቢ ጅግንነት ዓቢ ትምህርቲ እዩ ኣጆኹም ሰስኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
Hi deki Erey jigna kubur abona 👑🇪🇷💪🇪🇷❤️💪❤️🇪🇷🙏🙏
Nay behaqe zegrm tarek geganuna kebren mogesen neakum❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Welcome 🇪🇷 Eritrean Eritrean Eritrean God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕🌹🌹🌹👍
Thanks ambsa wide Eritrean great news idmen tianin yihabka Amen God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 😊 👏 ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕💕👍👍👍👍💕💕
ንኹሉ እቲ ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ንናጽነትና ዝኸፈልናዮ መስዋእትን ከቢድ ዋጋን ፡ ኤርትራውያን ብምዃንና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን !! ✨️🙏🐪🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🐪🙏 ✨️
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌹👍🌹
Dad you 're my Hero model.I' am proud to be your daughter.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
It was great after this all history of the first tank of EPLF, the hero of Eritrea. Thank you so much for sharing ❤️ 🇪🇷♥️❤️🇪🇷♥️♥️🇪🇷❤️❤️🇪🇷
Long live my hero Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ መምዘኒ ዘይርከቦ መስተንክራዊ ታሪኽ 'ዩ 🇪🇷❤️🇪🇷 ታሪኽ ጀጋኑና 🇪🇷❤️🇪🇷ታርኽ ኤርትራና.መን ይንገር ዝወዓለ /መን የርድእ ዝቐበረ ከም ዝብሃል ታሪኽ ኤረና ብፈጸምቱ ክንገር ከሎ ናይ ብሓቂ ኣብ ውሽጥካ ኣትዩ ስምዒትካ ኣበራቢሩ ሃገራውነትካ ሓፍ የብል. ኣዚኻ ድማ ትሕበን. ስለዚ ጀጋኑና ብህይወት ከለው ታሪኾም ንበርብሮ ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ!!!!!!ንዓቕራቢ ናይ'ዚ መደብ ድማ ብጣዕሚ ነስግነካ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ. ብዕጣሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀሎጽሎ ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷
Jeganu deki Eri 🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷bitami rezini Tarik u r very talented and smart jigna idmen tinan I’m so proud of you 👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea is unique and it is the land of decency, heroism and hardworking people!!!!
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ ቀጽሉ ኣጆኹም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና ። ዓወት ንሓፋሽ
ወልደምካኤል ሃይለ መራሒ ብርጌድ’ዩ ነሩ።
What a hero, God bless you ❤🙏🏽🇪🇷
Edmen tienan Yhabkum Gigna Haebena tegadalay❤❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙💙💙💙💙
በስመአም አበይ ኔሩ እዚ ኩሉ ዓወትትትትትት❤❤❤❤❤ አብሽር ሻዕብያ
Our Heroes EDF Leaders Jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet kibur Mennet Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷❤❤ jeganu abotatna 🇪🇷🇪🇷 edmen tenan yhbkum fetari,entay zbele futhurat ikum nerkum ygermeka,
ኤርትራዊ ሙኻንካ መመሊሱ ዘሕብነካ ታሪኽ ፡ ህዝባዊ ግንባር እዚ ኩሉ ጅግንነት ስውሪሑ ኮሎ እታ ሓንቲ ጸገሙ ግን ክዛረብ ክምካሕ ዘይምኽኣሉ እዩ ፡ ሎሚ ግን እዚ ዝተቐየረ ይመስል ጀጋኑና ዋላ ዳኣ ብዙሓት ኣይኹኑ'ምበር ሓደ ክልተ ከምዚ ጌሮም ታሪኾምን ታሪኽ ብጾቶም ከዘንትዉ ምጅማሮም ዝንኣድ እዩ ፡ ኣዳለውቲ እዛ ሚድያ ድማ ኣጆኹም በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኢና ።ከም ሪኢቶ ድማ ሓደ ሓደ ግዜ ነዚ ሪኮርድ ብምልክዕ Live ኣሕልፍዎ'ሞ ንሕና ድማ ዓቕምና ናይ ሻሂ ክንሰደልኩም። ኤርትራ ትዓንብብ ❤
ታሪኽ ጅግንነት ሰውራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቤት ታሪክ ህዝበይ ክረዝን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazingly Eritrean hero fighters history Long live our Eritrean defens forces 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷..MY COUNTRY....
ሰላም ክቡር ብጻይ እቲ ብድሕሪኡ ዝሰዓበ ኩሉ ክትዝርዝሮ ተስፋ ይገብር የቐንየልና ።
ናይ ብሓቂ ማራኪ ታሪኽ ዘይድገም ጅግንነት
Bedankt
ንዝገበርኩምልና ደገፍ ብጣዕሚ ነመስግን ኢብራሂም።
❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍
ጽብቅ ታሪክ ንወለዶ ደቅና ክበርት ይሃብካ ጅግና ብጻይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aye sire Aye Hamot shaebiya malet Anbesa Wedekoy ❤
ወዲ በርሄ ጅግና የቀንየልና 🇪🇷❤️💪🏾🇪🇷👍 ዉዕሎ ታሪክ ጀጋኑ ብሞዝንታዉካ!
Welcome deki ere❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዮናስ ሓውና ብተቕርበልና ዘለኻ ተኸታታሊ እቲ መወዳድርቲ አልቦ ጀጋኑና የቐንየልና ክብረት ይሃበልና። ❤❤❤
ዋውውውውውውውውውውውአሪትራዊ አምኒ ዓረ ኮ ክዉሕዶ እዚ ህዝብናስ ነዚ ዘየስተማቕራ ኣእዛን ምስምንታይ ይቁጸራ ገድሊ እረይ ኮ ንዓለም ዘርዓደ ዩ ብዘይ ቀልዓለም ርእሲ ንዘለዎኣነስ እዚ ታሪኽና ክዋራረስ ደስ እናበለኒግን ምስጥርና ከይልቁሁ ድማ ብቀት ይሕዘኒ ከማይ ዶ ትህልዉተወሳኪ ዲማ ኣነ ኣብቲ ጊዜ ተዝጋደል ሙሩኽ ዝብሃል ኣይ መምጻኩንመቃልብቲ ኣቃቢጸዮም ጥራይ ማተኩክክክክክክክርቢትሲ ካብ ከብዲ ኣዲኣ ወጺኣስ ጎኒ ኣዲኣ ተቃጽል ይብሃል ኤሪትራኢ ዲማ ንጸላኢ ብንብረቶም ጊሒፍዎም ብምንታይ ክግለጽ ታሪኽና ቃላት የብልናን ንዕኡ ዝገልጽ
ደስ ዝብል ክቡር ዘሓብን ክድገም ይኽእል ኢዩ ኢልካ ዘይትጽበዮ ታሪኽ ።ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Hezbawi gembar jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪
abet jgnnet ade welida❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ሻዕብያ ብርእሲ ሻዕብያ ብጅግንነት ዛስዋይ ንሕበነልኩም❤❤❤❤❤❤❤
We are proud of you our HERO father!!🇪🇷💙🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
እንቛዕ ብዳሓን መጻእካ ጅግና።
God blesses you Eritrean heroic thank you❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✊👑 ሻዕብያ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዘይድገም ወድብ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍
ጀጋኑና ኩርዓት ሓበና ንበሩልና ክበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷💖🇪🇷✊🇪🇷👍🇪🇷🐢🇪🇷🐪🇪🇷🐝🇪🇷
ክትሰምዖ ዘይምኖ ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራ።🙏👍🎉❤✌🇪🇷✌🇪🇷
ሰላም ኣምላኽ ንዓካትኩም ይኩን ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣታ ተጋደልትስ ዶ እምበርዶ ሰብ እዮም ፧ኣታ እዚኣቶም ዶ ይርስዑ ነቶም ዝተሰው ጎይታ የሱስ ብሰላም ዕረፉ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኩም ።💯🙌🙏🇪🇷👆💪🏿🕛💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕛
Amazing conversation 👌🏻 thank you deki RIM
ኢትዮዸያዉያን: ከዚ: ብትማሩ: ይሻላቸሁል: የባሰ: እንዳይመጣባቸሁ: ሰላም: አዉርዱ: ከጉረቤቶቻቸዉ: አለዛ: መንደላይ: ምላሱን: ከዘረጋ: አዲሰ: አባ: የተወለድኩባት: 4 ኪሎ: ይገባል: ነግሪያለሁ: አሰብ:አሰብ: አትበሉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ጅጋኑና ናይ ባሓቂ ዓቢ ታሪኺ ❤🎉
ተው እንጂ....አለቃህ ኢሳያስ በባድሜ ጦርነት ጊዜ እንዴት መለስ ዜናዊ እግር ስር ወድቆ እንደለመነው እና የአልጀርሱን ስምምነት እንደፈረመ እረሳኸው
😄😄😄True 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😄😄😄
ብዛዕባ ጅግንነት ጥርጥር የብለይን።ዘደንጹ ዘይድገም ታሪኽ ዩ፡ንምስናድ ግን ያላ ጉያ የድልይ ኣሎ።ዮኒ ሓወይ ንስኻ ውን ጅግና ሰናዲ ኢኻ 🎉
Selam...deki..erey..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey..
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Edmen Tienan yhabka kbur jigna hawey , bzuh nemesgn zeynfelto kea felitna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
Waw amazing to tell this wonderful history.You sacrifice all of you for us to live in peace I wish for Eritrean people and our neighbours and the world a peaceful world war is only loss but sometimes you are forced to defend yourself.
Wawww…..👍 jeganuna…..❤🌹❤GBU..🙏🙏🙏
Akika Tarike sehritete hlenamesekere jeganuAjatatena betarikumoNikoreye🇪🇷👑🙏✊👍💐💐💐💐💐💐💐
Proud of our gallant freedom fights. Eternal glory to our martyrs. Awet N’ Hafash!
Zgerm tarik u bejakum kemziom abzuhulna EMN
How an proud History 🇪🇷❤
Jeganu,Edmen tenan yhabkum.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖.
KORBARIA mes bele nafqot Adey kebdey gemtel eluni😢😢😢😢
እዚ እውን ታሪኽና ኢዩ።❤❤❤❤❤
ሓዎቦይ ማዓረይ ጀግና ደሃይካ አይተሓባእ l love u❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ንበረልና አርማና💪 ነዓና ክሕሸና
Nabey shawil
መርሐባ ጀጋኑና ሐርቤኛታት ገዳይም ተጋደልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሳላኻትኩም ንንየት ንኾርዕ አለና ❤💪💪💪
My Hero father i am proud of uuu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጓል ጅግና ኢኺ u should be proud of ur dad
ኤዱየ ምቅርቲ ብነብሱ ፍቅሪ ዝኾነ ኣቦ እዩ ዕድመ ማቱሳላ ይሃቦ 🇪🇷🌺❤️
ኣየወወወወ!!! ከተዘንትዎ ቀሊል ይመስል። ኣታ መንእሰይ ወለዶ ቅያ ኣቦታታካን ኣቦሓጎታትካ ፍለጦ ሓዞ፣ እወ ኣብ ልብኻ ሓዞ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።ዓወት ንሓፋሽ። 💪💪💪💪
ናይ ብሐቂ ሽግራት ምስ ሐለፈ ኩሉ ቀሊል ይመስል። እንተ ኮነ ግን ሀገር አረኪቦምና ተረከብቲ ሕድሪ ብንቅሐት መዐንጣና ገጥ ነብል ❤🇪🇷✊✊✊🌹
ኣየወ ሰራህቲ ቅያ መን ከማኩም ጀጋኑ ብኣኩም ሕቡናት ኩሩዓት ኢና ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራውያን ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኹም በጃኹም ከምዚ እናመጻእኩም ታሪኽ አካፍሉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብዙሕ ነገር አዘኪርካና ይኒ ሐወይ የቐንየልና ቀጽሎ ❤
መተካእታ ዘይርከቦ ጽንዓት ሓቦ ጅግንነት ቆራጽነት መግለጺ ዘይርከቦ ፈጸምቲ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ከትሰምዖ ደስ ዘብ ታርኽ አቦታትና. ዝሐለፊ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ዘለኹም ከአ ንበሩልና . ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ንጋዘጠናታት አሕዋትና .
ይሀቦም
ፈጸምቲ ታሪኽ ክብርን መጎስን ንዓኹም ይኹን 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር መስተንክር ብማንም ክድገም ዘይክኣል 💥💪🇪🇷❤️
ዘደንጹ ታሪኽ ተጋደልትና ❤ክብሪ ይሃብኩም ተጋደልትና❤
ጀጋኑና ንበሩልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹✊🏼
መርሐባ አርካነይ:ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ጅግንነት የለን አብ ሃገረ ሰማእታት:መን ከም ኤርትራዊ ተጋዳላይ:ፍሉያት ኢኹም አርካነይ:ስለቲ ዘይትድፈር ክብርቲ ሃገር ዘረከብኩምና ነመስግነኩም:እዛ ተሪፋትካ ዘላ ዕድመ ሙሉእ ጥዕናን ሐጎስን ዝመለአ ይግበረልካ አያየ.🙏🏽🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
እንታይ ዝበለ ጅግንነት እዩ ደቂ ኤረይ❤ ንገሩና ዳ ታሪኽካ እንተፈሊጥካ እዩ ሃገርካ ክትዕቅብ ትኽእል ❤ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤
ናይ ኣቦታትና ጅግንነት መዘም መዘና የብሉን!
ጀግና: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ማለት: ከምዚ: እዮ: እንታይ: ክገብረላ: ንአደይ: እንበር: አደይ: ዘይገበረትለይ: አይኮን: what I can do to my country, not what my country do for me !
*🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴*
*መዘና-አልቦ ጅግንነት ኤርትራውያን ።*
*🙏ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏*
Please Eritrean let’s support all Eritreans media like , like, like share , we all are one family thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ህዝብን ተጌዳላይ ኤሪትራና ዘይተበርበረ ታሪኽ የቀንየልና ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ኣስርኩም ❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ። ዝምሰገን ናይ አቦ ና ኣብራሃም በርሀ ታሪኽ ዝገልጾ ደላ ካብ አቦሐጎይ ዝነግረና ነሩ። ዝምሰገን ኤርትራዊ ጅግንነተ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ወዲ መሬት ዮናስ ጽቡቕ ጽፉፍ ፖለቲካዊ ትንተና ክብረት ይሃብካ❤ ብተወሳኺ በዓል ታሪኽ ተጋዳላይ ኣብርሃም በዓል መትከል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣገዳሲ ተዘክሮ ሕሉፍ ታሪኽና❤
❤❤
ዮናስ ሓውና ጽቡቁ መደብ ኢካ ተቅርብ ዘለካ እሞ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ክብሪ ንጀጋኑና ክብርን ሞገስን ንኹልኹም ተጋደልቲ የሕዋትናን አየታትናን❤️🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏👍👍❤️👍
ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ካብ ቡሱል ጥረ ዝተረፍኩም ታሪኽኩም ጅግነንትኩም ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ💪💪💪💪🌵🐪🐪🐪🐪💚❤💙✊✊✊💚❤💙
እንኳዕ ድሓን መጻእኩም ዳሃይኩም ኣይታሓባእ ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏 🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💝
ከምዚ ጌርኩም ነቲ ዝተቀብረ ታሪኽ ኣቦታትና ታሪኽ ጅግንነት ሰንዱልና ገዛ ገዛ እንዳእተኹም ❤ ጅግና ኣቦና ኣብርሃም ብልቢ ነመስግን ❤
Hero
ኣየ ጅግንነት።
ኣናብስ ተጋደልትና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪክ ተጋዳላይ ካብ ብሕሪ ብጭልፋ እዩ ገና እዞም ሓርበኛታት ብሂወት ከለው ታሪክ ክብርበር ኣለዎ ዘሓለፈ መስገደል ዝተሰርሔ ጅግንነት ክስነድ ጽቡቅ ተበግሶ ሒዝክሞ ኣለኩም።❤
ጂግንነት ኤርትራዊ እንክትሰምዖ ሕልሚ እምበር ጋህዲ ኮይኑ ዘይስማዓካ ኣየ ጂግንነት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️✊🏼
የቀንየልና ስለቲ ትገብርዎ ዘልርኩም ውዕሎ ጀጋኑ ኣብ ህዝቢ ንምጻሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👑🌹❤
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊያን ኣብ ቀጻሊ ታሪኻዊ መደባትኩም ቀጽልዎ
❤❤❤🎉🎉🎉ተቀዲሑ ተወዲኡ ጅግነት እዩ ብሓፈሻ ናይ ህዝቢ ኤርትራ❤❤🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Alena mesekere
Sabia Sabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷✊👍👑👑👑👑👑
ጀጋኑ ኤርትርውያን❤❤❤
እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ክቡር ኣያና ተጋዳላይ አብርሃም በርሀ ( ወዲ በርሀ) Thanks EMN 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ መሃሪ ጅግንነት ኣቦታትና ኣያታትና ነዚ ኣብ ስደት ዝጠፍእ ደሎ ወለዶ ዓቢ ጅግንነት ዓቢ ትምህርቲ እዩ ኣጆኹም ሰስኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
Hi deki Erey jigna kubur abona 👑🇪🇷💪🇪🇷❤️💪❤️🇪🇷🙏🙏
Nay behaqe zegrm tarek geganuna kebren mogesen neakum❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Welcome 🇪🇷 Eritrean Eritrean Eritrean God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕🌹🌹🌹👍
Thanks ambsa wide Eritrean great news idmen tianin yihabka Amen God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 😊 👏 ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕💕👍👍👍👍💕💕
ንኹሉ እቲ ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ንናጽነትና ዝኸፈልናዮ መስዋእትን ከቢድ ዋጋን ፡ ኤርትራውያን ብምዃንና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን !! ✨️🙏🐪🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🐪🙏 ✨️
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌹👍🌹
Dad you 're my Hero model.
I' am proud to be your daughter.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
It was great after this all history of the first tank of EPLF, the hero of Eritrea. Thank you so much for sharing ❤️ 🇪🇷♥️❤️🇪🇷♥️♥️🇪🇷❤️❤️🇪🇷
Long live my hero Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ መምዘኒ ዘይርከቦ መስተንክራዊ ታሪኽ 'ዩ 🇪🇷❤️🇪🇷 ታሪኽ ጀጋኑና 🇪🇷❤️🇪🇷ታርኽ ኤርትራና.
መን ይንገር ዝወዓለ /መን የርድእ ዝቐበረ ከም ዝብሃል ታሪኽ ኤረና ብፈጸምቱ ክንገር ከሎ ናይ ብሓቂ ኣብ ውሽጥካ ኣትዩ ስምዒትካ ኣበራቢሩ ሃገራውነትካ ሓፍ የብል. ኣዚኻ ድማ ትሕበን. ስለዚ ጀጋኑና ብህይወት ከለው ታሪኾም ንበርብሮ
ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ!!!!!!
ንዓቕራቢ ናይ'ዚ መደብ ድማ ብጣዕሚ ነስግነካ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ.
ብዕጣሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀሎጽሎ
ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷
Jeganu deki Eri 🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷bitami rezini Tarik u r very talented and smart jigna idmen tinan I’m so proud of you 👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea is unique and it is the land of decency, heroism and hardworking people!!!!
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ ቀጽሉ ኣጆኹም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና ።
ዓወት ንሓፋሽ
ወልደምካኤል ሃይለ መራሒ ብርጌድ’ዩ ነሩ።
What a hero, God bless you ❤🙏🏽🇪🇷
Edmen tienan Yhabkum Gigna Haebena tegadalay❤❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙💙💙💙💙
በስመአም አበይ ኔሩ እዚ ኩሉ ዓወትትትትትት❤❤❤❤❤ አብሽር ሻዕብያ
Our Heroes EDF Leaders Jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet kibur Mennet Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷❤❤ jeganu abotatna 🇪🇷🇪🇷 edmen tenan yhbkum fetari,entay zbele futhurat ikum nerkum ygermeka,
ኤርትራዊ ሙኻንካ መመሊሱ ዘሕብነካ ታሪኽ ፡ ህዝባዊ ግንባር እዚ ኩሉ ጅግንነት ስውሪሑ ኮሎ እታ ሓንቲ ጸገሙ ግን ክዛረብ ክምካሕ ዘይምኽኣሉ እዩ ፡ ሎሚ ግን እዚ ዝተቐየረ ይመስል ጀጋኑና ዋላ ዳኣ ብዙሓት ኣይኹኑ'ምበር ሓደ ክልተ ከምዚ ጌሮም ታሪኾምን ታሪኽ ብጾቶም ከዘንትዉ ምጅማሮም ዝንኣድ እዩ ፡ ኣዳለውቲ እዛ ሚድያ ድማ ኣጆኹም በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኢና ።
ከም ሪኢቶ ድማ ሓደ ሓደ ግዜ ነዚ ሪኮርድ ብምልክዕ Live ኣሕልፍዎ'ሞ ንሕና ድማ ዓቕምና ናይ ሻሂ ክንሰደልኩም። ኤርትራ ትዓንብብ ❤
ታሪኽ ጅግንነት ሰውራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አቤት ታሪክ ህዝበይ ክረዝን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazingly Eritrean hero fighters history
Long live our Eritrean defens forces 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷..MY COUNTRY....
ሰላም ክቡር ብጻይ እቲ ብድሕሪኡ ዝሰዓበ ኩሉ ክትዝርዝሮ ተስፋ ይገብር የቐንየልና ።
ናይ ብሓቂ ማራኪ ታሪኽ ዘይድገም ጅግንነት
Bedankt
ንዝገበርኩምልና ደገፍ ብጣዕሚ ነመስግን ኢብራሂም።
❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍
ጽብቅ ታሪክ ንወለዶ ደቅና ክበርት ይሃብካ ጅግና ብጻይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aye sire Aye Hamot shaebiya malet Anbesa Wedekoy ❤
ወዲ በርሄ ጅግና የቀንየልና 🇪🇷❤️💪🏾🇪🇷👍 ዉዕሎ ታሪክ ጀጋኑ ብሞዝንታዉካ!
Welcome deki ere❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዮናስ ሓውና ብተቕርበልና ዘለኻ ተኸታታሊ እቲ መወዳድርቲ አልቦ ጀጋኑና የቐንየልና ክብረት ይሃበልና። ❤❤❤
ዋውውውውውውውውውውው
አሪትራዊ አምኒ ዓረ ኮ ክዉሕዶ እዚ ህዝብናስ ነዚ ዘየስተማቕራ ኣእዛን ምስምንታይ ይቁጸራ ገድሊ እረይ ኮ ንዓለም ዘርዓደ ዩ ብዘይ ቀልዓለም ርእሲ ንዘለዎ
ኣነስ እዚ ታሪኽና ክዋራረስ ደስ እናበለኒ
ግን ምስጥርና ከይልቁሁ ድማ ብቀት ይሕዘኒ ከማይ ዶ ትህልዉ
ተወሳኪ ዲማ ኣነ ኣብቲ ጊዜ ተዝጋደል ሙሩኽ ዝብሃል ኣይ መምጻኩን
መቃልብቲ ኣቃቢጸዮም ጥራይ ማተኩ
ክክክክክክ
ክርቢትሲ ካብ ከብዲ ኣዲኣ ወጺኣስ ጎኒ ኣዲኣ ተቃጽል ይብሃል ኤሪትራኢ ዲማ ንጸላኢ ብንብረቶም ጊሒፍዎም ብምንታይ ክግለጽ ታሪኽና ቃላት የብልናን ንዕኡ ዝገልጽ
ደስ ዝብል ክቡር ዘሓብን ክድገም ይኽእል ኢዩ ኢልካ ዘይትጽበዮ ታሪኽ ።ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Hezbawi gembar jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪
abet jgnnet ade welida❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ሻዕብያ ብርእሲ ሻዕብያ ብጅግንነት ዛስዋይ ንሕበነልኩም❤❤❤❤❤❤❤
We are proud of you our HERO father!!🇪🇷💙🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
እንቛዕ ብዳሓን መጻእካ ጅግና።
God blesses you Eritrean heroic thank you❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✊👑 ሻዕብያ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዘይድገም ወድብ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍
ጀጋኑና ኩርዓት ሓበና ንበሩልና ክበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷💖🇪🇷✊🇪🇷👍🇪🇷🐢🇪🇷🐪🇪🇷🐝🇪🇷
ክትሰምዖ ዘይምኖ ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራ።🙏👍🎉❤✌🇪🇷✌🇪🇷
ሰላም ኣምላኽ ንዓካትኩም ይኩን ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣታ ተጋደልትስ ዶ እምበርዶ ሰብ እዮም ፧ኣታ እዚኣቶም ዶ ይርስዑ ነቶም ዝተሰው ጎይታ የሱስ ብሰላም ዕረፉ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኩም ።
💯🙌🙏🇪🇷👆💪🏿🕛
💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕛
Amazing conversation 👌🏻 thank you deki RIM
ኢትዮዸያዉያን: ከዚ: ብትማሩ: ይሻላቸሁል: የባሰ: እንዳይመጣባቸሁ: ሰላም: አዉርዱ: ከጉረቤቶቻቸዉ: አለዛ: መንደላይ: ምላሱን: ከዘረጋ: አዲሰ: አባ: የተወለድኩባት: 4 ኪሎ: ይገባል: ነግሪያለሁ: አሰብ:አሰብ: አትበሉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ጅጋኑና ናይ ባሓቂ ዓቢ ታሪኺ ❤🎉
ተው እንጂ....አለቃህ ኢሳያስ በባድሜ ጦርነት ጊዜ እንዴት መለስ ዜናዊ እግር ስር ወድቆ እንደለመነው እና የአልጀርሱን ስምምነት እንደፈረመ እረሳኸው
😄😄😄True 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😄😄😄
ብዛዕባ ጅግንነት ጥርጥር የብለይን።ዘደንጹ ዘይድገም ታሪኽ ዩ፡ንምስናድ ግን ያላ ጉያ የድልይ ኣሎ።ዮኒ ሓወይ ንስኻ ውን ጅግና ሰናዲ ኢኻ 🎉
Selam...deki..erey..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey..
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Edmen Tienan yhabka kbur jigna hawey , bzuh nemesgn zeynfelto kea felitna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
Waw amazing to tell this wonderful history.You sacrifice all of you for us to live in peace I wish for Eritrean people and our neighbours and the world a peaceful world war is only loss but sometimes you are forced to defend yourself.
Wawww…..👍 jeganuna…..❤🌹❤
GBU..🙏🙏🙏
Akika Tarike sehritete hlenamesekere jeganu
Ajatatena betarikumo
Nikoreye🇪🇷👑🙏✊👍💐💐💐💐💐💐💐