Jstudio መን'ዩ ከዳዕ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 янв 2025

Комментарии • 160

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 4 года назад +18

    ብታዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
    ዘይተነግረ እንበሪ ዘይተገብረ ስ የለን።
    ተኽላይ ዓደን ዘይምፍላት ሕሱም።
    እዚ ሰብ እዚ ኣብ ሜዳ ከም ዓቢ ከዳዕ እዩ ዝዝንተወሉ ኣንታ ተራኺ ዒቢ ክበሪ ይግባኣካ ከማኻ ይብዝሑ ክቡር ብጻይ ሃብትኣብ።
    J studio ድማ ዓቢ ክብሪ ይግብኣኩም።ስለ እቲ ሕቡእ ታሪኽ ምፍታሽኩም።

  • @FT--tl2yn
    @FT--tl2yn 4 года назад +28

    ታሪኽ ሂወት ተኽለ ዓደን አቅርበልና

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 4 года назад +16

    ክብረት ይሃብካ ዮሴፍ:
    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ::

  • @hakiyser403
    @hakiyser403 4 года назад +4

    Thanks Josi please we need more about teklay aden story thanks again

  • @essayasberhane7698
    @essayasberhane7698 4 года назад +5

    ተክላይ ዓደን አብ አዲስ አበባ ንቡዙሐት ኤርትራዊያን ጹቡቅ ዝገበረ ተባዕ ጅግና እዩ።

  • @awetyosief2605
    @awetyosief2605 4 года назад +6

    Thanks 🙏 josi we will remember our heros forever!

  • @bisratweldertsion3775
    @bisratweldertsion3775 4 года назад +10

    1983 ወይ ድማ 1984 ክኸውን ይኽእል እዩ ትዝ ይብለኒ፡ ኣብቲ ወልደዝጊ ስሙ ገኒኑሉ ዝነበረ ግዘ ፡ ኣኮይ ሕንሳስ ልደት ገዛ ሓድሽ መርዓዊ ከሎ ተገፊፉ ንገድሊ ምስ ትወሰደ ክዕለም ፍቃደኛ ሰለ ዘይ ነበረ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተኣሲሩ ፡ ኣብዚ ዝጠቅስኩዎ ዓመተ ምሕርት ምስ ብጻዩ ሃዲሙ ንከሰላ ሱዳን ካንቸሎኖ ተኮሕኪሑ ከፋቲት ማዕጾ ባዕለይ ናይ ሹዑ ንእሽቶ ቆልዓ ናይ ሕጂ ኣደ ኣነ ብምንባረይ ፡ ናሽዑ ጥብላሕታ ናይ ኣደይን ሕቱነይን ኣቀባብላ ንእሽቶይ ሓወን ሕጂ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ፡ ብዛዕባ ሓላዋ ሰውራ ከመይ ገሮም ከም ዝሃደሙ ከዕልሉ ይዝከረኒ ።

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 4 года назад +7

    Thank you js
    ጉዶም ኣውሳኣዮ አዞም ሀፋቱ በጃ አዞም ንሱሃት ይደፉኡ።

    • @naliru6096
      @naliru6096 7 месяцев назад

      ትግርኛ ተመሃር

  • @raheltewelde847
    @raheltewelde847 4 года назад +18

    ሰላም ሰላም ዬሴፍ
    አጆኽ ምሳኻ አለኹ👍❤️🇪🇷🇪🇷
    አጋልጾም ደአ እቲ ሐቂ ይውጻእ
    ብሩኽ መዓልቲ👍🙏

  • @tesfuwedieri3478
    @tesfuwedieri3478 4 года назад +11

    ጆሲ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ።ነዚታሪኽ ብትብዓት ምግላጽካ??

  • @mekonenmehari193
    @mekonenmehari193 4 года назад +23

    ተመን አብ ሳሕል ይግብል አሎ አስመራ ምስ አተወ ክበልዐኩምዮ ዝበለ ኡሙን ሐቀኛ ኔሩ ሰማዒ አይረኸበን

    • @yordanoskidane5394
      @yordanoskidane5394 4 года назад +1

      ሞኬ ሀወይ.....hji koyne kihasbo koleku
      Semaei do sienu tblo ?
      Abotatna Sean aflto ykonu
      Nahji dea gedede nasemaena.....nareana
      Hzbna xenitu.

  • @thomasmichael7796
    @thomasmichael7796 4 года назад +14

    ተኽላይ ዓደን ሓቂ ዳሕዲሕዎ እዩ ምክንያቱ ሕልንኡ ድቃስ ስለዝክለኦ: ኢሰያስ ቀታሊና እዩ::

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes9990 2 месяца назад

    ጆሲ ነጎዳ ድምጹ Well done 👏.

  • @fiametayohannes3820
    @fiametayohannes3820 4 года назад +2

    Bravo Habteab, Thank You Josef, we are proud of you.

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 2 года назад +1

    ትኽላይ ዓደይ ተባዕ ወዲ ምድረ ባሕር

  • @ghbarwedihzbi5726
    @ghbarwedihzbi5726 4 года назад +16

    ጆሲ ተባዕ ኤርትራዊ ቀጽሎ

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 4 года назад

    J studio ብጣዕሚ ጹቡቕ መድበ
    ብፍላይ ጆሲ ጹቡቕ ኣቃራርባን
    ኣታኣላልያን

  • @selebabrhane3956
    @selebabrhane3956 4 года назад +1

    ጆሲ ኣምበሳው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፋኣት ናይዞም ሰጣውንቲ ዝጠቐስካዮም ንጉሆ ንጉሆ ከተቃልዕ። ናይባሓቂ ከብድኻ ዝበልዕ ተሪኽ!!!

  • @pacKing-wj8sw
    @pacKing-wj8sw 4 года назад +7

    Jstudio ሰላም ንዓኻ ምስ ምስርሕተካ ፈጣሪ ስድተና ይሕስርለና ples ples ples ኤባ ንኣይ ዊንታ ኣብርሃ ኣምጻለና ብዞም ጭሕካናት ሃግደፍ ዝጥፈት 🥰🥰🥰😍😍😘👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @degenbrehane8201
      @degenbrehane8201 4 года назад +1

      Sorry hawey natey shim abo tegagika da keytikewun Winta Abera eya mesleni tezey tegagye 🙏🙏🙏

  • @amanmichael7352
    @amanmichael7352 4 года назад +4

    well done brother

  • @weldebrukhadgu2248
    @weldebrukhadgu2248 4 года назад +2

    Thank you josi

  • @harnetfthi9891
    @harnetfthi9891 4 года назад +8

    በትምርቲ ሙስየ ተስፋንኬል አወ ክብሃል. ንዓይ ete ቀተልካኔ ን ስነ ሓሳበይ ግን ዘበት ኣይክትክትሎን ኤኻ

  • @simontekali2738
    @simontekali2738 4 года назад +6

    Josy What I astonished about you is “ You are always use perfect Words” "ኣያይ". I wish if I could bring back the Life of These Legends to life again!!

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 года назад +1

    Josi ajokha brother it's your godly right to expose the dirty history as much as its our Godly right to listen and make our judgment..those who oppose history are those who want to deny our human existence and learn from our mistakes..

  • @meharitesfamriam9010
    @meharitesfamriam9010 4 года назад +2

    Welcome 🙏 josi

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 года назад +2

    ኣሜን ሓውልቲ ይሰርሓሎም ናይ ፑሽኪን ጉሒፍና ናታቶም ክትከል ኣሎዎ።

  • @WediFares-jf2cm
    @WediFares-jf2cm 8 месяцев назад +1

    ጅግና ተክላይ ዓደን ሕጹብ ምዓንጣ ዋላ ሞት ድንብርጽ ዘይብሎ ታሪኩ ሻዕብያ ክቀብሮ ሓሲቦ ግን ኣይኮነሎምን🫡🫡💪💪💪✌️✌️

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 4 года назад

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ መደብ ጆሲ ሓው

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos25 4 года назад +8

    ሂትለር ወዲ ኦስትሪያ አሰያስ ወዲ ትግራይ

  • @MedheneBelay
    @MedheneBelay 4 года назад +10

    ኣብዚ ዎሎዶ ዚውን. ቡዙሐት . ከዳአት. ሓደምቶ.ተሓባበርቲ. ወዘተ.ዳተባሕሎ .ኣአብ ኣሐዱና ዝተረሸኑ ቡዙሐት ..ኢዮም ።
    ንሕና ግን ኣይተሰቖረናን.

  • @sgh3134
    @sgh3134 4 года назад +2

    Your are hero go ahead with such hidden secrets of the dectater , viva jstudio

  • @asmeraeritrea740
    @asmeraeritrea740 4 года назад

    Great job Jossi !!!

  • @fuhf1923
    @fuhf1923 4 года назад +7

    ሰላም የሴፍ እዚ ወዲ በራድ አነ ከምዝፈልጦ ክሳብ ሎሚ ሐደ እካ ናይ ትግራይ ወለዶ ዘለዋ ዝተቐንጰለ ወይ ተአሲሩ ዘሎን የልን: እዚ ሰብ እዚ ንዓይ ኤርትራዊ ከጵንት ከምዝመጰ ስብዩ::

  • @ንኤርትራዊእዚኣይግብኦን

    ብጻይ ዝብሎ መን ኢዩ ?
    " እቲ ብጥይት ጸላኢ ብቕድሚኡ ዝህረም'ዶ ወይስ እቲ ብቓጻ ተትሓርዩ ብድሕሪት ብሓዉ ዝርሸን " ቓል ክቡር ከም ነሓስ ወናኒ ብሉጽ ኣእምሮን ተቓላሳይ ወዲ መርየት ጅግና ጎይትኦም በርሀ(ብጻይ) ታሪኹ ብሃንቐዉታ ክጽበ ኢየ ጆሲ ኣምበሳው ፡ ሓቂ ዝፈልጥንን ንስለ ሓቂ ዝማጎትን ወናኒ ብሉጽ ኣእምሮ ኣብቲ ዉድብ ከም ቐንዲ ጸላኢ ይቑጸረሉ ብምንባሩን ጅግና ጎይትኦም ብሰለሙን ወልደማርያም ደንቖሮ ብሽም የሚን ተደናጋጺ ኢልካ እንዳ ኣጠመቕካ ሽሞም ጠቒኑ ኣብ ልዕሊኡ ዝፈጸሞ ግፍዒ ፍጹም ነቲ ግሩም መልክዑ ዝደወነን ከም ከልቢ ኣሲሩ እንዳ ኣዘረ ኣብ ጋንታታት ተጋግየ ኢልካ ተናሳሕ እንዳ በለ ፍጹም ትሕቲ ባይታ ብዘዉርድ ክብረት ብዘይብሉ ኣገባብ ነቲ ናይ ሽዑ ተቐላሳይ ጎቦዝ መንእሰይ ራዕዲ ንምሕዳር ኣብቲ እዋኑ ዝረኣይዎ ተጋደልቲ ናይ ሽዑ ምስክሮም ሂቦም ኢዮም፡ በጃኻ ታሪኽ ሂወቱ ኣቕርበልና ታሪኽ ናይዞም ዝሓቐቑ እንከንብብ ንብዓተይ ከም ዉሕጅ ይዛሪ ቕድሚ ክንደይ ዓመት እዚ ክትብሎ ዝጸናሕካ ጽቡቕ ትምኒት ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ክሓድረኒ ጀሚሩ እዚ'ካ ክወሕዶም ነዞም ጀጋኑ ኣማዉትኦም እንክሰምዕ እታ ረዛን ሂወቶም ዝተሰሓገቶ ስቓይ ኣብ ቕድሚ ዓይነይ ይስእሎ እሞ ንብዓተይ ምቑጽጻር ይኣብየኒ ድቓስ ዝስእነሉ እዋናት ነሩ ብዘይ ምግናን በቲ ናይ ሽዑ ግዜ ከምዚ ናይ ሕጂ እዋን ናይ የሕዋትና ዕድመ ዝዉንኑ ክኾኑ ከለዉ በዚ ናይ ሎሚ ኣያታትና ዝኾኑ ናይ በሓቒ ደቒ-መርየት ጥራይ ዘይኮኑ ጀጋኑን በላሕትን ስእሎም ብሓወልቲ ሃኒጽና ታሪኾም ብመጻሓፍቲ ክንስንዶ ቤት ትምህርትታት ብሽሞም ክንሰርሓሎምን ኢና ንሕና ጥራይ ነንሕድሕድና ንሕበር፡ንፋቐር፡ ሰላም ንብሃግ ካብዚ ንላዕሊ ንጸላኢና ዝብትኖ ሓይልን ስዕረትን የለን። ኢሰያስ ኣርዮስ ሽሙ ጥራይ ዘይኮነ ሒዙ ክኸይድ ኢሰያስ ዝበሃል ስም ከማን ክዉገዝ ኣለዎ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ። ኣብ ህዝብና ዘዉረዶ ግፍዒ መጻሕፍቲ ሓቲምካ ኣይዉዳእን። ንቡር ኣሞዉታ ክመዉት የብሉን ኣብ ቕድሚ ህዝቢ ከም ጉዚ ኩቖራረጽ ኣለዎ ኢሰያሳዉነት ኣተሓሳስባ ሽዑ ኢዩ ዘኽትም፡ እቶም ተረፍ መረፍ ሽዑ ኢዮም ዝጸርዮ። ተኽላይ ዓደን ኢዱ ምስ ሃብ ብሪድዮ ኢትዮጵያ ብቐጠታ ነዚ ጉዳም ስማዕ መልእኽቲ የመሓላልፍ እካ እንተነበረ፡ ኢሰያስ ተምን ግን ነቲ ዉጹዕ ተጋዳላይ ኩሉ ዝሕብኦ ነዚ ኣረሚን ተግባራቶም ንኸይሰምዕ ብዉድብ ደረጃ ናይ ባህሊ መደብ ተኣዊጁ ተጋዳላይ ከም ዝዘናጋዕ ተገይሩ። ገረግር ሳሕልን ሩባታት ዓራግን ትንፋስ ኣያታትና ሕጊግ ኢላ ትሰሓገሉ ደሞም ከም ሩባ ይዛርየሉ እቶም ፋሽሽታዉያን ሓለፍቲ ኸኣ ሽዑ ይዓብዱን ባህሊ የጻዉቱን ሰብ ንኸይፈልጦም። በጋሚንዶታት። ደምካ ኢዩ ዘፍልሕ።

  • @natsennetnagasi9115
    @natsennetnagasi9115 4 года назад +2

    Josi hawna enqua tefeterka nezi kulu zesdemem tarik temehalalefelna zeleka egziabehier berech yebelka🙏

  • @harnetfthi9891
    @harnetfthi9891 4 года назад +6

    3000 ምሁራት ይቀቡ ኤንበር ይሃልቁ ዶ. ወዲ ብዳማ ንዓኻ ክትወልደልና ዶ ኣዴኻ ሓሜማ. ሓደ ጅግና ድፍአአ ዘብል senka ኤረይ ኣይወለደትን ኣሕሕሕ

    • @amlakmaharenibetilwuhatka6832
      @amlakmaharenibetilwuhatka6832 4 года назад

      ሎሚ ለቢምና መን ሓዉና መን ከ ጸላኢና ኣረጋጊጽና ፈሊጥና ኢና። ታሪኽ ገና ተፋሒሩ ክወጽእ ኢዩ። ንስኻ ንመን ክንደይን ከም ዝቀተልካ ዉን ክመጽእ ኢዩ። ሕጂ ግና ታራኻ ኢዩ ፡ ባዕልኻ ንነብስኻ መት ክትፈርዳ ኢኻ።
      ፈራስ ሓንጎልን ፡ በጋሚዶን ዘጥፋእኩሞም ጀጋኑን ፡ ሊቁንትን እንዳ ኣግሃየናን ነዞም መሊቆም ዝዓንበቡ ከኣ ክጥቅንጥብ ደሊካ ፡ ኣድራሻካ ስደደልይ ንዓኻ ክቅንጽለካ።

    • @semharteamrat1148
      @semharteamrat1148 4 года назад

      Teklay Aden jignan belihn eyu ab zamnelu ka zgebr eyu

  • @Natuya.yemane9295
    @Natuya.yemane9295 4 года назад

    Dem wuxaat konto ayfesisin mealtu haliyu kulu gud kiwexie eyu well j studio amlak msakum ykun 🙏

  • @ወዲ78ኣስመራ
    @ወዲ78ኣስመራ 4 года назад +3

    Well done

  • @barihadhanom4527
    @barihadhanom4527 4 года назад

    ሰላም፡ኣዳለውቲ Jstudio እንቋዕ ብድሓን መጻኹ፡
    ጆሲ ኩቡር ሓው ናይ ወትሩ ጽቡቅን ጽፉፍ ስራሕ ኣጀኻ ፡ንጻሓፍቲ ክኣ ብርዕኹም ይሰስን ይብል ናይ ወትሩ ተኻታታሊኹም።

  • @ብረህዩተስፉና
    @ብረህዩተስፉና 4 года назад

    ጆሲ ናይ ብሓቂ መግለጺ ስኢነልካ

  • @letsgo4323
    @letsgo4323 4 года назад +1

    ተኽስተ ዓደን ኣበይ ተቐቲሉ
    Dehar

    • @danielwoldu8263
      @danielwoldu8263 2 месяца назад

      ተኽላይ ዓደን ብሻዕብያ አይተቐትለን ንቡር ሕማም ሐሚሙ አብ ሀገረ ሆላንድ 2001 ዓሪፍ

  • @yd6866
    @yd6866 4 года назад

    J ንሕና ሕጂው ነዚ ሰሚዕና ሐደ ክንከወን ክንሐብር ዘይ ምክአልና አብ ውሽጥና ካባና ዝበዝሑ ተኳሉ አለው አለሊ አብ ጎንኩም ዘለዉ

  • @shamhabtu4919
    @shamhabtu4919 4 года назад

    Merci beaucoup Bro

  • @habtomkahsay6930
    @habtomkahsay6930 4 года назад

    ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚብክትድነቕ ዝግብኣኻ ሂወትካ ወፊኻ ታሪኽና ትነግረና ዘለኻ ኣምላክ ዓወት ይምነየልካ!

  • @robeltewelde9705
    @robeltewelde9705 4 года назад +1

    Beteweded Abraha resikayo kedamay hero

  • @wediakeleguzay4651
    @wediakeleguzay4651 2 года назад

    ተክላይ ዓደን ኣቀዲሙ ዝነቅሐ ጅግና

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 2 месяца назад

    ክንሪኦ ዲና አ

  • @ዓባይሽባኻ
    @ዓባይሽባኻ Год назад

    ንተኽላይ ዓደን ጅግና ዩ ብሓቒ እቲ ዘገርም ግን ክሳብ ሕጂ ከዳዕ ይብልዎ እዞም እንዳ ፋፋ ሩኹሳት ዝኮኑ ህዝቢ

  • @tesfayarays5390
    @tesfayarays5390 4 года назад

    ሰላም ጆሲ ስላምን ጥዕናን ከሙኡ ውን ዓወት አብ ስራካ እናተመነኩ ናይ ሎሚ ርኢቶይ በዚ ሰፍ ዘይብል ታሪክ ንህዝቢ ተቅርቦ ዘለካ ካብ ልበይ እናተሐጎስኩ ተወሳኪት መሃሪትን ነዚ ተቅርቦ ዘለካ መራጎድትን ክትኮውን ትልሚ ዘርኢ ክርዳድ ውን እንተተቅርበልና ጽቡቅ ምስኮነ ነሩ።

  • @bisratweldertsion3775
    @bisratweldertsion3775 4 года назад +1

    ጀጋኑ J ስትድዮ ቀጽልዎ

  • @alazarmichael5973
    @alazarmichael5973 4 года назад +4

    ኣቱም ሰባይ እዚ ሰብ ኣይኮነን ዝብኢ ከማን ከምዚ ገሩ ዩእዱግ ኣይ በልዕን እዩ

  • @ወዲመምህር-ጸ6ጰ
    @ወዲመምህር-ጸ6ጰ 4 года назад +8

    ልዕሊ ተክለ ዓደን ጂግና ኤርትራዊ የለን

    • @ወዲ78ኣስመራ
      @ወዲ78ኣስመራ 4 года назад

      ንተኽለ ዓደን ንስውራ ኤርትራ ምግዳፍ ቁኑዕ ምርጫ ወሲዱ ምበልኩ፡ኣንጻር ሰውራ ኤርትራ ምስ ደርጊ ኮይኑ ምውጋኡ ግን ሕማቅ ታሪኽ ምበልኩ ምስ ኣኽብሮት።

    • @semharteamrat1148
      @semharteamrat1148 4 года назад

      Nay bahaki jignan eyu

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 4 года назад +3

    ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ብዓይንና ርኢና ኣብ ሰውነት ስድራና በሰላ እናረኣና ዓቢና ኣብ መናድቅ ቤትና ምስክር ጅግንነት ናይ የሕዋትና እናረኣና ዓቢና ህዝባዊ ግንባር ጽቡቁን ሕማቁን ተተዘርበ ኦሮማይ ኣብ ኣብ ደምና ኣትዩ እዩ ኢሰያስ ከኣ ኣካል ናይዚ ውድብ እዩ ስጋ እንተወደቀት'ሲ ሓመድ ሒዛ ትትስእ ።

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 года назад +1

    Tekle ma hero eritreawi forever

  • @rgatangheso2927
    @rgatangheso2927 4 года назад +2

    Yes
    💯

  • @yhaishmebrahtu9933
    @yhaishmebrahtu9933 4 года назад

    ጆሲ መስፉን ሓጎሲ ናይ ሓለዋሳዊራ ምስጥር ይፍልጥ አዩ አታይ ኮኑ ዘይ ዛርብ ሓቀኛ ተኮኑ።

  • @yosiefgebreyesus9501
    @yosiefgebreyesus9501 4 года назад

    Good job

  • @tesfaluulmichael9222
    @tesfaluulmichael9222 4 года назад

    ዘሕዝን ታሪኽ ።

  • @merebrivermereb9307
    @merebrivermereb9307 4 года назад +2

    ተክላይ ጂግና

  • @soccereditz124
    @soccereditz124 4 года назад +3

    ጆሲ ጽቡቕ ጌርካ ደኣ ንፈዮም እዞም እራይ ምራይ ፍጮ ታሪኽ። ኣነ ዘሕዝነኒ ታሪኽ ጀጋኑና ብዞም በላዕቲ ሰብ ምሽፋኑ ኢዩ።

  • @merihwuldey6468
    @merihwuldey6468 4 года назад +1

    ጽቡቅ መደብ እዩ፡
    የግዳ ከምቲ ዝበልካዮ ኢሰያስ፡ፍሊፖስ ፡የማነ ወዘተ ዝብል ኣስማት ካብ ዞም ንጸላኦም ጸላእቲ ህዝብና ኢልና ዘቀመጥናዮም ሰባት ኣይኮነን ዝጅምር።
    እቲ ኣስማት ሲ ኩቡር ናይ እምነትና ኣስማት እዩ ሞ በዚኦም ዝራኸስ ኣይኮነን።

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 4 года назад +2

    ትክክል

  • @goytomtewelde6749
    @goytomtewelde6749 4 года назад

    ጆሲ ሓውና ኣጆካ በርትዕ

  • @yhaishmebrahtu9933
    @yhaishmebrahtu9933 4 года назад

    ኣጆና ኢሲከ

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 4 года назад +7

    እዚ ትህቦ ዘለኻ ታሪኽ ንሰማዒ መፈጠርካ ዘጽልእ እሞኸደኣ እንታይ ኢዩ ወርዱና ዘሎ ሰሚዕና ከምዘይሰማዕና ርእስና ኣድኒና እታ ሴፍ ዲክታተር ኣባይ ኣይትብጻሕ ናይ ካሎኦት ኣይግድሰንን ኢዩ ኢልናዲና መሲሉናምበር ኣብ ዓለም መን ከምዝነበረ ንዘለኣለም ክትነብር

  • @David-im7bp
    @David-im7bp 4 года назад

    ጆሲ ሓውና በዚ ተቅርቦ ብጣዕሚ እና ነመስግን ክብረት ድማ ይሃበልና ብሓፈሻ ኣባላት Jstudio ብጣዕሚ እና ነመስግነኩም በዚ ተቅርብዎ ዘለኩም ምስጥራት ህግ ሻዕብያ

  • @knowlife5349
    @knowlife5349 4 года назад +4

    ዕድመን ጥዕናን ንኣባላትን መሪሓቲ ቡሩህ መጻኢ ኤርትራ ፡ሰብ ሰብ ከም ዝጨኑን ናይ ሰባት ሓሳባት ክሓስብ ዝገበርኩምኒ ፡የቐንልና ። እወ ሓወልቲ ክንሰርሓሎም ኢና ። እስያስ ፡ፍልፖስ ፡ ውጩ ፡ኢብራሂም፡ሮማዳን ....ወዘተ መይቶም ከለው ላምባ ክንደፍኣሎም ኢና። ምሁርን ለባምን ሃብታኣብ የማነ የቐንልና ❤️ ቐጽሎ ...

  • @Progressive2468
    @Progressive2468 4 года назад

    Abraha kasa, Simon gebredngl ke

  • @muluegebrehiwt936
    @muluegebrehiwt936 4 года назад

    Jstudo kulu tkrbo btami znad eyu kemu gerka terk ebotatna ekrblna

  • @deregeabay4735
    @deregeabay4735 4 года назад

    You don’t want to listen when Tekle aden speaks about isayas afewerki also,!!!!!!peace

  • @hagosgebremedihin5969
    @hagosgebremedihin5969 4 года назад +6

    john of the brain ሓሊፉ ታሪኽ ሰሪሑ jossi of the brain ተኪኡ ። ኣጀና ኣጀኹም ተስፋ ኣለዋ ዛሃገር ነገር ክጋላበጥ እዩ ።

  • @ኣንጎሶም
    @ኣንጎሶም 4 года назад +7

    እዚ ተንኮለኛ ስርዓት ህግደፍ ብዙሕ ኣጀናዳ እኻ እንተ ሃለዎ ። ሳላኩም ግን ጆሲ ኩሉ ዉሽጡን ድጊኢኡን ፈሊጥናዮ ።

    • @sebmekseb4343
      @sebmekseb4343 4 года назад

      Ja, tsubuq aleka arku gn josi wn kiniamno yeblnan ms gze eyu kulu zimzen

  • @hagasha4234
    @hagasha4234 4 года назад +6

    This is only bring a trauma, it boils blood of every Eritrean, we had enough of it ,We couldn't be ourselves that means we are speechless the horrific of Victims anyway it will make no difference right now announced it instead of it we must seek for the solution unless the world is full of darkness it like the fittest survive!!!!

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 4 года назад +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👍👍👍

  • @FretaAsmelash
    @FretaAsmelash 4 месяца назад

    Aegeka..aegaluxem

  • @yorsamore
    @yorsamore 4 года назад +1

    ሸፍቱ ሳሕል ዳኣ ካብ እንታይ ገሮም ካብ ምባል!? እንታይ ዘይተገብረ ምግላጽ ይቀልል ጆሲ ዓርክይ!🙈🙈🙈

  • @ኣነኮ-ቨ1ዘ
    @ኣነኮ-ቨ1ዘ 4 года назад +7

    እዚ ኣርእስቲ ጥራይ ርኢኻ ምስ ባህሪ ሓለፍቲ ህግሓኤ ደሚርካ ከድዓት ተባሂሎም ዝጽውዑ ከም ተኽለ ዓደን ወድ ስዩምን ብዙሓት ካልኦት ጀጋኑ ኤርትራውያን ከደዓት ዘይኮኑ ኣቀዲሞም ንኢሳያስን ሕልሙን ዝተረድኦም ጀጋኑ እዮም ። ታሪኽ ድማ መዓልቲ ኣለዎ።

  • @amanbb
    @amanbb 4 года назад +1

    ስለምንታይ ዶክተር ኢዮብ ዘይነገርካሉ

  • @MedheneBelay
    @MedheneBelay 4 года назад +1

    ሕጂ ዘድልየና ዘሎ ከመይ ገርና ንጥርነፍን. ሐደ. ንከውንን ኢዩ ። ሐደ ክንከውን ከቢድ እኻ እንተኮነ ግን . ኣብቲ መሰረታዊ ነጥቢ ክንሳምምዕ ተደይ ኪኢልና . ብላሺ ክንከውን ኢና . ኑሱ ኻኣ . ንሓውና ከም ነብስና ንፍቑሮ ሞ. ፍትሓን. ዲሞክራስን ኣብ ሓገርና ዘይ.ክነስ ኣብ ማኣልታዊ ሒወትን ተደይተላማሚድናዮ. ኣብ ሐገርና ምንም ሎውጽልጢ ከነምጽእ ኣይንክእልን ኢና. እመኑኒ ካሓዱኒ ... that is I believe

  • @abrahamtsegay6471
    @abrahamtsegay6471 4 года назад +2

    Ertra bzuh waga hatita 🤔

  • @francescogardelli9745
    @francescogardelli9745 4 года назад +1

    It is ok

  • @tsegakelati7730
    @tsegakelati7730 4 года назад +2

    እዛ ሕጂ ብትግራይ ጌረ ሓራ ከውጽኣኩም እየ ትብል ዘላ ኣረጊት መስፍን ሓጎስ ክንደይ መንእሰይ ቀቲላ እያ ኢሎማ ኣነ ዝኮነ ካብዞም ኣረገውቲ ኣዛብእ ሻዕብያ ክመርሓኒ ኣይደልን እየ

    • @kbrabandu6153
      @kbrabandu6153 4 года назад

      ኣይትጋገ መስፍን ሓጎስ ኢድ ዝባሃል ኣይነበሮን ፡፡ ተጋድላይ እዩ ምስ ኢሰያስ ካ ኣብ መወዳታ 79 ተራኪቦም ስለዚ ሰብ ከምኡ ኢልኒ ኢልካ ኣትበል መስፉን ሓጎስ ካ ጸቂጥካ ዝረአ ሰብ ኣይኮነን ትምህርቲ ብዝሕ የብሉን ፡፡ ኢሰያስ ዝኣምነሎም ንተወልደ ኢዮብ ፡መስፉን ። ቀንዲ ተወልደ ኢዮብ ጥብቅ ዝምድና ስለ ዝነበሮም ክቀትሎ ኢልካ ኣሕሰብን እዩ ከምእውን መስፉን ሓጎስ ከም ከዳዕ ኢልካ ክትሕስቦ ከብድ እዩ ፡ ብዝኮነ 03 ኢዮም ሰብ ዝቀትሉ ነሮም ። ካብዞም ሓለፍቲ ኣፍልጦ ዝበሃል የብለምን ።

  • @wedikeshi9502
    @wedikeshi9502 4 года назад +1

    Hzbi Eritrea gebel zeykone yebiu ganen b hiwetu u hizu atiu. Gena bhji kalie knsemi eina. Adalewti medeb Jstudio btaemi nemesgn, gda nbskum halwu ganen ganen mqanu ayterfon u

  • @meracolorado
    @meracolorado 4 года назад +2

    RIP... ህግደፍ,,,,,
    ካብቱ ሕሱም ጭካንኦም 't
    ረሳሕ ታሪኾም ይከፍእ....

  • @senumebrhatu1745
    @senumebrhatu1745 4 года назад +1

    😭😭😭😭😭

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 Год назад

    ቀንድን ዑሉል ከዳዕን እምበር ። ገለ ገለ እዋን ከአ ሰኺሩን ፈሪሑን ዘረባታትን ታህዲዳትን ሓበሬታ ናይ ጸላኢ/ደርግ ይብትን ኔሩ እኸውን ፈቐዶ ባራት ባቢሎንን ፈቐዶ ስግሬቶን። ከምኡ ስለ ዝኾነ ኸአ ካብ ምእላዩ እንተ ጸንሔ ይሓይሽ ስለ ዝነበረ ዕንክሊል እብል ኔሩ እኸውን ። ደሓር ግን ምናልባት ዕጫ ናይ ገሊኦም ምረኸበቶ ኔራ ከምቲ ዝበሀል ዕጫ በዓል ተ/ጆርጆ ፣ ዕጫ በዓል ሓሰን /ቀበሮጮ፣ ዕጫ እቶም ናይ ቆላን ከበሳን /ራስ ገዝ ወይጦታት ፣ ወይ ዕጫ ናይ በዓል መብራህቱ ለባሲ ናይ ተስሁነኝ መዓሾ ፣ወይ ከም"ቶም " አብ 2001+ ወዘ ተረፈ ወይ ዕጫ እቶም አብ 2020+ አብ "ታ ዶራን ትግራይ ዝተለቕሙ ።
    ዓይኒ ሰውራ ከም ዓይኒ ዓራት እዩ ፥ ኢድ ሰውራ ነዊሕ እዩ ። 2021+ ከአ Game over !
    በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር አይትስበርን !
    መስጣ ህዝቢ ኤርትራ አይሰድድን እዩ !
    ተኽላይ ገ/ማርያም / ተኽላይ ዓደን ከአ ዕሉል ከዳዕን ገድሊ ጸሊኡ ነብሱ ፈትዩን ቢራን አረቅን ከጻርርን እዩ ሰሊሙ ። ሰላም ከአ አይረኸበን ዘረባ አምጽእ ሰብ አጋፍዕ እብልዎ ኔሮም በዓል ተስፋዮ በዓል ታደሰን በዓል አለም አየሁን መወዳእትኡ ንስዊድን ድዩ ተሸቲቱ አብኡ ኸአ ዓሪቡ ።
    ወይልኦም ሕማቕ ታሪኽን ፍንፉን ዝኽር ዝገደፉ ። ሕጁ"ውን አብ ዩቲብ አለው ።
    ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስወአትና !

  • @bltblt2473
    @bltblt2473 4 года назад +2

    ሻዕብያ እትብሃል እከይቲ ገድሊ ብኡኩይ ሰብ ተመሪሓ ዝመጸት ውድብ.

  • @semereabsemere2270
    @semereabsemere2270 4 года назад

    Zigerm eyu nayza Hager ezia Gud

  • @sahlesbhatu9794
    @sahlesbhatu9794 4 года назад

    Josi admen tanan yhabka fetari

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 года назад

    ይፍለጡ ደርጉሓሎም ኣርድኣዮም ኣምላኽ ረዲኤት ይፍጠረልካ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ረዲኤት ይፍጠረሉ። ሓደራ ጆሲ ንዓዲ ኣማሓላልፎ።

  • @hiwetghebreab5796
    @hiwetghebreab5796 4 года назад +1

    ❤️

  • @jacibini2691
    @jacibini2691 4 года назад +2

    Sheme ezome G15 keman mestome Arose seytawnti telamat eu kexwe delewo

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 2 года назад

    ከመይ ገይርካ ምዚኦም ተጋደል
    ከመይ ስጋብ ሕጂ ይጋደሉ አለው እንድዒ ።
    ትገርመኒ ግን ቶም ቀተልቲ ከመይ ዐይነት ሓሳዳትን ጨካናትን ኔሮምን እንድዒ
    በምንም ተአምር ነቲ ሀገር ሰላም አይህባን ደሞም መሳኪን ይገርም ዩ
    ጨካናት አብኡ ዝለመድዎ እዮም ክፍአትን ካብ ኩሉ ሓሶት አትማን

  • @tsegailuul1213
    @tsegailuul1213 4 года назад +5

    ውሽጥኻ ዘቃጽል ናይ ዘልኣለም ሓዘን

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 4 года назад +1

    Ezi kulu temxeo tarik nayzi kedae yhuda nab wushti hager khalif ygbeo nieru! Ksab hji keyniewet hade kabti xegem ezi u, kburat j studio please b asena tv,alena media tv or erisat nab wushti adi yehlfwo !!

  • @Dahlak-ry8ns
    @Dahlak-ry8ns Год назад

    ተኽላይ ....ነብሱ ፈትዩን ፣ ጉዕሽን ጽራይን ናፊቑን/ከጻርር ሀዲሙ እቲ ማሮን ጥርሙዝን እንተተረኺቡ ኸአ በረድ ሓዊስካ ዝስተ የጻርር ኔሩ ምስ ገለ ከምኡ ወዶ ገባን ድሕንነት ? ። ግን ድሕሪ ገለ ዓመታት አብ 1991 ናጽነት ምስኮነ መቓብሩ አርሒቑ ።
    ግን ተገዲዱ እውን እተሓባበር ኔሩ እኸውን እዩ ። ንዝእሰሩ ሓቤሬታ ብምሀብን ዝተአስሩ/ ዘአሰሮም ብምውጻእን etc.. He sometimes may be works as a double Agent ?
    ተኽላይ ዓደን አብ ፈቖዶ ባራትን ከባቢ ባቢሎንን ብሽጉጥ ሰባት የፈራርሕን የጋፍዕን እኸውን ኔሩ እዩ ወላ"ኳ ሓደሓደ ጊዜ ንገለ መንእሰያት እንታይ ትገብሩ አለኹም ዘይትጋደሉ ኢሉ እጉስጉስ ዶ ኔሩ ?

  • @tm.h.3262
    @tm.h.3262 4 года назад

    ከም አመሎም እቶም ደገፍቲ ብአውራጃዊ ካብ ምጥማቅ አይቅደሙን ። ካብ መፍትሒ ሽግርና ምንዳይ ንምጽራፍ ይቃዳደሙ ።

  • @frewoinidebesai8893
    @frewoinidebesai8893 4 года назад

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @dejengrmay1284
    @dejengrmay1284 4 года назад

    Kalsi hzbi Eritrea dhrit zmelese zeykonen kale tarik alowo du

  • @shammogos969
    @shammogos969 4 года назад

    እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለው ብኣቦም ዝዉለዱ ትግረወት በዲሎምና ኢዮም