ኣፀያፊ መነወርቲ ሕቶታት ዲያስፖራ \\ ዋዕላ ምስ ዶ/ር ደብረፅዮን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 янв 2025

Комментарии • 174

  • @gebrehailezgiatsbeha5114
    @gebrehailezgiatsbeha5114 2 дня назад +8

    ኣብ ዝማዕበለ ዓዲ እናነበሩስ መብዛሕቲኦም ደንቆሮታት ፀበብቲ ጎጠኛታት እዮም

  • @Mohammed-gy5wt
    @Mohammed-gy5wt День назад +1

    ንመናእሰይ ዕድል ሃቡዎም ንሶም ይምሩሑዋ ትግራይ

  • @ሰኣንፍትሒመከርኡዝበልዕዘ

    ንዓና ካብ ጉጅለ ኣሽዓ ብላዕሊ ፀላኢ የለን።

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h 2 дня назад

      ኣደመ ዶ ነበረን እዙይ ኸ ታይ ማለት እዩ ? ኣቱም ሰባት ፓለቲካ ከምድላይኩም ትግራይ ግን ብኸባብያውነት ኣይትሓሙሰና ።

    • @yordanoskidane7897
      @yordanoskidane7897 2 дня назад

      No 666 set defri

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h 2 дня назад

      @@EisakoE-sq7ox አረ በሰመኣም በል ናይ ሸይጣን ሓሳብ እዩ እዙይ ።ገዛእቲ ሰለልበደልኹምሰ ኸምዙይ ገይርካ ምክፍፋል ። ዋይ አረ ነሰተውዕል ናብ መንደር ኣይንእቶ ። ኣነ ኣብ መቀለ እየ ልነብር እሞ ኣብ መቀለ ንባዕሉ ብክፍለ ከተማ ልበኣሱ ኣለው ።እዙይ ድሕረት ካብ ድሕረት እዩ ። ኣነ ልሓሰቦ ኣሸኳንዶ ምሰ ኣብ ውሸጢ ትግራይ ለለው ክንፈላለ ምሳኹም ምሰ ኤርትራውን ዘመን ፈላልዩና እመበይ ሓደ ኢና ኣሕዋት ኢና ። ውሒድና ተበልናሰ ክትፈላሉይና 😢😢 ተደሊኹም ንመራሕቲ ደሰ ካምልበለኩም ተቃወሙ ። በጃኩም ካምዙይ ናበልኩም ኣይትረቡሹና

    • @EisakoE-sq7ox
      @EisakoE-sq7ox 2 дня назад

      ብሽም ኤርትራ ብሽም ጸላኢ ሸፈጥ ምስራሕ መዓልቱ ሓሊፉ እዩ ፡ኣነ ኤርትራዊ ኣይኮንኩን ፡ ኣሽዓ ኣይንደልየኩምን ኢና 30 ዓመታት ዕድል ተዋሂብኩም ምኽኣል ስኢንኩም እኹም ኣልግሱ። ክንከባበር ፡ንዓጋመ እንድርታ ራያ ወልቃይት ተምቤንን ከኣ ኸዚ ዕድል ይወሃበና፡ግዜ ኣይተባኽኑ ​@@HabeshaFx-d4h

    • @EisakoE-sq7ox
      @EisakoE-sq7ox 16 часов назад

      ​​​​ንጉጅለ ዓድዋ ዘይደገፈ በቃ ኣይትግራዋይን ባንዳ እዩ ኤርትራዊ ወይ ኣምሓራይ እዩ ፀላኢ እዩ ብኣኹም ፡ ከመይ ከመይ ድዩ እቲ ካብ ዓድዋ ዘይውለድ ትግራዋይሲ ታይ ይኹን እዩ ድልየትኩም!? ናብ ስልጣን ገፁ ክቐርብ የብሉን ኢልካ ዓገርገር ምባል ክሳብ መዓስ ፡ ኸዚሲ መንዩ ኣነ ኤርትራዊ እዩ ኢሉኪ ኸምዚ ኢልኪ ትፅሕፍለይ ለለኺ እስቲ ፅወይኒ ጓል ዓድዋ ዕባይ መቐለ፡ሽማ ሽም ምጭብርባር ትገብርሉ ግዜማ ሓሊፉ እዩ ሱቕ ኢልኩም ኢድኩም ሃቡ ኣየዋፅኣኩምንዩ ፡ game over ​ ኣይርድኣኩምን ድዩ ፀወታ ተወዲኡ እዩ ፡ ሃሳሳት@@HabeshaFx-d4h

  • @ashebirkiross432
    @ashebirkiross432 2 дня назад +3

    ብጣዕሚ ኣፀየፍቲ ደናቑር ውልቀ ሰባት

  • @ሰኣንፍትሒመከርኡዝበልዕዘ

    ዓድዋ ክልል ግበርዋ

  • @GebreKidane-x8i
    @GebreKidane-x8i 2 дня назад +4

    ለፍልፉ ስርዓተ ዓድዋ

  • @YikaloDesta
    @YikaloDesta 2 дня назад +1

    በይዛኻትኩም ኣሕዋተይ ጸርፊ ናይ ሰነፋት ኢያ ።

  • @teweldegebrewahid732
    @teweldegebrewahid732 2 дня назад +2

    ብጣዓሚ ዝገረመንስ እቶም ዕዱል ዝተዋሃበምስ ሐደ ጥዑይ ሕቶ ዝሓትት ሰብ ክሳአን አነ እንተዝከውንሰ ሕቶይ ክከውን ዝግቦኦ ንምንታይ ዓቅሚ ንዘለዎ ወለዶ ሰልጣንኩም ዘይተርክቡ ክብሎም ነይረ

    • @YikaloDesta
      @YikaloDesta 2 дня назад

      ህወሐት እውንስ ኣብቂዑ ኢየ ። እቲ ሕሉፍ ጀግንነት ን ጉድለታቱን ከም ሰናይ ተመኩሮ ተወሲዱ ደጊም በቃ ።

    • @HermelaGetachew-gv5dg
      @HermelaGetachew-gv5dg 2 дня назад +1

      ብትክክል! ግን ክንፎልጦ ዝግበአና እዝኦም ተዛረብ አይተዘራብ ዝመፅእ ነገር የለን እቲ መደብ እውን እቲ ዕድል ዝተበሃቦው በብዝሓኦም መደብ ተዋህብዎም ዝፀንሑ እዮም።ድሕረ ሕጂ አብ ትግራይ እዚይ ጉጀለ ምንም ዓይነት ሞራልን ዓቅምን የብልን

  • @teweldegebrewahid732
    @teweldegebrewahid732 2 дня назад +1

    ትጎራይ ክትድሕን እንተኮይና ንክልቲኦም ጉጅለ አፀጊዒካ እያ

  • @ewnetuytayal3079
    @ewnetuytayal3079 2 дня назад +2

    ልኡኽ ወሲዶም ዝሃለሉ

  • @GetachewHagos-o8g
    @GetachewHagos-o8g 12 часов назад

    አየ ገጀለ#አደመ መሓውር ድሕረት ህዝቢ ትግራይ 27ዐመት ንዕንወት ውድቀት ዳሪግዎ አየ ማሌሊት

  • @eyasubelay-u2s
    @eyasubelay-u2s День назад

    yiha voice of tegaru

  • @YibraTesema
    @YibraTesema 2 дня назад +1

    ጀኔራል ፃድቃን = ዝብል ሽም ንዑኡ ኣይምጥኖን ። ይሓ ሚድያን ዲያስፖራ ተጋሩን ኣነ ተጋዳላይ እየ ሽሙ ፃድቃን ዘይኮነስ ይሁዳ ( ኣሬዮስ ) እዩ ክብሃል ዘለዎ ። ንህወሓት ኣሳቢቡ ቢሄራዊ መንነትና ብክሕደት ሙሉእ ብሙሉእ ሸጡና እዩ ። ተጋዳላይ ይብራህ ተሰማ እየ ካብ አዲስ ኣበባ ብጥይት ቆሲለ ቦርድ ወፂኤ ብጡሮታ
    እየ ዝመሓደር ዘለኹ ። ትግራይ ትስዕር !!!

  • @YibraTesema
    @YibraTesema 2 дня назад +1

    ዕለት 30/4/2017 ዓ/ም ብሩኽ በዓል ልደት ይገበረልና ኣሜን !!!

  • @Aksum93
    @Aksum93 2 дня назад +1

    እንትስይ ዝበለ ደናቁር ኢዮም ወደይ

  • @MirutsHabe-gy1sh
    @MirutsHabe-gy1sh 2 дня назад +1

    ኣቱም ጨነውቲ ድቃሉ ኣምሓሩ ኣምሓሩ ብጣልያን ግዜ ተደቅልኩም ዝተረፍ እዮም

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy День назад

      ድቃሉ እማ ደገፈቲ ግምትን ደገፈትን ፒፒ ዝኮንኩም ንሰኩም ኢኩም። ንሶም እቲ ሓቂ እዩም ዝዛረቡ። እቲ ድንቁርናኩም ባድነትኩም ሰለተቃለዕ ፅላላዕ ኢልኩም። ጋና ትሕቲ መሬት ክትሰፈሩ ኢኩም ግምት ደገፈትን ግምትን።

  • @Kahsu-in9tl
    @Kahsu-in9tl 2 дня назад +5

    ናይ ሓደ ዓሌት ውይይት ንትግራይ አይዉክልን

  • @tesmegebreyesus8883
    @tesmegebreyesus8883 2 дня назад +1

    The guy who asked four questions, I applaud him .

    • @MuluBekuru
      @MuluBekuru 2 дня назад

      I have noticed him❤❤❤

  • @KahsuGhiwot
    @KahsuGhiwot 2 дня назад +2

    ኣብ ምችው ኩነታት ኮይንኹም ንኣና ኣብ መከራ ኣይተእትውና ነሕና መንእሰይ ሰላም ኢና ንደሊ መፍትሕኡ ሰላም ንደሊ

  • @Desalegnmeresa-g4u
    @Desalegnmeresa-g4u 2 дня назад +1

    ንምስማዑ ዘፅልእ ንግግር

  • @FisahaFish
    @FisahaFish День назад

    ብሰበር ዜና ዝተፅሓፈ መነወሪ ርእሲ እምበር ክሳብ ሐዚ መነወሪ ሕቶ ዳያስፖራ ኣይሰማዕናን።

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w 2 дня назад +1

    ታደሰ አብ ቀረባ ግዜ ክወርድ እዩ።ፌደራል እቲ ቃልሲ ክሕወሶ እዩ።

  • @HailuMehari-s4x
    @HailuMehari-s4x 2 дня назад +2

    ብሶም ኣብ ምችውን ምዕቡልን ዓዲ ኮፍ ኢሎም ደቂ ትግራይ ናብዘይዛሪ ኲናት ክእትው እዮም ላኽ ዝብሉ ዘለዉ ትግራይ ዘለዋ ጸገምን መፍትሕኡን ኣብ ክንዲ ምእላሽ ንሓደ ውልቀ ሰብ ወጊኖም እቲ ውድብ ዘለዎ ፀገም ነቒሱ ከይወጽ ዝገብሩ ኮይኖም እዮም

  • @Sbhat-ti4vb
    @Sbhat-ti4vb 2 дня назад +1

    ብዓሌት ዓድዋ ን 50 ዓመታት ክመርሕ ከሎ ፀቢብነት ዓሌት ጥምየት ህልቂ ብቻ ኸይኑ ትርፍና ይአክል ዜሮ እዩ ቃዕሞም ርእናዮ ።

  • @Firyatgebrhawerya
    @Firyatgebrhawerya 2 дня назад +1

    ለሜ ቦራታት ካድር ተትብሃሉ ይሐሽ

  • @WERQE-Dino5370
    @WERQE-Dino5370 2 дня назад +1

    ክልተ ሀሳሳት ጉጅለ ስልጣንኩም ተትለቁ ቅሳነት፣ራህዋ፣ሰላም፣ዕብዬት....ምረኸብና።

    • @Danidanicho3411
      @Danidanicho3411 День назад

      ከመይ ጌሩ?
      ግለፃ እንትትበሃል ህዝቢ ዝቅበሎ ሓሳብ ምቅራብ እንተኺኢልካ እዩ።
      እምቡር እምቡር እዩ።

    • @WERQE-Dino5370
      @WERQE-Dino5370 День назад

      @Danidanicho3411 ብመሰረቱ እንቡር ዋላ ናትና ኣይኹን፤ካብዚ ዝበለፅ ሓሳብ ታይ ከምዝደለኻ ኣይተረደኦንን።

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 2 дня назад +3

    ብስርዓት እናተዛረቡ እዮም ዘለው
    መላኽዒ ዝፃረፍ የለን

  • @solomontadele9166
    @solomontadele9166 День назад +1

    መሰለኒ ባዕልኹም መፀለምቲ ባዕልኹም።

  • @HailuMehari-s4x
    @HailuMehari-s4x 2 дня назад +2

    ንዚኦም ሒዝካ ትመጽዕ ትግራይ ተስፋ ዘይብላ ጥራሕ እያ የሕዝን

  • @HiwetBekele
    @HiwetBekele 2 дня назад +7

    ትግራዋይ ሐዚ ልቢ ግበር ምስ እዚኦም ምንባር አየድልየን ወጊድ ንበሎም

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 2 дня назад +2

    ግዝያዊ ምምሕዳር ይኹን ሕወሐት ከም አድጊ ቻ ክበሃሉ እምበር ክመርሑ አይኽእሉን ።ከም እንርእዮ ስልጣኖም ብዘይካ ን ወዲበሻሻ ስልጣኖም ን ይጠቅም እዩ ዝብልዋ ትግራዋይ አየሕልፋን ።

  • @Berihubishou
    @Berihubishou 2 дня назад +1

    As a tigrwai. Why are the old tplf they don’t pass the power to the new generations?

  • @voiceforthevoicelesspeople8667
    @voiceforthevoicelesspeople8667 2 дня назад +1

    Miki lekibat nay mekete kirishi andirkalu

  • @teklekidane6032
    @teklekidane6032 2 дня назад +1

    ንሕዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ሕቶ ዲኩም ክትሀቱ መፂዕኩም ስልጣን አደመ ክተምልሱ

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 2 дня назад +1

    ዶ ር ደጺ ብራሃን ትግራይ

  • @RegenMehari-f5j
    @RegenMehari-f5j 2 дня назад

    ኣቦ ጽንተትና ክብል ድዩ ኣቦ ጽንዓትና ዝብል ዘሎ ምድንጋር ከይፍጠር ደብረ ዕንክሊል ናይ ጽንተት ብልሒ እምበር ናይ መሪሕ ብልሒ ኮይኑ ኣይፈልጥን

  • @GebrehiwetHailu-i9r
    @GebrehiwetHailu-i9r День назад +1

    እዞም ምስ ደ/ር ደብረፅዮን ዝዛተዩ ዘለው ሰባት ብሓቂ ድዮም ዝዛረቡ ዘለው ብውነ ድዮም ትግራይ ከመይ ገርኩም ኢኩም ናብ ንብር ክተመልስዋ ግዝኣትናን ህዝብናን ንምንታይ ናብ መረበቱ ዘይምለስ ኣፈላላይኩም ንምንታይ ናብ ህዝቢ ወረድኩም ብሓባር ዕላማኩም ንህዝቢ ዘይተቅረቡ ቀፃሊ ናይ ትግራይ መዋጭ ናበይ እዩ ዘምርሕ ክዲ ኢሎም ምሕታት? ሰራዊት ምሳኩም ድዩ ኣብ ምንታይ እዮም እቶም ስራዊት TV ኣብ ውጪ ምድያ ንምንታይ ዘይትከፍቱ እናበሉ ነገራት ክብኣኣስ ይገብሩ ኣለው ንምንታይ ብዝዓባ ህዝቢ ትግራይ ናብ ኩናት ኣትዩ ክዲ ምባልስ ነገራት ክብኣኣሱ ዝፅዕሩ እዮም

  • @ሰኣንፍትሒመከርኡዝበልዕዘ

    መለስ ኣይኮነን ድዩ እዙ ኩላይ ሽግር ፈጢሩልና።

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 2 дня назад +3

    እዝ እዩ ሕቶኦም እዋይ ሕፍረት ደብረጽዮን ብረሲደንት ናይ ትግራይ ምኻን ከም ጡብ አዴኻ ቅበጻ

  • @weldebrhanhalefom3061
    @weldebrhanhalefom3061 2 дня назад +2

    ሓመድ ብልዑ፣ዓሌት ቅሌታም ስብሓት ነጋ።
    ረሳሓት

  • @abebekebede-ph3xz
    @abebekebede-ph3xz День назад

    really one person from America asked vital questions, on woreda and other structures why TPLF didn't support, he said,

  • @GebreKidane-x8i
    @GebreKidane-x8i 2 дня назад +1

    ኣብ ሙቃኻ ኮንካ ጉጅለ ድሕረት ክትድግፉ ዳግም ኪናት ደሊኹም ካብ ሓደ ዓለት
    ዝተኣከብኩም ኢኹም ኑዑ ግጥሙ ኣቱም ጀመርቲ ኩናት ሌያቡ ። 25:19

  • @daatube4619
    @daatube4619 2 дня назад

    እዚኦም ጥቅሞም ዝጎደሎም እዮም

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 2 дня назад

    መሕፈርቲ
    ከመይ ዝበለ ነገር እዩ

  • @khalidhamza3583
    @khalidhamza3583 2 дня назад

    ጊላ ስብሓት

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ

    ግጅለ ዓለታዋይ ዲያስፖራ በሎ መኽናቱ እዚ ጅነራል ጻዲቃን ዝብል ዘሎ ምኪ ዝባሃል ኣብ ትክ ቶክ ኣካውቱ ካብቶም ዓለታዋይ ከባባዋይ ኢዩ ። ክንረአአ ኢና ምዚኦም ካኣ ሎሚ ጽብቅ ገይርና ተፋልጥና ኢና ። ምስ ደቂ ወረስት ዑና

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 2 дня назад

    State TIGGER TIGRIYANS TIGRAY for ever & ever & ever life time We are TIGGER TIGRIYANS

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 2 дня назад +1

    ደብረጽዮን ናይ መራሂ ኳሊቲ አየማልእን

  • @beredu7426
    @beredu7426 2 дня назад

    እዚኦም ብደምን ሂወትን መሳኺን ተጋሩ እና ጠበሱ ሃፍቶም ዘኻዕበቱ ዝነብሩ መጭበርበርቲ ነጋዶ እዮም

  • @TekeleyTeklay
    @TekeleyTeklay 2 дня назад +2

    ደነዝ ሱዳን እናነበርካ ድሮኡስ ድድእ ንአብይሰርህ ነይሩትብል እዝኹሉ ሳኒታይዘር እንዳበልካዮ ነይርካስ ህጂ ምስአብይ ይሰርህ ነይሩ ትብል ድሁል

  • @Sbhat-ti4vb
    @Sbhat-ti4vb 2 дня назад

    ይሓ ሚድያ ናይ ደናቁር ሓሳብ መግለፂ ድዩ ?

  • @habtetesfaye-p1s
    @habtetesfaye-p1s 2 дня назад +2

    ናህዝቢ ድምፂ ዝኾኑ ሓተቲ አይቀረቡን አባላት ወይ አዝማድ ደብረፅዬን እዪም ስለዝኮነ ናይ አባላት ምይይጥ እዩ እየዝብል ።

  • @michaelberwo5314
    @michaelberwo5314 2 дня назад +1

    ጉጁለ ኣደመ

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 2 дня назад +2

    ካብቶም ጠየቕቲ ሓንቲ ጠገለ ዘለዎ ሕቶ ዝሓተተ አይሰማዕኹን እዚኣቶም ኣብዝሰልጠነ ሃገርን ማሕበረሰብን ዝነብሩ ዘይሰልጠኑ ኣብተን ዝነብርወን ሃገራት ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ዘይኮረጁ ድኹማት እዮም።

  • @GrmayG
    @GrmayG 2 дня назад

    ካብ ኣምሓሩን ኤርትራን ዘይሕሹ ፀበብቲ

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 2 дня назад +2

    ሓመድ ብላዕ ሸውዓተ ሃገራት ተዋግኤናና እንታይ ማለትካ እዩ ዝተሳዓርናስ ሸውዓተ ሃገራት እየን ተዋግኤናና ግሪም እባ።
    ዝገሪም እቶም ኣብ ገጠር ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ግዳይ ናይዞም ዑሙታት መራሕትና ዝብልዎም ገጋ ዝኾኑ እት ጸገም ዝረኸበዎ ምህሪዎም እዩ መስለኒ ንሶም ይነቅሑ።
    እዝኦም ብምቾት ዝነብረ ድምጺ ቶክሲ ዘይሰምዑ ደቆም ኣንስቶም ሓቅፎም ዝድቅሱ ስለዝኾኑ ድዮም ናይ ሰላም ጭራ ዘይርእዩ።
    ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ እንተተደልዩ መራሕት ጭፍራ ናብ ፍርዲ ክቐቡ እዮም ዘለዎም ታሓተቲ ናይ ኩናት ህልቅት ናይ መንእሰያትን ምፍንቃል ህዝብን ስቃይን ሞትን እዛ ጭፍራ እያ ሓቂ ቐብርኩም ካልእ ግዳይ ክትገብሩ ግን ኣይትኽእሉን እኹም ችግርኩም ንምንዋሕ ተደይኮይኑ።
    ህዝቢ ትግራይ እትዮጵያውነቱ ኣሚኑ ምቅጻል ወይ ተብዑ ካብ ነግፈረግ ወጽዩ ምንጻል ሓትቱ ሳዕበን ናይዚ ስጉምት ምጽዋር እዩ።
    ስለዚ እትዮጵያውነት ምቅባል ተካፋፊልኩም ክትግንጸሉ ትብዓት ስእንኩም ሃየ ሓደኣ ሕዙ ዕንክሊል ኣይትበሉ።
    መሬት ወልቃይት ጸገደ ሕመራ ራያ ቅበጽዎ ዘይናትካ ኣይናትካን እዩ። እወ ትግራይ ብዘይ ወልቃይት ሕመራ ራያ ጥምየትን ስዴትን እያ ን ተጋሩ እንታይ ይገበር ትዕድልትኩም እዩ ዘለኩም ኣመራጺ ምስ ጎረባብት እና ተዋጋእካ ምምባር እዩ ከምታ ስብሃት ነጋ ዝበላ ወልቃይትን ሕመራን ሕዝካ ናበይ ን 40 ዓመት ክንዋጋእ ድኹም ትደልዩ ዝበላ እያ ክትኸውን።
    ተጋሩ ኤልት ሙሁራት ባሃልት ብኣኸባን ኣብ ጥራይ ጎልጎል ምልፍላፍ እዩ ከማዛ ወያኔ ካብ 17 ዓመት ዕጥቃዊ ቃልሲ 10 ዓመት ማርክስ ሶሻልዝም ድሞክራሲ ለኒን ከምዚ በለ ማርክስ ከምዝበለ ሶቭየት ኣልጋስት እያ ኣልባንያ እያ ቅንዕት ኣይኮነን ናይ ቻይና እዩ ቅኑዕ ሳይነሳዊ ዶ መጽናዕታዊ ክብሉ ይሕልፎሞ ሕጅውን ናብኡ ተመልስኩም ኣኸባ ገርካ መን እዩ ሙሁር መን እባ ዘምስል ጉራማሌ ቃንቃ እናተዛረብኩም ትውዕሉ።

    • @MustafaMustafanur
      @MustafaMustafanur 2 дня назад

      Antum sebat debresion eko tornet aymerhen aytigageyu

  • @LiwamBirhane-q2f
    @LiwamBirhane-q2f 2 дня назад +2

    ትግራይ መፍትሒ ጸገምኪ ካብ ኤሮጻ ኣይኮነ ካብ ኣመሪካ ካብ ውሽጥኺ እዩ ተስፋኺ። ገንዘብ እምበር ፍልጠት ኣይብሎምን እዞም ዲያስፖራ ትግራይ ኣብ ኢት/ያ እያ ትርከብ ኣብ ኤሮጻ ወይ ሰ/ኣመሪካ ኣይኮነትን ትርከብ። ዝተሰወአላ ፣ዝሰንከለላ መንእሰያታ እምበር እዞም ኮሚኒስታውያን ማለሊት ድኹማት እዮም!

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 2 дня назад +5

    ሕማቓት ዓሌታውያን ካብ ሓደ ኸባቢ ተኣኻቢብኩም ዓገግ ተበልኩም መን ይሰምዕ ? እን ብዓል ሚኪን ብስራትን ንፈልጠኩም አኢና።

  • @lewidaniel8484
    @lewidaniel8484 День назад +1

    ድያስፖራውንዶ ልምዓት ጉጅለ ይኽወንዩ?
    ሽሕን ሚኢትን ሕቶ ህዝቢ ናሃለወስ ኡፍኡፍ ዝኾኑ ሕቶታት ዮም። ውድቀት ድፕሎማሲ ደብረፄን ሚልዮናት ኣኽፊሉና ዩ። ይኣኽሎ ዝ ህዝቢ ታይ ኣበሰካ ። እተዐውቶ ነገር ፈፂሙ ኣይህሉን ድሕሪት ኮይንካ ሓግዝ ፡ ዕድል ንመንእሰይ ኣረክብ በሉለይ ሰማዒ ተሊኡ።

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 2 дня назад

    ብስሩ ብድያስፖራን ብሓገዝ ውሃብቲ ትካላትን ልልወጥን ዝፍታሕ ፀገምን የለን-እይተርአየን እውን ስለዚህ እቲ ግቡዕ ዘላቂ መፍትሒ ናይ ህዝቢ-ተረከቢ ዓዲ መናእሰይ ምኻኑ ግልፅ ይኩን።

  • @MustafaMustafanur
    @MustafaMustafanur 2 дня назад +1

    Dihri pri minster Melese Ethiopia nimihidar sile zeykealu abzu kulu shigir betsihna ena eni debris baelom kabhalfnet kiwerdu yigibae

  • @AaA-ob1sr
    @AaA-ob1sr 2 дня назад +3

    አብ ስልጡን ዓዲ እናነበርኩም ስልጡን አታሐሳስባ ሕሰቡ

  • @SolomonTuemay
    @SolomonTuemay 2 дня назад +1

    Metew werket habiwom

  • @ሰኣንፍትሒመከርኡዝበልዕዘ

    ጨነውቲ ጉጅለ ኣሽዓ እቱ ቃልሲ ኣብዚ እዩ ዘሎ መፂእኽን ተቃለሳ

  • @GrmayG
    @GrmayG 2 дня назад

    ሕዋሓት እዩ ናብኡ ኣእቲካ ደብረዕንክሊል እዩ ደነዝ

  • @HermelaGetachew-gv5dg
    @HermelaGetachew-gv5dg 2 дня назад +1

    ካብ ትግራይ ኘረስ ብብስሪት ዝቅረቦ ሕቶ መጀመርታ ንስካ ከም ሚዲያ ኮይንካ ዲኻ ሕቶ ተቅርብ ዘለካ ወይስ ከም ውልቀ ደገፊ ጉጅለ ኣደመ? ብውልቀካ ዝመሰለካ ክትዛረብ ትክእል እካ። እንተዘይኮይኑ ግን ከም ባዓል ሞያ ሚዲያ ግን ዘይትምጥን ዘይተመሃረን ዶንቆሮ እካ ምኽንያቱ ኣብ ትግራይ ዞሎ ኩነታት ዘይምርዳእካ። ትግራይ ኣብዚ ሕጂ ሳዓት ሰላምን ፍትሕን ካብ አነ ዝብለካ ስምዕ ዝብል ጉጅለ! ንልዕሊ30 ዓመት መርሑ አብ ትግራይ ብዘይካ ፀገም(ችግር)ጦርነት;ህውከትን ህልቅትን ስደት ዘውረስ መንግስቲ ያኣኪል እና ንብል ዘለን።ካልኣይ -ንመኸኑኡ ከ ኣብ ሚዲያ ድኻ ትውዕል ዘለካ?ህዝቢ ብኣርባዕተ ኣቅጣጫ መንእሰይ ትግራይ ሆ እሉ ወፂኡ ንጉጅለ ህወሓት (ለውጢ ንዘይ ደሊይ ጉጅለ ኣደመ ይታኣለይ ዝብል ዞሎ።

    • @HermelaGetachew-gv5dg
      @HermelaGetachew-gv5dg 2 дня назад

      መልእኪቲ ንኩሉ ትግራዋይ ሓደ ክንፊልጦ ዘልና ዲዳኣር ማለት (ዕጢቂ ምፍታሕን ስራዊት ናብ ህዝቢ ምምላስ ንፅባሕ ንዝመፅእ ነገር ምንም ዓይነት ተፅዕኖ የብሉን። ምክንያቱ ኣብ ናይ ትማሊ ፅንተት ትግራይ ዕጢቂ ታዓጡቁ ድዮ ታርክ ሰርሑ?ስንቅና ካብ ህዝቡና ዕጥቅና ካብ ፀላእትና። ፅባሕ ተተፈጢሩ እውን ይድገም ኣኸለ።።ግን ንሕነ ንብል ዘለና ካብ በሐዚ ንዳሓር ኣብ ትግራይ ኩናት ያኣክል። ህዝብናን ሰራውትናን ናብ ንብር ተመለስ ነብራኡ ዘማሕይሸሉ ለውጢ ዘምፀሉ ስራሕ ክንስርሕ ይግበአና ዝተፊላለዮ ካብ መንግስታውን ውልቀውን ዝመፅእ ሓገዛት ክናጣናክሮን ክንሕግዞን ይግባእ። ግዜኡ ግዜ ለውጢ ን ሰላምን ምስላፍን ምድጋፍን ክኾውን ይግባእ

  • @tewoldetessema9317
    @tewoldetessema9317 2 дня назад

    መብዛሕቲኦም ኮራኹር ደብረፅንተትዮ:: ብጣዕሚ መሕፈርቲ ተጋራ: ንትግራይ ዘይምጥኑ:: እዚ ጉጅለ ደብረፅንተት ብኣለም ጥፍኣትን ፈትለ ደንቆሮ ዝምራሕ: ፀረ ውዕሊ ፕሪቶርያን ኣብ መንግስቲ ትግራይ ዓመፅ ዝኣወጀላ ሽብርተኛ ኣብ ክንዲ ምኹናን ንጉጅለ ደብረፅንተት ምድጋፍን ሕቶ ምቅራብን ብጣዕሚ ናይ ድንቁርና ኣካይዳዩ::
    ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ትግራዋይ ነዚ ሽብርተኛ ዝኾነ ኣብ መንግስትና ዓመፅ ዝኣወጀ ሕገ ወጥ ጉጅለ ክኹንን ይግባእ::
    ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ነዚ ሽብርተኛ ዓመፀኛ ጉጅለ መራሕቲ ጉጅለ ኣብ ቁፅፅር ከእትዎም ኣለዎ::
    ዓመፅ ኣብ መንግስቲ ምእዋጅ ኣብ የትም ዓለም ወንጀልዩ::
    ይሓ ሚድያ ነመስግነኩም❤❤❤

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w 2 дня назад

    ሸምዬ ጥቅማ ጥቅሚ ዝረኽቡ ኾራኹር ሰሚዕናዬም አለና ካብጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ዩ

  • @MogesBrhanu-v1e
    @MogesBrhanu-v1e День назад

    Felitnka

  • @khalidhamza3583
    @khalidhamza3583 2 дня назад

    እዞም ደናቁር

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meharikahsay7208
    @meharikahsay7208 5 часов назад

    ህግደፍ ውን ኮ ብዙሕ ደጋፊ ኣሎዎ እዩ ኣብ ወፃኢ፣ ብዝኾነ ዘይወለደ ጨካን እዩ

  • @luelabay833
    @luelabay833 2 дня назад +1

    Wey wuridet merahiti TPLF

  • @bird1144
    @bird1144 2 дня назад +4

    አከባ ተወለድቲ አድዋ ውጤት አልባ

  • @gebrekirstostewelde2704
    @gebrekirstostewelde2704 2 дня назад +2

    atum denakur....wardya dhret

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 2 дня назад

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @AlemuTiku-k5d
    @AlemuTiku-k5d 2 дня назад +1

    Gem over

  • @LemlemKidanu-rt9hk
    @LemlemKidanu-rt9hk 2 дня назад

    ኣብ ገር-ኣደመ ኣቲኻ 'ታይ ጥዑይ ሓሣብ ትጽበ'ለኻ!?

  • @GebregziabherHailu-kg7yw
    @GebregziabherHailu-kg7yw 2 дня назад +1

    ትጋገ አለኻ ዝኹሉ ናይትግራ ህዝብ ዘጥፈአ ደብረጽዮ እዪ ዝጠቅ ሠብ አያኮነን ይውረድ

  • @Hintsa-ju9ey
    @Hintsa-ju9ey 2 дня назад

    ንብ ዝነበረታ ክትምለስ እንተኾና ሕውሓት ትርፍ ክትቅመጥ ዘለዋ

  • @NekatibebDesalegn
    @NekatibebDesalegn 2 дня назад

    አደመ አደመ አኺላ ኢያ

  • @hadishgebreyohannes2373
    @hadishgebreyohannes2373 2 дня назад +1

    ፈተኻ ፀሐኢኻ ንህዝቢ ትግራይ ከድሕና ዝኸአል ጀኔራል ፃድቃን አዪ ሕቶኺሙ ፋፁሚ ፈታሓዊ አኮነኘ የዓድዋ ሕቶ ከመዝኸነስ ይርደአናሎ ትግራይ አብዕክሊላ ክተ አቲዝግበራኮ ደበርፅዮን ከሚዝኾነ አይትፈጡን ማለት ድዪ ወፈር ኢማብታ አለኻ ህዝቢ ናብኩናት ክተተማለተ አንታይ ማለት አዪ አሒዋተይ

  • @getachewsioum9387
    @getachewsioum9387 2 дня назад +1

    No one want hear about tplf junta we had enough to the past.

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 2 дня назад

    ረሳሐት ዓድኩም አቲኩም ከምኡ ግበሩ አብ ዝሰልጠነ ዓዲ ኮይንኩ ከምዚ ዝበለ ጸቢብነት

  • @hanniswgebriel7747
    @hanniswgebriel7747 8 часов назад

    ወይ ድያስቦራ ሕቶ ኣቕርብ ተባህሉስ ተፃሪፉ ይኸይድ 2 ደቂቕቃ ሙሉእ።

  • @voiceforthevoicelesspeople8667
    @voiceforthevoicelesspeople8667 2 дня назад +1

    Wayyyy Asha

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 2 дня назад +1

    ህወሓት ሞይታ እያ ልቐብሪ ተዳለው ሓፋሽ😂

  • @voiceforthevoicelesspeople8667
    @voiceforthevoicelesspeople8667 2 дня назад +1

    Debretsintet 🙈

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 2 дня назад +1

    ዲያስፖራ ጉሓፋት ደቂ ማለሊት፣ ደናቑር ሓፀብቲ ሽሓነ😂

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 2 дня назад

    ተፈሊጥኹም ደቅ ውዌ ሑሶትን ስርቅን እያ ስራሕኹም

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 2 дня назад

    ኣብ ፕሪቶሪያ እዮም እታስልጣን ዝትወሃው ፃድቃንን፡ ጌታቸውን ሬድዋን እዩ፡ህብዎም
    ባዕሉ ፃድቃን እዩ ተናግሩ ሓደ ክባሃሉ ይግባእ

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 8 часов назад

    ጉጅለ ጽንተት

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 2 дня назад +1

    አንቱም ዲያስቦራ አሸኣ ተጠንቀቁ አቲ ኃንጎልኹም አይተለወጠን ዘሎ ክዳንኩም ቀይርኩም እምበር ሓሳብኹም ናይ አደመ እዩ ስለዚ ሚድያ ደኣ ደደቢት ዛራ ነትና እየን አይተብሐለንድዩ ምሁራት ትመስሉኒ ነይርኹም ለካስ ዘይርኹም ዘይርኹም ተጎምፀፅ ኢኹም ዝገርምዩ።

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 2 дня назад

    ይሓ 😅ሚድያ ብየማን ተስእ፡ኣብዚ ዝቀረቡ ኣጸየፍቲ ቃላት ድየም፡ብሓቂ፡ወይስ ተሰሊብካ እካ፡ካብ ሓቂ!!

  • @SolomunGebre
    @SolomunGebre 2 дня назад

    ህወሓት ብሰራዊት ይታሓገዝ 😂 ነውራማት ኪዱ ሙዑሾ ደምሒት ኣዕልሉ ምስ ብፃይኩም ኤርትራ

  • @DrarGebreMariam
    @DrarGebreMariam 2 дня назад

    Kindly look at the comments and evaluate yourself accordingly.

  • @MahmudMustofa-z9l
    @MahmudMustofa-z9l 2 дня назад +1

    ጉጅለ ኣደመ ኢዮም

  • @legesealem8642
    @legesealem8642 2 часа назад

    ብጣዕሚ ዝገርም ኩሎም ኢትዮጵያ ትቅደም ኢኩም ትብሉ ዘለኩም ያው ሕውሓት እውን 1967 ደደቢት ክወፅእ ከሎ ምሊሊክ ሽዋዊ ዝጀመሮ ሓደ ህዝቢ መረብ ምላሽ ኢሉ ኣብ ክልተ ሓደ ህዝቢ ኣብ ክልተ ከፊሉ ናይ ሽዋዊያን ተንኮል ዘቀፀለ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብ1983 ዝሓሸሸ ናይ ምኒሊክ ቤተ መንግስቲ 27 ዓመት ዝሕሉ ዝነበረ መሬት ትግራይ ብሕገ መንግስቲ ኢሉ ሸንሺኑ ዝሃበ፡፡ ኮታስ ወያነ ኣብ 27 ዓመት መሬት ትግራይ ከም ስጋ ጉዚ እነሸንሸነ ንስልጣኑን ንውልቀ ረብሓኡን ጥራሕ ዝሓስብ ዝነበረ፡፡ ዘይምሕሳብ ይሓይሽ እምበር እንተሓሲብካዮ ናይ ወያነ ነገር ጥዕና እውን ዘቃውስ እዩ፡፡

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 дня назад +1

    Isayas Afewerk and Debretion uncomfortable both country are lost

  • @dawitdawit7055
    @dawitdawit7055 2 дня назад

    ሓሻኽር ሻዕብያ፣ ዋጭዋጭ በሉ!