Thank you brother Wedi- Shambel. You're a special Ethiopian- Tigraway like me. I'm deeply like my God bless Country, Ethiopia from childhood. I'm always worrying about the fate of the people of Tigray in the future. TPLF arrogance brainwash the people by its false dreams like ABAY-TIGRAY and Hagere Tigray (Lam Alechgn Besemay Wetetwan Yemalay). At this time more of the people including the Tigray Scholars fall under the wrong path or logic of racist TPLF, when you see innocent Ethiopian Tigray Scholars like memhr Kahsay and others voice about the true history of Tigray Ethiopia, the sick generation of this time may healed its wounds in the future.
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live TIGGER TIGRIYANS TIGRAY ❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
ኣየ እወ ሓሊፉ ብድዐ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ኤርትራ እሞ እንዃዕ ሕጂ ውጺኢት ኩናት እንታይ ምዃኑ ፈለጥኩም ብሕጊ ዝተፈረድካ
ዘይምትግባር እንታይ ሳዓበየን ከም ዘለዎ ሕጂ ውዕል ፕሪቴርያ ተማሂርኩምዶ? እወ
ውዕል ኣልጀርስ እውን ከምኣ ኢያ
😂😂😂😂 ኤሮብ ትዓቢ ካብ ኤርትራ ክባሃል ከሎ ዘክሩ
ባድመ ትዓቢ ካብ ኤርትራ ዘክሩ 2019 ዘክርዎ እባ
ሕጂ ፍለጥው በሉ።
ብጣዕሚ ደሰ ዝብለ ሓሳብ ተቀባልነት ዘለው እዩ ንሳ ጥራሕ አብ ተግባር ናትግብራ ❤❤❤❤❤
ቅድም 15ተ 16 ዓመት ወያነ ምስ አስናና እንከላ ከምዚ ሎሚ አስናና ረግፉ ዓዲ ዉዕል ከይ ኮነት እንከላ አብ ትግራይ ዝጫጫሓቶም ተቋመርት እናመወለት ድሕሪ ወድቀት ሰረዓት ሻዓዉያ ትህሉ ኤረትራ እንታይ ክትመልስ አለዋ ዝብል አጀንዳ እናሃበት ሕሱር ፕሮፓጋንዳ አብ ኤርትራ ናይ ሰርዓት ናይ ምቅያር ትሓልም ነይራ .ህልማ ከይወደኤት ወጋሕታ አርክቡዋ እምበር. ድሕርኡ እዉን ካብ አርባዕተ ኪሎ ምስ ተበሪራ አብ መቐለ ምስ ሰፈረት ብአፈሙዝ ንኣርባዕተ ኪሎ ንመለስ ኮንዶ ኮን ይሕግዙን አላ ሓስባ ዝጫጫሓቶም ተቋመርት ከምቶም ቀዴሞት አብ ኤርትራ ናይ ሰርዓት ለዉጥ ክገብሩ ዝጫጫሓቶምተ ዝለሙዋ ድሕሪ ወድቀት ሻዓዉያን ተህሉ ኤርትራ ዝብል ጮርሖ ድሕሪ ወድቀት ህወሓት ተቀይሩ. ግዜ ለኩሉ.ዝረገጽካዮ እምኒ አይጥለምካ ዘዕበካዮ ከልብ አይንከስካ እዩ ነገሩ
ድነቁርና አባኻን አብ ከማኻን ዘአመሰሉ ገዛ(ቤት)ሰሪሓ አበ ውሑዳት ስረዓት ሻዕብያ ግለሰባት ከምከ ቑረዲድ ተጣቢቅኩም ህዝቢ ኤርትራ አብ ጉድጓድ ክበሊ ክጠፍእ አናገበርክምዎ ፀኒሕክሙን ሕጅውን ይጠፍእን አሎ ስለዚህ ምንም እንኳን ወያነ ናይ ብዕሉ ድኽመት እንተበሮ ጥንኩር ጎድኒ እውን ነይርዎ ምክንያቱ እዙ ከመይ ንኹን ናበይ ንኽድ ዘበል ዘሎ በሊሕ ሓሳብ ዘምንጪ ምሑር አብ ገዘ ወያነ ዘተፈጥረ ዩ ስለዚህ ምንም እንኳን ብናሀቱ ዘመን ትግራይ ከቢድ ግፍዒ እንተበፅሖ ካብ ሻዕቢያ 100%+ ይሓይሽ ስለዚህ ክቡር ሓው ርእስኻ ፈትሽ ሓሳብ መስተዋት እዩ ብዚሒ ህዝቢ ሓይሊ እዩ ምክንያቱ ኢትዮጵያ በዝሒ ህዝቢ አለኒ ኢላ እያ ባሕሪ እናበለት እናሓለመት ትህውትት ዘላ ሰለዚህ ካብ ፅልኢ መንደቕ ውፃእ አብ እንካ ሀባ(give & take )እመን ምክንያቱ ክፉኣት ስርዓታት ሓለፍቲ እዮም ህዝቢ ነባራይ እንሕሰብ ❤
ዓድኻ ኣይተድሕን ሞ ። ዝምቡዕ ገዛኻ ድለ እዚ ገዛ ዲሞክራሲ ዩ ።
@@ZeradawitSenayAraia ካክክ ኣብ ገዛ ተዓጺኻ ሚምዳር ደኣ ይምደር ኣሎ መወዳታ ዊጺኢት ኢንታይ ኢዩ። ደሕርከኣ ኣብቲግራይ ሲለዝተዛረብካ ዚመጸ ፊታሕ የለን። ኣብጉድጋዾ ገለዶ ዚበልኪዮ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ዘይመልአ 2000 መንአሰይ ካብ ሓደወረዳ ሲደት ዝኸደላ ቲግራይ ሕዝካ ዓጀውጆው ቲቢል። ቢ ቢልዮናት ዚግመት ወሪቂ ተሰርቁ ዚጠፍአላ ቲግራይ ኢያኮ ዘለትካ።
ከም ዓልኪዳነ ኣመነ ዘኣመሰሉ ዲሑራት ናይ ጺልኢ ሰበኽቲ ፖለቲከኛታት ኪሳብ ዝሃለዉ ሂዝቢ ቲግራይ ሓሊፊሉ ማለት ዘበት። ሰላም ኢዩ መኽሰብ ዘለዎ ሰላም ዘሚሩ ኤሊት ቲግራይ። ናብ አትዮጵያኹም ኪዱ ሃገር ኩኑ ኒዓና ዚምልከተና ኣይኮነን ጊዳ ቢ ኢስቲራተጂ ሕሰቡ። ከምዚ ኪዳነ ጸመመ ኪብሎ ዝጸነሐ ተቃወምቲ ኤሪትራ ኪሳብ ጎሲሶም ኣስመራ ዚአቲዊኹም ቲጽበዩ ኢንተለኹም ኒዕርበትኩም ኢዩ። ኒሶም ኣብዩቱብ ኮይንካ ሚሽቃጥ ጥዕሚዎም ኣሎ ሻዕቢያ ኪወዲቅ ኣይደልዩን ኢበርከ ኢንጀረኦም ኪዕጾ ኢዩ ኒሱ ኢንድሕር ወዲቁ።
ስርዓት ንምቕያር ኣይኮነትን ትሰርሕ ኔራ።ትሰርሖ ዝነበረት ነዚ ህዝቢ ክርስትያን ተዛራቢ ትግርኛ ናይ ኤርትራ ሕቖኡ ንምስባርን ንምብታኑን እያ ትሰርሕ ኔራ፡ሕጂ ኣስናና ረጊፋ ገንዘባ ወጊፋ ናይ ወርቅን ሓጺንን ሰራቒት ኮይና ተሪፋ።እቲ ዝተረፈ ደሉዥናል ካድረ ድማ ኣብ ግዚኡ ዝሓለፎ ስነሓሳብን ህውተታን ክደጋግሙ ኣብ ሰሙን 20ግዜ ኣኬባ ይቕመጡ።
Excellent observation Dr. Haftom.
Wonderful approach, keep it up! We need more women and more ideas. Think above Pretorea!
ብራኸ ሸው ካውኡለ ነፃነትይ ተሳተፍተይ ብጣዕሚ የመስግነኩም፤ቀፅልሉ ድማ።
ውድባት አጀኹም ትግራይ ትግረይ ናጽነት 💛❤️🌺🌼💖💖💖
Nice discussion. But remember at last life rewards action not intention. Akeba aytebzihu.
ተጋሩ ዓቅምኹም ትፈልጡ ኢኹም ንሶም ከኣ፡ ስርቂ፡ ሓሶት፡ ምፍካር፡ ሃዳምነትን ምትላልን እዮም። ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረቡ ዓቅሚ የብልኩምን ምኽንያቱ ኤርትራ ገገዛኹም ኣትያ ዘባረረትኩም ሃገረ ክቡራትን ጀጋኑን እያ። ካልኣይ ከኣ ንሳ ኣይትደልየኩምን እያ።
ክቡር ማዕረ ነብሱ የኽብረካ ሕሱር ከኒ ? ንስኻ ምለሶ ንዓኻን ወዲ ንዓኻን መልሲ ምሀብ ማለት ስጋብ ክንደይ ብሐሳብ ምውራድ ስለ ዝኾነኒ ሱቅ ይሐይሽ ብዝኾነ ግን ንግዜ ንሀቦ ሽዑ አአፍና መሊእና ክንዛረብ ኢና ክብለካ እፈቱ
አታ ወዲ ብዙሕ ምበልኩኳ ግን ከማካ ክወርድ አይደልን እዙይ ሓሳብን ክትዕን አብ ትግራይ እዩ አብ ዓድካ መንእሰይ እንታይ ን አበይን ከመይን ይነብር ንዓካ ክገድፎ
@@teklaynega7935ብዛዕባ ኤርትራ ኣይትዛረቡ። ቶጓር
You are absolutely right. Justice and democracy start at home
ኣብ ትግራይ ዘሎ ድንቁርና ዲና ክንብሎ፡ ዕሽነት ዲና ክንብሎ፡ ወይስ ተንኮል ኢና ክንብሎ ዘሎ ኩነታት መግለጺ ክርከቦ ኣይከኣልን ኢዩ። እዞም ምሁራት ዝበሃሉ ንህዝቢ ንትግራይ ሒዞም ክጥሕሉ እምበር ፍታሕ ኣየምጽእሉን ኢዮም። ሽግራት ዝፍትሑ ከም ኣቃርፋ ሽጉርቲ ኢዮም፡ ነቲ ላዕላይ ሽግር ትፈትሕ እሞ ብትሕቲኡ ዘሎ ጸገም ከኣ ትፈትሕ ከምኡ እንዳገበርካ ንኹሎም ጸገማት ትፈትሖም። ንኣብነት ውዕል ኣልጀርስ ዶ ይቕድም ውዕል ፕሪቶርያ። ምስ ኤርትራ ዘለዎም ጸገም ብውዕል ኣልጀርስ ከይፈትሑ ናይ ትግራይ ጸገም ብውዕል ፕሪቶርያ ክንፈትሕ ኢና ኢሎም ምሕሳቦም ክሳዕ ክንደይ ምሁራት ደናቑር ምዃኖም ኢዩ ዘርእየካ።
ህወሐት ንምውዳቐ ግምት+ውናት +ባይቶ+ ክምኡ እውን ኩሎምቂመኛታት +ኣብይ ኣሕመድ እዩ ዝኒሄ ዝገርም እቲቀዳማይ ፀላኢ ሓቢርካ ኣብ ክንዲ ምውቃዕ ዝገርሞ ሙሁራት ኢና ባሃልቲ
ተጋሩ ጎረቤታችን ኣብ እዚ ዋዕላ ዝተኻየደ ዘተ እንክ ሰምዕ ኽልተ ነገራት ኣብ ሓንጎለይ ተኸሲተን። እታ ሓንቲ እዞም ተጋሩስ ካበይ planet እዮም መጺኦም ኢለ፣ ካብ Mars ድዮም ዋላ ካብ Jupiter እዮም መጺኦም ዘብል ዘረባ ስለ ዝሰማዕኩ። እቲ ካልኣይ ሓሳብ ዝተረዳኽዎ ስነ ልቦና ተጋሩ ኣብ ድሑር መስፍናዊ መዋእል ኣብ 12 ክፍለ ዘመን ተሸኺሉ ኣሎ እየ ዝብል። ንኣብነት ንኣስላም ተጋሩ ሕጃብ ምኽልካል ኣብ ቤት ትምህርቲ ፣ እምነት ቡዳ ጥንቆላ ስርቂ ቕትለት ስርቂ ብኣከባባዊ ምሕሳብ ህያው ባህሪ ተጋሩ ኾይኑ ፍጹም መስፍናዊ እዩ። ተጋሩ ሕጂ ኣብ ውልቀ ሰብ ኣምሊኽኩም ብዛዕባ ዶ/ር ደብረጽየንን ፣ ጀነራል ጻድቃን እና በልኩም ኽትሕመሱ ሕፍረት እዩ። ተጋሩ ሽግርኩም" ምናልባት ገጽኩም መን ምኻትኩም ኣብ መስትያት ኽትርእይዎ ትኽእሉ፣ ግን ኣብ መሬት ተርእይዎ ዘለኹም ባህርያት መስትያትኩም ግን ንሕና ኤርትራውያን ኢና። ኣብ ገለ ኣኸባ ኣብ ኣስመራ ዘተ ዋዕላ ዝሰማዕክዎ ዝተባህለ " ኣብ ሞንጎ ትግራይን ኤርትራ ከም ጎረቤት ኽንበር 300 ዓመታት ኽወስድ እዩ" ዝብል ኩሉ ዝተሰማምዓሉ እዩ። ኣብ 2018 ሰላም ኾይኑ ዶብ ተኸፊቱ ተጋሩ ንኤርትራ ኽበጽሑ መጽዮም 643 ገበን ፈጺሞም ነቲ ዶብ ንኽዕጾ ኾይኑ። ኣብ ኤርትራ ቴሌፎን እናተ ዛረብካ ብሰላም፣ ወርቅኻ ተሸሊምካ ለይቲ ዘይትዝረፈሉ፣ ገንዘብ ንብረት ወዲቁ ረኺቡ ናብ ፓሊስ ዘረክብ ኸመይ ጌርና ኢና ምሳኹም ንሳማማዕ። ንኣብነት ፒሊስ ኤርትራ ዕጥቆም በትሪ እዩ። እስኪ ሰኣልዎ ፍልልይና። ኣኸባ ድሕሪ ኣኸባ ትርጉም ዘየብሉ ንምግላጽ ናይ Albert Einstein ጥቕሲ ኽጠቅስ “ Logic takes you from point A to point B while imagination takes you everywhere “ ኢሉ ። ተጋሩ ድማ ኣብ ህውተታ ትነብሩ ኣለኹም
ዲማክራሲያዊን ብላጻት ሓሳባት ዝቀረብሉ መድረኽ ነመስግን ብራኸ ሾው❤
ኤርትራ ዝብል ዘይሓዊ ሕማም። ብመሰረት ውዕል ኣልጀርስ ሰላም ፍጠሩ
ሕጂ ውን ነዚ ህዝቢ ግደፍዎ።
ጅግና ''
ትግራይ፣ ዊዒልኪ ሓዲርኪ ምፍንጫልኪ ኣይተርፍን'ዩ። ስለዚ፣ ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ምስተረከብኪ፣ ተፈንጨሊ። ከም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርን ከም (ት)ቼ ጌቫራን ኮይነ ክጋደለልኪ'የ።
አንበሳ
ዘሕዝነኒ ንመድረኽ ብኣግባቡ ዝርድኡ ኣይቀርቡን።ኣብ ናይ ድሕሪት መረረት ትኹረት ገይሮም ዝኸዱ ምንም ናይ መዋፅኦ ሓሳባት የብሎምን።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትንተና
እዚ ለቅላቂ ኪዳነ ኣመነ ኣብ'ቲ ኪናት ዝነበረሉ ግዜ ኣብ በዓትታት ቆላ ተቤን ተሓቢኡ ሳንኬሎ ሳንኬሎ ጽሕጻሕ ይሕለብ ከም ዝነበረ ረሲዕዎ ድዩ ድሮ ናይ ብሓቂ ህድፍ ህደፍ ዓዲ ሃሎ ከይበለ ዘይኮነሉ ህግደፍ ድኣ ኣርኢካ እኮ ኣብ መዓኮርካ ጉዕ ጎርሹ ደቅዲቅልካ ተመሊሱ ተልሜደን ፖሎቲከኛ ሻዓብያ ንበዓል ንዓኻ ብጣዓሚ ኢዮም ዝንዕቅኩም ከም ሰብ ውን ኣይሓስብኩምን ደይምልስልኩም ድኣ ከምቲ ከይ ልዓልኩሞም ዘይትውዕሉ እኮ ክምልስልኩም ኢዩ ዝግባእ ግን ትሮቦ ስለዝፍንፍንኩም ኢዮም ስቅ ኢሎም ጉዳዮም ዝገብሩ
Well said brother.
Birtukan M, Excellent
ከምናይ ሎሚ ብሉፅ ሓሳብ ዝተዛተይሉ ሙሁራት ንፈለማይ እዋን ብሓቂ ብፍላይ ነፃ ሃገረ ትግራይ ዝብሉ ንቕድሚት ብሃላይ እየ።
አብ ትግራይ ውዑያት ተስፋ ዘለዎም ምሁራት አለዉ 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
'ትግራይ ናብ መንነታ ትመለስ'
ኣነ በሓቂ እየ ዝሓዝን ! እዚ ሕ/ሰብ እዚ ዓብይ ናይ ሓሳብን ተግባርን ውድቀት እዩ ገጢምዎ ዘሎ ::
ናይ ሕ/ሰብ ፀገም ብተግባር እዩ መፍትሒ ዝረክብ እምበር ዓሰርተ ግዜ ስብሰባ ፍለጡና እናበሉ ዓጀውጀው ምይይጥ መፍትሒ ኣየምፅእን ::
ሻዕብያ ምስ ኣውደቐካን ርእስኻን እግርኻን ዝራኽብ መትኒ ምስ ኣልመሰካዩ ዝፍለጠካ
ቅድሜኹም ዚነብሩ ደርጋውያን ከምዚኣ ኢናበሉዮም ጠፊኦምም
@@asmelashfishayesenbetay719 ሓቂ እንተለካ ብቅዓት ናይ ምጽሓፍ እንተለካ ነቲ አንጻርካ ዝዛረብ ዘሎ ሰብአይ መልሲ ዘይትጽሕፍ ቦሮቅሮቅ ካብ ትብል፣
❤❤❤❤❤❤
ብራኸ ሸው ብፌ ሓሳባት ብምቕራብኩም የቐንየልና።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምይይጥ ሓሳብ ብሓሳብ ተለዋዊጥካ ተመሊስካ ብሓሳብ ትፈትሖ እንተዳአ ኮይንካ ዲሞክራሳዊ መሰልን ናይ ወድሰብ ዘረጋግጽ ፍታሕ እዩ።
ብተደጋጋሚ ቀጽልዎ ህዝቢ አሚኑሉ ይስዕበኩም አሎ ። ፍትሕን ማዕርነትን መሰልን አብ ትግራይ ይስፈን ዲሞክራሳዊት ሃገር ትግራይ ብሓባር ንመስርት።
እንታይ ንምባል እዮም ተሰብሲቦም ናይ ባዕሎም ሓሳብ ዘየምፁ ኩሉሻብ ሕወሓት ንምዉቃስ ድዮም ዝስብሰቡ program ዘየቅርቡ ትግራይ ኪዳነ ኣመነ ክትምራሕ ማለት ድዩ ንሱ 10 ሰብ ከእምን ኣይኽእልን ድሕሪ ዉድቀት ዝበሃል ጌጋ እዩ ማንም ዉድብ ብመረፃ እዩ ክወድቅ ዘለዎ።
Yes ❤
ብራቮ ዶ/ር ገ/ኢየሱስ ዘቅረብካዮ ሓሳብ ብሉጽ ሓሳብ እዩ። ምሁር ከምዚ ከሓስብ አለዎ
ዓፋኒይ ማሕበረስብ ፡ ዓፋኒይ ውደባን መላኺ መንግስቲ ይፈጥር ! ነፃነት ካብ ውልቀ ከምዝጅም : ኣብ ቤተሰባዊ ዘሎ መላኺ ኣመል ብትምህርቲ ከይ ኣወገድና ትግራይ ዲሞክራሳዊ ስርዓት ምትካል ዘይሕሰብ እዩ።
በል ሎምስ ኣግሂዱዋ ምስዞም ተቓለስቲ ኤርትራውያን ኮይና ኣባይ ትግራይ ክንፈጥር ጥራሕ እዩ ዘለና ክብል ጸኒሑ የቐንየልና ነቶም ተቓዎምቲ እውን ዓባይ ትግራይ ከም ዝኾነ ሓሳቦም ኣብሪሂካልና ፥ ስለምንታይ፡ኢኹም ብዛዕባ ኤትርራ ጽልኢ እናሰበኩም ትዝትዩ ግደፉ፡እንዶ ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ይሰኹሉ ነገራት ኣይትጻሕትሩ ንኹሉኹም ኣይኮንኩን ካብቶም ኣባላትኩም ግን ብጽልኢ ኤርትራ ዝተባዕጡ ኣለዉ ኮሚኡ እናገበርካ ሰላም ኣብ ክልቲኡ፡ህዝቢ ኣይመጽእን ሕድገት እናገበርካ እዩ ሰላም ሰላም ዝመጺእ ሰላም ስበኹ ንኹልና ክሓይሽ ኣብ መወዳእታ ሰላም ንኹሉ ዓለም እግዚኣቢሄር የውርደልና፤
👍👍👍
ናትኩም ናዓኹ ይምልከት፡ መሰል ወይ ዴሞክራሲ በልዎ። እቲ ን ኤርትራ ዝምልከት ግን መሰል ሰብ ምትንካይ ኢዩ፡ ተጠንቀቁ ካብ ጌጋኹም ተማሃሩ።ኣብቲ ዩኒቨርስቲ መቀለ fairness ethics ገለ ትማሃሩ'ዶ?
firki hizbna keydna alo kea yblu ember... Abey alekum zeytebhalu ewaa
LONG LIVE THE TPLF.
ናይ ል....በ...ይ ዝዛረብ ሰብ ሪአ❤
ምስ ህወሐት ኩናት ምውላዕ እዩ ትዘረባ ንቶም ዝወረሩናን ጀኖስይድ ዝፈፀሙ ክመይ ኢልና ሓቢርና ንቃለስ ዘይኮነስ ክመይ ህወሐት ትጥፋእ እዩ እዚ ድማ መድክሚኹም እዩ ሱቐ ኢሎ ዝጠፍእ ውድብ ኣሎ ድዩ:: እተን ውድባት ንሀወሐት ክጥፈኡ እንትሓስቡ ንባዕልቶም እውን ክምዝጠፍኡ ዶ ይርደኦም
ሕዚ እውን፣ ቀፃሊ መፃኢ ትግራይ ናበይ ከመይ።
እዋይ ኪዳነ ኣመነ ኣብ ሓንጎለይ ዘላ ኮፍ ኣቢልዋ ብሓቂ ከምዚ ዓይነት መድረኽ ኣብታ ኢ/ያ ዝብልዋ ሃገር ከምዚ ዓይነት ክትዕን መድረኽን ኣይፍቀደሎምን ትኽክል።
ሰይ እዛ ሓፍተይ 👑 እቲ ጸጋም በይንኩም ደቂ ተባዕትዮ ጥራይ ስለ ትእከቡ እምበር ሕውሓትን ሕግደፍን ደቂ ኣንስትዮ አዮም ዘለዉ ነዘን ኣሕዋትና ዝክፈል ከፊልና ነምጽኣየን ድሕሪኡ ሓንቲ ለይቲ ኣይሓድሩን ኢዮም ህግደፍን ሕውሓትን 💙🌿💙🌿💙
Berake show, next time, type their names pls. I can not type comments because i don't know their names.
Focus your thoughts on the Gap between development strategy vis a vis the status quo, we are fade up of blaming politics
እዚ መድረኽ ካብ ምድላው ዝዓበየ ተስፋ ዘለዎ ምንቅስቃስ ዋላ ሓንቲ የለንሞ በርትዑታ!!!
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
Salana tegrignakum xefifu gelnt tekimukum
ውዕሊ ፕሪቶርያ እንተዘይተተግቢሩ።ምርከኛ ናይ ፕሪቶሪያ እዪ ክበሃል
1)እቲ ጉዳይ ብዛዕባ ትግራይ እንተኾይኑ ብትግራዋይነቶም ዘይኣምኑ፣ ብኢትዮጵያዋነት ዝኣምኑ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ክሕምዙቑ ክንፈቅድ የብልናን።
2)"ለውጢ" ብፀላእቲ ትግራይ መሸቀጢ ይጠቀሙሉ ኣለው። ለውጢ ንደሊ ኢና። ግን ብስመ ለውጢ ናይ ጌታቸው ብልፅግናዊ መሸቀጢ ክንኾን የብልናን።
ስለዙይ ትግራይ ለውጢ የድልያ እዩ። ግን መፃወቲ ፀላእቲና ክንኾን የብልናን።
ስምኦን መሓሪ!!
ትኽክለኛ መልእኽቲ እዩ በተለይ ጉዳይ ምሁር ትግራይ ብትኽክል ቅዋም ኣይብሉ ኣብ ትግራይ ዝሰማማዐሉ ኣረኣእያ የብሉን እቲ ቐንዲ ጠንቂ ድማ እዚ እዩ። ፍርቁ ትግራዋይ እየ ይብል፣ፍርቁ ኢት/ያዊ ፍርቁ ድማ ወፃእተኛ በቃ።ብሕብረት ናፅነት ትግራይ እውን ሓዚና ተስፋና ተፀንቂቑ።
ኪዳነ አመነ ኢልካ ፓለቲከኛ ዝገርምዩ።
'ኣብዛ 50ዓመት ትግራዋይ ካብ መንነቱ ስነልቦና እ😂ዩ ተፈናቒሉ'
Dr. Ghebreyosus is pure Amhara 💯💯💯
ክብሪ ንኺዳነ ኣመና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Thank you brother Wedi- Shambel. You're a special Ethiopian- Tigraway like me. I'm deeply like my God bless Country, Ethiopia from childhood. I'm always worrying about the fate of the people of Tigray in the future. TPLF arrogance brainwash the people by its false dreams like ABAY-TIGRAY and Hagere Tigray (Lam Alechgn Besemay Wetetwan Yemalay). At this time more of the people including the Tigray Scholars fall under the wrong path or logic of racist TPLF, when you see innocent Ethiopian Tigray Scholars like memhr Kahsay and others voice about the true history of Tigray Ethiopia, the sick generation of this time may healed its wounds in the future.
Kkkkkkkk Aye Tigiaro Eritira keyablkom Ayeknlkom eyom mesan Eritira Entay Alkom 🤣🤣🤣
ናይ ህወሓት ድሌት= ትግራይ እንድሕር ኣነ ደይገዝኣ ትጥፋእ።
ወያነ ብዓብያ እኮ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት እያ እዚ ኩሉ 20 ዓመት ዝሰርሓትሉ። መሬት እንዳማቶም ወሪሮም፡ኣህዛብ ናይቲ ከባቢ
ኣጥፊኦም፡ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ምስ ሰይጣን እውን ከይተረፈ ሰሪሓ እያ። ዉጽኢቱ ድማ ህልቒት ኣኸቲሉልኩም። ሕጂ እውን ክንደግሞ ኢና ትብሉ ኣለኹም። ብደቒቑ ንከታተለልኩም ከምዘሎና ፍለጡ ኢኹም። ኢድና ኣጣሚርና ክንጽበየኩም ከይመስለኩም።
ሽም ህዝብን ፡መንግስትን ኤርትራ ከተልዕሉ መሰል የብልኩምን። ተጠንቐቑ።
መሪሕነት ትግራይ TDF ሐቀኛ ትግራዋይ አተሐሳስባ እንተዝህልዋ
ንደብረጽየን ን ጌታቸዉን ን ግዚኡ አሲሩ ካብ ኩለን ፖርትታት ፡ማሕበራት ፡ትዲፈ ፡ ድያስፖራ ብማዓረ ሐዱሽ ኮንስል ካብ 4 ኪሎ ነጻ ዝኾነ ብ ኩንትራት መንግስቲ መሪጽካ :-- ምሉእ ሐላፈነት ወሲዱ በይቶታት እንተዘቕዉም ቡኡ አቢሉ ድማ ምሉእ ሐላፈነት ብ ባይት እንዳ ጸደቐ
ልእላዉነት ካልኦትን ።
ኢትዩጵያ ገደል ትእቶ ትግራይ ትዕንብብ።
ሰላም መድህነን ሓፍተይ
እዚ ሓውና ኒነፍስሄር መለስ ዜናዊ ይመስል , ዋላ ጨጉሪ ዓይኑ , ምንቅስቃስ አእዳው ወዘተ ይመሳሰሎ !!
ኣብ ናጽነት ቡቑዓት መንእሰያት ኣለው።
ጀግና ደሰ ብሃሊት ጔል በሊፃቶም ተዛራቢ ኲሉ መፏትሒ የብሎምን መረረትምበር ህዝቢ ትግራይ ሰራዊትውን ህወሓት ወድኻ አቲዕትካ ሓዝ ጌዜ አይትወድእአረ ደፍራትዬም ህወሓት ዘበተ ፎተዂም ፁላእዂም 30ዓመት እናተሃደሰ ክኸድዩ
ህወሓት ናይ ትግራይን ተጋሩን ውድብ አይኮነን።ህዝቢ ትግራይ ልምትላል ህወሓት ዝብል ጉልባብ ተኸዲኑ ንኤርትራ ሓራ ከውፅእ ብኢሳያስ አፈወርቂ ትእዛዝ አብ መሬት ኤርትራ ዝትመስረተ ኣካል( ክፋል) ሻዕብያ አብ ትግራይ እዩ ።
ድሕረ ህወሓት ትግራይ ናበይ ማለት ክፋእን ፀጋን መሚኻ ምርአይን ብድሕረይ ደንድየር አይትውቀል ንዝብለና ባዕሉ ንባዕሉ ክጠፍእ ንግበር ማለትዩ።
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live TIGGER TIGRIYANS TIGRAY ❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
ትኽክል 💛❤️💪💪
ብይቶና ኖንቸ ፓለቲካ
ኢቲ መድርኽ ጡዑይን ሕሙም ንምፍላጥ ይጠቅም ፅቡቅ ሓሳብ ትወሰድ እምበር ዓቅሚ መጀመርያ ምፍጣር ንህወሓት ክትዋዳደር ክንዲ ህወሓት ስሩሑ ንትኩም ዓቅሚ ኣብ መቀለ ነቲ ኣወራ ፓርቲ ሓምየት ኣልባልታ ምዝራብ ለወጢ ኣይኮነን ኢቲ ዝገረም ንህወሓት ዝኣክል ኣናእስካ ምረኣይ ባዕልካ ንኽትቃለስ ባዕልኹም ሬሳ ኮይንኩም ኣለኹም
ናይ ትግራይ መሠረታዊ ፀገም; ብናይ ኢትዮጵያ ተፈጥሮኣዊ ኣመፃፅኣ context ብዘይካ ኣምሓራ ካልእ ክገዝኣ ዘይትፈቅድ ሃገር: ካብ 5 ሚልዮን ህዝቢ ወፂእኻ ንደደቢት ንቓልሲ ኬድካ ወጢርካ ተቓሊስካ እሞ ስዒርካ በቲ እዋን ብዝነበረ በዝሒ ህዝቢ ብሄራት ኣምሓራ 20 ሚልዮን; ኦሮሞ 30 ሚልዮን ን50 ወይ ካብኡ ንላዕሊ ዘበናት /ዓመታት ክትገዝእ ኢልካ መደብ ኣውፂእኻ እሞ ድማ እናተፀላእኻ ንዓኻ ከይወቕዐ ዘይድቅሰልካ ስልጣኑ ብሓይሊ ወቒዕኻ ዝመዛዕኻዮ ኣካል ምህላው እናፈለጥካ: ውዒሉ ሕዲሩ እዚ ሎሚ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ኩሉ ዓይነት ዕንወት ሓደ መዓልቲ ክመፅእ ሙኻኑ ዘይግምት/ ዘይትንቢ ብናይ ስልጣን ህረፍ ዝዓወረን ናይ ትግራይ መፂኢ ዕድል ዝውስን ዕላማ ዘይነበሮን ናይ ደደቢት መዕነይነይቲ ናይቲ እዋን ኮሚኒስታዊን ዘይበሰሉ ወጣጡ ዝፈጥርዎ ፀገም ከም ዝኾነ ናይዚ ዘበን ምሁር ሓይሊ ኣብ ምትእምማን ክበፅሕ ይግባእ:: እንተዘይኮይኑ እቲ ናይ ፀገም መበገሲ ከይነፀርካ ዝቕፅል መፍትሒ ምድላይ ውፅኢት ዘየምፅእ ድኻም ጥራይ እዩ ክኸውን:: እዚ ህዝብኹም ካብ ኢትዮጵያ ክንፀል ከም ዝደሊ እንታይ መረጋገፂ ኣለኩም ኢሉ ርኢቶ ዝህብ ዘሎ ሰብ: ህዝቢ ወዲብካ ኣንቂሕኻ ብሕጊ መሠረት ኢኻ ናብ ሪፈረንዶም ንምርጫ እትወስዶ ኢልኩም እንዶ ንገሩልና::
@@zerugebrekidan3970እተን ጸገማት ክልተ እየን፡ ቀዳመይቲ ጸገም ንጽርቲ ገይርካያ ኣቐሚጥካያ፡ ካልኣይቲ ጸገም ከኣ ንኤርትራ ምትንካፍኩም ኢያ፡ ኣንጻር ኤርትራ ኲናት ምውላዕ ገይጋ ኢዩ ነይሩ? እዚኣ ከመይ ትርእያ፡ ጠንቂ ውድቀትኩም ኢያ ኢልካ ዶ ትሓስብ ወይስ ኣይፋል፧ ብዘይ ጸርፊ፡ ጃህራን ፈኸራን እስኪ ሓሳብካ ግለጸለይ ወዲ ዓበይቲ?
ክቡር ሰብ ፀርፊ እንታይ ይዓብስ? እንታይ ለውጢ ኸ የምፅእ? እሞ ኣብ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ 1 ሺሕ ኪሎ ሜትር ዝኣክል ንውሓት ወሰናስን ዝርከብ ህዝቢ ብስጋ ሕውነት ከም ዝህልዎ ዘጠራጥር ኣይኮነን:: ኣነ ካብቲ ድንበር ብ30 ኪሎ ሜትር ርሒቐ እየ ተወሊደን ዓብየን; ኣብ ሕሊናይ ግን ጨጉራ ተቖኒኑ; ጀለቢያ ተኸዲና ብትግርኛ እትዛረብ ኣብ ኤርትራ ይኹን ኣብ ትግራይ ትርከብ ዓባይ ሰበይቲ ኣደይ ወይ ሓትነይ ኮይና እያ እትስመዓኒ:: ካልእ ነገር እውን ልክዕ ከምኡ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ምስ ኣብ ካልእ ዓለም ዝርከቡ ሓደ ዝቋንቕቆኦም; ሓደ ዝኃይማኖቶም; ሓደ ዝባህሎም ግን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝነብሩ ህዝብታት ብማዕረ እተወዳድሮም ኣይኮኑን ጥራይ ዘይኮነስ ተጋሩን ኤርትራዊያንን ብፍላይ እቲ ናይ ከበሳ ህዝቢ; ሓደ ሓደ ምሁራት ከም ዝብልዎ ወላ ትግረ እውን ብስጋ ዝምድና ዘይብሉ ዳርጋ የለን:: ካልኦት ብሄራት ሳሆ; ኩናማ; ወላ ዓፋር እውን ከምኡ :: ስለዚ ብተፈጥሮኦም እዞም ህዝብታት እዚኦም ኩሎም ህልውንኦም ብሓደ ጥፍኣቶም ብሓደ ፀላኢ ነቲ ሓደ ኣጥፊኡ ነቲ ካልእ ዘይገድፎ ከም ዝኾነ ብስምዒት ዘይኮነስ ብኣፍልጦ ምርግጋፅ የድሊ እዩ::
ንምንታይ እዮም ህወሓት ዘንዕቅ ውዳበ ዘይፈጥሩ ኩሉ ግዘ ህወሓት ??????????ንባዕልኹም ኩኑ።
አነ ዘይተረደእኒ አብ ትግራይ ዝግበር ዘተ ብሙሉኡ ዝከታተሉን ሐሳብ ዝህቡን ደቂ ጉሐፍ ምሐፍ ሞዶሽቶ ዝኾኑ ናይ ህግደፍ ደገፍቲ ስለ ዝኾኑ እዞም ሰባት ናይ ባዕሎም ዕዬ ገዛ ገዲፎም አብ ናትና ዝውዕሉሉ አይተረደአንን ብዝኾነ ንግዜ ንሀቦ ፅባሕ እንታይ ከምዝፍጠር ዘይፈልጡ ደናቁር ጉሐፋት ስለ ዝኾኑ ከምዝናዕቅናዬምን ጨነውቲ ሙኻኖም እንተዝፈልጡ ከመይ ፅቡቅ ኔሩ
ኽፍሊ ሃገር ትግራይ አብ ሰለስተ ለለ ተትጉዘ ሰላም ያው ምኾነት ናይ 100 ዓመት ናይ ገዛ ሰራሕ ተዋህቡኹም አሎ ።
ብዙሓት ተሳተፍቲ ዝተዛረብዎ ብጣዕሚ ዓሚቅ ዝኾነ ትንታነታትን ንጉዳይ ትግራይ ዘላቂ ፍታሕ ንምምጻእ ዝቀረቡ ዛዕባታት ዝድነቅ ክከውን እንከሎ ግን ሓደ ሓደ ከም ኪዳነ አመነ ዝመሰሉ ሕጂ ውን ንኤርትራ ብሓሶት ብምኽሳስ አጀንዳ ክገብሩ ዝፈተኑ ንትግራይ ዝጠቅም አይኮነን፣ ኤርትራ ጸላኢት ትግራይ ኮይና አይትፈልጥንያ፣
አነ ዝገርመኒ ዘሎ አእዛና ክንሰምዖም ከለና እዞም ፖለቲካውያን ደዮም ዋላ ዘይኮኑ ፖለተካዊ አገላልጾአኦም ክንሪኦም ከለና ትግራይስ ግደፍ ንዓለም ዝመርሑ መደረ ይምድሩ, እዋእ ንምንታይ እዮም አብ ተግባር ዘይኒሪኦሎም ??? እንድዒ?
ትግራይ ክትድሕን እንተኮይና ፃድቃን እና ጌታቸው ዝብሃል አለቅላቂ ብጀነራል ፃድቃን ዝተንፍሰ የሆዳ ጥራሕ እንተኮይኑ እዩ
ትግራይ ከማኻ ዝበለ ሰብ የድልያት
እዞም ቀሪቦም ዘለዎ ሙሁራት እቲ ዘቐረበ ይሕይሽ እምበር እቶም ካሎኦት ህወሐት ትጠፍእ እሞ ንሕና ክንበር ናይ ፅልኤ ምብርባር ሕልሚ ዝኾነ ሓሳብ ሒዞም እዩ ዝዛረቡ
እቲ ወርቂ ሕወሓት ይፍሕርዎ ምህላዎም ብምርመራ ተረጋጊፁ ድዩ ? ከም ጋዜጠኛ መርትዖ ዘይብሉ ነገር ምዝራብ የኽይድ ድዩ?
D/r btami hanatsi hasab eyu gobez ketslelu
ሰኺሩ ድዩ ዝወዲ
Tigrawat reshat chenewut
ስምካ ቀይርካ ትጻረፍ ሳሕሳሕ ቀቢላ
,ድሕሪ ሕወሐት ዘላ ትግራይ ዲሞክራሲ ሰለም ፍትሒ ቡዙሕ እምበር
ኣይ ተጋሩ ክይድ ትውዕሉ እሞ ኣብቲ መወዳእታ ግን ዜሮ ድምር. ሓደ ድሕሪ tplf ዝብል ዓረብያ ብቅድሚት ፈረስ ብቅድሚት እዩ, ኣበይ ኮንካ? ዝገደደ ባይቶና ሻዕብያ ዝብል ሕማም ኣበይ ኣብጺሕካ ኣበይ ከብጻሓካ እዩ ሓቢርና ኣለና.
ናትኪ ትንታነ ይመረፅ እምበር እዞም ብጫትን ዊስኪን ዝተዓነዘፉ ሙሁራት ኢና ልብሉ ተበለፅቲ አይኮነን ትግራይ ከድሕኑ ንባዕሎም ክድሕኑ ዘይኽእሉ ተመወልቲ እዮም።
ሮንዲ ይሕሉ ነይሩ ዝብል ሓሳብ ሒዝካ ምሁር ድዩ?ትፅውዕዎም ሰባት ምንም ቁምነገር ዘይብሎም ሰባት ኣይተምፅኡ።
ሃይ ትግራይ ሕጂ ኸ ናበይ ኣዳሊኹም ትመያየጡ ዘለኹም ብጣዐሚ ፅቡቅ ኮይኑ ክትርእዎ ዝግበኣኩም ግን ረአይዎም ኣብነት እዞም ንሰሜንን ንደቡብን ዘለው መንግስታት ክሕቆፉ ዝደልዩ ናይ ህወሓት ክልተ ቡድናት ድሕረ ባይተኦም ክረአዩ ይግበኦም ኣብነት ብፍላይ እዚ ዓዲ ሃሎ ክፅጋዕ ዝደሊ ዘሎ ጫፍ ኣመራርሓ ምስ ዓዲ ሃሎ ( ምስ ሻዕብያ ) ናይ ዘርኢ ምትእስሳር ከምዘለዎም ትፈልጡ ዶ?
እዚኦም እዮም እምባኣር ዴሞክራሲያዊያን ኢና ዝብሉ ሚልዮናት ዝሓቆፈ ውድብ ይጥፋእ ዝብሉ።
ፓለቲካ ካብ መንነት ይለዓል። ካሕሳይ ሙሉ ንምንታይ እዩ ትግራይ ዘነዓዕቕ ዘሎ ናይ ባዕሉ ምኽንያት እዩ። ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መበሊኡ ምኽንያት መንነቱ እዩ። መንነቱ መልክዑ ይናገር ይምስክር ኣሎ። መጀመርያ ምስ ረኣኹዎ መንግስቱ ባዕሉ እዩ መሲሉኒ ኔሩ። ካሕሳይ ሙሉ ኣብ ትግራይ ዝዓበየ ወዲ ደቡብ እዩ። ዘዕበዮቶ ትግራይ ክንዲ ዘመስግና የነዓዕቓሎ። ስለዙይ ብትግራዋይነቶም ዘይቕበሉ ሰባት ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣትዮም ክሕምዙቕ ክንፈቅድ የብላን።
ኣብርሃ ተኽሉን ስምኦን መሓሪን are true nationalist ነመስግን። ፀረ ትግራይ ዝኾኑ ከም ካሕሳይ ሙሉን ገብረየሱስን ግን ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣትዮም ክሕምዙቑ ክንፈቅድ የብልናን። ትግራይ ኣብዛ ዓለም ፀላኢ የብልናን። ብዘይካ ኢትዮጰያ። ዙ ናይ ውናት እየ በሃላይ ግን ንህወሓት ከም ፀላኢ እናፀለመ እናድሃለ ነዞም ኣብ ውሽጥና ኮይኖም ዝሕሙሱና ዘለው ኣይትሃዱሎዎም ይብል። ፌክ ትግራዋይነት።
ካህሳይ ልባም ትግራዋይ ወደባት እዩ።
ብዙሓት ዘተ ዘየቃርፅ ዘተ ምክያድ ሕማቅ ኣይንበሎ እምበር ብናይ ህዝቢ ትግራይ ህልውና ዓይኒ እንትርአ ግን ናብዚ እቶ ዝበሃል ኣይኮነን ::
መሬትካ ዝተበተነ ህዝብካ ዘይመልስ 1000 ግዜ ዘተ ናይ ፍለጡና ዘተ ይመስል
kedka nxadqan kemiu belo senwet senwet ziekeb zelo
ኣብ መእተዊኻ ደምዲምካ ትበገስ ኣለኻ። ፅንሕ ኢልካ ዶ መርቶዖ ተቕርበልና ትኸውን።
ኣንታ ኢትዮጵያ ቀታሊት እያ እትብል ፕሮፌሰር አየ በሀሊ ሰብ ብዙሕ ጊዜ ትዛረብ ሠብ ድያ ትመስለካ? ብልጽግና _ሻዕቢያን ወያኔን እዮም ጸረ ትግራይ እዘን ፖርቲታት እዚአተን👉TPLF እያ ፈጣሪተን።Then ዓይንና ጨፊና አይንከራከር
'ትግራይ ናብ መንነታ ትመለስ'!!
ህወሓት ብህዝባዊ መረፃ ተሳዒራ እንተዘይ ወፂአ ሕዚ እናተፈተነ ብዘሎ ዝተፈላለየ ሽርሒ ወዲቓ ትግራይ ሰላም ክትረክብ ያ ማለት ዘይሕስብ ዩ።
መን እዩ ከምዚ ዝበለ መርዚ ዝኮነ ሓሳብ ፅዒንኹም?
ህወሓት እንዳሀለወት ከ ሓቢርካ ምንባር አይከኣልን???
ኩናት ኩናት እትብሉ ዘለኹም መን እዩ ከምዚ ጌይሩ መኪርኩም?
Be Taker Brake show media???
ህወሓት ! ካብ ኣመሰራርትኡ ጀሚሩ ብ2 ዝክፈል እዩ ::
እቲ 1) የወሃት ምእንቲ ህዝቢ ዓባይ ትግራይ ምምስራት ዕላማ ዝነበሮ እዮም ::
እቶም 2) ከዓ ብደም ህዝቢ ትግራይ ናብ ስልጣን ዝወፅሉ ናይ ትግራይ ህዝቢ ዘላቂ ረብሕኡ ብዘየገድስ ብከመይ ኣብ ዕድሜና ኣብ ስልጣን ንፀንሕ ዝብሉ ጉጅለ ዝተሰለፍሉ ኔሩ ::
እቶም ዘሸነፉ እቶም ደለይቲ ስልጣን በለፀኛታት እዮም :: ትግራይ ንሶም ዝዘርእዎ ክርዳድ እያ ዋጋ እትከፍል ዘላ ::
ዓንዛር ምኳንካ ካብ ኣንደበትካ ኣረጋጊፅና ጋህታፍ ኢትዮጵያዊ እንተኾይንካ ስለ ትግራይ ኣይምልከተካን ዉድብ ናፅነት ትግራይ ሃገረ ትግራይ ዝብል ንቅድሚት
ተጋሩ ድርድር ክትፈትው መዓት ኾፍ ኢልኩም ከም አሮጉት አንስቲ ለለ ያው ለለ ክትብሉ ሐደ 100 ክትወሰድ ኢኩም.
ህወሓት ከም ፓርቲ : ፀላኢ ህዝቢ ትግራይን ፈታዊ ህዝቢ ትግራይን ናይ ምንፃር ፀገም ተሓንጊጡ ዝመፀ ፓርቲ እዩ :: ሓደ ኣብነት : 1977 ዓ/ም ድርቂ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ መሕለፋ መንገዲ ስኢኑ ዝሃለቀሉ ዘመን ብህወሓት ምክንያት ኔሩ :
ድሕሪኡ : 1983 ሕገመንግስቲ እንትወፅእ እውን ትግራይ ብቀዋሚ ማይኖሪቲ ዝገብር ሕገ-መንግስቲ ኣፅዲቆም ::
ብ2000 እውን ውግእ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሸዓብያ ዘድሐነ ናይ መለስ ፓርቲ እያ :: 27 ዓመት ኣብ መንጎ ትግራይን ኤርትራን ኣይሰላም ኣይውግእ ተዓፅያ ፀኒሓ ! ንምንታይ ? ነየናይ ዕላማ ? ምእንቲ ረብሓ ትግራይ ወይስ እንፃር እስትራተጃዊ ትግራይ ዝብል መልሲ የድዮ ?
ካሊእ : ህወሓት እንትቃለስ ትግራይ 5 ብሄረሰባት ኔርዋ :
መለስ ዘናዊ ስልጣን ምስ ሓዘ ዓፋር /ሸከት / ፖታስየም ዝመልኦ መኣድን ንዓፋር ሂቡ ::
ኣገው ትግራዋይ ናብ ኣምሓራ ስዲድዎ ! ስለዚ ብሓቂ ድያ ህወሓት ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ተቃሊሳ ??
ሻዕብያ ኣጎቢሑ ዚግበሮ ጠራራይ ኣይድሒን ኢዩ። ደቅኹምን ሓርእኹም ጥራሕ ብልዑ
እዚ ወዲ ሹሙ ኣይሓዝኩውን እምበር እዚ ሙሑር ትግራዋይ ቴስታይ ኮይኑ ኢዩ ናብ ሕዋሓት ዚኣቱ ሕውሓት ኣብ ዚጸመደቶ ይኣቱ ዚበሎ ብልክዕን ንሙሁር ትግራዋይ ትከውን ማዓቀን ሂብዎ ብካልእ ኣዛራርባ ሙሁር ትግራዋይ ናቱ ሓስብ ከመንጩ ኣይተፈቀደሉን ክሓትት ኣይካለን ደቂሱ ኢዩ ዚከይድ ጸኒሑ ማለት ኢዩ ኣብ ብርሃ ካኣ ዚሃባ ሓስብ ንመቅተልቲ ወይ ምቅታል ኢልካ ምርጫ ኣይድል ክመጸካ ኢዩ ዚበሎ ሓቁ ኢዩ ካብ ጥንቲ ውን ወይ ኢቶጵያ ዚብል ሓስብ ኣጥፋኩም እሞ ከምዚ ምርጫ ምርጫ ኣየድልን ክትጠፋ ኣኢካ እዩ ዚበለ ስለዚ ሕጂ ምራጫካ ናበይ ትጥምት ናትካ ውሳነ ኢዩ ረብሓካ ኣበይ ኣለሊ ኢዩ
መድሂን በጃኺ እተቐርብዪም ስባት ብሹም ሙሁራት ኢልኪ እዞም ኣብ ምድያኺ ዝዛረቡ ካብ ፅልኣት ዘይተለቐቑ ዓላማ ዘይብሎም ቁሽታዊያን ራእይ ዘይብሎም ንሓደ ውድብ ዝራገሙ ሓድሓደ ግን ብቑዓት ዲሞክራሲያዊ ኣተሓሳሳባ ዘለዎም ግን ኣለዎ::
ንምጥቅላል ! ብህወሓት ሓድነታ ዝመፅእ ትግራይ ጭራሽ የነበረትን ንቀፃሊ እውን ኣይትህሉን :: ህወሓት ዝነበሩ ቀደም ቀቲለምዎም እዮ ም መፂኦም