ተረርቲ ሕቶታትን ርኢቶታትን ተሳተፍቲ ዋዕላ ዓለም ለኸ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንተፈጽዛምነት ውዕሊ ፕሪቶሪያ 2ይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 янв 2025

Комментарии • 28

  • @Bekuratubeበኽራቱዪብ
    @Bekuratubeበኽራቱዪብ 8 часов назад +1

    ተፈጽዛምነት=ተፈጻምነት ብዝብል ይስተኻኸል። በርትዑ ብራኸ ሚድያ!

  • @atc9663
    @atc9663 13 часов назад +1

    Please make it happen, continue , every tigraway will be with you!❤

  • @Ambayekebede-n2i
    @Ambayekebede-n2i 16 часов назад +1

    ደስ ዝብል ዋዕላ ፅላል ማሕበረሰብ ትግራይ

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 12 часов назад

    ሰላም ሰላም መድያና ፅብቅ መደብ ቃፅልሉ 👏🥰💙

  • @ogbazionbeidu1657
    @ogbazionbeidu1657 14 часов назад

    ሰላም ዝሓሸ አማራጺ እዚ አጉል ጉራ ግደፋ ሓቂ ፍተዉ

  • @Nureaney
    @Nureaney 15 часов назад

    ጎበዝ

  • @TekaHailu
    @TekaHailu 12 часов назад

    *Waw... 👉Spot on! 👌Stage🙏but if this participation keeps... going & changed to practical.. TIGRAY's🇪🇹 sadnesses will end*

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 12 часов назад

    ኣቦዋን ቃሽ ቅደምኹም እስኹም ዶ ኣብዝ ሃምወደቅኹም 🥺😥🥺🥺

  • @MebrahtomKahsay-x2h
    @MebrahtomKahsay-x2h 18 часов назад

    መዲሂን ናይተን ሰበይቲ ቖራሪጽክያ ዓገብ

  • @Tewodros-yv8ql
    @Tewodros-yv8ql 18 часов назад

    ጥላሁን ግዛው ሕገ-መንግስቲ ቀሪፁ አይፈልጥን ።

  • @Wellaitay
    @Wellaitay 14 часов назад +1

    Tigrai must split into two, south and east Tigrai should be with Afar,
    North central and west with Amhara.
    Only this will bring peace to the suffering people of Tigraians.

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 20 часов назад +1

    ❤️❤️❤️

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 19 часов назад +1

    ካብ ወዲ ወረደ መፍትሒ ክትረኽቡ አይትሕሰቡ ብተለይ ወዲ ወረደ ላጋላጋ እናኾነ ንሰራዊትናን ንህዝብና ሞራሉ ሰይርዎ ብተለይ ወዲወረደ ናይ ፃድቃንን ጌታቸውን ሕምስ እናበልዎ እናረአዮም ስቅ ኢሉ ይርኢ ነይሩ ሂዚ ካባባዊነት ነጊሱ የሄው ንሪኦለና እዚኸ ናይ ወዲ ወረደ እዩ

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 19 часов назад +1

    ገታቸው ረዳ ተፈናቀልቲ አይትምለሱን
    ኢሉ ይቃለስ አሎ መሬት ትግራይ አይመልሶን

  • @gideyhailu9330
    @gideyhailu9330 16 часов назад

    መንግስቲ ሱዳን ንተፈናቐልቲ ስራሕን መስርሕን ሂቡ ዝብል ግን ፍፁም ሓሶት እዩ ይሳቐ እዩ ዘሎ። ወዮ ድኣ መፅለሊ ስለዝሃቡናን ኣብ ካልእ ሃገር ምስምህላውና ንመንግስቲን ህዝብን ሱዳን ነምስግን እምበር ህዝብስ ነፃነትኳ የብሉን።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 6 часов назад

    አረግቶት ከረእይ ከለኩ ረድኤት ከውሀብ እዩ ተስለፉ

  • @grsedansha-ek6hc
    @grsedansha-ek6hc 15 часов назад

    Weykefetek biamharu deki raya aynigzaen

  • @HailshDagnew-k3i
    @HailshDagnew-k3i 8 часов назад

    ይአክል አብ ኬንዳ ምሟት እቲ ንፁህ ህዝብና እቲ ሓላይ ውሕሉል ህዝብና እዩ ።ሕቶኹም አስተውዒልኩም ተሪርኩም ምቅራብ ነገራት ክፈርጥን ናብቲ ዘይተርፍ ቃልሲ ክእተይ አለዎ እቲ ሓቀኛ መሪሕነት አሸዒቱ መሪሑ ክወፅእ እዩ ገለፈት ክውገድ እዩ። ሃየ እታ ቃልሲ ክትቋረፅ የብላን ናይዚ ዋዕላ እውን ተሪር መእሰሪ ክግበረሉ ንፅበ ካብ TDF

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 17 часов назад

    ወዲ ወረደ ገዲዱ ከዳኽመኩም እምበር ክሕግዘኩም ኢዩ ኢለ ተስፋ ኣይገብርን :: ምኽንይቱ ንሱ ውሳነ የፍርስ እምበር ብውሳነ ዘዕግብ ኣይሰርሕን:: ንኣብነት ውሳነ ናይ ቲዲኤፍ ገዲፉ ብናይባዕሉ ድልየት ንህዝቢ ይገልፅ; ወንጀለኛታት ኣይትስደድ ተባሂሉ ብለይቲ ኣምሊቑ ይሰድድ; ዕጥቂ ምፍታሕ/ከብድቲ ኣፅዋር/ ምስ ሉኣላውነትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ብማዕረ ክፍፀም ዝግበኦ እዙይ እንተይ ኣገናዘበ ይሰርሕ....ስለኾነ ወዲ ወረደ ምእማን ከንቱ ኢዩ::

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 6 часов назад

    አቦይ ቀሺ አሕጸረው

  • @grsedansha-ek6hc
    @grsedansha-ek6hc 15 часов назад

    Getachew amharay ethiopiwyan ena eluna eyu

  • @grsedansha-ek6hc
    @grsedansha-ek6hc 15 часов назад

    Tsadkan wei kobo amharay banda beligyna oromuma

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 6 часов назад

    ሙሁራን ድናቁር

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 6 часов назад

    ትሽ ሓሳዊ ከመይ ይስራሕ መንግስቲ መሐልኮ አቀሚጠኩም

  • @tedvisions1467
    @tedvisions1467 19 часов назад

    እዛ ፕሩቶሪያ በትሪ ኮይናትኩም : ሓደ ሰብ ብቅኑዕ ዝገልጻ ሲኢና 😂 ምስኪን ሕዝቢ ትግራይ። ዋላ መራሒ ሃማኖት ሓሳዊ ። ንሰላም ጸዓሩ ዘማዛዝን ልቦና ደኣ የለን እምበር ኣብ ትግራይ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 6 часов назад

    ሙሁራን ድናቁር