ይሓ ሚዲ ያ
ይሓ ሚዲ ያ
  • Видео 100
  • Просмотров 853 165

Видео

ኣማኑኤል ኣሰፋ ኣብ ዓዲ ግራት ተዋሪዱ\\\\ተቓውሞ መናእሰይ ተምቤን ኣርሚ 60
Просмотров 11 тыс.2 часа назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ምግበይን መንጀሪኖ ኣብ ዕፅው ኣኼባ // ከምቲ ካብ ጉባኤ ዝወፁ ካብ ትግራይ
Просмотров 12 тыс.4 часа назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ፍስሃ ማንጁስ ሕማም ትግራይ \\\\ቅንፀላ ሓለፍቲ ግምት መራሒ ምግበይ
Просмотров 9 тыс.7 часов назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ሎሚ ህፁፅ ውሳነ ሰራዊት ተግራይ\\\\ ኣብ ራያ ሒሳብ ከነወራርድ መንጀሪኖ
Просмотров 9 тыс.9 часов назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ጀነራል ታደሰ ምስ መንጀሪኖ ባእሲ\\\\ ፌደራል ናብ ትግራይ ክአቱ ተወሲኑ
Просмотров 6 тыс.12 часов назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ምምሕዳር መቐለ ጎንፂ ተላዒሉ \\\\ ብሄራዊ ክሕደት ዝፍፅም ዘሎ መን እዩ?
Просмотров 5 тыс.14 часов назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ወዲ ኣንጥሩን ምግበይን ተባኢሶም // ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣጠንቂቕዎም
Просмотров 28 тыс.16 часов назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ፕሬዝደንት ጌታቸው ዝወሰኖ ዘደንግፅ\\\\ ጉጅለ ስብሓት ነጋ ዘጉርዐሉ ምኽንያት
Просмотров 6 тыс.19 часов назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ጀነራል ምግበይ ሽረ ከይኣቲ ተኣጊዱ\\\\ ፀረ ባንዳን መድሐርሐርትን ተስፋይ ራያ
Просмотров 10 тыс.21 час назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ንመንጀሪኖ ዘዕበደ ውሳነ ሰራዊት\\\\ ምግበይ ክሲ ተመስሪትሉ
Просмотров 19 тыс.День назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ጀነራል ወዲ እምበይተይን ምግበይን ተባኢሶም // ኣብ ምምሕዳር መቐለ ባእሲ ተፈጢሩ
Просмотров 20 тыс.День назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ቃለ መሕተት // ኢንጅነር ተስፋይ ኪሮስ ኣባይ // ሕቡእ ቤት ማእሰርቲ ትግራይ!
Просмотров 4,8 тыс.День назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ጀነራል ፃድቃን ኣቃሊዕዎም // ኣርሚ 24 ኣብ ማይጨው ሰብ ቀቲሎም
Просмотров 7 тыс.День назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ብፍስሃ ማንጁስ // መራሕቲ ሓይልታት ፀጥታ ዕፅዉ ኣኼባ
Просмотров 5 тыс.14 дней назад
#Ethiopia #Zehabesha #Abelbirhanu #fetadaily #fetadaily #ፈታ #fetadaily
ራማ ፣ባድመ፣ ዛላንበሳ ምጅማር ኩናት // ኣብ ትግራይ ዓውይ ቤት ማእሰርቲ
Просмотров 4,7 тыс.14 дней назад
ራማ ፣ባድመ፣ ዛላንበሳ ምጅማር ኩናት // ኣብ ትግራይ ዓውይ ቤት ማእሰርቲ
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብሰራዊት ተኸቢቡ // ጀነራል ፃድቃን ንሕወሓትን ሻዕብያን ኣጠንቂቑ
Просмотров 7 тыс.14 дней назад
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብሰራዊት ተኸቢቡ // ጀነራል ፃድቃን ንሕወሓትን ሻዕብያን ኣጠንቂቑ
ታደሰ ወረደ ምስ ፈትለርቅ ተባኢሶም // ኣብ ኣኼባ ህወሓት ዕግርግር ተላዒሉ
Просмотров 22 тыс.14 дней назад
ታደሰ ወረደ ምስ ፈትለርቅ ተባኢሶም // ኣብ ኣኼባ ህወሓት ዕግርግር ተላዒሉ
ደብረፅዮን ሓዱሽ ሹመት ረኺቡ // ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣጠንቂቆም
Просмотров 9 тыс.14 дней назад
ደብረፅዮን ሓዱሽ ሹመት ረኺቡ // ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣጠንቂቆም
ሰበር ዜና // መፈንቅለ መንግስቲ ጀሚሮም // ጌታቸው ኣይመርሐናን ኣዘዝቲ ኣርሚ
Просмотров 8 тыс.14 дней назад
ሰበር ዜና // መፈንቅለ መንግስቲ ጀሚሮም // ጌታቸው ኣይመርሐናን ኣዘዝቲ ኣርሚ
ደብረፅዮን ካብ ሕወሓት ተባሪሩ // ኣብ መቐለ ዝተሓሰበ ህዉከትን ዕግርግር
Просмотров 6 тыс.14 дней назад
ደብረፅዮን ካብ ሕወሓት ተባሪሩ // ኣብ መቐለ ዝተሓሰበ ህዉከትን ዕግርግር
ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ዘደንግፅ ዜና // ኹሉ ትግራዋይ ኽፈልጦ ዘለዎ ሓቂ
Просмотров 4,7 тыс.21 день назад
ኣዲስ ኣበባ ዝተሰምዐ ዘደንግፅ ዜና // ኹሉ ትግራዋይ ኽፈልጦ ዘለዎ ሓቂ
ሰበር ዜና // ዶ/ር ኣብይ ንህወሓት ቁርፂ ነጊርዎም // ጌታቸው ረዳ ሐዚውን ፕሬዝዳንት ክቅፅል እዩ
Просмотров 11 тыс.21 день назад
ሰበር ዜና // ዶ/ር ኣብይ ንህወሓት ቁርፂ ነጊርዎም // ጌታቸው ረዳ ሐዚውን ፕሬዝዳንት ክቅፅል እዩ
ሰበር ዜና\\\\ ጀነራል ታደሰ ወረደ ቅዋሙ ኣፍሊጡ\\\\ደብረፅዮን መንግስቲ ምፍራሱ ኣሚኑ
Просмотров 4,9 тыс.21 день назад
ሰበር ዜና\\\\ ጀነራል ታደሰ ወረደ ቅዋሙ ኣፍሊጡ\\\\ደብረፅዮን መንግስቲ ምፍራሱ ኣሚኑ
ምግበይ ንሓላፊ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣሲሩ\\\\ ዓድዋ ካብ ኩሉ ትፍለ እያ ማሾ በየ
Просмотров 6 тыс.21 день назад
ምግበይ ንሓላፊ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣሲሩ\\\\ ዓድዋ ካብ ኩሉ ትፍለ እያ ማሾ በየ
ሓዱሽ ከንቲባ መቐለ ስርሑ ጀሚሩ\\\\ወዲ ኣባተ ፣ ወለጋን መዲድን ንጌታቸው ደጊፎም
Просмотров 6 тыс.21 день назад
ሓዱሽ ከንቲባ መቐለ ስርሑ ጀሚሩ\\\\ወዲ ኣባተ ፣ ወለጋን መዲድን ንጌታቸው ደጊፎም
ሰበር ዜና // ፕረዝደንት ጌታቸው ፃዊዒት ገይሮም// መናእሰይ ዓዲ ጉዶም ታሪኽ ሰሪሖም
Просмотров 4,2 тыс.21 день назад
ሰበር ዜና // ፕረዝደንት ጌታቸው ፃዊዒት ገይሮም// መናእሰይ ዓዲ ጉዶም ታሪኽ ሰሪሖም
ፈተነ ቅትለት ጌታቸወ ብኣርሚ 60 \\\\ ውርደት ደብረፅዮን ኣብ ኣኹሱም
Просмотров 4,9 тыс.21 день назад
ፈተነ ቅትለት ጌታቸወ ብኣርሚ 60 \\\\ ውርደት ደብረፅዮን ኣብ ኣኹሱም
ስቓይ ህዝቢ ተምቤን ክሳብ መኣዝ? // ማእሰርቲ ሰበስልጣን ህወሓት
Просмотров 2,6 тыс.28 дней назад
ስቓይ ህዝቢ ተምቤን ክሳብ መኣዝ? // ማእሰርቲ ሰበስልጣን ህወሓት
ሻዕብያ ንዶ/ር ኣብይን ጌታቸወን ኸሲሱ // የጭላ ህዝባዊ ዓመፅ ተላዒሉ
Просмотров 3,2 тыс.28 дней назад
ሻዕብያ ንዶ/ር ኣብይን ጌታቸወን ኸሲሱ // የጭላ ህዝባዊ ዓመፅ ተላዒሉ

Комментарии

  • @sabatedla8144
    @sabatedla8144 Час назад

    🤮

  • @MahmudMustofa-z9l
    @MahmudMustofa-z9l 3 часа назад

    ይሓ ቀፅሉ

  • @GideyMulat
    @GideyMulat 3 часа назад

    ሓሻዉ ኣያሞ በል

  • @АсмелашАбраха
    @АсмелашАбраха 3 часа назад

    ሻዕቢያ፡እዚ፡ኩሉ፡በደል፡አብ፡ልዕሊ ተጋሩ፡አብፂሁ፡ ሕጂ፡ድማ፡ምስ፡ቀታሊካ፡ምስራህ፡ እረ፡ግደፉ፡በሉልና።

  • @TadeleBerhanu-u7n
    @TadeleBerhanu-u7n 4 часа назад

    Tax yha midya

  • @SimretKiros-p9w
    @SimretKiros-p9w 4 часа назад

    ሓሻዊ ሚድያ

  • @GgdrygvfRryyujgfrv
    @GgdrygvfRryyujgfrv 4 часа назад

    ሰላም❤❤❤

  • @eyassukidanu6752
    @eyassukidanu6752 4 часа назад

    ጋህታፍን ጓሓፍን ፍጥረት ኢኻ

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 5 часов назад

    👉ዳሒኒ ናይ ኢዶም ኪረኽብዋ ኢዮም

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 5 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 5 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu6307 5 часов назад

    ንሻዕብያ ዓዲሙ ዘጨፍጨፈና ግን ኣብይ ምኻኑ ኣይትረስዕ:: ምስ ኣብይ ምትሕብባር ንህዝቢ ትግራይ ክልተ ግዜ ምቅታል እዩ

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h 2 часа назад

      ክሳብ ሐዚ መሬት ኢሮብን ዛላምበሳን ሐዙ ህዝቢ ዘሳቂ ዘሎ ውን ሻዕብያ እዩ ። ህወሓት ምሰ ሻዕብያ ምሰራሕ ትኽክል ምሰ ኢብዪ ባንዳ ትብለሉ ምክንያት ኣይርድኣንን ??

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f 5 часов назад

    እረ ህደግ ፁቡቅ ህልሚ እዮ

  • @DebesayAlem
    @DebesayAlem 6 часов назад

    ሓሳዊ ሚድያ ክንብለኩም። ሰራዊት ፒፒ ኸ እንታይ ገበረ? ሰራዊት ፋኖኸ እንታይ ገበረ? ምልሻታት ኣምሓራ ኸ እንታይ ገበሩ? ኣቱም ዕሱባት‼ ርዋ ሰገር ኮይንካ ኣዕገርጊርካ ዝመፅእ ለውጢ የለን።

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 6 часов назад

    ንፍዕ ቀፅለሉ

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 6 часов назад

    ሰራውት ኤርትራ ዘይገቦሮ የለን ዋ እዝዩ እዩ ዝሕዝን እዞም መናጦ መረሕት 😭😭😭😭💔💔

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 6 часов назад

    ተምቤን ጀጋኑ ኢዮም ብዓፈንት ስራዓታት ዘይግዝእ ኢዮም ሓጋዝ ስእኖም ኢምበር ዳርጋ ን 27 ዓመት ነዚ ግጅለ እዚ ፈልጦሞ ዝቃዎሙ ዝነበሩ ኢዮም መብዛሓቲኦም ግፍዓ ዳተፈጸሞም ዋላ እዚ ናይ ሕጂ ኣብ ምሉኡ ትግራይ ናይ ለውጥ ምትሳኣ ዝገበሩ ኣብ ተምቤን ኢዩ እዚ ናይ ሓርነት ናይ ዲሞክራስ ፍትሕ ቃልስ ኣንጻር ግጅለ ህዋሓት ተላዓሉ ዘሎ ቃልስ ኣብ ተምቤን ዝተወለዐ ሽማዓ ኢዩ ኣብ ኩሉ ኣስፋፍሕ ዘሎ ክርድት ዝግቦኦም ህዝቢ ኢዮም ነዚ ዓማጽ ግጅለ ኣቀድሞም ዝፈለጥዎ ኢዮም

  • @حافظ-ه9ط
    @حافظ-ه9ط 6 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 6 часов назад

    ኣደመ ተዓጊቶም? እሰይ!

  • @KirosHadish
    @KirosHadish 6 часов назад

    አይትሐሰው ይሐ ምድያ ተዓጊቶምን ሰብሰባ ገይሮምን ሐደ አይኮነን

  • @getahunnega292
    @getahunnega292 6 часов назад

    ሕነ ፍደዩ! ደም ተጋሩ ፈሲሳ አይተርፍን!

  • @HiwetBekele
    @HiwetBekele 7 часов назад

    ምርጥ ሚዲያ የቀንየልና

  • @HiwetBekele
    @HiwetBekele 7 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MulgetaBahta
    @MulgetaBahta 7 часов назад

    ሚድያኩም ሲ ይሓ ዘይኮነት ሲ ኣብዪ ኣሕመድ ሚድያ በልዋ ሓሰዉቲ

  • @TrueTyp
    @TrueTyp 7 часов назад

    አታ ጀግና በሎም የቀንየልና

  • @GHh-jd5sj
    @GHh-jd5sj 7 часов назад

    ብሎክ ዓጢነ😂

  • @GHh-jd5sj
    @GHh-jd5sj 7 часов назад

    ኝኝኝ

  • @GHh-jd5sj
    @GHh-jd5sj 7 часов назад

    ለክባጥ😂

    • @ጋልትግራይ-ቨ2
      @ጋልትግራይ-ቨ2 6 часов назад

      ለኸባጥ እስኹም እኹም እሱ ግን ሰራውት ዝግበሮ ግፍዕ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ሓልኹምሎም ማለት ድዩ

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 7 часов назад

    ተምቤን ተአጊቶም? ሓሻዊ ቦልባል!🤮

  • @MahmudMustofa-z9l
    @MahmudMustofa-z9l 9 часов назад

    ይሓ ሓቀኛ

  • @tmariamgherspinningtechnic2504
    @tmariamgherspinningtechnic2504 10 часов назад

    ወረያ ሓሳዊ

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 11 часов назад

    ህዘቢ አጠሚኻ ነምቅፃዕ ገፈዕኛታት

  • @TemesgenHaile-ir5yj
    @TemesgenHaile-ir5yj 12 часов назад

    Kedededd

  • @eyerusbrooolk
    @eyerusbrooolk 12 часов назад

    bravo yeha media tanx for voice of tegaru

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 14 часов назад

    Ata gohaf kab Endames Akakibika Biherawian widibat tibil kedada

  • @Mnbarbmelamnbarbmela
    @Mnbarbmelamnbarbmela 15 часов назад

    ስቅ በል ቀዳዳ ትፈልጦ ኣይብልካን ዋ

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 15 часов назад

    😂😂😂😂 ደንቆሮ

  • @Mhimde-c3o
    @Mhimde-c3o 16 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AregawiBerhe-g5y
    @AregawiBerhe-g5y 16 часов назад

    ደንቆሮ ንስካ ንምግበይ ክትፀርፍ ዓቁሚ የብልካን

  • @AregawiBerhe-g5y
    @AregawiBerhe-g5y 17 часов назад

    ደንቆሮ አደመ ማለት አታይ ምኳኑ ፍለጦ

  • @AregawiBerhe-g5y
    @AregawiBerhe-g5y 17 часов назад

    ምድያ እኮ ናይ ሰላም ኢዩ ዝሰብክ ትናገርዎ ፍለጢ

  • @HaftomHailu-l2W
    @HaftomHailu-l2W 17 часов назад

    ሓመድ ብላዕ ሓሻዊ ኣይምልከተካን ጋሕ የብልካ ዋ ዋይ

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 18 часов назад

    ያሓ ሚድያ ዝብል ስም አይምጥነኩምን መትላክ ሚድያ በልዋ።

  • @HadisKelali
    @HadisKelali 20 часов назад

    አጆኻቀፅለሉ❤❤❤ 9:04 🎉 9:04 9:04

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 20 часов назад

    በዘይ ዞቦ ደብብ ትግራይ ትመርሕሎ ንረእዮ እና ብዘይ ራያ & ወጀራት ወዘተ ክመረሕ ክሓስቦ የብሉን ጉጅለ ደብረፅየን

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 20 часов назад

    ሰላም ሰላም 💙🥰🥰

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be День назад

    ሰላም ከመይ አለኻ ወይከ አየመሐየሽካን ግደፍ አደመ ማለት እንታይ ማለት እዩ ትግረዋይ አየይትፈናጭል ገታቸው ናትና ደብረጽዮን ናትና እለካ ነይረ ጋዜጠኛ ማለት ንኹሉ ዘማእኸለ ፍታሕ ዘምጽእ እዪ በዛኻ ተመለስ ሕራይ ። አይኮነዶ አብ በረኻታት ትግራይ ጻምእ ጥምየት ዝሓለፉ አሕዋት ኬኒያውን ብፍቕሪ አንተመጽያትና አፍሪካዊት ሓፍትና እያ መአርና አመሓይሽካ ንትግራዋይ ብሐደ አይኒ ከምትርኢ ዋው።

  • @AsefaTeklehaymanot
    @AsefaTeklehaymanot День назад

    ደደብ ሚድያ

  • @BahreHailay
    @BahreHailay День назад

    ኣጀኻ ጌቼ ጅግና ንበይኖም ዝተቃለስዎ ቃልሲ የለን

  • @BahreHailay
    @BahreHailay День назад

    ኣጀኻ ጌቼ በዘይ ኣይንርዕድን በዝኾነ ኣብ ቃልካ ፅናዕ ናይ ጭንቂ እዩ እቲ ዘዕግርግሮም ዘሎ ሰታይ እዩ ኣምሓራይ እዩ ዝብል ናይ ሓሶት ፕሮካንዳ