This should be used as a teaching materia. It was extraordinary, extremely well articulated and so real. It depth of the discussion and the messages were invaluable and touching. Amazing!!!
Thank you brother Tsegai for your Testimony. It is a very painful story. Though Primarily the brutal regime is responsible for the heinous crimes, the supporters of the regime are also responsible for extending the life of the regime. Thank you also brother Henok.
You are so right Tsegay I am also devastated by the cruel way they use... It will take a long time to process and understand... very heartbreaking sadness.
I agree with you Henok. They should absolutely be found wherever they are and brought to justice. Justice must prevail, it is the least we can do for all the victims in Eritrea::
Oh Lord have mercy up on us😭😭😭 I thought it I was watching a horror film. Tsegay you must be one of the luckiest person. Considering what happened to you, I really admire your mental strength. It's so sad that we seem to accept the unacceptable, we tend to normalise the abnormalities. Why ?
Why you guys not trying to start prisoners union and tell this evil leadership to the world Instead of telling this individual its better to tell in group This is the right time to tell the world
ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
donorbox.org/eripm-eritrean-public-media
ብልቢ እየ ዘመስግነካ ጸጋይ ሓወይ። ቃንዛኻ ከይኣኽለካ ቃንዛይ እዉን ትስከመለይ ኣለኻ። ስመይ ብምጽዋዕካ የመስግነካ
"ትሓርስ ዘላን ኣሕራሲትን ከተወዳድር ኣይከኣልን'ዩ። ኣብ ገዛኻ ዘሎ ቃንዛ ዘየቐንዘወካ ኣብ ጎረቤትካ ዘሎ ኣቕንዝዩኒ ክትብል ከለኻ፡ ከምዝነካ እውን ይክእል'ዩ፡"
Perfectly expalined.
It was am amazing witness,congrats to xegish,
ደራሲ ጸጋይ መሓሪ ጎይታ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስለ ምስክርነትካ ድማ ነመስግነካ ሄኖክ ጅግና ድማ የቀንየልና
መጽሓፍ ናይ ተመርዖ ከንብብ ከለኹ ዝተሰመዓኒ ቃንዛ መግለጺ የብሉን። ኣረሜን ዝኮነ ስርዓት
ኣበይ ትርከብ እታ መጽሓፍ እንታይ ከ ትብል ኣርእስታ
ጸጋይ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም ወጻካ!! ከተዘንቱ እዉን በቂዕካ። ኩሉሳብ ዛንታ ሕዩራት ክሰምዕ ስለ ዝርዕድ ክሰምዓካ ኣይደለኩን ምኽንያቱ ቃንዛይ ከይብእስ። ክሰምዖ ድማ ይደሊ ሃለዋትካን ሃለዋት ሓወይን ክፈልጥ። ሰሚዔዮ ድማ፡ ለይተይ ከመይ ክኸዉን እዩ ግን ንኣምላኽ ይጭነቆ።
Ajoki enqua'e bhiwet terefki. Bert'ee.
ኣጆኺ ሓብተይ ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ ትራኸቡሉ መዓልቲ ክህሉ ዩ ጸሎት ጥራሕ ሓብተይ ናተይ ብተኣምር ሓውኪ ክትስዕሚ ፈጣሪ ከርእየኪ ዩ።
ካብ ሎሚ ኣብ መሳርዕ ብርገድ ንሓመዱ ኣለኹ ገሪምኒ ናይ ብሓቂ
እንታይ ሪኢኻ ከም ተቛዋማይ ንሱ ንስብከት ክጥዕሞ ግድን ኢዩ ከኩፋኡ ክነግረካ ።እዚ ናይ ሶርያን ናይ ኤርትራን ሰማይን ምድርን ኢዩ።ኣነ እተን ዝኸፍኣ እስርቤት በጺሐየን ኢየ።ስለዚ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት ምባል ጽቡቕ ኢዩ።
Zigirim eyu nay bal nskas enber do ke seb ekum gn anes yigermeni eyu kemza nezi zegatemeto naka yigberelka tebelkukas eta lewah weladitka entay kisima emo enber yigbaka eyu@@snitentertimment8913
እዋይ ወደይ ደም ነቢዔ ደራስ ጸጋይ መሓሪ አምላኽ መዋጽእቲ እንቃዕ ፈጠረልካ ሃበካ 🙏
ጋዘጠኛ ሄኖክ ተኽለ ዕድመን ጥዕናን ይምልእልካ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ዝምስገን ስራሕ ድምጺ ናይ ዕቡሳት ድምጺ ውጽዓት አምላኽ ብርታዔ ይሃብኩም
ዘሕዝን ዘደንጽው አጅኹም
አምላኽ መዋጽእቲ ይሃቦም ነቶም ዝተረፉ እኽኽ መዋጽእቲ ይሃቦም ምስኪን ኤርትራዊ
እዋይ ተጌሩ ዘይፈልጥ ኣብ ዓለም 😭😭😭😭
ብጣዕሚ የሕዝን ኩሉ ግዜ ካብዚ ሓዘን ኣይወጻእናን ደገፍቲ ህግደፍ ይማሃሩ ዶ ይኾኑ
ን አቶም ኣብ ኡስርበት ስቃይ መከራ ዝሕልፉ ዘለዉ ወገናተይ አምላክ ዘርህወልኩም መዓልት ይግበረልኩም ኣብዛ ሓድሺ ዓመት 😢💔
ደቅ ሰባት ዘይሰግሩዉ መስገደል የለን ብፍላ እካ ዳአ ሰባት ክሰጋሩዉ ክርእ ከሉ💙💙💙💙
ሰነድ ሰነድ ናይ እሱራት ተባዕ ብሱል ፈላጥ ደራሲ ጸጋይ መሓሪ ቃላት ይሓጽረኒ ክገልጸካ ምስክርነትካ ሓወልቲ ናይ እሱራት ውጽዓት እኻ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይምልኣልካ
መዋጽእቲ ይሃቦም ውጹዓት
ብጣዕሚ ኣምበሳ ብዓል ሕልና ጸጊሽ & ሄኖክ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ።
ንፉዕ ጸግሽ❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክቡራት ደቀይ እዛ መጽሓፍ ግን ካበይ ንረኽባ፡ ተባረኹ። ድሓን፡ ቃንዛና ብምስጋና
ንኣምላኽ ክብሪ ከም ማርያም ከምዚ እንዳበለ ከነመስግኖ ኢና ንፈርዖንን ንሰራዊቱን ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ዘጥሓለ ክብርን ምስጋናን ይኸውን ኢላ ከቦሮኣ ኣልዒላ ኣመስገነት። Exodus 15 NIV, the song of Moses and Miryam. ተባረኹ።
ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም ጸጋይ ሓወይ ንዓካ እንቋዕ እግዝኣብሔር ኣውጽኣካ ነቶም ዝተረፉ ከኣ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ናትና ነገር ብጣዕሚ እንድዩ ዝገርም ግን ድሓን እግዝኣብሔር ነቶም ውሑዳት ቁኑዓት ኢዩ ዝርኢ ሓደ መዓልቲ ኻብ ውሽቲ ልብና ዝነቅለ ንብዓትና ነቶም ገብነኛታት ናብ ግሃንሞም ጸራሪጉ እተን ልዕሊ 360 ፍሉጣትን ካልኦት ሑብኣትን እስርቤታት ገሊኤን ትምህርቲ ቤ ገሊኤን ሕክምና ገሊኤ ቤት ጸሎት ገሊኤን ከኣ ጀራዲን ኮይነን ጸባን ፍረታትን ብምፍራይ ክክሕሳና ኢየ።
ልዕሊ ኩሉ ከመስግነካ ዝደሊ ግን ስም እግዝኣብሔር ጠቂስካ ንፈጣሪ ምምስጋንካ ግዜ እብ ዝፈቀዶውን ብኣካል ተራኪብና ነዕልል ንከውን ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ ሄኖክ ምስ መሳርሕትካ ከኣ ዝንኣድ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
ሓቂ ፡ ዘይወግሕ የለን ፡ ክወግሕ ኢዩ ፡ 🙏🙏🙏
This should be used as a teaching materia.
It was extraordinary, extremely well articulated and so real. It depth of the discussion and the messages were invaluable and touching.
Amazing!!!
ወይልኩም ኣብዘን መንእሰያት ዘሳቅያ ዝቀትላ ዘዕውራ ዘለዋ ሸላታት ዘለኩም መሳርሒ ውልቀ መላኺ ደናቁር ፈራሓት ሰባት ተሳቅዩ ዘለኹም ቀሪባያ መዓልትኩም።
እታ መጽሓፍካ ባ ኣርእስታ ጸሓፈልና ክንገዝኣ
እዚ ዘስካሕክሕ ዛንታ እዩ😭😭.
ኢድመ ይሃብካ ጸጋይ
ብጣዕሚ ሓያል ኢካ ተመርዖ ሓወይ እንቋዕ መዋጽኦ ፈጠረልካ
Thank you brother Tsegai for your Testimony. It is a very painful story. Though Primarily the brutal regime is responsible for the heinous crimes, the supporters of the regime are also responsible for extending the life of the regime.
Thank you also brother Henok.
Tsegish you are soooo strong!
ኣብቲ ኣረሜናዊ፡ ቦታ ስቅያት ኮይንካ ክሳብ ትፍታሕ ትጸውም ኔርካ፧ ናይ በሓቂ ሓያል እምነትን ተስፋን ኣስኒቕካኒ
You are so right Tsegay I am also devastated by the cruel way they use... It will take a long time to process and understand... very heartbreaking sadness.
ጅግና ጅግና❤🎉
ሊንክ ባ ስደደልና መጽሓፍ ናይዚ ሓውና
ነዚ ከተዘንቱዎ እቋዕ ኣብቀዓካ❤
ንህዚብና ፊትሒ⚓️
I agree with you Henok. They should absolutely be found wherever they are and brought to justice. Justice must prevail, it is the least we can do for all the victims in Eritrea::
If you feel a pain you are alive… if you feel other people pain you are human being…
- Leo Tolstoy
ሰላም ሓውና ሄኖክ ምስ መሳርሕትካ ጽብቅ ስራሕ ንጸጋይ ምሓሪ ውን ነመስግን ከምዚ ገርካ ካልኦት ውን እንዳደለካ ኣምጽኣልና እቲ ስርዓት ምዓንጥኡ ይውጻእ ንኩልኩም ኤርትራውያን ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና እዛ ዓመት 2025 ዓመትና ይበላ ከምዛ ናይ ሶርያ የርእየና
Thank you ሓቀኛ ሰነድ ታሪክ ኢካ
Xegaye hawey zetrfe edmeka Egzeabiher yebarek ,netom abe zesekahekhe hiwet zehelfu zelweu ahwat hanti malti wexyom dagemay hiwet kesreun kestmakrun yemnyelom
Eway tamer💔💔💔💔💔 😭😭😭😭😭😭
Weriduna zelo btaemi’u Zehezn 😢gn kea Egziabhier yimesgen kem -beal Tsegay hadgi zetrefna 🙏
❤❤❤Tsegay❤❤❤❤❤Tsegay❤❤❤❤Tsegay❤❤❤❤Tsegay ❤❤❤❤❤❤Tsegay hawey kelil Aykonen zwexakayo zhalefkayo ❤❤❤❤❤❤❤ May Srwa do Amxika nay Sorya kebid neru entekone May Srwa fluyu shela❤❤❤❤❤❤.
አነ አለኩ ይቂረ ዘየቢሎሎም❤❤❤❤❤
ደናቁር ኢዮም ናይ ብሓቂ
Oh Lord have mercy up on us😭😭😭 I thought it I was watching a horror film. Tsegay you must be one of the luckiest person. Considering what happened to you, I really admire your mental strength.
It's so sad that we seem to accept the unacceptable, we tend to normalise the abnormalities. Why ?
Thank you henok for this program it's sad story Thank God you are a life you àre safe 🙏
btaemi eyu nktsemo ezina ykurkuh🙏🙏🙏
Hawey natey enkae bselam nab mskrnet abkaka btaemi nemesgneka kbret yhabka henoga dinma thanks
እንቋዕ ካብዞም በላዕቲ ሰብ ኣውጽኣካ ሓው። ሄኖክ ግን " ተመርዖ " ዝብል እንተትገብረላ ጽቡቕ ኔሩ፡ ብሳጉኡ ኢዩ ብዙሕ ሰብ ዝፈልጦ
Exactly!!
how can I get the book that you wrote recently please
Ab hagerna zelo esrubet aykonen…bet mahredti iyu….wo hzbey ms wuxue hzbka ab godagudi leli 360 zelo bhlna zekr, Embi nmlki bel…ezom bdem hzbom chekyom zelewu echakum Nay syria iya,,,Nab lbkum temelesu,,,xegay hawey enquae selam wexaeka…ajoka bertieka teqales blue 💙💙💙💙💙💙💙
ተመርዖ ሓወይ ❤❤
አምላክ እንቋዕ መዋጾኦ ፈጠረልካ ካብዞም አሬሜን :ታሪክካ ደም እዩ ዘንብዕ እዚ ታሪክ ናይ ኩሎና ኤርትራውያን እዩ :የግዳስ እናጠፋእና አለና ንብል :ዓይንካ ክፈት አታ ህዝቢ ንጸንት ኢና ዘለና መላስ አውያት ዘይብልና : እንተ ጸጋይ ውደይ ግን አምላክ ነዚ አብ ጉዳጎዲ ዘለዎ ደቅናን አቦታትናን ክትምስክር ዝሐረየካ ኢካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙
Atum sebat bretawi kalsi yejmr nkid Hager ndhn tekormika mot asafihka mot!!! Nkid esurat nana eyom zexbayu zelwu
ክመርር እዚ ዛንታ😢
ኪዳነ (ሸርት) ዝብሎ ዘሎ ኣዛዚ ብርጌድ 2 B. k/ስ 21 ነበር
ENCAE EGIZIABHER AWEXECA
💙💙
ወደይ ንስኻን ይርግአለም ሕጂ ክአ ኤፍረም ከምቲ ንብህጓን ንደልዮን እካ ቡዝሐት ከምዚ ናትኩም ዕድል ክረክቡ እዩ, ነቲ ረሳሕታሪኽ ህግደፍ ብደም ዝተሓዋወሰ ጨካን ሰብአውነት ዘይብሉ ግፍዒ ንዕዑ ከተዘንትዉ እዩ አምላክ ከም ሀዋርያት ንዐና ንከተዘንትዉልናን, ከተንቅሑናን, ከተባራብሩናን ኢሉ ሊኢኩኩም አምላክ ይመስገን🙏🏾 እስካ ክአ ብሉጽወደይ በቱ ዘይጠፍእ ቀለምን ማህደር ጺሒፍካ ንዐለም ዘሎ ህዝብና ጥራይ ዘይኮነ ድሮ ኮ ንሽወደን ከማን ብቃንቆኦም አቅሪብካሎም አለካ። ንስኻ ዘይትሕለል ፍትሐዊ ሕድርኡን ብጾቱን ዘይጠልም አፍ ዕቡሰሳት ኢኻ አምላኽ መመሊሱ በረኸቱን ጸግኡን የብዝሐልካ🙏🏾💙
ኣብ ኢርትራ ዘይትባህለ'በር ዘይተገብረ የለን።
ኤርትራውያን ከቢድ ሓደጋ እዩ ኣጋጢሙና ዘሎ።
በዚ ጸጋይ ዘቕርቦ ዘሎ ኣእምሮ ዝትንክፍ ግፍዒ፡ ዘይስምዖ ኤርትራዊ እንተሃልዩ፡ ብሓቂ መጻኢት ኤርትራ ከቢድ ጸገም ኣለዋ።
I feel shame for those who support the dictator. I hope one day this dictator will face trial!!
Tefashat hasewti.
ከምዚ ዝወደይ ጸጋይ ኣምላኽ ብሓይሉ ስልጣኑ ካብ ገሃነም ኣውጺኡእዎ ኣምላኹ እንዳ፡ ኣመስገነ ዝምስክረልና ዘሎ ብጣዕሚ ዘስካሕክሕ፡ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ፡ ንዓይ ከኣ ዋላ ምሕረት ጌይረሎም እንድየ፡ ንደቀይውን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ህዝቢ ኢትዮጵያውያን ሕማቕ ስእሊ ከጽንሓሎም ስለ፡ ዘይደለኹ ፡ ምኽንያቱ በዓል ቤተይ ብ1976 ብደርጊ ተጨውዩ እዩ ተወሲዱ፡ ሓንቲ መዓልቲ፡ ስልጣንያ ኣቕሪብና ኣይንፈልጥን ኢና ፡ ግን ካብቲ ሰሊኹ ዝመጸና ዝነበረ ክገርፍዎ ኸሎዉ፡ ርእሱ ብእግሮም ጨፍሊቖሞ ኣብ ሕክምና ኣእትዮሞ ከምዝነበሩ እቲ ቤት ማእሰርቲ ኸኣ ፡ ናይ ጦር ሰራዊት ሆስፒታል፡ ስለ፡ ዝነበረ፡ ኣብኡውን ናይ ጎረባብትና ሰብኡተንን ፡ ደቀንን፡ ተገፊፎም ዝኸዱ፡ ወታሃደራት፡ ኣብኡ፡ ስለዝነበሩ ፡ ኣብኡ፡ ሪኦኖኦም፡ መጺኤን ይነግራኒ ኔይረን፡ ነገር ግን ከይደ ክሪኦ ዕድል ኣይነበረንን፡ መን ነጊሩኪ ዝብሃል ሕቶታት ይላዓል እሞ፡ ንዓይ ፡ ከኣ ከእትዊኒ፡ እዮም፡ ውሽጠይ ግን ብጓሂ እንዳ፡ ተፈለጠኒ ይነድድ ነይሩ፡ ኣብዘይ ሕማመይ ከኣ በጺሔ፡ ስጋብ ህጄን የሳቕየኒ ኣሎ፡ ኣብዚ ክገልጾ ዝደሊ፡ ኣብ ገዛ ብጣዕሚ ተጠንቂቐ እየ ዝንቀሳቐስ፡ ደቀይ ካብ 4 ዓመት ዓመት ንታሕቲ እዮም ነይሮም፡ እታ ዝነኣሰ ሓደ ዓመት ዘይኮኖ፡ እንዳ ዓበዪ ምስ ከዱ ኣቦና ስይመጽእን ድዩ ክብሉ ጀሚሮም፡ ብሕልፊ እቶም ክልተ እታ ካብ ስራሕ ዝመጸላ ሰዓት እንዳሓለዉ ኩሉ ግዜ የማዕድዉ፡ ኣብዚ ገጸይ ናይ ጓሂ ምልክት ከይረኣየኒ፡ እንዳተጠንቀቕኩ፡ ኣይመጽእን ድዩ ኣበይ ከይዱ ክብሉኒ ከሎዉ፡ ንወጻኢ ከይዱ ኣሎ እንዳበልኩ፡ ስጋብ ነጻነት ካብ ኣፈይ ሓንቲ ከይወጸትኒ ሓሊፈዮ፡ ንዓይ ግን ሃስይኒ፡ እግዚኣብሄር ምሳይ እንተዘነብርሲ እንታይ ምኾንኩ ነይረ እብል፡ ናይ እግዚኣብሄር ሓለዋኡ ኣባይን ኣብ ደቀይን ኣዝዩ ብዙሕ ነይሩን ኣሎን፡ ክብሪ ነቲ ክብሪ ዝግብኦ፡ እግዚኣብሄር የመስግኖ፡ ስጋብ ሕጂውን ብዕድመ ብጥዕና ሓልዩ፡ ዓይን ንደቀይን፡ ኣቦን ኣደን ፡ ሓውን ሓፍትን ፡ ከም ሰብኣይ፡ ኮይኑ፡ ብተኣምር የንብረና ነይሩ፡ ሕጂውን ንዓይ ንደቀይ ስብዝብጻሕ ዘብጻሓና ልዑልን ዓብይን ሓያልን እግዚኣብሄር ንደቒቃ ካባና ዘይፍለ ክብርን ስጋናን ነቲ ናይ ብሓቂ ኣቦይ ስጋብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ዝሕብሕበኒ ብትኣምር፡ ዘንብረኒ ዘሎ ፡ ነቲ ልዑል ኣምልስኸይ ክብርን ምስጋና ይኾኖ፡ ብዙሕ ዝሓልፍኰዎ ናይ ህይወት ላዕልን ታሕትን እኳ እንተሓለፍኩ፡ ነገር ግን ካብቲ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ ንዓይ ዝገበረለይ ሰናይ ነገር፡ ሓደ ወዱ ሂቡ ንዓይ ዘድሓኒ፡ ካብቲ ፡ ናይ ዘልኣለም ፡ ጸልማት ኣውጺኡ፡ ናይ ዘልኣለም ህይወት ዘውረሰኒ፡ ኩሉ ዓብዩ ረኺብዮ፡ ኣሎኹ እሞ፡ እቲ ዝሓለፍክዎ ኹሉ ከም ጉሓፍ ዎጺረዮ ኣሎኹ። ህዝበይ ከኣ ብብዙሕ ትሓልፍ ዘለኻ ምስ ኣምላኽካ ተላገብ ኣምላኽና ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ እዩ፡ ንሰብ ዘይከኣሎ ንእግዚኣብሄር ይከኣሎ፡ ንሰብ ዝጨነቖ፡ ንእግዚኣብሄር ኣይጨንቆን እዩ። ኣጆኹም ኩሉ ብሓይሊ ስምላኽ ክሓልፍ እዩ። ኣብ ቃል ኣምላኽ ኣብ ትንቢተ ዘካርያስ ኣም ምዕራፍ 4፦ 4 ነቲ ዝዛረበኒ፡ ምልኣኽ፡ .... ካቡኡ 7 ፡ ሽዑ ንሱ መለስ እቲ እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል እግዚኣብሄር እዩ፡ ብመንፈሰይ እምበር ብኽእለትካን ብሓይልን ኣይኮነን፡ ይብል እግዚኣብሄር፡ ጎይታ ሰራዊት። ኣታ ዓብዪ፡ ኸረን መን ኢኻ፡ ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ጎልጎል ክትከውን ፡ ኢኻ። ስለዝይ ህዝበይ ኣጆኻ፡ ብሓይሊ እቲ ዓብይን መፍርሕን ዝኾነ እግዚኣብሄር፡ እቲ ጸልማት ናብ ብርሃን ክልውጦ እዩ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኸኣ ብናጸነትን ብሓርነትን ከነምልኾ ኢና፡ ኩልና ኸኣ ንዓድና ክንምለስ ኢና በይንና ወጺእና እልፊ ኣእላፋት ኮይንና ኸኣ ብሓይሊ ኣምላኽ ክንምለስ ኢና። ትንቢት ኢሳያስ ምዕራፍ
49 & መዝሙር ዳዊት፡ 49፡ ተባረኹ። ኣጆኹም እግዚኣብሄር ኣምላኽና ሓይልና እዩ።
Dergi biruk 😢😢😢😢😢
ጪኽና ወ ጸዐ አይዉዳዲሪን ኢዩ
Pain full 😢
ብቀዳምነት እንቃዕ ነዚ ዘብቀዓካ ኣጀካ ታሪኽ ከይጠፍእ ወይ ታሪኾም ከተዘንቱ ካብ ብሱል ጥረ እቃዕ ኣውጸኣካ ዘይወግሕ የለን ክወግሕ እዩ ብሉጽ ሓሳብ ዝሓወይ
Where can I find your book dear brother
Xegay bzey hgawi bzhi zelewo nay dege genzeb hizka sle zterekebka ika teasirka. AYTHASU
Tezey gerwa kemzi tblo zeleka naka yigberelka
😢😢 zedenxu iyu
Why you guys not trying to start prisoners union and tell this evil leadership to the world
Instead of telling this individual its better to tell in group
This is the right time to tell the world
Mehari mermari ab edaga Hamus bisna ab normal bar yseti neru 😢
💙💙💙
This painful story, difficult to hear and disturbing,
😂😂😂😂😂😂
ዋይ ዋይ ዛንታ ኢርትራዊያን😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Eway hawey inqan igzabher mewazo feterelka zhwey 👍👍🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
ናይ በዓል እንባልቁ ናቕፋ ፡ እናዳቦይ ርጉም ፡ ሸላ ሓሽፈራይ ፡ ዞባ ዓውዳ( ባረንቱ ዳ ስለያ ) ኣዝዩ ክፉእ ዝኾነ ንክትሰምዖ ታሪኽ ኣሎ ። ሓንቲ ግን ኣዝያ ትገርመኒ ዝነበረት እንተ ኔራ ናይቲ ምንም ዘይፈልጥ ሓላው ከብቲ በንዓምር'ዩ ክኸውን ዝኽእል ዝብሎ መንእሰይ'ያ ። ካብቶም ንሞት ዝተፈርዱ ኣስገርቲ ጠቕላል ብዝሖም ልዕሊ 200 ኣቢሎም ዝኾኑ ናይ እንባልቁ ፡ ፍርቆም ኣፍሪሶም ምስ ሃደሙ እቶም ዝተታሓዙ ኣዝዩ ሕሱም ሂወት'ዮም ኣሕሊፎም ። ሓደ ካብዚኦም ስሙ ዘይዝክሮ ብ ሻንብቆ ዝተወለደሉ ዓዲ ዝጽዋዕ ሓኪም ዝጸንሓና እንዳቦይ ርጉምን ፡ እዚ በንዓምርን ካልኦት ድማ 5ተ ን ክፍሊ ታዕሊም ከይዶም ዝበሉና ጥራይ እዮም ካብቶም 77-78 ዝኣኽሉ ጸኒሖሙና ። ን 11 ዓመት ድሕሪ ምእሳሮም ብፍታሕ እዮም ካብ ሞት ናብቲ ዳ ቦይ ርጉም ሰጊሮም ጸኒሖሙና ። ኣብቲ ምፍጣርካ ዘጽልእ ኣንደራት ብፍታሕ ሰብ ክጸንሓካ ክንድምንታይ ካብኡ ዝሓስም ሂወት ከምዝነበሩ ብዓይነ ሕልናይ ክገልጾ ኣይክእልን ። ናይቲ ቤንዓምር ወዲ ትገርመኒ ነገር እንተላ ካብ ሓደ ክሲ ናብ ክልተ ሰለስተ እናበሉ ኩሉ ምስ ኣጥዓምዎን ፡ እሞ ድማ ኣብ ኩሉ ነጻ ኮይኑ በባትር መርመርቲ ምስተሰባበረን ብምንታይ ከምዝተኣሰረ ስለዝሓተተ ጥራይ ኣትሪፎሞ ካብታ ታዕሊም ( ታዕሊም ክትከይድ ማለት ካብቲ ቦታ ፍርቂ ናጽነትካ ተኣዊጁ ማለት'ዩ ) ። 8 ዓመታት ብ ግብረሽበራዊ ኣብ ሸላ ክጸንሕ ከሎ እተን ዝደሓራ 3 ዓመታት ድማ ኣብ ዳቦይ ርጉም ኣብ ዘላ ሸላ ምስ ፌርኡ ገዲፍናዮ ። ሻንብቆ ምናልባት ብሂወት እንተሎ ሓደ መዓልቲ ገለ ይብል ይኸውን ብፍላይ እቲ ንሳቶም ዘሕለፍዎ ሽግር ። ጸግሸይ ድማ ብሓቂ ኣምላኽ ንምስክር ክትበቅዕ ኢሉ'ዩ መዋጽኦ ፈጢሩልካ እሞ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹን ።
ዋጋ ናጽነት ኤርትራ ከምዚ ስቓይ እንተኾይኑ፣ ኣማን ብኣማን መግዛእቲ ኢትዮጵያ ይበልጽ። እንታይ ዝዓብስ ናጽነት።
Eway hawey nktsemo lbka zsebr sqay azi kulu sqay yhlifka mszkulu qanzaka kemzi elka ntzareb zebqaka amlak ymesgen ntom ab sqyat zelwu kea amlak mewaxo yfterelom afu btami kebid sqay 😭😭😭😭😭😭
😢😢😢😢😢😢
Sad story
The atrocity, brutality, criminality is by far greater in Eritrea.
Nezi kisemio keman akli siene !Entay zbeliwo gahneb esat zkone hager eyu zelena!
ሶርያ ትባሃል ኣቁሲልኩማ ናትና እንዶ ንግበር ህኮት
Prisoners union
ናይ ጸግሸ መጽሓፍ ኣበይ ንረክባ?
Nay Eritrea zikefia digebro bzeybedl bzeyfrdin ksab zeytefelte kitiesern kitsaken keleka eyu
Nay Eritreas dgerm eu
kedai kedai wedi wele geba
Why don't you bring Ali abdu to justice???
Azyu zehzn eyu bzkone gn nska mskr enqae halekalna kbur hawna Xegay🩵🩵🩵🩵🩵🩵
1:19:43 1:19:45
❤❤❤❤❤❤❤
መደብ ኣይተንውሕ ወይ ኣብ 2 ከፊልኩም ምቅራብ ምረጹ
Zgermeka henoka ane bwulqey college temaharay enkeleku ab kilte agatamitat adi abeyto atye neyre. K'ltiu gzie agatami menqesaqesi bzeymihazey iyu neyru. Ab qedameyti 5 mealti ab kaleayti gzie dma 4 mealti iye teasire. Abzen wuhudat mealtat tray akilu ziterif hmaq slezreaku nezi tsegay hawna zezentiwo zelo bzeygele tiritir iye zeamno. Hade mealti ezi kulu zantatat kab wushti ertra knsemeo ina.
Hasewti. Ab twasio tray ktnebru
Tehzin gn aremin zeri sheytan kihlweka alewo
እንታይ ዓይነት ዘጨንቅ ታሪኽ ኢዩ ዚ ? ዘሕዝን ታሪኽ ብዙሕ ኤርትራዊ።
Painful!
ኣሕ ሻዕብያ ማለት ጸረ ህዝቢ ኢዮም ። ንሶም 1991 ኣትዮም ካብ በረኻ እምበር ካልእ ዋላሓንቲ ናጻ ኣይወጻናን
Atum sebat hiwet haxar eya mot zeyterf nhgdef meret weridna nikalesom
Ab trakbi zteaseru 2 sebat yifelit aynom zaweru dhri newih gize kurub zhashom zigerim eyu beqa 😢😢
Defense mechanism
Eritrea Gehanem Esat